ስለዝበልካዮ ወይ ስለዝተመነኻዮ ዝኸውን ነገር የለን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 31,837

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

2 жыл бұрын

ስለዝበልካዮ ወይ ስለዝተመነኻዮ ዝኸውን ነገር የለን - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 192
@medhaniefekadu7056
@medhaniefekadu7056 2 жыл бұрын
ሓደ ሓደ ግዜ ምሒር ስቕ ምባል ከኣ ጽቡቕ ኣይኮነን ምኽንያቱ ሓሶት ክደጋገም ሓቒ እዩ ዝመስል, ግርም ገበርኩም ሕጂ ንሱ ኢና ንደሊ። Eritrean future is really bright 🇪🇷❤🇪🇷🦾
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Haki bahaki hade hade giziye mizirabi adilayi iyu 👍🏽🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🌻🌽🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪
@eritree9794
@eritree9794 2 жыл бұрын
🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴 ኩሉ ካብ ተጋህደ ጽናዕ ህዝበይ ሎሚ'ውን ከምትማሊ ሰብአይናን ሰበይትናን ጓልናን ወድናን ንዛ ሕድሪ ስዉአት ኤርትራና አለናልኪ ንበላ ። በዘይ ሃገር የለን ክብረት ደቂ ሓላል መሬት ። አብሺር ! ✌ወትሩ ንኹሉ ዱሉዋት✌
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤✊
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👁👁👁
@asmerashqor8736
@asmerashqor8736 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🔥🔥🔥🔥
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 2 жыл бұрын
Yessss እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ ዝሓዘ ተዓዋታይ ኢዩ ወያነ game over
@AMS-mw6fn
@AMS-mw6fn 2 жыл бұрын
Right
@hailemariamjoinhayness5725
@hailemariamjoinhayness5725 2 жыл бұрын
በትኪ
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 2 жыл бұрын
@@hailemariamjoinhayness5725 ተበተኽ ጁንታ
@godislove4737
@godislove4737 2 жыл бұрын
@@hailemariamjoinhayness5725 togar agame
@selehaile3895
@selehaile3895 2 жыл бұрын
ከመዓልኪ ወይን ------------------- ወይን ከመዓልኪ ወይን ግዳይ ወይን ከመዓልኪ፡ወይን ካሕዳይ ሓዊ ዝቀለባ፡ከም ሓጓዳይ ሓሶት ዝድራራ...ከም ነጋዳይ! ደም ዝጨንኣ... ከም ሓራዳይ! ወይን ከመዓልኪ...ወይን ካሕዳይ ባህላዊ ጸወታ...ከመይ ኣሎ ሓንዳይ? ወይን ከመዓኪ...ወይን ዓሻ ከመይ ኣሎ ጉዕዞ...ከመይ'ሎ መገሻ? ንሓሶትኪ....ዘይኣኽሎ ኪሻ ሓዊ ዝብርሃ.... ከም ጉልሻ ሓመድ ዝኽዳና... ከም ማሕረሻ ኩሉ ሰራሪኺ... ከም ኮረሻ! ኣብ ሳልስቲ'ዶ ሸተትኪ... ከም ቃንጥሻ! ደቂ ድኻታት....ኣኽቲትኪ ምልሻ " ባህላዊ ጸወታ" ኢልኪ "መናፈሻ"! ዓረር ዝጽዓነ፡.... ኣብ ክንዲ ሕምባሻ መድፍዕ ዝጽዓነ....ኣብ ክንዲ ሕምባሻ ዎዮ 27 ዓመታት ዝበልክዮ "ውሻ" ካብ ሽዋ'ዶ'ቲ... ተቀበልኪ ጋሻ ንሱ ማዕጺድ.... ንስኺ ዳጉሻ! ንሱ ኣንበጣ....ንስኺ ሕርሻ! ርእስኺ'ባ ሃብክያ ንሞዶሻ! ባንዴራኺ... ንኾርያ ሂብኪ ወይ ንራሻ ደጊም ዓድኺ ተመለሲ... ከም ፍላሻ! በዚ ናይ'ጥግሪስ' ሃሰስ በሊ ኣድራሻ!
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 2 жыл бұрын
ሰዶ ሰዶ sele
@samitihabte34
@samitihabte34 2 жыл бұрын
Cheers 🍻 wedi Eritrea 🇪🇷👍👏
@mewaeleritrea7527
@mewaeleritrea7527 2 жыл бұрын
This should be translated in Amharic for Ethiopians to understand the true nature of TPLF.
@giromkidane2994
@giromkidane2994 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጥዕማት ድሃይ🙏🇪🇷🙏🏻🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏿🙏🏾🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🇪🇷🙏🏻🇪🇷🙏
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 2 жыл бұрын
ትግርኛ ኢና ሓደ ኢና እንዳበልኩም እባ ክትጻወቱልና ደቂ ማይጠላሚት
@tekliyane1002
@tekliyane1002 2 жыл бұрын
ኣገዳስን እዋናውን የቐንየልና ድምጺ ሓፋሽ
@selamg3325
@selamg3325 2 жыл бұрын
እሶም ይህለሉ ንሕና ድማ ኣብ ከም ቀደምና መትከልና
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 2 жыл бұрын
Thank you Dimtsi Hafash, it's time to tell the truth, our enemies should swallow the bitter pill of Shaebia!! Great respect to our defence forces, our people and of course Shaebia!!
@abubakermelaymelay6733
@abubakermelaymelay6733 2 жыл бұрын
Great job tv eri
@eriboy1532
@eriboy1532 2 жыл бұрын
Waww yebel agelalexa 🇪🇷💪
@aronabraham4182
@aronabraham4182 2 жыл бұрын
እዋኑ እዩ ሕጂ ኩሉ እቲ ሓቂ ክንድሕድሖ ኣለና። እዞም ቆንዳፋት ክፋእ ናይ ኣቦታቶም ክፈልጥዎ ኣለዎም
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 2 жыл бұрын
Thanks Dimtsi Hafash. This is historical and all the truth about TPLF in the horn of Africa. I think this report should translate in English too that our children in diaspora and others should listen and learn more about the truth ,what is going on. Hope you got this message. Thanks.
@tsnathiyabu9927
@tsnathiyabu9927 2 жыл бұрын
Welcome halalat qexlwo etelay ab eri ti and thanks again
@robi7092
@robi7092 2 жыл бұрын
Aseyyy xubuk news 💪💪💪💪💪❤❤❤❤
@humhum3511
@humhum3511 2 жыл бұрын
ብ ኣምሓርኛ ይተርጎም ::
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 2 жыл бұрын
Tplf no way out, dead at Kolo Tembiyen or alive on the hand of Eritrean defence. Awet N Hafash
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
ዓወት ንሓፋሽ አወ ዎትሩ ንኹሉ ዱሉዋት ሰማአታትና ዎትሩ ይዘከሩ
@ritagiovanni6116
@ritagiovanni6116 2 жыл бұрын
Merhaba jiganu eritrean
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
Very Entertaining Kedemti Janda joke!
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 2 жыл бұрын
መርሓባ ድምጺ ሓፋሽ ከም ኩሉ ጊዜ ድምጺ ኩሉ ቀጽልዎ።
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 2 жыл бұрын
Helmi weyane ketamka abay Ethiopian kahsmka neritrea Hawiska abay tigray ezi kab Kedem policetatom sele neflto Ayngremen eritrea nzlalem Ketnber eya kulu abdyaskora Zelo neqihu atqilom alo asha Eritreawi hageru yehlefu zeheb Yeblenan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
@ghezaesebhatu6163
@ghezaesebhatu6163 2 жыл бұрын
Welcome deqi erey
@merkebselam963
@merkebselam963 2 жыл бұрын
ፐውውው ተተናኺፋ ጉዳይ ላዕሊ በጺሓ፡ ያላ ኣብ ደገ ዘለኻ ኤርትራዊ ምድልዋትካ ኣጻፍፍ። ሎሚ ሓንሳብን ንሓዋሩን መራሕቲ ትግራይ ክሳብ ትሕቲ ባዶ ክጸንት ከምዘለዎ ምግባር,ያ። ሓንቲ ጥይት ናብ ኤርትራ ኳሕ ምስ ዘብል, ብዘይ ውዓል ሕደር ብኣየር ጎልጎል ሳዋ ምርጋፍ,ያ።ወከልቲ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብመንገዲ ኤምባሲታት ተወዲብኩም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኩርናዕ,ዛ ዓለም ንዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣኣብ ቦትኡ ኣየር ኣዳሊኹምሉ ክትጸንሑ ከምዘለኩም ካብ ሕጂ ዘትይሉ።ደጊም እታ ቀዳመይቲ ጥይት ናይ ኲናት ክትትኮስ ናይ ገለ ማዓልታት ዝተረፋ ትመስል ኣላ።ኩልኻ ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ተዋሃሂድካ ድልውነትካ ኣጻፍፍ።ዓወት ንሓፋሽ!!
@EriMBH
@EriMBH 2 жыл бұрын
እዋይ መሃንዘለይ፣ ኩናት ደኣ ኣብ ምውዳእ ገጹ በጺሑምበር ብሕጂ ድዩ ክጅመር? ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕስ ናብ ጁቢተር ጌሽካ ኔርካ ማለት ድዩ ?
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ኤርትራውያን ክረምትና ሓሊፉዩ። ሕጂ ግደ ጁንታዩ። ከም ኣብ ሲኒማ ኣቲኻ ትሪኦ ፊልም ዕባባኻ እንዳበልኣኻ ብሪሞት እናቀያየርካ ጁንታ ክትድኸር ከላ ምዕዛብዩ ግደና። ዝሓለፈ 20 ዓመት ልኡላውነት ኤርትራ ጎቢጣ ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ኢላ ኣሽኻዕሊላትና። ብዋጋን ንእስነት ኤርትራውያን ተላጊጻ። ጁንታ ፎቆዶ ኣዳስ ኣበባ፤ ዱባይ፤ ኣሜሪካን ትሽርሙጥ ኔራ። ንሱ ከይኣክላ ንህዝቢ ኤርትራ ብጎሮሩኡ ንክሕነቅ ወግሀ ጸብሀ ብሓሶት እናከሰሰት ማዕቀባት ጌራትልና። ንሱ ከይኣክላ ኣብ ትግራይ ሪፉጂ ከፊታ ኑኡ ኣሜሪካ ክትከዱ ኢላ መንእሰይ ኤርትራ ኣውሒዛቶ። እዚ ኹሉ ካልኦት ሓጢያት ናይዛ ጁንታ መሊኡ ፈሲሱ። ሎሚ ብሰንኪ መስጣ ህዝቢ ኤርትራ ኣማውታ ከልቢ ትመውት ኣላ። ኤርትራዊ መንእሰይ ንቃሕ ተወዱብ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriMBH
@EriMBH 2 жыл бұрын
@@embatekalamedia6832 ወያነ ናይ ደገ ጸላኢ ኢዩ፣ ናይ ደገ ጸላኢ ከኣ ኩሉ ግዜ ተመካታይ ኢዩ፣ ንሃገር ዝሃሲ ፍልሖ (ናይ ውሽጢ ጸላኢ) ኢዩ፣ ፍልሖ ንሓንቲ ህድሞ ከጥቅዕ ከሎ ኣይፍለጥን ኢዩ። ነቲ የዕኑድ ናይቲ ገዛ ሓደ ብሓደ ውሽጢ ውሽጢ እንዳበልዐ የዕንዎ፣ ናይ ሃገርና ፍልሖ ከኣ መጀመርያ ኣባላት ባይቶን ጋዜጠኛታትን ኣሲርዎም (ትማሊ 20 ዓመቶም)፣ ጋዜጣታት ብሕቲ ዓጽይወን፣ ቁሩብ ጽንሕ ኢሉ ከኣ ንሃገራዊ ባይቶ ዓሺግዎ፣ 2 ዓመት ጸኒሑ ከኣ ዳግመ ውደባ ትምህርቲ ክግበር ኢሉ ኣመኻንዩ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ዓጽይዋ፣ High School Graduation ከኣ ኣብ ሳዋ ጥራይምበር ኣብ ዝኾነ ካልእ መሬት ኤርትራ ከይግበር ኣጊዱ፣ 20 ዓመት ወይ ካብኡ ንታሕቲ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣብ ከተማታቶምን ዓድታቶምን ኣብ ሙሉእ ሂወቶም Graduation ርእዮም ኣይፈልጡን ከምኡ እንዳበለ ን20 ዓመት ሃገራዊ ትካላት በብሓደ ክዓጹን ከዕኑን ጸኒሑ ኣብ መወዳእታ ከኣ እታ ሓንቲ ተሪፋ ዝነበረት ካቢነ ሚኒስተራት ኣብ 2018 ዓጽይዋ ሕጂ ኤርትራ ባይቶ የብላ ትካል የብላ ብናይ ሓደ ሰብ ድሌት እትንቀሳቐስ፣ ከም ጽዕነት ዘይብላ ካሮሳ ገረውረው ኢላ ተሪፋ ስለዚ ካብ ወያነ ንላዕሊ ኣቶ ፍልሖ ኢዩ ንኤርትራ ሃዶሽዶሽ ኣቢልዋ እዚ ርጉም ዘርኢ
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 жыл бұрын
@@EriMBH ጌጋ ርዲኢትን ዘይቡሱል ኣፍልጦ ኣብ ጉዳዬ ኤርትራ ከምዘለኻ ካብቲ ዝጻሓኻዮ ተረዲኤ። እዞም ታኣጺዮም’ዶ ተከፊትም ዝበልኻዮ ትካላት, ኤርትራ ምስትህሉ እዮም ክህልዉ። ወያነ ነቲ ብቤት ፍርዲ ዝተፈረደልና መሬት ጎቢጣ ሉኣላዊነት ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ናይ ብሓቂ ብዛዕባ ምዕጻው ጋዜጣታት ኣጨኒቁካ እዚ እዩ እቲ ብስለት ይጎድለኻዩ ዝበልኹኻ። መቼም ብድሕሪ ወያነ ባኣል መን ከምዝነበሩ ግልጺ እዩ። ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ታኣጺዩ ካብ ትምህርቲ ዝቦኸረ የለን እምበሺ ኣማኢት ኮሌጃት ብኹሉ ዓይነት ዓውደ ትምህርቲ ዓመታዊ ይምረቁ ኣለው። ናይ ሳዋ ከኣ ፈቲና ጸሊኤና ከም ዓጋመ ዝኣመሰሉ ሓሳዳት ጎረቤት ስጋብ ዘለውና ኩሉ ኤርትራዊ ብ ወትሃደራዊ ፖለቲካዊ ድሉውን ንቁሑን ክከውን ንግደድ። ዝገርመኒ መንግስቲ ኤርትራ ዩኒቨርሲቲ ኣጺዩ ኣይተምሃርኹን ኢሎም ኣብ ኤውሮጳ ካብ ዩኒቨርሲቲ 10 ሜትሮ ርሕቀት እንዳነበሩ ዩኒቨርሲቲ ክኣትው ዘይምክኣሎም የስሕቀኒ። ድሌት እንተሎ ኩሉ ኣሎ። ንኣኻ ክኣ ክሓተካ ዝደሊ ኣብ ሞንጎ ዩኒቨርሲቲን ኮሌጄን ፍልልያቱ ምነገርካኒ ዶ?????? ኤርትራ ጸላኢኣ ኣብ ኣጻድፍ ተንቤን ግንባሮም ተርቢዓ ሕነኣ ፈዲኣ እያ። ኤርትራ ን ዘልኣለም ተኸቢራ ትንበር🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
@@embatekalamedia6832 ato Aron H hijis gorihnan tefalitnanina nitenkekelom abal junta keykone ayterifin nay junta abal mukuanuyu.
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 жыл бұрын
ብድሓን ምጹ ደቂ ኤረይ ጥዑማት ድሃይ ዓወት ንሓፋሽ ክቡር ዝኽርን ንስውአትና ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🐪🐪🐪🌹 ❤️🙏🙏🙏❤️🌹👍👍👍🌹
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
በጃኹም አቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ብጫ ካርዲ ጉሓፍዎም ኣብ ርአሲ ቆማላት ኩትር ጽልኢ ኣለኒ
@zemendesale1259
@zemendesale1259 2 жыл бұрын
Ya ezie eyu eti haki anabs shaebya 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️ King of king
@danblasgelas755
@danblasgelas755 2 жыл бұрын
Dhni Ne emrka weni kanrkbla ena kame nay jenta kengbra ena 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷❤
@gualereygualerey101
@gualereygualerey101 2 жыл бұрын
Eri bi deka kebira kitnebir eya 🇪🇷🇪🇷🕌😍⛪🇪🇷🇪🇷😍👍👍👍💪💪💪
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
ዓወት ንሓፋሽ
@mewaeleritrea7527
@mewaeleritrea7527 2 жыл бұрын
Thank you Shaebia!!!!🇪🇷✊🏾🇪🇷 The gloves are off. Just because we chose not to say anything, it doesn’t mean we have forgotten all what’s done to Eritrea and Eritreans. Tell them Eritrea!!!
@negasijimie4142
@negasijimie4142 2 жыл бұрын
Thank eritreans. I am in america. And i am ashamed from those who do not know my country. Eritreans.
@akibertasli5367
@akibertasli5367 2 жыл бұрын
Sey tiawitla eza ERI enkai ERI KONKU temesgen fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👍👍👍💘💘💘teawitley zey hifir meninet::👍
@teaghes7654
@teaghes7654 2 жыл бұрын
ኣየወ! ኣብ መሬት ኣንገርጊረን ከምዘይሓልፍ። እቶም ቀንዲ ጃንዳ ኣብ በረኻታት ትግራይ፡ እቶም "ተጐተትቲ ድማ ኣብ ጐደናታት ኣሜሪካን ኣብ ኤውሮፓን። የንገርግራ ደኣ ከም ኣእዱግ፡ መን ኣድጊ ምዃኑ ዝተጋህደሉ ዘመን። ንኺድ ጥራሕ ካልእ ውን ክንርኢ ኢና ገና!
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👁👁👁
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 2 жыл бұрын
ብጥዕሚ ክስማዕ ዘለዎ ታሪኽዩ ።
@tekliyane1002
@tekliyane1002 2 жыл бұрын
Nay bhaki 💪🇪🇷
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
✊🇪🇷🐪🇪🇷❤
@retaamanuel1249
@retaamanuel1249 2 жыл бұрын
My favourite 🤩🤩
@sabahabtemicael1794
@sabahabtemicael1794 2 жыл бұрын
ኣገዳሲ ትምህርቲዩ ብወገነይ ክብሎ ዝደሊ ብዓረብን እንግልሽን እንተዝድገም ኩሉ ኣፍሪቃዊ መስተውዓለሎም ከይነ ይስማዓኒ ሓባእ ሕማሙስ ሓበባእ ፈውሱዩ ቀጽሉሉ ህዝብናን ህዝቢ ኢትዮጵያን ክማሃረሉ የቀንየልና
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 жыл бұрын
ናይበሐቂ ሕልሚ ወያነ ሒዝዋ ጠፊኡ
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
Nay hilmi Karta heazatom Moyta🤔🤣
@wedieritrea896
@wedieritrea896 2 жыл бұрын
Himi nay tegarus tentinka aywidaniyun yegdas nay etom eritrean ena bhalti tegaru eyu kefieuna zelo eritrawi niqah ninqah bizey hager kibret yelen ajona 🇪🇷🖐❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Deki ereyi kolo giziye siki mibali ayi dilini iyu ketsiliwo 👍🏽🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🌽🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌽🇪🇷🇪🇷🌽🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐫🐪
@aster8777
@aster8777 2 жыл бұрын
Great job keep exposing this evil people. We Eritrean have bright future. Thank to our heros great job 💪💘❤
@memherderes5887
@memherderes5887 2 жыл бұрын
Inqua zereba jemerkum ezi ena nideli!
@dominiquerodriguez5239
@dominiquerodriguez5239 2 жыл бұрын
True comment
@meyem7416
@meyem7416 2 жыл бұрын
Wey gud Weyane 👊👊👊, hafash ynkah .... dengukumna habereta dmtsi hafash
@teweldek4234
@teweldek4234 2 жыл бұрын
ሰላም ደቒ ኤረ
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 2 жыл бұрын
Thank you for your patience and truth Hizbawi Ginbar!
@1yponea479
@1yponea479 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 жыл бұрын
Edme nemngstna Edme nejganu serwetna Edme neti kab merkelu zynknk xeni hzbna hagerna hyab jegamu Smatatna nzlalem tenberlna ayni hsdat defnlna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 2 жыл бұрын
Ezi eyu eti hakie nay junta game over Wayne Eritrea 🇪🇷 first always
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 жыл бұрын
Thanks for the truth 🙏 dimxi hafadh
@biniamkebrom6818
@biniamkebrom6818 2 жыл бұрын
Belki kula tentinkaya
@amanuelaregay3802
@amanuelaregay3802 2 жыл бұрын
ማለሊት ኳሕ ጥራይ የብላ ኣብ መዓልታት ከካብ ዘለናዮ ሃገራት ብፍጥነት ጎልጎል ሳዋ ኣለና ኤርትራውያን ንበሃል ።
@Hzbawit
@Hzbawit 2 жыл бұрын
Woteru mis hagernan hezbenan 🤔🤔🤔🇪🇷🇪🇷🇪🇷👁👁👁
@negstihagos7275
@negstihagos7275 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷👌🇪🇷👌
@humedthekeren1161
@humedthekeren1161 2 жыл бұрын
Ezom guhafat weyane...bejeka eta zifeltiwa betri eya kitxibeyom....gena waga kikeflilu eyom neti hisidniom & tenkolom
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ሃተፍተፍ
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 2 жыл бұрын
ኤረይ ትፍረ ትዓምብብ ትሰስን ኣጆኻ ኩልኻ ወዲ ኤረይ ተዳሎ ኣይትዳህለል
@zenabsiraj377
@zenabsiraj377 2 жыл бұрын
Nice
@teweldek4234
@teweldek4234 2 жыл бұрын
100%ሓቕን ፈረቓን እዩ እዚ ትንተና ደቒ ኤረ ክብሪን ዝኽሪን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@tolosabejiga8736
@tolosabejiga8736 2 жыл бұрын
ከወያኔ በምኞት የሚመለስ ጥያቄ የለም ጥያቄው የሚያበቃውም የሚመለሰውም ወያኔ የተባለ ሰይጣን ተቀብሮ ታሪክ ሲሆን ብቻ ነው የወያኔ አምላኩ ፈረንጅ ነው ፈረንጅ ሲያስጥለው እናያለን
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 2 жыл бұрын
Very interesting thank you for sharing 👍🇪🇷🇪🇷
@jaki9653
@jaki9653 2 жыл бұрын
Dongikum keman tell them by amharic
@user-mx8ds8ff9c
@user-mx8ds8ff9c 2 жыл бұрын
ካብ ኢትዮጵያውያንን ኣመሪካን ኤውሮፓን ስላም ስኒት ናይ ገዛእ ርእስካ ንጉስ ምካን ወዘት ካብ ምጽባይ ርግቢት እትወልድ ተመን ምጽባይ ይቐልል፡ ካሊእ ነቶም ብዝተፈላለይ መንገዲ ሃገርን ህዝብን ሕድሪ ሰማእታትን ዝጠሎሙን ዘናኣእሱን ዝሰረቅዎ ከይተረፈ ክሳብ እቲ ዝተሓተ ሕብረተ ሰብና ብ ትቪ ይኩን ብ ኤፊኤም ክሰምዕን ክፈልጥን ኣሎዎ
@azebokube4976
@azebokube4976 2 жыл бұрын
✌🌷🌷🌷🌷🌷👍
@amleset7382
@amleset7382 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 nay ertrawyan eya bideka tekebira kinebir eya awet nihafash
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ኣዴኻ ከም ዝለኣኸትካ ዘይኮነስ ዕዳጋ ከም ዝጸንሓካ ኢዩ ጸነሕዋ ሽፍታ ወያነ
@moolonn4385
@moolonn4385 2 жыл бұрын
🇪🇷🙏😍
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 2 жыл бұрын
Like
@amanuelberhe5677
@amanuelberhe5677 2 жыл бұрын
ety Zeabeye Neza ERITREANA HAGERNA HAGERE ERITREA Tebahila kisabza Lomi Mealty ety Tsenue Metkelin bezkhone Baedawei eye debel deykutsen deyliwen deysiberin Metkelin Mesmerin nay Sewra Hizbawi Ginbar nay Lomi Mengisty HAGERE ERITREA eu tray dey kones ety No ERITREA HAGERNA Kem Hager dew debela khea ety enko Minchi Hayly Tkala eu.Nihina Nay gezae Riesina Goitot enber nay Zekhone edebeza kinkewin Aynefikiden ena tray deykones aynekhewinen ena aykonan kea enber.kulena Tsenuat nekhun Eritreawian Ahwat.kibrin Zekherin Ni SEMAETATNA Awet Nihafash.
@SabagualEri
@SabagualEri 2 жыл бұрын
Long-life for Eritrean. Awet neanaaaaaaaa
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 when we united, we stand as a nation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Balla291
@Balla291 2 жыл бұрын
Yesss 🇪🇷✊🇪🇷✊
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 2 жыл бұрын
Sala serawienan merihenetn hezbi Ertraan sereten teqebilen ni belihe hayale zekone goblale zekone keme ztesaera Eritrea maekele sehbet naye zobana mukana aminene tesfan naxeneten Berhan naye Afrika ilen bemaer habirka teradadika enber bekunaten sherhen keme zeykewen nealem afliten kenebra keamenan mukanen zeytref baelene ketaqea eyn awet nehafashe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👏👏👏👏🙏💯💪👌
@mihreteabmehari973
@mihreteabmehari973 2 жыл бұрын
❤❤❤❤
@elsaawualom9384
@elsaawualom9384 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@tedrosangosom2307
@tedrosangosom2307 2 жыл бұрын
Hasewti hgdef yeakil deshkeakumna
@abielmisgna8672
@abielmisgna8672 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nhzbi ertra zfehaswon ztenkolwon ekey tegbaratom ,hzbawi ginbar akayda abagobiye ennakede qes bqes kulu kefshilo mkana fetsimu ab lbom aitesewotomn , wetru awet n'hafash
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 жыл бұрын
ከም ኤርትራ ሃገር ኮይኖም ክነብሩ እዩ ሕልሞም ብፍቕር ን ስኒትን ምስ ኣሕዋቶም ተዝነብሩ ምሓሾም እግዚኣብሄር ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ 🙏
@samimati9066
@samimati9066 2 жыл бұрын
Nhna nhna ena qal kubur prezident wedi afom alena
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Game over junta awet hezbi Eritrean for Eritrean ✊💪💪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammedamaan6180
@mohammedamaan6180 2 жыл бұрын
🌹❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 жыл бұрын
ደርሆ እንተሓለመት ጥረምረ:ወይ ጉድ!!!
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 2 жыл бұрын
Well come Deki Eri Jeganu. Lomi kem Timali nekulu diluwat Ena.
@asterzegai1271
@asterzegai1271 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@kbromlake333
@kbromlake333 2 жыл бұрын
✔✔✔✔
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
አዞም ኣዛብአ ቀትሪ አወ ህዝባዊ ግምባረይ ኤርትራ ሰብ ኣለዋ ዘይጽዓድ ዘይምብርከኽ ንቑሕ ህዝቢ ጅግና መራሒ ጽባቀ ዝሓቆፈት ህያብ ፈጣሪያ ኩሉ ሂብና ነዞም ሓሳዳት ኣብዛ ነጸላ ምንደቅና ጠቒዕልና ቆማላት ሓሳዳት መንገርገርቲ ኣብ ጽርግያ አንዳማቶም ደቂ ማይ ጠላሚት ሰላም ከሊኦምና ግን ህዝቢ ኤርትራ መትረሪኡዩ ኤሜሪካን ኤውሮጳን ጨነውቲ ረሳሓት ክሽነኤን ዘየጽረያ ንዓና ክህድና አሞ ኤርትራውኸ ክሕከኻየን ካብ ጳለም ዓወት ንሓፋሽ
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
Gem over junta 👎👎👎👎
@zaidtekle9446
@zaidtekle9446 2 жыл бұрын
hlmi aebay tgray
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 жыл бұрын
Please please translate in Amharic and English please. Thanks. May the Almighty God bless our beautiful people and country Eritrea.
@dominiquerodriguez5239
@dominiquerodriguez5239 2 жыл бұрын
,👍🇪🇷💯🦁
@lilimehari1751
@lilimehari1751 2 жыл бұрын
🇪🇷♥️💪
@tsegaande9299
@tsegaande9299 2 жыл бұрын
👍❤️😍😍🌹😍😍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-yp7xe6ez1f
@user-yp7xe6ez1f 2 жыл бұрын
ኣጀኹም ኣለና ኣብ ጎንኹም ደቂ ቅድስቲ መሬት ወላዲት ጎባልል ፡ ሕወሓት ተቀቢራያ፡ ኣመሪካ ጻዕዳ ህበይ ከኣ ግዚኡ ኣብቂዑዩ፡፡
@meyem7416
@meyem7416 2 жыл бұрын
Ab eritv akirbwo , hizbi Ethiopia ka yfleto .hji win Game over
@abrahamhabte802
@abrahamhabte802 2 жыл бұрын
Laying. Wayan 😂😂😂😂😂💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷
@habtesushabte6330
@habtesushabte6330 2 жыл бұрын
Entay emo nezi bahri hizna nay Africa diqa gerkuma hgdefen donagula degeftomn
@militenegasi172
@militenegasi172 2 жыл бұрын
Gaxkum tarhaqr
@Cliques996
@Cliques996 2 жыл бұрын
Nay wushtika shigir :bi dege tigebro geltemtem ayfitahin::
@sessenme9780
@sessenme9780 2 жыл бұрын
Wetru dlwat Mikaan
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 жыл бұрын
ዊዒጊን ነቃዓት አግሪ
@frezhihaile3219
@frezhihaile3219 2 жыл бұрын
Kkkk
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 2 жыл бұрын
ሓያል ራኢ ሓያል ህዝቢ ኤርትራ ዝጨበጦ መርኣያ ኩሉ ንቕሓት አዩ ።
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 52 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
Beautiful gymnastics 😍☺️
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 14 МЛН
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 12 МЛН
ሃገርን ሃገራዊ መንነትን (1ይ ክፋል) - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
16:32
ግጭት ደሴት ሓንሽ 1995-1997-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
31:05
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 31 М.
DO YOU HAVE PARENTS LIKE THIS?
0:19
dednahype
Рет қаралды 41 МЛН
как попасть в закулисье в schoolboy runaway
0:51
え、、、!
0:11
美好秋人
Рет қаралды 17 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
MrBeast
Рет қаралды 84 МЛН
Bacho Ne Ye Kar Liya 😱🥲
0:13
Sunnyy Rawal
Рет қаралды 25 МЛН
ЖВАЧКИ!!!
0:47
Li ALINA
Рет қаралды 3,1 МЛН
Собака не хотела чтобы так вышло...❤️
0:24