No video

ትግራዋይ ረሳዓይ ኣይኮነን ሓዳግ ኣዩ!... | ከያኒ ምስግና ገ/ሚካኤል | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 9,352

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

►Subscribe For More: / @wediromit
ትግራዋይ ረሳዓይ ኣይኮነን ሓዳግ ኣዩ!... | ከያኒ ምስግና ገ/ሚካኤል | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 Wedi Romit
#wediromit #wediromitshow #eritrea #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmusic #ወዲሮሚጥ #ውቅያኖስጉዑሽ #ethiopiamusic @WediRomit ​ #tigrignamusic #tigrinacomedy #ethiopianews #tigraynews #gereemun #ገሬእሙን

Пікірлер: 108
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 6 ай бұрын
ግረማይ አፅባሃ አመፅላና ቱቡሉ እስኪ 👍ግቡሩ ❤❤🙏🙏
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 6 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 ዋይ ምስጌ ዝገርም ፍልጠት።ዝገርም ጥበብ።ሓቀኛ።ኑፁህ ከም ማይ ነጉሆ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@NoneQuitter
@NoneQuitter 25 күн бұрын
Good job Wedi Romit. I love the way you wanted to use only Tigrigna. Proud 🎉
@abeshalove2007
@abeshalove2007 6 ай бұрын
ዋው!ወዲ ሮሚትን ምስጌን መምሃርን ዘዘናግዕን መደብ እዩ ነይሩ ምስጌን መስሓቕ ሰብ ምንባሩ ኣይንፈልጥን ኢና😅ክልቴኹም ዓቢ ስራሕኩም ቀጽልዎ።ንኽልቴኹም ጥዕና፣ዓወትን ሓጎስን ንምነየልኩም::🇻🇳👏👏💕🇪🇷
@meargalemaregawi4352
@meargalemaregawi4352 6 ай бұрын
ወግዑ እውን ሙዚቃ ዝኾነ ወዲ!!! እንኳዕ ናትና ኾንካ፡ ምስጌ!
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ❤ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ዝፈትዎ ጋሻ #ምስግየ😍ድማ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ይፈትወኩም እየ ልኹልኹም ተጋሩዋይ💛❤💛❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 28 күн бұрын
ብትኽክል የቐንየለይ ተጋዳላይ ትግራይ❤
@kibrombirhane7158
@kibrombirhane7158 23 күн бұрын
Msge...#1 Kumnegeregna!!...Long live brother!🙏 . . Thanks to Wedi Romit show❤ For inviting him.
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 9 күн бұрын
ወዲ ሮሚጥ ንምሥጌ ምሥ ብዓልቲ ቤቱ እንተትዕድሞ ዝበለፀ ፅቡቅ ምዃነ ይመሥለኒ።
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 Ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ሓውና ዕላልኩም ክጥዕም ምስ ጌ ድማ ብጣዕሚ በሊሕ ሰነ ጥበበኛ እዩ። እንኳዕ ኣቅረብካልና
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 6 ай бұрын
ምስጌ ሓወይ ብሉጽ ስነጥበባዊ ኢካ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ሳላ ተወየነ የለን ዝተሳዕነ ትብል ዜማካ ❤💛
@HamunayStudio
@HamunayStudio 6 ай бұрын
የኽብርካ ክቡር ሓው ጠፊኡ ዝነበረ ስነ ጥበበኛ ኢካ ናብ ትንሳኤ ሞያኡ ትጎቶ ኣለኻ❤❤❤❤
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 28 күн бұрын
ሠላም ወድ ሮሚጥ ሓወና ፈለማ ብተቕርበልና መደብ ከመስፍነካ ይፈቱ ናይ በሓቂ ክኢላ ኢኻ መደብካ ብጣዕሚ ሰሓቢ እዩ፡ ኣጆዃ ቀጽሎ ክብለካ ድማ ይፈቱ። እሞ ኣብቶም ደርፊብከተስምዑና ከለኹም ሲ ሓጺር ስለዝኾነ ንኮፒራይትን ገለን ጸገም ስለዝኾነ፡ እሞ ሊንክ እንተትገድፉልና ጽቡቕ ኔሩ ካልእ ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽሎ
@user-ik7or4wd3t
@user-ik7or4wd3t 6 ай бұрын
አብ ኩሉ ዓለም ትርከቡ ተጋሩ ሰናይ ናይ ምጅማር ፆም ይግበረልኩም ትግራይ ዓድና ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይፍጠረልኪ ሮሚጠይ❤❤ ምስጌ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ምስጌ አይትድሃሎም ነዞም ተወደዳርቲ ላዛ😂😂
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 Ай бұрын
ምስጋና ብጥዕሚ እየ ዝፍተው ጅጋና ዳኛ እዩ ❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 6 ай бұрын
ብሓቂ ትግራዋይ ሓዳጊ እንበይ ረሳዒ ኣይኩነን
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
ረሳዒ ባ።
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
ሕማቓት ኢና ኣየናይ ,ዩ ዝሕደግን ዘይሕደግን ኢልካ ክፍለ ይግበኦ፡ ሽዑ ነብሰ ምክልኻል ክትገብርን ደምበኻ ምፍላጥን ይግባእ።
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 2 күн бұрын
ትኽክል❤
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ምሥጌ ዕላሉ ጥዑም።
@tebletsafewrki6893
@tebletsafewrki6893 6 ай бұрын
Msgey Neberlena betim eye Zekberka Fekar!!❤❤❤
@AliAli-ff8qj
@AliAli-ff8qj 26 күн бұрын
ደስ ክብሉ❤❤❤❤❤❤❤
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 28 күн бұрын
Mesgena gerami felate belutis semetebebeya iyu beka best legend iyu 🙏🙏🙏
@TV-ws9rc
@TV-ws9rc 6 ай бұрын
ምስጌ ጆክ ብጣዕሚ ኣዛናግዕና የቐንየልና
@TV-ws9rc
@TV-ws9rc 6 ай бұрын
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂 ግን ጽሩይ ትግርኛ ኣላምዶ ኢኻ😂😂😂😂😂
@user-sj2wn8pn7m
@user-sj2wn8pn7m 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ዝፍቶ መደብ ኣለካ ኣብ ርእሲ ተፈታውንትካ ካልእ ተፈታውነት ወሲኽካ ኢኻ እሞ ቐፅለሉ ሓደ ሰብ ግን ክተቕረበለይ ደልየ ኣብ ብዙሕ ስራሕቲ ጥበብ ሽሙ ተፃሒፉ ይርከብ ብ ዳይሬክቲን ብግጥሚ ብዜማ ብስራሕቲ ፕሮሞሽን ኣብ ዝተፈላለየ ቃለ መሕትት ከየንቲ ከምስግንዎ ደጋጊሞም ዮሴፍ ይሕደጎ (ጆሴ) እናበሉ ክፅውዕዎ ይሰምዕ እየ ግን ድማ ብመልክዕ ኣብዝኾነ ሚድያ ርኤዮ ኣይፈልጥን እሞ ተኼልካ ኣቕርበልና ብዝተረፈ ግን ኣብ ኣስራሕኻ ኹሉ ኣሳልጦ ይምነየልካ
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
Lfetyekum msge and wedi romit❤️💛😘
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ምሥጌ ደሥ ዝብል ንፁህ ሠብ።
@imissmama3978
@imissmama3978 6 ай бұрын
ምስጌ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊና ❤ ግን ምስዚብቕዓትካ ኣብዚ ሕማቕ ግዜ ንሽግርና ዝገልጽ ኣይሰራሕካን🙆 ዕላልካ መሳጢ ኬፍ ኣለካ፡ ምስ ሮሚጥና❤😊
@AmanualHumera
@AmanualHumera 2 ай бұрын
ምስጌ ፍሉይ ሰብ እዩ🥰
@user-ql3rs2ow3o
@user-ql3rs2ow3o 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ምቁራት ❤🎉
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 3 ай бұрын
What a smart guy ❤❤❤❤❤❤
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 28 күн бұрын
ዋይ ክነፍዕ ወዲ ኣቤት ብቕዓት ምስግና ክበረልና ዝሓወይ
@awwettadesse3150
@awwettadesse3150 6 ай бұрын
መሱጉን ሓወይ እደ ሰለሙን ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ነመስገን ብፍላይ ካሰቱ ኣስታዊስካ ሰለ ዝተየካዮ ላንቻ ጀርዚኖ ስትድዮ ወይ ግዜ ኣነ ዋላ ሰሚዒዮ እየ ካሴቱ እሞ ጀግና ናተይ ምስጌ
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 6 ай бұрын
መዲ ሮሚጥ ይቅርታ ምናልባሽ ዘይሰማዕናዮ ዶ ይህሉ ኣካዳድናካ ፁቡቅ ኣይኮነን።ኣታ ፀልም ዶ ኣይኣክለናን።ታይ ሕማቅ ኣጋጣሙካ ሓወይ።ኣነ ናይ ከብሮም ሓውካ መታዓብይቲ።ማህሬቲ እየ። ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Awlaelo
@Awlaelo 6 ай бұрын
Btaemi lgerm hasab msge gerami seb
@Soli905
@Soli905 6 ай бұрын
ምስጌ ሽኮር ክፈትወካ😍😘
@tebletsafewrki6893
@tebletsafewrki6893 6 ай бұрын
Wed Romti yekenelna Nmsg sel zkerbkalena bezh eye zfkuro ❤❤❤❤💞💞💞
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 6 ай бұрын
ንምንተይ ትደርፍታት ትቆርፆ ወዲ ሮሚጥ ኣብ ዩቱብ ንከታተልካ ከምዘለና ኣይትረስዓዮ
@beana3912
@beana3912 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዜዝፈትዎን ዘድንቆ አርቲስት🙏🙏🙏😍😍😍😍
@tigraylove9361
@tigraylove9361 6 ай бұрын
des kbleka ብኹሉ ነገሩ ብሉፅ ስነ ጥበበዊ❤❤
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 29 күн бұрын
Nay bhaki mesge zegerem senetebebawi iyu 👑
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Ай бұрын
Subuk Midea eyu nemesgin keslulu🙏❤💪🤎👌💜👍💖💐🌹🌷
@TV-ws9rc
@TV-ws9rc 6 ай бұрын
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂
@Hfgjhdsghkmnvxchjll
@Hfgjhdsghkmnvxchjll 29 күн бұрын
Bsru wedi romit ymocheyka
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 6 ай бұрын
ምስጌ እንኳዕ ደሓን መጻካ🙏
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 6 ай бұрын
ዋይ ዝምስግና ታይ እዩ ሮሞጥ ዓርከይ ዝብሎ 10ግዜ ዋይ ስኽፍ ዘይብሎ
@atakltiamarebelay-br1jr
@atakltiamarebelay-br1jr 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ሾው ድሕሪ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ከይዲ ድሕረት ኣታሓሳስባ መንግስቲ ቀይዲ በቲኻ ዝተረኸበት ሓንትን ድምቕትን ሚድያ ጥበባት ሓንቲ እያ።ንከናኸና ነዕምብባ።
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 6 ай бұрын
I love this conversation. Wedi Remit I love the way you conduct conversation 🎉
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ምሥጌ ብሉፅ ሠብ። ንሕና ናይዚ ወዲ ክእለት ናይ ምርዳእ ክለትና ትሑት ይመሥለኒ። ደሥ ክብለካ እዚ ምሥጌ።
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 6 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ምስጌ ሓወይ ልክዕ እኮ እካ።ኣብዛ ዓለምካብ ንእሽተይ እስካብ እቲ ዓብይ ስብ ዝሰርሖ ስሕተት ይሁዳ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-dc1jz3mh9s
@user-dc1jz3mh9s 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ከየንትና🎉🎉🎉
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 6 ай бұрын
ትኽክል
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 Ай бұрын
ገርማይ ኣፅብሃ ኣምፅእልና ጣዓሚእየ ዝፍትው
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 6 ай бұрын
Smart man!
@rahelr3701
@rahelr3701 6 ай бұрын
የቀንየልና ደሰብሃሊ ❤
@media4387
@media4387 6 ай бұрын
ሮሚጥ አያና ክበረልና ን ምስጌ ሓውና ብዓል ምሉእ ሞያ ጋሻ ጌርካ መምሃሪ ሓሳብ ስል ዘቅረብካልና የቀኔልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ን በሩልና❤❤❤❤❤❤
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 6 ай бұрын
ምስጌ ብሓቂ ዕምቆት ዘለዎ ኣጋላልጻ ምስ ዋዛ
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 6 ай бұрын
ምስጌ ንፁህ ቅኑዕ ሰብ❤ ዕዴመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏼🫶
@FiFi-Axusmawit
@FiFi-Axusmawit 6 ай бұрын
welcome ❤
@TishuMusic
@TishuMusic 2 ай бұрын
ቡሉፅ ስነ ጥበባዊ ምስጌ❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
ምስጌ መኽሰብ ዝፈትዎ ሰብ❤❤❤❤
@binilove3333
@binilove3333 6 ай бұрын
ዋዋ ዕላሎም ክምስጠካ ክልተቡሉፁት👌👍
@danielkidanemariam1211
@danielkidanemariam1211 6 ай бұрын
Tanx!Mulugeta.
@alaymak08
@alaymak08 6 ай бұрын
❤ዋዉ ብጣዕሚ መሳጢ መደብ
@habtomtekle5808
@habtomtekle5808 Ай бұрын
Misgina zgerm seb, he is love ,wise & human Artist. He knows how to explore our languge/ Tigrigna.i wish him healthy & prosperity. For wedi Romith too. Thanks guys.
@soloare4855
@soloare4855 6 ай бұрын
Waww❤❤❤❤
@user-ms5gs6uk5f
@user-ms5gs6uk5f 6 ай бұрын
ሮሞጥ...very humble guy I enjoy it
@3moory154
@3moory154 6 ай бұрын
𝑚𝑖𝑠𝑔𝑒 𝑙𝑒𝑔𝑒𝑛𝑑 ❤
@user-zb1rt2ij6h
@user-zb1rt2ij6h 6 ай бұрын
ንሰሎሞን ባይረ አቅርቦ
@user-dj3yj4uc2h
@user-dj3yj4uc2h 2 ай бұрын
Love ተጋሩ ❤
@samuelgebrehaweria8857
@samuelgebrehaweria8857 6 ай бұрын
I love him❤ he is my favoritt! Thank u for service❤
@user-dl9ll5tp4s
@user-dl9ll5tp4s 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ምሥጌ ፍሉይ ክእለት ዘለዎ ክፍጠር ካብ ዝግብኦ ዘመን ቀዲሙ ዝተፈጠረ ብዓል ሙያ።
@Milnat64
@Milnat64 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@TishuMusic
@TishuMusic 2 ай бұрын
smart man
@user-mc4jw7xx3r
@user-mc4jw7xx3r 26 күн бұрын
💖💖💖💖👍👍
@kidusaraya4920
@kidusaraya4920 6 ай бұрын
ምስግና ግን መዝሙር መኣስ እዩ ዝሰርሕ
@lidyateklemichael474
@lidyateklemichael474 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeklomBirhane
@TeklomBirhane 6 ай бұрын
Kibri yhabelna ayana wedi romit jegna ! Beyzaka jegna tegadalay Fiseha zerihun Akrbelna beyzaka zhawey bitami ena nfetwon nednkon !
@edon7537
@edon7537 4 ай бұрын
❤🎉
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
❤❤❤❤musgun Thanks for your service
@user-cg3vt1hy3k
@user-cg3vt1hy3k 6 ай бұрын
natinael bahta(mebred) yikreb tblu ❤
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 6 ай бұрын
ሓዳግ ሰለ ዝኾነይ ድዩ ካብ ጥንቲ እሰከ ለሚ ዋጋ ለኽፍለሎ ሓድጊ እልተገበረሉ ከመይ እዩ ለለወለዶ ላተመንጠለ😢
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 6 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኸዲ ርሚጥ እተቅርቦም ጋሻታትካ ከም ወዝናኑዩን አም ዘምሁሩን ርግፀኛ ኩን።ምክንያቱ እንድዒ ካብ ኣጣያይቃካ ይኩን ወይስ እቶም ጋሻታትካኣባካ ስለ ዝቀረቡ ደስ እልዎም ፍትሕእሎም ስለዝዛረቡ ኣይርደአንን።ግን ዝስልቹ መወናጊዒ እወን ኣይኮነን ዘይትፈትዎ ናይ ትምህርቲ ዓይነትት ትምህርቲ እውን ኣይኮነን።ብዝገርም እናዋዘየ ዘምህር ሾው እዩ።100000000000%🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
XEBUKE ALKHA JEGENA
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tekkewaldo3447
@tekkewaldo3447 28 күн бұрын
❤❤❤❤💊💊💊💊💘💘💘🙏🙏🙏
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍
@tigraywinbkalsi.3574
@tigraywinbkalsi.3574 6 ай бұрын
❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
WAY NESEKHA EWENI XEBUKE GEBERKAYAA TAHAGESELKA EYY
@genetmelkam435
@genetmelkam435 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐🌺🌸
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 6 ай бұрын
❤️❤️🙏🙏🕊🕊
@mukalamat9115
@mukalamat9115 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
HAKEKHAA NEGEROME XEBUKE GERKAA
@samisolomon8470
@samisolomon8470 6 ай бұрын
ኩትሻካ ፈተያ😅
@tigray5507
@tigray5507 6 ай бұрын
ሓሳዊ ረሳዓይ እባ ሞት መንእሰያት ዝኻሓደ
@maron278
@maron278 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤😂😂😂
@user-sg3br1rk4k
@user-sg3br1rk4k 4 ай бұрын
😂😂😂
@user-qo1tx2lp2l
@user-qo1tx2lp2l 6 ай бұрын
ብልክዕ ነጊርካና ኣቴ ኣነ እዉን Subscribe ጌረ ንስኹም ከ ?
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 6 ай бұрын
ተጋሩ ካብ ገጽ ምድሪ ከነጥፋኩም ኢና ኣቲና ኔርና ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት 6 ሚልዮን ህዝቢ ቅተሉ ተባሂልና ግን ኮሊፍኩምና ተኮሊፍና
@akiberhe7548
@akiberhe7548 6 ай бұрын
መሳኪን ብጀካ ጽልኢ ፀርፊ ምቅታል ካልእ ተውህቦ የብልኩምን። እቲ ትማሊ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሓነ ፈዳይ ሕነ ኣምላኽ ኣብ ዝፋኑ ኣሎ እዚኣ ከይትርስዓ ወዲ ተሓንጋራይ 😉
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 24 күн бұрын
ብስምኣብ 😪
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 6 ай бұрын
❤❤🎉🎉
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 24 М.
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 31 МЛН
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 37 МЛН
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 42 МЛН
ሳርፕራይዝ! ኣብ በዓል/ ዓመት በዓል ምስ ስነ-ጥበባውያን ምስግናን በዓልቲ ቤቱን
1:08:27
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 17 М.
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 31 МЛН