ነሹ መጸ መጸ/ ትግራዋይ ንህግደፍ ሃሪሙ/ ጉድ ስማዕ/ ንሰበይቱ ዝገበረላ ረኣዩ ሃየ ኣወዳት ተመሃሩ

  Рет қаралды 41,858

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

11 күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ትግራዋይ ንህግደፍ ሃሪሙ/ ጉድ ስማዕ/ ንሰበይቱ ዝገበረላ ረኣዩ ሃየ ኣወዳት ተመሃሩ

Пікірлер: 143
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
ናይ ሎሚ መስመር ኣብ ሞንጎ ይቆራረጽ ኔሩ ይቅሬታ❤ ብሩኽ መዓልቲ🙏
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 9 күн бұрын
ማሺ ነሹ ዓርከይ
@FilimonTemesgen
@FilimonTemesgen 9 күн бұрын
Nermal bro
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 9 күн бұрын
ነሹ ኮኔክሽን እንበር ኣግዲዓትካ ናይ ዋይ ፋይ'ዶ ክንሰደልካ😂😂
@Hagery
@Hagery 9 күн бұрын
Ane ka mobile natey meslni entay tekwen ala ile harqe like gey gebrku wexa❤❤❤😂
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 8 күн бұрын
ኣነ ካኣ ናተንቃሰቃስኩ ስለዝሰምዖስ ናይ ባዕለይ መሲሉኒ
@gdtdhdyd5603
@gdtdhdyd5603 9 күн бұрын
ኣታ እዚ ትግራዋይ ረኽብዎ ዘሎ ንዕድመን እንጀራን እስኪ ይግበረልኩም ተጋሩ❤❤❤
@salam-cq3td
@salam-cq3td 9 күн бұрын
አሜን ሓላልይ❤❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 9 күн бұрын
ኣሜን ❤
@FfNb-un5ee
@FfNb-un5ee 8 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን❤
@genetyemane5567
@genetyemane5567 9 күн бұрын
ትግራይ ኣካየድቲ ዓለም ኰንኩም ኣለኹም። congratulations
@fdg761
@fdg761 9 күн бұрын
ኣታ ፀሊም ትግራዋይ ጅግና ብርጌድ ንጣመዱ ውለታኹም በዚሕና ነይሩ እዩ ፀሊም ትግራዋይ ይክሕሰኩም ኣሎ ይግብአኩም እዩ❤❤❤
@user-mi3eq4lj3e
@user-mi3eq4lj3e 8 күн бұрын
ሃለውለው😂
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 9 күн бұрын
ህግደፈ ዛአመነን ማይ ዛሓቆነን ሐደኢዮም
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
❤❤❤
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h 9 күн бұрын
😅😅😅😅😅 ትግራዋይ ጅግና ኣብ ከብዶም ኣትዋም ✊✊✊✊✊
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 9 күн бұрын
እታ ናይ ከተማ ክሳብ ዝነብዕ ሲሒቀላ ብዝኾነ ኣጆኻ ነሹ ወዲ ቀጽለ*ለይ እስከ ኣንታ ሰብኣይ🎉🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Lewhatey
@Lewhatey 9 күн бұрын
ነሹዋይ የቀኔልና ይቃራረፅ ነይሩ እድዩ ግን ድሓን እቲ ሓበሬታካ ፅፍፍ ሰለ ዝኮነ እቲ ዘገድስ ፅብቅ ሰሚዒናዮ ኢና❤🙏ንዝተኣሰሩ ደለይቲ ፍትሒ መዋፅእቲ ይፍጠረልኩም ዞም ኣሕዋተይ🙏ኣሕ ኣታ እዞም ህግደፍሲ ከም ፃዕዳ ሽጉርቲ ንተጋሩ ኣብ ኩሉ የእትውና🤣🤣🤣🤣
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 9 күн бұрын
እዋይ ህግደፍ ቦግ በሉ ትግራዋይ ኣብ ማዓንጣኹም ኣትዩኩም።
@meditationminutes985
@meditationminutes985 9 күн бұрын
ነሹ ናይዘን ማማ ቴሌፎን አምጽአልና ዝሐወይ😢🙏
@Hibu4321
@Hibu4321 9 күн бұрын
Ab shiro entertainment alo
@meditationminutes985
@meditationminutes985 8 күн бұрын
@@Hibu4321 thank you 🙏
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha 9 күн бұрын
ማርስ ሓወይ ኣጆኳ ሓወይ ናተይ💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
💙💙💙
@user-gm7kd3cc3b
@user-gm7kd3cc3b 9 күн бұрын
ራኣዪ ሞ ኣይትርስዕ ተመለሰኒ
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 ኣላ ህግደፍ ዓጋመ እኮ ኢለምዎ ዋይ ተጋሩ ዝረከምናዮ 😂😂😂😂😂😂
@hailuweld
@hailuweld 9 күн бұрын
ኣንታ ዞም ተጋሩ ዘይከስዎም ነዞም ሓሰውቲ ሰማይን ምድርን ዘላግቡ ብሓሶት ልዕል በል
@samsomgrmay4858
@samsomgrmay4858 9 күн бұрын
ፖው ኣብዚ እነሀልካ ርእሲ ኣንታ ኣነ ደኣ ሓሚመ ከይከውን ምስ ባዓል ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ንጓየ ዘለና ዋይ እዚ ህዝቢ ረኺብዎ ዘሎ
@hailuweld
@hailuweld 9 күн бұрын
ኣጆካ ማርስ ኣምላክን ፈተውትካን መካልስትካን ኣብ ጎድንካ ኣሎና ጂንና ዝሓወይ ተባዕ ጂግን ንቅዲሚት ማርስ
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 9 күн бұрын
ነሹ ሎሚ ብዕሚ እሒጊስካኒ 😅እዚኣባያ እታ ኦሪጅናል።ኣብ ቲክቶክ ክሰምዓ ከለኩ ተስሕቀኒ ነራ😅። ይቀንየልና ነሹ።😅😅😅😅😅😅😅😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏
@genetyemane5567
@genetyemane5567 9 күн бұрын
Thank you Marse wedey ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 9 күн бұрын
ኣጆኻ ብድሕሬኻ ኣለና 🩵🩵🩵
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 8 күн бұрын
ዋይ ትግራዋይ❤ዝረከቦ 😂
@Semhargebre384
@Semhargebre384 9 күн бұрын
Amen amen amen Nushe hawey abe serha alku
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ከብደይ በሊዓትኒ ዛወልዲት 😢💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show 8 күн бұрын
💔💔
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 күн бұрын
Welcome Neshnesh
@bereketa9654
@bereketa9654 9 күн бұрын
እዚ ኢዩ ሂወት ኤርትራዊ ፣ መስ ሓሳዊን አምሰሉን ዝበዘሖ ሕብረተሰብ አይሓልፍን ኢዩ ። ንሱ ኢዩ ዕጫና
@MerimeriMerimeri-qv7zt
@MerimeriMerimeri-qv7zt 9 күн бұрын
neshu 💙 💙💙💙💙💙
@AkliluFsha
@AkliluFsha 9 күн бұрын
እሽተይ ይቆራረፅ ኣሎ እምበር ከም ወትሩ ፅቡቓት መደባት ኣምፂኻልና ነሹ ሓወይ ኩልና ተዛረብቲ ቛንቛ ትግርኛ ተጋሩ ኣግኣዝያን (ኣኽሱማውያን) ኢና ኣሕዋት ንፍልልይና ኣይንስራሕ ንምቅርራብና ደኣምበር እዛ ሓዳስ ቻነለይ እውን ,subscribe 🔔ብምግባር ስድራ ክትኾኑ Share,like 👍ብምግባር ድማ ናብ ካልኦት ክተብፅሑለይ ብትሕትና ይሓተኩም። 🙏🙏
@abelsabr
@abelsabr 9 күн бұрын
አዞም ደግፍቲ ፓፓጋሎ ይመስሉ በራዩ
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 9 күн бұрын
Happy Sunday everyone
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 8 күн бұрын
ኡይይይይይይ ብልቢ ኣይካኣልኩን ሓመድ ብልዕ ተብለኒ ክዛረባሉ ዝደልያ ቡዙሕ ጓሂ ካምዘሎ ኣብ ውሽጠን ይርደአካ ህዝቢ ኣብ ገዛእ ዓዱ ሰላም ሲኢኑ ዓክ ኣበይ ኢዮም ኩናማ ማለት ሓቀይ ኣብ ኢትዮጵያ ኢዩ😢
@Mezekir2020
@Mezekir2020 9 күн бұрын
ኣነሲ ኤረትራ ክንደይ ዓይነት ሰባት እያ ፀይራ ; ኣብ እስራኤልስ ትግረዋይ ፖሊስ ?
@kameyalodahyeadisemere3077
@kameyalodahyeadisemere3077 9 күн бұрын
Neshnesh Video hmaq alo please reayo degmka❤.
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 9 күн бұрын
Good job neshu arkeyy
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@user-dn8es9sn5u
@user-dn8es9sn5u 9 күн бұрын
ነሹ🌿💛
@user-sq4hq6jq1k
@user-sq4hq6jq1k 9 күн бұрын
Ah waya ane
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 9 күн бұрын
Good evening
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 9 күн бұрын
qexlo neshu arkeyy
@suzanagoitom8352
@suzanagoitom8352 9 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 9 күн бұрын
እዘን ኣደ ከብድኻ ይቀርጻኻ ካልእ ይትረፍ እቲ ተኢሲሩ ዘሎ ወደን ዘይፈትሑለን ቁሩብ ኢና እንተ ጸናሕና ኢለን ከይ ራኣዮኦ እንተ ሞይተን ክልተ ሞት ብስቃየን ዓሕ እዋይ ህዝብና ረኺብዎ ዘሎ 🖤💔😭😭😭
@abitgray2360
@abitgray2360 9 күн бұрын
❤💙💙
@MeksebKbret-xz2uf
@MeksebKbret-xz2uf 9 күн бұрын
ክክክክክክክክክ እዋይ ኣነስ ሰሓቕ ሞይተ እሞ ዓገብ ተረኺቡ ትግረዋይ ፖሊስ እስራኤል ኣትዩ በሉ ሕዋሓት ኣብ እስራኤል እግሪ ተኺላ ኣላ ኢልኩም ስግረዶብ ናብ ሲናይ ከይ ትኸዱ ሓዉሉልና እንዳ በልኩም ከኣ ተኸኽ ከይ ተቡልና ሂኮት ደኣ ይባሃል
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 9 күн бұрын
ንጌች ምናኣሱ እዩ 😂😂😂😂
@almazmehari4160
@almazmehari4160 9 күн бұрын
Mars ajokum ❤🎉❤❤
@MedhanieKidane934
@MedhanieKidane934 9 күн бұрын
ማርስ 💙🌿
@Samri-nh5vh
@Samri-nh5vh 9 күн бұрын
Neshu❤❤❤❤
@samuelteame7210
@samuelteame7210 9 күн бұрын
Nay’zen Mama Gerimuni Beka 💔💔😭😭😭
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 9 күн бұрын
ሰላም ሰላም ነሹ ዓይነይ 💙🙏💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
💙💙💙
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 9 күн бұрын
Eway hizbey kisb meas ente bhagos enets bhazen kisb hiji alena
@Ostirch
@Ostirch 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr945
@albadralbadr945 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤😢
@zahracouch8452
@zahracouch8452 9 күн бұрын
Ajoka abgonka Alena 😅😅😅😅 . I just love Ketema 😂😂
@zuzugerye
@zuzugerye 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙
@akberetweldaie2220
@akberetweldaie2220 9 күн бұрын
ቦግ በሉ ሐሰወቲ ኮረኩር የግደፍ ሕፈሩ
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 8 күн бұрын
ነሹ እዚኦም እታይ ይባሀሉ እዞም አራዊት ዝብልዎ ዘለው ትግራይ ከየለዐሉ ዘይኮነሎም አረሜናት ትግራዋይ አልዒልዎም አይፈልጥን እታ ሐመሙ እተሳዐሉ አተ ፀገቡ እተ ሞቱ እሰያስ እተአሰሮም እተጨፍጨፎም ወያነ እዮም ዝብሉ ብደሞሞ ይታሐፀቡ ግፍዒ ናይ ተጋሩ ማዐልቲ አለዎም ግፍዒ ናይ ትግራይ ከምዝውርደሎም ጌታ ፈዳይ እዩ
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 9 күн бұрын
💔💔💔💔💔💔💔
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 9 күн бұрын
✋💕💕💕💕
@genetwoldu4731
@genetwoldu4731 9 күн бұрын
RIP hegedef 😮
@user-rw4nu5wx5j
@user-rw4nu5wx5j 7 күн бұрын
ዓጋመዝአመነንማይዝሐቆነንሐደእዩነሽነሽስበይታይካብአንስቲዘይትሐይሽስብአይኩንጎልጎሎምሽታይከዳዕንሐመዱቀሪቦምእዮምክጠፍኡተፀበክትበኪኢካ
@fanamemhr6710
@fanamemhr6710 9 күн бұрын
Nybhaki ente bhagos entebhazen wedienayo btaemi tebkyeka zazereba 😭
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 9 күн бұрын
neshu shikorrr❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 9 күн бұрын
ንጹር ሓበሬታ እንተደሊኹም #ጋዜጤኛነሹ ይኹን ምርጫኹም❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 8 күн бұрын
🙏🙏🙏
@user-gm7kd3cc3b
@user-gm7kd3cc3b 9 күн бұрын
ሰላም፡ነሽነሽ ኣብ ቲክቶክ ኣብ ኢንስታግራም ኣብ fb ጽሒፈልካ ለኩ መልሰለይ ኣይትዶንጊ
@user-vy4nw7do6u
@user-vy4nw7do6u 9 күн бұрын
ሐቂ እዩ ፈላሻ ትግራዋይ አሎ ካብ አምሐራ ክልልውን ፈላሻ ዝከዱ እዮም ወያኔ አዲስ አበባ ኽአትው ከለው ናይ እስራኤል ዘርኢ አለና ኢሎም ዝከዱ ነየሮም እዚ ሐቂ እዩ ተመራመሩ ። ብዙሐት ካብ ጎንደር አካባቢ እዮም ነይሩም ካሎኦት ግና ብቀጠፍጠፍ እዮም ሰጊሩም
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 күн бұрын
WAA LOMES GELE KETESEMANA EKHA NESHENESHE SHEKORR TEGERAWAY BEKA KEBE RESOME WEREDU BEJAKUME XEBUKE KEMAKHA REDET KABE MEXEBAY YEHESO ATTA SENEFE DENKORO
@NegasiWelday-hx3fp
@NegasiWelday-hx3fp 9 күн бұрын
Gega menged intekdka ezgabhierwin yolon msaka
@FilimonTemesgen
@FilimonTemesgen 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 9 күн бұрын
ከብዲ ዝበልዕ ዘረባ ኣብነፍስወከፍ ኤርትራዊት ኣደ ዘሎ ቁዘማን ጋህን እዩ ሓምሊ ጨቢጥና የዕቢናዮም ደቅና ነፍስወከፍ ኤርትራዊት ኣደ ዛሓለፈቶ እዩ ነዘን ኣዴታይ እዜአን ዝወረደን ተረዲእካ ኣብክንዲ ኣለናልክን ኣዴታትና ምባል ሕቶአንን ጸገመንን ኮይኑ ዘይፈልጥ ሃበስ ቀደስ ጋል መገዲ እንዳኣምጻእካ ኩሎም ሓደ ዘብል ስራሕ ክስራሕ ኣይግባእን ኣጆክን ኣዴታትና ደቅክን ንብላሽ ኣይጠፉኡን ኣያታትና ንዕላሞኦምን ናዓክንን ዕረፍቲ ክትረክባ እዮም ጠፊኦም ሕድሪ ጀጋኑና ዝጨወዩን ናብዚ ዝፈረድኩንን ጸሪግና ሰላም ክትረክባ ክንገብረክን ኢና ኣብክንዲ ምባል ታሪክ ደቅክን ክንድምሱሶ ኢና ክትብለን ከለካ በቲ ብናብራ ዘይተደበሳ ኣብርእሲኡ ነታ ዓባይ ምስክር ኢለን ዝተቀበላኣ ዓመት ዓመት ኣብስእሊ ደቀን ሽምዓ ወሊዐን እንዳኣስቆርቆራ ወደን ዝዝክራላ ጅግንነት ውልደን ዝተመዝገበትላ መሊስካ ክትምንጥለን ክትድምስስን ከለካ ንባዓል ኖጎዳ ባሓዊ ደብሶ እዩ ነገሩ እሞ ኣለናልክን ኣዴታትና ሕድሪ ጀጋኑ ዝጠለመ ኣሊና ሕድሪ ጀጋኑና ክንቅጽል ታዓጥቅና ኣለና ኢልና ንደብሰን ቅናተን ሸጥ ኣቢለን ካኣ ክስዕባና እየን። ኔው በልዎም ታርክን ጅግንነትን ጀጋኑ ደቅና ክድምሰስ ኣለዎ ዝብሉ ክድምሱሱ ዝቃከለሱ ክብላ ኣይንግበረን ።ኣዴታትና ታሪኮምን ጅግንነቶምን ኣሚኑ ታሪኮምን ጅግንነቶምን ደምሲሱ ዝርከብ ስርዓት ኣልዩ ብታሪክን ጅግንነትን ደቀን ከቢረን ደሚቀን ክነብራ እዩ ድሌተን ። መንእሰይ ሕሰብ እዞም ሕክያ እንዳኣጥዓሙ ህዝቢ ዘይደልዩ ዕላማታት ዛሓዙ ህዝቢ ማዕረ እቲ ስርዓት ከምዝጽየኖም ፍለጥ ወረ ልዕሊ እቲ ስራዓት ከማን ምክንያቱ መንበር ከይሓዙ ክንድዚ ድፍረት ዝገበሩ መንበር ምስሓዙ ከ ? ? ? ? ዝብል ኣሰካፊ ሕቶ ኣለዎም ስለዚ ኣታ ብስሚዑት ታሃልል ዘለካ ስክን ኢልካ ሕቶን ድሌትን ህዝብካ ኣስተብሂልካ ነዞም ብገንዘብ ዝተዓስቡ ገዲፍካ ምስህዝብካ ዘስራሓካ ራኢ ዝሓዙ ክመርሑካ ፍቀድ ናብቅድሚት ስሓብ እዚ ምስትገብር ክትዕወት ኢካ እዚ እንተዘይጌርካ ግን ዳስጌሮም ኢልካ ዳስ ከተፍርስን ንስካ ዳስ ተኪልካ ሹሽ ክትብልን ክትነብር ኢካካካካካካካካካ
@TesfalmMajor
@TesfalmMajor 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💫💫💫💙💙💙💙💙
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 9 күн бұрын
የለዎን ሕጂ ውን ከየታልሉኻ
@semerehaile8031
@semerehaile8031 9 күн бұрын
Eti hada tasru eti hada tedweu eti hada tefeu bake kemzi eiu eti hiwet nay eritrawi 😢😢
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 9 күн бұрын
ኣቱም ህዝቢ ሳብስክራይብ ግበሩናሞ ስራሕ ንሰርሕ
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 9 күн бұрын
ኣለካ ነሹ😂😂😂😂
@user-vb1gd3en2i
@user-vb1gd3en2i 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😢😢😢😢😢💔💔
@almazzehaie5766
@almazzehaie5766 9 күн бұрын
W❤😂😂
@freweynimulue28
@freweynimulue28 9 күн бұрын
Kkkkkkkk ms quote teumat ❤❤❤
@user-so3hw5er5b
@user-so3hw5er5b 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😅
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h 9 күн бұрын
መን ኣሎ ንከተማ ዝናፍቆ
@kerkebedeley
@kerkebedeley 9 күн бұрын
ነሹ Instagram ክምልስ እየ ኢልኻኒ ነይርኻ ካብ መቀለ እየ 😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
Eshi bro
@kerkebedeley
@kerkebedeley 9 күн бұрын
@@neshnesh_show zero ትሽዓተ ኣርብዓን ሓደን ሳላሳን ሓሙሽተን ዜሮ ሽዱሽተ ዓሰርተ ኣርባዕተ ወይኻዓ ደውለለይ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 9 күн бұрын
ከተማማማማማ
@elsaberhane3594
@elsaberhane3594 9 күн бұрын
Neshu nezen sebeyti nhegzen bejaka
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 9 күн бұрын
Aye hamasien hgdefawyan ykreta ekua etom wuhdat lebamat etom awrajawyan hmakat gn raywen nedekum wala aygedefenn ezi arawit sraat
@smnag.5861
@smnag.5861 9 күн бұрын
Tigraway tiray eu shabiaaa zkitkit
@user-rn6mi7pm1t
@user-rn6mi7pm1t 9 күн бұрын
😀😀😀😀😀
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 9 күн бұрын
😅😅😅😅😅😅።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@HabtomBelarus
@HabtomBelarus 9 күн бұрын
😂😂,😂😂😂
@user-vb1gd3en2i
@user-vb1gd3en2i 9 күн бұрын
😁😁😁😁😁😁
@nebugherie6652
@nebugherie6652 9 күн бұрын
ኣብ ክንዲ ኣብ እስርቤት ዘሎ ወድኽን ዶ ከነዕልል ገዲፋስ ፡ ብዛዕባ ብሂወት ዘየለ። መታን ኣበይ ተኣሲሩ ፡ ንክንደይ ዓመት ተፈሪዱ እንታይ እዩ ከ ገይሩ ከይበሃል እኮ እዮ።
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 9 күн бұрын
Kkkkkkkk Aye ygdef mendef Hasewti
@hallokemey6663
@hallokemey6663 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 8 күн бұрын
😂😂😂😂
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 9 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-kt7tw3lh2z
@user-kt7tw3lh2z 9 күн бұрын
ነሽነሽ ደንቆሮ! ተጋሩ ፋላሻ እዩ ሓሰማ
@user-ne2gi8gj4d
@user-ne2gi8gj4d 9 күн бұрын
😂😂😂
@teshemetekle7274
@teshemetekle7274 9 күн бұрын
Kkkkkkkkkk
@almazmehari4160
@almazmehari4160 9 күн бұрын
Abgonka alena 😂😂😂😂😂 kkkkk
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 9 күн бұрын
First time comment neshu fara 😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
😂❤️
@AmanTsegay-hl1fp
@AmanTsegay-hl1fp 9 күн бұрын
Yelewun a trah u zelio amlak🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@hagosnuguse
@hagosnuguse 9 күн бұрын
Kkkkk😂
@dontlovetheworld.8016
@dontlovetheworld.8016 9 күн бұрын
እዛ ገመለ ገመለይ ደኣ ተቀይራ ዶ ሓቀይ?
@akiaki4783
@akiaki4783 9 күн бұрын
Ewe Kakkkkk gdi qedem nay weyane nera koynas teqeyra 😅😅😅
ዱባይን አየናት ከእግር እስከ ራሷ
18:37
ሐዲስ ዜማ ቲዩብ- Haddis zema tube
Рет қаралды 10 М.
Luck Decides My Future Again 🍀🍀🍀 #katebrush #shorts
00:19
Kate Brush
Рет қаралды 7 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 3,9 М.
СОБАКИ АТАКОВАЛИ МЕДВЕДЯ🐻
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 3,2 МЛН