No video

ስጋ ተሓሲምካስ ይውጻእ ድዩ፧ | ጥቕምን ጉድኣትን Vegeterian ምዃን

  Рет қаралды 94,548

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #vegan #vegeterian #vegeterians #ስጋ

Пікірлер: 327
@temporary995
@temporary995 10 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ፍሽኽታኺ፣ሕክምናዊ ፍልጠትኪ፣ ትሕትናኽን ልዕሊ ኩሉ ክኣ ምልከት ቋንቋ ትግርኛ ፣ብዙሕ ኢና ንምሃር ንበርልና ክበርልና ዛ ሓብተይ
@lwamyacob6334
@lwamyacob6334 10 ай бұрын
ዘመንኪ ይባረክ ናትኪ ዘበለ ኩሉ ብሩክ ይኩን ጐይታ የሱሰ ኣእሙሮኪ እና ባረከ ይባርከልኪ ❤❤❤
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 10 ай бұрын
Thank you liwamey keytefeleteki merkkini ane nata iye!
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 10 ай бұрын
ካብዞም ዘመና ዘለው ዶካትር ናይ ዶካትር ዶክቶር አኺ ኣጋላልጻኺ ትሕትናኺ በታ ዘላትኪ ንህዝብኺ ትገብርዮ ዘለኺ መግለጺ ኣልቦ አኺ ሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን
@amanuel5687
@amanuel5687 10 ай бұрын
ይቀኔልና ክብርቲ ሐፍትና ዶ/ር ሻሮን ነዚ መሀሪ ትምህርቲ ዘቅረብክልና
@user-tj2uz2di9r
@user-tj2uz2di9r 9 ай бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍትና እና ባዝሊን ንገፅና ፀገም የምፃሉ ድዩ ተለክናዮ ተሓድርና
@user-hx8ww4lz2h
@user-hx8ww4lz2h 10 ай бұрын
ሳሮነይ ጽብቅቲ ሸዉሃት ሓጎል ኤንድ ልቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይይይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 10 ай бұрын
ጎይታ እየሱስ ይባርኽኪ ዶክተር ስለቲ ብሉጽ ህዝባዊ ኣገልግሎትኪ ።
@josijosi1566
@josijosi1566 10 ай бұрын
ብሽም የሱስ ፍቅረን ሰላም ይኩነልና ተባረኩ ዶክተር ሃፍተይ የምስግነኪ ብዘይ ፍቃድ ድሃን ዚ ኣበየ ን ቁምነገርን ኢየ ጺሒ ፈ ኣምላክና ኣብልብና ይሕድሮ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tftoweldat140
@tftoweldat140 9 ай бұрын
ምሉእዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 10 ай бұрын
Your subscribers are increasing in great numbers. This shows how beautifully executed, professional lessons you deliver. I appreciate you for that. Besides, unlike many, you have got an excellent mastery and command of your mother tongue. That really adds an extra layer of grace to your professional advice. Your viewers have always had easy time following your lectures, as you've got great flexibility in getting your messages across, in a language all people from all walks of life can understand. Hats off to you for double fold take-aways: a professional Dr, and a model Tigrigna educator!
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
Okbaghebriel, thank you so much! Your words of encouragement mean a lot. You're inspiring me to do more in the future.
@samre7073
@samre7073 10 ай бұрын
❤both of you god blessed you
@tesfomestifanos3148
@tesfomestifanos3148 9 ай бұрын
Dewlely ba telofen kusdelki guze telki
@rit6091
@rit6091 9 ай бұрын
Slemtay bi tigrina zeyxehafka? Natka neger "keshi zibeleka giber keshi zigebro aytgber " eyu!! Slezi semienaka alena!!
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 9 ай бұрын
@@rit6091 English entay xegem alewo diu? Entay dea akabidkayo? English endo tezareb nska ke men do kelkiluka yu... Baelka equa eka tklkel zeleka. B English slezselteni ye b English xhife if you wanna know
@shewitamanuel7112
@shewitamanuel7112 10 ай бұрын
ሰላም ንዓኪ ይኪን ዶክተር ሻሮን ሓብትና ንዛዕባ ጸጸር ኩሊት እባ ገላ ኣፍልጦ ስርሕልና
@efremefa4403
@efremefa4403 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጠቓሚ ትምህርቲ እዩ ዶክተር ሻሮን thank you so much
@raeimusse244
@raeimusse244 10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክብቲ ዶክተር ሻሮነይ
@josijosi1566
@josijosi1566 10 ай бұрын
ይቅረታ ዶክተር ሃፍተይ ኣብ ስራሕኪ ዶ ኣተኪ ኣገዳሲ ስለ ዝኮነ ኢየ ኣብናትኪ ዝጻሓፍክዎ ክ ኣ ናትኪ ቁምነገር ስለ ዚኮነ ትምህርትኪ ኩሎም ይህዋትን ይሃትን ክርድ አ ዎ ሞ ክድሕኑ ኢለ ኢየ ንስክውን ሃየ ድ ኣ ኣቃልቦ ናብ ጎይታ ይኩን ተባረኪ ንስኪ ብርኪቲ ኢኪ ኩላትኩም ተባረኩ ንስኩም ብሩካት ኢኩም ክብሪ ነዛ ብህወት ክነብር ዝሃበና ጎይታናን መድሃኒናን የሱስ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣብ ቀጻሊ ይሕዋት ክጽሕፈልኩም ኢየተባረኩ
@merhawiteweldemedhin9845
@merhawiteweldemedhin9845 10 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ቀጺለ ከሃተኪ ሂሞግሎቢን ልዕሊ እቲ ክከዉን ዝግቦኦ እንተኮይኑ እንታይ ጠንቂ የሚጺእ ንኣብነት (18) እንተኮይኑ
@futurandom1604
@futurandom1604 9 ай бұрын
ኣምላኽ ምሉእ ዕድመኸ ጥዒና ይሃብኺ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዝሓፍተይ ❤
@hailetsegai3965
@hailetsegai3965 10 ай бұрын
ንስኽስ እንቃዕ ተወለድኪ የቐየንየልና:
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 10 ай бұрын
Nisikha khe intezeytiwild nerka kemey mitesemaka? Neru! Nay Dr, sharon filtet bimaido mirekhayo! Gin idilegna ikha ziteweledka!!
@awetsamuel4017
@awetsamuel4017 10 ай бұрын
Egzabhr ybarki 🙏 Nfeti 🇪🇷💪👌💖
@kisaneteyasu9184
@kisaneteyasu9184 10 ай бұрын
Yekenyelna doktor sharon btbna tmrti bzuh nmhar alena kexlyo. Bzaba xeba kflh alewo do wala keyfelhe u xbuk tegediski melsley. Bflay n qolu keyfelhe eyom zbwom emo bzeba ezi gele belna.
@selam801
@selam801 10 ай бұрын
ሰለ እትህብና ትምህርቲ thank you ሻሮነይ❤ ከም አነ አብ አሕምልቲ እምበር ሰጋ ብዙሕ አይፎትንየ!
@NazretHsabu-nt7qb
@NazretHsabu-nt7qb 10 ай бұрын
ሰላም ዶተር ሻሮን ንፍዕቲ ሓፍቲና ብትገብርልና ዘለኪ ኣዚዩ ብሉጽ ትምህርቲ እንዳ ኣመስገንኩ፡ ሕቶ ኔርታኒ ብዛዕባ ኣብ ቖርበት ባዕሉ ዝወጽእ ተውሳስ ዝመስል ሳሓ ዘልዎ እንዳሓለፈ ኣብ ገጽ ዝውጽእ መድሃኒ ፈቲነ ይሓው ይምለስ ካኣ
@abezerahaimanot4738
@abezerahaimanot4738 10 ай бұрын
Very educational. Thanks
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 10 ай бұрын
Anes hyab ksedelki kndti tenkhna eko aykewnin eyu gin des kbleni hyab ksedelki Adress bmntay yrekbo xbkti slezgebrlina tmrti kbri yhabki ❤️❤️🙏
@TesfamariamTeclai
@TesfamariamTeclai 10 ай бұрын
ትምህርትኺ አዝዩ ጽቡቅን ጽቡቅንዩ ከምቲ ብጥዕና ደቂ ሰባት እትግደስዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@michaelid9914
@michaelid9914 10 ай бұрын
ሰላም ዶ/ር ሻሮን፡ በዚ ሎሚ ዘስማዕክና ኣስተምህሮ ኣዚየ የመስግነኪ። እንተኾነ፡ ብዙሕ ሕቶታት ግን ኣለዓዒሉለይ። ርግጸኛ'የ ድማ ነዓይ ጥራይ ዘይኮነ ንብዙሓት ካልኦት ተኸታተልትኺ ዝተፈላለየ ሕቶታት ከለዓዕለሎም ከምዝኽእል። ንኣብነት በዓልቲ ቤተይ ብሰንኪ ዘለዋ ናይ ኮሌስትሮል ጸገም፡ ቬጋን እኳ እንተዘይኮነት ዳርጋ ነዞም ዝበልክዮም መግብታት ስጋ ጸባ እንቋቑሖ ሽኮር ተሓሲማቶም ( ዳርጋ ኣይትበልዕምን'ያ)። እንተኾነ እቲ ናይ ኮሌስትሮል ሕማማ ክምሓየሽ ኣይተራእየን ጥራይ ዘይኮነ ምናልባት ምስ ዕድመ እውን ክኸውን ይኽእል እምበር እናገደደ ዳርጋ ይኸይድ ኣሎ። እቲ ዝገርም፡ ኣነ ኩሉ ዓይነት መግቢ ከምድላየይ እናበላዕኩ እግዚኣብሔር ይመስገን ዛጊት ዋላሓንቲ ናይ ጥዕና ጸገም የብለይን። እዚ ድማ ምስ ብዓልቲ ቤተይ ብዙሕ የካትዓና። ማለት እቲ ጠንቂ ናይ ኮሌስትሮሎ በዓልቲ ቤተይ ብኣልማማ ንመግቢ ከተልግበሉ ከላ ኣነ ግን ነቲ ናይ ኮሌስትሮል ጠንቅን ኣምዓባብልኡን ክትፈልጦን መጽናዕቲ ክትገብረሉን እምበር ሙሉእ ብሙሉእ ንመግቢ ከተጸግዓሉን፡ ንጠቐምቲ መግብታት ተሓሲማ ድማ ካልእ ጸገማት ከይተስዕብ ስለዝሓስብ እዩ። ክልቴና early fifties (ብዕድመ 50 ዓመት ረጊጽና) ኢና። ብዝኾነ፡ ሎሚ ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ፡ ዝክኣል እንተኾይኑ ንኮሌስትሮል ብዝምልከት ጠንቁ፡ ምልክታቱ፡ ሳዕቤኑ ምክልኻሉን ኣውራ ድማ ክምሓየሽ (ክፍወስ) ይኽእል እንተኾይኑ ሓንቲ ቪድዮ ክትሰርሕልና ብትሕትና እናሓተትኩ፡ ምናልባት ቅድሚ ሕጂ ሰሪሕክሉ እንትኾንኪ ግን እታ Link ወይ ሓብርኒ። ብዝተርፈ ስለቲ ኣበርክቶኺ ደጊመ አመስግን ሚኪኤል
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 10 ай бұрын
ሰላም ሚካኤል፡ ከምቲ ዝበልካዮ፡ ልዑል ዓቐን ኮለስተሮል ብዙሕ ሳዕ ናይ ጀነቲክስ ጉዳይዩ። ሓደ ሰብ ድላዩ በሊዑ ሰውነቱ ነቲ ኤልዲኤል ዝብሃል ኮለስተሮል ክኣልዮ ይኽእል፡ ገሊኡንግን፡ ነቲ ኮለስተሮል ካብ ደሙ ከጽርዮ ኣይክእልን፡ ናይ ጀነቲክስ ጉዳይዩ። እቲ ጸገም ከኣ፡ ዋላ ኣብ መግቢ ዝኾነ ኮለስትውሮል ኣይንብላዕ፡ ጸላም ከብዲ፡ እቲ ዘይበላዕናዮ ኮለስተሮል ባዕላ ተፍርዮያ። ከምኡ ኮይኑዩ፡ እቲ መድሃኒት ናይ ኮለስተሮል ነቲ ጸላም ከብዲ ተፍርዮ ደው ከብሎ ዝፍትን። ብዘይ ጀነቲክስ ውን ኣመጋግባ ተራ ክህልዎ ይኽእልዩ። ብዛዕባ ስብሒ ብዙሕ ሰብ ይፈልጥዩ፡ ሰብ ዝስሕቶ ግን፡ እዚ ብዝሒ ካርቦሃይድሬተስ ዝብሃል ውን ንኮለስተሮል ከብዝሖ ይኽእልዩ። ገሊኡ ሰብውን፡ ንልዑል ኮለስተሮል ብኸምኡ፡ በዚ ሎው ካርብ ዳየት ዝብሃል ዝቆጻጸርዎ ኣለዉ።
@michaelid9914
@michaelid9914 10 ай бұрын
Thanks Dr Saron. Hopefully, we may see you one day with a program about Cholestrol. Thx again.
@user-rp3ti2cu3c
@user-rp3ti2cu3c 3 ай бұрын
ከመስግነኪ ይፈቱ ደኩተር ሻሮን ቀጽልዮ
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልኪ ሻሮን ሽኮር። ጊዜኺ ሰዊእኪ ትህብና ምኽርታት ብጣዕሚ ግርምዩ።
@AbcdAbcd-sy5om
@AbcdAbcd-sy5om 10 ай бұрын
ዋው ጽብቅቲ ሐበሬታ እያ ሰጋ ሰለዝፎትው ጥራህ ይበልእ እበር ከምዝ ህጂ ዝተዛረብክዬ አፍልጦ አይነበረን ጽብቅቲ ሓፍተይ ካባኪ ብዙህ አፍልጦ ብዙህ ንመሓር አሎና የቀንየለይ እድመን ጥእናን ይሓብኪ
@robelalazar2000
@robelalazar2000 10 ай бұрын
ጥዕና ይሃበለይ ዶክተረይ ፡ብተቅርብልና ሃናጺ ትሕዝቶ ኣዚና ነመስግነኪ ንሎምዓንቲ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፡ብዛዕባ knocknee ሓበሬታ ወይ ኣፍልጦ እንተ ሃሊኪ ምሓበርክና ዶ ክዕረ ከ ይኽእል ድዩ ፡ዕድመ ጾታ ከ ይፈሊ ድዩ ፡ተስፋ ይገብር ክትምልስለይ ኣብ ቀጻሊ መደብኪ❤🎉😊
@Martakeflezgi
@Martakeflezgi 10 ай бұрын
Selam shalom sle kulu thbna tmhrit yekenyelena Xbuk kexlyo
@wediaradom5324
@wediaradom5324 7 ай бұрын
Inspiring lesson
@berhanetesfay6975
@berhanetesfay6975 10 ай бұрын
አምላክ ዘበንኪ ይባርክ እንቃዕ ሓፍትና ኮንኪ
@zewdisium7093
@zewdisium7093 10 ай бұрын
ዋዕሮ ጓልና ክበሪ ንበሪ ደስ ዘብል ምኽሪ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ! ሓሳብ ልብኪ የስምረልኺ!
@mhrettesfamariam1524
@mhrettesfamariam1524 10 ай бұрын
ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኩሉ ግዜ ጠቃሚ ዝኮነ ኢኪ ተቅርብልና የቀንልና ኣጀኪ ቀጽልዮ 🥰🥰🥰🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@user-cz2ut3wx2s
@user-cz2ut3wx2s 10 ай бұрын
ሰላም ዶክተር ሳሮን ከመይ ትኮኒ፡ ቀጺለ ምቸም ብትገብሮ ዘለኪ ሞያኪ ምክሪኪ ኣዝየ እንዳኣመስገንኩ ቀጽለ፡ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ እሞ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር! ክብደት ቆልዓ ምስ ዕድሚኡ ክንደይ ክኸውን ኣለዎ ማለት ወዲ ሓደ ዓመት ቆለዓ 6 ኪሎ ኪኸውን ንቡር ዲዩ እንተዘይ ኮይኑ'ከ እንታይ ምክሪ ትህብኒ? የንየለይ
@user-hf3iq8qn5w
@user-hf3iq8qn5w 10 ай бұрын
Sharoney❤ neta neaki zweledet ade kelay memelisa tbarek thank you for everything you are doing for us. Nd 10qw 2 your parents 2❤❤❤❤
@amlesethaile8319
@amlesethaile8319 10 ай бұрын
Thank you shekorna lomi neay zetekmeni timhrty hezki mexeki ❤🙏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 10 ай бұрын
እሞ ዶክተርይ ንሕና ሓበሻ ስጋ አበይ ረክብና ስጋ ካብዘይ ንበልዕ 1 ዓመትና ገርና ምክንያት መግዘእ ስጋ ካበይ ናምፅእ ናይ ሓበሻ ዲያስፖራ ግን አቤት ትጭኩኑ ገድፍኩምና ንበይኩም ስጋ ትበልዑ ዘለኩ☝ ንእሽተይ ንእሽተይ ንስጋ መግዘእ ዘይትልእኩና😂🙈
@bkdan2350
@bkdan2350 3 ай бұрын
We can get vitamin B12 from different vegetables like spinach, beetroot, butternut squash, mushroom and potato
@zebibteklay3565
@zebibteklay3565 10 ай бұрын
,❤ብሽም የሱስ ኣእምሮኺ መመሊሱ ይባረኽ ንስኺ ብልጽቲ ክንዲ ሽሕ❤❤❤እኺ ።ሰላምኪ ይብዛሕ
@tsigetsegay4767
@tsigetsegay4767 7 ай бұрын
ዕድሜኺ የንወሐዮ ፈጣሪ🙏🙏
@gene6075
@gene6075 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤ሻረኖይ ቫይታሚን እና ፕሮቲን እንታይ እዩ ዘፈላልዮም ቫይታሚን ዝብሃሉ መግብታት ፕሮቲን ዝብሃሉ ምግብታት ኣምህርና?
@user-ob4uz4pl7y
@user-ob4uz4pl7y 8 ай бұрын
Thank you
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 10 ай бұрын
ሳሮን ተሓባብርና እባ ኣብ መላጉም የእዳወይ እናሕመመኒ ቃንዛ መይተ መድሃኒቱ እባ ትፈልጥዮ እንተኮንኪ እባ ተሓበርና የዕጽምንተይ ኢይ ዝሕመኒ ዘሎ ዝክኣል እተኮይኑ ሓግዝና
@arsamatekali3580
@arsamatekali3580 10 ай бұрын
Edmen tenan yhabki Doctor Sharon❤❤
@biniameyassu1816
@biniameyassu1816 10 ай бұрын
Nice one thanks
@eritreasium4365
@eritreasium4365 10 ай бұрын
ዕዲመን ጥዕናንን ይሃብኪ ❤️
@sarabh-xm8xy
@sarabh-xm8xy 10 ай бұрын
Thank you so much to 🙏
@user-kv6he6fz6f
@user-kv6he6fz6f 10 ай бұрын
Dr ane bzey meat dea mot thsheni bflay wizout chicken ab Canada beqa yelekun byzway chicken burger eye zbele zeleku
@justicetoallhope9727
@justicetoallhope9727 10 ай бұрын
You are a true gift to all, especially Tigregna speaking ppl. I listen/watch your show no matter what the topic is, since I'll learn something new. Besides, you're easy on the eye! Great show, Doctorey!
@Be_baba4
@Be_baba4 10 ай бұрын
I have no clue but i just love you
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 10 ай бұрын
ነመስግንኪ ዝሓፍተይ Egzabhr yhabelna💛💚💙💜💛💚💙💜💛💚💙💜
@gidaytesfayberaki253
@gidaytesfayberaki253 10 ай бұрын
I love you vegeteibl
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 10 ай бұрын
Thanks Doctor Sharon for you Exsplsnetion GodGuide you n Bless you 🙏
@hlaweweldemichalel572
@hlaweweldemichalel572 9 ай бұрын
Bravo Dr.
@woldeabgirmay9639
@woldeabgirmay9639 3 ай бұрын
You are so sofsticate and sage ,I appreciate you for trying to give as great knowledge and future life, I would like to say carry on ,I don't have ability to appreciate people ,but I'm trying, I know you got great ability to understand any thing, at the end God bless you for ever, so us to get benefit from you!!!!!!!!!!
@muluniyat6414
@muluniyat6414 8 ай бұрын
Habtey nateyyy xbkti Thanks sele temhrtki lebam ❤❤❤
@rishangilay6527
@rishangilay6527 10 ай бұрын
amlak endabareke ybarki
@user-ob4uz4pl7y
@user-ob4uz4pl7y 8 ай бұрын
Thank so much sister adem Tianin yahubuk
@soliyanaaron-nw1it
@soliyanaaron-nw1it 10 ай бұрын
Thanks doctor sharon abizia nishitey khatekie adeay ala zikonea wixieat einisisa aytibelan eiya silezea eigra ka kexalie yihma sleazie B12 wahdie do ykewan begakie tegedisikie melisileay
@user-ur4dl6fq7p
@user-ur4dl6fq7p 9 ай бұрын
Thanks zihafty
@Metkel.HzbawiGnbar
@Metkel.HzbawiGnbar 10 ай бұрын
NsKs fliti FTret iki, seb aydnqn eye, bzeyka etom beja Eritrea hiwtom zhabun zsenkelun Arkanat. Nski kea kemiom yrieyeki Anbibi Haftey qexli atdkemi❤️🇪🇷👍
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 10 ай бұрын
Grazie doterssa
@sabagedhu3026
@sabagedhu3026 10 ай бұрын
Thank-you very much for all your help and your interest Bless you more and more 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Fetwet tiw y zeblki Hiabna
@rigatgebreyohanes5069
@rigatgebreyohanes5069 10 ай бұрын
ሰላም፣ደግተር፣ሾሎሞ፣ትምህርትኽ፣ጽቡቅኢዪ፣አነ፣ዝሓተኪ፣ናብ፣ሓክም፣ከይደስ፣ኣዕጽምትኽ፣ደኽሙ፣እለምንኒ፣አዝ፣ካብ፣ምንታይ፣ኢዪ
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 10 ай бұрын
Thank you Dr Sharon for your undiminished education to us. May Almighty God bless you and shower you with unlimited health, happiness and joy throughout your life journey. Always stay blessed and keep up the hard-working.
@user-eu7wg3sy6u
@user-eu7wg3sy6u 10 ай бұрын
Saron haftey lomus trdni ba tkoni kulu gze ye zxhfelki krekbeki dele begedasi bejaki bejaki bwschti ktrekbni dele bejaki bejaki bejaki bweladitki stres gere baqa bejaki hagzni😊
@millionokbamichael4314
@millionokbamichael4314 10 ай бұрын
Thank u doctor . Hamlis nyew da belyo
@yohanaghirmay6588
@yohanaghirmay6588 10 ай бұрын
Ane zkone aynet Nay anssa bzeyka anqaqho aybelan aysetn aye gn ab tanay selam ynebr aleku sahti ab gzie tnsi b12 ywuhdeni bkenina ytkeao kea thanks mor best sister ❤🎉
@mulugetagere6391
@mulugetagere6391 10 ай бұрын
Doctor sharon malet werqi senselet btami ena nfetweki ❤❤❤qexlyo thanku ntmrtki
@yohangebremeskel7367
@yohangebremeskel7367 10 ай бұрын
Thank u Dr 1000 amet nberlna❤❤❤❤🥰🥰🥰
@zakiwerede2317
@zakiwerede2317 10 ай бұрын
I like your lecture , detailed, and easy to understand unlike others 🙏❤️
@rafis1966
@rafis1966 10 ай бұрын
Great topic ,great message thanks Doc ❤
@kiliawta
@kiliawta 10 ай бұрын
You are just da best. Thanks for the info doc.
@kudusfisshation4210
@kudusfisshation4210 10 ай бұрын
Thanks for your videos Doctor Sharon and thanks god to have an amazing woman like you in my comment
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 10 ай бұрын
Thank you so much ❤❤
@emunazerom1244
@emunazerom1244 10 ай бұрын
Thank you Dr Sharon edmen tenan yhabki lul fetari 🙏🏾❤🎉
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB 3 ай бұрын
Thank you 🙏 🙏🙏
@CR7waww
@CR7waww 10 ай бұрын
እዛ ጉዳይ ይርእያ ኣለኹ ስጋን ሓሽሽን ሓደ ክገብርዋ ዮም ዝመስሉ።
@tirhasweldu3321
@tirhasweldu3321 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Saron haftey edman yinan yhabki Egzabeher Amlak Abona ❤
@letinaeseyas2330
@letinaeseyas2330 10 ай бұрын
Dr. Kgermeki ane wahdi protien agatimuni neru . Igrey mkad abini neru. Iti zrayeni Dr. Gerimwo sga aytbeliin diki il i. Maat medanit azizley. Bezi agatMi btaimi yemesgno . Dr. Sharon ka Thank you.
@yerusalemmulugeta9551
@yerusalemmulugeta9551 10 ай бұрын
Kbret yhabelna❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 10 ай бұрын
Thank you ❤Dr, shiro! Ew sorry Dr, sharon ! Kibil si shiro ile! Any way shiro protin alewo yibahal hade malti gida amhirina !
@gechemeche6258
@gechemeche6258 10 ай бұрын
yeqenyelna D/r Sharron Thank you so much again & again Dear Eber anes tesenife bfqrki welfi gerkley meas eya Vidio tiserh kibl ❤❤
@sewitshewit3718
@sewitshewit3718 10 ай бұрын
Thanks Dr.Sharomey ❤
@MisganaTesfay-jx3mn
@MisganaTesfay-jx3mn 10 ай бұрын
Thanks ma sister 🙏 GBU
@dingleywahsey9318
@dingleywahsey9318 3 ай бұрын
My fovrate dr. haftey.
@yfter1992
@yfter1992 10 ай бұрын
Thank you 🙏 Docter God belss you ❤
@norjonas3485
@norjonas3485 10 ай бұрын
ሻሮን ሓፍተይ መተካአታ ስጋ ተባሂሉ ዝውሰድ መግቢ ኣሎ ከም nuts አንጣጢዕ ፍረ ዱባ ስምስም ኒሁግ ወዘተ ስለ አዚ ነገር በጃኺ መደብ ግበርልና ፡ ስለ ኣገልግሎትኪ ኣቐዲመ የመስግን ።
@abrhamhaile9166
@abrhamhaile9166 10 ай бұрын
Selam dokter Saron Ane kheteki delye zeleku kebdey kulu gze dmxi endagebere rebushni entay entegeberku yheysh
@God_is_love-us3hj
@God_is_love-us3hj 10 ай бұрын
Sharoney xeadu wahyotat demna bmntay kntkeom nkeil .tegediski melsley sharoney
@filmonabrahamgebreyesus2499
@filmonabrahamgebreyesus2499 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤keep going doctor
@philmentsige5405
@philmentsige5405 10 ай бұрын
I like that your videos are not longer than 15'. However, I would like you to add Overview at the beginning and summary at the end of your videos.
@user-by9fx9se4e
@user-by9fx9se4e 10 ай бұрын
Thank you Doctor sharoneyyy ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kuhil3740
@kuhil3740 10 ай бұрын
Tankis
@binifili-yd6bl
@binifili-yd6bl 10 ай бұрын
Thanks dear ❤🎉
@tsegatsegay5697
@tsegatsegay5697 9 ай бұрын
ዝኸበርኪ ዶክቶር ሻሮን ንትህብና ምኽሪ እንዳመስገንኩ። ሕማም ለምጺ (ግጽ ሕብሪ ዝቕይር) ካብ ምንታይ ይመጽእ እንታይ ዓይነት ጉድለት ቫይታሚን እዩ ዝመጽእ።ኣፈዋውሥኡ ኸ ከመይ እዩ? ንትህብና መልሲ ኣቀዲመ የመስግን!
@user-hq8ut8rn3y
@user-hq8ut8rn3y 10 ай бұрын
GOD BU Dr Sharon!!!!
@rutahagos1514
@rutahagos1514 10 ай бұрын
👌Thanks so so much 💓 🙏🏻my best Queen ❤️ 👸🏽 💎 👑 GBU all your family ❤keep going ✌️ ❤️
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 11 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 9 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 88 МЛН
ምክልኻል ካብ ነድሪ ከስዐ።
17:48
Tesfalo
Рет қаралды 27 М.
Foods to avoid in pregnancy(እዚ መግቢ ነብሰ-ጾር ክትወስዶ የብላን)
7:49
Simon the pharmacist(ቅድሚ ኩሉ ጥዕና)
Рет қаралды 16 М.
ምሕርናኽ ሸለል ኣይንበሎ #ዶክተርሻሮን
8:01
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 48 М.
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 11 МЛН