No video

ቃለ መሕትት/interview Part 2 / Zemari Bereket Tikue /Eritrean orthodox tewahdo 2023

  Рет қаралды 184,930

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

Жыл бұрын

Zemari Bereket Tikue Zemarit Hermela YehishoZemari Filmon Yebyo© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ'| ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙናከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታክንሕብር ንፍትዉ።#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinyamezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa, Teahdomezmur, #Debesey Mezmur, #orthodoxtewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopianorthodox church,ethiopian orthodoxtewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begenamezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodoxmezmur new,eritrean music, Eritrea orthodoxtewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodoxtewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikuemezmur#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue#eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmurEritrea orthodox tewahdoeritrean musicethiopian orthodox mezmur mariamethiopian orthodox mezmur newethiopian orthodox mezmurethiopian orthodox sibketbegena mezmurdaniel kibretorthodox sibketethiopian orthodox tewahidoethiopian orthodox tewahedotewahido churchethiopian orthodox churchseifu on ebsethiopian newsorthodox tewahidoDebesey MezmurTeahdo mezmurAddis AbabaAmharic MezmurTigrinya mezmurEthiopian orthodoxEritrea orthodoxeritrean musicEritrea orthodox tewahdoethiopian orthodox sibketbegena mezmurdaniel kibretorthodox sibket#ethiopian orthodox tewahedoethiopian orthodox churchseifu on ebsethiopian news#orthodox tewahidoAddis AbabaAmharic MezmurTigrinya mezmur#Ethiopian orthodox#Eritrea orthodoxHidmonanew eritrean movie 2020#Debesey Mezmurethiopian orthodox mezmur mariamethiopian orthodox mezmurTeahdo mezmurnihemiamusic eritreaeritrea musiccomedy of eritreaeritrea comedyhidmona comedywarwartaeritrean filmeritrean movie 2020eritrean music 2020eritrean comedyeritrean movieeritrean film 2020best eritrean film 2020New eritrean comedy 2020hdmona tvhabesha comedyhabesha musicHDMONA NEBARITMahletEritreanethiopian orthodox mezmurBereketeritrea orthodox tewahdoethiopian orthodox tewahido#tewahido churchamharic mezmurShegye Shegitubest musicNew Eritrean Music 2020Ethiopia musicRoraNew ethiopian tigrignaadmasAmharicTigrayATAEritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopianorthodox mezmur mariam/ethiopian orthodoxmezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopianorthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 1 900
@user-xw9wf8yh6q
@user-xw9wf8yh6q Жыл бұрын
ንዘማራይ በረከት ሓውና ዝፈቱ ብLike እስኪ ግለፁ።
@efiefitesfatsbah871
@efiefitesfatsbah871 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ከይተረደኣቶ ዝወደአት ዝሓጸራቶ ሰብ ኣሎ ዶ ቃል ሂወት የስመዓልና በሬ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ በሓቂ ደስ ዝበል ኣምሃህራ ህድኣት ዘለዎ bselam temelesuna ekum❤️❤️🙏⛪️🙏❤️❤️❤️
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ ሓፂሩኒ🥺
@ermiasbiniam6885
@ermiasbiniam6885 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ከም በረከት ሓዉና ይብዝሑልና
@muzittemesgen277
@muzittemesgen277 Жыл бұрын
@yordanosmogos9719
@yordanosmogos9719 Жыл бұрын
@muziteymuzit3990
@muziteymuzit3990 Жыл бұрын
Nay bhaqi keqnaka buruk
@armanimedia1997
@armanimedia1997 Жыл бұрын
ኣነ'ስ ናይ ኣምላኽ ሰብ ክርኢ ኾለኩ::ቁዱስ ቅንኢ ይቀንእ::ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኣ ቡሩኽ ሓወይ::❣️🙏🕊❣️🙏🕊❣️🙏🕊
@hani9801
@hani9801 Жыл бұрын
Neska wen Nay Amlak seb Eilka Ajoka hawey Yesus eyu serituka !!!
@mewaelakeza9954
@mewaelakeza9954 Жыл бұрын
ኣይትቅናእ ዘሓወይ ንስኻ’ውን ናይ ኣምላኽ እንዲኻ
@lidiagera8797
@lidiagera8797 Жыл бұрын
Me too
@kukukuku5502
@kukukuku5502 Ай бұрын
Eyesus Kirstos Goyta Eyu Nea Nab Eyesus❤
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 Жыл бұрын
ነዚ ኢየሱስ ጎይታዩ ዝበለ ኩሉ መናፍቃንዩ ዝበል ኣተሓሳስባ እትቅይር ድንቂ ኣገላልጻያ🙏ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ዘማሪ በረኸት ሓውና🙏
@rahelzersenay5197
@rahelzersenay5197 Жыл бұрын
ዲያቆን ኣይኮነን
@user-zt7hk2cr8n
@user-zt7hk2cr8n 7 ай бұрын
ዲያቆን ኢዩ የገድሰኪ መን ዩ ዲያኮን ኢዩ ዝበለኪ ኣሎ
@meargmehari1142
@meargmehari1142 6 ай бұрын
Aygermekan ane wn kemza natka eya hasabey
@sadormehari4874
@sadormehari4874 Жыл бұрын
ፍሽ ሓወይ ከኣ ብፍላይ ነዞም መዛምራን ኦርተደኮስ ኣምጺካ ነዞም ሪሒቅራ ዘለና ንበተክሪስቲያና ክንፈልጥ ሓግዘና ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🙏🙏🙏✝️
@selamtesfahand4947
@selamtesfahand4947 Жыл бұрын
Nay bhaqiii sdra Egziabihier rhkna zelena nmeles
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 Жыл бұрын
Nay behaqi tezaribka zwedey buruk 🙏
@tedrosteklehaymano6166
@tedrosteklehaymano6166 Жыл бұрын
47 ደቂቅ ከም 7 ደቂቅ ሃሊፉ ከምዚ ከማይ ዝሓጸረቶ ኣሎ ,,,part 3 ብጣዕሚ ብሃንቀውታ ይጽበያ ፡፡ ተባረክ በረኸት ሓወይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረኽ፡፡🙏🙏🙏🙏🙏
@ezwtitadese6366
@ezwtitadese6366 Жыл бұрын
ኣቤት ኣገላልፃ ኣቤት ትሕትና እግዝኣብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ 👏👏👏
@ADE-GOYTA
@ADE-GOYTA Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈጻሚ ንክትከው ይምነየልካ ከልብ ❤🙏
@amanamanbrhane5994
@amanamanbrhane5994 Жыл бұрын
በረኸት ሓወይ ከማኻ ዓይነት ኦርቶዶክስ ሓው ምርካበይ ፍቃድ ኣምላኽ ኢዩ እሞ ስሙ ንዘልኣለም ይባረኽ ጎይታ ኢየሱስ 🙏🙏🙏!!!
@banaabrham6102
@banaabrham6102 Жыл бұрын
Amen
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@fevenfitwi4262
@fevenfitwi4262 Жыл бұрын
በሬ ሓውይ በጃኻባ ወላ ስብከት ስራሕ ! ማለተይ ኣዚዩ ጥዑም ትምህርቲ ኢኻ ትህበና ዘልኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! ኣገልጉለትካ ይባርኽ ለዋህ ጎይታ!
@admirenature3480
@admirenature3480 Жыл бұрын
Qedimkni haftey 😅😅 bhaqi bhaqi abeymo ❤
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 Жыл бұрын
ኣጆኻ ጥራይ ጎይታ ኢየሱስ ዘይብሉ ፋይዳ የብሉን. ንሱ ጎይታ ንሱ ኣምላኽ ንሱ ፈራዲ ንሱ ፈጣሪ ንሱ ኩሉ'ዩ ኩሉ ንዑኡ ይሰማማዕ ዝተመሰገነ ይኹን ኣሜን.
@user-dq5kk8od5z
@user-dq5kk8od5z Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ በረከት በርትዕ 🌹
@user-hd1wu1nf7l
@user-hd1wu1nf7l Жыл бұрын
ተባረኽ ዘማሪ በረኸት ሓወይ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እዚ ስም እዚ ጉልበት ኣለዎ!!! እዚ ስም እዚ ልዕሊ ኩል ልዑልብስም እዩ። ጸሎትና ብስሙ እዩ። ግብርናን ዘረባናን ኩሉ ብስሙ ክኸውን እዩ ዘለዎ። ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ'ዩ። መታን ከይ ንደክምን ከይንሕለልን ናብቲ ክጥመት ዘለዎ ጎይታ ምጥማት ህይወት እዩ። በርትዕ ዝሓወይ።
@fnansemereab5791
@fnansemereab5791 Жыл бұрын
Amien amien amien
@saramkaele1679
@saramkaele1679 Жыл бұрын
Wowwwwww betam
@kukukuku5502
@kukukuku5502 Ай бұрын
Eyesus Kirstos Goyta Eyu Elelelelelelelel❤❤❤❤❤❤
@gxhhdh8847
@gxhhdh8847 Жыл бұрын
እግዚአብሔር በረክቱ ይሕድረልካ በረክተ ሓወይ ባሓቂ ኣብ እምነተና ይፀነዒና✝️✝️✝️💒🤲🤲🤲🍀🥰🥰❤❤❤
@Elsakidanu
@Elsakidanu Жыл бұрын
😍
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Жыл бұрын
💞💞💞🙏💞💞💞
@hanahanna3467
@hanahanna3467 Жыл бұрын
​@UCG3WFkwT6BY1t71AIvfHoCQ er yserg you
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር በረኸት ሓውና ኢየሱስ እንተ ዘየለ ብህይወትና ህይወት የብልናን ኢየሱስ ስሙ ይመስገን ብጣዕሚ ብዝገረም አገላልፃ እዩ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዝሐልካ ተባረኽ💘👏
@robelbereket9406
@robelbereket9406 Жыл бұрын
ብፍሉይ እዛ ቃል ከም ዝዝክር ጌርካኒ" ኣታ ወደይ! ንእግዚኣብሔር ከተገልግል እንተ ደኣ ኼንካ፥ ገዛእ ርእስኻ ንፈተና ኣዳሉ" ሲራክ 2፥ 1። ኣጆኻ በርትዕ! እግዚኣብሔር ጸግኡ መመሊሱ የብዝሓልካ። ጸሎት እመ ብርሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኩሎም ቅዱሳንን ሎምን ኩሉ ግዜ ምሳኻ ይኩን ክቡር ሓውና ዘማሪ በረኸት።
@baroktigraway9375
@baroktigraway9375 Жыл бұрын
እየሱስ ዝብል ሽም እኮ ንመናፍቃን ዘምሃረት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እያ ከምዚ ነዓና ጓና ኮይኑስ ንዐኦም ጥራሕ ዝተውሃበ ጌርና ንርደአሉ መንገዲ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እና በረኸት ሓውና በርትዐልናናናና 🙏🙏🙏
@amanitye3608
@amanitye3608 Жыл бұрын
መን ምኻኖመዮም መናፍቃን እንታይ ማለትዩኸ
@Erilove8102
@Erilove8102 Жыл бұрын
​@@amanitye3608 kab amanawit orthodox tewahdo wexai zelo emnet kulu menafq eyu
@saronnes7223
@saronnes7223 Жыл бұрын
@@Erilove8102menafikan malet emnet zeyblu eyu aytgageye
@hkt4505
@hkt4505 Жыл бұрын
ኣሃ! እሞ መምሃሪ ክኾነናስ መናፍቓን እንታይ ማለት'ዩ እባ ዝሓፍተይ ንገርና ነዞም ትርጉሙ ዘይንፈልጦ
@yugu4361
@yugu4361 Жыл бұрын
@@hkt4505 መናፍቅ ማለት እማ ካሓዲ ማለት ዩ ክብርቲ ሓፍተይ
@saadasaa4006
@saadasaa4006 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትወኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ መድሃኒ ዓለም 🥰 ንኩሎኩም ደቂ ተዋህዶ ኣንቋዕ ኣብጸሓና ናይ ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርሰቶሰ ጻም ኣርብዓ ጾም ኣርብዓ በረኸት እንሓፍሰሉ ሓጢኣትና ዝደምሰሰሉ ካብ መንገዲ ጥፍኣት' ናብ መንገዲ ህይወት እነምርሓሉ ሰላም ዝሠፍነሉ ማዓት ዝቕንጠጠሉ ጾም ይገብረልና ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና 😍🥰🥰🥰🥰🥰
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын
ኣቤት ትሕትና ከማኹም የማስለና ፍትዋት የሕዋተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም እመብርሃን ትሓልኩም ንዘማሪ በሬ ሓውና ድማ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@kibromabebe
@kibromabebe Жыл бұрын
መዓዛ ያሬድ ክብለካ ክብሩ ሓወይ ዘማሪ በረኸተ ትኩእ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልና።
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY Жыл бұрын
በሬ ሓወይ ብጣዕሚ ዘደንቕ መግለጺ ጎይታ እየሱስ ኣጸቢቑ በረኸቱ የብዝሓልካ
@Tekleweyni471
@Tekleweyni471 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ዘማራይ በረከት ሓዉና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ፍሽ ሓዉና ውን ክብረት ይሃበልና
@kalkidanteklehaymanot4828
@kalkidanteklehaymanot4828 Жыл бұрын
ኣነስ ናይ በረከት መዝሙር ኩሉ ግዜ ስለዝዝምርስ ተሃዲሶ ኢኪ ከማን ተባሂለ ኣየ ሰብ ተባረክ በረከት ሓወይ
@filifilimon4005
@filifilimon4005 Жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርካ በሬ ሓወይ ፡ ኣነ ስጋይ ኣብ ዓለማዊ ነገራት ዩ ዝበዘሕ ዘድህብ፡ ውሽጠይን መንፈስይን ግን ኣብ መንፈሳዊን ኣብ እግዚአብሔር አምላኸይን ክውከል የ ዝደሊ ' ኣምላኽ ይሓግዘኒ ከምዚ ከማይ ዘለኹም የሕዋት ውን ኣምላኽ ባዕሉ ያሓግዝኩም ፡ኣሜን። በረኸት ሓወይ ከማኻ ኣብ ቤተክርስቲያና መንእሰያት ይብዝሑልና ፡ ብ ኣፍልጦን ክእለት ዘረባን ንመንእሰያት ብዝርደኣና ኣጋባብ ስለ ዝመጻኻና ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ኣምላኽና ይኹን ፡ ኣሜን ፡ ከማኻ ሓንቲ ዝተባረኸት ጋለንስተይቲ ተትመጸና ውን ጽቡቅ ኔሩ ።
@user-su1xq1hp3y
@user-su1xq1hp3y Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክብር ሓውና ኣጆኻ ፈተና ተበዝሐካ መጠንከርኻ እዩ ስለዚ ጠንክር እቲ ልብን ኩላልትን ዝምርም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሎ
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas Жыл бұрын
ጽብቅ ኣጓላልጻ በረኸት ሓወይ እዝግኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኻ ከምኡ እውን ፍሽ ሓውና ኣብ ዝቅጽል እውን ን ድያቖን ጠዓመ ሰጊድ እንተ ተምጻልና ጽብቅ ነይሩ!
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ይሓጽረና አሎ አሰፍሕ አብልዎ ፍሸይ በረከት ሓወይ አዚና ኢና ንፎትወኻ በርታልን
@ayenewyihune
@ayenewyihune Жыл бұрын
ወንድሜ በረከት ዘማሪ ብቻ ሳይሆን ጥሩ መምህርም ነህ። ትህትናህና አስተዋይነትህ ልዩ ነው። እግዚአብሔር በዚሁ ላይ አብዝቶ ይጨምርልህ ዘንድ ምኞቴ ነው ❤️
@yohanagebreslassie5869
@yohanagebreslassie5869 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘማሪ ብረከት ጋዜጤኛ ፊሽ ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ይባርክኩም
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 Жыл бұрын
ኣቤት ኣጋላልጻ ተባረክ ቡሩከይ ኣብታ ቅድስቲ እምነትና የንብረና ኣሜን
@user-dr6cn2pt3j
@user-dr6cn2pt3j Жыл бұрын
ቃል ህወይት የሰመዕና ክቡረ ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️❤
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓና በረከት ሓወይ ኣብ አምነትና ክንጸንዕ በቲ ሓይልናን መሃኒን ኢዮሱስ ክርቶስ ክብርን ምስጋና ንኢዮሱስ ክርስቶስ ይኩን ኣመን ኣመን ኣመን
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 Жыл бұрын
አቤት አገላልፃ በረከት ሓዉና ብሓቂ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ሓይሊ ብርተዐ አብዚሑ ይዓድልካ አጆካ በርዐልና
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Жыл бұрын
ብጣዓሚ ሓፂራትኒ ናዓይስ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
@@user-hb1vb8qm4q ዋላ አነ
@Eritrea1234
@Eritrea1234 Жыл бұрын
ሰብኣይ!! ከማኻ ይብ ዝሑ በሬ ሓወይ ከመይ ድዩ ደስ ኢሉኒ ኣገላልጻኻ እየሱስ ክርስቶስ ልዕል ይበል ካብ ክሉ ድግንለይ ኣማላዲትናኣ ብጸሎታ ትደግፍውና ንኽሉ ኣማኒ ክርስትያን።
@wintazaid5440
@wintazaid5440 Жыл бұрын
Amen (3)
@Dait1402
@Dait1402 Жыл бұрын
ናይ እምነትና ጀማርን ደምዳምን ጉይታ ኢየሱስ የስ ኣሜን 🥰🥰🔥🔥you are blessed brother
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 Жыл бұрын
ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ብሓቂ ኣነ ቡዙሕ ዘይፈልጦ ፈሊጠ ክቡር በረከት ሓውና ቡዙሕ ሚህርካና ኣለካ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበየካ ኢና ቃል ሂወት የስማልና
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 Жыл бұрын
ቃለሂወት ይስማዓልና በረኽት ሐውና ክብሪ ይሃብካ፡ ንተዋህዶ መጺኡኩም ራእይዋ ፍለጥዋ ብሐቂ ጸጉኡ ይብዛሐልካ ዝመን አጉልጉለትካ ይባረኽ ዕጋበት ዘለው መልሲ!!!
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t Жыл бұрын
ዕምቖት ሓሳባትካ ባሕሪ ዩ" ኣገላልጻካ መጽሓፍ እዩ። ኣጆካ ቀጽል ጸግኡ የብዛሕልካ ፈጣሪ።
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 Жыл бұрын
Waaaw ናብ እግዚኣቢሄር ዝቐረበ ሰብ ማዕረ ክንደይ ጸጋ ከምዝበዝሖ በቲ ካብ ኣፉ ዝወጽእ ፍረ ክትግምቶ ትኽእል ጸግኡ ደራሪቡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና
@danielkahsay6488
@danielkahsay6488 Жыл бұрын
በሬ ሓወይ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጀግና ወዲ ቅንዕቲ ሃይማኖት ፍሽ ሓወይ ድማ ከምኡ ናይ ብሓቂ ከማኹም የብዝሓዮም እንኳዕ ናትኩም ኮንኩ ዕድለኛ እያ ነብሰይ ደስ ኢልኒ ኦርቶ ዶክስ ንዘላኣለም ትንበር🙏🙏!ርሑስ ምጅማር ዓቢ ጾም ናይ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርቶስ ይግበረልና ብሓባር ደቂዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ሃይማኖት!❤❤❤
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፋዕ ኢኻ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ኸማኻ ተባዓት ሰባት እዩ ዘድልያና ዘሎ በረኸት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ።
@wintazaid5440
@wintazaid5440 Жыл бұрын
Amen (3)
@yohannestekola152
@yohannestekola152 Жыл бұрын
ኣነ ብሓቂ ኣብ ናይ ሓዉ በረኸት ዋላ ሓደ ሕማቕ ነገር ኣይራኣኹን ኣሜን በረኸትንክብርን ምስጋን ንጎይታና መድሃኒና ኢየሱስ ይኹን በረኸት ከም ስምካ በረኸት እግዚኣብሄር ኢኻ ተባረኽ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረክ ኣብ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና
@yonathanande960
@yonathanande960 Жыл бұрын
ኣመን ቓል ህይወት የስመዓልና ። ኣነ መዓስ ሰንቢደ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ንሓደ ወዲ 3ዓመት ቆልዓ የጻውቶ ነይረ አስከ አየሱስ በል ምስበልኩዎ ኣዱ መጽያ ሕማቅ ትምህርቲ ኣይትምሃረለይ ወደይ ኢላትኒ በቓ አየሱስ ዝበለ መና ፍቃን አዩ 🤔።
@Gide-won
@Gide-won Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተባዕ ተዋሕዶ
@user-uy8us4md2p
@user-uy8us4md2p Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዝሙል ኣገላላጻ💯💯💯 እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ🙏🙏🙏 በሬ ሓወይይ😍😘❤
@desu.egelawi
@desu.egelawi Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እዚ ቆልዓ እዝይ ካዓቢ ዝግባኦ ቆልዓ እዩ ሳብስክራይብ እንዳ ገበርና ንዓብዮ ተባራኽ ኣምላኽ ፀጉኡ ይብዘሐልካ ሓወይ ናዓይ እውን ከማካ ክኮን ፆሎትካ ሓግዘኒ
@yirgalemtesfaldet3333
@yirgalemtesfaldet3333 Жыл бұрын
ኣሰይ በረኸተይ ብሩኽ ዘመንካ ይባረኽ ኣብዝላዓለ ደርጃ የብጽሕካ እቲ ታኣምኖ እሙን ጎይታ ሓይልኻ እዩ ቡሩኸይ ሓወይ
@teklittes5682
@teklittes5682 Жыл бұрын
ናይ በሓቃ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ብፍላይ ናቶም ብዛዕባ ኻ ዝዛረቡ ብሩህ መልሲ እዩ ኣብ ቤቱ የጽንዕኻ በሬ ሓወይ እንዳ ዘመርካ ንበር🙏🙏🙏
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Жыл бұрын
እግዚአብሔር አብ ቤቱ የፅንዕካ በረከት ሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤
@endriasbereketabendriasber6814
@endriasbereketabendriasber6814 Жыл бұрын
ኣይንወጽእን ካባኺ ኢየሩሳሌም ከመይ ኢልና ክንክእሎ ምስጢረ ድሕነትና ሓቀኛ ኣምልኾ ኣባኺ እንድዩ ዘሎ ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ሓውና
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐሎኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ መኣረይ በረከተ ሓወይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ አምላክ ኣብ ቤቱ የንበረካ ዝሓወይ💘👏👏👏
@selamtsegay109
@selamtsegay109 Жыл бұрын
Oh my God I don't have any words to describe you. You're amazing and hero for orthodox church. God bless you so so much 🙏❤💖
@BettyG271
@BettyG271 5 ай бұрын
Jesus Christ is the hero. Our Saints are the heroes because they have beaten the worlds temptation and were faithful untill death which earned them the heavenly life. You dont call somebody hero because they sang a sprotual song. Please choose your words.
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻኩም በረከት ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ቤቱ የጸነዕካ ፍተናታት ድያወሎስ ቡዙሕ ዩ ኣምላክ ይሓልወካ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ🙏💝
@sebleabebe400
@sebleabebe400 Жыл бұрын
እሽ ወንድሜ እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛልህ በቤቱ ያፅናህ
@mebrahatumhretab7601
@mebrahatumhretab7601 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት ይስማዓልና በረኸት ሓዉና ቡዙሕ ተማሂረ ጸጉኡ የብዛሓልካ ፍሽ ሓወይ ቀጽሎ ብጣዕሚ ኢና ነምስግነካ
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
እሺ ኒ ክውር ሓውና እንኳዕ ሰላም መፃካልና ፅሩይ እግዝኣብሔር ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ብሓቂ ብሃንቀውታ እና ንፅበየካ
@user-op6sw1bt7b
@user-op6sw1bt7b Жыл бұрын
ዋውውው ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ። ጽቡቕን ቅኑዕን ኣገላልጻ እዩ። ዝተባረኸ ጾመ እግዚእ ይግበረልና።
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@semenawit8438
@semenawit8438 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 👏
@mebmebrie3358
@mebmebrie3358 Жыл бұрын
እግዛብሄር ይቅር ይበለኝ ኣነ ውን ብሰንኪ እዚ ሓሳብ ኣብ ሓይታት ኣትየ እየ ሎሚ ብደምብ ኣረዲእካና ቃል ሂወት የስምዓልና
@sarona3151
@sarona3151 Жыл бұрын
Eway besmam fluy eka bereket hawey b dege tray eye zfelteka nere ab enda debre xhay hazhaz amlak xegeu yebzhelka btaemi blux seb kbri yhabka 🥺✝️❤️
@habeshawit-gf6el
@habeshawit-gf6el Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ክብር ሓውና በረከት ደስ ዝብል ኣገላልፃ እዩ ቀፅለሉ
@meserethadish3590
@meserethadish3590 Жыл бұрын
Enqae natna konka nay agolglot zmenka ybarek ❤
@mbrakeyob9347
@mbrakeyob9347 Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ዘ1በረከት ሓውና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መልሲ ንዓና ድማ ትምርቲ ኢዩ 'ሞ ንዘልኣለም ብሓቕን ብግብርን ናብ ቤቱ ክንማላለስ ቕዱስ ፍቃዱ ይኩን።
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 4 ай бұрын
ማዓረይ ፀጉኡ የብዘሐልኻ ደቂ ሰባት ግን ክንደይ ሕስድና እዩ ምስግንዋይ ብጣዕሚ አሕዚንካኒ እና አጆኻ ሰብ ዝበለይብል ከምታ ዘለኻያ ቀፅለሉ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤
@semenawit8438
@semenawit8438 Жыл бұрын
Behaki Edeme Tiena Yehabelna 👏👏👏 Kale Hiowt Yesmelna
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 Жыл бұрын
ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሩኻት ኣሕዋት፡ ናይ ብሓቂ በሬ ሓውና ብትብዓት እቲ ሓቂ ገኪጽዎ፡ ብዙሓት ኣገልገልቲ ክብልዎ ዝፈርሑ፡ ክብሪ ርእስኻ ከይጎድል ክብሪ ኣምላኽ ምትሓት ኣዝዩ ድኻም ኢዩ እሞ፡ ነቶም ካልኦት ኣገልገልቲ፡ካህናት፡ ድያቆናት ብትብዓት ንህዝቢ ገጽ ጎይታ ከርእይዎ፡ ብትብዓት ስም ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ብትብዓት ክብልዎ፡ ክደጋግምዎ፡ ኢየሱስ ጥዑመ ስም ለዘይጸውኦ፡ ዝዋእ መድሓኒት፡ ለዘይሰትዮ፡ ህብስተ ሂወት፡ ለዘይበልኦ/እናበለት እተዝይሞ ብትግርኛ ዓው ኢሎም ብትብዓት ክብልዎ፡ ኢየሱስ ጎይታ ኢዩ፡ ኢላ ክትምህር ዝግባኣ እዛ እንምክሓላ፡ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ኢያ እሞ፡ ኣምላክ ጸግኡ ኣብዚሑ ንኣገክገልታ ሓይሊ መንፈስ ቅዱኣ ክህቦም ኣበርቲዕና ንጸሊ። ከምቲ በሬ ሓውና, መምህርና ዝበሎ ድማ ብንቕሓት ክንዓቢ፡ ብዝግባእ ክንፈልጣ የድልየና። ግዜ ኣጥፊእካ ገንዘብ ከም ዝርከብ ትምህርታ ድማ ግዜ ኣጥፊእና ደኺምና ክንማሃሮ ይግባና። ኮፍ ኢልና ከየተማሃርና ንዘዝነቕሑ ክነሳጉግ ብዙሕ ግዜ ኣሕሊፍና ኢና፡ ንገሊኦም ከይተወገዙ ንውግዝ፡ ከይተሰጎጉ ነሳጉግ፡ ከምዞም ተባዓት ኣሕዋት ድማ ብዘይፍላጥ ክንደይ ግዜ ኣብ ኮመንት ይኹን ኣብ ካልእ ብዘያፍልጦ ከነሳጉግ ዝጸናሕና ንንሳሕ፡ ኣምላክ ክፈትወና።ተባረኹ። ፕሊስ ግን ጠጥዕሙ ናይ ኦርቶዶክስ ቃል ንካልእ ሃይማኖታት ኣይንዓድል። ናትና ኢዩ ፡ ብድጋመ ኢየሱስ ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኩም።
@merhawiteweldemedhin2554
@merhawiteweldemedhin2554 Жыл бұрын
እግዛአቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ በሬ ሓውና ናይ ብሓቂ ኣይንወጽእን ካባኪ ኣነስ መመሊሰ ይፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአቢሄር ፍሽ ሓወይ ውን ክብረት ይሃበልና።
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዘማሪ በሬ ሓወይ ብጽሑፍ ሓጎሰይ ክገልጽ ኣይከኣልኩን ብሓቂ ኣስፍሕ ኣቢልካ ገሊጽካዮ ኢካ ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሄር ይመስገን ጸጉኡ የብዝሓልካ ምስጢሩ ይግለጸልካ
@belihabesha6555
@belihabesha6555 Жыл бұрын
We are so proud to have a you in our orthodax ❤❤❤❤
@media4163
@media4163 Жыл бұрын
ኩሉ መጽሓፍቲ ቤተክርስትያና ብክርስቶስ ጀምሩ ብክርስቶስ ይውድእ ኩሉ ናይ ጸሎት መጽሓፍትና ንፈትሾ የሕዋት ኩሉግዜ ንጽልያ ደጋጊምና እነንብባ ናይ ጸሎት መጽሓፍና ውዳሴ ማርያም እውን ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ዝነግራና
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን ዘማሪ በረከት ሓወይ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ኩሉ መዝሙርካ ዝምስጠካ ኣምላክ ይባርካ ክቡር ሓውና ኣብ እምነትና የጽንዐና እግዚአብሔር ኣምላክ
@asterhabte3294
@asterhabte3294 Жыл бұрын
ሓቂ ተዛሪብካ ናይ የሱስ ጅግና ኢኻ። ኣጆኻ ዉግእ ኣሎካ። እቲ ሓቂ ኣብ ወንጌልዩ ዘሎ ካልእ ግን ወንጌል ኣይኮነን። ፍጡርን ፈጣርን ሓደ ኣይኮኑን።
@meronberhe3317
@meronberhe3317 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና በሬ ሓውና ሞዛሙራትካ ብጣዕምዩ ዝፈትዎ መግለጺ ውን የብለይን ዓስብኻ ካብ ፈጣሪ ርኸቦ
@kf4113
@kf4113 Жыл бұрын
እግዝአብሔር አምላክ ፀጋውን ያብዛልህ ውድ ወንድማችን ተመስጨ ነው የሰማሁት በተደጋጋም እንተርቭ ብደረግ ብዙ ትምህርት የምንማርበት ብርቱ ወንድማችን
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
በእውነት ደስ ስል
@geni581
@geni581 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በረከት ሓውና ናይ መጀመርያ ጥበብ እግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ። ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏💙
@user-tm5ux6rb1w
@user-tm5ux6rb1w Жыл бұрын
ብሓቂ በረከት ሓወይ ደሰ ክብል ኣጋላልጻ ገሊጽካዮ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@EriLove-op8es
@EriLove-op8es Жыл бұрын
ኣቤት ኣገላልጻ ኣቤት ትሕትና ቀነአ ቁዱስ ቅንኢ በሬ ሓወይ🥺❤ከምዚ ከማይ ዘይጸገባ ኣሎ ዶ?ምስ ኩቡር በረኸት ሓውና ተዕልል መጽሓፍ ምልእቲ ከም ዘንበብካ ኣምላኽ ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ከማኻ የብዙሑላ ነዛ ቅድስቲ ቤተክርስያና🥺✝️🙏🙏🙏✍️
@gual70enderta17
@gual70enderta17 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው ቃለ ህይወት የስምዐና ፀግኡ የብዝሓልካ ተባረኽ ❤👏👏🙏🙏🙏
@Momlove143-
@Momlove143- Жыл бұрын
ከመይ እግዚኣብሔር ብርኽ የብልካ ወደይ ንቁሕ ዘማሪ ❤❤❤ከማካ የብዝሓልና
@saramkaele1679
@saramkaele1679 Жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲👍👍👍👍💕❤️❤️❤️❤️
@caladrius3885
@caladrius3885 Жыл бұрын
ካብቲ ዝፈትወካስ መመሊሰ ይፈትወካ። ተባረኽ ብሩኽ ሓወይ።
@mabratiasafe7932
@mabratiasafe7932 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት አሕዋተይ ሓውና ዘማሬ በረከት ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላክ
@zeroto2347
@zeroto2347 Жыл бұрын
መዝሙር ሁሉ ለኢየሱስ ይሁን ይገባዋል ☝️
@slamh2481
@slamh2481 Жыл бұрын
ንዝመፀካ ፈትና ክትፃዎሮን ክትስዕሮን ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለይካ ኣይፈልየና ብመዝሙርካ ብጣዕሚ እየ ዝፅናዕንዕ
@amaneultsegay9951
@amaneultsegay9951 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ በረኸት ሓውና እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና,
@yonas_MT
@yonas_MT Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሕ ሓወይ ብሓቂ መሊስካዮ ኩሉ ግልህልህ ኣቢልካዮ 🤝👏👏👏
@binitesfe4513
@binitesfe4513 Жыл бұрын
ጽብቅ ክሰምዓካ ጸኒሐ ኣዝዩ ደስ ዘብል ብልሒ ዝትሓወሶ ዉን ምህሮ የሕሊፍካ ከምቲ ጋዜጤኛ ዝበሎ መልሓስ ካብ እግሪ ይዕንቀፍ ኢሉ ሞ ካቶሊካዉያን ሓንትን ቅድስትን ኢልና ኢና እንኣምንን ተከተልቲ ክርስቶስ ዉን እሞ ኣገባብ ብዝትሓወሶ ደኣ ተዛረብ ካብ ተዋህዶ ወጻኢ ክሉ መናፍቅ ኣይትበል ደጊምካ የዐርዮ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት.ቲ እዩ ፀግኡ የብዝሐልካ!!
@meronhabtemariam4169
@meronhabtemariam4169 Жыл бұрын
በረኸት ሓወይ ብዘይ ፍላጥ ብውሽጠይ ይዂን ኣብ ዝኾነ ኮመንት ሓምየካ እየ'ሞ እግዚኣብሔር ይቅረ ይግበረለይ። (ጽቡቅ መደብ ፍሽ ሓወይ)
@amanmz28
@amanmz28 Жыл бұрын
ንፉዕ መሪ ሓወይ እቲ ይቅረ ምብልካ እውን ነዓና ዓቢ ምህሮ እዩ
@user-Pc-1132
@user-Pc-1132 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጓል ሲ ነዲኣ ሕማም ሕርሲ ትምህራ........ብልክዕ ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራሕ ዘይኮነስ ወላ ህዋሳት ናይ ጎይታ ኢያ ትጽውዕ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን። ኣዝዩ ደስ ዘብል ቃላት ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና መዘምር በረኸት።
@user-vf5ln7ue8b
@user-vf5ln7ue8b Жыл бұрын
ብሓቂ ብልቢ ዝፈትዋ ዘማሪ በረከት ትኩእ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@sarateclab1936
@sarateclab1936 Жыл бұрын
ተባረኽ መመሊሱ ጎይታ ጸጉኡ የብዝሓልካ በረኸት ሓወይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-dx4pk1my9w
@user-dx4pk1my9w Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሓልካ ክቡር ዘማሪ በረኸት ትኩእ ሓውና እግዚአብሔር ብቅዱሳን መላእክት ከሊሉ ኣብ ፍጻሜ ከምብጸሓካ ቅዱስ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ኣጆኻ በርቱዕ ናትካ ጻላኢ ዲያብሎስ ምስንፈሱን እንበር ሰብ ኣይኮነን መድህን ዓለም ክርስቶስ ሓይሉ የሃብካ ክቡር ሓውና ነዚ ሕቶ ኣምጺእካ ድምጺ ሓውና ስለዘስማዕካና ክብረት የሃበልና።
@msganamehari1105
@msganamehari1105 Жыл бұрын
ዘማሪ በርከት ሓወና ጎይታና ኣዮሰሰ ከርስቶት ጽጉእ የብዝሓልካ ናዓይ ሙልእ ናይ ሂወተይ መምዝህር የማን ኢካ ሕጅ ኣወን በዝላዕለ በርትዕካ ከትመጸና ብሃንቀውታ ንጽበየካ ሰለ ኣቲ ኩሉ ኣዝግቢሄር የመስገን ንኩላትኩም ደቂ ቅደስቲ በቲከርስትያብ ኣንቂዕ ናይ ጺመ ጎይትና መድሃኒና ኣብጽሓና ጸሞ ንበሲ ስጋዌ ከግበረልና በስላም ኣጄሜሩ በሰላም ከፈጽመና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fiorisereke3043
@fiorisereke3043 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና በረከት ሓወይ እግዛቤር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ!!!
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መዘምር ሓውና በረከት ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዛምራትካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ❤😍✝️⛪️
@ksanetshambel
@ksanetshambel Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ዘማሪ በረከት ሓውና ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግለትካ ይባርክ ጸጉ የብዘሓልካ ኣጆካ በሬ ሓወይ ፍሽ ሓወይ ጸጉ የብዘሓልካ🙏🙏🙏
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ በረከት ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕካ✝️✝️ እመብርሃን ትሓልዉካ ደስ ዝብል ኣገላልፃ እዩ ግን ሓፂራ👏👏👏❤❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ዘማሪ በርየ ጥዑም ጓሮሮ♥️✝️💘👏👏
@gebritglay9974
@gebritglay9974 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘማሪ በረከት ትኩእ ናይ አገልጉሎት ዘመንካን ጸጉኡን የብዝሐልካ ፈጣሪ ኩሉ-ዓለም
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በረከት ሓወና ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏 ቃለ ሂወት የስምዓና ❤🙏 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትምበር ኣሜን ❤🥰🙏
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ብሓቂ ለባመይ አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ
ቃለ መሕትት/interview Part 3 / Zemari Bereket Tikue /Eritrean orthodox tewahdo 2023
45:00
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 9 МЛН
Викторина от МАМЫ 🆘 | WICSUR #shorts
00:58
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 8 МЛН
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 33 МЛН
ዝክረ መድኃኔዓለም ዝማሬ
8:34
Dagmawi Abate
Рет қаралды 587
ነታ ከተማ ምስ ረኣያ በኸየላ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:21:01
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 17 М.
zemari bereket tikue/ደስ ዝብል መርዓ #eritreanorthodoxmezmur #habesha#hermela#yonas
6:43
Azahel media -ኣዛሄል ሜድያ
Рет қаралды 1,1 М.
ቃለ መሕትት/ Part 1 Interview with Zemari Bereket Tikue  Orthodox Tewahdo 2023
43:53
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 191 М.
ሕቶኹም ቀጥታ ሓቲተልኩም ኣለኹ።  ( ሰሚዕኹም ሼር በልዎ።
25:25
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 59 М.
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 9 МЛН