"እርሶ ኣጥሞሎት ነው ትልቅ ሽማግለ ሚሰርቁ" ዝበለ ተጋዳልይ ተረኪቡ ፡ ኣብ ጎቦታት ጉና ውዕሎ ኣሞራ ተደጊሙ 👉 ተጋዳላይ ዳኒኤል 0914175312

  Рет қаралды 67,589

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

2 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
"እርሶ ኣጥሞሎት ነው ትልቅ ሽማግለ ሚሰርቁ" ዝበለ ተጋዳልይ ተረኪቡ ፡ ኣብ ጎቦታት ጉና ውዕሎ ኣሞራ ተደጊሙ 👉 ተጋዳላይ ዳኒኤል 0914175312
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 532
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ቆራጽ'ዩ ካብ ኣዛራርባ ይፍለጥ ዘገርም ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ 🎉❤🎉❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 2 ай бұрын
ጂግና ተጋዳላይ ዳኒኤል፡ ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ ኢኻ። ❤ ኵልና ንኽሕከም ብእንኽእሎ ንሓግዞ። ምሕረት የውርደልካ!
@tesigekassa3423
@tesigekassa3423 2 ай бұрын
ንረባረብ
@naviandalexkidsshow600
@naviandalexkidsshow600 2 ай бұрын
ዓቅምና ብዝፈቅዶ ንሓግዞ ነዚ ጅግና።
@selamntgrayadey2059
@selamntgrayadey2059 2 ай бұрын
ኣሕዋተይ ነዚ ጅግና ሓውና ብዓቅምና ንሓግዞ ናብ ሙልእ ጥዕናኡ ክምለሰልና❤
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 2 ай бұрын
ጅግንነትካ ብድምፅካ እዩ ዝፈለ አዶ ወሊዳ ትምከን ስTDF❤
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 2 ай бұрын
ጅግና ሓውና TDFy እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ🙏💛⭐️❤️👑💪
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 2 ай бұрын
😂😂😂😂 ኣረ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ብሮየ ኣዛራራቢት ዝነበረት ኣጥእሞሎት ነው እትብል ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል😂😂😂 ጅግና TDF
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 2 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ዳኒኤል አጡሙለት ነው በርቃዊት ታሪኻዊት ዘረባ እኳዕ ብሂወት ወፀኻ ዝሓወይ
@semereasgedom3108
@semereasgedom3108 2 ай бұрын
ነዚ ጅግና ሓውና ኩልና ኢደይ ኢድካ ኢልና ናይ ሕክምና ንስደደሉ 11ሽሕ$ ማለት እዪ 1ሚሊዮንን 3ሚእቲ ሽህን ማለት ።ተኾነ 1 ተባዕ ትግራዋይ ይሓግዞ እንተዘይኮኑ ግን 130 ሰባት መሚእቲ እያ ትበጽሓና ኣጆና ።ኩሎም ውጋትና ናይ ምሕካም ናይ ኩሉ ትግራዋይ ሓላፍነት እዩ ።ኮረዔልካ ብጻይ❤❤❤
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 2 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ዳኒ ስድራ ጀጋኑ ትግራዋይ ብምኳንካ ንሕበን❤ ጀግና አቦና ጀነራል ክንፈ ዳኘው ብምፍትሑ እንኳዕ ደስ በለና:: እስኻን ብፆትካን ዝፈፀምክዎ መስተንከራዊ ቓላት መግለፂ ለይብሉ ጀግንነት ንህብን ንኾርኣልኩም ክብርን ሞገስን ንስውኣትና አካሎም ዝጎደሉ ተጋደልትና ኸዓ ንኾርኦሎም . ህዝቢ ትግራይ ንስድራ ስውአትናይ ንአካል ጉዳአት ክንሕብሕቦም ሐደራናን ሐላፍነትናን ክንዋፃእ ይግባእ.❤
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 2 ай бұрын
❤❤❤❤ካልኣይ ክፍሊ ይቅረበልና❤❤❤እትብሉ።
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 2 ай бұрын
ጀግና ሀውና ዳኒ እሚ አዲስ አበባ ትኸይድም አለኻ ህንደይ ፀላእቲ ማይ ማይ ዘበልካዮም ጀግና አሚድያ መፂኻ ባልኻ ልፃላኢ ተጋልፅ አለኻ ዞም ፀላትና ጨካናትን ቀናአትን እዮም ኩሎም ብድሪትን ብጎንን ዘለው ወናኡ ደግሞ ባእሉ ትዋና ለሰባሰቦም እና ጥንቃቄ የድሊ እዩ።
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 2 ай бұрын
መዓረይ ❤️enkuae ተረፍካ ወዲ ዓደይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ አንድካ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 2 ай бұрын
ይመችካ ሓወይ ዳኒኤል አጥዕሞሎት ነው በታ ናትካ ተቦግሶ ናይ ወለድናን ህዝብናን ስነምግባራዊ ደረጃ አርኢካ ኢካሞ የቀንየልና
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
ናይ ትደኤፍ ጀግንነት ቃላት የብልናን አንዲ ሕዝብና እዩ ትዴኤፍ 💪💪💪💪💪❤❤❤❤
@nigistygebremicheal3703
@nigistygebremicheal3703 2 ай бұрын
😢😢ኣታ ዛትግራይ ወላድ ጀግና ሃነን ኢልኻ ታሪኽ ክትሰምዕ ከለካ ካብኣቶም ምፍጣርካ ተመስጌን ትብል ምስ ክንደይ መስዋእቲ ኣሕዋትኻ 😭😭😭😭😭❤️❤️❤️🙏🙏
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 2 ай бұрын
ኣነስ ቃላት😢 የብለይ ቐዳማኹም Tdf y 😢መዓረይ እንኳዕ ተረፍካ ❤ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የዉርደልካ
@user-fx3ce3wh4e
@user-fx3ce3wh4e 2 ай бұрын
ጀግና ሓወይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና❤
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
ተጋሩ ብስረ ጥራሕ እንተይኮነ ዘይሕመዩ ጀጋኑኦም ብምሕጋዝ እዉን ይሕመዩን 50 ለሚን ነሓደ ሸኽሙ ን50 ሰብ መጋየፅኡ ሀዬ❤❤❤❤
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 2 ай бұрын
እቲ አድራሻ አበይ አሎ
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 2 ай бұрын
Thank you for your service our brother. I am proud of you !!!❤️❤️❤️❤️❤️
@FrehiwotGcherkos
@FrehiwotGcherkos 2 ай бұрын
የኔ ማር ደስ ሰትል እንኳን አተረፈኽ
@saragezaw4834
@saragezaw4834 2 ай бұрын
ብጥዕሚይ ጀግና ምስ ሓቅነት እዩ እኳዕ ተረፍካልና ወዲትግራ ጀግናባዓል ድርብ ስረ ኢኻ❤❤❤❤😢😢😢😢
@MuluGermay
@MuluGermay 2 ай бұрын
ደኒ ሐወይ❤ ሰለዝረአኩካ ደስ ኢሎኒ
@mayk1847
@mayk1847 2 ай бұрын
ጅግና ሓውና ተጋደላይ ዳኒኤል ዝገርም ታሪኽ ኢዩ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ።
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 2 ай бұрын
Zeyrsaee Tarik👍👍👍👍👍👍👍
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 2 ай бұрын
Jigna Tegadalay 👍👍👍👌
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 2 ай бұрын
ተመስገን ኩሉ ጊዜ ዝዝክሮ ጅግና እንካዕ ረኣናኻ ጅግና ትግራይ ❤️ 🥰🙏
@user-fx3ce3wh4e
@user-fx3ce3wh4e 2 ай бұрын
ኴዕ ብሰላም ተረፍካ ሓወይ መዓረይ 🙏
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@abebaviard60
@abebaviard60 2 ай бұрын
እንኳእ ብላም ናብተ ሰበካ ብሰላም ተመለሰካ ጅግና ወዲ ትግራይ viva tdf ❤❤👍👍👍💪💪💪👊✊
@user-ru7jj1ne5b
@user-ru7jj1ne5b Ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ዳንኤል ሓውና እንካዕ ፈጣሪ አትረፈካ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ዝሓወይ
@tigraylove4084
@tigraylove4084 2 ай бұрын
ዋይ ታሪኪ ጁግኒኖት ሰማዓካ ዘይፅገብ እንዃዕ ብሰላም ተረፍካልና ጀግና 🧡❤✅✊
@salamsalam1464
@salamsalam1464 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አለካ ብሂወት ተመስገን ዝተረፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@creedsandle346
@creedsandle346 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ዋላ ሰባቢርካ ሓያል መልእክቲ ኢካ ኣማሓላሊፍካ የራሳቹ ሃገር ራሳቹ ትዘርፋላቹ ዝበልካዮ ዝገርም እዩ ጅግንነት እዩ ንበረልና💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 2 ай бұрын
ጀጋኑና በዛ ህዝቦምን ዓዶምን ዝኩሉ ሸግር ጀግንነትኩም ንሕበነልኩም እንካዕ ከባኩም ተፈጠርና አሰይ ጅግና ወድጀጋኑ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@-4587
@-4587 2 ай бұрын
ዓድዋ ዓደይ❤ጅግና ኽብር ሓውና እንካዕ ሰላም ተረፍካ❤🙏
@user-yx7dp3ly3u
@user-yx7dp3ly3u 2 ай бұрын
ኩሉ ትግራዋይ ጅግና እየ ዓዲዋዶ ገለመለ ኣይትብሉ ካብ ጫፍ ትግርይ ክሳብ ጫፍ ዘሎ ኩሉ ትግራው ጅግና እዩ።
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 2 ай бұрын
ፅረ ሰላም ዓድዋ
@user-uu9sh4ix5r
@user-uu9sh4ix5r 2 ай бұрын
ጅገና ተጋደላይ ዳኒኣል ኣደ ወሊደ ትበል እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 2 ай бұрын
ብስሉ ቆራጽ ምህረት የውርደልካ ናትና ጅግና❤አጆካ ክንሕግዘካ ኢና
@user-eb1dg9yd4p
@user-eb1dg9yd4p 2 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አጥሞሎት ነው ካብ አእምሮይ ዘይትጠፍእ ቃል
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 2 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ብጣእሚ ኢና ንፈትወካ ተዘክሮታት ናይ ገድልኻ አይንርስኦን እርስዎ ኣጥሞሎት ነው ወይ ዘበልካያ ብኣምሐርኛ ብጣእሚ እያ አሲቃትና እና አይንርሰእካን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@DhdhDhdh-re9yz
@DhdhDhdh-re9yz 2 ай бұрын
ጅግና እካ ብሓቂ ኣንበሳ 2🤴
@alemgebru1715
@alemgebru1715 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ካብዞም ኩሎም መናእሰይ ❤😢
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 2 ай бұрын
❤❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም ወፃካ ሓወይ
@user-ji9os1md9n
@user-ji9os1md9n 2 ай бұрын
ጅግና መስተውዐሊ ብሓቂ ዝገርም ታሪክ ዘረባኻ እውን ፍልይ ዝበለ❤❤❤
@GEB301
@GEB301 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤
@sadalasadala5852
@sadalasadala5852 2 ай бұрын
❤❤❤ ይመችካ አነ ከመጀመረታ እሰካዓ መወዳዕታ በሳሓቅ እየ ሰምዕያ ዳንኤል ጀግና
@user-pc7je4wv5n
@user-pc7je4wv5n 2 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እንኮዓ ተረፍካ❤❤❤❤
@berhanalami806
@berhanalami806 2 ай бұрын
ኣሰይ የኝ ጅግና ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን❤❤❤❤❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 2 ай бұрын
ውይይይ ኩሉግዜ ዝዝክሮ ዎዲ ተሪፉዶ ኣይተረፈን እንዳበልኩ ይጭነቕ ነይረ ዝሓወይ እንቋዕ ተረፍካልና
@user-so4xd9fz1e
@user-so4xd9fz1e 2 ай бұрын
እደይ እድካ እልና ዓቅማ ንሓግዝ ክልና አምላክ ተፈቅድዎስ ተጋዳላይ እየ ዝምረዐው ❤❤❤. ይኹነልክ በለና ደቂ መዳም ቀመማት 😂❤🎉🎉 ፋቱውው እየ ዘብለክን ናተይ ጀጋኑ ንስእክን እክን ❤❤❤🎉
@AaAa-gi5kb
@AaAa-gi5kb 2 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እንኳዕ ተረፍካ ❤❤❤❤❤❤
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c 2 ай бұрын
ጅግና ሃውና እንኳዕ ቸረፍካ ሞ ንኹሉ ሰራዊት ትግራይ ኽብሪ አለኒ ብወገነይ ሰላም ይምነየልካ ጅግና ኢኻ መ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
ንሓግዞ ዝሓውና ብዝኽኣልናዪ. 😢
@imissmama3978
@imissmama3978 2 ай бұрын
TDF ፍትሓዊ ☝️🤴💊👌 ጅግና ዝሓወይ ኣምበሳ💟👌 ወርቃዊ ወለዶ፡ በቃ ሓላላት💟
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@hagos2461
@hagos2461 2 ай бұрын
¹😅😊​@@GenetChannel-uo3rv
@hayelombizayene3953
@hayelombizayene3953 2 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ
@AbrahamGebrehewot
@AbrahamGebrehewot 2 ай бұрын
ጅግና ብልቢ ሳላ ንስካትኩም ዝከፈልክሞ መስዋእቲ ቅንዕ ኢልና ንከይድ ዘለና
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t 2 ай бұрын
ጀግና ሓዉና ጀግናምኻኑሲ ኣብቲ ገፁ ይንብብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤😍😍
@sophanii4488
@sophanii4488 Ай бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ. ከማካስ 100 ይወለድ. እድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@davidgidey4713
@davidgidey4713 2 ай бұрын
Jigna of Agazi Nation ❤💛🙏💙💯💪Respekt Thank You
@user-fp2ey6qu7r
@user-fp2ey6qu7r 2 ай бұрын
ገራሚ ታሪክ እድለኝ እዮ❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 2 ай бұрын
እድለኛ ትግርኛ ኣይኮነን ዕድለኛ እዩ ስሩዕ ትግርኛ በጃኹም ስሩዕ ትግርኛ ፀሓፉ።
@fikregebrekidan2647
@fikregebrekidan2647 2 ай бұрын
ኩለን እተን ፅሒፍካየን ዘለኻ ቓላት ኣይትግርኛን።
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 2 ай бұрын
@@fikregebrekidan2647 እታ እዮ ቁርብ ብትግርኛ ንሓዛ እምበር ብዝተረፋ ቓላት 100% ሓቅኻ ኢኻ።
@STAMA123
@STAMA123 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና❤❤❤
@yaredtesfatsion2537
@yaredtesfatsion2537 2 ай бұрын
ናይ tdf ዲሲፕሊን ዘመስከረት ገራሚ ክስተት ጅግና ዳኒ ታሪኽ ትግራይ ብኣኻ ተራእዩ
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 2 ай бұрын
ጅግና ባዓል ታሪኽ እንኳዓ ተረፍካ ❤❤❤💕💕💕
@MrEsalota
@MrEsalota Ай бұрын
እኔ ትግራዋይ አይደለሁም ውያኔ እዲስ እበባን ከተቆጣተረበት ጊዜ እንስቶ እስከ አሁንም ከትግራይ ጎን በመሆኔ ሁሌም ትግርኛ ቛንቛ ለመልመድ ሰለምጥር ትንሽ ትንሽ ይገባኛል የዚህ ጀገና ታጋይ ታሪክን በኣማርኛ በስብ ታይትል ቢጻፍ ኖሮ ምን ያህል ደስ ባለኝ ነበር ቪድዮውን ሴቭ ስልደረኩት ያው አንድ ቀን ቛንቋውን የለመድኩት ቀን ደግሜ አየዋለሁ በተረፈ እንኳንም ፈጣሪ በህይወት አትርፎት ለዚህ እበቃው።
@mulawtewelde3411
@mulawtewelde3411 Ай бұрын
ጅግና ሙቅረይ ላዝኡ ኸ ክምቅር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gigiandom1771
@gigiandom1771 2 ай бұрын
የሚገርም ፅናት በጣም እንወዳችሁለን 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SM-lu6ly
@SM-lu6ly 2 ай бұрын
❤ Many thanks to you and for all those who fought to protect your country.
@semretdemoze6668
@semretdemoze6668 2 ай бұрын
Thanks TDF for You Service ❤
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 2 ай бұрын
እዋይ አብናአረጋዊ አቦይ ተመሰገን ብሂወት ዝተረፈካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@mulubrhanabay1709
@mulubrhanabay1709 2 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ዳኒኤል ኮሪዕናልካ
@yowhanesgebretsadikan711
@yowhanesgebretsadikan711 2 ай бұрын
ጅግና t.d.f ኣድራሻ ደልየ ኣለኩ ኣድራሻ ናይዚ ጅግና ሓውና ዘለኹም ተሓባበሩና❤❤❤❤
@user-mu2di8fh8o
@user-mu2di8fh8o 2 ай бұрын
ክረኽቦ ዝደሊ ጀግና ኢኻ አቕሪብካልና ብናይ አበበ አርአያ ናይ ፍቕሪ ደርፊ ዝደርፉላ ቆንጆ ተጋዳሊት ብሂወት ክትህሊ ይምነ አቕርበልና
@felegbelay888
@felegbelay888 2 ай бұрын
እንኳዕ ብደሐን መጻኻ ጀግና ሓውና ክብረት የሃበልና
@tsegamezgebu4429
@tsegamezgebu4429 2 ай бұрын
thank you! Daniel TDF ❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 2 ай бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር ኣተረፍ ተጋዳላይ ዳኒ👏👏👏
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 2 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭ኣሕዋተይ ንዑ እንዶ ውዕሎኹም ኣውጉዕኒ ደቅነይ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
😢
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 2 ай бұрын
ኣይተዓደልናን😢😢😢😢 ማዓረይ
@mam556
@mam556 2 ай бұрын
ኣጃኺ ሓፈተይ😢😢
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 2 ай бұрын
አይተዓደልናን ሰብአየይ ዝኩሉ እናተፀበኩ መስዋእቱ አብ ስደት ሰሚዐ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@Roommateforever
@Roommateforever Ай бұрын
We have to support this young patriot ❤❤❤ TDF
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 2 ай бұрын
ሽኮረይ እንቋዕ ተረፍካልና ዝሓወይ
@user-ud9bv5qc4q
@user-ud9bv5qc4q 2 ай бұрын
ጅግና ትግረዋይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ
@macksyou3743
@macksyou3743 2 ай бұрын
የቐንየልና ዳኒ ጀግና ሰራሒ ታሪኽ ❤️❤️❤️
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ጎይተዋይ ከሙዙእ እልኻ ስለዝረእናኻ
@user-iu3pg2ji1t
@user-iu3pg2ji1t 2 ай бұрын
ለበም ጀገና ሰድረኡ ገን ከተረሰዓም
@aaabbb-xx1tq
@aaabbb-xx1tq 2 ай бұрын
Good to see you, our hero.
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 2 ай бұрын
ጅግና ኣነውን ይህሉው ዶ ይኾን ይብል ነይረ ብውሽጠይ🙏🙏
@user-ri6nc7or7s
@user-ri6nc7or7s 2 ай бұрын
አታ ዞም ደቀይ ክብርን ሞገስን ይግባአኩም
@Wedi.22haile.weyanay
@Wedi.22haile.weyanay 2 ай бұрын
ዳኒ ጅግናናና❤❤❤❤
@yekaleenat6552
@yekaleenat6552 2 ай бұрын
እዉይይይ ቅድሰይ ጥዕም ኣፍ ሽኮረይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea Ай бұрын
ጅግና ወዲ፥
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 2 ай бұрын
Interesting story of our hero. I love the desta show.
@tsigeneguse5877
@tsigeneguse5877 Ай бұрын
ኣዶ ወሊደ ትበል እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ ጅግና
@EmuruGebresilase
@EmuruGebresilase 2 ай бұрын
ጀግናተጋዳላይዳንኤል,ፈጣር,ናብ,ኑቡር,ጥዕናኻ,ይመልስካ,ጀግናና,ቡሉፅ,
@21youzer
@21youzer 2 ай бұрын
እንኳዕ ካብዚ ሰብ በላዒ ኪናት ብሰላም ኣዉፅአካ ዝሓወይ። ❤❤❤
@BrhanBrhan-xk5vp
@BrhanBrhan-xk5vp 2 ай бұрын
ጅግንነትኩም ይፍለ እዩ❤❤❤
@fevennigusmesfin4245
@fevennigusmesfin4245 Ай бұрын
ጅግና ❤❤❤❤❤
@rosahaile445
@rosahaile445 Ай бұрын
Thanks 💪💪💪😇😇😇You Brother
@meazat.4857
@meazat.4857 Ай бұрын
God bless you brother 🙏 ♥️
@user-xy6wl8vl4q
@user-xy6wl8vl4q Ай бұрын
ንሓግዞ ኣበይ ኣሎ ስልኩ ዘርጉሕልና
@titinotitino2910
@titinotitino2910 2 ай бұрын
ማዓረይ እንካዕ ተረፍካልና ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ
@sosiadsho1831
@sosiadsho1831 2 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ንበር ❤❤❤❤❤❤❤
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 2 ай бұрын
የቕንየልና ደስታ ሽው❤
@RaymonMehari
@RaymonMehari 2 ай бұрын
ዳኒ ልዕሊ ማንም ክብሪ ናይ ሰብ ኣለዎ ርህሩህ ጠንካራ
@edenge-ge9tm
@edenge-ge9tm 2 ай бұрын
ከመይ ድየ ትሐጊሰ መጀመሪያ ሃላዋትካ ናተይ ዝሐወይ ጅግና ❤❤❤❤❤
$10,000 Every Day You Survive In The Wilderness
26:44
MrBeast
Рет қаралды 101 МЛН
В ДЕТСТВЕ СТРОИШЬ ДОМ ПОД СТОЛОМ
00:17
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 2,5 МЛН
Hot Ball ASMR #asmr #asmrsounds #satisfying #relaxing #satisfyingvideo
00:19
Oddly Satisfying
Рет қаралды 22 МЛН