እዝኒ ዘለዎ ሎሚ ይስማዕ "መልሲ ንጸለመ ቀሺ ማርቆስ ብኣሰና ተለቢዘን ዝሓለፈ" 2ይ ክፋል

  Рет қаралды 7,035

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

6 ай бұрын

እዝኒ ዘለዎ ሎሚ ይስማዕ

Пікірлер: 39
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw 6 ай бұрын
አቦና ቀሺ ማርቆስ ብዝኮነ እግዚአብሔር ይባርካ እንተኮነ ብዝዕባእዞም የሕዋትና ናብ ናይ አሰና ትቪ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቅ ዝቀረበ ብዛዕባካ ኮነ ብዛዕባ ብፋሎ በተክርስቲያን ናይ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ዝብሃል ምስላ አቦታትና ተመን ክጋገስ ሰፈሩ ይጠፍኦ ዝብሃል ናይ ብሓቂ ዓገብ ንብለኩም ግን እግዚአብሔር ዝሕጎሰሉ ነቦኩምን ንበተክርስትይንኩምን ይቅረታ ሓቲትኩም ምስ ንብስኩም ተዓረቁ
@heidshop4103
@heidshop4103 6 ай бұрын
እልልልልልል እንዳ ዑከት ኣይትተንኪ ጽባሕ ንግሆ ከይትበኪ ከምዝበሃል ዓሻስ ኣብክንዲ ዝስተር ይግተር ኢዩ ነገሩ እዞም ዕሱባት ኣብቅድሚ ኩሉ ተኸታተልቲ ተዋሪዶም ተዋሪዶም። ኣክንድኦም ሓፊርና ኣረግቶት ገዋኑ ሕጁ ዳስ ተኺሎም የልቅሱ። ቀሺ ማሪቆስ ብርትዕን ዶኩመንት ናይ ምዕቃብ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዕዙዝ ምስጋና ይብጻሕኩም።👍👍👍👍
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Edmen tenan. Yhabkum aboy Keshi. Markos. Debass 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 6 ай бұрын
Abona edmen tenan yhabkum fetari nay agelglot edmekum ybarkelkum fetari 🙏🙏🙏⛪
@natsenat6087
@natsenat6087 6 ай бұрын
ኣቦ ሓቂ ኣቦና' ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም 🙏🏽
@vodahallo9499
@vodahallo9499 6 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ምሳኹም ይኹን እዞም ዕሩባት ሕልና እንቛዕ ዋጋ ፍሽለቶም ንምስማዕ ኣብቅዖም፡ክትቁነን ኢላ ዝኸደት ተላጽያ መጸት ከምዝበሃ ካልኦት ውን ካብዚ ክምሃሩ ይግባእ። ንኻልኦት ኢልካ ዝኹዓትካያ ጉድጓድ ባዕልኻ ትኣትዋ ኢዩሞ ካብ ዘየድሊ ቀንጠብጠ ንቆጥብ። ቀሺ ማሪቆስ ብጣዕሚ በሊሕ ንቑሕን ወድህዝቢ እንቋዕ ደስ ብለኩም፡👍👍👍👍
@astertemelso6679
@astertemelso6679 6 ай бұрын
አቶም ሰባት ዓገብ ዓገብ ንብሎኩም እሳካትኩም ንህዝቢ ኣምላክ ሓቂ ክትምህሩ ዘለኩም እንምበር ክትፈላለዮ ዕድል ኣይከትረክቡን እኩም እግዝኣብሔር ናብ ልቡኩም ይመልስኩም እዚ ትብልዎ ዘልኩም ፍሽለት እዮኡ ኣይትድከሙ ይቅሬ በሉ
@michaelissack9271
@michaelissack9271 6 ай бұрын
God bless you and your family thanks abundance Kashi marikos debas ❤❤❤
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Ezatom. Abti delay fthi tesegitom fah keblu zneberu hji nab betechiristnay. Halifom tetenkekulom. Hadera🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@astertemelso6679
@astertemelso6679 6 ай бұрын
እስካትኩምስ ኣቦታት ተበሃልኩም ተሕዝኑ ዘረባኩም ዘሕዝን ምስ ኣቦታት ኣቅሽቲ ከም ትፈልጡ ትማገቱ ብጣዕሚ ትሕዝኑ ተግህዮ
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Amen amen amen
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 6 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤️💙💙💙
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Abyet ezom seleste. Sebat zblwown ayfeltun Amlak. Mhretu Yewrdekum🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@fitwi634
@fitwi634 6 ай бұрын
Egzabher Amlaki LIBIN Kolaletn Yefelit Egzabher Amlaki Mis Kunuen Kunue ytekeli Ente Aboy Keshi Nay Sebeyti Werki Enqae Meleskumula
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 6 ай бұрын
ሰላም ቀሽ ማርቆስ ንኩሉ እትገብሮ እግዝኣብሄር ይደግፍኻ ካልእ ናትኻ መደብ ቡዙሑ ሰብ ዝፈትዎ ብጭብጥ ሰለ ተቅርቦ ዩ ሰለዚ ብዛዕባ ናይ ታቦት ኣበይ ኣሎ ዝብል ዘረባ ግን ንክርስትያን ዝምጥን ኣይኮነን ተጋግዮም ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም እግዝኣብሄር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ ።
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 6 ай бұрын
ብግቡኢ ኣይ ሓተቶን ተጸላኢ ክከውን ኣይ ደለየን ኣማኒል ቀሺ
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Ajokum Abona Hawaryat wn enatesegogu. Eyom nkrstna arekibomna. Chrstna. Ayttefen eya 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙🙏🏼💙💙💙💙💙
@Fekarkun
@Fekarkun 6 ай бұрын
እዝን ከምዝን ዩ ዘውድቐና ንቕድሚት ዘየሰጉመና እሞ እዞም ኣቦታት ከኣ ክረኣዩ ከለዉ እድመ ዝሃቦም ኢዮም ግን ደሓን ከምቲ ዝበልኩሞ ኣብ ልቦም ይምለሶም ፈጣሪ
@user-cb7ix1fy1s
@user-cb7ix1fy1s 6 ай бұрын
Atum sebat. Gze akilu ymsl. Emo Nab. Amlak nmeles🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 6 ай бұрын
Edmen tinan yhabkum abbonati goyta Haqi
@metslalaxum3939
@metslalaxum3939 5 ай бұрын
Selam keschiy Markos Ajochum etiy fetenatat ketenkurekum eiyou
@simretgebre1445
@simretgebre1445 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 Abona
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 6 ай бұрын
Aboy keshi entay knbl elna ajokum berteu
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 5 ай бұрын
✅✅✅❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-il5xm4kl4s
@user-il5xm4kl4s 6 ай бұрын
11:46 ❤ajokum abona christina ena tetserfaka mikaunu kirstos mihiruna yu Qinui agelgilot zegelgil seb kulu gize ab fetena yu zinebir Kabizi nilaili fetena win halifkum ekum Amlak misakum yikun
@risomlegese387
@risomlegese387 6 ай бұрын
ኣቦይ ቀሺ እዞም ክልተ ሰብ እዚኦም ከም ነፋሒቶ ሕብሮም እንዳ ቀየሩ ቤት ክርስትያን ንምፍራስ ዝተላእኩ ሓደገኛታት ስለያ እዮም። እቲ ዘገርም ከኣ ኣም ተለቪጀን ናይ ተቃላሳይ ምቅራቦም እዩ።
@mehazuttube9526
@mehazuttube9526 5 ай бұрын
Bdekik mhsab yedlyo bewraja telaeilom keyhlwu kulu ente reakayos …?
@brightpicture1049
@brightpicture1049 6 ай бұрын
2 Timothy 3 ትግ - 2ይ ጢሞቴዎስ 1: ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ግና ክፉእ ዘመን ከም ዚመጽእ፡ እዚ ፍለጥ። 2: ሽዑ ሰባት ፈተውቲ ርእሶም ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ፈተውቲ ገንዘብ፡ ተጀሃርቲ፡ ዕቡያት፡ ተጻረፍቲ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡ ዘየማስዉ፡ ርኹሳት፡ 3: ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም እኳ ዜብሎም፡ ተቐየምቲ፡ ሓመይቲ፡ ቀለልቲ፡ ጨካናት፡ ሰናይ ዘይፈትዉ፡ 4: ኣሕሊፎም ዚህቡ፡ ህዉኻት፡ ተፈኽነንቲ፡ ካብ ንኣምላኽ ምፍቃርሲ ኣዕዚዞም ተድላ ዚፈትዉ፡ 5-7: እቶም መልክዕ ኣምልኾ ዘለዎም፡ ነቲ ሓይሉ ግና ዚኽሕድዎ፡ ናብ ኣባይቲ ህሩጕ እናበሉ፡ ሓጢኣት ዝመልኤንን ብብዙሕ ትምኒት ዚድፍኣን፡ ኵሉ ሳዕ ዚምሃራ ናብቲ ፍልጠት ሓቂ ኺበጽሓ ግና ከቶ ዘይከኣለን ኣንስቲ ዚማርኹ፡ ካብ እዚኣቶም እዮም እሞ፡ ካብ እዚኣቶምውን ርሐቕ።
@michaelissack9271
@michaelissack9271 6 ай бұрын
❤❤❤
@yosiefberhe1470
@yosiefberhe1470 6 ай бұрын
Amanual jornalist enber police aykonen keshi marikos
@teklommehari173
@teklommehari173 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-hj2yn9dd5i
@user-hj2yn9dd5i 5 ай бұрын
💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🙏🙏💐💐💐🫂🫂🫂🫂
@user-ew4ws2yz9s
@user-ew4ws2yz9s 5 ай бұрын
Keshi diyablos eka nska seraqi
@yonasokbay9554
@yonasokbay9554 5 ай бұрын
አንታይ አሞ ፈልቲና ክልተ ግራሓት ሓምኪፍቲ ሰንቆም ኮምኩምና ፡ ኩናቲኩም መደናገርቲ😂😂
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 5 ай бұрын
Ata hasak AGAME😂😂😂
@yuelberaki9178
@yuelberaki9178 6 ай бұрын
ግን ኣነ ሕቶ ዝለአለኒ ኣቦይ ቀሺ፡ መልሱለይ ኢኹም ንስኹም ምሶም እንታይ ርከብ ስለ ዘለኩም ኢኹም ኩሉ ጊዜ ነዓኹም ዘጸልምኹም ። ነኣብነት መሪ ጌታ ኣማኑኤል ኣሎ ከምኡ ዝኣመሰሉ ውን ኣለዉ መምሃራን ግን ኣጸሊሞሞም ኣይፈልጡን እዮም፡ ግን ነዓኹም ኩሉ ጊዜ የጸልምኹም፡ ንምንታይ???????
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 6 ай бұрын
ሓወይ ጽቡቕ ተቓራኒ ከም ዘለዎ ፈልጥካ ነቲ ዝብልዎን ንብሎን መርምሮ
@alganeshberaki5938
@alganeshberaki5938 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደልና ኣቦና ሀዋርያት እውን ተፈቲኖም ኢዮም:: ክርስትያን ፈተና ኢያ:: እዝግኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና::🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt Ай бұрын
ሂድ ውጣ ቦቢ ቀውስ ዲቃላ
"ኣውራጃ ብጉልባብ ሃገርይ  ፖሎቲካ ብጉልባብ ሃይማኖት"  2ይ ክፋል
58:24
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Рет қаралды 3,5 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 72 МЛН
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 11 МЛН
HOW DID HE WIN? 😱
00:33
Topper Guild
Рет қаралды 48 МЛН
ሰለ በርጌድ ነሓመዱ ክስማዕ ዘለዎ ቃለ መሕተት ዘይሰምዐ ይስማዕ
25:08
አዛራረቢ ቃለ መሕተት ኣብ ራድዮ ኤሬና 1ይ ክፋለ
1:15:23
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Рет қаралды 3,8 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 72 МЛН