RED SEA - Interview || Helen Meles - Part 01 - ዕላል ምስ ሄለን መለስ - ቀዳማይ ክፋል

  Рет қаралды 189,298

RED SEA MEDIA

RED SEA MEDIA

3 жыл бұрын

RED SEA - Interview || Helen Meles - Part 01 - ዕላል ምስ ሄለን መለስ - ቀዳማይ ክፋል
Any unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
Copyright © RED SEA MEDIA 2020

Пікірлер: 736
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 3 жыл бұрын
ቅንጥብጣብ ክዳን ወይ ነብሳ ዘርኢ ክዳን ክትገብር ፉጹም ርእየያ ኣይፈልጥን ብጣዕሚ ድማ የድንቃ ኣርኣያ ሕብረተሰብ ኢኺ ሄሉ ቅጭን 😍🤩😘😍
@meritesfaxibah8934
@meritesfaxibah8934 3 жыл бұрын
Ane kulu gize b helu bukomu eye zizarebela
@kidanezera852
@kidanezera852 3 жыл бұрын
Bervo eka wela ane kab kedem kemu ybil senay zebele nhelu
@wedieri5081
@wedieri5081 3 жыл бұрын
Kemey gera kemu ktkden ariga endia.
@user-ri4cy5bz5s
@user-ri4cy5bz5s 3 жыл бұрын
@@wedieri5081 ሞ ብ ኣረጊታ ድያ ተወልዳ 🤣
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 3 жыл бұрын
@@wedieri5081 ሎሚ ዲኻ ትፈልጣ ዘለኻ
@falfila5219
@falfila5219 3 жыл бұрын
ሄሉ ቆንጆ መዓር ወለላ እታ መልክዓ ከምኣ ኢላላ ኩለንትናኣ እንታይ ክወጸላ ክሳብ ጽቡቅ ጌረ ዝገጥመላ እስኪ ኣብዚኣ ላይክ ንግበረላ
@samze930
@samze930 3 жыл бұрын
Entay kiwexa dea harien shintin ember.nay adetata kelay tewesaki
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 3 жыл бұрын
@@samze930 ኣታ ብስሓቕ እምበር ከብደይ ኣቕሲልካኒ።
@adudali9060
@adudali9060 3 жыл бұрын
Nay hagerna j,lopez
@falfila5219
@falfila5219 3 жыл бұрын
@@samze930 kkkkkkkk
@fkriyumezmurey2387
@fkriyumezmurey2387 3 жыл бұрын
Wowww👏👏👏
@user-vy7yv6co3d
@user-vy7yv6co3d 3 жыл бұрын
መጸት ንግስቲ መድረክ ሄሉ ጥዑም ድምጺ ምሩቅ ምዕጉርቲ ሸጥ ማዓንጣ ራኣስ ማል ንበርልና እስከ
@mohammedebud9907
@mohammedebud9907 3 жыл бұрын
ንግስቲ ሄሉ ንስኺስ እንካዕ ተፈጠርኪ እንካዐ ከኣ ናትና ጋል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኮንኪ. Love u heluye ❤️❤️❤️
@robeltesfu7261
@robeltesfu7261 3 жыл бұрын
ምስ ሄሉ ክሳብ part 5/6 ክቕጽል ኣለዎ ትብሉ ረጊጽኩም ሕለፉ 👍 👇
@dngladey3763
@dngladey3763 3 жыл бұрын
Part 10 kbexh alewo keanber
@user-ub7ee3xj9d
@user-ub7ee3xj9d 3 жыл бұрын
ሄለይ ብዓልቲ ስሕልቲ ጎሮሮ ነዛ ኮሜ ተንብባ ዘለኻ ወዲ ኤረይ ክኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ገጽ ንገጽ ምስቶም ንፈትዎም ወለድና የርኤና ዛ ቻነለይ ክኣ ሳብስክራይብ ወቂጥኩምለይ ሕለፉ ታንክስ።
@Wawa61919
@Wawa61919 3 жыл бұрын
ሰላም ኤርትራዉያን ህዝበይ ንህብናን ሃገርናን ኣምላኽ ይባርኽ ኤርትራ ንኤርትራውያን:: 🇪🇷💪🏾♥️
@abduselamadem3183
@abduselamadem3183 3 жыл бұрын
ሓለዋት ትብል ካሰት ናይ ሀልን መለስ ድዝክር አሞ ከኣ ደስ ትብሎ
@aronabraham4182
@aronabraham4182 3 жыл бұрын
2006 Sawa nere bfluy eye zizkra eta kasiet
@miracleskali6735
@miracleskali6735 3 жыл бұрын
ፈተዉቲ ሄሉ ኣበይ ኣሉኩም❤️
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe 3 жыл бұрын
Aleku paris aleku
@sofimed7056
@sofimed7056 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ሀለን ሓጽር መጽር ወይ ኣፍልባ ኣዙ ዝተፍተ ክዳን ተከዲና ኣይትፈልጥን ሀሉ ኣርኣያ ክትከንየን ንምነ ነዘን ናሽቱ ደረፍቲ።
@fitsumyosief642
@fitsumyosief642 3 жыл бұрын
yegermeka yu nay lomi delewa dema tiraz zebanen nay beluxat yemeslen
@natululi126
@natululi126 3 жыл бұрын
ብጣዕሚየ ዘድንቃ ኩሉ ግዜ ምስ ዝኾነ ሰብ ይዛረበላ ኮኾብ ሄሉ።
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 3 жыл бұрын
Behaki she wen rey mes ablkuwa kemaka ele azeya deszebl akedadina eyu zeleawa kelay hafar temsel kitzarb kela
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ኣከዳድናኣ ብጣዕሚ ይበል ዘብል ኢዩ ናይ ሄሉ
@fintra26
@fintra26 3 жыл бұрын
Haki rezan seb
@asmarino1520
@asmarino1520 3 жыл бұрын
ዓይና መሊኣ ከማን ኣይትጥምትትን ከመይ ደኣ ዩ ወደይ ትሕትና ኣለዋ ብጣዕሚ ሄሉ ጽብቕቲ በሊ ዕድመ ይሃብኪ።
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 3 жыл бұрын
Mexexexxx dea keykewin
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
ኣነ'ስ ከም ሄሉ ኣብዚ ዓለም ጥዕምቲ ድምጺ ዘለዋ ጓል ደራፊት ኣይረኢኩን ንስኩም ከ ከምዚ ከማይ ድኩም።#like እስከ ኣይትወሕዱ ደቂ ኤረይ መዓረይ
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ሄለን ጳውሎስ ኣላ ብዝተፈላለየ ቃንቃ ንኽትደርፍ ዘይጽግማ ስሕልቲ ጎሮሮ እንታይ እሞ ይዓብስ ኩለን ኣገልገልቲ ህግደፍ ኮይነን
@blessedyou6019
@blessedyou6019 3 жыл бұрын
Feven tsegay ala
@Elim898
@Elim898 3 жыл бұрын
Ab alem 🤣
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
ኣይ ከም ሄሉ እምበር እቴን ካልኢ ደኣ normal ኢዩ ድምጸን
@wedihaile4532
@wedihaile4532 3 жыл бұрын
Helen Paulos live ala Rahel haile kea Helen gin eti kumena eyu ziada kalie geruwa
@robidan5732
@robidan5732 3 жыл бұрын
ንሄለን ዝፈቱ ኢስከ ላይክ ኣጋራጭው ኣብሉኒ ።
@johnkidane7164
@johnkidane7164 3 жыл бұрын
"ኩሕላይ ሰገን ኣታ ኩሕላይ'የ ኣታ ኩሕላየ! ትናፍቕ ዶሞ ከምዚ ከማየ ትናፍቕ ዶ ሞ ከምዚ ከማየ ኣምላኽ ዓዲሉኒ፡ትዓዲለ ሰፈር ፍቕሪ ሒዘያ ኣደልዲለ ኣብ ልቡ ሰፊረ መንፈስ ኮይነ ድሌተይ ረኺበ ተማህሊለ "ሄሉ፡ ምልኣት ኢኺ ብኡነት! ትሕትና፡ ኣከዳድና ኮታስ ብኹሉ ብልጽቲ ፍጥረት።
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 3 жыл бұрын
Wawww my favorite song 🎵
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 3 жыл бұрын
ሄለን ኤርትራዊት ዳይመንድ! ዘይትድገም ኡንቁ ቀይህ ባህሪ ❤️❤️🇪🇷 እታ ኣብ መእተዊ ትድረፍ ዘላ ደርፊ ኣበይ ክረክባ ይክእል: ወይ ኣርእስታ ንገሩኒ:: #ሄሉ ዘይፈቱ የለን ብግዴታ #ላይክ ግበሩ
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 3 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/mN6FntCX3LW9lps.html
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 3 жыл бұрын
@@user-be3ih8qi5r tnx hawey/ habtey ግን ንሳ ኣይኮነትን ካልእ ደርፊ እያ::
@user-qd2pe8tw7z
@user-qd2pe8tw7z 3 жыл бұрын
ዋዕሮ ኩሉ ዘጸብቐላ ሄሉ ቆንጆ❤🐅❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 3 жыл бұрын
ሄሉ ጽብቕቲ ፡ ኣድሃ ንበርልና ክበርልና።ፍትውትው ኢና ነብለኪ። ኩርዓት ኤርትራውያን።
@elaela3377
@elaela3377 3 жыл бұрын
ሄሉ ጽብቕቲ ፍትውቲ ተደናቂት ተዋሳኢት ደራፊት ተጋዳሊት ጅግና ኤርትራዊት፡ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ😍🇪🇷
@BBIINNIIAAMM
@BBIINNIIAAMM 3 жыл бұрын
ሄሉ ዓባይ ሰብ ፡ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እንቋዕ ደኣ ናትና ኮንኺ ።
@abielyosief7845
@abielyosief7845 3 жыл бұрын
Helen meles the queen 👸 of eritrean music 🎶 ♥ 👌 eta zeytihasis kokob Hit 👍degefti Ngisti helen .
@goodplaza4112
@goodplaza4112 3 жыл бұрын
Jjt
@goodplaza4112
@goodplaza4112 3 жыл бұрын
Ģf
@user-mh5hg3ie1k
@user-mh5hg3ie1k 3 жыл бұрын
welcom ሄሉ ዓይነይ ከንጽበ ኢና ጽኒሕና ቱቦ ከኣ ብጣዕሚ ሓያል ጋዜጠኛ ኢካ
@kemmenkem2874
@kemmenkem2874 3 жыл бұрын
Tubo kkkkkk topo eyu
@user-mh5hg3ie1k
@user-mh5hg3ie1k 3 жыл бұрын
@@kemmenkem2874 ክክክክ ካብ አግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ
@eritreaerena2718
@eritreaerena2718 Жыл бұрын
@@user-mh5hg3ie1k 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 Kab melhas id tienqef do weys begrka ika txhf.
@habtegabrmehari2847
@habtegabrmehari2847 3 жыл бұрын
ሄሉ ፍትውቲ ክብርቲ ኣዚኺ ትድነቂይ ጽብቅቲ ፍጥረት ኩሉ ዘምሕረላ ብቀደምና ሕቡናት እንዲና በኣኺ በኣቃራርባኪ ኣከዳድናኺ ዘለኪ ናይ ኣገላልጻን ትሕትናን ኮታስ-----!
@natululi126
@natululi126 3 жыл бұрын
ሄለነይ ኩሉ ቃለት የብለይን መግለጺ ንግስቲ መድረኽ ውርዝይቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣከዳድናኺ ዘለኪ ክብሪ ኤርትራዊት ኣደ ኢኺሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@dilbrhane
@dilbrhane 3 жыл бұрын
ሄለነይ ይዝከረኒ ነዓኺ ክርኢ 150 ናቕፋ ሒዘ ዌስት ኢንድ መጼ መእተዊ ወሲኹ 200 ናቕፋ ኾይኑ ጀነው እናልኩ ዓደይ ተመሊሰ ሄለነይ መኽሰብ መዓስ ኮን ይርእየኪ ይኸውን🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 3 жыл бұрын
እግዝአብሄር አብዚሑ ይባርኪ ሄሉ ሽኮር ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውርኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ብቅኑዕ መንገዲ ይምራሕኪ ዘመንክን ዘርእክን ይባረክ ኩሉ ዘጸብቀላ ጽብቅቲ አዚና ኢና ንፈትወኪ ንኮርዓልኪ ህያብ ኤርትራና ተባረኪ . ሄሉየ ሽኮር ናይዛ ዓለም ኩሉ ሐላፊ ስለዝኮነ ኩሉ ጉዕዞኪ ምስ ፈጣሪ ይኩን ንሰናይ ተግባር ኢድኪ ዘርግሒ .ንወዲ ሐውኪ ድማ ናይ ስነ ጥበብ ክእለት ስለዘለዎ ሐግዝዮ ዛሐፈትይ
@robeltesfu7261
@robeltesfu7261 3 жыл бұрын
ሄሉ ግን ሓፋር ትመስለኒ ኣይነበረትን ምጥማት ሲኢናቶ
@ማይጭሆት
@ማይጭሆት 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ምስጋና ይብጻሕኩም ፖየት ምስ ኩሎም ሬድሳውያን ከምኡውን ን ሓየት ጋዜጠኛ ቶፖ ንኾኾብ ስነጥበባዊት ሄለን ድማ ኣጆኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኪ በሉለይ።
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 3 жыл бұрын
ከመይዲና ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ ደቂ ኣስሚረይ ወለሎ እስከ ላይክ ግበሩ ሄሉ ጓል ገዛ ባንዳ ያሆ
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 3 жыл бұрын
ጋል ሱዳን ኣዲስ-ኣበባ እያ
@emunand1220
@emunand1220 3 жыл бұрын
@@rabababamrabababam5500 rkbkani godenye
@user-zn5iy1kw5y
@user-zn5iy1kw5y 3 жыл бұрын
ሄለነይ ንበርለይ ክበርለይ ሓላለይ ማራየ ዝፈትወኪ🇪🇷😍❤❤❤❤❤❤
@Militoto8
@Militoto8 3 жыл бұрын
ሰላም💚ጥዕና፡ሓጎስ ተስፋ ፍቅሪ ብር ክትብሉ ወትሩ ኣብ ትርኣስኩም ይኹን ሓላላተይ ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንተሓቃቀፈላ👩‍👩‍👧 ዕለት ይኣዝዘልና ፈጣሪ።እስኪ በለ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ 1o ጥራይ እየን ተሪፈናናኒ ዘለዋ።,💚🙏🏼 እቶም ሰላም ዝናፈቅኩም ካኣ ኣሜን በሉ ኩቡራተይ,,💜🧡💚💛
@amanberhane4523
@amanberhane4523 3 жыл бұрын
መጸት ኣንበሳ ስነጥበብ ሄሉ ሽኮር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፈጣሪ፡፡
@stefanotewelde778
@stefanotewelde778 3 жыл бұрын
Helu shikor edmen tnan yhabki ኣነ ካብ ክሳብ ሕጂ ደጋጊመ ዝምሰዓ ካብ ዝክረይ ዘይትሃስስ ደርፊ ኣደ ሓየት። ኮይነ ስምይ ዋርሳይን ይካሎን ኣብ መረብ ሰቲት ግንባር ማይቆቃሕ ወርሒ ግንቦት 2000 ዓ/ም እዩ። ዓቢ ሓወይ ኣብ መርዕዑ ኣይ ወዓለ ሕጽኖቱ ከይወአ ግንባር ከይዱ ገዲፉዋ። ኣብ ገዛና ዝነበረ ኩሉ ኣብዚኣ ደርፊ ረኪበዮ ኣደይ ክትበኪ ኣቦይ ክእብድ ዛንታ አርትራዊ ኣይውዳን እዪ። ንበሪ ክበሪ ሀሉ ሽኮር
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 3 жыл бұрын
Ajokha hawey natey zanta Eritrea kulu kab hade zeybelalex u Kbrn zkrn n semaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 3 жыл бұрын
ሄሉ ወ ናይዚ ወራራት ዝደረፍክዮ ክሰምዖ ከለኹ ቦታን ዓመትን ዝነበረ የዘክረኒ።
@haben7616
@haben7616 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሄሉ ሺኮር ሕቶ ኣለትኒ 1 ኩሉ ደርፍታትኪ ኣብ you tube ፋሕ ፋሕ ኢሉ ኣሎ ኣብ ሓንቲ ቻነል ሕጋዊ ጌርኪ እንተትጥርንፍዮ ጽቡቕ ነይሩ ከም ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ጌርኪ ፡ 2 ብዓልቲ ሓዳር ዲኪ ማለት ቆልዑ ወሊድኪ ዶ፡ ክንደይ ? ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@jonmichael3362
@jonmichael3362 3 жыл бұрын
Helu Super star. I was too young when I started to listen to your songs. I was always fascinated to listen to your music and I was your fan since then. You are such a talented artist in music and movie. “Rahel” was the best movie and I enjoyed it a lot. Thanks Topo for bribing Helen to your show.
@malatdawet9489
@malatdawet9489 3 жыл бұрын
ሄሉ ሽኾር ዋውውው እታይ እስኺ ፈትየልኪ ትሕትናኺ ብኡነት ከምዚ ዘይትመስሊ❤❤
@healthcare7218
@healthcare7218 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ 👍! ጠስሚ ወይ ቅብኣት ምምጋብ ንጥዕናና ጠቃሚ ዶ ይኸውን ጎዳኢ 🤔....እትሕብር ቪድዮ ኣብዛ ቻነል ኣቲኩም ክትርእይዋ ብክብሪ ንዕድመኩም።
@edengebrekidan2734
@edengebrekidan2734 3 жыл бұрын
ሄሉየ ቆንጆ ንግስቲ መድረኽ ደርፍኪ ኩሉ ነዘላአም ነባሪ ካብ ደርፍኺ ንላዕሊ ክአ አከዳድናኺ ጽፍፍ ንኹሉ ግዜ ነባሪ ቀጽልዮ ተፈታዊ ሐብተ
@niyatnit5961
@niyatnit5961 3 жыл бұрын
ኣይትደንጉዩና እስከ part 2 helu temti dehay
@user-jp6uh6xt3n
@user-jp6uh6xt3n 3 жыл бұрын
አዚያ ትናአድ ህብብቲ ስነጥበበኛ ሄለን መለስ ዕድመን ጥዕናን አብስራህኪ አሳጦ እምነየልኪ ክብረተኛ ሰብ ብሪቅሪቅ ዘየደንቃ ፍጥረት እምሕሰይይይይይይ
@okbayhabteab4131
@okbayhabteab4131 3 жыл бұрын
ሄሉ ጎይታ አስተጅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽይ ጥዕምትይ ድምጽይን ጹብቡቅ ናይ ተዋሶን ድምጽይን አልክይ ዝተፍጠርኪይ አይኽይሞ ደግመይ ጥዕና ይሃብኽይ ንበርልና ሂሉ ።
@user-fx9pg7ub4z
@user-fx9pg7ub4z 3 жыл бұрын
ብዙሕ ኢንተርፊው ምርኣይ ዓቅሊ ኣይገብርን እየ። ግን ሄለን ቡዙሕ ስለ ዝሰርሐት እያ እመስለኒ መሳጢ ኮይኑ ረኺበዮ።
@heniasmera
@heniasmera 3 жыл бұрын
Heluye s hafera meselni deneden abeziha . She's Queen of stage 🤩🤩🤩🤩🤩
@wintaabraha4840
@wintaabraha4840 3 жыл бұрын
ንግስቲ ናይ ኢርትራ 👸🏼👸🏼 👸🏼ኩልግዜ ፅብቅቲ 🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@peterdan3397
@peterdan3397 3 жыл бұрын
Heluye queen of Eritrea singer.kulu zexebkela. U still looking beautiful as always. God bless you more
@gw4841
@gw4841 3 жыл бұрын
ሪሄል ኮይና ዝሰረሐታ ከመዲአ ዝነበረት ተዋሳኢት ሸመን አፈለጥክወንን እሞ ነቀደም ተዋሰኢት አደ እየን ብክብረት ይሐተካ አለኩ ክተቅርበን ኢንተርቢው ዝግብአ አደ እያ ሞራል ከአ ብዝያዳ ኽስመዓን ቶፓ ሐወይ ይቀነለይ
@senaitzeremaryim4225
@senaitzeremaryim4225 3 жыл бұрын
Btami gal halefa
@habenabraham9148
@habenabraham9148 3 жыл бұрын
@@senaitzeremaryim4225 no ጓል ሓለፋ ኣይኮነትን ዝሓብተይ
@luliaswork7399
@luliaswork7399 3 жыл бұрын
ኣድኣ ንራሄል ኮይና ዝሰረሐት ሂማን ሰይቲ (ወልሽ )እያ ትባሃል ሽም ኣቦኣ ግን ኣይፈለጥክዋን sorry
@hope07
@hope07 3 жыл бұрын
you are an amazing singer , i barely take my ears off of your songs ,i just love your magical voice. helu🥰🥰
@mhre5754
@mhre5754 3 жыл бұрын
ህቡብነታ ዘየድፈረት ጅግና ኤርትራዊት ሄሉ ምስዚ ኹሉ ሁብብነታ ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ሰውነታ ዘርኢ ቆራጻት ኣልባሳት ለቢሳ ናብ ህዝቢ ቀሪባ ዘይትፈልጥ ጅግና ናይ ትማልን ሎምን God bless you🙏 and keep on going ♥ ✊🇪🇷 and thanks Tesfye
@arsugun4250
@arsugun4250 3 жыл бұрын
ሄሉ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስለጥበባዊት ብልበየ ዘደንቀኪ ዝፈትወክን ዘክብረክን ምክንያቱ ኪሳብ ሎሚ ኣከዳድናኪ ትሕትናኪ በቃ ኩሉ ነገርኪ ፍልይትን ብልጽትን ኢኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ ጋል ኤሩ ጻዕዳ
@zredie4828
@zredie4828 3 жыл бұрын
Helen is slyndon of Eritrea. I like her clothes, always natural and butifull.
@simretashebir5933
@simretashebir5933 3 жыл бұрын
ሄሉ ሓበን ዓድና የከንየልና ከአ ቶፕኦ ሾው
@robi7719
@robi7719 3 жыл бұрын
ሄሉ ሽኮርርር ሓንቲ ካብተን ተዘከርቲ ስነ ጥበባዉያን ደቂ ኣነስትዮ ሃገርና እኪ ብደርፍታትካ ዓቡና ተዛናግዕና ሄሉ ሽኮርር ይኣከ
@abrahamhabte658
@abrahamhabte658 3 жыл бұрын
ምስ ድተፈላለዩ ሰባት ቃለ መሕትት ኪትገብሩ ከለኹም ድማ ኣብ ክንዲ አቐንየለይ Thank you ኢኹም ትብሉ እሂ አንታዩ አቲ ጸገም።ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ቀሪብካ ሲ Thank you.ዓገብ።
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 3 жыл бұрын
She is a Qeen of stage, always in our heart !! helu ትሕትናኺ እሞ ፍሉይ ዩ ኣብነታዊት ስነጥበባዊት ፥
@lzfrmda
@lzfrmda 3 жыл бұрын
❤❤❤ ንሂወት ተመቅሮ ንሓሳበይን ድሌታተይን ብጣዕሚ ዜማኣ ዝትንትኖ። ኩሉ ካብ ክብሎ ዝደለኹ ንላዕሊ ትገልጾ ። ንፍቕሪ ዝተፈጠረት ሂያብ ያ ❤❤❤ ሄለን መለስ ❤❤❤
@yonastekle8556
@yonastekle8556 3 жыл бұрын
ዋውው ሄሉ ሺኮር ኮኾብ ስነ ጥበበኛ ሃገር ኤርትራና እንቃዕ ብስላም መጻኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Balla291
@Balla291 3 жыл бұрын
Helu jegna intrviuw enda gebrt tewase dela temsle Love u 🇪🇷✊🇪🇷
@Saliemey123
@Saliemey123 3 жыл бұрын
Heleney beka tarik eki beka eti n alem dereja zfelt tarikna Heleney beka no words for you beka ma world nberlna kab edmey wesidu neaki yhabki ezi neshtey welodo keytefe!!!!!love you my queen 👑
@user-zx9fx2go3p
@user-zx9fx2go3p 3 жыл бұрын
ዓይኒ ውጣ ሰብ ጸላእኩ። ሄሉ ሽኮር ዓይና መሊኣ ምጥማት ስኢናቶ god bless you
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 3 жыл бұрын
የቐንየልና ቶቦ ሓውና ነዛ ሓንቲ ካብተይ ብሉጻት ኮዋኽብቲ ስነ-ጥበባዊያን ሃገርና ዝኾነት ሄሉ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ብሳና ምርኻብካ ነመስግነካ ። ሄሉ ሺኮር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ኣድናቒኺ'የ ንበርልና ፍትውቲ ኮኾብ ሓበን ሃገርና።
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
ሄሉ ውድእቲ ብኩሉ ምሉ ምጭውቲ በዓልቲ መትከል ህድእቲ ክንደይ ከይክእሎ ከየውሕደልቂ ቅጭን ኩሉ ዘጸብቀላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 3 жыл бұрын
Welcome back very nice
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 3 жыл бұрын
መጸለሊተይ❤️ንግስቲ መድረክ🧚🏼👑❤️❤️
@Djsiku1962
@Djsiku1962 3 жыл бұрын
ሄለን ማለት ንግስቲ ድምጻዊት ናይ ኤርትራ ተዋሳኢትትን ኣርኣያ ድምጻውያን ኣዋልድና አያ
@rahelkahsay8246
@rahelkahsay8246 3 жыл бұрын
You are the best one of singer Eritrea Love you gaul erey shikor 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
Queen of stage heleney😍😍meley🇪🇷🇪🇷✊
@selamkubrom223
@selamkubrom223 3 жыл бұрын
Helen meles the best Eritrea women singer in Eritrea.
@Nasuri979
@Nasuri979 9 ай бұрын
Sometimes when ever I here here i cry 😭 even I don’t understand exactly what she is saying but here energy tells a lot . And she sings reality ስወዳት እኮ ❤
@samihaile4938
@samihaile4938 3 жыл бұрын
Srhka xbuk ediu. Gn nhade seb kthato entekonka diyri bayta elka ekha djmro gn eziya ermma. Thanks
@Nasuri979
@Nasuri979 9 ай бұрын
ለምንድነው ግን ፈጣሪዬ እንደዚ ምወዳት at list ዛሬን ትግርኛ ብሰማ ምን አለበት ..ዘፈን በማይደመጥበት ቤት አድጌ ግን ተደብቄ ሰማት ነበር then ፈጣሪን አትያዝብኝ ሄሉን ብቻ እለው ነበር . (ልጅነት ) Here energy ❤❤❤ SHE IS OUR AFRICAN QUEEN 🥰🥰🥰
@rahelasmelash3974
@rahelasmelash3974 3 жыл бұрын
Tsebuk medeb redsea media and topo gene helen abe tehtetelu gezye ety melsi bdebdebu koynu kea hatsire hejes neziea kurub lewti tetgebrula abty resi tsebuku metsebeke thanks
@samsontsegay5131
@samsontsegay5131 3 жыл бұрын
Eway Ezi Comment Kitseri Deki Erey🇪🇷💞 Tray Temesgen "Eigo Bizelekimo yetfiekum"
@mahmoudadam6617
@mahmoudadam6617 3 жыл бұрын
Etom hasadat gorbet tefiomla alewo
@lmlmtt
@lmlmtt 3 жыл бұрын
So natural and open interview. I can't wait for the next part. Helena shikor , zigeremeni hafar aytumeslenin neyra..kemherala ke'a naya bihaqi tefetawit artist eya. Ab mewedaeta rahel drama 'qorire' tibil zerebe'a nizelalem kizkira yinebie. Kulu ebdan niesinet mishalefe kindey kemizxahis temelkit abay qal eya...abmewedaeta tiqorir hiwot
@bruksamiel8652
@bruksamiel8652 3 жыл бұрын
Have no words👌👌👌she rly is a queen of eritrean music👸👸👸👸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@starthegunners7089
@starthegunners7089 3 жыл бұрын
ሄሉ ሽኮር ቅጭሕሩሙ ክትብሃል እንከላ'ወ:: ሄለን መለስ ልበይ ክርስረስ ሃዋህው ጥበብ ንኽምለስ ሽሕ ግዜ ትመላለስ እትብሉ ላይክ ኣቐምጡ 👍
@asmerashkorr163
@asmerashkorr163 3 жыл бұрын
ayewe adha nber ktbl enkela Helu kichrmu ♤♤♤
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 жыл бұрын
ክብሪ ነዛ ምቅርትን ተፈታዊትን ስነ-ጥበባዊትና ሄሉ sweetie ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ
@proudmom6294
@proudmom6294 3 жыл бұрын
Heluye zeytdgem mara ye zfetweki❤️
@tesfalembrhane9229
@tesfalembrhane9229 3 жыл бұрын
helu konjo negsti medrak well came betami xebk ግን ክትዛረቢ ከለኪ ሲ ድንን ትብሊ ካብ ሕፍረት ዲ ወአላስ አንታይ
@JESUS-711
@JESUS-711 3 жыл бұрын
Kamera 📸 eya tesekefa tkewen
@sebfqri8229
@sebfqri8229 3 жыл бұрын
ሄሉ ዓይነይ ይዝከርኒ ኣብ ስቴጅ ሳዋ እንዳደርፍኪ ቆቢዕ ክሰርቀልኪ ❤Lv u all round 27
@samifoto1430
@samifoto1430 3 жыл бұрын
ሄሉ ሽኮርርር ቀመም ስነ ጥበብ ኤረና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤🌹❤❤❤👍👍👍
@JOHNI6369
@JOHNI6369 2 жыл бұрын
Wow helu shikorr eta Negsti nay Eritreana Eta weyzerit Akedadnea zegerm eu nebsa kelia rinaya aynfelten ena selezi ezia eya eta Kokob, Negsti wyzero wurzwti Nay Eritrana Thank you helu shikorr.
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 жыл бұрын
ሄሉ ጽብቅቲ ኣከዳድና ናይ ኣዴታታ 💓💓💓💓💓💓💓🙏🙏🙏
@fireweynikahsay4716
@fireweynikahsay4716 3 жыл бұрын
ኣነ ንሄለን ሓፋር ኢያ ቢለ ኣይድምድምን እየ።ሄለን ኣብ ድኾነ ዕዮታታ ንመድረኽ ብግቡእ ስለትመልኮ እያ ከምኡ ትመስለና።ኣብዛ ሕጂ ትገብራ ደላ ቃለ ምልልስ ድማ ናይ ሓፋር ገጸ ባህሪ ተኸዲና ስለ ድቐረት አያ።
@meleymeley9687
@meleymeley9687 3 жыл бұрын
ሃለን መለስ ድምቅትን ኩርዕትን ሕብንትን ንግስቲ ማድረኽ ናይ ስነ ጥበብ ሓገርና ዕድመን ጥዕናን
@merhawitesfu9112
@merhawitesfu9112 3 жыл бұрын
ሄሉ ናተይ ካብ ቀደም ብልጽቲ ጋል ኤረይ ንሄሉ ዝፈቱ ላይክ ኣብዚኣ።🔥🔥🔥
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 3 жыл бұрын
Helu konjo gaula erey shikor ajoka ab gonki alena like habuley deki erey 🙏🇪🇷❤✊👸🎼🎵💪🌍
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 3 жыл бұрын
Bejakum nigeruley helen meles kokob eya, akedadinea sine siratan, hagerawunetan bitaemi eya anbesit. Ajoki bitaemi ena nifetwekin nefkirekin. Aloku beli kokob ,,,,,,,, 🇪🇷🇪🇷👑👑
@agosomagosom8730
@agosomagosom8730 3 жыл бұрын
ሀሉ ዘድንቃ ብፉሉይ ኣብትገብሮ ኣላባብሳ 👌👌👌👌🌹👍👍👍👍
@dehabnegash8226
@dehabnegash8226 3 жыл бұрын
Km helen manem yelen mara eya idebti bjaka elka eti ab eritrea mhlawa doe ykwen?
@sikadorkebesa8575
@sikadorkebesa8575 2 жыл бұрын
ሂሉ ጽብቅቲ እንቕዕ ብሰላም መጻኺ ኣቢት ትሕትእና እዘን ኩለን ሓደሽቲ ስነ-ጥበባዊያን ከማኺ ክኾናልና ናይ ወትሩ ትጽቢትና ኢዩ ጹቡቅ መደብ ሰላም ንዓኽን ን ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን
@alemdolchinzeyfelta4558
@alemdolchinzeyfelta4558 3 жыл бұрын
Helu shikor kulu xbuk neaki kalie kalat yebleyn eritrawi kulu natki msli yu so thank you and I love you so much ❤️😘🇪🇷
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 3 жыл бұрын
ራሄል ትብል ፊልሚ ኣብ ሲነማ ንስደት ኣምሪሐ ስደት ሕሱም ሄለን ካብ ዘድንቖም ዝነበርኩ ሓንቲ እያ ልዕሊ ኹሉ ኻኣ ንመሳርሕታ ክተድንቕ ክስምዓ ከለኹ ኣድናቖተይ ይውስኽ ብፍላይ ካኣ ምስ ወራር ወያነ ብዙሕ መዘከርታ ኣለኪ ሄሉ ። ኣካዳድናኺ ኻኣ ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽልዮ ።
@tesfaigirmay1772
@tesfaigirmay1772 3 жыл бұрын
ሄሉ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈታሪ
@nahom6329
@nahom6329 3 жыл бұрын
Omg she is extremely shy ☺️ 😍😍 aina melia b futsum keyrayeto 😍😍😍 eway ezen nay lomi beal kusto kea ayneawta 😂 Heleney shkor love you 😘
@bazigararm1189
@bazigararm1189 3 жыл бұрын
Bhanqewta eya texbyeya helu keteqrbelna so thanks ,
@taspagavrtaspagavr4412
@taspagavrtaspagavr4412 3 жыл бұрын
ሄለን ኣዝየ ዝፈትዋ ድራፍት አኪ ንግስቲ ናይ መድረኽ ደርፍኪ ሰምዐ ኣይመንዎን አየ ብፍላይ ኩሕላይ ሰገን ትብል ኣብስራሕኪ ዓወትን ቅሰነት ይሃብኪ ፈጣር
@adhanomkiflom5449
@adhanomkiflom5449 3 жыл бұрын
RED SEA MEDIA, nay helu teakil goyta medrekh si bi 29.34 min gerkum tqishishuna. pls ab 2y kfal anwiiih abilwa.
@user-ml9jg7ot3e
@user-ml9jg7ot3e 3 жыл бұрын
Eri super star helu shikor welcome. I like the way she dress up i hope the young ladies artists learn from her. Helu ❤🇪🇷🙏
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 3 жыл бұрын
Wawww yelen shikorr enqae bdhan mexaki derftatki kulu aziye eye zfetwo saesielu ab barat ykun ab geza semieyo nay bhaki zeytdgem derafit nay hagerna eki so edman tienan ymneyelki nhelu zfetu like keygebere keyhlf
@temesgenabraha2347
@temesgenabraha2347 3 жыл бұрын
Helu the great music Eritrean natki degafay eye edimen tienan yhabeki fetari🙏🙏🙏🙏🙏
@samuelelias138
@samuelelias138 2 жыл бұрын
What a beautiful dress, helen,especially the flowers. Ybel !
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 202 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 39 МЛН
Abeba Haile Concert - Silver Jubilee Celebration at the Asmara Palace
1:38:52
There’s A Starman #superman #shorts #memes
0:26
Walking Streets 워킹스트리트
Рет қаралды 52 МЛН
Toothbrush Glove Hack !?
0:16
Dental Digest
Рет қаралды 12 МЛН