"እትሓለብብ እታ መሐለል ታባ" Eritrean Fighters True history ካብ ቅያታት መራሕቲ ኲናት ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳን ምሕረትኣብ ወዲ ጨጊርን

  Рет қаралды 120,035

SENED TARIKH

SENED TARIKH

2 жыл бұрын

መቸም ኣብ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ዘይተነግረ ተዘይከይኑ ዘይተገብረ የለን። ምዑታት ተጋደልቲ ኲናት ኣብ ምሕግሓግ መግዛእቲ ዝፈጸምዎ ታሪኽን ጅግንነትን ፈጺሙ መዐየሪ ዘይርከቦ እጹብ ድንቂ ተኣምራትዩ። ምስቲ ዝነበረ ደረጃ ምዕባለን፡ ምስቲ ዝንበርዎ ዕድመን፡ ኣልፋ ኢልካ ተበጊስካ መግዛእቲ ጸሪግካ መንግስቲ ክተቕውም፡ እሞ ድማ ብደገ ክኣትወካ ንዝፍትን ወራሪ ዘይኮነስ ኣብ ሕምብርቲ መሬትካ ንዝገበለ ጸላኢ ጒሒፍካ ንከተውጽእ ቀሊል ኣይኮነን። በዓል ይካኣሎ ግን ኪኢሎሞ።
ኣብዚ መግዛእቲ ንምጽራግ ዝነበረ ገድሊ ንተጋዳላይ መን ዘይተጻበኦ። ዓለም ብምሉኣ ተጻቢኣቶ፡ ባህሪ ተጻቢኢእዎ፡ ግዜ ተጻቢእዎ፡ ካብኡ ፍልይ ዝበለ ከኣ ናይ ኣፈጣጥራ ጉዳይ ኮይኑ ገዛእ መሬቱ’ውን ተጻቢእዎዩ።
እስከ ንሎሚ ካብ መጽሃፍ ተመኩሮታት ገድሊ ቅጺ 7 ንዝተጻሕፈት ዛንታ ብመልክዕ ድምጺ ናባኹም ከነብላ ደቂ ኤረይ።
ታሪኽ ናይታ ወሳኒትን ኣዋጣሪትን ዝነበረት ታባ “እትሓለብብ” እቶም ምዑታት ተጋደልቲ ከመይን ብምንታይን ከም ዝተቖጻጸርዋ እትገልጽ ንምእማኑ ዘሸግር ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር።
ጅግንነትን ቆራጽነትን ናይቶም ኣብ ምፍታሕ ወጥሪ ታባ እትሓለብብ ዝተዋግኡን ዘዋግኡን ዝሰንከሉን ዝተሰውኡን ምዑታት ሓዋርያት ሃገር።
N.B ኣብዚ ስእሊ ዘለዉ ክልተ መራሕቲ ኲናት ዝነበሩ ኢሳያስ ወዲ ፍላንሳን ምሕረትኣብ ወዲ ጨጊርን። ተጋዳላይ ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳ ስዉእ ክከውን ከሎ ምሕረትኣብ ወዲ ጨጊር ግን፡ብህይወት ኣሎ።

Пікірлер: 182
@bqse6142
@bqse6142 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 7 ай бұрын
ዝኾነት ሃገር ናታ ጀጋኑ ኣለውዋ : እንተ ከም ጀጋኑ ኤርትራ ግን ኣይተረኽቡን ብሕጂ' ውን ኣይክርከቡን እዮም 😇 ዘልኣለማዊ ክብሪ ንዝሓለፉን ዘለዉን ሓርበኛታት ኤርትራ 😇💚
@erikakidane3405
@erikakidane3405 2 жыл бұрын
አናብስ ኤረይ ብሳላኹም ብርሃን ርኢና ዘልአለም ልብና እዩ ሰፈርኩም ወትሩ አለና አብ አሰርኩም ቅሰኑ ሰማእታትና።
@adhinwedi-vg8vv
@adhinwedi-vg8vv 5 ай бұрын
ጽንዓደግለ ዓዲ ጀጋኑ ኣሕሕ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ደቂ ጽንዓደግለ ሰብ ዳንጋ ኣቦታተይ ለዋሃት ብጀካ ፈጣሪ ንሰብ ዘይፈርሑ❤❤❤❤❤❤
@hagoskefali8927
@hagoskefali8927 2 жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ ጅግና ወዲ ጽንዓደግለ
@amannegus8465
@amannegus8465 4 ай бұрын
ህህ! ሱቕ በል ውዒጊን: ወዲ ፍላንሳ ካብዚዩ: ውጩ ካብዚዩ እንዳብልኩም ኣይትጽሓፉ: ነቲ ረዚን ታሪኽ ምስቲ ናይ ኣቦኹም ሑሱር ታራኽ ኣይተቃናጅዎ:: ትግራዋይ እንተኾንካ ሑሱር:
@hagosabrham9288
@hagosabrham9288 4 ай бұрын
​@@amannegus8465ሰክት ቆንዳፍ ካብ ማእከል ጽንዓደግለ እወ እንታይካ ሒሙካ ጠላማት ሓሰውቲ ኣዴታቱ ኢኩም ካብ ማእከል በተክርስያን ዝገፋዕኩመን
@selammengistu2451
@selammengistu2451 2 жыл бұрын
My God bless your soul you are hero always in our heart ❤not.forgotten
@dana.j9062
@dana.j9062 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ንኽህበና ዝገበርዎ መስዋእትን ጽንዓትን፣ ኩሉ ድማ ንዘልኣለም ዕዳኦም ኣሎና። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea Жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ኪብሪ ኒ ሰማኣታትና።ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኩም።🇪🇷🙏👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berie7195
@berie7195 2 жыл бұрын
ጎቦልል ሓርበኛታት ብደሞም ሃገር ሰሊሞምና እዮም 💪ኣጆና ደቂ ኢረይ ንሕና ካኣ ንፋቀር ንታሓላለ ።ኣብ ሞጎና ዝኣቱ ጸላኢ ኣይንሃቦ ዋጋ ። ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ኣቦታትና ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💕🌻
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 Жыл бұрын
ጀጋኑ ስውኣት ብጾት ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳን ምሕረተኣብ ነጋሲ ጨጉርን ናይ ዘለኣለም ታሪኽ ሓዲጎም ሓሊፎም። ሓርበኛ ኣይነብርንዩ ታሪኹዩ ዝውረስ። ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ።
@fremeb2812
@fremeb2812 2 жыл бұрын
ኩቡራት ጅጋኑ የሕዋትንና ቅሰኑ ብጾትኩም ይቅጽሉ ኣለዉ ስጋብ ኣሰርኩም ምሕረታኣብ ሓወይ ኣበይ ድኣ ኣለኻ ድሃይብባ ሃባ ደዊልና ተሓሊልንንና ኣለኹ ክትብለና ብሃንቐዉታን ብተስፋን ንጽበ ዓወት ንዓኹም ይኹን
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Ай бұрын
ክቡር ሓው ወዲ ጨጊር ናይ ቀረባ ዘመድ እዩ እንዳ 58 ኣሎ ::
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 2 жыл бұрын
መንጊስተ ሰማያት የዋሪስኩም።ኒሕና ሞ ሒድሪ ኣየኽበርናን ዪቕረታ ግበሩልና።
@mogostesfay2529
@mogostesfay2529 2 жыл бұрын
ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማኣታት ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷
@adoniaseyob2688
@adoniaseyob2688 2 жыл бұрын
God bless your soul ever hero you gave your life to bring peace thanks ♥️🇪🇷❤️
@HaileabTeshome-xv9dv
@HaileabTeshome-xv9dv Жыл бұрын
God Bless your soul hero you gave your life to bring Peace thanks ♥️🇪🇷♥️
@MelakeZemariam
@MelakeZemariam 10 ай бұрын
​@@HaileabTeshome-xv9dv😅😢😮😅😢🎉😢1¹cry
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 2 жыл бұрын
The story of Eritrean Hero’s breaks every Eritrean heart, Awet N Hafash
@trustyourself9355
@trustyourself9355 2 жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ ኣብኡ ተወልደብርሃን'ዩ ዝብሃል ፡ ተወልደመድሂን ኣይኮነን ! ኣኮይ ጅግና ኣብ ኣሰርካ ኣለዂ !
@akele21guzay87
@akele21guzay87 2 жыл бұрын
ንመን እልካ ንኤርትራ እልካ ድካ?
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 2 жыл бұрын
@@akele21guzay87 *መንዳኣ ካሊእ ወዲ ካሊእ ሃገር ዲዩ*?
@akele21guzay87
@akele21guzay87 2 жыл бұрын
@@temesgendesbele3802 ንመን ክጥዕሞ ኣታ፡ንትሃልል ኣድጊ ክጥዕሞ፡ደሓን ሕጂ ብዙሕ ዘኻራክር የብልናን፡እቶም ብግርህነቶም ዝሓለፉ ኣቦታትና ኣያታትናን እንዳዘከርናን እንዳከብርናን ክንመሃር እና፡እተን 21 ዓድታት መረት ኣከለጉዛይ ከ መከሓሓሲ ረስዕካየን ድካ ?ኤርትራውያን ብጅግንነት ደቂ ኣከለጉዛይ ትንየቱ ብዛዕባ መረቱ ግን ትብልዎ ካሊእ እዩ፡ወደሓንካ
@erilove5473
@erilove5473 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ፉላንሳ ወዲ ጨጊር ... ኣደ ንዓኩሙን ከማኽሙን ወሊዳ ትምከን! ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ሕርያት ኤርትራና ❤️🇪🇷❤️🙏💪👌🏼
@akele21guzay87
@akele21guzay87 2 жыл бұрын
@@erilove5473 መን እዩ ወዲ ጨጊር?
@user-qr5qn3tm8z
@user-qr5qn3tm8z 24 күн бұрын
ጀጋኑ ይሕዋትና ክብርን ሞጎስን ናዕኩም
@user-vh9cb4wb6i
@user-vh9cb4wb6i 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ታሪኽን ትረኻን ንኡስ መሰታ ቀዳሞት በርትዕ
@fremeb2812
@fremeb2812 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐯🐯🐯🐯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fnanamanuel7847
@fnanamanuel7847 6 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስማእታትና እንታይ ዓይነት ሰብ እዮም ኔረም ግን ሞራል ሓቦ ትብዓት ቆራጽነት ተወፋይነት ብጻይነት ንዓኹም ድኽዉን መግለጺ እዩ ደይብለይ❤❤❤❤❤
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 жыл бұрын
ዝልእለማዊ ንስዋኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@user-hy6no2bo5q
@user-hy6no2bo5q 2 жыл бұрын
ነዚ ረዚን ታሪኽ ክድምስሱ ሒኺት ዝብሉስ ብሓቂ ኤርትራውያን እዮም ዶ ትብሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት
@hiwetgebrezgabiher9747
@hiwetgebrezgabiher9747 2 жыл бұрын
ጀጋኑ መናአሰይ አሪትራ ሰዉኣትን፣ብሳላኩም ብርሀን ለቢስና፣ብሰላም ዕረፉ ቅሰኑ፣ሐርበኛ ኣይነብርን አዩ ታሪኩ አዩ ዝውረስ፣ሱዋኣትና ኣውሪስኩም ኣሎኩም፣አሪትራ ኣናብስ መናአሰይ ኣፍሪያ ኣላ፣ኣጆኩም ቅሰኑ፣ዓወት ንሐፋሽ።
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 2 жыл бұрын
Aye sire Aye Hamot Hzbawi Ginbar Edf🇪🇷 Men Alo Kemaka Fetari Teamir
@godisgreat3838
@godisgreat3838 2 жыл бұрын
መን ከም ተጋዳላይ፡ በጃ ህዝቦም ሂወቶም ዘወፈዩ፡ ንእስነቶም ዘወፈዩ፡ ክሳብ ሕጂውን ንዋርሳይ ተካእቱ ሒዙ ንነብሰይ ከይበለ ንሃገሩን በጃ ህዝቡን ይቃለስ ኣሎ፡ ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ኤርትራ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!
@trustyourself9355
@trustyourself9355 2 жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ ኣለዂ ታሪኽካ ብዕጽፊ ክሰርሓሉ'የ !
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 Жыл бұрын
Always in our hearts ♥️
@romahagos2615
@romahagos2615 Жыл бұрын
Wedi flansa jgna
@alfaomega8110
@alfaomega8110 2 жыл бұрын
They give their life for us. We Should respect them for ever long live 🇪🇷
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 Жыл бұрын
❤️❤️❤️
@elisahaile7799
@elisahaile7799 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕
@gebremedhnfere
@gebremedhnfere 2 жыл бұрын
ኩብራት ኣንብቲ እታ ናይ መጨረሻ ድፍዕ ናይ 1979 ኣብ ዓዲ ሽሩም ምስ ዓረድና። ብርጌድ 23 ቦጠለኒ 3 ካብ ቦጠለኒ 2 ሓይሊ 21 ኣብቲ ጸጋማይ ናይ መዕሚዶ ከባቢ ዳዕሮታይን ፈሸክ ዝባሃል ጎቦታት ዓሪደን ነረን ንዝያዳ ብሪጋደር ጀነራል ንሂላል ወዲ ካሕሳይ ክትሓትዎ ትክእሉ ኣብቲ እዋን መራሒ ቦጠለኒ እየ ነሩ። ካልእ ጽቡቅ ገርኩም ጀሚርኩም ኣለኩም"እቶም ጀጋኑ ድሕሪ ነጻነት ዝሓለፍ ታሪኮምን ታሪካዊ ቄልሲ ከይኣሕለፉ ምሕላፎም ብዙሕ ክሳራ እዩ ቀጽልዋ ነቶም ዝተረፉ ድማ ሕቱ ኣይትታሓሉ።
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 Жыл бұрын
ንዘንተ ዕለት ኣብ ልብና ሰፈርኩም ጀጋኑና።እታ ክብርቲ ዋጋ ደምኩም ዝኾነት ባንዴራ ኣንበልቢላ። ነጻ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 Жыл бұрын
ንፉዕ ተራኺ !!!!
@yohannazaki
@yohannazaki Жыл бұрын
Zelalemawi zkri semaetatna 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Jusesloveme
@Jusesloveme Жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ እቲ ብህጻንነቱ ኣብ ገድሊ ዝዓበየ ጅግና ፥ ሓደ ካብቶም ውሑዳት መስረቲ ሰልፊ ናጽነት፥ ጅግንነትካ ብምንታይ ከምዝግለጽ ውን ሕርብት እዩ ዝብለካ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 жыл бұрын
Tarik nwuld weledo nebariyu bwerki kelem tezhfu nenbir nulud weldo edom kdemikyu nzelalem bhizb eritrea ❤👋🕊🦁💪🇪🇷👍🇪🇷💪👍🇪🇷🦁💪🦁🇪🇷💪🦁❤
@Abelkidane831
@Abelkidane831 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤Zelealemawi zkri nsemaatatna awet nhefash❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 жыл бұрын
💪👏ጽቡቅ ኑጽርን አግላልጻ ዓወት ንሐፍሽ😍
@kerenmedia
@kerenmedia 2 жыл бұрын
Tank you sela zakrbkila kubrie tarike. Megstia samyi yawersoime jagniu sawetnia
@dawitazin1590
@dawitazin1590 2 жыл бұрын
እዚ ዝመስል መስተንክር ታሪኽ ኤርትራውያን ጀጋኑ ዘለዋስ ሕጂ በዞም ረሳሓት ሽየጥቲ ሃገር ተዋሪዱ ኤርትራዊ
@sdranamusic2562
@sdranamusic2562 2 жыл бұрын
ክበሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና ታሪክ ኣቦታትና ከምዚ ኢልና ክንሰምዖ ሓበን ይስመዓኒ ሰነድ ቻነልና ከኣ ዕቤይልና ካልእ እዉን ማሃሪ ዝኾነ ታሪክ ክንጽበ ኢና ቀጽሎ ዝልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን nsemaitatna
@dehabkifle3663
@dehabkifle3663 2 жыл бұрын
ኡንዱሃሙሱን ሃዱን ናይ ሃፉቱይ ኣሃዱ ኡያ ኑሩ ኣቡ ሩባ ህዱይ ካኣ ትስዊኣ ሉምሉም ክፍሉ ኡዞም ኣናቡስን ዉኡሮታቱን ትጉዱልቱና ታሪኮም ኡዩ ኑባሪ
@wedi.tewelde4337
@wedi.tewelde4337 Жыл бұрын
Wedi flansa jegna ❤❤
@abitifili3597
@abitifili3597 2 жыл бұрын
ብ አናብስ ዝመጸት ሃገር አብ ኢድ ወኻሩ ወዲቓ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ : ብዝኾነ ታሪኾም ምዕቓብካ thanks
@tewelde94
@tewelde94 11 ай бұрын
Wedi flansa❤❤❤
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 2 жыл бұрын
Wedi Filansa absolutely 💯 hero ahhhhhhh jigninetica ab libina yinebr
@amanawet5301
@amanawet5301 2 жыл бұрын
አዛ ታሪክ ቅድሚ ሕጂ ብ ስም ምሕረትኣብ ወዲ ጨጊር ጥራሕ ገሮም ኣብ ደንደን(ኤሪትቪ) ሻነል፥ ምስ ግዚኣ ካብቲ ሻነል ኣልዮማ። ሕጂ ታሪክ ወዲ ፍላንሳ ኣብ አዝኒ ኩሉ ኤርትራዊ ምስ በጽሐ ፖለቲካዊ ንምርካብ ስም ወዲ ፍላንሳ ኣብ ዝተፈላለየ መደባት ይጽዉዕዎ ኣለዉ። መሬት ምስ ረፈደ ሸለብ ገለብ ትርጉም የብሉን ፥ ወዲ ፍላንሳን ወዲ ጨጊርን ክብሪ ይኩንኩም።
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 2 ай бұрын
Wedi flansa Hero ❤😊😊❤😊❤
@weldemaryamtesfagergs2773
@weldemaryamtesfagergs2773 2 жыл бұрын
ሓሞት ምስኣቶም ጥራይ ከይትከዉን ተፈጢራ ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእትእና
@daniabraha9190
@daniabraha9190 Жыл бұрын
Thank u ☺️
@samahf1669
@samahf1669 2 жыл бұрын
Nothing but respect & honor for our heroes!
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 жыл бұрын
ዘለአለማዊ ዝከሪ ንሰወአትና ዓወት ንሐፈሸ
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
In my opinion background music not important the story is already good enough. Thank you deli Eri . Wedi flansa.
@naomimogos1192
@naomimogos1192 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ 💪💪
@loveyoueritrea9817
@loveyoueritrea9817 Жыл бұрын
Jeganu abotatey selam erefu 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dtg4658
@dtg4658 2 жыл бұрын
ብዝክኣል ነቲ ቦታ ብ video እናሰኣልካ ክቀርብ ኣለዎ
@g.b334
@g.b334 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Aziya maharit tarik kbret yhabelna .kbrn mogosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semiroumer4487
@semiroumer4487 5 ай бұрын
🇪🇷♥️✊️Zelalemawi zikri ne jeganuna ❤
@mashonuguse5415
@mashonuguse5415 Жыл бұрын
Zelalmawi kibrn megesn nisematatna❤
@wedyhalalmeryet4083
@wedyhalalmeryet4083 2 жыл бұрын
Sala Jeganu Yehwatnan Abotatnan Bsmom Korana Nnebr Alen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🌹
@senayselemun1665
@senayselemun1665 2 жыл бұрын
Eza edlegna hager kindey jeganu ya ab kersa tseyra zela. Slezi ena kaa tsintsiya ayna zenfrela kulna waltaa ena. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
@yuel8254
@yuel8254 5 ай бұрын
Zelealemawi. Zkri. Nsweatna 🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 2 жыл бұрын
WOW kndzi jigninet si tegedalay kabey eyu zemtso 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@FthawiKiros-bh7wm
@FthawiKiros-bh7wm 8 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንስማእታትና
@danielseltene5147
@danielseltene5147 2 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ሰማእታትና
@user-ss6nl8iz3q
@user-ss6nl8iz3q 21 күн бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@josephghebrengus7458
@josephghebrengus7458 Жыл бұрын
🙏❤
@efremefrem2400
@efremefrem2400 2 ай бұрын
ዓኽኽ ነዚ ጅግነት ዚ ድፈጸመ ሰራዊት ሽፍታ ዩ ኔሩ ክትሰምዕ ከለኻ ድስማዓካ ስሚዒት ዕረ ዩ ሙ ኩቡር ሓው ቀጽሎ ታሪኽ ዩ❤
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 2 жыл бұрын
Eritrean Tegadelti history makers, Awet N Hafash
@Jusesloveme
@Jusesloveme Жыл бұрын
ኣዛዚ በርጌድ 58 ወዲ ፍላንሳ እቲ ዘይድገም'፥
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 2 жыл бұрын
wedi flansa jigna!!!
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 Жыл бұрын
Always in our hearts our heroes ❤️
@lettetecle4258
@lettetecle4258 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቦምን ሃገርናን ኤርትራ ክጥዕመና ዝፈትዉዋ ሂወቶም ከፊሊም ዘለዉ ኻኣ ክሳብ ሕጂ ነዛ ንምክሓላን ብኸቢድ መሰዋእትን ስንክልናን በዛ ከዛብ ወያነ ከይትድፈር ክሳብ ሒጂ ዘየዕረፉ ክብርን ሓበንን ይግብኦም ዩ 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🙏🌹💐🇪🇷👍👍🇪🇷💪💪
@abielhabtom9493
@abielhabtom9493 2 жыл бұрын
Eziom eyom natey jeganu
@user-uc3oh7yx7b
@user-uc3oh7yx7b 2 ай бұрын
🎉🎉🎉
@adhinwedi5869
@adhinwedi5869 Жыл бұрын
ጽንዓደግለ ዓዲ ኣናብስ አሪትራ ሳላኩምያ አሪትራ ሓራ ወጽያ ሳላ ትብዓትኩም ኣበይ ዘለዉዮም ሎሚ ንዓና ዝወራዘዩልና እልፊ ለዛይ ኩሎም ጀጋኑ ደቂ አሪትራ ደቂ ጽንዓደግለዮም ኣብ ሓማሰን ከኣ ኣለዉና ደቂ ሓውቦና ኣብ ካርንሽም እንበር ካልእስ ንፈልጦም ኢና።
@oneday2246
@oneday2246 2 жыл бұрын
🙏🏾🇪🇷🙏🏾
@davedavies8188
@davedavies8188 2 жыл бұрын
Mehretaab Negasi.....the other guy in the story ? Did he survive I wonder ?
@samuelgebrebrhan2332
@samuelgebrebrhan2332 2 жыл бұрын
Sorry zarkey w.Flansa 1983 aykonen tesewieu.
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ኤርትራ። እታ ታባ ኢትትሓልበብ እያ
@g.b334
@g.b334 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Aseyyy
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Aseyy
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Wawww Tnxx hawey
@yonasdere4686
@yonasdere4686 2 жыл бұрын
⚘❤🇪🇷
@pmyoni
@pmyoni 2 жыл бұрын
Ezi Wedi chegur ab hakegna zata enquae equa zelo nebsu zgetele azazi botoloni znebere diu
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 2 жыл бұрын
Qedihka azentika zeywedae tarikn jigneneten jeganuna .zelalemawi zekri nsematatna 🇪🇷
@neamnteklemariam4954
@neamnteklemariam4954 2 жыл бұрын
Zelalemawi zkri nswatna
@ablelftiwi2477
@ablelftiwi2477 9 ай бұрын
Aha ezi kulu haeilfu
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
😭😭😭
@hiwetemeha9074
@hiwetemeha9074 2 жыл бұрын
ITHALBEB
@beranemeles9409
@beranemeles9409 2 жыл бұрын
golden Generaties
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 Жыл бұрын
I agree ❤️❤️❤️
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 10 ай бұрын
ኦታ ጎቦ ግዒዛ ድያ! ስእሊ! ከይዱ ዝስእላ ሰብዶ ተሳኢኑ!
@user-yc4qi1rb8l
@user-yc4qi1rb8l 2 жыл бұрын
ወዲ ፍላንሳ እቲ ሓደ ክንዲ ዓሰረተ ኣብቲ ውግእ ወደቶም ኣናብስ
@romahagos2615
@romahagos2615 Жыл бұрын
I am proud of you my uncle hero amlak ab godnu ynbrka
@amleset7382
@amleset7382 2 жыл бұрын
Jeganu wetru about libna zelalemawi kibrin nisseatna
@bereketkefela8154
@bereketkefela8154 2 жыл бұрын
ezom zameselu menesyat awefka do abi hagerna korena menberna enber fekeda sededet do kertet meblna zelalemawi zekiry Neakum ykun
@frezhgitsegay375
@frezhgitsegay375 Ай бұрын
Tugurawai u
@abrahamsebhatu3747
@abrahamsebhatu3747 2 жыл бұрын
Deki er subk tark nay tgdlay wedi schgir ka amselna
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Жыл бұрын
Merahiti quienat Hagere Eritria .
@dawitbahta7180
@dawitbahta7180 2 жыл бұрын
😭የለዉን ጋይም ተድሮስ ኣሰሮም ሰዓብ 👉
@WintaAwate
@WintaAwate 4 күн бұрын
ንስኩም ዶ ሸፋቱ ትብሃሉ ኣሓ😢😢 ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ወትሩ ሃገረይ
@henockmehari2708
@henockmehari2708 2 жыл бұрын
Please aza derfi nay men eya
@zemenesigntir1736
@zemenesigntir1736 2 жыл бұрын
Eza zanta ab metshaf Nakfa 2017 anbibeya
@user-fu2jn9rf9n
@user-fu2jn9rf9n 2 жыл бұрын
Nwedi flansa bdhrit betom serekti bxotu eyu tesewiu Bxelae aykonen meswetu Serekti medanagerti
@mickaelmoi4393
@mickaelmoi4393 2 жыл бұрын
Aye jigninet eritrawy ab alem traeyu zeyflet
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 74 М.
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 173 М.
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 13 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 9 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 7 МЛН
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 35 М.