"ተጋሩ ገፅና ናብ ቀይሕ ባሕሪ እነዝረሉ ግዜ ሕዚ እዩ!" ሃያሉ ጎደፋይ ምስ ብራኸ ሸው_ Interview With Hayalu Godefay

  Рет қаралды 59,759

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

5 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brakhe_show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_Hayalu_Godefay
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ሃያሉ_ጎደፋይ
#Tigray_Tiraditional_Music
#ethiopian_music
#Eritrean Music_This_week

Пікірлер: 857
@samsonwoldu8802
@samsonwoldu8802 5 ай бұрын
ኣይትምሃሩን 🇪🇷👍
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
Resioma eyom mesileni nay shaebiya kurmaji ala abotea
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 5 ай бұрын
አሓዋተይ ስለ ቀይሕ ባሕሪ ከሞቱ ብፅም ኣይፈቅድን ደቁኩም ሕዝኩም ክዱ እንተ ኣብቲ ባሕሪ ተጠልቁ እንተ ትሳራሰሩ ኣይምልከተንን ሰለ ህዝብ ደማ ከይተሓስቡ ደቁ ህቡ መሬይቱ ዝሳኣነ😢
@koala10ish
@koala10ish 5 ай бұрын
አንቱም ቆንዳፋት ቆማላት፣ ናይ ጥሜትኩምን ኩዕንቲ ምእራይን ዘይትገብሩ፦ እንታ አዴኹም አእቲዩኩም ብዛዕባ ባሕሪ ኤርትራ፧ አንታ ነዚኦም ፋኖ ዘይት ሰድሎም ቁርጥን ጥብስን ጌሮም በሊዖም ከጽንትዎም፧ እዚኦም ቁሩሓት ሕስድን ኦምን ህቀና ጎበጠኦምን ደው አየብሉን እዮም ከይጸነቱ።
@observerm2291
@observerm2291 5 ай бұрын
Tigray couldn’t get out of self destruction! Shameful!
@habtomfsehaye
@habtomfsehaye 5 ай бұрын
ቐዳምነት ኩነታት ህዝብካ ዘለዎ ተረድኢኻ መፍትሒ ምንዳይ ገዲፍካ'ሲ ቀይሕ ባሕሪ ሕልሚ ገዲፍኩም ኣብ ግሃዲ ስርሑ
@siednesredin7001
@siednesredin7001 5 ай бұрын
Dehan gedefom etom zeterefu mes xenetu suqe kebelu eyom
@tesfayguolay6562
@tesfayguolay6562 5 ай бұрын
ህደፍ ፈሪሖም
@siednesredin7001
@siednesredin7001 5 ай бұрын
@@tesfayguolay6562 dehan nay meferahsi ab tigray dewe elu zeysheyen seb keyesean teray ferehu
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 4 ай бұрын
እቲ ሕልምኹም ይገርም እዩ ቁሩብ 😅😅😅😅​@@tesfayguolay6562😂😂😂
@Naighikiflu
@Naighikiflu 4 ай бұрын
ሕልሚ ኣይኮነን ከነርኤካ ኢና
@user-nc4bt8zl2w
@user-nc4bt8zl2w 5 ай бұрын
እቲ ኩናት መራሕቲ ማለሊት እዮም ጀሚሮሞ :: ሐደሐደ ግዜስ ሐቂእባ ተዛረቡ :: ሰብ ይዕዘበኩም አሎ ::
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 5 ай бұрын
ሓቂ ምዝራብ ክም ነውሪ እዮም ዝሓስብቦ
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 5 ай бұрын
እዋእ እዛ ነውራም ክልል ኩሉ ለለዋ ሓቂ ተተዛሪቦም ኣይበሃልን ዉሱሩ እዮም ዝብልዎ ደሓር ዝገርመካ ኩሉ እዩ ሓደ ስለ ዝጠመየ ካልእ ተበለ ዓጋመ ከይትኣምኖም ኩሎም ሓደ እዮም ተስእኖም ይልሙኑ ተፀግቦም ይ ነገር ይደልዩ ክፍኣት ናቶም እያ ተንኮል ​@@yacobhabtu375
@feredegebremedhin5042
@feredegebremedhin5042 4 ай бұрын
እሞስ ሻዕብያ ሓቂ ይፈልጥድዩ ወይስ ኣይናካ ብጨዉ ምሕፃብ@@yacobhabtu375
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 5 ай бұрын
አዞም ህዝቢ ባሕሪ ዝብል ሕማም ድዮም ሓሚሞ
@yonastekeste4671
@yonastekeste4671 5 ай бұрын
ከምዚታት ትዛረቡን ትሓልሙን፡ ምስ ተጨፍለቕኩም ከኣ ከም ኣመልኩም ጀኖሳይድ እናበልኩም ተእውዩ፡ ዘይትገድፉና ግን። ኣብ መሬትኩም ዘሎ ሰራዊት ክተውጽኡ ዘይከኣልኩምስ ባሕሪ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
ጭቁን ነኝ ጩቁን ነን ካኣ ኣይትረስዕ።።
@tadessekifle8808
@tadessekifle8808 5 ай бұрын
እንታይ ሒዙ ኢዩ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ክኸይድ እባ ጽቡቕ ገይርኩም ሕተትዎ እዚ ወዲ? ቀይሕ ባሕሪ ናይ ዘመናዊ ሚሳይል ዝዐጠቑ ጎባልል መቃለሲ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ፡ ኣይተ ጎደፋይ ከ ፋስን ጎዘሞን ዓጢቖም ዲዮም ክኸዱ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ወይስ ዘይተፈለጠ ትግራይ እተፍርዮ ሚሳይል ኣሎ ኢዩ፡
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 5 ай бұрын
ቀይሕ ባሕሪ ደቀባት ኤሪትራዉያን ቀይሕ ደሞም ገቢሮም ዘኽበርዎዩ
@user-lp3br9ss2k
@user-lp3br9ss2k 5 ай бұрын
@yonastekeste4671 ተፀበየና ኣንታ ቆርባዕ። ክልተ ግዘ ክትዛረብ ኢኻ። ዝፀገመና ቅዋም ህወሓት ጥራሕ እዪ።
@yonastekeste4671
@yonastekeste4671 5 ай бұрын
@@user-lp3br9ss2kጸሊም ኣድጊ፡ ትግራዎት እዚ 4 ዓመት 2 ነገር ጥራይ ኢና ሰሚዕናልኩም። ፈኸራን ኣውያትን። ትፍክሩ'ሞ ጽንሕ ኢልኩም ዓለም ብኣውያት ትንቕንቅዋ። ዓቕምኹም እንዶ ፍለጡ።
@Massawa2002
@Massawa2002 5 ай бұрын
ሕማም ቀይሕ ባሕሪ ካብ ልብኻ ኣውጻኣዮ ኣቶ ሃያሉ ብዛዕባ ኤርትራ ገዲፍካ ብዛዕባ ኣብ ጥምየትን ሽግርን ዘሎ ሕዝቢ ትግራይ ተቃለስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-qo9fl1ib3k
@user-qo9fl1ib3k 4 ай бұрын
ኣይገርመካን ባሕርና ሰለ ዝደለዪ ኮ ዮም ይሕዋትና ዝብሉና ዞም ድራር ሕልሞም
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍👑 wetru alenalki hagierey
@kiliawta
@kiliawta 4 ай бұрын
These primitive agame are so dumb, they love to punch above their weight 😂😂😂😂
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
ማይ ዝግለለን ዓይኒ ቀላይ ኣብ ዘተሳኣና ትግራይ ቀይሕ ባሕሪ።።
@dejuasli2712
@dejuasli2712 5 ай бұрын
kzfaq.info/get/bejne/bKeJl7VprJaamWg.htmlsi=AIlL1ZhahyoDLhDJ
@koala10ish
@koala10ish 5 ай бұрын
አንቱም ቆንዳፋት ቆማላት፣ ናይ ጥሜትኩምን ኩዕንቲ ምእራይን ዘይትገብሩ፦ እንታ አዴኹም አእቲዩኩም ብዛዕባ ባሕሪ ኤርትራ፧ አንታ ነዚኦም ፋኖ ዘይት ሰድሎም ቁርጥን ጥብስን ጌሮም በሊዖም ከጽንትዎም፧ እዚኦም ቁሩሓት ሕስድን ኦምን ህቀና ጎበጠኦምን ደው አየብሉን እዮም ከይጸነቱ።
@fallensoldier5369
@fallensoldier5369 5 ай бұрын
ኣይትስክሑን ዲኹም 😢 እንታይ ዓይነት ጎሮቤት ፈጢሩላ እዚ ፈጣሪ 😢
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 4 ай бұрын
Yegerim eiyo mes ziuom mendeq teiray eiya tawaxiana hasad zeikune gurbet
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 5 ай бұрын
ህንካ ዘይ በልዎስ ጹብሑሎይ ይብል ከም ዝብሃል መን ኣብ ግምት የቲዩኩም ምስ ደቡብ ዶ ሰመን መርገጺና ትብሉ ፈተኹም ጸላእኩም ኢትዮጵያውያን ኢኹም በታኹም ፍለጥ። መራሒኹም ኣቢ ዝወስዶ ክትድግፉ ክትነቅፉ ጥራይ ኢያ ዕጫኹም
@naherdawit1701
@naherdawit1701 5 ай бұрын
ሓፍ ከይበላስ ቋቕ ኣበላ ድዩ ዝባሃል ኣምሓራ ክምስሉ ከለው ድማ ምትበላው የሌላት ምትካናነበው ኣማረት ኣለ የበሉ ጉዳይ ጥሜትኩም ዘይትገብሩ ያውዒጊን ግደፉና እንዶ ኣብ ህልኽ ኣይትእትውና ::
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g 5 ай бұрын
ናይ ብሃቂ ወዲ ሪመይ ሕልሚ ዝሓልሙ ፓለቲከኛ በዚሄም በትግራይ ሕዝብኻ ከተንግል ዘፍኸኣልካስ ለላሊ ይጥምቱ ሓደ ጥኡይ ትግራዋይ ሃሊዮት ሰብ ተሳኢኑ ክብ ደቂ ጁንታ።
@kahsaymerhu9957
@kahsaymerhu9957 5 ай бұрын
No problem tomorrow our president when he was said together you will say respect .yes or no?
@goitomtsegay6071
@goitomtsegay6071 5 ай бұрын
ወዲ ሰራቒ ማንካ ትም በል it is a matter of time reassess we owned it
@eriblood803
@eriblood803 5 ай бұрын
​@@goitomtsegay6071 😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tifikuru 😅😅😅
@mamanatey1731
@mamanatey1731 5 ай бұрын
ብላዕ ደይበሉኻ ጽብሑለይ ምባል ከምዚ እዩ. ባሕሪ የለን
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 5 ай бұрын
ኣታ ልባይዶ ግበሩይ😢
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
ኦይ ሎምስ ለሚንካ እኮ ንጋዶ።ናይ ምግቢ ሳይንትስቲ ንትግራይ ዝፈጥረላ ማዓስ ኮን ይክውን።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 ай бұрын
Kemey eu eZi Bahri zbl zelo ?
@yoditgebrekidan5490
@yoditgebrekidan5490 5 ай бұрын
Mergem aelekum nay Erietrawyn 🇪🇷nbaet gena
@user-ys1ng9wv8c
@user-ys1ng9wv8c 5 ай бұрын
ተጋሩ ዕድል እንተረኺብኩም ከምትፍትኑ ብሩህዩ (ዋላ ተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ) ስለዚ ኣብኡ ኣለና ምስታ ሓለንጊ። 1:02:43 መን ተግራዋይ)
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 4 ай бұрын
Yes🇪🇷❤😍👍💪💪💪💪💪
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 5 ай бұрын
I don't have words to define Tigray politicians especially the TPLf and others who have same perception, because their barbaric (evil) mind set because they never mind the curious (up normal) situation in Tigray, people are dying due to starvation but these politicians are in other world which is so sad and painful 😢😢
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 5 ай бұрын
agame teref yemen 🇾🇪
@user-wk7cr6mw7m
@user-wk7cr6mw7m 5 ай бұрын
Mahber Lemano tegaru Hzbkum Btmet yregf Aelo. Keyh Bahriy Wana Aelewo. The, King of Aefrica ERITREA. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️.
@asmeromwgeorge1750
@asmeromwgeorge1750 5 ай бұрын
ብዕራይ እንተዝዛረብ እዚ ትብሎ ኣይምበለን። ግዳስ ጽባሕካ እንታይ ከምዝመስል ኣይትፈልጥንሞ ወይለኻ ኣንታ ዓሻ።
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
Kid kid nedeka qeleb . Kebeda bi gaba neqitsu.
@amanuelberhe3893
@amanuelberhe3893 5 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ! ጎዶፋይ ሽማካ ሓቐይ ! ጎዱፍ ዘይብሉኻ ወደይ.።😂😂😂
@user-ut6pr8vt7d
@user-ut6pr8vt7d 5 ай бұрын
😂😂😂
@nick7802
@nick7802 5 ай бұрын
Waiting!
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 ай бұрын
Ane Wedi Akele Eye Tigray Malet Neay 2 Hagerey Eya ❤❤❤ N'tegaru Ztselie Gib Ybel
@user-vt8vv7ir4s
@user-vt8vv7ir4s 5 ай бұрын
"ተጋሩ ገፅና ናብ ቀይሕ ባሕሪ እነዝረሉ ግዜ ሕዚ እዩ" ሃያሉ ጎደፋይ፡፡ "ሓንቲ 'ጀኖሳይድ' ትእከልኩም ተዘይኮነ ዝሃረመኳ ዝደግም ዝብል ኣበሃህላ ኣለና" መንደላይ፡፡
@teklewoinigezae1286
@teklewoinigezae1286 5 ай бұрын
መጀመርያ የህዝባቹሁን ረሀብ ችግር ፍቱ ለምንድነው ለሕዝቡ ጠላት የምታበጁለት?
@yokbd9631
@yokbd9631 5 ай бұрын
Tplf misled them. Forgive them for they dont know what they are doing
@yokbd9631
@yokbd9631 5 ай бұрын
He thinks he can fix the demographic loss..forgive them
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 5 ай бұрын
ዓጋመ ሓሳዳት ኲፉኣት ፍጥረት
@yokbd9631
@yokbd9631 5 ай бұрын
​​@@yohanneszerazion1614stupid.so once asmera is always asmara..so what you bastard
@noahtesfay8476
@noahtesfay8476 5 ай бұрын
​@@hybirdgenetic7096 Nay behaki selam zeyfetwu hzbi. 1million atfieom kale bahlawi xeweta delyom. Nmetfae 2 million.
@peaceforall9655
@peaceforall9655 5 ай бұрын
ጠላሕ ዝብል ዘረባ ኣይሰማዕኹን 😢😢ሕወሓት ይሓይሽ ካብ ከማኻ ዝመሰለ ገለ ሓሳብ ዘይብሉ
@sesinna1
@sesinna1 4 ай бұрын
ሕዝቢ ትግራይ ሓውና ስለ ዝኾነ፦ 1. ደግያት ውበ 3000 ትግረ ኣብ ሮራ ሓባብ ቀቲሉ፣ ንኤርትራውያን ቆሎ ቆልዩ ኣብ እዝኒ እናእተወ ብዙሕ ኤርትራዊ ጸሚሙ። ስለ ዝኾነ ኣበው " ብዘበን ውበ ዝጸመመ ውበ እና በለ ሞተ" ዝብል ምሳሌ ኣረኪቦምና ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጽልእና ቆርጢምና ንዓቢ። 2. ኣብ ግዜ ሓይለስላሴ፣ ደርጊ ፣ተጋሩ ነጪለባሽ ተቆጺሮም ኣብ ኣስመራ 3000 ኤርትራውያን ጸላም ዓርቢ ቀቲሎም ኣብ ጎደና ጸቲሖሞም። 3. ንደርጊ መሪሖም ገጠራትና ብሓዊ ኣቃጺሎም፣ እምባ ደርሆ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣታ ሻዕውያ እና በሉ 70 ኣረጋውያን ቀቲሎም። 4. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ኣብ ውግእ ዓድዋ 800 ምሩኻት ዕሱባት ጣልያን ኤርትራውያን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮም ቆሪጾም ለቂቆሞም። እቶም ፈረጂ ጥልያን ምሩኻት ድማ ጸላእቶም ስለ ዝኾኑ ኣብሊዖም ኣስትዮም ነጻ ሰዲደሞም። 5 ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ብ1998 ብዶብ ኣሳቢቦም ውግእ ኸፊቶም ተሰነይ ባረንት የዕንዮም። ብዙሕ ንጹህ ኤርትራዊ ቀቲሎም። 1.2 million ሕዝቢ ኣመዛቢሎም። 6. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾነ ሕብሪ ዓይንና ባህ ስለ ዘይበለኩም ልዕሊ 100000 ሺሕ ኤርትራዊ ሓብቶም ዘሪፍኩም ብግፍዒ ኣባሪርኩም ካብ ኢትዮጵያ። 7. የሕዋትና ዝለ ዝኾንኩም ኣይተንከፍናኩም ኣይበልናኩም ኣብ 2020 : 12 Rockets ከምቲ ልሙድ ከተጽኑትና ናብ ኤርትራ ወንጪፍኩም ። እዚ ዝፈለጥኩዎ ኣቦታተይ ኮፍ ኣቢሎም ገበንኩም ብኸፊል ተዘንትዩለይ። ደሓን ይእቶ ትምርቲ ምንስቴር ኤርትራ ድማ ኣብ ስርዓተ ትምሕርቲ ኣካቲትዎ ኣሎ መታን ዝተወልደ ወሎዶ ኤርትራ እና ጸልኣኩም ክዓቢ። ኣብ ሳዋ ምስ ከድና ድማ ንቕሓት ዘበርኽን ሓድነትናን ዘጠናኽር 9 ቢሄራት ኣብ ሓደ መኣዲ በሲልና ንወጽእ። ስለ ዝኾነ ድማ ናባና ምስ ተኮስኩም ግብረ መልስና ውጺኢቱ ሪእኹሞ። እዞም ዝወረርኩሞም ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ጽልኢ ኣብ ልዕሌኹም ቆርጢሞማ ኣለው። ናይ ዝዘራክሞ ከም ትዓጽዱ ድማ ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ እዩ። እዚ ብቐይሕ ኣስምርሉ ተጋሩ።
@andyandegiorgis7455
@andyandegiorgis7455 4 ай бұрын
ሕጂ ግርም፡ እዚ'ኣ እንተኣንቢቦማ ፈውሲ እያ።እንታይ ሞ ብቀደሙ ልቢ ትግራይ ተብሂሉ እንድዩ።
@naduabaaba9585
@naduabaaba9585 4 ай бұрын
Tegaro denakor zimahro hizbi aikonen 💊🦎🐍🤑
@yonasashebr8545
@yonasashebr8545 4 ай бұрын
ዉቤ ኣምሓራይ እምበር ትግራዋይ አይነበረን። ናይ ትግራይ ጽልኢ ንምኹስኳስ ግን ትግራዋይ ጌርኩሞ ኣለኹም። እንታይ ትረኽቡ እንድዒ። ምድኻም ተዛረብቲ ትግርኛ ሓደ ዕላማኹም ከምዝኾነ ግን ኣይሰሓትን። ምኒሊክ ዝቖረጾም ኤርትራውያን ዓሳኽር ጣልያን ውን ተጋሩ ከምዝቖረጹዎም ተዘንትዉ ኣለኹም። ዘይምሕፋርኩም የገርም። ናይ ቀረባ ግዜ ኮይኑ ዝኣምነኩም ስለዘይትረኽቡ እምበር ንሃይለስላሴን ንመንግስቱን እውን ተጋሩ እዮም ምበልኩምና። እንሆ እንዶ ተጋሩ ህወሓት ዝብል ውድብ መስሪቶም ኣብ ጎድኒ ሰውራና ኣንጻር ደርጊ ተቓሊሶምን ተሰዊኦምን እናሃለዉ፡ ተጋሩ ናይ ሃይለስላሴን ደርግን ሰራዊት ኮይኖም ኤርትራውያን ኣህሊቖም ትብሉና። ጉዳማት! እንሀልኩም በሉ ደግያት ዉቤ ትግራዋይ ከምዘይኮነ ዝገልጽ ናይ ዊኪፔድያ ታሪኻዊ ሰነድ። ኣብዚ ሊንክ ከፊትኩም ተመልከቱ en.m.wikipedia.org/wiki/Wube_Haile_Maryam ንስኻትኩም ኳ ጠፊኡኩም ኣይኮነን፡ ነቶም ባኣኹም ዝጋገዩ ግን ሓቂ ክፈልጡ ይጠቕሞም እዩ።
@sesinna1
@sesinna1 4 ай бұрын
@@yonasashebr8545 ጽልኢ ኣብ ትግራዋይ ኣብ ናተይ ወሎዶ ዝመጸ ኣይኮነን ስጋብ 250 ዓመት ጸቑጸረ እዩ። ኣብ ኤርትራ ከምቲ ልሙድ ቀደም ኩሉ ሑሱር ስርሕ ትግራዋይ እዩ ዝሰርሖ ኔሩ። ሓረስትት ኣብ ኤርትራ ጓሳ ወይ ዝሓርስ ብተጋሩ ነበረ። ናይ ቤት ሰራሕተኛ ትግራወይቲ ፣ በለስ ዝኣሪ ትግራዋይ ረፋዕ ትግራዋይ። ዓረብያ ዝደፍእ ትግራዋይ ።ኣመንዝራ ኣብ ኣባሻውል ብ50 ሳንቲም ፣ ኣብ ገዛ ብርሃኑ ብ35 ሳንቲም ፣ ኣብ ሓድሽ ዓዲ 25 ሳንቲም ተጋሩ ይሽርሙጣ ኔረን። ኣብዚ እቲ ሕሱር መነባብሮን ከምኡ እውን ኣብ ገጠር ዝሰርሑ ብሽሞም ዘይኮኑ ዝጽውዑ “ ዓጋመ እንዳ ኣብሓጎይ " ተባሂሎም እጽውዑ ኔሮም። በዚ ተጋሩ ነብሰ ምትሓትን ምቕያም ስሚዒት ኔርዎም። ግን መጽዮምና እምበር ኣይ ኸድናዮምን። ዓጋመ እንዳ ኣብሓጎይ ተካ ነስመራ ኽመጽእ ከሎ ከም ሓውና እምበር ከም ተዓሳባይ ይመስለና ኣይነበረን። ኾይኑ ግን ኣብ 1975 ፈረንጂ ነጪ ለባሽ ናይ ደርጊ ኾይኑ መጺኡ ምስ ብዙሓት ከምኡ እታ ዓርቢ ምሸት ንኹልና ንተኻረይትና ኣብ ካንሾሎና ተምበርከኹ ኢሉና ኽንርሸን። ቕድሚ ኸምኡ ምግባሩ ነተን ኣንስቲ ወርቀን ቀንጢጥወን። ኣደይ ተካ ወደይ እንታይ ጌርናካ ወድና ዶ ኣይ ኮንካን ኢላ ኽትልሙና ደፊኡ ኸውድቃ ትዝ እብለኒ። ኸልብና ዓቕሉ ጸቢብዎ ውሕ ውሕ ኣብዚሑ ብጥይት ቶኩሱ ቐቲልዎ። ተምበርኪኽና፣ዓይንና ዓሚትና እታ ናይ መጨረሻ ጥይት ክትቱኮስ እናተጸበና ናብ ኳንሸሎና ኮ/ል መኮነን ዝተባሕለ ናይ ፓሊስ ኣዛዚ ናይ ኣስመራ። ደፊኡ ኣትይ " ምን እያረጋቹ ነው ኑ ውጡ " ኢልዎም ተካ ከይቀተለና ንካንሾሎና ራሕሪሕዋ ኸደ። መርየት ወጊሓ ብራዕዲ።ንገጠር ሃዲምና ወጻና ምስ ወግሐ። እታ ዓርቢ ለይቲ ተጋሩ 3000 ኤርትራውያን ቐቲሎም ኣብ ጎደናታት ጸጢሖሞም ፣ እቲ ዝተጸጥሐ ሬሳታት ስጋብ ሕጂ ይረኣየኒ። እቲ ውበ ኣምሓራይ ዝበልካዮ ሰራዊቱ ድማ ተጋሩ ነበሩ። ሕጂ ኣነ ወዲ 61 ዓመት ሽማግለ እየ። እቶም ኣብ ውግእ ዓድዋ ኢዶም እግሮም ዝተቆርጹ ኣርኪበሎም እየ። ተጋሩ እዮም ቆሪጾምና እዮም ዝብሉ። ሕጂ ነዚ ታሪኽ ንውላደይ ኣዘንየሉ ብጽልኢ ዓብዩ ኣብ ትግራይ ውግእ እንታይ ኽገብር ትጽበ። ተጋሩ ዕድለኛታት ኢኹም፣ እዚ መሪር ጽልኢ እና ሃለወና ብ 1.5 million ምግልጋልኩም ዕድለኛታት ኢኹም። ኣቦታትና እኮ መገዲ ኸረን ጥውጥዋይ " ልቢ ትግራይ" ኢለም ሰምየሞ። " ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ" ኢለም መሲሎም። እዚ ጽልኢ ናብ ውልድ ወለዶ ኸነሰጋግሮ ኢና። ኣብ ዶብ ድማ መንደቕ ኽንሰርሕ ኢና። ምስ ትግራዋይ ዝዳናገጽ ተወላዲ ሽመጃና ጾሮና ጥራይ ኢዮ ብደርዓን መርዓን ስለ ዝዛመዱ። ደመይ ኣፍሊሕካዮ እንቛዕ ኣብ ቦታ ኢሳያስ ኣይነበርኩ። እምበር…….
@Tsere_fara10
@Tsere_fara10 4 ай бұрын
ፐእ ገሊጽካ ሜትካ😅😅😅 ብዝኾነ ደሓን ኣይክምልሰልካን እንድየ፡ ግን ን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን and ምሉእ ኣፍሪቓን ድሕሪት መሊስዎ ዘሎ እዚ ናይ ቐደም ታሪኻት እዩ Finito። ነዚ ህዝቢ ንምባሱ ቀሊል እዩ ንምዕራቁ እዩ ኸቢዱ ዘሎ። ከም ጀርመን ን ኤውሮጳ ዝበደለቶ ሃገር የላን ኣብ 3ይ ኪናት ዓለም፡ ፍቅሪ ጌሮም ዘርብሖም ርእዮም ይነብሩ ኣለዉ ግን ባእሲ ዝነበሮም ከማን ኣይመስሉን። ስለዚ ካብዚ ኣቦታትኩም ኣቦታትና ዝብል ታሪኽ ንውጻእ ኣቱም ህዝቢ ሓባራዊ ረብሓታትና ንርአ መጻኢ ወለዶ ብዘይ ዝኾነ ቂምን ቅርሕንትን ክነብረሉ ዝኹእል ባይታ ንፍጠር😊
@kalMHe
@kalMHe 5 ай бұрын
Nezom kibret hizbi tigray kinhilu ndeli Eritrawian, selam hizbi tigray ewin nimine , zeynideliyo tsilie ab lieli hizbikum tifetrulna alekum.
@shabay24
@shabay24 5 ай бұрын
This woman keeps bringing people who want another war instead of peace.
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 5 ай бұрын
Because she is a member of Tigray war machine propaganda.
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 5 ай бұрын
What else could she do? She could only manefect the mind set and aspiration of her people. She would be crusified otherwise.
@m.a.1624
@m.a.1624 5 ай бұрын
እዚ ጸማም እንታይ እዩ ደልዩ? ቀይሕ ባሕሪ? አግማል ይሸኑሉ አለው አይትሃውኮም በልዮ! ተዘይኮይኑ እታ ኹርማጅ አብ ባሕሪ ዘይኮነት አብ ገዝኡ መጺአ እያ ክትለሃዮ...ናብ ባሕሪ ተደልዩ ከአ እታ ሊንክ ብምጥዋቕ መን ከምዘስተናግዶ ፈሊጡ ይበገስ!! kzfaq.info/get/bejne/sK16ZbVomKqspmQ.htmlsi=GATJse7cqSGaHuyL
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
Qustri yebelkumin. Abiy msakum yelen. Kemetemali yemesleken wehij yewesdekin. Tetedeleyu 1 leyeti ekeleti iya.
@HaderaGebremariam
@HaderaGebremariam 5 ай бұрын
ዝሰትያ አግማል የብልናን እ ንታይ ክንገብሮ ምችው ፖለቲካ ምበር ማይ ማአዝ ስኢና
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
Abey emo elomo melesi fetu aykonen agimalom yesitlu zibele kulu tefetinu u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 5 ай бұрын
ንሰሜን ገጾም ዝገበሩ ኣቦታትካን ኣቦሓጎታትካን እንታይ ረኺቦም ተጸፊዖም ተመሊሶም እንበር ብድሕሪ ሕጂውን ዝመጽእ ክጽፋዕዩ
@berhegebresamuel-ze8bl
@berhegebresamuel-ze8bl 5 ай бұрын
ሓቅኻ ኣለኻ ዘይናቱ ዝደሊ ውርደት እዩ ዓስቡ ኣነ ትግራዋይ እየ።ሓሳብካ ካብ ልቢ እየ ዝድግፎ
@asmiaabrham9205
@asmiaabrham9205 5 ай бұрын
Tgray btami haftam adi u anber do adom afeltuwo ayeom agermeny u
@wadilabka
@wadilabka 4 ай бұрын
Oh, the problem is that everyone is just so incredibly knowledgeable and capable of leading! It's amazing how effortlessly they can talk about politics, but when it actually comes to taking action and achieving tangible results, well, that's a whole different story.
@tdf214
@tdf214 5 ай бұрын
weli pritoria tsbuk edel eu eye zibil kem wilkey kab qinatn etswan kebeban zdehane hizbeyn adeyn kire geyruniu ente nskum gin pritoria zhabekum eidl tetekimkum hizbkum kab sdet meryetkum kab tselae ayedhankumn niakum zreayokum wenber tray eu eti kof zibele neta wenberu niskum kea neta wenber ab maekel hizbna tegdiewo alekum tehateti ekum ente bahri nseb bahri ymlketom yekenyelna brakhe show media haftna medhin ❤❤❤
@gebrehiwotgebreab5780
@gebrehiwotgebreab5780 4 ай бұрын
Hayalu nice analyst as usual.real politician.
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 5 ай бұрын
1.5 million agame ambeta atfikas Ethiopia 🇪🇹 tqdem konkin kof
@askalutesfagaber2281
@askalutesfagaber2281 5 ай бұрын
ቅሩብ ሕፍር ከይበልኪ ጽንተታዊ ኹናት ነይሩ እዩ ብሓሾት ምምስካር ሓያል ባህላዊ እምነት ተጋሩ ክኸውን ኣለዎ ።ተጋሩ ንዝፈጸምኩሞ ብደል ብፍላይ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እትረፍዶ ክትናስሕሉ ክት ኣምንሉ እውን ኣይክ ኣልኩምን፡።ኣብ ክሕደት ኢኹም ትነብሩ ዘሊኹም። ኣብ ትግራይ ዝመጽ ኤ ሽግር ባዕላቶም ደቅኹም ወያኔ ትግራይ ብዝጻሕተርዎ ኩናት እዩ። መንሽሮ ጃንዳ ወያኔ ትግራይ ሓቂፍኩም ሕማምኩም፡ክትፍውሱ ማለት ዘበት እዩ። ሞት ንጃንዳ ወያኔ ትግራይ መንሽሮ ሸላምን መልመጽቲ ሽሓንቲን
@damaeast6551
@damaeast6551 5 ай бұрын
The solution is for Tegaru to rotate your brain 360 degrees and make realistic choices with Eritrea final and binding!
@MussieSolomon-yu1qc
@MussieSolomon-yu1qc 4 ай бұрын
Hamed yigberki, Birgied nihamedu tibil aytihafirin
@GEB301
@GEB301 5 ай бұрын
ሃያሉ ናይ ብሓቂ ንቑሕን በሊሕን መንእሰይ፤ኣብ ዓድና ፍትሕን ርትዕን ተዝህሉ ነይሩ ሃያሉን ከምኡ ዝበሉ በላሕቲ መናእሰይን ናብ ናይ ቅድሚት መሪሕነት ክመፁ ዩ ዝግባእ ነይሩ።ግን ታይ ክዓብስ!ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ ውዳበ ብሄራዊያን መናእሰይ ህዝብን ዓድን ክመርሑ ኣይፈቅድሎምን።ብዝኾነ ሐዚ ውን ተሪርካ ምቅላስ የድሊ ነዞም ስልጣን መአከቢ ዘይግቡእ ሃፍትን ፍልፍል ግዕዝይና ገይረሞ ተሪፎም ዘለዉ ካሕዳማት መሪሕነት ህወሓት።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 5 ай бұрын
ASha hizbi tigray keteyfiu ikhum tihasbu zelekhum!😂
@birhanemebrahten786
@birhanemebrahten786 4 ай бұрын
ሃያሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ሂቡ ብፍላይ መፃኢ ትግራይ ናብ ደቡብ ዘይኮነስ ናብ ሰምየን ክኸውን ኣለዎ ኢሉ ዝሃቦ ሓሳብን ኣብ ጉዳይ ሃገርነት ትግራይን ዕዳጋን ብጣዕሚ ፅቡቃት እዮም ከምዙይ ዓይነት ሓሳባት ዘለዎም ኣጋይሽ ምቅራብ ብራኸ ሾው እውን ክቅፅል ኣለዎ ምኽንያቱም ነፅረት ሓሳብ ኣብ ከምዙይ ዝበሉ ሓሳባት እዩ ዝፍጠር ስለዚ ኣጋይሽ ብራኸ ሾው ኣብ ንውሸጦም ዝሪኡን ሞያዊን ፓለቲካውን ትንታነ ዝህቡ እምበር ንህወሓት ብምፅራፍ ጀሚሮም ዝውድኡ ክኸኑ የብሎምን
@daniehagos3312
@daniehagos3312 5 ай бұрын
Weayy atummm areyti kunti sedrakumm btimett meytomm si eskumm ka ajewujewuuuu 😢😢
@MussieSolomon-yu1qc
@MussieSolomon-yu1qc 4 ай бұрын
Hilmun derho ab wetsaiy zello Eritrawi aytifeltiwon ikum, shaebiya ina, I love shaebiya, I love wedi Afom ❤❤love ❤❤❤❤❤❤
@tesfaiyohannes8557
@tesfaiyohannes8557 5 ай бұрын
ናይ ዞም ተጋሩ ዝገርም ሰላም ንምዝራግ እንተዘይ ኮይኑ ምስ ህዝቦም ይኩን ምስ ጎረቤት ጽቡቅ ዘይትምነዩ ካብ ታሪክ ዘይትመሃሩ ኣብ ተንኮል ትነብሩ ሕስድና ስጋብ ዘይገደፍኩሞ ሕማቅ ኣመል
@amanabdulsamed3171
@amanabdulsamed3171 3 ай бұрын
ጎረባብትና ተጋሩ፡ መዋእልኩም ኛብ ቀይሕ ባሕሪ ከተማዕድዉ ክሳዳውድኹም ደሪቑ ፡ ይትረፍ ዶ ቀይሕባሕርስ መረብ ብወገን ሰሜን ተከዘ ውን ብወገን ምዕራብ ክትሰግሩ ኣይከእልኩምን ስለዚ ኣብ ሓሸንገ ሓይቅ ምሕንባስ ተመሃሩሞ ካብኡ ምናልባት ካብቲ ሕልምኹም እንተተበራበርኩም። የቆጡን ኣውርድብላ የብብቷን ጣለች፡ ኢዩ እቲ ነሩ።
@kidanetewelde147
@kidanetewelde147 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም አሕዋት ንሳላሳ ዓመት ተፈትኑ እዩ ስለዚ ፈትና ጸልኢና ረብሐና ሐደ እዩ ተጋሩ ልቢ ግበሩ
@yacobhabtu375
@yacobhabtu375 5 ай бұрын
ደቂ ፉትሓት ሰረ ሕጂ ወን ብስማም ኢልክን ኩዖንቲ ብልዖ ክም ዳይኖንሶር ካይትጥፍአ
@berecketgeberemicael9022
@berecketgeberemicael9022 4 ай бұрын
Eritrea is powerful country
@teklemariamnegash7282
@teklemariamnegash7282 5 ай бұрын
well analysis. Dear Medhin please invite Girmai Berhe (former Head of TIP).
@hermonamine8070
@hermonamine8070 5 ай бұрын
ኣነ ጊን ዝገርመኒ ጊን ህዝቢ ትግራይ ብጥመት እንዳሞቱን እንዳተሳቀዩን ከለው ዝመጸ ኣነ ሓላፊ እየ ዝብል ወይ ሙሁር እየ ዝብል ኩሎም ኣብ ሕልሚ እዮም ዝነብሩ። ባሕሪ ናይ አረትራ እዩ። ሰላም ገርኩም ንበሩ ምስ ጎረባብትኹም ካብ ሕልፍኩም ተማሃሩ።
@wht3158
@wht3158 5 ай бұрын
ድሓን ይዛረቡ ግደፎም፡ ጸላእትና ምዃኖምን እንታይ ከምዝሓስቡን ባዕሎም ይነግሩና ስለዘለዉ፡ ይጠቕሙና እምበር ኣይጎድኡናን'ዮም😂 እምበር ድሕሪ ሕጂ ኤርትራ ምስ በዓል ቻይና ኣመሪካ'ዩ ክኸውን ውድድራ...ER❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
ሻእብያ ንስኺም ከ ፅጉባት ኮይንኮም ድዩ ወሪርካ ምብላእ ኒውር ገይርኪምዎ ማለት ድዩ እቲ መእልቲ ከሓልፍ እዩ ነአኹም ሓዊሱ ዝፈሰሰና ፀላእቲ አቫኹም ፈሲሱ እንተዝኾን አብዚ እዋን የለኺምን ትግራዋይ ብረት እዩ ከሓልፎ እዩ ግዜ ንኩሉ ።
@dawittsegaye3812
@dawittsegaye3812 5 ай бұрын
As an Ethiopian-Eritrean Tigringa speaker, I sincerely enjoy your show and your fair approach to your guests. Yet, the more and more I listen to your show, it is clear that Tigrai elites are in the same political disarray as all Ethiopian politicians like the Amhara and the Oromo elites. Your guest today, for example, repeated the same narrow nationalistic approach even when he suggested Tigrai's future vis-a-vis Eritrea as an option. Although I agree that the elites of a society have to create an interest in any nation, politics based purely on a vendetta or abandoning one and helping another will never create stable countries even if we were to agree we all become our own nations. What amazes me the most, however, is Tegaru as people never stopped blaming Amharas as people for their own narrow nationalistic agenda not becoming successful, although Tigrai elites have promoted very sadistic ethnic federalism that made Amhara's second-class citizens in Ethiopia and promoted Eritrea and Eritreans to go through the harshest embargo for over two decades by collaborating and enforcing the US and Westerns agenda on Red Sea and East Africa. Now, when elite Tegarus realizes their approach has not become successful, they want to look northward not by remorse but by vendetta. Regardless, always remember the saying "የማን ቤት ጠፍቶ የማን ሊበጅ፤ የኣውሬ መውለጃ ይሆናል እንጅ" and get in terms with your emotion instead of dreaming to materialized ትግራይ-ትግርኝ which is another form of narrow-nationalism.
@dobelyou8518
@dobelyou8518 5 ай бұрын
kkkkk mechem kab Eritrea frqi eiye keybelkum kem seb aythasbwan eikum nebskum kkkkkk hasadat buda fitret
@eriblood803
@eriblood803 5 ай бұрын
​@@dobelyou8518 😂😂 game over agame komalat
@koala10ish
@koala10ish 5 ай бұрын
አንቱም ቆንዳፋት ቆማላት፣ ናይ ጥሜትኩምን ኩዕንቲ ምእራይን ዘይትገብሩ፦ እንታ አዴኹም አእቲዩኩም ብዛዕባ ባሕሪ ኤርትራ፧ አንታ ነዚኦም ፋኖ ዘይት ሰድሎም ቁርጥን ጥብስን ጌሮም በሊዖም ከጽንትዎም፧ እዚኦም ቁሩሓት ሕስድን ኦምን ህቀና ጎበጠኦምን ደው አየብሉን እዮም ከይጸነቱ።
@jimmydebesai5041
@jimmydebesai5041 5 ай бұрын
@yonatantekeste697
@yonatantekeste697 5 ай бұрын
@dawittsegaye3812 As an Eritrean, although I disagree with your perspective that this young man's approach is narrow, I commend you for keeping your comment civil. It is very rare as shown by the other commenters on this video. You mentioned that Tigray elites have realized that their narrow nationalistic approach have failed. I would categorize the speaker as the next generation affected by this approach, not as the aforementioned Tigray elites. There is a young generation such as me, that has victimized by the powers that be in Eritrea and Ethiopia. What is wrong with devising a new approach to better serve us, different than what EPRDF and PFDJ, so that we have a chance for peace and prosperity as a people?
@berhegebresamuel-ze8bl
@berhegebresamuel-ze8bl 5 ай бұрын
እቲ ውግእ ዘይተቀጸለሉ ምኽንያት ልዕሊ ዓቅሚ ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ስለ ዝነበረ እዩ
@helenukbe4886
@helenukbe4886 4 ай бұрын
Yes
@panial6147
@panial6147 5 ай бұрын
ብዙሕ ግዜ ተበዲልና እዩ ዝበሃል ፅቡቅ ግን ብመፅናዕቲ ወያነ ንኤርትራ እንታይ ዩ በዲልዋ ንመፅናዕቲ የ። ምስ ኤርትራ ንምስራሕ በርትዑ ግን ብመፅናዕቲ ፡ብስስዕቲ ግን ከይ ከዉን ❤❤❤❤❤
@damaeast6551
@damaeast6551 5 ай бұрын
What resources do you have in Tigray other than consumption?
@goitomgulbet1399
@goitomgulbet1399 5 ай бұрын
ሰላም የሕዋት ንኹሉኹም, ኣነ ግን ናይ በሓቂ አዩ ዘሕዝነኒ, ኣሬስቲ ተጻሒፉ ዘሎ ናይ ባሕሪ ኢልኩም ትጽሕፉ አሞ ሰባት ከኣ ትሕዝቶ ከይሰምዑ ይሳረፉ. ኣነ ብወገነይ ማራ ኣድንከዮ, ሓቢርካ ብሰላም ምንባር ስለ ዝበለ ነዓይ አኩል አዩ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 4 ай бұрын
😂😂😂😂habirqa du belqa mes men muqano gein aynegerqanan?
@goitomgulbet1399
@goitomgulbet1399 4 ай бұрын
Habirka minbar dea mis kulu seb entetekaelu, bikendu kea mis gorebetna ahwatinan trgaru.
@habteghebreberhan6826
@habteghebreberhan6826 5 ай бұрын
Denakur kem merahtikum. Ni kililkum keman dehazkum si nab Redsea. Eritrea for Eritreans
@kmtabproduction1096
@kmtabproduction1096 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ መድሂን ብጣዕሚ ሽኮር ኢኺ። እቲ ትሓትዮ ብጣዕሚ ንጹሩን ጽፉፍን ኢዩ። ልብስኺ ድማ ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል። ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ። much respect
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 4 ай бұрын
ኣብ ገርጉሱም ዝሕንብሳ ረጅን ሙታንትን ሪአ እቲ ነዊሕ ክሳብ እግር ዝብጽሕ ኣሕዋተይ ዘኪረ።።ንብርከንን ዳንገአን ተማውትካ ትርእዬ እዩ ሕልሚ በጃካ።እንታይ ይጥቅም ሚያሚ ፡መኖኮ፡ሃቫና።።።
@Eritreans91.
@Eritreans91. 5 ай бұрын
ሓደ ጥዑይ ኤርትራዊ ከም 'ዉፉይ' እንተተረኺቡ ካብ ክትብል መሬቶም ከም መሬትና ስለንሓስቦ እዩ እቲ መርገም ወሪዱና ኢልካ ኣሚንካ ኣቋራጭ ሓጺር መንገዲ ሰላምን ምትእምማን ንፍጠር ዘይትብል። ንዓና ብከም በዓል ዉፉይ ዉጹዕ ዝንቡዕ አእምሮ ክንምራሕ ክትምነየልና ኣንቱም ተጋሩ ኩሉኹም ከም ናይ ዉፉይ ደቃቅቕ ኩዕንቲ ትመስል ኢያ ዘላትኩም። ምሳኻትኩም ሓሰዉቲ ጉዳይ ኣይክህልወናንዩ። ዶብና ምሕላው ጥራይ። ትግራይ ሃጣኬቲ ራዉ።
@mbh8883
@mbh8883 5 ай бұрын
ኩቡራት ይሕዋት ሀያሉ ብጣዕሚ ደስ ዘብ ቃለ ምሕተት ተባዕ ህዝቢ ትግርኛ ሕጂዉን ተስፋና ዓቢ እዩ ከብዓል ንስካ ቢንያም ተወልደ ዶ ደጀን ካልኦትን ግን በቲ ንሕውሓ ጸረ ዲሞክራሲ ትብሎም በቲ ንሕዉሓ ዝድግፍ ምስኡ ውዕል ክትገብር ትደሊ ዉፉይ ቀንዲ ኩናት ዝደገፈ ዘራሳሰነ ከም ሓደ ሓላይ ህዝቢ ትግራይ ምሕሳብ ጽላለ እዩ ። ካልኣይ ሕጂ ዉን ዓቢ ጌጋ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብሀል ዉዳበ የለን ቅንዕና ይሀልኩም ተስፋ ቁረጹ
@hardsg
@hardsg 5 ай бұрын
This media likes those who go against Eritrea.Eritrea will be ready for every challenges the world throws at her. The redsea is Eritreans as it always has been.
@user-fo3sl1vy2v
@user-fo3sl1vy2v 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ ለጊሱልና ዶር ሙዕዝ.......... መድሂን እውን ቀፅልሉ....... ፖለቲካ ትግራይ ቀስቃሳይ የድልዮ እዩ መራሕትና ተወሰኽቲ ሓደጋ እዮም ዝውስኹ ዘለዉ ፅባሕ መፂኦም ዕድልና አይተጠቀምናሉን ይቅርታ ኢሎም ካሊእ አጀንዳ ክህቡና እዮም..........
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 5 ай бұрын
❤♥️🙏🙏👍👍
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
ስሜን ዓሳ፡ደቡብ ጣፍ፡ደቡብ ኔል፡ስሜን ቀይሕ ባሕሪ።።ኣይናይ ክዳን ይሕሸኒ ትብሎ ባንቡላ ቨትሪና።።ኣመልካቲት ኣጻብዕትካ ቀሲርካ እዛ ሽፎን ኣውርደለይ።
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 5 ай бұрын
መጥፊኢኻ ይብርሃካ ይብሉ ኣቦታት ተጋሩ ካብ ሕሉፍ ጌጋኹም ዘይትመሃሩ ኣኺሉኩም ባሕሪ ባሕሪ ክትብሉ ሕጂኸ ነቲ ተሪፉ ዘሎ መንእሰይ ትግራይ ዲኹም ከተጥፉኡዎም ጉዳማት ከምታ ቀደምኩም ኣባይኩም ሒዝኩም ሰላም ዘምሩ።
@asmeromwgeorge1750
@asmeromwgeorge1750 5 ай бұрын
ኣንታ ዓሻ ያኢ ለቢምካ ግዳስ ነበረያ ነበረ ቅድሚ ምዃንካ ተነሳሕ።
@eriblood803
@eriblood803 5 ай бұрын
​@@asmeromwgeorge1750 1 million agame ab tihti gudgad alewu...5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum....kulom gorebetkum fenfinomukum....elelelll eyu imbeiii
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 5 ай бұрын
Man nay temetka zeytgeber.nezi hizby zeytgedfo.
@wht3158
@wht3158 5 ай бұрын
@Brakhe_show ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ይመስሉን እንታይ ይሓስቡን ባዕሎም ንክዛረቡ ዕድል ስለዝሃብክዮም ከነመስግነኪ ንፈቱ...ER❤
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 5 ай бұрын
Batmi nuf merh politica kurieda ❤❤
@solodamedia1029
@solodamedia1029 5 ай бұрын
ትግራይ ሃገር ንግበር ትብሉ ህሙማት ነቲ ህዝቢ ብሰላም ክነብር በይንኹም ዘይትዕዘሩ
@NawaNawa-mr1yb
@NawaNawa-mr1yb 4 ай бұрын
ደሮን ናፊቅኩም
@peace-1900
@peace-1900 4 ай бұрын
Melake Abraham - Areadom | መልኣከ ኣብርሃም (ኣርዓዶም ) - New Eritrean Music 2022 / Alena Walta Hager kzfaq.info/get/bejne/r5pln85nkt2WlH0.html
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 5 ай бұрын
እዚ ፀማም ካሊ ሰብ የለን ነዚ ጉንጓ ተምፅኢ
@Tesasfaha
@Tesasfaha 5 ай бұрын
ውዑል ብርቶርያ ልክዕ ከምቲ፡ናይ ባድመ 20 ዓመት ተወንዚፉ 20 ዓመት ዝገበረ፡ፋይዳ ዘይብሉ፡መሊሱ ዕንወት ዘምጽአ ፡ግዜ ወሲዱ ዝገደደ ዘምጽእ፡ ዙሑል፡ኩናት፡ዩ
@kiroskeleta248
@kiroskeleta248 5 ай бұрын
🙏🇪🇷🙏
@isaakmehari4027
@isaakmehari4027 5 ай бұрын
Resahat
@habtommeresie2170
@habtommeresie2170 5 ай бұрын
ኣይተ ሃይሉ ጎበዝ ተቃላሲ ጎበዝ ተንታኒ ተሰፋ ይገብር ባህግካ ኣብ ሓጺር ግዜ ክትርኢ!
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
Hiji ke 3 milon kitetrfom du na bel nsikawin tebegiesi bergier endabelaeka aykonenn
@Csk2020
@Csk2020 4 ай бұрын
አዳላዊት ብራኸ ሸው መድህን ! ንፍዕትን አገደስቲ አርእስቲ እንዳአምጻኺ ብዙሕ ትምህርትን ተሞክሮን ክንከስብ ትገብሪ አለኺ ! ብዝሐዝኪዮ ቀጽሊ ! ትፍተዊ አዳላዊት ኢኺ።
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 5 ай бұрын
Selam nhabatna yrdelu
@user-bk2qd5eo8p
@user-bk2qd5eo8p 4 ай бұрын
ቀዳምነት ንህዝብኻ ካብዚ ዘለዎ ጥሜትን ሽግርን ኣውጽኣዩ ድሓር ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪ ከኣ ኣይምልከተካን ኢዮ ሕጂ ከኣ ደቂ ድኻታት ክተጥፍእ ደሊኻ በል ቀይሕ ባሕርስ ኣይትሩኾቦን ኢኻ ኤረይ ንቅዲሚት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kerkebedeley
@kerkebedeley 5 ай бұрын
ስነ ቁጠባ ሙሁር ዘይተምፅእልና መድሂን ሓፍተይ ❤
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 5 ай бұрын
He is an economist.
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
Nay Tplf ketseme keleka tsela-el-la-e diyu zebeleka koyenu?
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
Nay behaqi beali ziom n hizibi tgitay zihasbu aymesilenn msimen ekum ktenbirwo deletkum misikulu ko hawi agidkumlu yakilo ba ezi hizibi shigiru axrwo
@damaeast6551
@damaeast6551 5 ай бұрын
Remember Ethiopia is the new Yugoslavia. Eritrea is 💯 % stronger than 5 years ago. So Eritrea can do what it wants with impunity any time.
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 5 ай бұрын
ሕዋሓት ካብ ምሉእ ትግራይ ተፀራሪጋ ናብ መቐለ ምስ ፈርጠጠት ተጓይያ ጨሪሳ ንዘይ ምጥፋእ ኢላ ልፈረመቶ እዩ ስምምዕነት ፕሪቶርያ።
@wediweyinking
@wediweyinking 5 ай бұрын
ስምምዕ ፕሪቶሪያ ክካየድ ዝገበረ እኮ ኣብዩ እዩ ገልዳም ሃሳስ እቲ ኣብዪ ዝበሎ ኢንተርቪው እስከ ተመሊስካ ረኣዮ መጀመሪያ ምስ ህወሓት ክንስማዕማዕ ኣይንክእልን እንዳበለ ፀኒሑ ንምንታይ ዘይንስማዕማዕ ድርድር ንግበር ዝበለ ኣብዪ እዩ ገልዳም
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 5 ай бұрын
​@@wediweyinkingጀጋኑ ተጋሩ ኣገዲድኩሞ ኢድኩም ሂብኩም። ብስሬኹም መሬትና እትብልዎ ኣረኪብኩም። ብሓይልኹም ዕጥቂ ፈቲሕኩም ዘብዘብ ንኣዲስ ኰይና።
@wediweyinking
@wediweyinking 5 ай бұрын
@@eritreanhiwot4667 ኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ኣይትበል ገልዳም
@yokbd9631
@yokbd9631 5 ай бұрын
Medhin..it is good you invited him because his voice although foolish I think still need to be heard. But, tugray needs friends not enemies.
@tyttyt1271
@tyttyt1271 5 ай бұрын
100% eziom eyom etom zdengetsnalom kidngetsom zeygibae
@ethiopiawinetyilemlim3253
@ethiopiawinetyilemlim3253 5 ай бұрын
TPLF has to go for good or bad.
@filmonmeselegebre3736
@filmonmeselegebre3736 3 ай бұрын
If a thief takes ur watch then you take it back,that doesn’t make you a thief. Eritrea has stolen the entire Red Sea from Ethiopia.
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 4 ай бұрын
Alewana kab zibla zikorala gazexegna haniti medhin eya bixaemi eiki gober teleliyom hitotat nay anegagra kielet difret silezeleki ni tigrayna bizuhat medhin kihliwa eyu dilyetey bertei medsh ❤❤❤❤
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 5 ай бұрын
ንክጠፍኡ ዝጸአር ደናቁር ዝኮኑ ህዝቢ ተጋሩ ግደፉ አማ ኣቅምኩም ፍልቱ😢😢😢
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 4 ай бұрын
ሰላማት ኣቕራቢትን ኣዳላዊት ብራኸ ሸው መድን ገብረስላሰ መደባትኪ ተኸታታሊየ ምናልባት እዛ መደብ እዚኣ ዲሒረየ ርኤያ ናይዚ ሓውና ፍልስፍና ኣዚዩ ናይ ዓያሹ ትንተና ኢዩ ብፍላይ ኣብ ናይ ኤርትራ ዘለዎ ሓሳብ ሎሚስ ህዝቢ ትግራይ ብኸመይ ካብ ዘለዎ ዓዘቕቲ ጥሜት ስርቂ ብሓፈሻ ናይ ጸጥታ ሽግራት ክጋላገል ምሓሰበን ምተዛረበን እንበር ብኡነት ብዙሓት ተጋሩ የሕዋትና ነዚ 1.5 ሚልዮን መንእሰያት ዘህሉቐ ኩናት ኣቕሊሉ ርኡዎ ይመስለኒሞ ኣይትዓሽዉ በልለይ
@user-dl9ll5tp4s
@user-dl9ll5tp4s 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@addisuberhe9148
@addisuberhe9148 5 ай бұрын
ስለ ተመታህ አዳምፅ
@rahelalula551
@rahelalula551 5 ай бұрын
Anes zegermeni si kab kedem zeyetmahru 😢😢😢 kulom hade
@alekivanov6552
@alekivanov6552 5 ай бұрын
ምዞም ሓሳዳት ናይ መንደቕ ሓጹር ጥራሕ አያ ተዋጽኣና።
@Bahri7977
@Bahri7977 4 ай бұрын
ጉሓፍ ዝድርበየሉ ቦታ ጎዱፍ'ዩ ዝብሃል። ብዓል ጎዶፋይ ኽኣ፡ እቲ ርእሶም ጎዱፍ ኢዩ።
@zemen913
@zemen913 5 ай бұрын
ሓላሚ
@danielsson1994
@danielsson1994 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 5 ай бұрын
ደውታ ኣእምሮ
@yohanesteweldebrhan6140
@yohanesteweldebrhan6140 5 ай бұрын
መሳኪን ተጋሩ ዉሽጡኹም ቦኽቡኹ ብፍልሖ ተበሊዑ። ዓጀዉጀዉ ክትብሉ ጻሓይ ዓሪቡኩም።
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 5 ай бұрын
agame teref fano
@damaeast6551
@damaeast6551 5 ай бұрын
Mr. Gedefay is making great points regarding Eritrea and Tigray ties!
@ata4737
@ata4737 4 ай бұрын
ኣዚዩ ልዙብ ኣንደበት ዘለዎ ፖለቲከኛ ደስ እንዳበለካ ትሰምዖ ጸርፊ ሃይለ ቃል ዘይብላ ቁምነገር ዝተመልኣ ቃለ መሕትት እቶም ካልኦት ውድባት ግን እቲ መወዳደሪ ረቆሐኦም ጸርፊ ድዩ ኾይኑ ንከይንሰምዖም ዝገብሩና
@yemanegoitom883
@yemanegoitom883 5 ай бұрын
ህዝቢ ካብ ጥሜት ነድሕነሉ ግዜ ሕጂ እዩ ዶ ከይትብል ዳኣ,ደንቆሮ ከብድኻ መግቢ መሊኡ እንተሓደረስ ኩሉ ኸማኻ መሲሉካ ባሃም መሃይም ምሳኻ ዘየሎ ምምናይ ሕማም እዩ
@michaeltesfazion6603
@michaeltesfazion6603 4 ай бұрын
ተጋሩ ጎረቤትና በጃኹም ምትንኻልን ምትፍናንን ዘይናትካ ምሕላምን ገዲፍኩም ምስ ሓውኹም ህዝቢ ኤርትራ ተፋቐርኩም ተሰማሚዕኩም ትኸድሉ መንገዲታት እንተትሓስቡ ዝሓሸን ካልእ ኣማራጺ ዘይብሉ እዩ። We have a common enemy. As we work together to topple the derg, we need to work together to gain our respect. Tigray will be more respected if you develop a good relationship with your neighbor Eritrea. Economically you are the closest to use our ports peacefully as you have been using them in the early 90’s. Dreams won’t take you nowhere. I am sure the pple of tigray need peace creating leaders than dreamers.
@hayelomtsegay
@hayelomtsegay 5 ай бұрын
Interested 👍
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
Hailu from day one you are firm and clear but sad to deal with these selfish , heartless , and spineless TPLF.
@koala10ish
@koala10ish 5 ай бұрын
አንቱም ቆንዳፋት ቆማላት፣ ናይ ጥሜትኩምን ኩዕንቲ ምእራይን ዘይትገብሩ፦ እንታ አዴኹም አእቲዩኩም ብዛዕባ ባሕሪ ኤርትራ፧ አንታ ነዚኦም ፋኖ ዘይት ሰድሎም ቁርጥን ጥብስን ጌሮም በሊዖም ከጽንትዎም፧ እዚኦም ቁሩሓት ሕስድን ኦምን ህቀና ጎበጠኦምን ደው አየብሉን እዮም ከይጸነቱ።
@tsegu6068
@tsegu6068 5 ай бұрын
@@koala10ish Ata denbia aleka dika ! Nice to hear from you! Kemea ilka aloka tetsaref?🤣🤣🤣
@koala10ish
@koala10ish 5 ай бұрын
@@tsegu6068 አንታ ቆንዳፍ እንታዳኖኻ ዓቕሚ ኔሩዎም ወያኔ አያታትካ ንሻዕቢያ አርሓ አፍሪቃ አሰራርሓ ክቕይሩዎ ደንቆሮ።
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 3 ай бұрын
If for war, please not!!.
Универ. 13 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:07:11
Комедии 2023
Рет қаралды 3 МЛН
$10,000 Every Day You Survive In The Wilderness
26:44
MrBeast
Рет қаралды 125 МЛН
Универ. 13 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:07:11
Комедии 2023
Рет қаралды 3 МЛН