No video

ቃለ መሕትት/interview Part 3 / Zemari Bereket Tikue /Eritrean orthodox tewahdo 2023

  Рет қаралды 117,110

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

Жыл бұрын

Zemari Bereket Tikue Zemarit Hermela YehishoZemari Filmon Yebyo© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ'| ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙናከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታክንሕብር ንፍትዉ።#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinyamezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa, Teahdomezmur, #Debesey Mezmur, #orthodoxtewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopianorthodox church,ethiopian orthodoxtewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begenamezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodoxmezmur new,eritrean music, Eritrea orthodoxtewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodoxtewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikuemezmur#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue#eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmurEritrea orthodox tewahdoeritrean musicethiopian orthodox mezmur mariamethiopian orthodox mezmur newethiopian orthodox mezmurethiopian orthodox sibketbegena mezmurdaniel kibretorthodox sibketethiopian orthodox tewahidoethiopian orthodox tewahedotewahido churchethiopian orthodox churchseifu on ebsethiopian newsorthodox tewahidoDebesey MezmurTeahdo mezmurAddis AbabaAmharic MezmurTigrinya mezmurEthiopian orthodoxEritrea orthodoxeritrean musicEritrea orthodox tewahdoethiopian orthodox sibketbegena mezmurdaniel kibretorthodox sibket#ethiopian orthodox tewahedoethiopian orthodox churchseifu on ebsethiopian news#orthodox tewahidoAddis AbabaAmharic MezmurTigrinya mezmur#Ethiopian orthodox#Eritrea orthodoxHidmonanew eritrean movie 2020#Debesey Mezmurethiopian orthodox mezmur mariamethiopian orthodox mezmurTeahdo mezmurnihemiamusic eritreaeritrea musiccomedy of eritreaeritrea comedyhidmona comedywarwartaeritrean filmeritrean movie 2020eritrean music 2020eritrean comedyeritrean movieeritrean film 2020best eritrean film 2020New eritrean comedy 2020hdmona tvhabesha comedyhabesha musicHDMONA NEBARITMahletEritreanethiopian orthodox mezmurBereketeritrea orthodox tewahdoethiopian orthodox tewahido#tewahido churchamharic mezmurShegye Shegitubest musicNew Eritrean Music 2020Ethiopia musicRoraNew ethiopian tigrignaadmasAmharicTigrayATAEritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopianorthodox mezmur mariam/ethiopian orthodoxmezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopianorthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 901
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Жыл бұрын
ንመዛምር በረከት ዝፈቱ ላይክ አብ ብሮፋይለይ አትኩም ሳብስክራይብ ሓጉዝኒ አፍቀርቲ እመብርሃን 💞
@kokobey7020
@kokobey7020 Жыл бұрын
Eshi
@terhaskahsay
@terhaskahsay Жыл бұрын
Eshi marey🥰
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Жыл бұрын
@@kokobey7020 💞💞
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Жыл бұрын
@@terhaskahsay 💞
@lina.fajji.75
@lina.fajji.75 Жыл бұрын
አሺ መዓረይይ ገረልኪ ኣለኹ
@Shitameror
@Shitameror Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትሑት ዓቃል ምቕሉል ንኡሰይ ኣጆኻ ኣይትጀጁ :: ፈተና ከብልሓካ'ዩ !! እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ 🙏🏽
@maryameymezmureykerstosaml3497
@maryameymezmureykerstosaml3497 Жыл бұрын
እዛ ናይ እመብርሃን ዝበላ ሲ ልበይ ተንኪፋትኒ፡ ኣምላኽ ኣዛሪብዎ ። ምኽንያቱ ንእመ ኣምላኽ ክትውድስ ካብ ላዕሊ ክውሃበካ ኣለዎ ። 😥🙏🙌
@meley201
@meley201 Жыл бұрын
ካብ ምንታይ መጽዩኒ ንብዓት ነቢዐ ኣብ መወዳእታ እቶም ብፍቅሪ ካብ ሃይማኖት ኣርቶ-ዶክስ ክይወጾም ዝፈርሁ ብፍቅሪ ምስ በለ ኣይክኣልኩን ነቢዐ😢ንፈርህ እወ ንስኹምን ከማኹም'ሲ እባ ኣይትጥፍኡና ተስፋ እታ ኦርቶዶክሳዊት ቤትና እንዲኻ ዘማሪ በረኸት ሓወይ!ኣምላኽ ጸጉኡ ኣብዚሑ ብዙሕ ንጽበ ካባኻ የሕዋትካ ክንረኽቦ እንኽእል መንፈሳዊ መዝሙር ደጊምና ክነመስግኖ ንጎይታ ሓይሊ ይሃበና ንኹልና! ፍሽ ሓውና ከኣ የቐንየልና ❤
@slamh2481
@slamh2481 Жыл бұрын
ዘማሪ በረከት ሓውና ኣዚና ንፈትወካን ነድነቀካን ብልፅ ሓውና ኢካ ብመዝሙራትካ ኩሉ ግዜ ንፅናዕና ተስፋ ንሰንቅ ዝሓወይ ካብቲ ዘልካዮ ንላዕሊ ኣዕዚዙ በርከቱ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንፀላእትካ እትስዕረሉ ሓይሊ መንፈስ ቅዱሱ ይላኣከልካ ከምቲ ምስ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ ሂወቶም ካብ ክፍኣት ዘድሕነምን ዝረድኦምን ምሳካ ድማ ይኩን ኣጀካ በርተዕልና ዝሓወይ እመ ብርሃነይ ብፆሎታ ብፍቅራ ሕቁፍ ድግፍ ተብልካ ኣብ ፅላል ቤታ ተንብረና ንኩላትና
@senaittekie7876
@senaittekie7876 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@merhawitkubrom7666
@merhawitkubrom7666 Жыл бұрын
Amien❤❤❤
@luwamkiflemariam2721
@luwamkiflemariam2721 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
Amen amen amen ብርክተይ 🙏🙏🙏
@eyobgebru7760
@eyobgebru7760 Жыл бұрын
Amen 🙏🙏
@user-yi2ci6zj1c
@user-yi2ci6zj1c Жыл бұрын
ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ የመስገን ብሩኽ ሓወይ pls ካብ ኣገልጉሎትካ ከይተዕንቀፍ ንሕና ድኹማት ሰባት ከንዳክም ጥራይ እና ንወዕል
@tomashadgu7052
@tomashadgu7052 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ብህንጡይነት ክጸበዮም ዝቀነየ ኣሎ ዶ 🤔🙏🥰
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Жыл бұрын
me😌
@meronkidane6551
@meronkidane6551 Жыл бұрын
ይነብዕ ሱቕ ኢለ ኣይርድኣንን ቃላቱ ሓሊ ኣለዎ ኣምላኽ ብዙሕ ረዲእና በረኽት ሓወይ እዛ ቡዙሕ ፍተነ ዝወርዳ ዘሎ ቅድስቲ በተክርስያና ሓልውቲ ትትንስኡ ስለ ዘለኹም ውሽጠይ ዘይቋጻጸሮ ስምዒት ወሪርኒ
@slamh2481
@slamh2481 Жыл бұрын
ኣቦ ትዕግስቲ ቡሉፅ ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልፃ ቃል ሂወት ይስምዕልና ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ኣብ ቤቱ የንብርካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሓወይ
@letebrhanhabtslasieweldege7451
@letebrhanhabtslasieweldege7451 Жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስማዓልና፡ ቤተ ክርስትያና ብኸመይ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ከመይ ኢሎም የመስግንዎ ኢሎም ሕምም ዝብሉ፡ ክብሪ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ከመይ ኢላ ቤተርስትያን ከም ተቐድስ ዘይፈልጡ ስለ ዝኸኑ ኢዮም፡ ልቦናና ይኸፈተልና። ቃል ህይወት የስማዓልና፡፡
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
Bhaki💯 amen
@mannahailemariam9197
@mannahailemariam9197 Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ነዚ ኩሉ ከም ማዕበል ካብን ናብን ዝጻፋዕ ዝነበረ ሕቶታት ብትዕግስትን፣ እግዚኣብሔር ረዲኡካ ብጥበብ ስለዝመለስካዮን ካብ ልበይ ዝመንጨወ ዕዙዝ መንፈሳዊ ሓጎሰይ ክገልጸልካ እፈቱ!!! ኣጆኻ በርትዕ ፣ ካባኻ ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር ብዙሕ ኢና እንጽበ። ብፍላጥ ኮነ ብዘይ ፍላጥ ብዙሕ ተባሂሉ ኢዩ፥ ነገር ግን ናብ ቀራንዮ ብምጥማት ከም ገመል ንኹሉ ጼርካ ስለ ዝሰጎምካ እግዚኣብሔር ፍጻሜን ዓስቢ ቅዱሳንን ይሃብካ!!! I’m really proud of you beloved brother!!! ሓቂ ብሓቂ ቤተክርስቲያና " ነሢእየ ማዕተበ ኢላ ክሳዕ ጸጋ ነሣእነ "ኣብ ዝብል ናይ ምስጋና ሰዓታታ ስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እናጸውዐት ኢያ እተመስግን። ብዛይካቲ ኣብ ምግላጽ ሥርዓት ቤተክርስቲያንና ዘርኣኻዮ ትሕትና ዝመልኦ ብሉጽነት ፣ ናይ ግእዝ ጸሎታት ከይተረፈ ከምቲ ዝግባእ እናዘለቕካ መብርሂ ብምሃብካ ተውህቦኻን፣ ተገዳስነትካን ልዑል ምዃኑ'ዩ ኣንጸባሪቑ'ሞ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከም ስምካ በረኸት ኣብ ርእሲ በረኸት ይወስኸልካ!!! ብርኽቲ መንግሥቱ ይሃብካ ክርስቶስ። ጽናዕን በርትዕን ዝሓወይ!!! Our Love to you is infinite❤.
@user-sd3hc4em5m
@user-sd3hc4em5m Жыл бұрын
ዝፈትወካ ዘማሪ በረከት ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግልት ዘመንካ ይባረክ ቁዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ💚
@luwamhagos6706
@luwamhagos6706 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋ ጥበቡ የብዘሓልካ በረኸት ሓወይ ኣምላክ ኣመስገንቱ ይግበረና
@embebaaregawi2637
@embebaaregawi2637 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኢካ ኣነስ ብወላዲት ኣምላክ ዝምስክር ሰብ ሓጎሰይ ምቁፃር የ ዝስእንን ! ንድንግል ማርያም ኣደይን ንኩሎም ሕሩያኑን ዘክብ ንግዚኣብሔር ኣምላክ ዩ ዘፍቅር❤❤❤
@munamu7720
@munamu7720 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና በረኸት ትኩእ መዝሙራትካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ 👏👏👏❤❤❤❤💖💖💖
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Жыл бұрын
Thanks Berie ንኩሎም እቶም ሃለውለው ዝብሉ ልክዕ ልክዖም ሂብካዮም ኣለኻ ነዚ ሰሚዖም እንተዘይተዓርዮም ካልእ ዕላማ ሒዞም ዮም ዝጎዓዙ ዘለዉ።እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈተሎም ንብል።
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 Жыл бұрын
ኣዚየ ዝፈትዋ መዝሙር ውዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ብሩክ በረክት ሓውና።
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ናይ ስላሴ ቸርነት ምሕረት ናይ እመቤታችን ኣማላድነት ናይ ቁዱስ ሚኪኤል ፈጣን ተረዳኣይነት ናይ ኩሎም ፃድቃናት ፀሎትን በረከትና ኣይፈለይኩም ኣብ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና
@yuelsamson
@yuelsamson Жыл бұрын
Stay Strong በሬ ሓወይ መዛሙራትካ ንብዙሓት ሰባት'ዩ ሓይሊ ዝፈጥር'ሞ ኣጆኻ!
@tslatsoony6869
@tslatsoony6869 Жыл бұрын
ኣነ ሓደ ነገር ኣሎ ግርም ዝብለኒ ዝፈልጥን ዘይፈልጥን ስቅ ኢሉ ይፈርድ ንትግርኛና መዛሙር ክንዕብዮ ንፈትን ኣብ ናይ ኣምሓርኛ መዛሙር ተደቒስና ወይ ተዶኳና ኣይንንበር ዋናታት ግእዝን ዜማን ህዝቢ ትግርኛ እዩ ሃፍቲ ቤት ክርስትያና ነንጸባርቆ ክብል እፈቱ
@bisratamare5124
@bisratamare5124 Жыл бұрын
ጎይታ እቲ ቅኑዕ መንገዱ ይምራሕካ. . . .ቃለ ሕይወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ የንወሓልና🙏🙏🙏
@user-lk3jo3uv6k
@user-lk3jo3uv6k Жыл бұрын
ኣቤት ትሕትና ፅጕኡ የብዝሓልካ በረከተይ 🥰👏♥️ኣቤቱ የንብርካ ቡሩከይ ጠባየ ሰናይ 👏♥️
@user-pi2uu8vy4b
@user-pi2uu8vy4b Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መዘምር በረከት ሓዉና ጸግኡ የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 🙏🙏🙏❤️
@jesussonofgod9235
@jesussonofgod9235 Жыл бұрын
እዋይ በሬ ሓወይ እዚኣስ ናይ ግቡዛት ጌርካያ። ቅዱሳን ከማልዱልካ ዝኽእሉ ምሳኻ ኣብ ምድሪ ምስዝህልዉ ጥራይ ኢዩ። እንዳ ፈለጥካ ቃል ኣምላኽ ኣይትጋዕጽጾ። እግዝኣብሄር ቃሉ ገሊጹልካ ከሎ ሓቂ በሪህልካ ኮሎ ንሰባት ፈሪሕካ ጎቦ ኣይትበል። ጭኪንካ ንጎይታ ጥራይ ሰዓብ። ምስናይ ኣክብሮት ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ ።
@Biteyalemey2017
@Biteyalemey2017 Жыл бұрын
Nseb ferihka ktbl keleka tferdo kem zeleka teredieka alo mish? Kal mexhaf kdus gn aytfredu keytfredu eyu zblena
@yoditt7687
@yoditt7687 Жыл бұрын
Jesus son tibl zela addreska Egizabiher ygleselka kudusan hiyawan eyom wetru beana yilmunu zhawey niska eka tgage zeleka abotat hitet temahar kidim libaelika buruk hawey. Aytifred kea kitfelit fetin kitmehar abtihti abotatka konka.
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
መን አሎ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ኽጽበ ዝቀነየ ዘማሪ በረከት ትኽኡ አዝየ እየ ዘድንቐኻ መዛሙራትኻ ሰሚዐ አይመንዎምን እግዚአብሔር አብ ቤቱ የጽንዕኻ
@hermonaelm4922
@hermonaelm4922 Жыл бұрын
Me ❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Жыл бұрын
Me😌 Selmey💝
@isaiahteages8596
@isaiahteages8596 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘማሪ በረኸት ሓውና ብልቢ ኢና ንፈትወካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ!
@rezanasfaha3145
@rezanasfaha3145 Жыл бұрын
Dear Bereket I admire you very much. You are a true Christ follower. Keep up with your songs don’t mind those who think negatively. God bless abundantly.
@robelbereket9406
@robelbereket9406 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ከምኡ ውን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ሓውና ዘማሪ በረኸት ትኩእ። ከምኡውን ክቡር ሓውና ፊሽ እግዚኣብሔር ጽግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ እንተሎ ኣጆካ በርትዕ እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኩን ክቡር ሓወይ በረኸት።
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 Жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም! ናይ ብሓቂ ጸባ ዝኮነ ትሕአና ምላት ልቢ ዝመሎኦ ሕቶን መልስን ስለ ዝኮነ ቀጽልዎ ጸጋ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣይፈለኩም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር🙏🙏🙏!
@embebaaregawi2637
@embebaaregawi2637 Жыл бұрын
ንሃይማኖትካ ምክትታል እካ ጹቡቅ እንተኮነ ንስካ ግን ብዓቅምካ ንኣምላክ ተገልግል ኣልካ እዚ ሰብ ኣበር ከውጽእ ዩ ይመስለኒ መዝሙር ዝሰምዑ ኣጆካ ጥራይ ቀጽል ኣምላክ ኣብእምነትካ የጽንዕካ
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐና ዉዕለቱ ዘክሪ ዝፈትዋ መዝሙር ኣብ ሂወትካ ኣሳልጦ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ይምነየልካ ዕንቂ ናይ ተዋህዶ ሓዉና ዘማሪ በረከት 💝
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ አዕዚዚ ይሃብካ ዘማሪ በረከት ሓዉና አጆካ በርተዐልና መርአያ ብዙሓት
@zaydteklemariyam279
@zaydteklemariyam279 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ አዕዚዚ ይሃብካ ዘማሪ በረከት ሓዉና አጆካ በርተዐልና መረአያ ብዙሓት 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒
@niqodimosawet1228
@niqodimosawet1228 Жыл бұрын
በርየ ኃወይ ንሕቶይ ኣኽብርካ ስለ ዝመለስካለይ ክብሪ ይሃብካ / ብስም ኢየሱስ ናብ እግዚኣብሄር ኣቦ ምጽላይ ሓደ ካብቲ ኣብ ህይወትና ክንለምዶ ዝግባእ እዩ ። እግዚኣብሄር ኣቦ ዝሃርፎ ውን ብኢየሱስ ገርና ክንመጾ ከለና እዩ ። ነዚ እዩ ውን ጎይታ ኣነ መንገዲ እየ ብዘይ ብኣይ ናብ ኣቦ ዝመጽእ ኮቶ የለን ዝበሎ ። ዮሃ 14'6
@erifuturesmedia4892
@erifuturesmedia4892 Жыл бұрын
ንቐድሞስ ሓወይ ኣብዚኣ ግን ካልእ ትምርት ከይትጋጨወካ ብስም ኢየሱስ ክንልምን ንኽእል እና ምእንት ኢየሱስ ምሓረና ኢልና ግን ክንልምን ኣይንኽእልን ኢና ምኽንያቱ ብስሙን: ምእንትኡን ይፈላለ ዩ.... ምስ ኣኽብሮት እየ ብካልእ ከይትርዳኣኒ
@daniellyemanne7126
@daniellyemanne7126 Жыл бұрын
Niqodimos neska melafeq ketkewen Alka, ምክንያቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ጾሎትና ክሰምዓና ናቡ ንጽሊ እምበር ንሱ ምስ አዝጋቤሄር ኣብ ምስ አዝግኣቤሄር መንፍስ ቁዱስ ሓድ አዩ ስለዚ ናብ ክጽልየልካ ትደልዮ ኣልካኣ? ጾሎትካ ክሰምዓካ ኢየሱስ ክርስቶስ አንተ ደሊካ ንወላዲቱ ክቁዱሳን ጸሉዩለይ ኢልካ ብጺሎትካ ሕቶታም።ኣብ ቤትክርስትያን ዘይ ምምሃር እዚ አዩ ውጺኢቱ
@HYAW-EMNI
@HYAW-EMNI Жыл бұрын
​@@daniellyemanne7126 ብሩኽ ንስኻ ዘይበጻሕካዮ ትምህርቲ ቤተ ክርስትያን ክህሉ ይክእል እዩ፣ ስለ'ዚ ካብ ጌጋ እያ ምባል ክትፈልጥን ክትሓትትን ግዜካ የሕልፎ እቲ እንኮ ክንጽልየሉ ዝተዋህበና ስም ኢየሱስ እዩ። ባዕሉ እዩ ጎይታ ብስመይ ለሙኑ ዝበለ ስም ኢየሱስ ልዕሉ ኩሉ ስም እዚ ስም እዚ ማለት ኢየሱስ እንተ ኢልኻ ህዝብና ከም ምዝንጣል ዝመስሎም ኣለው።
@Nay_Christ
@Nay_Christ Жыл бұрын
​@@daniellyemanne7126 ኣብ ቤተክርስትያን ዘይምምሃሩ ብኸመይ ፈሊጥካ መናፍቅ ኢልካ ክትጸርፎኸ መን ፈቒዱልካ እምብዛ ድፍረት ጽቡቕ ኣይኮነን
@daniellyemanne7126
@daniellyemanne7126 Жыл бұрын
Kubur hawey defire ente koyne የቅሬታ enda belku, Eti xihefyo Zelo gen nay kedsti betkerstian ትምርቲ ayekonen, ኢየሱስ ክርስቶም ኣምላክ እዩ ኢየሱስ ክርስቶ ፈጣሪ አየ ናብ መን አዩ ከአ ክጽለየልካ ትደልዮ ዘልካ ሕቶ? ነቲ ብስም ኢየሱስ ናብ እዝግኣብሄር ኣቦ ምጸላይ ከመይ ማለት እዩ?ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኣቦ ኣደ አየ
@atitasafiei4104
@atitasafiei4104 Жыл бұрын
ትዕግስተና ሓውና ኣምላክ ይባርክካ
@user-yt9us4qj6o
@user-yt9us4qj6o Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሕይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ በረከት ሓወይ
@saliholove101
@saliholove101 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተባዓት መናእሰይ፣ ንመሰሎም ደው ምፍጣርኩም ደስ ኢሉኒ፣፣ ከንቱ ውዳሴ ዶ ትዕቢት ዚብሉ መታልልቲ ሓሳብ ነርሕቆ ፕሊስ ንመትከልካ ብትብዓት ከምዚ ናይ በረኸት ክንዛረብ ይግባእ!
@tigistianday2578
@tigistianday2578 Жыл бұрын
Ezgabher Amlakna edmen thinan yhabkum buruk yehwatna
@nahom1628
@nahom1628 Жыл бұрын
Ewe haki buzuhat alewu hakiyti mesilom menieseyat zseagugu
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
*_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃል ህይወት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በረክት ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ♥️♥️♥️_*
@merawaliku3182
@merawaliku3182 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ሳብስክራይብ ግበርኒ ማዓረይ💕
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
እግዚእብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክብራተይ ሓዉና ዘማራይ በረከት ሓወይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣጆካ ቀቃፅለሉ ዝሓወይ ሓዉና ፍሽ ደማ ፀጉኡ የብዝሕ ዘማራይ በረከት ሓዉና ብዝሕ እየ ዝማሃር ካብ መዛመራትካ ብካልእ መደባት ክትመፀና ብተስፋ ንፅበ እንሓትት ኣሕዋተይ ደማ በጃኩም ኣብ ደቀቅቲ ሕቶታት ኣተትኩሩ እቱ ዝጠቅመና ንሕተት ።
@zere.s4401
@zere.s4401 Жыл бұрын
Z. Bereket, Every single word you have said in all parts are correct, and I love how respectfully you have said it. This is our orthodox faith and the head of our church is our lord Jesus Christ. Stay strong and courageous Z.Bereket for the Lord is with you. Keep singing hymns for our lord, indeed there is not a lot of hymns dedicated for him. May the Holy Spirit keep reveal the right words for your hymns. May the prayers of our mother st.Mary and all the saints supports you.🙏🙏🙏
@Mentki3838
@Mentki3838 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ከም ተወሳኪ ብስምካ ንልምን ዝብል ኣባሃህላ ከምቲ ሓውና ዝበሎ ይበሃል እወ ትምህርቲ ቤተክርስትያና እዩ። ኩሉ ሳዕ ዉን ስለ ቅዱስ ስምካ ክትብል ምሕረት ግበረልና ኢና ንብል እሞ ከም ካልእ ኣታሓሳስባ ከይትሕሰብ ከም ኣማልዲ ንጐይታ ዝገልጽ ኣይኮነን። ንዓይ ግን ቂር ትብለኒ ካብ መዝሙር ሓዉና በረኸት ኣደይ ማርያም በዓልቲ ጸሎቴ ትብል እያ ይቅሬታ ስለ ዘይተረደኣትኒ እያ ከተብርሁለይ ይፈቱ። ማለት ንሳን ወዳን ደው እናበለት ተኾይኑ ንጐይታ ናይ ምምላድ ባህሪ ይወሃቦ ኣሎ ንሳ እያ ንምልማን ደው ትብል እንበር ጐይታ ኣብ ዝፉኑ ንምሕረት ንፍርዲ ተዘይኮይኑ ንጸሎት ኣይቀዉምን እዩ ስለዚ ብከመይ እያ ከተረዱኡኒ ይላቦ፧ ብዝተረፈ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኩላትና ድማ ብጸሎት ንደጋገፍ ። ኣምላከ ቅዱሳን ምስ ኩላትና ይኹን
@msganabereket5552
@msganabereket5552 Жыл бұрын
በረከት ሓወይ እግዛብሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርክ🙏🙏🙏
@abayneshleuk1510
@abayneshleuk1510 Жыл бұрын
_ብሰላም ምጸና ክቡር ሓውና መዘምር በረኸት ትኩእ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነኽብረካ ብጣዕሚ ጥዑማት መዝሙራት እዩዘለካ ካብ መዝሙርካ ካብ ትዕግስትኻ ብዙሕ እንዳተምሃርና ኢና ቀጽለሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ክቡር ሓውና_
@lemlemteklya5271
@lemlemteklya5271 Жыл бұрын
Bselam mxena zemari bereket hawna
@fiyoriyohannes887
@fiyoriyohannes887 Жыл бұрын
ጸጉኡ የብዝሓልኽ ሓውና ዘማሪ በረክት ትኹኡ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ መዛሙራትኻ ኣብ ልብኻ ዝኣቱ አዩ ደጊመ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ 👏👏👏
@girmawitrezene-fg4hr
@girmawitrezene-fg4hr Жыл бұрын
ብሓቂ ኑፉዕ ጸግኡ የብዝሓልካ ወዲ ድንግል ማርያመይ ኣጀኻ በርትዕ በርየ ሓወይይይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን 🙏💒🙏💒🙏💒✝️✝️✝️👏👏👏✅✅✅
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 Жыл бұрын
ኣነ እየ መንገዲ ሓቅን ሂወትን ብዘይ በኣይ ናብ ኣቦ ዝቀርብ የለን ኣኸለ።
@erifuturesmedia4892
@erifuturesmedia4892 Жыл бұрын
ትርጉማ ባ ንገረኒ እዛ ኣምጽካያ ዘለካ ቃል ጎይታ እንታይ ክብል ስለ ዝደለየ እዩ ከምዚኣ ኢሉ ተዛሪቡ
@samrawittesfamichael8134
@samrawittesfamichael8134 Жыл бұрын
በረከት ንኡስ ሓወይ ኣምላኽና እግዝኣብሔር ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ።
@mahariadhanom614
@mahariadhanom614 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ብመዛሙርካ ኩሉ ግዜ ንባረክ ኣለካ፡ኣጆካ፡ ሰይጣን ኣብ ሰባት ሓዲሩ ብዙሕ ፈተና ከምጺኣልካ ኢዩ ሕጂ ዉን ከም ናይ ዝሓለፈ ሂወትካ፡ ሓቀኛ ክርስትና ናብራ፡ ምስ ፈተና ምንባር ኢዩ።
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 Жыл бұрын
ኣምላክ ይባርኩም ክቡራት የሕዋተይ፡ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም።ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ጻድቃን ነብያት፡ ሃዋርያት፡ገዳምውያን ኣቦታት ተራዳእነት ናይ ቅዱሳን መላኣክት ምሳኩም ይኩን ኣሜን።
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ ኣገልግሎትካ ይባረክ 🙏💐
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Жыл бұрын
አምላክ አቦታትና ጸጉኡ የብዝሓልኩም መዛሚር ሓወይ
@user-bi2hb7mp6j
@user-bi2hb7mp6j Жыл бұрын
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ቅዱስ እግዚአብሔር🤲🤲🤲
@alula763
@alula763 Жыл бұрын
ብሩክ ሓወይ ፈተና ይመጻካ ኣሎ ግን ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኢዩ ። ኣምላክ ይሓግዝካ ኣብ እምነትካ ኦርቶዶክስ ጸኒእካ ክትነብር ኣምላክ ይሓግዝካ ።
@01tigray
@01tigray Жыл бұрын
የህይወት ቃል የሰመዕና አብ ቤቱ የነብርካ ዝሓወይ 🙏❤
@armanakalab8967
@armanakalab8967 Жыл бұрын
Berket burki hawey meglexi sinelka (berket amlaki wetru abi zuryaka ykun) amen!
@user-vo2rz8tp6q
@user-vo2rz8tp6q Жыл бұрын
ኩቡር ሓዉና ዘማር በረከት ትኩእ ይፍትወካ እየ እግዚአብሔር ኣምላክ ብርትዕ ይሃብካ ወላድት ኣምላክ እመብርኃን ኣብ ትኾዶ ምስኻ ትኹን ፍሽዋይ ዝፈትወካ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ😍😍😍
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 Жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።መታን ቤት-ኣምላክካ ክትጽግንን ክተሃንጽን። #ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ኣለም
@user-iq6xq2hn1c
@user-iq6xq2hn1c Жыл бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡራን ኣሕዋትና ዘማሪ በረከት ትኩ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ኣጆኻ ቀጽሎ እግዚአብሔር አምላኽ ይሓግዝካ❤
@rackygalerey
@rackygalerey Жыл бұрын
ቃሌ ሂወት የስምዓልና ሓውና zemari በረከት ትኩኤ አድመን ጥአናን የሓብካ ሓውና ከኣ ፍሽ ከኣ አድመን tienan yehabka
@yriga
@yriga Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ ዘማሪ በረከት ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፀሎት ቅዱሳን ፡ ፀሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለይካ ፡ ፈጣሪ ብቅዱሳን መላእክቱ ጌሩ ይሓልውካ/ና ።
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY Жыл бұрын
ክብሪ ኣምላኽ ምሰ ኩሉ ምእመናን ህዝሸ ክርሰትያን ይኹን በሬ ሓወይ ኣጆኻ ጸጋኣምላኸና እየሱስ ክሩሰቶስ ምሳኻ ይኹን ብኻልእ ሓደሸቲ መዛሙራት የራኽበና ፍሸ ከኣ የቀንየልና ክብሪ ይሃበለይ ፈጣሩ ❤❤❤
@Muler-rx8zc
@Muler-rx8zc Жыл бұрын
*_ዘማሪ በረከት ትኩእ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ዘማሪ ብእነት ፀጉኡ የብዘሐልካ ክደይ ትሕትና እዩ ወሲኩ ፈጣሪ ፀጋ የብዛሓልካ_*
@tsion3643
@tsion3643 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡራት የሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ንዘላለም እናዘመርካን ናወደስካን ኣብ ቤቱ የንብርካ እምብርሃን በማላድነታ ትሓልወካ ።
@user-dani173
@user-dani173 Жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ይባርኮ ፊሽ ሓዉና ዉን ኣዚና ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝካ
@weyniabraham225
@weyniabraham225 Жыл бұрын
Besmam beweld wemenfes kudus wehadu Amlak amen. Zemari bereket hawey egzabiher xegu yebzhalka.
@kuhulotukue124
@kuhulotukue124 Жыл бұрын
ኣብየት ትሕትና, ኣብየት ርእሲ👌
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 4 ай бұрын
ደቂ ሰባት ግን ምርጋምና ክንደይ ሕስድና እዩ እዚ ኩሉ ሕቶ ክብር ሓውና አጆኻ ቀፅለሉ ከይተሰምዖም ቅንአት እዩ ዝቀልዎም ዘሎ አጆኻ በርትዕ ❤❤❤❤
@user-bs8mh6em4x
@user-bs8mh6em4x Жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዐልና ዘማሪ በረከት ሓወይ አመቤቴ ኣብ ኩሉ ህይወትካ ትምርሓኻ ኣጆኻ በርተዓልና ፉቁር ሓውና
@TheMirrorsentertainment2144
@TheMirrorsentertainment2144 Жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦታትና ጸጋኡ የብዝሓልካ ሓውና ዘማሪ በረኸት ትኩእ ነዊሕ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይሃብካ ስለቲ ካብ መዓርን ሽኮርን ዝሕረ ቃል አምላኻዊ መዝሙርካ ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ናይ እመቤታችን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ልመናን ኣማልድነትን ኣይፈለኻ ፍቁር ሓው
@ngsti8856
@ngsti8856 Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ክቡራት አሕዋተይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የንብርካ ዝሓወይ🙏🙏🙏🙏💓💓💓🙏🙏🙏🙏💓💓💓🙏🙏🙏🙏💓💓💓
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
በረከት ሓወይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ :: ኣጆኻ ብመንፈስ እንዳ በርታዕካ ክትከይድ ከለኻ ፈተና እንዳበርተኣካ እዩ ዝኸትድ ብመዙሙራይካ ንብርትዕ ንጻናናዕ ንብርትዕ ኣለና እሞ በርትዕ 🙏🙏🙏
@shewitsahle1290
@shewitsahle1290 Жыл бұрын
ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና፡እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘማሪ በረኸት ሓውና።
@ayenewyihune
@ayenewyihune Жыл бұрын
Happy to hear you're in Addis brother. I would be pleased to see you in Church service here.
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከተየ እንኳዕ ሰላም መጻካ ብሓቂ ልእል እግዝኣብሔር ብጥዕና ይልካ በረከትየ በርተዐልና ብመዛምርካ መፅናዕንዕና እዮ
@selamselam3844
@selamselam3844 Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ዘማሬ በረከት ሓወይ ኣምላክ እዕዚዙ ይባርካ ዝሃወይ ሓይሉ መንፈሱ ይስደድልካ መዝሙርካ ኣዝየ አየ ዝፈትዎም ኣጆካ ዝሓወይ ካብዚ ዘለካዮ ክትብርትዕ ድማ አመ ብርሃን ብቃል ኪዳና ትሓልካ
@nubelove2157
@nubelove2157 Жыл бұрын
ተባረክ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርኮ ዝሓወይ
@debora9761
@debora9761 Жыл бұрын
I am not in the same religious with you(zemari bereket) But what can I understand from your interview is we are been filled with the same spirit. Kemti pawlos zbelo eyu Ab zezbetsahnayo nmelales. But we are one in Christ 🥰 Tebarek kbur hawi🥰
@axsmawit
@axsmawit Жыл бұрын
እንኳዓ ሰላም መፃኩም ክቡራተይ ኮንፅበየኩም ቀኒና ዘማሪ በረኸት ሓወይ ድማ ካብ ኣንሕና ዘይንረበሕ መዕንቀፍታት ንኮነካ ዘለና ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ሰናይ ኣገልግሎት ይኩነልካ
@axsmawyan
@axsmawyan Жыл бұрын
❤❤
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Жыл бұрын
Amen ክብርቲ ሓፍተይ 🙏🙏🙏
@Amkrra7944
@Amkrra7944 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ። ናይ ብሓቂ ካብዚ ቃለ መሕተት ቡዙሕ ተማሂረ ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@senaitabrahadesta8485
@senaitabrahadesta8485 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማአልና በርየ ሓወይ ከምኡውን ፍእሽ ሓወይ ኤድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታርይ.
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ብሓቅ በዝ ስዓትዝ ከማኻትኹም ዓይነት መናእሰይ ምርኣይ ኣዝዩ ዘደንቅን ዘሓጉስን እዩ በርትዑልና በረከት ሓወይ መዛሙርኻ ኣዝም እዮም ዝሙሱጥን ቀፅለሉ ዝሓወይ🌻👏
@user-uh9lv9xg1d
@user-uh9lv9xg1d Жыл бұрын
እቲ ማእክል ናይ እምነትና ክርስቶስ የሱስ ጥራይ እዩ። ካልእ ኣይንወሳስኽ
@yrgalembahta6161
@yrgalembahta6161 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርካ ፍቁር ሓወይ። በዚ ኣጋጣሚ ከኣ ንስካ ብዙሓት መዘምራን ከተፍሪ ሓደራ እብል።
@herkel791
@herkel791 2 ай бұрын
ጸጉኡ የብዘሓልካ ኩቡር ሓወይ በረኸት። ካብዛ ቢሓጥያት ዙመለአት ዓለም ወጽየ ናብዛ ኪቢርቲ ሃይማኖትና ኪሚለስ ዚጺዓርለሉ ዘለኹ ጊዜ መዛሙርቱኻ ሓገዝ ዪኾኑኒ ኣለዉ ሞ ተባረኽ 🙏🏼❤
@Christfirst82
@Christfirst82 Жыл бұрын
I am not sleep every night with out your mezmur so be continue and hard God bless you and God bless for all Orthodox Christian ⛪️ ❤️ ⛪️ ❤️ ⛪️ ❤️.
@freweiniberhe6905
@freweiniberhe6905 Жыл бұрын
አግዚኣብሄር ጸጉ በረከቱን ይብዛሐልካ 🙏🙏🙏 በሬ ሐወይ
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
Ephesians 4 (ትግ) - ኤፌሶን 5: ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡orthodox tewahdo eya nzelalem tnber : Nay bahaqi xega ab liali xega yahabeka fetari bereket hawey ⛪️💝
@brhankiros
@brhankiros Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትየካን ዘክብረካን በረከት ሓወይ እግዚኣብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይወስከልካ ሓወይ ናተይይይ❤❤❤
@wintazerai2290
@wintazerai2290 Жыл бұрын
Yesss kab srah ms tefedesku ekum ktmetsi 😂🥰🙏🏽 welcome Z.Bereket hawey ms Fish. ወንጌል ዮሃንስ 16 24፤ ክሳዕ ሕጂ ሓንቲ እኳ ብስመይ ኣይለመንኩምዎን። ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን፡ ለምኑ ኽትረኽቡ ድማ ኢኹም። Amen 🙌🏾 Ewe Bsmiam knlmn kemzelena baelu Goytana eu mihiruna ❤🥰☦️🙏🏽 Bruk mealti ygberelna. Bselam mtsuna kea 🙏🏽❤️
@abraham1678
@abraham1678 Жыл бұрын
መድሃኒኣለም ይባርኽኩም በረን ፍሽን። ኣምላክ ኣቦታትና ይባርኽኩም።
@frehiwetnegasi7595
@frehiwetnegasi7595 Жыл бұрын
እቲ ሓቐኛ መንፈስ ኣምላኽ ምካኑ ስሒተዮ ኣይፈልጥን ሎሚ ዉን ዝያዳ መጠኑ ዝሓለፈ ሓጎሰተሰመዓኒ ሓጎስካ ይብዛሕ በርየ ሓወይ ፍሸ ሓወይ ውን እዚግዜ ዘለናዮ ብጣዕሚ እዩ ሓያል ዕብዳንን ዝሙትን ዝበዝሖ፡ ንህዝብና መንገዲ ጸጋም ምእንታ ከይዕብልለና ኣብትሕቲ ልዑል ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ፡መንፈሳዊ ሓይልና ምእንታን ክሕይል ናትኩም ኣበርክቶ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@computer1874
@computer1874 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ዘማሪ በረከት ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዘመንካ ይባረክ ጸሎት እመ ኣምላክ ኣይፈለካ ዝሓወይ👏😘
@amanbahlebi9436
@amanbahlebi9436 Жыл бұрын
Best explnation in your religion 🎉 thank you
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክናን መደሓኒናን ኢየሱስ ኩርስቶስ ምስ ኩሉካትኩም ይኩን።ብምቅጻል ፍሳሃ ሓዊና ኪብረት ይሃበልና ነዚ መደም ብምቕራብካ የመስግነካ።ቀጺል መዘምር በረከት ሓወይ ኣነ ዊን ካብቶም ንመዛሙርካ ክሰምዕም እንከለኩ ቂር ዝብለኒ ዝነበርኩ ስብ ኢየ ሒጂ ግና ንጹር ዝኮነ መብሪሂ ሂብካኒ ኣለካ የቀንየለይ እግዝኣብሄር ኣምላክና ናይ ዕድሜካ ዘመንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካን። ከምዚከማይ ዝተሓጎስኩም እንተ ኣለኩም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩ Subscribe Share በሉለይ።
@natsinetyemane
@natsinetyemane Жыл бұрын
Berketey haweyy eflti eye mare kendey tigsti kem zeleka! Amlak dema neti tigstika melsu tehawuseyo eu ajoka abu zeamene aykehafri eu ♥️ 🙏🙏🙏🙏
@gudislove3277
@gudislove3277 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን ቃለ መሕትት ኣምላኽ ምስቶም ፈጸምቲ የፈጽምካ።❤️💙🙏🥰
@tesfomberhe9839
@tesfomberhe9839 Жыл бұрын
መዘምር በረኸት ሓወይ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣጆኻ ቀጽሎ ምስ ሓደስቲ መዛሙራትካ ክትመጸና ክንጽበ ኢና።
@yohanagebreslassie5869
@yohanagebreslassie5869 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት፡ ቃል ህይወት የስምዓልና ፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓውና ተባረክ
@wintabalila5835
@wintabalila5835 Жыл бұрын
ቡሩኽ ከም ሺሙ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@selamselam7608
@selamselam7608 Жыл бұрын
ውዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ ብምስጋና ቅኔ ንዑኡ ሃቢ ክብሪ ንመድሃኔ ኣለም ንክብሩ ዘምሪ ዝማርየ መላእኽቲ የስምዓልና ብሩከይ
@yordadesbele7637
@yordadesbele7637 Жыл бұрын
እግዛአብሄር ጸጉኡየብዛሐልካ በረከትሐወይ ከምኡ ድማ ናይ አዴናቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ቁዱሳን መላእክቲ ጸሎትበረከትን ምሳካትኩም ይኩን
ቃለ መሕትት/ Part 1 Interview with Zemari Bereket Tikue  Orthodox Tewahdo 2023
43:53
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 191 М.
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 54 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 48 МЛН
ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ) / Bereket Tikue: Orthodox Tewahdo Mezmur 2020.
9:00
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 6 МЛН
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
zemari bereket tikue/ደስ ዝብል መርዓ #eritreanorthodoxmezmur #habesha#hermela#yonas
6:43
Azahel media -ኣዛሄል ሜድያ
Рет қаралды 1,1 М.
ቃለ መሕትት/interview Part 2 / Zemari Bereket Tikue /Eritrean orthodox tewahdo 2023
47:06
DEBESEY SHOW /Eritrean Orthodox Tewahdo 2024/new spiritual show part 3
49:50
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 7 М.
እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ካልአይ ክፋል|| Ezi Eyu Eti Haki Part 2
1:11:50
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 22 М.
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 54 МЛН