ቃለ መሕትት ተጋ/ ኣበ ድ ተስፋይ፡

  Рет қаралды 15,751

Alena Media TV

Alena Media TV

2 жыл бұрын

ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ኣብ ሓቀኛ መስመር ረጊጽና ስለ ፍትሒ እንቃለስ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ቅድመ ግንባር ኢና።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean KZfaq channels, daily increasing number of followers and subscribers. We broadcast on You Tube and Eutelsat a number of important topics with a particular focus on Eritrean, Tigrai war and Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to Us on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
alenamedia.org/product/tlmi-n... ኣገደስቲ ንብረት ብ online ንምግዛእ፡
TP-Link AC1200 WiFi Extender RE305 - Covers up to 1,500 sq.ft and 25 Devices - amzn.to/3gf94zE

Пікірлер: 64
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መግለጺ ብሓቂ ኩሉ ንጹርን ብሩህን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታትና፡ ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ኢኹም የቐንየልና
@okbaessnour2839
@okbaessnour2839 2 жыл бұрын
⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰⁰0⁰⁰00⁰00⁰0⁰00000⁰00000000000⁰000000000000000000000000000000000⁰0000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000⁰00000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000
@ermiaskidane4239
@ermiaskidane4239 2 жыл бұрын
ከምዚ ሃከጃ ተጋዳለይ የለን ዋላ ኣብ ምምህዳር መንደፈራ ከሎ ብትክክል ዝመርህ ዝነበረ ዮ ተጋዳላይ ኣበድ
@bkt2781
@bkt2781 2 жыл бұрын
Thank you for your service both. Your message is clear.
@hannamehari9776
@hannamehari9776 2 жыл бұрын
thanks for the good info
@MFish7980
@MFish7980 2 жыл бұрын
Great Interview with our father Abed. Thank you father Abed, you nailed it very well. Thank you also brother Reddie!! Please keep it up the good work!!
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 жыл бұрын
Thank you!
@andynuguse1163
@andynuguse1163 2 жыл бұрын
Well done very good speech, important information for Eritrean people 👍👍👍👍.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 жыл бұрын
ሰላም ኣያታትና ጀጋኑና : ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ❤️🇻🇳❤️🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽
@kesetekidane7030
@kesetekidane7030 2 жыл бұрын
Jegina ayana Abed Tesfay mis kubur Jegina Redie Mehari very good political analyst
@tesfalemhailom4063
@tesfalemhailom4063 2 жыл бұрын
Selam
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ክቡራት ኣያታትና ጀጋኑ ኣይትሰልክዩ ቀጽሉ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከማኩም ይብዝሑልና።
@senaitasghedom9541
@senaitasghedom9541 2 жыл бұрын
🙏💖
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 2 жыл бұрын
አምሓሩ ጥራይ ዘይኮነስ ተጋሩ ንኤረትራ ናይ ምግባጥ ሕልማ ከም ዘለዎም ክንዝንግዕ የብልናን ። ማኒፊስቶ 76 ንወከስ።
@adiamtekle3603
@adiamtekle3603 2 жыл бұрын
❤❤❤
@robelg4863
@robelg4863 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 2 жыл бұрын
ጹቡቅ ሓሳባት ኢዩ እሞ ከም ተወላዲ ሓማሴን ኢዞም ጹቡቅ ኣሎ መግሰትና ዝብሉ መብዛሕትኦም ደቂ ሓማሴን ኢዮም ዞሎው!!! ሰለዚ ካብ ኣሕዋትካን ሰድራካን ንላዕሊ ንህግደፍ ምድጋፎምሰ ናይ ባሓቂ ፈላጣትን ለባማትን ዶ ከብሎም ይክእል ኢዩ?ኩሉና ከም ንፈልጦ መሬቶምን ንብረቶም ደቆምን ዝተመጠሉን ዝተከልከሉን ኢንተሃልዮም ካኣ ህዝቢ ሓማሴን ኢዩ ዞሎ!!!
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 2 жыл бұрын
ኣያና ተጋዳላይ ኣበድ ተስፋይ ትገብሮ ብዕዶ ብጣዕሚ ሃናጺ ስለዝኾነ ከይሰልከኻ ነዚ መንእሰ ክትመኽሮ እላቦ የቀንየልና በርትዕ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ዝኮነ ትንታነ የቀኔልና ምክርኩም አብ ልብና የሕድሮ ጻማኩም አይትሰአኑ መሬት ዓድና የርግጸና ስላምን ፍቅርን የውርደልና🙏✌️❤️
@andynuguse1163
@andynuguse1163 2 жыл бұрын
Very clear message, honest information we wish you very good health and long life thank you 🙏🙏👍👍.
@meselseb3398
@meselseb3398 2 жыл бұрын
Kibret yhabelna jeganu abotat💗❤
@hakiabeyala2614
@hakiabeyala2614 2 жыл бұрын
ምቅላስካ ጽቡቅ እንድዩ ግን ኣይትሓሱ ፡ ብሰንክኹም ሓሽካራት ኣብ 14 ጥራይ ዘይኮነ ኣብ 104 ክትፈላለዩ ኢኹም ። ክሳብ ሓቂ ዘይተዛረብኩም ።
@ermiaskidane4239
@ermiaskidane4239 2 жыл бұрын
ክቡር ተጋዳላይ ኣቦና ኣበድ ከም ሰብ ይፈልጦ ኣብ ከድማ መንደፍራ ምምህዳር ነሩ ብጣኢሚ ጥኡም ከም ሰብ ፍትሃዊ ሰብ ዮ ለዋህ ዩ ከም ተጋዳላይ ስለሃገር ኣካሉ ዝከፈለ ጅግና ተጋዳለይ ዮ
@abdusiad8729
@abdusiad8729 2 жыл бұрын
Welcome .lwje zarba .faltuo alna
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 2 жыл бұрын
ህወሓት ወያነ ተጋሩ ን ቃልሲ ክብገሱ ከለዉ እንተቐደወ ነጻ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ተዘይቀደወ ንመሰል ህዝቢ ትግራይ ንምቅላስ ኣብቲ ቅድሚ ንቃልሲ ምውጽኦም ልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ቃልሲ ዝነበረ ተሓኤ ደሓር ህዝባግንባር ዝተጸግዑሉ ሓደ ናይ ቃልሲ ልምዲ ንምውህላል ሓገዛት ንምርካብ፣ካልእ እንተኾነልና ምስ ህዝባዊ ግንባር እናተጸጋዕና ንቃልስና ኣካል ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክኸውን ብምጽዓር ኣብ መወዳእታ ናጻ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ናጻ ዓባይ ትግራይ እትምስረተሉ መድሓ ጎደና እናጸረጉ ብኣድራጋ ዕላማ ዝጎዓዙ ዝነበሩ ከምዝኾነ ካብ ተግባራቶን ካብ ሓደ ምስ ወያነ ዝሰርሕ ዝነበረ ላዕለዋይ ኣሜሪካዊ በዓልስልጣን John Spencer ዝበሃል ኣብ Ethipia and the Horn of Africa ,1976 ትብል መጽሓፉ ኣብዝጸሓኦን ዘስፈሮን ዓቢ ዕላማ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝህልውን ክህልው ዝግብኦን ብምጽናዕ ዝተጻሕፈ ኣብቲ እዋን ኣቲ Senato Clark ,Senator Biden ባይደን እዚ ናይ ሎሚ ፕረሲደንት ኮይኑ ዘሎ ኣብቲ ዝተገብረ ዳህሳስን ውሳንን ተሳተፍቲ ከምዝነበሩ ዝገልጽ መጽሓፍ ከምዝሕብሮ እቲ ዋና ሕመረት ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እትገብሮ ስራሕ ቀጻሊ ክኸውን እቲ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ኢድ ደርግ ኮይና ኮምኒስታዊ ስርዓት ምምስራታ ዘሰንበዶም ኣሜሪካውያን ከም ኣማርጺ መንገዲ ነቲ ምምስራት ናይ ዓብያ ትግራይ እናደገፍካ ምስ ሕወሓት ጎኒ ጎኒ ምስራሕ ዝብል ናይ ነዊሕ ዕላማ ዝነበሮ ኣብ 1975ን ቅድሚኡን ከምዝተጀመረ ዝሕብር መጽሓዩ። እዚ ሎሚ ምስሕወሓት ምውጋን ካብ እዋን ምጅማር ቃልሶም ዝጀመረ መቐጸልታምበር ሓድሽ ኣይኮነን ፣ሎሚ ከኣ በዚ ንዕዘቦ ዘለና ክሳብ ብግልጺ ንህዝቢ ትግራይ ሓለይቲ ብምምሳል ንህወሓት እናደገፍካ ነቲ ከባቢ ኣብትሕቲ ቁጽጽሮም ከጽንሓሎም ዝኽእል ህወሓት ክህልው ዝከኣሎም ይገብሩ ኣለዉ።እዚ ኩነታት እዚ እንተተዓዊቱ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ሓደጋ ከምዝኾን ጥርጥር የለን ።ረብሓ ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሳብ ዘሎ። ነቲ ነገር ብገፊሑ ንምፍላጥን ምጽናዕን ኣገዳሲ እዩ።ኩሉ ነናቱ ረብሓምበር ትግራይ ን ኤርትራ ወይ ኢትዮጵያ ኔርትራ ወይ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ከምዘይኮነ ብምርዳእ ን ህዝቢ ኤርትራ ዘርብሕ ኣለሊኻ ብምፍላጥ ንምስራሕ ጊዜ ዝጠልቦዩ።ኩሉ ናይተይ እዩ ሓቂ እንተ ኢሉ ፣መራሒ ዘይብሉ ኣርናቢ ዘይብሉ ምዃን ጥራሕዩ። እዚ ነገር ብዕምቈት ክጽናዕ ኣለዎ።ብስምዒትን ልምድን ጥራሕ ክኸውን የብሉን።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 2 жыл бұрын
Xbuk meglesxi
@senaitsoenen7060
@senaitsoenen7060 2 жыл бұрын
Deki Hama deleyti fithi, wela wuhudat ykunu zehbn sirah proud of you ❤️
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 2 жыл бұрын
ነዊሕ ጠፊእካ ተጋዳላይ ኣበድ
@user-ej4hr2xh4g
@user-ej4hr2xh4g 2 жыл бұрын
Arefaine Síum tefeltodo
@abdusiad8729
@abdusiad8729 2 жыл бұрын
Day nebgs endmo .dakekom warsay alna .zabgsna teray ena ndlay
@mtesfay161
@mtesfay161 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በዓል ንጹር ዕላማን መትከልን ኣያናን ኣቦናን ኣበድ ተስፋይ ። ከም ወትሩ ንዓና ንመንእሰያት ብእትህበና ንጹር ፖለቲካዊ መርገጺካ ሓደ ካብ ኣድናቂካየ ። 3 -4 ሚልዮን ዝከውን ህዝቢ ኤርትራ ን 110 ሚልዮን ዘለዋ ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓገዝ ኣድለየ ? ኤርትራዊ ንክጠፍ ዝተኣልመ ውዲት እዩ ዝበልካዮ ኩሉ ኤርትራዊ መተሓሳሰቢ ነጥቢ ኢካ ኣልዒልካልና። ብሓቂ ብሱል መግለጺ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣያና ኣበድ።
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 2 жыл бұрын
Great analysis Ato Abed. It’s about humanity.
@abdusiad8729
@abdusiad8729 2 жыл бұрын
Ab .eropa .alna .ab seden aluo .tarnfe sena alna .alna
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ኣነ ግን ሓዳስ ሓሳብ ኣላትኒ ንሰሎሞንን መብራህቶምን ኣብ ክችነርን ቶሮንቶን ዘሎው ናብ መንግስቲ ካናዳ ከተርክቡዎም ከምታ ናይ ነርወይ ናብቲ ኣምላኾም ኢሳያስ ክምለሱ ግበሩ ሓደራ ጅግና ኣያይ ረድኢ ካባኻ ፈሊጠ ዘይኮንኩስ ስምዒተይ ክገልጽየ በዞም ናይ ነርወይ ኣዝየ ስለ ዝተሓጎስኩ መግዛእቲ ኢሳያስ ብኸምዚ ኢያ ትናቐነቕ እሞ ኣይንሕመቕ ንምባልየ የቐንየለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@michael95242
@michael95242 2 жыл бұрын
ኣበድ ቅኑዕ ኣአምሮ ዝውንን ተባዕ!
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 Жыл бұрын
WONDERFULL!
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 2 жыл бұрын
Ab hagerkum ktkebrun ktnbrun zgbae ab kertet gn Amlak alo Dem sweat iykdksn eyu Ajokum
@gebregziabherpetros5213
@gebregziabherpetros5213 2 жыл бұрын
ሊላይ ትንተና ኣያና ገዲም ተ. ኣበድ ተስፋይ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
ኣንቱም ሃላያት ኢሳያስ መናዉሒ ግዜ ስልጣኑ ንክኾኖ ኢሉ ናዕና ዕዮ ገዛ ክኾነና ኢሉ እዩ ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ዘሎ እንበር ንተጋሩ ክስዕር ኢሉ ከምዘይኮነ ክርድኣና ኣለዎ:: ኢሱ ብስቓይ ኤርትራዉያን ሩፍታ ዝስምዖ ሓደ ብሕማም ስነ ኣእሙሮ ዝሳቐ ኣረጊት ዝብኢ እዩ:: ከምኡ እንተዘይከዉን ነይሩ ኩናት ባድመ ብኸምኡ ኣይምተደምደመን ነይሩ:: መሰኻኽር ከኣ እቶም ኣብቲ ኩነታት ዝነበሩ ዋርሳይን ተጋደልትን እዮም::
@mleteberhe4215
@mleteberhe4215 2 жыл бұрын
Alena media 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹👌kubur ayana Tegadalay Abed tesfay xubuki meglexi edmen tieanan yhabka Egzabher amlak kemuu wun Alena 🙏🙏🙏🙏
@joemes6432
@joemes6432 2 жыл бұрын
Essiays aferki is killing ERITREAN s systemically but some idiotics are not seeing it or they are careless.
@mahletyacob9810
@mahletyacob9810 Жыл бұрын
Eritrawian bi sereba kedamot ikum..entay yabs. Kan ni Isaia ferihkmo metkum. Nhade mkuan sinkum !!!!! Eway kla kla sehsn hiwet
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 2 жыл бұрын
ኣብቲ ብ1981 ንጀብሃ ምስ ወያነ ኮይንካ ክትዋጋኣ ከለኻ ግን ንዓኻ ሓላል ኔሩ ህዝቢ ትግራይ ግን ሕማቕ ክረክብ ዝደሊ ኤርትራዊ የለን
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 yhzn eyu belaei seb mesarhi zkenwo aydenn eyu hzbawi gnbar do elka neta hji Bret’s zelena hbeti selfu eba habhibkuma nsu gin yehwat nhwat akatilu natatkum dima use and throw geyrkum yhzn eyu afi kndey jeganu ztekeflala mis deki mahberu ytsawetela alo bekika zetsigeb!!!
@johngera2186
@johngera2186 2 жыл бұрын
ኤሪትራ አብ ኩናት ሐዲሕዲ ኢትዮጲያ ብሰንኪ ሽፎታ እሰያስ አብዘይምልከቶ ኢዱ እንዶእተወ ህዝቢ አይሪኢ አይሰምዕ ኢሊ ምንቃሕ ዘዲልዩ ህዝቢ እየ።
@user-bp1xq1sr5i
@user-bp1xq1sr5i 2 жыл бұрын
Long life my beloved father ❤❤
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ኢሳያስ ህዝቢ ብጥሜትን መርሸትን ስደትን ማእሰርትን ምጽናት ኣባና ዝለመዶ ኢዩ ኣብ ትግራይ ዝደግሞ ዘሎ ዋዛ መሲሉዎ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ካብ ኣምሓሩ ብዝኸፍአ ኢሳያስዩ ጸላኢና ብኢትዮጵያ ከግዝኣና ድቃስ ዘይብሉ ዝሓድር ዘሎ ብፈጣሪ ድኣ ሳላ ተጋሩ ኣይቀንዖን። ብኢሳያስን ኣምሓሩን ዘይሰግኡስ ብተጋሩ ዝሰግኡ ከመይሉ ይኸውን፧ ናይ ሰሜን ኮርያውንኮ ህዝቢ ኣጽኒቱ ሃገር ንገዛእቲ ክህብ ኣይተራእየን ኢሳያስ ፍሉይ ኢዩ ኣብ ዓለም መዋዳድርቲ ዘሎዎ ኣይመስለንን።
@ttek9180
@ttek9180 2 жыл бұрын
ክቡር ሐው ተቓላሳይ አበድ ተስፋይ ብሐቂ ቅኑዕን ሐቀኛን እዋናዊ መግለጺን ሂብካና። ኢሳያስ ክሳብ ዘሎ ዝዓርፍ ብሰላም ዝነብር ከቶ የልቦን። ኢሳያስ ካብ ኤርትራዊ ምዃን፣ ክሳብ ሂወቱ ንሐድነት ኢትዮጵያ ክህበላ ዓው ኢሉ ዝእወጀ ንጹርን ፍሉጥን ኢትዮጵያዊ ምዃኑ ባዕሉ መስኪሩልናን ነጊሩናን ኢዩ። ስለዚ ነቲ ብንጹር ኢትዮጵያውነቱ ዘረጋገጸልና ኢሳያስ፣ "ንሕና ንሱ" ብዝብሉ ዕዉራት ምድጋፉ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ "ምስ ሰራዊትና ኢና" ዝብሉ ቓወምቲ ዝብሃሉ ማሕበር ዕንክሊል መቓልሕ ዘስምዑ ኤርትራውያን ምህላዎም'ውን ብሐቂ ዘሕፍር ኢዩ። ስለዚ አጆኹም እቶም ንጹር ብትብዓት ብዘይቃልዓለም ሃገራዊ መርገጽና ሒዝና እንቃለስ ኤርትራውያን ጥራሕ ንውህሃሃድ። አለና ሚድያ ነቶም ተባዓት ተቓለስቲ አቕሪብኩም ቃሎም ንኽስማዕ ንትገብርዎ ተበግሶ ነመስግን።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ዶብና ድኣ በታ ዝተፈርደታ ክትሕንጸጽ ተቐቢሎዮ ምስ በለ ኣብይ ኣሕመድ ኢሳያስ ምሕንጻጽ ኣየድልየናንዩ ሓደ ኢና ሃገር ተረከቡኒ ደጊም ኣይከሰርኩን ወዘተ ወዘት. ... ክብል ዝኸደ ኲናት ምዓስ የድሊ ንጥፍኣትና ዝመሃዞ ኢዩ እምበር ኣብቲ ዶብሲ ደው ዘይብሉ ናብ ምሉእ ኢትዮጵያ ተበቲኖም ዝሃልቁ፡ ን110 ሚልዮን ህዝቢ ከድሕኑ በጃ ዝሓልፉ ዘሎው ነስተውዕሎ ንተጋሩ ኣጥፊኡ ንምድማርና ክጥዕሞ ዝገበሮ ኢዩ ባሃላየ።
@hadinet23
@hadinet23 2 жыл бұрын
ሓወቦይ እንታይ ድኣ ምስ ሳፋካ
@hakiabeyala2614
@hakiabeyala2614 2 жыл бұрын
ሰራዊትን ኤርትራን ኢሰያስን ሓደ ኣይኮኑን ፡ ስቅ ኢልኩም ሃልወሳ ግደፉ ፡ ባሕሪ ናይ ትግራይ ኢዩ ዝብሉ ዘለው ሩስያውያን ድዮም ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 жыл бұрын
ኢሳያስዩ ኣሲሩሎም መለስ ክትፍለ መሰል ኣሎዋ ንናጽነቶም ድማ ኢዮም ተጋዲሎም ስለዝበሎ ቀንዲ ኣንጻር ናጽነትናን ኣንጻር ተጋሩን ኢሳያስ ባዕሉ ኢዩ ንዓሰብ ግደፉሎም ኣዝልቑውን ኢሉ ኢዩ ነቲ ናይ ባድመውን ኢትዮጵያ ስዒራ ኣስመራ ኣትያ ንምባልዩ መደቡ ኔሩ እየ ዝብል ከም ዝመስለኒ።
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 2 жыл бұрын
ምዕሩግ ክነስኻ ናይ ደቂ ሹቕ ግናይ ቆብዕ አብ ርእኻ ጌርካ ንህዝብኻ ክትዛረብ ዘይግቡእ ምኻኑ ዘይምስትውዓልካ ንምርዓርግካ አትሒትካዮ።
@user-bp1xq1sr5i
@user-bp1xq1sr5i 2 жыл бұрын
Tseggai Isaac ብረሳሕ ትቦ ጽሩይ ማይ ይመሓላለፍ ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ካብ ዝሰማዕክዎ ኢዩ ስለዚ ኣብቲ ቀንዲ ትሕስቶ ናይቲ ዛዕባ ጥራይ ምስትውዓል ምሓሸካ።
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 2 жыл бұрын
@@user-bp1xq1sr5i 1.እዚ ዩ ሽግርና 1. ርስሓት ምስ ጽርየት አይሳነን እዩ። 2. ዝበህል ዝነበረ ቁም ነገር በቲ ተዛራባይ ወድዩዎ ዝነበረ ግዕዙይ ጌጽነት ስለ ዝተዓብለለ ቁም ነገሩ በኒኑ አሕዚኑኒ። 3. ቱቦ ዝብል ቃል አብ ቅዱስ ጽሑፍ የለን። 4. ወረጃ ሰብ፣ ምዕሩግ፣ ንህዝቡ ብዙሕ ዘበርከተ ዘይውረጃ፣ ወጀሃላ አለባብሳ ጌጽ ከርእኢይ ወጌድ ክበህስል ስሎዎ። ወጌድ! አይግድን!
@user-bp1xq1sr5i
@user-bp1xq1sr5i 2 жыл бұрын
@@tseggaiisaac5025 1. ርስሓት ምስ ጽሬት ይሳነ'ዩ ኣይወጸንን 2. ዝበሃል ዝነበረ እንድሕር ኣሕዚኑካ ከምኡ ኢልካ ክትጽሕፍ ኔሩካ ብዛዕባ እቲ ዝተባህለ 3. ቱቦ ዝብል ቃል ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ የለን ኢልካኒ ኣፈይ መሊአ ክምልሰልካ ኣይክእልን መኽንያቱ ካብ ዘምበብክዎ ዘይኮነስ ካብ ዝሰማዕክዎ ኢለ ኢየ ጽሒፈ ዘለኩ እንታይ ክብል ከምዝደለኹ እናፈልጥካ ኣብ ምክታዕ ኣቲኻ እንተኺኢልካ ዘይትእርመኒ ከምዚ ኢዩ ኢልካ። 4. ወረጃ ሰብ በዛ ለቢስዋ ዘሎ ቆቢዕ ኣይድምደምን ኢዩ ክንደይ ከኣ ኣሎ ጽቡቕ ልብሲ እከይ ግብሪ
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 2 жыл бұрын
@@user-bp1xq1sr5i ብዙሕ ንህዝብዝኻ ዘበርክርትካ፣ ጅግና አንበሳ ህገር ክነስኻ፣ እትዝስረቦ ዝነበርካ ታሪኻዊ ቁምነገር አይክሕዶን የ። ብእቲ አገብስብ ዩ ቂርታተስሚዑኒ። ድሕሪ ሕጂ ክትቀርብ ከሎኻ ብወግዒ ቕረብ። ጅግና ህሽቢ ወረጃ ኢኻ።
@antwibamfo6045
@antwibamfo6045 2 жыл бұрын
thanks for the good info
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН
Зачем он туда залез?
00:25
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 3,1 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 5 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
چشم‌انداز: مشت محکم پزشکیان بر دهان مردم
44:02
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 16 М.
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 17 МЛН