No video

new eritrean Interviews part 1 ኣዚዩ መሳጢ ዕላላ ምስ መርጌታ ኣሮን ተስፋይ #

  Рет қаралды 9,683

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 67
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 6 ай бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ጎልብቱ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎቴ ዘመንኩም ይባርኽከልኩም።ቃለ ሂወት የስመዓልና❤
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ድያቆን ምርገታን ሓወና
@goitomemha3214
@goitomemha3214 6 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን። ሰላም መርጌታ ኣሮን ተስፋይ መዝምሙራትካ ብጣዕሚ እዩ ጥዑም ከምቲ ዝበልካዮ መዝሙራትካ ተፈሊጡ ንሰብ ናብ መንገዲ ድሕነት ክመርሕ እዩ ምንዮትካ። እግዚኣብሄር ሓሳብ ልብኻ የፈጽም ነዓና ድማ ተኻፈልቱ ይግበረና። ኣሜን!!! የፍቅረኪ ድንግል ትብል መዝሙርካ'ኮ ሕጂ እየ ዝሰምዓ ጸኒሐ ብጣዕሚ ደስ ተብል። ብዝያዳ ካብ መዛሙርካ ዝፈትዋ ድማ "እንታይ°ለ ክገልጾ" ትብል መዝሙርካ በኣ ግዲ ፈሊጠካ ደስ ትብልና መዝሙር እያ። ምስጋና>> ናይ ኣገልጉሎት ዕድመኻ ይባርኽ ዓንቃፊ እሾኽ ኣይውገኣካ።
@dawasiym7072
@dawasiym7072 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ መሃርን ሰሓብን ፣ ሓውና መርጌታ ኣሮን ኣብ ንእሰንቱ ኣዝዩ ንፉዕ ተጻዋታይ ኩዕሶን ጥዑም ሰብን ኢዩ ኔሩ ። ኣነ መማህርቱ ኮይነ ክዝክሮ ከለኹ ካብቶም ብኹሉ ዝፈቶ ባህሪ ዝነበሮ መማህርትና ኢዩ ። ኣብዚ ደረጃ ምብጽሓካ ሕጉስ ኢየ። ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ።
@SamiBrhane-do9jn
@SamiBrhane-do9jn 6 ай бұрын
ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት የሕዋት ኣምላኽ ናይ ኣጓልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ🙏❤❤❤🥰🥰🥰🤞
@shewittesfahiwet6566
@shewittesfahiwet6566 6 ай бұрын
Aseyyy kalehiwet yesimealina zemari dyakon merigeta aron hawina and tiyake nzekirebe natinaeil hawina dima kab libi Des eiluni goita alem eiyesus krstos kemue win adena kdsti dngil Mariam msakum tikun kburet yehiwatey azyou zimeseteni Kal hanti alatini 😮😮❤❤❤❤
@Hlifit
@Hlifit 6 ай бұрын
እንኻዕ ሰላም መፃኩም ክቡራተይ ፅቡቅ መደብ መርጌታ ኣሮን ሓዉና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ካባካ ብዙሕ እየ ዝመሃር ክቡር ሓዉና አምላክ ይባርካ🥰🥰
@MosanaHabtom-xt2bg
@MosanaHabtom-xt2bg 5 ай бұрын
Qale hiwet yesmialna mergita Aron hawna xegu yebzhalka fetari❤❤❤❤
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ከምዚ ጌርኩም ቀጻሊ ምስ ህዝቢ እንተተላልይዎም ጽቡቅ እዩ ንሕና ክኣ ብዙሕ ንምሃር ❤❤❤
@SelamgebreSelam
@SelamgebreSelam 2 ай бұрын
waaa edmen teanan yhabeley kburat ahiwatey nay agelgolotkum zemen ybareki ❤️❤️❤️❤️❤️
@fyorikesete1554
@fyorikesete1554 6 ай бұрын
መምህረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ❤️❤️❤️ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ዩ ከምዚ ጌርኩም ቀጻሊ ምስ ህዝቢ እንተተላልይዎም ጽቡቅ ኔሩ ንሕና ከኣ ብዙሕ ምተማሃርና🥰
@user-tk5dz7gp9o
@user-tk5dz7gp9o 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መርጌታ ኣሮን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እናተምሃርና ኢና ኣሕዋተይ ዝቅፅል ብሃንቀውታ ንፅበ🙏🥰
@LwamYgzaw
@LwamYgzaw 6 ай бұрын
መምህረይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
@dawittesfamariam9710
@dawittesfamariam9710 6 ай бұрын
ቃል ሂወት ይስምዓና ዝማረ መልእክቲ የምዕልና ጽጉኡ ይብዛሓልካ ፍጣሪ ምርጌታ ኣሮን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካላኣይ ክፋል ብህንቀውታ ንጽበ
@abmusa6994
@abmusa6994 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏💙
@user-lb5gl6pj3z
@user-lb5gl6pj3z 6 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መርጌታ ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዝኣብሔር ይባርከልና 🙏🙏🙏
@ghebrughirmay632
@ghebrughirmay632 5 ай бұрын
Kale hiwet ysmalna kuburat Ahwatey dykon hawna qxlo mezmur btami ena nfotwa
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 6 ай бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum
@gedamaxqku1451
@gedamaxqku1451 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤❤ጸግኡ የብዘሐልኩም ምርጌቲ ሓውና
@LetenkielTeklebrhan
@LetenkielTeklebrhan 6 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 6 ай бұрын
❤❤❤ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብኩም❤ናይ ኣገልግሎት❤ዘመንኩም❤ይባረክ❤ኣሕዋተይ❤ኣሜን❤❤❤
@merontesfagebriel8576
@merontesfagebriel8576 6 ай бұрын
ጸጋ እግዚኣቢሄር ኣይፈለኻ ma beloved brother
@amlakeyosef
@amlakeyosef 6 ай бұрын
ኣብዘለካዮ ኣገልግሎትካ ይባርክ ዘማሪ መርጌታ ሓወይ❤❤❤❤❤
@SuzanaTemelso
@SuzanaTemelso 6 ай бұрын
qale hiwet yesmalna kbur hawey❤❤
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና 💖 ፀግኡ የብዝሓልኩም ❤ኽቡራት የሕዋት 🎉
@DanuDanu1234-dq6nd
@DanuDanu1234-dq6nd 3 ай бұрын
Amlak xegue yebzhalkum ahwateyy❤❤❤❤❤❤❤❤
@Wiwi802
@Wiwi802 6 ай бұрын
Zmarie melakti yesmalna Mezamran Mergieta Aron hawna nay agolgulot zemenka ybarek and ab hiwetka awetn asalton Emebrhan msaka tkun ❤❤❤
@EBOY-ok6li
@EBOY-ok6li 6 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዓበይቲ ኣሕዋተይ
@user-ne4tc3dp6f
@user-ne4tc3dp6f 6 ай бұрын
abet m.aron btami des zbl mesati elal bhxanka besilka qexlo amlak hayli yhabka zkeal tekoynu zemari m.Abrham qal mehtet kgebr dmxu knseme ndeli alena yqreta gn ❤
@user-lk1iz3ps9n
@user-lk1iz3ps9n 6 ай бұрын
መምህረይ ማረይ አድመን ትናን ይሃበለይ ኢግዚኣቤር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ
@Douchland
@Douchland 6 ай бұрын
Memhrey maarey qal hiwet yesmeqlna xega ab leli xega yhabka fetari dyaqon mergeta hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና❤ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራት ኣሕዋትና❤❤❤
@fevensamuel4048
@fevensamuel4048 6 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmana hawey memhrey igziabher amlak xega ab lili xega yebzhalka ❤❤❤❤❤
@user-tc9yl8zt2d
@user-tc9yl8zt2d 6 ай бұрын
ነቲ መድብ እንዳ ኣድነቕኩ።፡የግዳስ ከም ግቡእ ናይ እምነት ምዓርግ ብፍላይ ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣታ ኣይብሃል።፡ ናይ መንፍሳዊ ኣቦ ብምኻኖም ኣታ ወይ ሓዉና ኣይብሃልን። መሪጌታ፡ ኣባ፡ ኣቦና እዩ ዝብሃል መስለኒ። መዓርግ ኣቦታት ንሓልዎ። ዕድመ ብዘየገስድ እታ ክብሪ ንሓልዋ።
@TeheshMahari
@TeheshMahari 6 ай бұрын
እንታይ ኢለ ክገልፆ ትብል መዝምሮም ኣነስ ኽፈትዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መመህርና
@kisanetmehari7061
@kisanetmehari7061 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ❤❤❤❤
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f 6 ай бұрын
Amen kal hiewt ysmalna ❤❤❤
@yorusfanus1129
@yorusfanus1129 6 ай бұрын
ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብካ ወንድማኝን❤❤
@muluemehari6914
@muluemehari6914 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና
@user-ni3gc5du9f
@user-ni3gc5du9f 6 ай бұрын
Zfetwo zemari dyakon aron hawey eme brhan msaka tkun ❤❤❤
@user-ge5lz3fn7j
@user-ge5lz3fn7j 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@relaxationheaven9019
@relaxationheaven9019 6 ай бұрын
Bravo M.Aron. we're proud of you!
@user-hk9jr9vb4v
@user-hk9jr9vb4v 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@gerieteklit4525
@gerieteklit4525 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤adme yhabka mergiet hawna
@MEHARIGRMAY-be4mx
@MEHARIGRMAY-be4mx 6 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna❤❤❤❤❤ memhr❤❤
@user-ue8ds2tl6k
@user-ue8ds2tl6k 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋት
@user-op5ce6tt9d
@user-op5ce6tt9d 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-hp6el9ib3k
@user-hp6el9ib3k 6 ай бұрын
Ellllllllll ❤❤❤❤❤❤
@SirakYohannes
@SirakYohannes 6 ай бұрын
ab xolotkum zekruna memhrey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pk6qn6wu4z
@user-pk6qn6wu4z 6 ай бұрын
Memhrey mearey edmen tenan naka
@helentekle8317
@helentekle8317 6 ай бұрын
Edmen tenane yhabka ❤❤❤❤
@Stability_Daughter_of_Mary
@Stability_Daughter_of_Mary 6 ай бұрын
❤❤❤❤GBU memhrey😊😊😊😊
@TomiTomsh
@TomiTomsh 6 ай бұрын
❤❤❤❤GBU memrachn
@user-ne4tc3dp6f
@user-ne4tc3dp6f 6 ай бұрын
ዝሓትት ዘሎ ሓውና ግን ድምጺ ቲሑቱ ኣሎ ንቀጻሊ ውስኽ ከብል ይላቦ ብዝኮነ ንፉዓት
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-el3pb3eg9z
@user-el3pb3eg9z 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@nebeyatsemere881
@nebeyatsemere881 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Arbaatu.anssamedia
@Arbaatu.anssamedia 6 ай бұрын
😍🥰
@habentefamicael11
@habentefamicael11 6 ай бұрын
😂😂😂 2005 dikuna wesika s 19 amet agelgilka aleka 11 amet aykonen ❤️
@YosiefEmbaye-is3li
@YosiefEmbaye-is3li 6 ай бұрын
By geez calender aykonen kab 2005 nab 2024 calculate gbero
@mulueokubay5478
@mulueokubay5478 6 ай бұрын
ግ አ ዝ-2005-2016 ፈረንጅ-2013-2024 ? ፧? ተረዲካ ክኽውን ተስፋ ገብር
@JojiJo-fi9vq
@JojiJo-fi9vq 4 ай бұрын
ብግእዝ እዩ ኢሉ
@Ostirch
@Ostirch 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 6 ай бұрын
❤❤❤
@user-xp4xp8wc9w
@user-xp4xp8wc9w 6 ай бұрын
ናይ ምንታይ ኤርትራ ኢንቴርቪዉ ናይ ምርጌታ ኣሮን ዘይትብልዎ
@user-oj9df4cn2y
@user-oj9df4cn2y 6 ай бұрын
edme tenan yehabkeum fertig
መንፈሳዊ ናይ ጎደና ሕታታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ክፋል
13:24
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 4,5 М.
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 84 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 50 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 163 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 46 МЛН
Zeydibes Guahi
1:43:52
Elsameterkosha
Рет қаралды 135 М.
መንፈሳዊ ዉድድር መደብ ጸጋኻ ምልላይ 2ይ መድረክ 5ይ ክፋል
25:37
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 3,6 М.
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 84 МЛН