No video

New Eritrean Movie Series ፍቕሪ መሓዙት 5ይን መወዳእታን ክፋል By Haregot Sahle(ሓሬ) and KidaneMariam Eyob

  Рет қаралды 27,553

ቤት-ሳሌም Biet-Salem Media

ቤት-ሳሌም Biet-Salem Media

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@BietSalemMedia
@BietSalemMedia Ай бұрын
ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ትከታተሉ ብዙሓት ኣለኹም እሞ ገንዘብ ኣይክፈሎን'ዩ ነዛ ድኳንና ኣይተጠፍሽዋ ሃየ ብሳብስክራይብ: ላይክ: ሼር: ኮመንት ዕልቕልቕ ኣብልዋ😃
@user-ju3mm7hj5u
@user-ju3mm7hj5u Ай бұрын
ብጣዕሚ ጥዕምቲን መሃሪትን ፍልም እያ ሓረጎት ሓወይ ቀጽሎ ንፉዕ ደራሲ ኩላኩም ደቂ ኤረይ ተዋሳአቲ ብሉጻት 🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@Bri_Tgraweyti-
@Bri_Tgraweyti- Ай бұрын
*_ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ትብል ማሃሪት ፊልም ፍቅሪ መሓዙት 🥰_*
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 Ай бұрын
ዋዉዉ እዛ ፊልሚ ዳኣ ክንደይ ትምቅር እያ ❤❤ ፅቡቅቲ ት/ቲ ዘለዋ👌
@YoduSweet
@YoduSweet Ай бұрын
ብልጽትን ጽፍፍትን ደቂ ኤረይ🎉🎉🎉❤❤❤❤
@NuredinbeshirAdem
@NuredinbeshirAdem Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደሰ ትብል ፊልሚ ናይ ኤርትራዊ ባህሊ እዚ እዩ ዕርክነት ማለት
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 Ай бұрын
Thank you
@endertawit
@endertawit Ай бұрын
እንኳዓ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈፀሞኩም ሸኮራት❤👏🎉
@FthiFthi-e1y
@FthiFthi-e1y Ай бұрын
Tankes betami xebq serh ey qexlwo belxat Gen kolfkmna nay si des aybltnn bemwda ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Selamn tenan nakom yekn💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@selamasweet7680
@selamasweet7680 Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም ይመችኩም ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ❤❤❤😊😊❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 Ай бұрын
ሰላም ብጣዕሚ ተዋሳኢት ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
@cvbjjjbhhj7770
@cvbjjjbhhj7770 Ай бұрын
ዋውው ደስ ክትብል filmi 🥰መሊሳ ምስ መቀረት ኣቃሪጻ ☺️🥰
@AkliluBerhane
@AkliluBerhane Ай бұрын
Nay bhaki mharit filim deki erey 👍💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MisgnaAlay-hb1kr
@MisgnaAlay-hb1kr Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ጽቢቅ ሰራሕ
@user-my9se6if8m
@user-my9se6if8m Ай бұрын
ማሃሪት ፊልም ፍቅሪ ማሓዙት❤🎉❤🎉❤❤❤
@FioriGebreweldiFiori
@FioriGebreweldiFiori Ай бұрын
aseyyyy hare hawey btami des tebil
@AzeabAbjgo
@AzeabAbjgo Ай бұрын
nice betaemi meharit film eya keslwo ajkum
@user-lw2wc1zz9c
@user-lw2wc1zz9c Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-hd8mg7rk8l
@user-hd8mg7rk8l Ай бұрын
deqi eirey shikor btami mesatn mharitn zkonenet flim ab srakum hawetn asalton ymneyelkum ❤
@user-cm8tg4zg1l
@user-cm8tg4zg1l Ай бұрын
ዋውው❤❤
@user-kx1hx3id9g
@user-kx1hx3id9g Ай бұрын
ሰላመይ ሽኮር ዛ ኣብ ምስትያት ኬንኪ ነብስኪ ምንኣድ ዝበልክያ ሓቅኪ ኢኪ ኣነ ናሰሓቅኩ መስትያት ናረኣኩ እየ ስሕቅ😂ዝውዕል ባዕልካ ነብስካ ምንኣድ ክምቅር ማዓት እዩ ሶ ፅቡቅ ስራሕ❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Ай бұрын
ክክክክ አታ መትኩ አብ በይነይ መሲልኒ ተተጨኒቀ ምስትያት ሪኤ እየ ዝፃናናዕ😂😂😂😂
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 Ай бұрын
ብመጽናዕቲ ናይ ስነልቦና psychology ዝተራጋገጸ እዩ Affirmation ይባሃል። ብኣንጻሩ ንነብስና ሕማቅ ነገር ወይ ኣሉታ ምስ ንዛረባ ውን ክጎድኣና ይኽእል እዩ
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mystar8336
@mystar8336 Ай бұрын
𝑲𝒂𝒃𝒛𝒊 𝒏𝒂𝒚 𝒉𝒋𝒊 𝒈𝒛𝒊𝒆 𝒛𝒉𝒂𝒔𝒉𝒆𝒕 𝑻𝒆𝒔𝒇𝒂 𝒛𝒆𝒍𝒆𝒘𝒂 𝑭𝒊𝒍𝒎....
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o Ай бұрын
ዋውውው ጽቡቅ ስራሕ❤
@SamelsolaSola
@SamelsolaSola Ай бұрын
ተመሪዑ አኮ 😅 ዓርክካ ዳኣ ኣብ ፊሊም ጥራይ ኢና ንሳማማዓ ህዝብና😅 😮
@user-wt8yh6yc6c
@user-wt8yh6yc6c Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-jz2rz5fn1y
@user-jz2rz5fn1y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
@user-gq6lj7cz2o
@user-gq6lj7cz2o Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-pi9ul9rl1l
@user-pi9ul9rl1l Ай бұрын
ሰላመይ ሸኮር💙🥰
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
@user-hx9hu3qp2t
@user-hx9hu3qp2t Ай бұрын
ደስ ክትብሉ ❤
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z Ай бұрын
well come DEKI EREYYYY
@Abdullh-x5v
@Abdullh-x5v Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤
@user-jf6kq3eg2r
@user-jf6kq3eg2r Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍
@user-zd6ht7gt4q
@user-zd6ht7gt4q Ай бұрын
Deki ereyyy shekakur
@tesfitissac2445
@tesfitissac2445 Ай бұрын
Wawww good
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Ай бұрын
አነ እዚፀልም ወድ ክፈትዮ😂❤❤
@emnettkabo7110
@emnettkabo7110 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Mariam-yd1vb
@Mariam-yd1vb Ай бұрын
ላይክ ኮሜንት ቀዳመይት በዕለይ 😂
@geo3501
@geo3501 Ай бұрын
ከይትዕንቀፍ ቀስ😂😂😂
@Mariam-yd1vb
@Mariam-yd1vb Ай бұрын
​@@geo3501😂
@user-pc3bk3jt6q
@user-pc3bk3jt6q Ай бұрын
ብድንግላ ዶ😂😂
@dngelmariam2369
@dngelmariam2369 Ай бұрын
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 Ай бұрын
ኣሜን (3) ደስ ዝብል ምርቃ🙏❤❤
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@user-hu4df6vd6q
@user-hu4df6vd6q Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GalHaile
@GalHaile Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@NehomZaid
@NehomZaid Ай бұрын
Deki erey shkorat
@maednylove
@maednylove Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Ай бұрын
ብልጽቲ ጽቡቅ ኩርናዕ ዘለዋ ፊልም ቀጽልዎ ደራሲ ንፉዕ ዳይሬክተር ንፉዕ ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ ኣብታ ናርዲ ንነብሳ ክትውድስ ከላ ጽቡቅ ግና ዃዕናን ንወዲ እምበር ንጓል ኣይወሃብን እዩ መስለኒ ንጓል ቅጭን ዝብል ይወሃብ ብዓቢኡ ዲክሽነሪ ትግርኛ ብትግርኛን ዓበይቲ ሰባትን ተወከሱ ጽቡቅ ፊልም
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣነኻ ኳዕናን ንወዲ እዩ ናርዲ ካኣ ንኣምላኽ ኳዕናን ፍርሓት እግዚኣብሔር ዘለዎ ሰብኣይ ሂብካኒ ኢላ እያ ተመስግን ዘላ። ደጊምካ ስምዓያ
@AskalAl-br2zq
@AskalAl-br2zq Ай бұрын
💞💞💞💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-un3to3ot9s
@user-un3to3ot9s Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@tg6336
@tg6336 Ай бұрын
ኣብ ካትሪን እየዝፍትወኪ ሰላም😂
@user-pi9ul9rl1l
@user-pi9ul9rl1l Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰😘😘
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hayatLove-vz5ub
@hayatLove-vz5ub Ай бұрын
❤❤❤
@GrffGsc
@GrffGsc Ай бұрын
መበል 11 ኮሜ😂😂
@BietSalemMedia
@BietSalemMedia Ай бұрын
ስለ'ቲ እትህቡና ሃናጺ ርእይቶታት እናኣመስገንና እዛ ቻነል ንኽትዓቢ ከም ወትሩ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሼር፡ ኮመንት እናገበርኩም ደገፍኩም ኣይፈለየና የቐንየልና።
@Abdullh-x5v
@Abdullh-x5v Ай бұрын
ቆናጁ
@JoniRedae
@JoniRedae Ай бұрын
None scene
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AkberetYemane-bd4gs
@AkberetYemane-bd4gs Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Wintaweldat
@Wintaweldat Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@EradaErada-k1l
@EradaErada-k1l 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-mv1qv8ut7b
@user-mv1qv8ut7b Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hddhhddhhdhdj9757
@hddhhddhhdhdj9757 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-wb7py8uz9o
@user-wb7py8uz9o Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
New Eritrean full movie ከመይ ኢና- A film by bibi ade film production
1:53:20
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 29 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 43 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 12 МЛН
ኮረናን ጥቓዓት ደቂ ኣንስትዮን ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ (ክሳብ መዓዝ ) ክፋል 1
20:12
Eritrean full movie Maedin by Alexander muluebrhan
1:19:43
GABA TV
Рет қаралды 60 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 29 МЛН