ምስ ተጋዳላይ ገብሩ ኣስራት ተገብረ ፃኒሒት ሎሚ ተፀበዩና!

  Рет қаралды 13,371

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

2 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Gebru_Asrat
#ገብሩ_ኣስራት
#ተጋዳላይ_ገብሩ_ኣስራት
#Tigray_Poletics
#Eritrean_poletics

Пікірлер: 97
@amannegus8465
@amannegus8465 2 ай бұрын
ጠፋእና ! ሓሳዊ ገብሩ መጸ! "ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ: ክንዲ ዝወሰደ ሰብ ይውሰድ: ኩናት ክቕጽል እዩ" ገብሩ ኣስራት: እስከ ክንሰምዓካ ድሕሪ 25 ዓመት
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 2 ай бұрын
Excellent work Medhin.
@zeromkidane6284
@zeromkidane6284 2 ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ባእብእ፡ ይዝከረካዶ ከበሮ ናይ ኲናት ክትወቅዕ።
@Sky20844
@Sky20844 2 ай бұрын
ድሕሪ እዚ ዕድመ ሰላም ዘውረድ ዘረባ ከተስመዐና ንጽበ፡ ሰላም ንኹልና
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 2 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ እዩ ብራኸ ሸው እስከ ንካልድ ዓብዱን ን ጅግና ተስፎኦም ምሓሪ ኣቕርብክና መድህን ሓፍተይ ኩሉ እትገብርዮ ንከታተሎ ኢና ቀጽልሉ ዋዕሮ ናይ አንና።❤❤❤❤
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 2 ай бұрын
ኣመል ምስ መግነዝ ሞዋእሉ ክሕሱ ዝነብር ሰብ ክንዲ ዝሃለቀ ይለቅ ኩናት ክቅጽል ኢዩ ዝጭርሑ እንሣ።
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 2 ай бұрын
MS. Medhin, please envite people to your show those who are not extremists, Wise all sided who impart knowledge and the importance of peace. Of all gebru??????.
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 2 ай бұрын
Kezi nay politica seb amesteki....thanks a lot Medehin
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 2 ай бұрын
ክብርት ጋዘጠኛ መድህነይ ንግስት ትግራይና ኩሉ ግዜ ትሓትዮም ሕቶታት ኣብ ውሽጠይ ዝመላለሱ እዮም ንበርልና ቀፅልዮ በርትዕ❤❤❤👸🥰🥰❤❤
@nice-fs6on
@nice-fs6on 27 күн бұрын
❤❤❤
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 ай бұрын
ገጹ ትርሓቕ ለዛዪ
@eliasyohanes8543
@eliasyohanes8543 2 ай бұрын
And ዓፋሪ😂
@FkreyesusWeldezghi
@FkreyesusWeldezghi 2 ай бұрын
ኣቦ ጽልኢ፥ዘራኢ ዕግርግር፥ መምህር ሕስድና፥ ሰባኺ ኪናትን ዕንወት፥ ወደ መዝሙር ዲያብሎስ፥ ጻሕታሪ ባአስን ዕግርግርን ሊቀ ሰይጣውንቲ ኣይተ ገብሩ ኣስራት ። ኤርትራስ አንታይ ኢያ ካብ ትግራይ ክትምዝምዝ ዝበሃል ዘሎ። ወለድና ክምስሉ፥ አምላኽ ንተመን ልቡ ሪኡ አግሪ ከልኦ ይብሉ። ስለዚ ኤርትራ ካብ ትግራይ ድኻ አንታይ ክትወስድ። ዕሱባት፥ ከደምቲ ምዕራባውያን። ንተድሮስ ን Naper ምሪሕኩም መቕደላ ኣምጺኩም አቕቲልኩም፥ ን Real Admiral Hewett ኣሚንኩም ምስ ሱዳናውያን ኣብ ዘይምልክተኩም ኪናት ኣቲኹም ንጉስኩም ርአሱ ትቖሪጹ። ንኣሜሪካ ኣሚንኩም ምስ ኤርትራ ኪናት ኣዊጅኩም፥ ንኤርትራውያን ነበርቲ ኢትዮጽያ ራሲኹምን ዘሚትኩም ኣባሪርኩም። ትግራይ ምድረ ኢሾኽ ፥ ትግራይ ምድረ ሕስድና። ትግራይ ምድረ ጽላአተ ሰናያት። ትግራይ ምድረ ደርቅን ዓጸቦን። መንግስቱ ሃለማሪያም አቲ ኩሉ ጸገም ካብትግራይ ኢዩ ዝመጸና ኢሉ ዓው ኢሉ ነጊሩ ነይሩ ኢዩ። ወድሓንኩም
@michaeltedros5784
@michaeltedros5784 2 ай бұрын
አቶ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ዝወሰደ መስዋእቲ ይሕተት ኪናት ክቅጽል እዩ። 1.5 K መስዋእቲ አብ ሐደ ዓመት ጥራይ። ሕጂከ እንታይኮን ትብል ትከውን።
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ኣታረሳሕ መለስ ለድሕነካ ኩናት ባድመ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
ትግራይ ክንድ ዝሞተ ይሙት ኣብ ሜሬቱ እዩ ህግደፍ ዘጥፎኦም ህዝብ ኤርትራ 3.5 ኸ መንዩ ትሓታት ኣምበጣ ድዮም ???
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 2 ай бұрын
Please ignore this person. Already decayed!!.
@girmayyihdego263
@girmayyihdego263 2 ай бұрын
እዚ ዓንጃል ሰብኣይ ጌና ኣሎ ድዩ። ዝተኸፈለ ይከፈል ኢሎም ብጾቱ ሓደ ሚልዮን መንእሰይ ትግራይ ኣህሊቖም።
@t.t6664
@t.t6664 2 ай бұрын
Ayte Gebru hiji ke entay delika schabia ariyatka ab sireka schenka
@habtomaraya7729
@habtomaraya7729 Ай бұрын
Tehagirka mexikas tfkr
@697ffiffgg
@697ffiffgg 2 ай бұрын
100% point and. True no more than true
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 ай бұрын
ተጋዳላይ ኣቦና ገብሩ ኣስራት ኣታ ትኽክለይና ትግራዋይ ኣንታ ተባዕ ትግራዋይ ንበር ክበር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃኣብካ ኣምላኽ።
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 2 ай бұрын
ጅግና ኣያና ኣቶ ገብሩ ኣስራት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ ። አሜን 🙏🙏🙏
@user-wb9dk4cr9l
@user-wb9dk4cr9l 2 ай бұрын
Excellency, Gebru, you are a truly realistic politician. I'm so proud of this irony man!
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 2 ай бұрын
Irony compliments are destructive!!!.
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 2 ай бұрын
ዝወሰደ ይውሰድ ውግእ ክቅጽልዩ ቃል ገብሩ አስራት ናይዚ ኩሉ ህልቂት መንቀሊኡ ተሓታቲ ገብሩ አስራትዩ
@arayaelma1647
@arayaelma1647 2 ай бұрын
ብሰንኪ ገብሩ ኣስራት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ደም ተፋሲሱ ሕጂውን ኣይደቀሰን ሓዊ ይኣጉድ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ክጎርሕ ኣለዎ ምኽንያቱ እቲ ዝኣጉዶ ዘሎ ሓዊ ንድኻ ትግራዋይ እምበር ንገብሩ ጨሪሹ ኣይትንክፎን እዩ። ገብሩ ኣስራት "ክንዲ ዝወሰደ ሂወት ግዜ ንብረት ይውሰድ ኩናት ክቕጽል እዩ " ህዝቢ ትግራይ ክፈልጦ ዘለዎ ህዝቢ ኤርትራ ናቱ ኣይህብን ዜይናቱ ኣይትደልን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ሎሚ ንዳሓር ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላም ተኸባቢርና ተማላሊእና ከምጎረባብቲ ንነብር ክሓስብ ኣለዎ ዘረባ ሊሂቃን ተጋሩ ክሰምዕ የብሉን።
@abelgselassie9015
@abelgselassie9015 2 ай бұрын
Pls don't break it into two parts 🙏🙏🙏🙏
@user-bb4nm3dm1v
@user-bb4nm3dm1v 2 ай бұрын
አየ ተጋሩ ዝዓበየ ዝነአሰ ሌትን መዓልትን ሻዕብያ ክትብሉ ትነብሩ ተሕዝኑ !!
@marssemay69
@marssemay69 2 ай бұрын
" ክንዲ ዝወሰደ ይውሰድ፡ ዝመተ ይሙት፣ ኲናት ክቕጽል 'ዩ! " ጭርሖ ገብሩ ኣስራት።
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 2 ай бұрын
ገብሩ ኣስራት ,,,, ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ሕማቕ ታሪክ የብልካን ግን ትግራይ ናብ ኑቡር ንምምላስ ምስቶም ቁኑዓት ተጋሩ እዮም ኢልካ እትኣምነሎም ሓቢርካ ስራሕ። ✌️
@selamlechi7288
@selamlechi7288 2 ай бұрын
ንገብሩስ ኩሉግዜ ኣምፅእልና🎉
@SamiEsak-iy1ye
@SamiEsak-iy1ye 2 ай бұрын
Hjike men terifka zeymete ata ewur
@YA2O23
@YA2O23 2 ай бұрын
He is Genosider
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 2 ай бұрын
አይተ ገብሩ ቅድሚኩሎም ንትግራይ ኤርትራ ህዝቡ እንተይኮነ ህግደፋ ሀደጋ ምካኑ ዝነገረና አብይ ሰብ እዮ መደብኪ ብጣእሚ እየ ዝካታተሎ ፅባህ ብቲቪ ንሪኤኪ ግዜ ርሁቅ አይኮንን ዘሀፋተይ
@Toronto.traffic
@Toronto.traffic 2 ай бұрын
This old man he did get it or deliver it changed Edwin speech . Edwin Mohammed. He said the port is not belong to Ethiopia the North part which Tigray Clean, crazy idea say the port is Ours. The North port of Eritrea only we can used for commercial like Barbara and Djibouti ports.
@ateshimhailom1922
@ateshimhailom1922 2 ай бұрын
Nhzbkum zey thalyu
@tesfamariamseleba7123
@tesfamariamseleba7123 2 ай бұрын
Pretoria ena Algers yalew lyunet yemayaqe gegema Ayte gebru.
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 2 ай бұрын
What do expect more from gebru???.
@user-ti6fh4fb9i
@user-ti6fh4fb9i 2 ай бұрын
Duhul ሓሳዊ ትዝክሮዶ kedami ፍንፍን
@jossy222
@jossy222 2 ай бұрын
Nezi zekinxil Shelia shabia do tefiu besenki baal ezi eu ezi kulu menesey
@fthawi2218
@fthawi2218 2 ай бұрын
ane zgermeni nazom mamakerti do knblom halefti nmntay ekum eti haki wnzfkumo tkedu hjwn aytemaharkumn wel ajers teftsmu do aykonn eyu entay ekum ntserunet zerba zeytzarebu wdi gebru hjwn nezi hzbi selam habwo
@Lemishe
@Lemishe 2 ай бұрын
ስሙ እኔ እንደ ሰሜን አማራ ወይም እንደ አማራ ነገድ ደጋግሜ የምመክራችሁ አንድ ነገር ብቻ ነው እሱም የትግራይን ህዝብ ከመጥፋት ታደጉት ታደጉት ይህንን ነው የምለው ! ሌላው የደደቢቱን አማራን አጥፍተን ርስቱን መሬቱን እንዘርፋለን የሚለውን የቀን ቅዠት ከአይምሮአቸረሁ አውጥታችሁ ጣሉት የሰፊውን አማራ ህዝብን ዘርፎ እፈረጥጣለሁ ማለት የትግራይን ህዝብ ህልውና ለዘላለሙ ይቀብረዋለን ይህንን የምንለው የተሰራችሁበትን ውስጣችሁን ከእኛ በላይ የሚያቀው ስለሌለ ነው አይምጣው እንጂ አማራ እናተን ለማጥፋት በቃኝ ብሎ ከተነሳ ትግራይ የህልውናው አደጋ መሆናችሂን ካረጋገጠ እመኑኝ ትግሬ ከአሁኑ በአስር አጥፍ ብትንትኑ ይወጣል ዳግም አይሰባሰብም ይህ ነው በናተ ላይ ያንጋጠጠው
@user-lj3go9bf3h
@user-lj3go9bf3h Ай бұрын
ኣፍዚቢ
@selomonhadish766
@selomonhadish766 2 ай бұрын
Eti lekbat hasawi ,Añchiwa, hamema seb
@user-ux3pc4tk3n
@user-ux3pc4tk3n Ай бұрын
ቤተክርስትያን፣ምምልላስ፣ይሕሸኩም፣??????
@besure6320
@besure6320 2 ай бұрын
ሀ --ሀ--ሀ ገብሩ አስራት ተጋዳላይ?
@futsummati7664
@futsummati7664 2 ай бұрын
Áta uwur tmkhtegna tgraway gena kithnek ika tesebe mealtka hadami
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 Ай бұрын
HARMFUL AND DANGEROUS ACT
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 ай бұрын
ሙሽሙሽ ዶንቆሮ ህዝቢ ትግራይ ዘጽነተ ሐሳዊ እዩ መጋብሩ ክፉዕ መልክኡ ክፉዕ ገጹ ትርሐቅ ሐሳዊ
@danaitadam3107
@danaitadam3107 2 ай бұрын
ህዋሓት ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ እንብል ዘለና ብዘይ ምኽንያት አይኮነን። ህዋሓት ጉጅለ ክህደት ምልክት ውርደት ትግራዋይ እዩ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ብሓቂ ብራዘረይ
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 2 ай бұрын
ገብሩ ገልዳም
@oneeritrealoveeritrea332
@oneeritrealoveeritrea332 2 ай бұрын
ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ዝጠፋእ ይጥፋ ንኤርትራ ክንድምስሳኢና ዝበልካ ሰብኢካ ናይ ኤርትራ ሽም ክትፅውእ ኮለካ ዝሀለፈ ስቃይ ብሰንኩኩም ምኵኑ ኣይንርስኦን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እወ ኢሳያስ አባኹም አብዩ ሥልጣን ሒዙ አሪጉ ለውጢ የለን ወያነ እንዳበልኩም ንሕልምኹምን ብውነኺም ክትበልዩ ኢኹም ።
@YA2O23
@YA2O23 2 ай бұрын
are you serious? Did you bring the enemies of Tigray ? This man is one of TIGRAY number one enemies.
@ateshimhailom1922
@ateshimhailom1922 2 ай бұрын
Ztekefle ykefel halay hzbu
@zegola7325
@zegola7325 2 ай бұрын
ቅቆንዳፍ ለማኒ ኣጋመ 😂😂😂
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 ай бұрын
ገብሩ ትዝክር ዶ "ክንዲ ዝተኸፈለ ሂወት ይከፈል ምስ ኤርትራ ኲናት ክንቅጽሎ ኢና" ክትብል? ኢሞ ክንደይ ክፊልኩም፡እንታይ ከ ረኺቡ ህዝቢ ትግራይ? ሕጂ ውን ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን መማረጺ ዘይብሉ ሓደ ምርጫ ጥራሕ 'ዩ። እዚ ከኣ ክውንነት(reality)ምቕባል ጥራይ እዩ።ኤርትራ ልኡላዊት ሃገር እያ! በቃ ነዚ ተቐበሉ ብሰላም ክትነብሩ ።
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ክብር ፕሬዚዳንት ገብሩ ኣስራት በባኻ ትግራይ ምተመረሐትእማ ኣብዚ ደረጃ እዚ ኣይትወድቅይ ኔራ መለስ እና ስብሓት ክነሶም ኤርትራውያን ተጋሩ መሲሎም ለጥፍእና ኣነ ልባዕለይስ ኣብ ኩናት ባድመ ብፀረና ኔረ ሻዕቢያ ኣጋ ምጥፍኡ ተመለሱ ተባሂልና ኣዕርኽተይ ኔሮም ኣምሓሩ ዓሰብ ለይሓዝናያ ልምንታይ ተመለሱ ክብለና መለስ ኢለም ጥይት ሰትየም ብዝ ጎብሩ ኣስራት ሒዝካያ ነበርኻ ሓሳብ ምተኸደ ሓልፈልና ኔሩ ቀንዲ ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ተሓተቲ ስብሓት እና መለስ እየም ቁራፅ ተመን ሓዲጎም ልኢሰያስ የሐዝን 😢😢😢😢😢😢።ሞት ልኣሬሜንያዊ ሕወሓት እግዚአብሔር ፍትሒ ልህዝቢ ትግራይ የውርደልና
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 ай бұрын
እዚ ዒሉ እንተዝመርሓኩም ምልእቲ ትግራይ ምጸነተት
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
ኣብኣ ላትካ ኣብ ኩናት ዓስብ ዶ ኣይኮነን ሻዕብያ ኣላህዮምና ዝበልኩም
@YA2O23
@YA2O23 2 ай бұрын
Power-hungry is he in Tigray? No
@hailebrhane2316
@hailebrhane2316 Ай бұрын
እዚ ድሁል ሰብኣይ መዋእሉ ንጽልኢን ኩናትን ይግዕር ። ኩናት ክጅምር ከሎ ንመንእስያት ጠቢሱ ኣርሒቁ ይሃድም ።
@meronsergalem-dp7jc
@meronsergalem-dp7jc 2 ай бұрын
ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ክንዲ ዝሃለቀ ይህለቅ ኩናት ክቅጽል እዩ ኸ ረሲዕኻዮ ዲኻ ኣታ ስሕሳሕ ቆማል
@AbelGuesh-ou8oz
@AbelGuesh-ou8oz 2 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ኣብ ቁርፂ እዋን ትግራይ ዝኸሓደ ከዳዕ ባንዳ እዮ።
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 2 ай бұрын
እዚ ሰብ እዚ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ንኽባላዕ ልክዕ ከም ኢሳያስ ተሓታቲ ኢዩ።ኣን ክሓቶ ደልየ ዘለኹ እታ ሓንቲ ፍሊት ንሓምሳ ሃመማ ዝብልካያ ጽልኢ ዝፈጠርካሉን ኤርትራውያን ንኽስጎጉ ብድምጺ ንብዓል መለስ ስዒርኩም ንህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሕጂ ወዲቕዎ ዘሎ ዝገበርካ ሰብ ኢኻ።ኣምሓዳሪ ትግራይ ከለኻ የሕዋት ህዝቢ ንኽጻላእ እንታይ ትገብር ከምዝነበርካ ትዝክሮ ትኸውን ኢኻ።ንስኻ ንህዝቢ ትግራይ ክሒድካ ምስ ኣምሓራ ዝወገንካ ክሓዲ ኢኻ።ኣብዚ ዝሓለፈ ኹናት ንህዝቢ ትግራይ ክትድግፍ ብጩቕ ከይበልካ የሕሊፍካዮ ሕጂ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ክትዛረብ ሞራል የብልካን።መድህን ነዚ ዝጸሓፍኩልኪ ርኢኺ በጃኺ ሕተትዮ ኢኺ።
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 2 ай бұрын
ገብሩ እዞም ዝፀርፉኻ ዘለዉ ኣብዚ ኮሞየት 99.9% ኤርትራውያን እዮም ረሳዓዮም ። ትግራዋይ ክፀርፈካ ምኽንያት የቡሉን።
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 2 ай бұрын
ገብሩ ሕራይ ገበርካ ንስካ ግን ኣምሐራይ ኣሎ በሎ ኣኦሮሞ ኣሎ በሎ አልካ ናብ አሪትራ ወሪርካ
@dkg4657
@dkg4657 2 ай бұрын
Jebha rgmti 😂 hanti aynu anQurato eyu zbhal !
@Anti-Traitor
@Anti-Traitor 2 ай бұрын
እዚ እቲ ዝኸፍአ ፡ ሰብ እዩ ፡፡ ኩሉ ግብሩ ምፍልላይ ፡ ምንኻስ ፡ ናይ ኢትዮ ኤርትራ ውግ እ ካብቶም ቀዳሞት ወላዕቲ እዩ፡፡ እዚ ተሓታቲ እዩ ብሞት ፡ 1 ሚልዮን መንእሰያት ትግራይ ፡ ሕጂ ከም ውርዙይ ኮይኑ ክቀርብ ከሎ ዘዝን እዩ፡፡
@user-vs2nt4fz6o
@user-vs2nt4fz6o 2 ай бұрын
ገብሩ ጀግና ፖለቲከኛ ነህ ❤❤❤❤
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 2 ай бұрын
Tim bel wedi gohaf we are eritrean ok
@user-bs2oi2db1g
@user-bs2oi2db1g Ай бұрын
ካብ ቀደምኩ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳዳት ጎረቤት ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዝግባኦ ንህዝቢ ኤርትራ አጥፊእካ ዓባይ ትግራይ ናይ ቀደማም ሕልሚ ምኾኒ ይነግርና አለው ጸላኢካ እንተ ፈሊጥካ ጽቡቅ እዩ
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 2 ай бұрын
20 amet abgizat Eritria gobitkum hizkum awxinakum.
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
ኣይተ ገብሩ ኣስራት ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ዝሃለቀ ይህለቅ ኩናት ክቅጽል.ዩ😮😮😮ዝብል ድምጽካ ካብ ርእስና ከይሃሰሰ ሕጂ ክኣ ""ኢሰያስ እኮ ነቲ ኤርትራውነት ዝብል ናሸናሊዝም ዝመርሕ........ህላወ ትግራይ ዘይደሊ ??እንታይ እዩ እብህልክ ኤርትራን ኤርትራውነትን ክህሉ የብሉን እንድሕር ኣሎ ድማ ውግእ ኣይተርፍን እዩ እቲ መልእክትካ ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ናትካን መሰልትካን ዘረባ ሰሚዑ እንተሲዒቡኩም እቲ ጌጋ ናታትኩም ዘይኮነ ናይቲ ዝስዕበኩም እዩ
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING NON SENSE ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 2 ай бұрын
kkk 1.5 Million .zehalka yehlk kinat kekxel eu.kkkk
@aemas3942
@aemas3942 2 ай бұрын
Eritrea/ns don't fucking care if tigray is a state or whatever. None of our business (if it is not at our cost). But if you look towards Eritrean territory and towards Eritrean national cohesion (like you have been doing in the last 20 years) ክሳድኩም ክትቅንጠቡ ሙኻንኩም ኣይትረስዑ ካብታ ቅድሚ 2 ዓመት ኣብ ጎደናታት ኤውሮጳ እንዳ ኣንገርገርኩም ኣንቲ "ገልዳም ዓዉ ኢልኪ ኡይይይ በሊ" ትብሉ ዝነበርኩም: ካብኣ ትኸፍእ ከም ትመጸኩም ጥራይ ፍለጡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ይሃሉ ይሰዋእ ብዘየገድስ: ናብ ኤርትራ ገጽኩም ትወሳወሱ: ክሳድኩም ትቕንጠቡ
@freebusta123
@freebusta123 2 ай бұрын
ሓቂ ዘረባ ክትቅዘፍ ዝግባእካ ሰብ ኢኻ፣ ግን ርእስኻ ኣድኒንካ ክሳዕ እታ መወዳእታ ተንፋስ ይሕሸካ። ንስኻን ከማኻን መርገም ናይ ትግራይ፣ መርገም ናይ ዜበታዊ ክፍሊ ናይ ዓለምና። ሓደ ዘርእኛ፣ ሓደ ጸረ-ስላም ሰብ ኢኻ። እዚ ዅሉ ወሪዱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፣ እዚ ዅሉ ወሪዱ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣብ ርእስኻ ኣሎ። ነጋዳይ ዝውድቖ ስስዐ፣ ትግራዋይ ዝውድቖ ብድዐ። ኤርትራውነት ጸገም የብሉን። እንተ ትከቢርና ስላም፣ እንተ ትተንኪና ድማ ኣብኣ ክትረኽባ ኢኻ ብኣጸፋ። ኤርትራውነት ብሰንኪ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣይኰነን ቅድሚኡ ዝነበረ እዩ።
@SAMdave183
@SAMdave183 2 ай бұрын
This guy is toxic ህዝቢ ትግራይ ንህዝቢ ኤርትራ ክብኣሱ ዘይገበሮ ነገር የለን:: very toxic ብጽልኢ ዝነብር ተስፋ ዘይብሉ:: ኣበይ ኔሩድኣ ኣብቲ ጽንኹር ኹነታት ኽባ ን እጽዋ ?
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
መራሕቲ ወያነ ኤርትራውያን እዮም ልኤርትራ እዮም ልሰርሑ ልትግራይ ፅብቅ ሓሲብ ኣይፈልጥይ ።ኣነስ ትግራይ ባሕሪ ክህልዋ ይግባእ ኢለስ ንኣስረካ ኢና ኢለምኒ ተጋሩ የኾንይ ንብለኩም ኣለና አቱም ሰባት ዋይይይይይይ
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Red sea ni north or south Ethiopia aymilketkomin iyu. Eritreawienet shabiya wie higedef hide eyu. Eritrawienet for ever🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@kokikoki8862
@kokikoki8862 2 ай бұрын
ኢስያስ ን ኤርትራ ናብ ሓምኹሽቲ ቀይሩዋ አሎ።
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 2 ай бұрын
Intay yetikum. Meskinot adetatkum kuinti year iya alewa. Ne adetatkum adihinu::
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING NON SENSE ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING NON SENSE ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina Ай бұрын
🌕🌕🇪🇷 MEDHIN ARE WRITING NON SENSE ABOUT ERITREA-- TEDROS IS TELLING YOU THAT THE GENOCIDERS AND WAR CRIMINALS ARE ALL TIGRAYANS TPLF AND WOYANES THEM SELF🌕🌕. EZNI YIHABEKI DENKORO JOURNALIST 🇪🇷🇪🇷
Каха инструкция по шашлыку
01:00
К-Media
Рет қаралды 8 МЛН
Sigma Girl Education #sigma #viral #comedy
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 123 МЛН
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Stocat
Рет қаралды 22 МЛН
Sprinting with More and More Money
00:29
MrBeast
Рет қаралды 171 МЛН
Каха инструкция по шашлыку
01:00
К-Media
Рет қаралды 8 МЛН