🛑 ንብፂተይ ከዉፅእ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቐ - ዘሕዝን ዛንታ ተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ

  Рет қаралды 96,920

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Ай бұрын

ንተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0985780074 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus

Пікірлер: 803
@Gedli_plus
@Gedli_plus Ай бұрын
ንኽትረኽቡና ትደልዩ በዚ ዝስዕብ ስ.ቁ 0992818518 // 0933263830 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
በድንግል ማርያም ስም ሳስክራይብ ግበሩለይ
@woldeabkiros8211
@woldeabkiros8211 Ай бұрын
@Gedli plus
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb Ай бұрын
Kelmet😂😂 shkor jegna gual geganu kemlet ktbli diki kelmet tbli tiemti laza tsebekti ❤❤❤ gazetegna ewen ❤❤❤shkorinatat deki Adey
@user-sk2fg9jp4q
@user-sk2fg9jp4q Ай бұрын
♥️♥️♥️❤️♥️♥️❤️♥️❤️
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጋልእነይ ማዓረ❤❤
@britgraweyti
@britgraweyti Ай бұрын
ካብ ሕልናይ ዘይትጠፍእ ፎቶ ማርያምን ኽሉ ግዜ ኣበይ ትህልው ይብል ነይረ 😢እንኻዕ ተረፍኺ ዝሓፍተይ❤️🙏
@user-cs8vb9nk7m
@user-cs8vb9nk7m Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@genetgetachew2150
@genetgetachew2150 Ай бұрын
አነውን ዛሓፍተይ እንኳዕ ሃለወት❤❤❤❤❤❤
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Ай бұрын
በኡናት ይገርመኒሎ ዘላ አይመስለንን ናሩ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz Ай бұрын
ምእንቲ ህዝብኪ ዝኩሉ መከራ ተሳጊርኪ ዝሓለፍኪ ጀግና
@KahsayGebrewahid
@KahsayGebrewahid Ай бұрын
❤❤❤❤
@ethiopialion4442
@ethiopialion4442 Ай бұрын
ኢዛ ፀባቢ ግዜ ሐልፉ ላብ ለብፀሕኪ ፈጣሪ ክብር ይግበኦ 🙏🙏🙏🙏
@Tigray122
@Tigray122 Ай бұрын
ብሓቂ ክብሪ ንዕኡ ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ngushatsey2814
@ngushatsey2814 Ай бұрын
ሳላ ጀግንነትን ቃልስን መስዋእትን እንበር ሳላ እግዚኣብሄር ኣይኮነትን ተማሂራ
@Tigray122
@Tigray122 Ай бұрын
@@ngushatsey2814 ኪዲ በስምኣብ በሊ /ል ስድነት ምዕብልና ኣይምሰልኪ /ኩም ብዘይ ምሕረት ልዑል እግዚኣብሄር ሲ ነዚ ስዲ ጽሑፍኪ /ካ ንክትጽሕፍ እኳ ኣይትክእልን ልቦናካ/ኪ ይክፈተልኪ /ካ ብምሕረቱ ይጠምትካ /ኪ.
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
ብሓቂ❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
​@@Tigray122ብሓቂ ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ ክብሪ ይሃብኪ/ካ❤❤❤❤
@shegetigray
@shegetigray Ай бұрын
🙏🙏 ስሊ ገድሊ ጥራሕ ሕተትዎም ልኸማርሩ ዝገብር ቃላት ኣይትጠቀሙ። ብፂተይ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ🥰🙏🙏
@rishane9576
@rishane9576 Ай бұрын
ዋይ ዋይ ልከማርሩ ልገብርዎ ለለዉ ሰበ ስልጣን ብከመዩ እዩ ዳሕና ለየለዉ ጽቡቅ ክጸውዩ ለለ
@shegetigray
@shegetigray Ай бұрын
ሓቅኺ ግን ናይ መንግስቲ ተይኮንኹ ዘዋግዕ ዘለኹስ ስነ ልቦና ናይቲ ብፃየይ ከይርበሽ እየ። በይኑ ተጋዳላይ እናተጨነቀ ክነብር የብሉይ ሕዉየት የድልዮ እዩ
@Tigray122
@Tigray122 Ай бұрын
ምዓረይይይ ክብርቲ ዋዕሮ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ብፍጹም ሰላሙ ኣውጽኣኺ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Ай бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ ናይምራክ ዕዱል ከይረክቡግን ናይሕሸት ዜና ትሰርሑ ነይርኩም ካብስዑዲይ ዝተመለሱ ማሪክናዮም ይብለዉ ናበልኩም ሰብ ተዳናግሩ ነይርኩም ትግራይ ቲቪይ tmh ለማናኛው እካዕ ፈጣሪይ ኣዉፅአኪይ
@Tigray122
@Tigray122 Ай бұрын
@@aduyoutube1897 ብሓቂ 💔💔💔
@user-nd5lf8ky8l
@user-nd5lf8ky8l Ай бұрын
ሀለን አጠቃቅማ ቃላት ምረፂ ተማሪክኺ ካብ ምባል ተታሕዝኺ ምባል ይምረፅ ሞራል ጀጋኑና ሓልዊ
@msraq
@msraq Ай бұрын
ተማሪኻ፡ ተማሪኽኪ ኢላታ። ኣበይ እዩ'ቲ ጌጋ? ሑሓት፡ ንሰሜን እዝ፡ ብድቁሳቶም ፍርቆም ቀቲላ፡ ንፍርቆም ከኣ፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ ተዝውሮም ኣይነበረትን። ሑሓት፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ኣብ ፈቐዶ ተለቭጅናት፡ 24 ሰዓት ትሰጥሖም ኣይነበረትን። ሑሓት፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ንዝረኸበቶ ፈረንጂ ጋዜጠኛ፡ ረኣዩለይ ትብል ኣይነበረትን። ተማሪኻ፡ ተማሪኽኪ ኢላታ፡ ኣለቀ ደቀቀ
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f Ай бұрын
ተማሪኻ እንድያሞ ታይፀገም ኣለዎ ኣብ ቃልሲ ዘሎ እዩ ተውድቅ ትውድቅ ዘሐፍር የለን😢
@Sele-lx3iz
@Sele-lx3iz Ай бұрын
@@msraq ቆፍቋፍ ሻዕብያ ውፃእ ካብ ገዛና ፅግዕተኛ ናትኩም ታሪክ ደኣ ከይትስንዱ
@msraq
@msraq Ай бұрын
@@Sele-lx3iz ቆፍቋፍ፡ ቀያሪ ዳይፐር ናይ ስብሓት ነጋ፡ ውፃእ ካብዚ ገዛ ናይ ጥዑያት ተጋሩ
@zerudemmelash1214
@zerudemmelash1214 Ай бұрын
@@msraqyedstna mankia leba.
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i Ай бұрын
ኣቤት ዛ ግዜ ሓሊፋ😢 ካብ ሕልናይ ዘይጠፍኡ ቆልዑ እግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይግበኦ💗💖💗💗
@TsegayTesfay-up8iw
@TsegayTesfay-up8iw Ай бұрын
2013 ዓ/ም አብ ሰመራ እስርቤት ብሓደ ነይረና 5 ደቂ አንስተዮ 6 ደቂ ተባዕትዮ መፂኦምና ብጣዕሚ ወነማት ሓቦኛታት ማዓንጣ ትቆርፅ እዮም ነይሮም ኩሉ ወግዕታቶም ተስፋ ዘስንቅ እዮ ነይሩ ናይ ከቢድ መሳረያ ቶኩሲ ነሰምዕ ተለና መፂኦም ኦፕሬሽን ገይሮም ከውፅኡና እዮም እናበሉ ተስፋ ይህቡና ነይሮም እና ተረፍኪ ማርታ ትባሃ ራህዋ 2ተ ውን ደቂ ዓ/ሽምድሑን መቀለ ነይረን ሽመን ረሲዕየን በጠቅላላ ናይ ዞም ዝተረፉ 10 ብፆትኪ ድሃይ ተሃሊይኪ ሓብርና
@Dagmawi5
@Dagmawi5 Ай бұрын
ይች ልጅ ሁሌ ከህሊናየ አትጠፋም ነበር በህይወት ኖራ በማየቴ ደስታየ ወሰን የለውም ❤
@user-km2cb4cc4d
@user-km2cb4cc4d Ай бұрын
ዋዕሮ ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂኢኺ ነዚ ዘብቀዐኪ እግዚአብሄር ይመስገን
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Ай бұрын
ስለ ኩሊ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ነበረያ ነበረ ናብ ምባል በቂዕና ብሓይልኻን ብደም ኣሕዋታናን❤❤❤
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi Ай бұрын
ነዛ ቪድዮ ኩሉ ግዜ አብ ሕሊናይ ትማላለስ ነይራ ግን ሕጂ ስለዝረአኽዋ ክብሩ ይመስገን እቋዕ ሃለኺ ክብርቲ ጅግና TDF ሓፍትና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b Ай бұрын
Thank you for your work Gedli Plus. ቅሳነት እንኮዕ ብሰላም ምስ ህዝብኺ ተራኸብኪ።
@kingjo7100
@kingjo7100 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት እቲ ዉግእ ኮ ኣይተወደአን ንምንታይ ኢኩም ኩሉ ትጉሑጉሕዎ ሕደጉ ሕሰብ ኣስተዉዕሉ🤔 ታይ መዓቱ እዩ ወደይ😎
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi Ай бұрын
ካብዚ ሉኩ ፀበባ ዘውፀአኪ እግዚአብሔር ይመስገን ሓፍትና ጅግና ተጋዳሊት❤❤
@bahavtime5073
@bahavtime5073 Ай бұрын
ተመስገን ዋዕሮና እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና ናትኪ ቨዲዮ ሪኡ ማዓንጥኡ ዘሓረረ ትግራዊይ የለን ክንደይ በኪና ❤️❤️😘💊😢😢
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c Ай бұрын
ተመስገን ጅግና ብፂት እንኳዕ ራኣናኪ ጅግና ጓል ህዝቢ አጆኺ
@macksyou3743
@macksyou3743 Ай бұрын
ቅሳነት ሓፍተይ በርቲዒ ጅግና ኢኺ❤ድሕሪ ዙኹሉ ጀግንነት እንዳሰብ ትሰርሕ አላ::ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት እንተዘይተለቒቑ አይሓልፈሉን::
@ngushatsey2814
@ngushatsey2814 Ай бұрын
ከላእ ረሳሕ ሓሳዊ ካሊእ ትርፊ ዘረባ እንታይ ገብረልኻዩ? ነቲ ርኹስ ፖሎቲካዊ ዕላማኻ ኣበዙይ ምዝራብ እንታይ ይገብረልኻ?
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Ай бұрын
​@@ngushatsey2814❌🇪🇷❌🇪🇷❌
@msraq
@msraq Ай бұрын
@@ngushatsey2814 ቅሳነት ጅግና ኢኺ። ድሕሪ ዙኹሉ ጀግንነት ህወሓት ደርብያታ፡ እንዳሰብ ሽቓቕ ትሓፅብ አላ::ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት እንተዘይጉሒፉዋ አይሓልፈሉን:፡ ደቂ ህወሓት ኣብ ወፃኢ ይዕንድሩ ኣለዉ... ክልተ ሞት
@user-oy1wz6su1j
@user-oy1wz6su1j Ай бұрын
ክትህፍትም ዲካትጋደል ትዝከውን ቅድምያ ንሕናኔርና
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha Ай бұрын
ቡሩኻት ገዛኹም የዕብዩ ልዕሊ 5 ሽሕ ንከታተሎ ኣለና ሞ ላይክ ኣንረስዕ ካብ ኮሜንት ላይክ እዩ ዘርብሖም
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b Ай бұрын
እታ ደኺማ ዝበልኪ ብፂትኪ ከ ተሪፋ ዶ መን ሽማ ትኸውን ኣነስ ዕሸል ጋልነይ ኮይና ተሰሚዓትኒ 💔 እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዕድለኛ እኪ
@Possiblism
@Possiblism Ай бұрын
እወ ኣላ እያ❤❤❤❤
@toorkhan9315
@toorkhan9315 Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላከይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ጀግናና👑💛❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Ай бұрын
ኣነስ ካብቶም ዝጨወይዎም እያ መሲላትኒ ኔራ ናይ ብሓቂ ኣብ ውግእ ዝተማረኸት ኣይመሰለንን፡ ሽዑ ካብ ኣዲስ ኣበባ ፍሉጣት ሰባት ከይተረፉ እንዳወሰዱ ምሩኻት እንዳበሉ ብቲቪ ፕሮፓጋንዳ ይሰርሑ ስለ ዝነበሩ። ብዝኾነ ሓፍትና እንካዕ ብሰላም ወጸትልና፡ ኣብ ህዝባ፡ ኣብ ትግራይ፡ ኣብ ብጾታ ዘለዋ ስምዒት ዝገምዩ ጅግና ጋል ጀጋኑ ። ነዞም ጀጋኑ ከይንርስዕ ሓደራ ብፍላይ ስውኣትን ኣካሎም ዝጎደሉን
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
እግዚአቢሀር ይመስገን ቐሱ ጅግና 💙💙💙 እዞም ኽልተ ተጋሩ እንተዘይለቢምና ሕጂውን ምንኽርታትና ዘይተርፍ ምኻኑ ኣሚና ኽንቕጽል ኣሎና !
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ቤዛኩም እባ ተሓባቡሩና መዓርግ ኣብርሃ ይበሃል ተወሊዱ ዝዓበየ ከተማ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ እዩ ክሳብ ከዚይ ደሃይ የብልናን
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምስኡ ይኩን 🥺
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@titinotitino2910 ኣሜን ኣሜንኣሜን ዘሓፍተይ
@wdhg7998
@wdhg7998 Ай бұрын
ኣምላክ ምስኡ ይኩን ሓወይ😢
@user-hw8if6my4d
@user-hw8if6my4d Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓልዎ
@HagosMiratch
@HagosMiratch Ай бұрын
ጅግናና እንቋዕ በህወት ተረፍክልና ክትገብሪዮ ዝግበአኪ ኩሉ ሰሪሕኺ ተጋዳሊት
@ethiopialion4442
@ethiopialion4442 Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ በህወት ሰለ ዘትረፈኪ መዓረይ
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Ай бұрын
*_ናይ ፈጣሪ ስራሕ ድቂ እዩ ተመስገነለይ ኣምላክ ኣቦይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና ዝያዳይ😢_*
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 Ай бұрын
ተመስገን እንኳዓ ብስቃይ አሕለፎ ክብርኺ ዘየርከስዎ ደግሞ ከማየ ኪክ ዝያዳይ ድርቅ ድርቅ ብምባል ንባዓልኪ ዝትጎድኢ ብወገነይ ድርቅናኺ ፈትየዮ ዝያዳይ ተለማሚፅኪ ምስአቶም ካብ ምዕራኽ ምጭምላቅ ዋላ ይቅተሉኒ ኢልክ ድርቅ ✅
@almaz.8056
@almaz.8056 Ай бұрын
We are proud of you my beautiful sister TDF❤
@swswots6782
@swswots6782 Ай бұрын
የኾነይ ንስኺ ካብ ገድሊ ሒዞምኺ ኣነን መሓዙተይን ካብ ሰደት ተቲሕዝና ኣቲና ኣዲስ ኣበባ ልትግራዋይ ሲኦል ኮይና ፀኒሓትና ድሓር ተመሊስና ናብ ስደት ክንመፅእ ሒዞምና ኣብ ኬላ ብጣዕሚ እዮም ኣጋፊዖምና ብረትክን ኣበይ ኣሎ እናበሉ ኣሰቂቆምና ኔሮም ብጣዕሚ እዮም ደደባት💔
@hevenlove1983
@hevenlove1983 Ай бұрын
እወ ሓሊፉ ከምዘይሓልፍ የን😢
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Ай бұрын
ብሓቂ አወ ሓሊፉ ዝኹላይ ስቓይን መከራን ኡፍፍፍፍፍፍፍ ኣዲስ አበባ
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b Ай бұрын
ሀሸውቲ ብዘበን ወያነ ግዜ ልተፈጠርኹም ተጋሩ ሀመያታትኹም ሀሸውቲ ኢኹም ጡኢ ሙሁሮ ደማ ከትማሀሩ ሙሩዛት
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h Ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብህወት ተረፍኪ ጅግናየ ❤️💛❤️💛🎉🎉🎉🎉
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf Ай бұрын
ዋው ጀግና ተጋ.ቅሳነት ብህይወት አላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tugyfhvnc
@Tugyfhvnc 16 күн бұрын
ጅግና ትግራወይቲ እንካዕ ካብዚ ኩሉ ወፂኪ ራኣናኪ ቅሳነት ሓፍተይ
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t Ай бұрын
ኣሰይይይይይ ምጭውቲ ኣገላልፅኣ ደስስስስስ ክብል ❤❤ ፈጣሪ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መንከራ ኣውፅኡ ናብዚ ኣብቅዐኪ🙏😢
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 9 күн бұрын
ጅግና ተጋዳሊት ቅሳነት እካእብሂወት ተረፍኪ ካልኣቲ ቀሺገቢሩ ብታሪክንፈሊጣ ቅሳነት በአካል ጅጋና ሓፍትና ❤❤❤❤❤
@harmalaMrei
@harmalaMrei Ай бұрын
ትረፊ ዝበላ ነብሲ አትጠፍእይ ዝሓፍተይ ጅግና እግዚኣብሔር ታይ ይሳአኖ❤❤❤
@user-fz2ul9ef3u
@user-fz2ul9ef3u Ай бұрын
Kebdey zbeleatiny kelia enkae terefki marey kulu tigraway yefetiyeki eyu❤❤❤❤❤❤❤❤
@GoitomMehari-ld5ng
@GoitomMehari-ld5ng Ай бұрын
ቃላት ካብ ልገልፆ ብላዕሊ እየ ሓዚነ ነይረ'ሞ: እዚ ብምርኣየይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ቃላት ካብ ልገልፆ ብላዕሊ ሕጉስ እየ። እዚ ለርአኻኒ መድኃኔዓለም ጎይታ ኽበር ተመስገን!
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
እዉይ ዛሓፍተይ እንቃዕ ብሂወት ተረፍኪ እፍፍ ክንደይ መከራ እያ ኣሕሊፋ 🙏♥️
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn Ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ነቢያት ስለ ዝራዕኩኪ ደስተኛ ኢዬ በብመአልቱ ይሐስባ ነይሬ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
ተመስገንኻ ፈጣሪ 👏 ቅድሐኽ ወለላይ እንኳዕ ብህወት ወፃእኽ 👏♥️♥️
@TamratTube67
@TamratTube67 Ай бұрын
በድንግል ማርያም ስም ተጋርዋይ ሳስክራይብ ግበሩለይ❤
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Yotkk
@Yotkk Ай бұрын
ሓሰውቲ ቆማላት ስም ሽዓብያ ከተጸልሙ ጥራይ ጽባተሕ ክትማረኺ ኢኺ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
@@TamratTube67 እለክ መልስለይ👏♥️
@user-wy4jx4ld7p
@user-wy4jx4ld7p Ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተሪፍኪ ንምግላፅ ኣብቀዐኪ ውፍይተይ ።
@STAMA123
@STAMA123 Ай бұрын
እግዛብሄር ይመስገን እንኳዕ ተረፍኪ ዋዕሮና❤
@memd7063
@memd7063 29 күн бұрын
ዋይ ሓፍተይ ተመስገን❤❤❤ ግን እዚኹሉ ፀበባ. ኣሕልፋስ ለለ ሓዚ እንዳሰብ ትሰረሕላ ብጣዕሚ ያሕዝን 😢😢😢😢😢
@Idamesfinkidane
@Idamesfinkidane Ай бұрын
I’m so happy to see you god bless you ❤❤❤❤congratulations my DTF
@user-lj2gn4fo1d
@user-lj2gn4fo1d Ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና🙏
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k Ай бұрын
ተመስገን🙏😘 ዋዕሮ ሓፍተይ እንቋዕ ብሂወት ሃሊኺ ዛምቤተይ😍
@user-wn2bh3hc5x
@user-wn2bh3hc5x Ай бұрын
ጅግና ሓፍትና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንወለድኺ እውን እንኳዕ ደስበሎም
@fayaz3598
@fayaz3598 Ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና ተጋዳሊት ቅሳነት❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ ተመስገን ፈጣሪ እንቃዓ ካብዞም ጨካናት ኣረ መነ ተሪፍኪ ሓፍተይ ናተይ ዋዕሮ 💛❤️✊
@abeselombeidemariam379
@abeselombeidemariam379 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ።እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጀግና አይዞኺ ኩሉ ሓላፊ እዩ።
@terferiatsbeha3367
@terferiatsbeha3367 Ай бұрын
I was always thinking of this young hero of Tigray I don’t know how to say thank you what you been through is beyond me anyhow thanks for the alternate price you and other hero of Tigray pay for our freedom
@user-ed6hj3xz6o
@user-ed6hj3xz6o Ай бұрын
ኣምላኽ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ንጋዜጠኛ ሄለን የማነውን የቐንየልና
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ፍሽኽታኣ ሃልሃልታ ልብኻ ዝምንጥል ወነኣ መዓርን ጸባን ዘስቲ ፍልይቲ ዋዕሮ ትግራወይቲ ንበርልና ክበርልና ንስኺ ጅግና ኢኺ ተባዕ ኢኺ ዘለዓለማዊ ዘይረሳዕ ታሪኽ ሰሪሕኺ ኢኺ ተሓጎሲ ኣቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት።
@user-kb2ck5ih1x
@user-kb2ck5ih1x Ай бұрын
This is something. Miricael. Tigrey people. I admire you. I cant stop. To love you.
@imissmama3978
@imissmama3978 Ай бұрын
✔️ዘይተጸበኽዎ ብሂወት ምትራፈይ ጥራይ ,ዩ። ```````````````````````````````````````````````````` ብልጽቲ ኣበሃህላ ምቅርቲ ሓፍትና🤴💊TDF👌
@tigraywelela3896
@tigraywelela3896 Ай бұрын
Thank you for your services…Jigna Haftina 💛❤️
@AfewerkiZeru
@AfewerkiZeru Ай бұрын
ክብርቲ ጀግና ብፆት እንኳዕ በሰላም መፃእኺ ❤❤❤
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 Ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ እንቛዕ ፈጣሪ ብሰላም ኣትረፈኪ🙏 ወጽዓ ህዝቢኺ ኣንገሽጉሽኪ ተጋዲልኪ ንብጺትኺ ክትብሊ ድማ ኣብ ኢድ ጸላኢ ወዲቅኪ። እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ዝሓፍተይ።
@NesiTesfay-oo2xx
@NesiTesfay-oo2xx Ай бұрын
እንኳዕ ካብቶም በላዕቲ ሰብ እግዚኣብሄር ብሂወት ኣትረፍኪ ጀግኒት
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o Ай бұрын
ብሂወት ምትራፍ ዓቢይ ፀጋ እዩ 🙏
@SleepyGeyser-up1vr
@SleepyGeyser-up1vr Ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ
@user-dc4xt2op8k
@user-dc4xt2op8k Ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ❤❤❤
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p Ай бұрын
ውይ ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና ስለና እዩ እዚ ብዙሕ መንከራን ጭንቀትን ዝረኸበኪ ክብሪ ንዓኽን ንጀጋኑ ብፆትኽን🙏💛⭐️❤👑
@your1773
@your1773 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@waskan7162
@waskan7162 Ай бұрын
ካብ ዝኹሉ መከራ ሓልፍኽ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኽ ክብርት ዋዕሮና❤❤😢
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Ай бұрын
ተመስገን 👏እንዃዕ ብሂወትትረፋኪ ጅግና 🤙✌️🥰♥️ዋዕሮና ✊✊✊✊✊✊✊👍👍👍💊💊💊💊💊💊💊💊💕💕💕💕💕
@mebrihit7810
@mebrihit7810 Ай бұрын
ጅግናና ምእተይን ምእንቲ ህዝብክይ ዝኩሉ ከርተት😢❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ማዓረይ❤❤❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግኒት ኢኺ ብሓቂ🙏
@gygg2506
@gygg2506 Ай бұрын
ካብ ዝኹሉ መከራ ሓልፍኽ እንዃዕ ብሰላም ተረፍኩም ኽብረት ዋዕሮና💊🙏🙏
@HadesiMohammed-en7ko
@HadesiMohammed-en7ko Ай бұрын
እንካዓ ብህወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮ ኣጀኪ ❤❤❤❤❤❤ ኣቱም መራሓቲ ግን ልቢ ጀጋንና ኣይትስበሩ ግደፉ እዛ ዋዕሮ እዝኣ ካሊኣ እዩ ዝግባኣ ስራሓ ክፈትላ
@genetkahsay4602
@genetkahsay4602 Ай бұрын
እስይ ኮሪዒልኪ እንኳዕ ብስላም መሬት ዓዲኪ ረገፂኪ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@saramm8772
@saramm8772 Ай бұрын
ተመስገን ብሂወት ዝተረፍኪ መዓረይ ኣብ ዉግእ ምምራክ ዘሎ እዩ❤❤❤
@MeseretAdema
@MeseretAdema Ай бұрын
እዛ ብፂትኽስ መን ትበሃል ዋዓሮና ሓፍተይ ኣላ ሞይታ ዶ ተሪፋ ወረኣ ካብዝስእን ዓመታት ኣቁፂሩ 😢😢 ብዚ ኣጋጣሚ ስሟ ሂወት ሓዱሽ ጌታቸዉ ትበሃል 😢😢 ሂወተይ ብሂወት ትህልዊ ተስፋ ይገብር
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r Ай бұрын
ተመሰገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ🙏🥰🥰🥰
@tillybaby5110
@tillybaby5110 Ай бұрын
ከብዚ ኩሉ መከራ አንዃዕ ብሰላም ወጻኪ
@user-qd1pd8iq9q
@user-qd1pd8iq9q Ай бұрын
ተመስገን ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን እንካዕ ሓጎሰኪ❤❤❤
@Hailish908
@Hailish908 Ай бұрын
ክብሪ ይግበአኪ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 Ай бұрын
ተጋዳሊት ቅሳነት ጅግና ዋዕሮ እግዚአብሔር እንቋዕ ብሂወት ወፃአኺ❤❤❤❤❤
@musieasefa9159
@musieasefa9159 Ай бұрын
ብሓቂ ዋዕሮ ኢኺ ጅግና እንኳዕ ድማ ብሂወት ተረፍኪ።
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Ай бұрын
ሰለክሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ብፃየይ ጅግና ዋዕሮና ዝክሉ መከራ😢ሓሊፉ እዙይውን ርእና😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ናይ ትግራዋይ ትብዓትን ወነን ኣብ እዛ ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣጸቢቑ ተንጸባሪቑ ብጣዕሚ ዘለዋ ወነን ሓቦን ፍሉይ እዩ ሕክምና ክትሕከም ኣለዋ ።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ተጋዳሊት ዋዕሮ ቅሳነት ኣቲ ጅግና እንቃዕ ብሂወት ተረፍክልና እቲ ዝበኸኽዮ ብኽያት ካብ ኢድ ጸላኢ ንምምላጥ ጥበብ ዝተመልኦ ብልሓት ተጋሩ እዩ እሞ ብጣዕሚ ነመስግነኪ።
@bmsk0076
@bmsk0076 Ай бұрын
ብኽያት ንዓኻ ስልቲ ኲናት? 😂😂😂
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
ጋልአነይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ተምሰገን እስኩሉ መከራ እግዚኣብሔር ንፅብቅኪ ይግበሮ ህዝብና ሰላምን ፍቅርን የዋርደሉ ፈጣሪ
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Ай бұрын
ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ ጅግና ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 18 күн бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ 🙏💪👌
@user-gz9qx7dz9m
@user-gz9qx7dz9m Ай бұрын
ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ እንኻዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ
@user-lu2is3gs6r
@user-lu2is3gs6r Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን🙏❤ ኣጆኺ ዋዕሮና💪😍
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Ай бұрын
ዋዕሮ ካብ ኣድ ፀላኣ ወፂኢኪ ናብዚ ኣብቀዐኪ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ክብረተይ❤❤❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 Ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ጅግና ተጋዳላት
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Ай бұрын
ድግና ሓፍትና እንካዕ ኣምላኸ ብሰላም ኣወፀአኪ።
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ተመስገን ብሰላም ምፅና ሄሉየይ ምቅርቲ❤
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox Ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ወፃእኪ ዛጅግና ሐፊተይ❤❤❤
@tedy3387
@tedy3387 Ай бұрын
Tegaday Kisanet, we are proud of you and we all love you. We all try to be there for you and continue to help our Jeganu tegadeltina. T
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዝሓፍተይ❤
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 Ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም መሬት ኣተኪ መዓረይ 🥰 🙏
@user-lj2bm7gz7b
@user-lj2bm7gz7b Ай бұрын
ድሓን ዶ ቐኒኪ ፧ ብንጹርን ጽሩይን ቛንቋ ትግርኛ ተጠቒምኪ ተተሓላልፍዩ ዘሎኺ ንህዝቢ መሰሉ ሓሊኺን ኣኽቢርክን እትገብርዩ ዘሎኺ ስራሕ ከየድነቑክን ከይመስገንኩኽን ክሓልፍ ኣይደልን ። ቐጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ቕሳነትን ሓጎስን እምነየልኪ❤️
@hhmm1031
@hhmm1031 Ай бұрын
እንኳዕ ናብዚይ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና ተመስገንካ ኣምላክ🤲🤲🤲
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi Ай бұрын
ጅግና ተጋዳሊት❤❤
ELE QUEBROU A TAÇA DE FUTEBOL
00:45
Matheus Kriwat
Рет қаралды 23 МЛН
Chips evolution !! 😔😔
00:23
Tibo InShape
Рет қаралды 42 МЛН
WHY IS A CAR MORE EXPENSIVE THAN A GIRL?
00:37
Levsob
Рет қаралды 9 МЛН
Gere emun part 180 | ገሬ እሙን ክፋል 180
40:05
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 77 М.
ስራ ስሰራ ሰዎች ይደበድቡኝ ነበር
29:06
KTV Ethiopia / kegeberew Entertainment
Рет қаралды 3,8 М.
እታ ናይ ብሓቂ ኤርትራ ኣብ ደገ'ያ ዘላ
24:25
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 13 М.
猫が大好きスケボー亀【A skateboard turtle who loves cats】
0:11
アメチカンのもな
Рет қаралды 49 МЛН
Школьники в тюряге 😂 #сериал #тренды
0:55
Топ по Ивановым
Рет қаралды 8 МЛН
Be kind🤝
0:22
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 20 МЛН
Aramızda dağlar var 😂 #funny #viral #shorts
0:12
HASAN TARHAN SHORTS
Рет қаралды 7 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 6 СЕРИЯ
21:57
Inter Production
Рет қаралды 427 М.
Be kind🤝
0:22
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 20 МЛН