Пікірлер
@user-mv1qv8ut7b
@user-mv1qv8ut7b 22 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FevenSemere-uc8jj
@FevenSemere-uc8jj Күн бұрын
Wwwwwwwwwww gele iynet flim azai maharitin mesatitin kexliwo deki rimey
@BietSalemMedia
@BietSalemMedia Күн бұрын
ስለ'ቲ እትህቡና ሃናጺ ርእይቶታት እናኣመስገንና እዛ ቻነል ንኽትዓቢ ከም ወትሩ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሼር፡ ኮመንት እናገበርኩም ደገፍኩም ኣይፈለየና የቐንየልና።
@MisgnaAlay-hb1kr
@MisgnaAlay-hb1kr Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ጽቢቅ ሰራሕ
@user-sc3yu6fr1p
@user-sc3yu6fr1p Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@rutaasmerom3436
@rutaasmerom3436 Күн бұрын
❤️❤️❤️❤️😭
@EeEe-kq4df
@EeEe-kq4df 2 күн бұрын
❤❤❤❤😂
@user-gf7bi5rg5d
@user-gf7bi5rg5d 2 күн бұрын
ስላም ስላም ደቂ ሊበን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩንም 🎉❤❤❤❤🎉🎉❤ጀጋኑና
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ❤❤ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ❤🎉
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae 2 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@GalHaile
@GalHaile 2 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 2 күн бұрын
ካትሪን ❤❤❤❤❤
@Llull3841
@Llull3841 2 күн бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ተዋሳእቲ ውን ንፉዓት❤ ቀጺለ ኩቡር ደራሲ እዚስ ከምዚ ክኸውን ኔሩዎ ካብ ዘብሎ ነጥቢታት ገለ ክብል ፍቀደለይ፦ ኣማን ንፍትሕ ኣብ ዝሓሰበሉ ግዜ ንስድራ ሰላም/በዓልቲ ቢቱ፥ ንሱ እዩ ክነግሮም ዝግባእ፥ ኣብ ክንዲ ስድራኺ ንገሪዮም ክንፋታሕ ኢና እንናበለ ዝደጋግመላ፥ ምክያቱ ኣገባብ ናይ ሰብ ቃል ኪዳን/ሓዳር ክትፋታሕ ኣብ ትደልየሉን ወይ ውን ኣብ ትጋራጨወሉ ዋላ ውን ይኹን ስብኣይ 'ዩ ንስድራ በዓልቲ ቤቱ ዝነግሮም/ዝጽውዕም። ኣማን ቀይደበተኽን ኣብ ልዕሊ ሰላም ውን ክብሪ ዘይብሉ ሰብ ዋላ ኮይኑ እንተተዋስአ። ሰላም ውን ነቲ ፍትሕ ዘይትመርጾ እካ እንተነበረት፥ ግን ዘይተርፍ ካብ ነበረ እቲ ፍትሕ፥ እሞ ፍትሕ ዋላ ክንፋታሕ እንተኾና እቲ ኣጋባብ እኮ ንስኻ ኢኻ ስድራይ ክትጽዖም ዘለካ ንክትብሎ ሓንቲ ምሉእ ሓሳብ ክትዋሃባ ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ ንሰላም። 2ይቲ ፥ ሳሮን ትሮቦ. . እቲ ትዛረቦ ኣብ ዘይእዋኑን ግዚኡን ኮይኑ። ካሌብ ሰላም ሞይታ ኣብ ከቢድ ሓዘን እናሃለወ፥ እቲ ሳሮን ትብሎ ናይ ብሓቂ ከምኡ ዓይነት ሰብ ኣሎ ማለት ድዩ ክሳዕ ድብል ኮይነ። ሓቒ ምዝራብ ሰላም ሞይታ ካሌብ ውላዱ ሓቑፉ ኣብ ዝነብዓሉ ዘሎስ፥ ፊልም ሙኻኑ ይርዳኣኒ 'ዩ ግን ብኼ! ኣብ ከምኡ ሓዘን እንከሎ ካሌብ ሳሮን ትዛረቦ ግን ገሪሙኒ። ፈታዊት ነብሳ ክንብል ንኽእል ኢና እዚ ግን ሞት/ሓዘን እዩ። 3ይቲ. ኣዛራግሓ ናይዛ ፊልም ብጣዕሚ ፈቴዮ❤፥ ተመሲጠ ውን ሪኤያ ብዘይቀልዓለም ናይ ድቃስ ግዜይ ሰዊኤ። ኣወዳድኣ ግን ካብታ ናይ ሳሮን ሞት ንድሕሪት ኣይዓገብኩን ብውሑዱ ሓደ ሳዓት ዝኾውን ምኸደት ኔራ ኮይኑ ይስማዓኒ። ይርዳኣኒ ኣዩ ብዙሕ ብዶሆታት የጋጥም ይኾውን ዝብል ግምት 'ዩ ደለኒ፥ ግን ሞት ናይ ሳሮን ሽለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይነበረን፥ ክስራሕ ኔሩዎ። ዋላ ዳኣ ባዕላ ነብሳ ተጥፍእ እምበር ኣማን ግን ብዝገበሮ ኣብ ልዕሊኣ ብሕጊ ክትሓዝ ኔሩዎ። ንምታይ ዳኣ ኣሞ ከ ኣድላይ ኮይኑ ኔሩ ኣማን ኣብ መስተ መድሃኒት የእትዩ ምስኡ ክትሓድር እንዳገበረ ምርኣይ ድብል ሕቶ ይፈጥር። ሰላም ክትመውትን ፊልም ክትውድእን ውን ሓደ ኮይኑ ሂወት ካሌብ ከመይን ናበይን ኣቢሉ ድብል ሕቶ ውን ይፍጥረልካ። ክትቅጽል ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ኩቡር ደራሲ
@user-gy1ge4if7c
@user-gy1ge4if7c 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Wintaweldat
@Wintaweldat 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TesLove-wd6fz
@TesLove-wd6fz 2 күн бұрын
ብስም ካትሪን 👍👈
@user-hu3kc7cg6w
@user-hu3kc7cg6w 2 күн бұрын
ኣዳም ትረክቦ ኣማን ክክክክክክክ መይተ ኣብታ ናይ ስአሊ
@kfleloveeriboy8184
@kfleloveeriboy8184 2 күн бұрын
Mewedaeta gin ayfetekuwan more krie des eluni
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 3 күн бұрын
እዛ ፍልሚ ጭካነታት በዚሕዋ ዋእ
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AskalAl-br2zq
@AskalAl-br2zq 3 күн бұрын
💞💞💞💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SopiaHayet
@SopiaHayet 3 күн бұрын
አልክ ረሳሕ
@AkberetYemane-bd4gs
@AkberetYemane-bd4gs 3 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@snithbtzghi1062
@snithbtzghi1062 3 күн бұрын
Libaneyy xada amlak yehagzikum ♥️♥️♥️♥️😘😘😘😘😘🫶🫶🫶🫶🫶
@selamasweet7680
@selamasweet7680 3 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም ይመችኩም ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ❤❤❤😊😊❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-jf6kq3eg2r
@user-jf6kq3eg2r 3 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍
@NehomZaid
@NehomZaid 3 күн бұрын
Deki erey shkorat
@JoniRedae
@JoniRedae 3 күн бұрын
None scene
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 3 күн бұрын
ዋዉዉ እዛ ፊልሚ ዳኣ ክንደይ ትምቅር እያ ❤❤ ፅቡቅቲ ት/ቲ ዘለዋ👌
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 3 күн бұрын
well come DEKI EREYYYY
@user-my9se6if8m
@user-my9se6if8m 3 күн бұрын
ማሃሪት ፊልም ፍቅሪ ማሓዙት❤🎉❤🎉❤❤❤
@user-wb7py8uz9o
@user-wb7py8uz9o 4 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@user-cm8tg4zg1l
@user-cm8tg4zg1l 4 күн бұрын
ዋውው❤❤
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 4 күн бұрын
ሰላም ብጣዕሚ ተዋሳኢት ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
@ConfusedDesk-bd7qn
@ConfusedDesk-bd7qn 4 күн бұрын
ካትሪን❤❤😢😢
@emnettkabo7110
@emnettkabo7110 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-un3to3ot9s
@user-un3to3ot9s 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mystar8336
@mystar8336 4 күн бұрын
𝑲𝒂𝒃𝒛𝒊 𝒏𝒂𝒚 𝒉𝒋𝒊 𝒈𝒛𝒊𝒆 𝒛𝒉𝒂𝒔𝒉𝒆𝒕 𝑻𝒆𝒔𝒇𝒂 𝒛𝒆𝒍𝒆𝒘𝒂 𝑭𝒊𝒍𝒎....
@hayatLove-vz5ub
@hayatLove-vz5ub 4 күн бұрын
❤❤❤
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AkliluBerhane
@AkliluBerhane 4 күн бұрын
Nay bhaki mharit filim deki erey 👍💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ermyastekulu9013
@ermyastekulu9013 4 күн бұрын
yake entay eya gieratkum gn hjs abzihkmo nay katrin ya serin eba
@hddhhddhhdhdj9757
@hddhhddhhdhdj9757 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-kx1hx3id9g
@user-kx1hx3id9g 4 күн бұрын
ሰላመይ ሽኮር ዛ ኣብ ምስትያት ኬንኪ ነብስኪ ምንኣድ ዝበልክያ ሓቅኪ ኢኪ ኣነ ናሰሓቅኩ መስትያት ናረኣኩ እየ ስሕቅ😂ዝውዕል ባዕልካ ነብስካ ምንኣድ ክምቅር ማዓት እዩ ሶ ፅቡቅ ስራሕ❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 4 күн бұрын
ክክክክ አታ መትኩ አብ በይነይ መሲልኒ ተተጨኒቀ ምስትያት ሪኤ እየ ዝፃናናዕ😂😂😂😂
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 күн бұрын
ብመጽናዕቲ ናይ ስነልቦና psychology ዝተራጋገጸ እዩ Affirmation ይባሃል። ብኣንጻሩ ንነብስና ሕማቅ ነገር ወይ ኣሉታ ምስ ንዛረባ ውን ክጎድኣና ይኽእል እዩ
@cvbjjjbhhj7770
@cvbjjjbhhj7770 4 күн бұрын
ዋውው ደስ ክትብል filmi 🥰መሊሳ ምስ መቀረት ኣቃሪጻ ☺️🥰
@user-pi9ul9rl1l
@user-pi9ul9rl1l 4 күн бұрын
ሰላመይ ሸኮር💙🥰
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 4 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
@tg6336
@tg6336 4 күн бұрын
ኣብ ካትሪን እየዝፍትወኪ ሰላም😂