ጻንሒት ምስ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል(ፍቅሪ ዕዉር አሚነ Part 1

  Рет қаралды 59,871

Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ

Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ

3 жыл бұрын

ጻንሒት ምስ ኣብ እርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዉሩይ ደራሲ ግጥምን ዘማን ምስግና ገብረሚካአል

Пікірлер: 169
@wahs1235
@wahs1235 Жыл бұрын
ብሓቂ ሰብ ዩ። ትሕትንኡ ቅንዕንኡ፡ ብርግጽ ከኣ ፈላጥ ዩ።
@user-yc8cp1jz9i
@user-yc8cp1jz9i 11 ай бұрын
እሰኪ በደሙቅ አለባበሰ ምሰ ዛ በዙሕ ዝወረየላ ሰበይቱን ሰደርኡን አምፁኡልና በጃኩም በፈላይ አብ እግዚአብሔር ዘለካ ትሕተና አዘየ አድኒቀካ
@Netsi690
@Netsi690 Жыл бұрын
ምስጉነይ መዓረይ ንፉዕ ከያኒ💚😻
@gugttyyrfg8549
@gugttyyrfg8549 Жыл бұрын
መስጉን ወዲ ሪመይ❤❤💛💛
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 17 күн бұрын
ጥዑም ድምፂ ናበይ ደኣ ጠፊኡ 💛❤😍😍😍
@SamiSami-ts3iv
@SamiSami-ts3iv Жыл бұрын
ተትሪኢኒ ትብል ደርፍን ማንታ ልቢ ትብልን ናይ ራሄል ከኣ ኣንታ ፍትውይ ትብልን❤❤❤❤ ክሳብ ሕጂ ዘጸልላኒ
@aduadu6168
@aduadu6168 2 жыл бұрын
ምስጋና ሓወና ንፉዕ ኢካ ኣይትጥፋእና❤❤❤
@user-tv4bd7vb5c
@user-tv4bd7vb5c Жыл бұрын
ምስጋና ከም ስምኻ ዘገርም ምስክሪነት ብዛዕባ በዓል ቤትካን ድቅካን ህይወትካን woooq❤❤❤ ብሓቂ ፍሉይ ፍቅሪ ኣብ ሰበይትካን ድቅካን ካልእ ድማ ኣስማት ድቅካ፡መጽሓሓፍ ቅዱሳውን ትርጉም ዘለውስ ምካኑ ሰላኻ ንኣምላኽ ይመስግኖ። ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስቭንዘለካ፡ክብሪን ፍልጠትን ድማ ኣምላኽ ይባሪኻ። ብተወሳኺ መዝሙር ክትቕጽሎ ኣለካ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበካ ውህበት ። Love you my brother Mesgana❤❤❤ I love all Tigray people from bottom of my heart. ሓውኩም ወገንኩም ካብ ሰሜን ኤርትራ
@meley1952.
@meley1952. Жыл бұрын
Abe mesmerka do aleka hji ke i hope
@SamiSami-ts3iv
@SamiSami-ts3iv Жыл бұрын
እዋይይይ ኣዚዩ ሓያል ገጣምይ ዘያማይ ካሳብ ሕጂ ዘይ በርስ ደርፍታት ዘለዎ ክንደይ ደርፍቲ ከኮብ ዝገበር ሓታቲት ኣይረኻበን ብሕጂ ሓድሽ ስራሕ ሒዝካ፡ክትመጻና ንጽበ❤❤❤❤ ካብ ኤረትራዊ ሓውኻ❤❤
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ምስግና ሓውና❤🎉
@habtomtekle5808
@habtomtekle5808 Жыл бұрын
Waw, zgerm agelaltsa, fikri sidra. God bless you & your families Misgina.
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Жыл бұрын
ምስግና ለባመይ❤
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ፡ ፍቕሪ ዕውር ኣሚነ ግን ቀደም ዝተደፈር ናይ ኣቦና ዑስማን እያ፡ ካልእ ሓንቲ ናይ ተስፋይ መንገሻ ዜማ እውን ተጠቂሙ ኣሎ። ጽቡቕ ዕድል ይምነየልካ
@user-du4eo6gq8i
@user-du4eo6gq8i Жыл бұрын
Betam eye zfetwe ajika hawiy natey❤❤❤
@tarikhaile4779
@tarikhaile4779 Жыл бұрын
ኣነስ ክፈትዎ ለባም እዩ❤❤❤❤
@tesfalemangosom3672
@tesfalemangosom3672 3 жыл бұрын
Waw you are the great teacher
@user-qo6tp9yj8c
@user-qo6tp9yj8c 3 ай бұрын
ናይ ጥበብ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Жыл бұрын
Eway Misgna lebam seb kab kedemka newih gize koynu tetafina enquae amlak rediaka. Goyta eyesus Kirstos birhanu yebrhalka mis sidraka ab Eritrea deli gezawtka neber ena. May God keep you safe.
@user-pt2bd4zk6x
@user-pt2bd4zk6x 23 күн бұрын
Msgie harif dhayka aytahabae ❤❤❤❤❤❤
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 Жыл бұрын
Dangya koinu azyu gobez zkone snetibebemgya eyu ….proud of you
@kingjo7100
@kingjo7100 Жыл бұрын
የሕዝን እዩ እቲ ቃለ መሕተት ዘይተወድእዎ? እቲ ፉሉይ ከያኒ ሓዉና ግን ኣብ ቋንቁኡ ዘለዎ ፍቅርን ኣጠቃቅማን ኣዙ ዝነኣድ እዩ!!
@muleyberihu604
@muleyberihu604 Жыл бұрын
You are gentle man❤
@stahayyebeyo3451
@stahayyebeyo3451 Жыл бұрын
God bless you 🙏 Bro
@gamtassatmag480
@gamtassatmag480 3 жыл бұрын
ዊይ ምጣዓሙ ላዝኡ ሙቁር 😘😘😘
@peintatonic5296
@peintatonic5296 Жыл бұрын
Gdn azmarino endyu😅
@shewithabtab2679
@shewithabtab2679 Жыл бұрын
Wawww btami shkor
@luluossi2577
@luluossi2577 Жыл бұрын
welcome king❤❤❤❤ we love you❤❤
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын
ጽብቕ ኣጋላልጻ ንፍዕ መንእሰይ
@ghcc4035
@ghcc4035 Жыл бұрын
መስጉነይ ብሉፅ ንፉዕ ♥️
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 Жыл бұрын
ብሓቂ ንፉዕ ገጣማይ ኢካ ብዘይ ቀልዓለም ግጥምካ ጥዑማትን ገለጽትን ኢዮም ሓንቲ ዜማ ግን ናይ ተስፋይ መንገሻ እያ
@wedikeshi2875
@wedikeshi2875 3 жыл бұрын
ጎበዝ ወዲ
@gebreweldu-cq8ct
@gebreweldu-cq8ct 5 ай бұрын
ጎበዝ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ክፈትዎ ኣነስ ለካስ ሙዚቀኛ እዩ ኣብ ኣይዶልየ ዝፈልጦ 💓
@sembel0948
@sembel0948 3 жыл бұрын
Nmsgna da hatsiru kalemeteyk bitte1:50 wet bkifal gberuwa msgna ko bzihu gtimi zema serihu.
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 Жыл бұрын
❤❤❤
@liliasmelash7406
@liliasmelash7406 3 жыл бұрын
ምሰጌ መጀመርያ እንኳዕ እግዛብሄር መሓረካ ካብኡ ድማ ብናይ ባዕልኻ ከዓ ምፀና
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@Lili Asmelash ሰብስክራይቅ ግበርለይ ህያበይ
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 жыл бұрын
👍👍👍❤💗💗💗
@KbGe-ds1pl
@KbGe-ds1pl 11 ай бұрын
V.good
@Champ-Judpal
@Champ-Judpal Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ruckiroman5400
@ruckiroman5400 7 ай бұрын
@swswots6782
@swswots6782 Жыл бұрын
ምስግና ከቢድ ሰብ❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
😂😂😂 ብትግርኛ ከቢድ ሰብ ኣይበሃልን ኢዩ።ረዚን ሰብ ወይ ዓቢ ሰብ ኢዩ ዝበሃል ተኣረመላ።
@swswots6782
@swswots6782 Жыл бұрын
@@semharkahsay1946 እሺ መዓረይ❤ ምስግና ረዚን ሰብ ☺️ ግን ታይ ኮይኑ ከምኡ ለይበሃል ትግርኛ የኾነይ ድዩ😁
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
@@swswots6782 ትግረኛ ኢዩ ።ግን ንጸዋግ ፍሕሽው ዘይኮነ ቀልጢፉ ፍሽኽ ዘይብል ሰብ ወይ ከኣ ቀልጢፉ ናብ ሰባት ዘይሕወስ ሰብ ኢኻ ከቢድ ትብሎ።
@BiniyamWeldu
@BiniyamWeldu Жыл бұрын
@@swswots6782 natik Afrika qanqa eyu zbehal tigrna aykonen 😂😂😂😂😂😂
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 Жыл бұрын
Wedi erey,abay eri
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 6 ай бұрын
ወዲ ሪመይ❤💛
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Жыл бұрын
Missing kem simba temesgin tiray libona tigray ezi eyu.Tihibenelu Kea.
@user-go7hs4vf7u
@user-go7hs4vf7u Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ኣጋላልጻ" ዩ ዝገርም Brilant ጅግና ኣከይፍካኒ።
@Eritrea01
@Eritrea01 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ኬንካ ምፍጣር ብጣዕሚ እዩ ዘኹርዕ፡ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ተተባሂሉ ዳርጋ ገነት በጺሑ ዝመጸ እዩ ዝቁጸር፡ቅድሚ ዜና ምጅማሩ ኤርትራ ዝነበረ ልዕሊ ማንም ክትድመጸሉ ይደሊ፡ፍቅሪ ዕውር ኣሚነ ዝብል ናቱ ኣይኮነን እሱ ከይተወልደ ዝተሰርሓ እዩ ዑስማን ዓብደሪሒም ብሂወት ኣሎ፡
@samidk788
@samidk788 Жыл бұрын
Ya 👍
@merihmesgun4808
@merihmesgun4808 Жыл бұрын
Kabzi kulu hasbati zahabi natkia mes anibibku eritreawi mekaney yehznini
@samidk788
@samidk788 Жыл бұрын
@@merihmesgun4808 ehi zarky kem seb sebat sile zekonu tegaru yekbirom eye gen getmeni zeyman da xebel eretira kelekeka alewo eber
@asterfessahye4602
@asterfessahye4602 Жыл бұрын
እዚኦም ሓሶት አመል ኮይንዎም እዩ
@gugttyyrfg8549
@gugttyyrfg8549 Жыл бұрын
ኣምሺ ወዲ ኣመንዝራ ኣብ ዝተወለደ ይወለድ ኣብ ዝተፈጠረ ይፈጠር ትግራዋይ ሕሙም እዩ ብትግራዋይነቱን ብመንነቱን ኣይወዳደርን።
@adahanethaile7951
@adahanethaile7951 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@jimibeyan-io7sp
@jimibeyan-io7sp Жыл бұрын
Please aytgageyu fqri ewur amine nay kbur snetbeba osman abdurehim nay ertra eya...
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 Жыл бұрын
ብልክዕ ዋላ እታ ዜማ እታ ጋዜጠኛ ክደርፋ ክላ ንሳ እያ።
@Helena-gs7ry
@Helena-gs7ry Жыл бұрын
Ewe nsa wn kemey elka degimkaya ekaya elato xbuk gerka smaya
@HamunayStudio
@HamunayStudio Жыл бұрын
ታይ ማለት እዩ ጥበብ ጸዊዓቶ
@gebrehiwtyowhannes88
@gebrehiwtyowhannes88 2 жыл бұрын
ብመን ትድረፍ አውር ፍቅሪ ኣሚነ ትበል ገጢምዋ
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 Жыл бұрын
Kem seb alilu u remix geru hamiswa
@nurkahssay689
@nurkahssay689 Жыл бұрын
nay Osman Abdrehim endia....fikri ewer amine.....leba
@tesfyamehari9923
@tesfyamehari9923 3 жыл бұрын
Betlfon kenrkabka telfona xehafelay eb geden kedewelalka
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 5 ай бұрын
Msgna bluts Artist
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 Жыл бұрын
Btam zmsacel ne cbht gebrgzbher 15:50
@user-ed6hj3xz6o
@user-ed6hj3xz6o 2 ай бұрын
የዋህ እዩ
@user-uo4zk8sp5e
@user-uo4zk8sp5e Жыл бұрын
Leke wedi asmera slezhalefo ena derfkum knsemo jemirna ane ygermeni neru.ember derfkum da laleye laleye tgray adey kab mbal entay tbeb alkum. qondafat
@shewitaregawi9006
@shewitaregawi9006 Жыл бұрын
ብሉፅ ሰብ 🥰
@msgechainz4159
@msgechainz4159 Жыл бұрын
ሞክሼ አንበሳ
@alexandertesfahanse1886
@alexandertesfahanse1886 Жыл бұрын
Ab gizen model zinebera derfi tank so mush
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ካልኣይ ክፋል ኣለዋዶ
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 Жыл бұрын
Asmarino
@SgtgSgtgw
@SgtgSgtgw 6 ай бұрын
ዛ ወዲ ወዲ ሹቕ እያ
@maekeleasefa-hs7zq
@maekeleasefa-hs7zq Жыл бұрын
fkri ewur amine dea nay Eritrea music endo aykonen suk elkum halewlew aytbelu fkri ewur fkri amine nay osman abdelrahim eya
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 Жыл бұрын
Alailu u remix gerwa ember nay men mukana zeyfelit seb do alo koynu hamamisu abalashiwa
@gebrehiwtyowhannes88
@gebrehiwtyowhannes88 2 жыл бұрын
መን አኡ ዝደርፋ ፍቅሪ አውር ኣሚነ
@samidk788
@samidk788 Жыл бұрын
Osman abederheman eretira Song
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 4 ай бұрын
❤❤❤👍👍💋💋👍👍👍💋👏🌺🌺🌺🌺🌺
@yosiefbrhane7752
@yosiefbrhane7752 Жыл бұрын
Omg 😂😂😂😢😢
@mymamking8293
@mymamking8293 Жыл бұрын
አስመራ ዝዓበየ አይመስልንዩ ግን ዘመድ ክበፂሕ ከይዱ ከይከውን ክክክክ
@gmailmail392
@gmailmail392 Жыл бұрын
ምስግና ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን ሰብዩ።ንዓይ ውን መተዓብይተይ እዩ።ፍቕሪ ዑዉር ኣሚነ ዝብል ደርፊ ግን ናይ ኣቦና ዑስማን ዓብደልራሒም እዩ።ጽቡቕ ጌርካ ውን ትፈልጦን ኣነን ንስኻን ብህጻውንትና እናዜምናዮ ዝዓበናን ነባሪ ደርፊዩ።ስለዚ ዘይናትካ ምውሳድን ምድላይን ብፍላይ ኣብ ትግራይ ልምድን ባህልን እናኾነ ይመጽእ ኣሎ።ኤርትራውያን በዝን ወዲ ከምዝን ኢና ንዕቕ ነብለኩም።ስለዚ ስርቂ ግደፉ ሓሶት ውን ነውሪ።ስለዚ ሰብ ኣለና ምሳኹም ብውሑዳት ትግራይ ሙሉእ ክንጸልእ ኣይትበሩ።ወጊድ ንሌብነት ነውሪ።
@sembel0948
@sembel0948 3 жыл бұрын
Ab msgna adnakot aleni srihu👆😘
@shewithabtab2679
@shewithabtab2679 Жыл бұрын
Keterakbni tkali do
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p Жыл бұрын
ዋዉ ኣበይ እዩ ተሓቢኡ ኔሩ በጃኹም በፍላይ ትሕትንኡ(ላዝኡ ኻልኦት ኣለው ክልተ ፍረ ኣንጢርና ኢሎም ብትዕቢት ተፈኒጺሖም ዝሞቱ
@davidotes7764
@davidotes7764 Жыл бұрын
Misgna fonkea yeakkk
@tesfyamehari9923
@tesfyamehari9923 3 жыл бұрын
Fekad deu
@dove8289
@dove8289 Ай бұрын
ድምፁ ክጽብቕ
@bitowabr8496
@bitowabr8496 3 жыл бұрын
Negerat arayakan agalalxakan mesati au des zbl seb. Derfi Tigrinja nay Tigray ab bal Efrem Amare keywedeke tezekro lieli 10 ametat alena bal ezi zefreywo, Ab Eritrea lieli Ab Ethiopia mulue au zsmae nayru, lomi kab 3 werhi nlali ksmae zeykiel derfi zfriu zelewo derefti zehebnukum ante koynom nebskum nkefu. Zemen tibeb ymeles
@mikiketema4698
@mikiketema4698 Жыл бұрын
ንፉዕ ገጣማይን ደራፋይን ኢኻ በሓቂ። እዘን ዝፈትውን ድርፍታት ደርፍተን እንበር ገጣሚኤንን ዘያምኤንን መን ምዃኑ ይፈልጥ ኣይነበርኩን። ንጥበብ ብግቡእ ኢኻ ትርዳእ ትመስል ሓወይ። ነዞም ክልተ ኣሕዋት ዝኾና ህዝቢ ድሌታቶም ብዕምቆት ትርዳእ ኢኻ ዝብል ግምት ኣለኒ። ክንደይ ግዜ ኢና ብፖለቲካኛታት እንዳ ተመራሕና ኣብ ደም ክንነብር፧ ብሰላም ሓቢርና ንነብረሉ ኩነታት ክፍጠር ሰነ-ጥበባውያን ሓግዙና። ብፍላይ ኣብ ክልቲኡ ዶብ ዘለና ህዝቢ ኣብ ኩናት ይኹን ድሕሪ ኩናት ኩሉ ግዜ ኣብ ሽግር ኢና ንነበር ዘለና። ኤርትራዊ ዕባይ መረብ
@awetmeretaseebne2520
@awetmeretaseebne2520 Жыл бұрын
Abi Eritrea sela ziabya kulu ziflit koynu
@ማዕበል
@ማዕበል Жыл бұрын
ሃለውለው ዝኾንካ ወዲ🤣🤣🤣
@charliecharlie-cz2id
@charliecharlie-cz2id Жыл бұрын
Ab asmera ztewelde kkkk beka ata nskum si
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 Жыл бұрын
ግን ምስ ይቕርታ ወይ ዝጨረመ ወይ ዝቐሓመ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ወይስ አዘራርብኡ ከምኡ እዩ::
@madeintigraitube1197
@madeintigraitube1197 Жыл бұрын
ከምኡ እዩ ኣነጋግርኡ ምስጌ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын
ተፈጥሮ ክከውን ይክእል እዩ ኣብ ኩሉ ደረቅ እዩ😢
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Жыл бұрын
​@@user-ik7vx5hb1w 😂😂😂😂😂😂😂ድረቅ ወድ ኣነስ ታፍረሐን ትርርር ድበለ ዩኡ😮😮😮😅😊
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ገብረ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@@user-on3uj6jk1j እታ ናይደወል ምልክት All ግበርያ ህያበይ ኣይመፀንን💓💓💓💓
@mnkjhmnbhg540
@mnkjhmnbhg540 Жыл бұрын
ኤረረተራዉያን ሓሰዳት
@kisanetkahsay5129
@kisanetkahsay5129 Жыл бұрын
Dumu
@user-uo4zk8sp5e
@user-uo4zk8sp5e Жыл бұрын
Qondaf teref dron
@Rishan-eu8bh
@Rishan-eu8bh Жыл бұрын
Aye gedefuba antume tegaruwaye beka hasadate elkumena beka entaye kitrekuBu gene
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
ትግራይ ቆዳር ተወሊዱ ዝዓበየ ዳኣ እንታይ ክደርፍ ብዓጋመኛ ላውዚ ካውዚ ሓፊቐ ክሽዕመኪ ክብል ክክክክክክ ብዝኾነ ንፉዕ ደራሲ እዩ ውዕጊን ካኣ ተማሃሩ
@user-hb7gg2cy3n
@user-hb7gg2cy3n Жыл бұрын
ጊስ ጋሓፍ በጃ ዓጋመ ተገልበጥ🤧🤐
@mickeyshire8035
@mickeyshire8035 Жыл бұрын
ድርባይ ጋሓፍ ተርጋዊ
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
@@mickeyshire8035 ኣታ ቆማል ለማኒ ደቂ ሽረ ዶሞ ክነግረካ
@ማዕበል
@ማዕበል Жыл бұрын
ዝገርመኒ ግን ትግርኛ ምዝራብካ😁 ገዛ ዓፂኻ ናይ ትግራይ ደርፊ ትሰምዕ ምዃንካ እዩ😁መሕሰቢኻ ዜሮ 🤥🤣
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
@@ማዕበል ትግራይ ዶ ትግርኛ ትዛረብያ ቆንዳፍ "ዓጋመኛ" ይብሃልላውዚ ኸዚ ለለለለ እቲ ሓሪፍ ዝብሃል ኣብ ትግራይ ኤርትራ ዝዓበየ እዩ ትግርኝኡ ካኣ ንፁር እዩ እስከ ን ትምኒት ወይ መሃሌት ወይ ራሄል ኢንተርቪው ዝገበረኦ ስምዕዮ ጋዕጋዕዓጋመኛ ምስ ኣምሓርኛ ሕውስውስ ዝበለ እዩ እቶም ኣወዳት ዋጦት ካኣ ዝገደዱ ደርፊ ሙዚቃ ግን ናይ ዝኾነ ይሰምዕ እየ ስለ ዘይጸልኦ ብፍላይ ንጉሱ ኣባዲ ካብ ኣወዳት ካብ ኣዋልድ ካኣ ሸዊት መሃሌት ትምቢት ሓጥያት ውን የብሉን
@seareasgodom7010
@seareasgodom7010 Жыл бұрын
ክክክክክክ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ክክክ ይገርም ተኣሕዙኑ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ክምዚ ዓይነት ትግርኛ ኣይዛረብን ኢዩ ምናልባት ልምዲ ክገብር ይክእል ኢዩ ሓደ ሓደ እዚ ግን ላህጁኡ ዓጋምኛ ኢዩ ኣስመራ ክውለደላ ኣይኮነን ሪኢዋ ውን ኣይፈልጥን ኢዩ ኣብቲ ከባቢ ዶብ ኤርትራ ውን ዝዓበየ ኣይመስልን ኢዩ ሓሶትኩም ከም ውርሻ እንድዩ እንታይ ዳኣ ራዛ ናይ ኣባአ ሓዛ ኢዩ ነገሩ::
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ዱንቁርና እዩ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ወላ ይዕበ እምበር ኣብ ትግራይ መጽዩ ቶታል ንላሃጃ ከባቢቡ ክመስል ይኽእል እዩ መኽንያቱ ማዓልታዊ ሂወቱ ዝሰምዖ ላሃጃ ስለ ዝኾነ እዚ ናትካ ጹሑፍ ዘይቁኑዕ ፍርዲ እዩ ኣስተውዕል ንቕድም። ዳሓር ካኣ ፍሉይ ላሃጃ እኮ የብሉን ዳርጋ ናይ ኣስመራን ናይ መቀለን ላሃጃ እዩ ዞሎዎ
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Жыл бұрын
ጥፋእ እስኪ እንታይ ክገብረሉ ናይ ኣስመራ ናይ ኣደ ኣቦኡ ዘይዛረብ ባራዩ ተከወሉልና ስኪ ናብዚ ናትና ኣይትምጽኡ
@user-hz4bi6bc4g
@user-hz4bi6bc4g Жыл бұрын
ዲቃላ ትግርኛ እኮ ናይ ትግራይ እዩ ፅግዕተኛ ምሰሊ ንበር ከም ድላዩ ይጠቀም ኩሉ ናቱ እዩ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ስማዕንዶ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ተቀሚጥካ ላህጃ ሓደ ከባቢ ምክአል ብርቂ አብየት ኤርጥራን😂😂😂
@tekeatekle7559
@tekeatekle7559 Жыл бұрын
Almost above 20 years lived in Adis
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Жыл бұрын
እዋይ ሓሶት ኣስመራ ዝዓበየስ ከምዚ ናይ ትግራይ ቋንቋ ይዛረብ ኢዩ'ምበኣር
@kisanetkahsay5129
@kisanetkahsay5129 Жыл бұрын
Kemey dani kzareb neruwo
ዳይና ላዛ  ኣይዶል  ምስግና  ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ
1:01:28
"ጎራዙ ዓድና ክንምርዐወካ ይብላኒ ነይረን...!"
38:40
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 1,6 М.
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 11 МЛН
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
00:30
MacDannyGun
Рет қаралды 58 МЛН
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 15 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 57 МЛН
Jul 17/2024 ቢንያም ናበይ'ዩ ክሽየጥ መልእክቲ ናብ ኤርትራውያን
16:05
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 32 М.
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 96 М.
ምርኣይ ዝተስኣና ህፃን - ላዛ ኣይዶል
8:15
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 15 М.
ሳርፕራይዝ! ኣብ በዓል/ ዓመት በዓል ምስ ስነ-ጥበባውያን ምስግናን በዓልቲ ቤቱን
1:08:27
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 17 М.
القطة الشجاعة 😭😭🐱 #shorts
0:30
7amoda Gaming
Рет қаралды 56 МЛН
Radmiru small or big? 🤔 #shorts
0:18
radmiru
Рет қаралды 17 МЛН
THE RIGHT WAY TO EAT CARDBOARD SOFT ICE CREAM!#asmr
0:34
HAYATAKU はやたく
Рет қаралды 19 МЛН
Джеки Чан лишил наследства всех своих детей! Что акажете?
0:41
Симуляция: МАТРИЦА МИРА
Рет қаралды 9 МЛН
Didiya hume wo chidiya dila do na 🦜🦜 #shorts #comedy 😜
0:34
Sikha shorts and vlogs
Рет қаралды 82 МЛН