"ምስ ቀታሊ ዲኻ ወይስ ምስ ተቐታሊ" {መጠንቀቕታ ንበርጌድ ንሓመዱ} {ምስ ቀተልቲ ዕርቂ የድሊ'ዶ?} ዕለት 8 ሴኔ 2024

  Рет қаралды 10,884

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ

Ай бұрын

"ምስ ቀታሊ ዲኻ ወይስ ምስ ተቐታሊ" {መጠንቀቕታ ንበርጌድ ንሓመዱ} {ምስ ቀተልቲ ዕርቂ የድሊ'ዶ?} ዕለት 8 ሴኔ 2024

Пікірлер: 121
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 Ай бұрын
ናይብሐቅ ዘሕዝን እዩ ኩቡር አቦና እግዝአብሔር ይባርኽኩም ✝️❤️🕊️🙏🏼 መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዝኦም ጀጋኑ ደቅና 😭🩵🕊️🕯️ ምሕረቱ የውርደልና ፈጣር 🤲🏼 ይአክል ንብዓት 😭 ይበለልና 🤲🏼 ሰላም 🕊️ ፍቅር 🩵 ፍትሕ ራሕዋ የውርደልና ፈጣር 🤲🏼😭🤲🏼
@hadishgebre60
@hadishgebre60 Ай бұрын
ኣቦና ቂሺ ማርቆስ እንቛዕ ድምጽኩም ሰማዕና ❤❤❤
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ኣቦ ዉጹዕ ኣምላኽ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጺን ይግበሮ : ጸላእትኹም ይግናሓልኩም 🙏🩵🌹🩵🌹👌🌹
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 Ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኩም :አቦና ድምጽኩም አይታሐባእ 🙏
@natsenat6087
@natsenat6087 Ай бұрын
ኣቦና እንቓዕ ብሰላም መጻኩሙና🙏🙏🙏
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j Ай бұрын
Amen kale hiwet yesmalna 🙏🏽egzabher almak yekera Yebalalna 😭😭😭🤲🙏🏽
@user-gs7hb2ql4u
@user-gs7hb2ql4u Ай бұрын
Abona, I always remember that video 2016, it is completely true. Bless you 🙏
@liverpoolanfield130
@liverpoolanfield130 Ай бұрын
Edmen tenan yehakum abona 💙💙💙
@vodahallo9499
@vodahallo9499 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hopeyohanes
@hopeyohanes Ай бұрын
እቲ ድምጺ እለይዎ ኣቦና ኣቦኣ ውጽዓት እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ጠፊእኩና እወ
@Fithauwighile
@Fithauwighile Ай бұрын
Well come 🎉🎉😂😂
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 Ай бұрын
Qalhiwt yesmana abona 🙏💯🩵🩵🩵🌿🌿🌿
@zenabzemo
@zenabzemo Ай бұрын
Amen qale hiwet yesnaalna egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hdudjfhfmiixjdj1378
@hdudjfhfmiixjdj1378 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-yc1se3pz4m
@user-yc1se3pz4m Ай бұрын
አምላክ ያሓግዘና እበር ዘርእና ይጠፍእ አሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@asmeretesfamariam3419
@asmeretesfamariam3419 Ай бұрын
Edmen tieinan yhabukum abona keschi marikos 🙏🙏🙏agolgulotkum ebarek
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 Ай бұрын
❤❤❤
@mahamamdmahamam5576
@mahamamdmahamam5576 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙
@zenabzemo
@zenabzemo Ай бұрын
Egziabhare n hzbi eritreans fthi yewrdelkum ahwatnana
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 Ай бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen
@yordanamaharri452
@yordanamaharri452 Ай бұрын
Keshi ekum, n fkri meharu, gena zifekakeru zelew yehwatna yom kulom, nsom tirah aykonun bgifi teketilom, antum kahnat bejakum eba selam meharu ageb ageb ageb kulom nixuhat yom n dem aytawju ageb ab tium kienkum aytebaesu
@afomia3521
@afomia3521 Ай бұрын
ኩቡር ኣቦና ሰላምኩም ይብዛህ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Uaye. Ahwatey. 😢🙏😢😢😢
@stellagirma8312
@stellagirma8312 Ай бұрын
Besmab Entay Aynet yom Eziomsi merahi hymanot😭😭😭
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Ай бұрын
ሰላም ወሰናይ አቦይ ቀሺ እግዚኣብሔር ይባርኹም ከም ንስሪ እናተሓደሰኹም ንበሩልና ንዓኹም ዝወለደት ማህጸን መመሊሳ ትባረኽ 🙏
@amanbeyene2578
@amanbeyene2578 Ай бұрын
Nay behq ab Keshi egzabehriiì dezrbkum ekum lek nay egabeher
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Abokesh edmen t ena yhabkum
@zenabzemo
@zenabzemo Ай бұрын
Btami zehn eu egziabhare mhret yewrdelna
@user-wx6vk3dx2z
@user-wx6vk3dx2z Ай бұрын
Amen amen amen
@iyasutsehaye421
@iyasutsehaye421 Ай бұрын
Bhaki mergem alena. Kal hiwet yesmalna
@venusaregawi5495
@venusaregawi5495 Ай бұрын
amen abona nakun kea hayli yhabkun
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever Ай бұрын
Thanks Kashi but you did it late but thanks
@MeashoGoitom
@MeashoGoitom Ай бұрын
ኣቦ ሓቂ ኣቦ ትብዓት ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም!!
@elzabethgurmu2764
@elzabethgurmu2764 Ай бұрын
Yemane hawey zehzn tagbar eyom geyrom nzmatu mengstasemay yewarsom n sedra biyetom xtnat yehabom. Amen.
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 Ай бұрын
ዋው ኩቡር ኣቦና ኣሻቒልኩምና እንቛዕ ድምጽኹም ሰማዕና ኣምላኽ ይሓግዝኩም!!
@wedikeshi4558
@wedikeshi4558 Ай бұрын
Xbuq srah abona edmen tinan yhabkum❤❤❤
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 Ай бұрын
Eziom Hade libi hade kelbi Hagerawi zblu bela,eti sa,eri donagula seitan Isaias Aklabat Wuh wuh degim yelen wedi Eri ❤
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@luciadebessay4588
@luciadebessay4588 Ай бұрын
💔💔
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 Ай бұрын
Igzio meharena kistos bitami zehzn iyu gin iziatom nay hakki akshshti diyom aymeslenn bejakum abona keshi axariwo iway mergem ahhhh haymanotna melagexi yigebrwo alewu 😭😭😭😭😭😭
@samawitmehari6222
@samawitmehari6222 Ай бұрын
😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ሳላ ትብዓትኩምን ሓቕነትኩምን ሓራ ዘወጻእና ተገፋዕቲ ኢና ሞ, እግዚአቢሀር ንግፍዕና ሪኡ ኽዕረቐና ቅዱስ ፍቓዱ ንኽኾነልና ጾሎት እቶም ሰብሕልና ኣቦታትና ኣይፈለየናኣ 🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ነሕዋትና መንግስተሰማይ ንስድራቤቶም ጽንዓት ይሃብ ቓልሶም ግን ቓልሲ ኩልና ኢዩ ።
@solomonmehari5888
@solomonmehari5888 Ай бұрын
ኣቦይ ቀሺ በሓቂ እዚ ህዝቢ ምርገም ኣሎና፡ንሃገር ዘይንበቅዕ ከይንኾውን ዉን ይጠራጠር ኢየ በሓቂ።
@tsegahaylu2580
@tsegahaylu2580 Ай бұрын
😭😭💔
@WaleedAlfadhli
@WaleedAlfadhli Ай бұрын
Besmeam. Nselam zeytzmuru begakum
@stellagirma8312
@stellagirma8312 Ай бұрын
😭😭😭
@habtamumanchesterawi1833
@habtamumanchesterawi1833 Ай бұрын
💙🙏💙
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@asmaratube6646
@asmaratube6646 Ай бұрын
ኣቦይ ቀሺ ኣጆኹም ንሕና ኣብ ጎንኹም ኣለና።ናይ ብሓቂ ከም'ቲ ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ንየሱስ ሓደ ሰብ ካብ ኣምላኽ ምኳኑን ዘይምኳኑን ብምንታይ ንፈልጥ ኢሉ ምስ ሓተቶ፡የሱስ ድማ ብፍሪኡ ከምዝበሎም። ብፍሪኡ ኢሉ ከምዝመለሰሎም፡እቶም ሓቂ ዝሓዝኩም ኣቅሽሽቲ ብፍሬኩም ተፈሊኹም ኣለኹም።ስለ'ዚ ኣጆኹም ኣምላኽ ምሳና'ዩ።በርትዑ ኣቦ ቀሺ።ጠፊእኹምና ኔርኩም ኣቦና እንቋዕ ብደሓን መጻኩም።
@lovegod44578
@lovegod44578 Ай бұрын
🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 Ай бұрын
😭😭😭😭
@MakdaKifle
@MakdaKifle Ай бұрын
Keshi hatiyat
@MenikaziTv
@MenikaziTv Ай бұрын
Queshi nfalmay gzie berayu elu kxarf hji abaka semieee😢😢😢
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Nmntay eyom deki akele guzay zktelu
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 Ай бұрын
ሰላም እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ኣቦና ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ድምጽኹም ካብ ዘይንሰምዕ።
@Fekarkun
@Fekarkun Ай бұрын
Hakikum aboy keshi markos 😢
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Aysmen zelo
@gebrehiwotkifle5603
@gebrehiwotkifle5603 Ай бұрын
ሓቅተዛረብ መስቀል ሕዝካ ጸግዕ ኣይትሓዝ ኣባላትካ ብዕስለ እንዳከዱ ህዝቢ ዝብጽብጹ ዝነበሩን ዘለውን ዓገብ በሎም
@teklittesfay9086
@teklittesfay9086 Ай бұрын
ስዲ ባዓለገ ምኺንካ ተፍልጥ ይሁዳ !
@wedinegash924
@wedinegash924 Ай бұрын
እንቋዕ ብድሓን ተመለስኩም ኣቦይ ቀሺ። እታ ካሜራኹም ናብ ቀሺ ተወልደ ዝብሃሉ ኣዝርዋ ኢኹም ።እቶም፡ኤርትራ መፍትሕ ናይ ዓለም ኢያ ዝበሉ ሃሰስ ብልዎም ሓደራ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 Ай бұрын
ይጸበዩ አለና መድሓኒት
@amanbeyene2578
@amanbeyene2578 Ай бұрын
Nay bhq ab kashi zerbaku. Meryt zy wedq ey
@WediNega
@WediNega Ай бұрын
🙏መጀመርታ ዝኸበርኩም ክቡር ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ እንቃዕ ብሰላም ድምጽኩም ሰማዕና በዚ ዘጋጠመ ኩነታት ድምጽኹም ክሰምዕ ብዘይ ምክኣለይ ውሽጠይ ቅሳነት ክረክብ ኣይክኣለን ጸኒሑ:ድሓን ድዮም እዞም ኣቦና ክብል ብዙሕ ሓሲበን ምስ ገለ ሰባት ውን ተዛሪበን ኩነታትኩም ክፈልጥ ሕጂ ምስ ረኣኹኹም ደስ ኢሉኒ🙏🙏🙏 ዓደቦና ሕጂ ውን ከም 70ታት ተዘሚታ እያ ግን እንታይ ክንገብር ክሳብ መጨርሽታ ክንቃለስ ኢና ንቀተልትና ክኣ ኣብ ሕጊ ከነቅርብ ሓላፍነትና እዩ።ክንገብሮ ኢና:ንሕና ቀተልቲ ኣይኮንናን ኣሕዋትና ግን ከም በጊዕ ኣውድኣመት ብዘስካሕክሕ ተሓሪዶም እዚ ክኣ ኣብ ታሪኽ ተሰኒዱ ክነብርን መጽሓፍ ክጽሓፈሉን እዩ።ኣሕዋትና ክኣ ሃወልቲ ኣብ ልብናን:ሃወልቲ ኣብ መሬት ዓደቦና ክንተኽለሎም ኢና። ነዞም ተባዓት ምሩጻት ተቃለስቲ ኣሕዋትና ወትሩ መቃብሮም ጸባ ይፈልፍል ነቲ ዝኣምንሉ ብጅግንነት ዝሓለፉ እዮም። ክብሪ ይሃብኩም ኣቦና ነመስግነኩም🙏
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Ай бұрын
ኤር. 6:13-15 ካብ ንእሽትኦም ክሳዕ ዓቢይኦም ኹላቶም ብዓመጽ ኪህብትሙ ይደልዩ። ነቢይን ካህንን እኻ ኸይተረፋ ንሕዝቢ የታልልዎም። 14 ሰላም ዘየልቦስ ሰላምዪ ሰላምዩ እናበሉ ንመውቃዕቲ ሕዝበይ ብሸለልታ ይፍውስዎ አለዉ።15ጽያፍ ስለ ዝገበሪዶኸ ኺሐፍሩ እዮም ምንም አይሑፍሩን ሕፍረት እንታይ ምዃኑ እኻ አይፈልጡን እዮም። ስለዚ ምስቶም ዚወድቁ ኺወድቁ ምስ አረኻኸብኩሎም ከኣ ጻሕ ኢሎም ኪወድቁ እዮም። አነ እግዚኣብሔር ተዛሪበ አለኹ። እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ቅዱስ ቃሉ አሜን አሜን🙏
@deataberhe3454
@deataberhe3454 Ай бұрын
🎉ኣታ በረከት ግድፍናይሓሶት ቀሽ ከዛብ
@mehazuttube9526
@mehazuttube9526 Ай бұрын
Blux abo ajokum ena tefaena nbezh
@okbasdebsh1611
@okbasdebsh1611 Ай бұрын
ቀሺ ሓጥያት ቐሺ መቐለ
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 Ай бұрын
Emo eziom Keshia zeikonus seitan eiom Keshi Markos Abona
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 Ай бұрын
Keshi
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ኩሉ ደላይ ሐቅን ፍትሕን ቀዳምነት ቀተልቲ ናብ ሕጊ ድሕሪኡ ዝሕተት ተሎ ይሕተት ቀጠልቲ ናብ ሕጊ ሃየ ኩሉ ዓቕሚ ዘለዎ ሕጄ ግዜ ከይበሉዔ ንብ ሕጊ ይረከቡ ቀተልቲ ነዚኦም ዝጣባቕ ውን ቀታሊ ዩ
@aminetekle138
@aminetekle138 Ай бұрын
Anta keshi haytat nska dem zilemedka keshi eka selzi erki entay zifelto ,seraki
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
ናትካ ታሪኽ እዩ ዘሕፍር ሕሱር።
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Hasawi donqoro chama Wayne
@dawitsemere3008
@dawitsemere3008 Ай бұрын
ናቱ ቻነል ዘለዎ ከሺ 😢😢😢😢
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Neseka Keshi aykunkan kershi iber hasawi
@mai-maele29
@mai-maele29 Ай бұрын
You on mute abuna
@yonasabrham3211
@yonasabrham3211 Ай бұрын
Dekom nezom nay hgdef akshshti kemey yhafru ykonu
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
ኣታ መን ክሓፍረልካ እዩ? መን እዩ ሂቡካ እቲ ክህነት?
@mebrahtomftwi4478
@mebrahtomftwi4478 Ай бұрын
ኣቦይ ቀሽ እቲ መብራህቶም እልኩሞ ዘለኹም ሃይለ መስፉን,ዩ ዝብሃል።
@mokenenbrhanetesfamariam8570
@mokenenbrhanetesfamariam8570 Ай бұрын
Rekurak
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Ай бұрын
ስዲ በዓለገ : ነቦይ ቀሺ መጽራፍካ ናይ ድንቁርናኻ ምስክር ኢዩ::
@user-xh6hn4fd6q
@user-xh6hn4fd6q Ай бұрын
Donqoro
@Suadgumba
@Suadgumba Ай бұрын
Kid gohaf rasah
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
እታ ትግራይ ትዕወት ትብላ ዝነበርካ ብኻልእ መልክዕ ስዉር ዕላማኻ ተካይድ ኣለኻ። ኣብ ሞንጎ ዘይፈልጡ ዕሸላት ሓዊ ተእቱ ኣለኻ።
@sebaysfjdtit9052
@sebaysfjdtit9052 Ай бұрын
Rukus keshi nskum.nemnet aytwklun hasad rukus
@faligali6690
@faligali6690 Ай бұрын
Haqi merar eya
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 Ай бұрын
ዝኸበርካ ኩቡር ሓወይ ቁሩብ ጠጠዉ ኢልካ ሕሰብ
@venusaregawi5495
@venusaregawi5495 Ай бұрын
Matthew 5 ትግ - ማቴዎስ 22: ኣነ ግና፡ ንሓዉ ዚቝጥዖ ዘበለ ኹሉ ኺፍረዶ እዩ፡ ንሓዉ፡ ኣታ ተኸዳን ጨርቂ፡ ዚበሎ ድማ ኣብ መጋባእያ ኺፍረዶ፡ ኣታ ዓሻ፡ ዚብሎውን ንገሃነም ሓዊ ኺፍረዶ እዩ፡ እብለኩም እሎኹ።
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Ай бұрын
ሩኹስ መንፈስ ኢዩ ሒዙኳ : ንቀሺ ከምዚ ኢልካ ምምላሽካ::
@user-md6fj5qf4c
@user-md6fj5qf4c Ай бұрын
Kid rukus hasawi diablos wahid
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay Ай бұрын
Awrajawi keshi HatyT
@Joseph-st7ze
@Joseph-st7ze Ай бұрын
Bejakum seb kunu n menaisey awaridkum abzi abtsihkumos hiji ka n Akishiti
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 Ай бұрын
አታ ሓሳዊ ለኽባጥ ረሳሕ
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
ለኽባጥ ትግራዋይ። ኤርትራ ኣይትምልከተካን እያ ኪድ ብዛዕባ ትግራይ ተዛረብ
@girmatelk8457
@girmatelk8457 Ай бұрын
ቀሺ ስይጣን❌❌❌❌
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
ሰጣን ዝብሃል የለን እየ ዝኣምን ኔረ ሕጂ ግን ኣሚነ ስይጣን ከምዘሎ፡ ሓደ ኻብኦም እዚ ሰብኣይ እዩ። ጽዩቓት !
@venusaregawi5495
@venusaregawi5495 Ай бұрын
anta bruk haw entay gedshka tsaref hasabka deytshf amlak ykre ybelelna abey eina betshna
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
@@venusaregawi5495 ሓሳብካ ምዝራብ ጽቡቕ እንድዩ፡ እዚ ቕሺ ኸኣ ሓሳባቱ እንድዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ ግን እቲ ሓሳባቱ ከም ቀሺ መጠን ልክዕ ኣይኮነን። እቲ ሓደ ቐሺ ደጋፊ በሃላይ ውን ባንዴራ ተሰኪሙ ቖቡዔይ ብድም ዝተቐባኤት ዶ ገለ ዝብል ዝነበረ፡ ኣነውን ሰይጣውንቲ እየ ዝብሎም። እዚ ኦም ናይ ትግራይ ሰባት እዮም፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ ኢዱ ጠበንጃ ሓደ ኢዱ መስቀል እዩ ዝሕዝ፡ እቲ ዓቢ ቐሺ ኣብትግራይ ኣብ ጊዜ ውግእ፡ እግዚኣቢሄር ናኢትዮፕያ ሓዊ ኣእቲኻ ኣጥፍኣያ ዝብሉ ። ኣብ ኤርትራ እቲ ሓቂ ቐሺ ኤርትራዊ ከምዚ ኣይብልን እዩ። እዚኦም ግን ደገፍቲ ኮኑ ተቓወምቲ ተጋሩ ስለዝኾኑ እዩ እቲ ሽግር። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮፕያን ተጋሩ። ዓወት ንሓፋሽ !
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 Ай бұрын
ዶንቆሮ!!!
@girmatelk8457
@girmatelk8457 Ай бұрын
@@venusaregawi5495 ኣይጸርፍኪዎን ወገነይ እንትስይኖቱ እየ ገሊጸዮ፡ ደም መናእስየትና ዘፍስስ ዘሎ ድዮብሎስ , ፍጣሪ ዕድሚኡ የሕጽሮ። ንብትሕትና ምሕታትካ ግን የክብረካ👏
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
ማርቆስ ቀሺ ሐጥያት ሩኹስ ሕጂ ድዩ ሞት ተጀሚሩ መናኸሲ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ንየሕዋትኩም ንሰብኡትክን ብጥቅሚ ንሞት እስርቤት የሕሊፍክን ትህባ ደለይቲ ፍትሒ በርጌዳውያን ብኻራ ተገዊሖም እንተሞቱ ንዓኺ ደስታ ኣንቲ ኣንስተይቲ ኣራዊት ጉዳማት ባራዩ ሰብ ባንዴራ ☝️ እዚዉን ይሓልፍ
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Ай бұрын
ርኹስ ቀሺ ሸይጣን ከም ብዓል ንስኻ ኣብ ፖሎቲካ ኣቲኹም ነዚ ህዝቢ በጽቢጽኩሞ ኢኹም። ለኽባጥ መዳናገሪ ጠጠው ኣብል ብሽም ቀሺ ምድንጋርን ምትላልን። እቲ መስቀል ኣውርዶ ሰራቂ ካብቶም ውትህድርና ከይከዱ ናይ ሓሶት ቅሽነት ዝተቀበሉ ካብቶም ብዙሓት ሓደ ኢኻ።🤮🤮🤮
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Ай бұрын
ኣንታ ቆማል ትግረወይ ዲያብሎስ 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@berihbeyan4496
@berihbeyan4496 Ай бұрын
እታ ሓቂ መርራትካ ድያ ኣታ ሕልንኡ ዝሸተ ውሓታ ዳኣ ::
@erihayet7566
@erihayet7566 Ай бұрын
እቶም ለኻብጥ ኣቕሽሽቲ ሰብ ሃይማኖቱ ከምዝጸልኦ ትገብርዎ ኣለኹም ኢኡኻት ናይቲ ስርዓት እዮም ፈጺሞሞ ዶ በልካ። በል ክትፈልጥ እቶም ደቂዓድኻ ደቂ ትግራይ ትዕወት ወያነ ዝላኣኸቶም እዮም ክንብል ኢና። ነቶም መሳኪን ክሳለሙ ዝመጹ ጋሕጋሕ ምድሪ ኣብ እስራአል ብካራ ክጉዩሑዎም ከለው ግን ጽድቂዩ ንዓኻ። ቀጣፊ።ሕጂ ድሕሪ ነዊሕ መግዕቲ ስጉምቲ ምስጀመሩ እንታይ ቆጭቆጭ ኣቢሉካ። ግደሓቂ ቀሺ ኢኻ ዓገብ ኩሉኹም ፍጡራት ኣምላኽ ኢኹም ክትብል ኔሩካ። በቲ ይኹን በዚ ህይወት ሰብ ክሓልፍ ዓገብ እሓዝን። ንስኻ ግን ልኽበጣ ግደፍ ።ቀሺኹም ዓለምኩም ጉድ ርኢና ክንድዚ ብነብሰምትሓት ስቓይ ኣሎ ። ብጉዳይ ስርዓት ኤርትራ ምብቃፍን ምሙጓስን መሰል ዜጋታት እዩ። ብጉዳይ ኢትዮጵያ'ውን (ተጋሩ) ክንድዚ ሕቒቕ እንታይ ይባሃል። መሳኪን
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 Ай бұрын
ዝኸበርካ ሓወይ ፀርፊ ሓጥያት እዩ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ሓሳዊ ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ተባዕ ንሓቂ ዝስየፉ ወገንነት ዘየጥቅዖም ኣብነት ኣቦና ቅዱስ ኣንጤናስ ብንጹሆም ሽሞም ኣጸሊምኩም ኣፎም ብዕጽዉ ኣብ እስርቤት ተሳቂዮም ሂወቶም ክትሓልፍ ንስኻን ኣዝማድካን ምስ ህግደፍ ወይ ኣብራሃ ካሳ ወጊንኩም ንሞት ፈሪ ድኩሞም ። እዞም ኣቦ እዚኦም ምስ ብጾቶም እዮም ድምጺ ዝኾኑዎም ። ንስኻ ሓደ ደንቆሮ ምስ ብጾትካን ዘይስሞም ኣጸሊምካ ተስመዖ ሰብ የለን ።
@Hadgembus
@Hadgembus Ай бұрын
@@tiebeghebru2649 ዓገብ ተኾየና ንኹሉዩ በሐደ !!!! ቀጺሉ ቤተክርስቲያን ናይኩሉ ሰላም ዳአምበር መዳለዊት አይኮነትን ...እቲ መስቀል ብኽብሪ ይቀምጦ እዚ ማለሊታዊ ግብረሶዶም !
@user-oc4tf1bo3o
@user-oc4tf1bo3o Ай бұрын
ናይ በሓቂ ቀሺ ሓጥያት ኣምላኽ ዘይፈትዎ ስራሕ ሓሶት ጸግዒ ምሓዝ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ምእታው እንታይ ትብል ኣለኻ ይርድኣካ ድዩ ትዛረቦ ንህዝብኻ ንህዝቢ ትግራይ መርገም ተውርደሉ ኣለኻ እምበር በዚ ዘረባኻ ን ኔርትራዊ መሊሱ መትረሪኡ እዩ ኣቤት ግናይ ግዜ በጺሕና መስቀል ሒዝካ ምቅታል ትእውጅ ኣታ ኡይ ደ ንበል ሩኹስ ፖለቲከኛ ጉበኛ ሓራዲ ሰብ ኢኻ ኢለካ ኣለኹ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
@@user-oc4tf1bo3o ኣምላኽ ይጽላኣልካ ኣታ ፋኖ ሰይጣን ከምስል መጽሓፍ ይደግም መደናገሪ ስምካ ክትነግር ብቅዓት ዘይብልካ ሓሹል
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 36 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 56 МЛН
ተራ ኣቦ ፣ ኣብ ኤርትራዊት ሰድራ ቤት!!
2:43:31
ሓዱሽ ትልሚ ህግደፍ ኣብ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን
1:31:55
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Рет қаралды 2,3 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,8 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 36 МЛН