ታሪኽ ኣብ 1984 ዝተሰነዳ ኣስኣል - መደብ ማእገር | Maeger - History of pictures taken in 1984 - ERi-TV

  Рет қаралды 35,352

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

7 ай бұрын

ERi-TV, Eritrea - መደብ ማእገር፡ ንኡስ መደብ ካብ ሰነዳት፡ ታሪኽ ኣብ 1984 ዝተሰነዳ ኣስኣል | Maeger - A discussion with the photographer of historic pictures taken in 1984.

Пікірлер: 195
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 7 ай бұрын
እዋይ ትኣምር ዝኾነ ታሪኽ! ተሰዊኡ ይኸውን ንብሎ ዝነበርና:ታሪኹ ባዕሉ ከዘንቱ ከሎ:ትሕጎስ! ቃል ጅግና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
@user-qm7us3qc7o
@user-qm7us3qc7o 6 ай бұрын
እዚኹሉ ተእምር ነዚ ዘለናዯ ድዩ ነይሩ? ድሕሪ ናፅነት ዝተወልዱ እበይ አለው? አብ ስደት ናይ እፍሪካን አውሮጳ:: ንግዲ , ኮንስትራክሽን, ሕጊ ዘይብላ ሃገር ክትከውን ድዯም ተሰዊኦም? ባርያታ ት አይንኹን
@Hzbawit
@Hzbawit 3 ай бұрын
@@user-qm7us3qc7oEmO🤔⏰📚✍🏾 Seb Dengola diyom Lewthi kemtsu… Ezi dma ab gmit bmitaw … seb tselam metsai🫣 Brhan hasibom ayfelthun👩🏽‍💻🇪🇷🐪🤝:)
@Gracefull-ok9lr
@Gracefull-ok9lr 2 ай бұрын
ኣቱም ዓያሹ! ታሪኽ ዝስራሕ ብገድሊ ጥራሕ ኣይኮነን። ሃገርኩም ምምዕባል ተሳኢኑኩም መስሓቕ ዓለም ኴይንኹም ኣለኹም
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 7 ай бұрын
አም ዓለም ከም ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘደንቅ ጅግንነትን ታሪኽን የለን ❤❤❤❤❤ አለናልኪ ኤረይ አጆኹም ❤❤❤❤❤
@jhonmarc2744
@jhonmarc2744 7 ай бұрын
Lokumax nebska fetika wexikas alenalki tbel rip
@fn7619
@fn7619 7 ай бұрын
አሰይይይ ከምዚ ገርኩም ግለጹልና እዚ ንኡሽተይ ወለዶ ክመሃረሉ አብ ጀጋኑና ክብሪን ሐበንን አለና።❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielwater1321
@danielwater1321 7 ай бұрын
ሓርበኛ ጂግና ኣያና ገብረየሱስ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣይሸምግለን ጎበዝዩ ዘሎ፡ ክብርን ምስጋናን ንዓኹን ይኹን ሰማእታትናን ብሂወት ዘለኹም ሓርበናታትናን ስንኩላትናን።
@samrawitgebreyesus3699
@samrawitgebreyesus3699 7 ай бұрын
I am so proud of you baba and I miss you 😘 ❤❤
@alextom6372
@alextom6372 7 ай бұрын
Your dad is one of eritreans heroes ❤
@samrawitgebreyesus3699
@samrawitgebreyesus3699 7 ай бұрын
@@alextom6372thank you 😊
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 7 ай бұрын
እንካዕ ኤርትራዊ ጌርካ ፈጠርካኒ ኣምላኸይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🍀🌿🍀🍀ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🌿🌿🍀🌿☘️
@ERi291MM
@ERi291MM 7 ай бұрын
ክብሪ ንኣርካናት ጀጋኑና። ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና! እንዳ EriTv ድማ የቐንየልና ነዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዳህሳሳዊ መደብ እጹብ ድንቅ ኣርካናት ጀጋኑና። በጃኹም በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ጌርኩም ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዳህስስዎን ኣቕርብዎን። ምኽንያቱ ተጋደልቲ ህግ ብእርጋን ይኹን ብሕማም ታሪኹም ከይነገሩ ካብዛ ዓለም ይሓልፉ እዮም ዘለው። ነዛ ንእሽተይ ወሎዶ ታሪኽ ኣያታቱ ኣፍልጥዎ። ጎረባብትና እኳ ዘይፈጸምዎ ታሪኽ ሓስዮም ዑብ ዝብሉ ዘለው። " 🇪🇷🌹🇪🇷💐 ካብ ታሪኽ ኸዳዓት፡ ታሪኽ ስዉኣት!🇪🇷❤🇪🇷😘🇪🇷😍🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ!"
@eritree9794
@eritree9794 7 ай бұрын
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *መዘና አልቦ ጅግንነት ህዝብናን* *ሰዉራና ተዘሪቡ አይውዳእን'ዩ ።* *ታዕዚም ሰላም ንሓይልታት ምክልኻል* *ሰራዊት ሃገረ ኤርትራ ።* *ዘልዓለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ* *ስዉኣትና ።* *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
@merhawimogos3643
@merhawimogos3643 7 ай бұрын
ሕድርኩም ኣይንጠልምን ኢና ቅሰኑ ጀጋኑና ❤🎉
@brhanalem5387
@brhanalem5387 7 ай бұрын
ዋው ! እዛ ብስእሊ ንፈልጣ ባካል ክንርእያስ ክንደይ ሰናይ እዩ ኣሰይ ❤❤❤ ተጋደልትና ክንደይ ጅግንነት እዩ ዘለኩም ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ጅግንነት ዝገደፍኩምሉ
@SmithJames-uw4bl
@SmithJames-uw4bl 7 ай бұрын
I have so much respect for this Lions and the one past away R.I.P
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 7 ай бұрын
😭🫡🇪🇷🐪 big respect our hero. I got so proud & emotional 😢
@user-iw6qn9it4t
@user-iw6qn9it4t 7 ай бұрын
ቃላት ዘይገልጾ ሓቦ : ጽንዓት : ጅግንነትን ተወፋይነትን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 7 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🏿🇪🇷🐪
@user-hs2ol4sd2u
@user-hs2ol4sd2u 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ኣጆኹም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣለና ኣሎናልኩም ጽተረፈ ናትና ዕማም ኢዩ ን ኣይትሰከፍ ህዝበይ❤❤
@nohisack7796
@nohisack7796 7 ай бұрын
no coment አወት ንሐፈሸ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@bahlbikessete306
@bahlbikessete306 7 ай бұрын
Eritrean history is the history of real heroism always proud❤❤❤
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 7 ай бұрын
እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ወዲ ቶም ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@harounekubal8436
@harounekubal8436 7 ай бұрын
ዕድመን : ጥዕናን : ንጀጋና : ተጋዳላይን : ገብረየሱስ : ገብረገርግስ ( ሀለቃ ) ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@selamg3325
@selamg3325 7 ай бұрын
እዚ ሰነድ እዚ ነባሪ እዮ... ኣብዚ ግዜ እዚ እቶም ዝተማረኹ ንባዕሎም ኣይተማረኽናን ክብሉ ጀሚሮም ኣለዉ 🇪🇷🌹🇪🇷
@user-fl9np8sm4q
@user-fl9np8sm4q 7 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰሚእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@hgfhhfvgh2222
@hgfhhfvgh2222 7 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ዘርኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semayneshweldemariam3222
@semayneshweldemariam3222 7 ай бұрын
God bless Eritrea and Eritrean!Amen Amen Amen Long lives to our heroes
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 7 ай бұрын
Thank you so much for your service, our hero ❤️ 🫡🇪🇷🐪
@TekleAbrahale-zr3vk
@TekleAbrahale-zr3vk 7 ай бұрын
ክብርን መጎስን ንጀጋንና
@salembeyene6239
@salembeyene6239 7 ай бұрын
መን ከምኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 7 ай бұрын
I am proud to be Eritrean!!!! Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@semharbeyene7927
@semharbeyene7927 7 ай бұрын
Sending my deepest respect to the indomitable and selfless gallants. May this spirit continue to inspire us for generations to come.
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 7 ай бұрын
I'm so proud of you my dear Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@hawashait8758
@hawashait8758 4 ай бұрын
MERHABA JEGANU ADALEWITI ERI TV AMLAK EDMEN TEENAN YIHABKUM 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@dl4055
@dl4055 7 ай бұрын
Aseyy eta zfetwa seli nay jgna bhiwet mhlawu haben ysmani jeganu tegadelti salakum enho eritrawyan tebahilna 🇪🇷🇪🇷 aflbna nefihna edmen tenan yhabkum fetari ❤❤
@merhawigirmay3520
@merhawigirmay3520 7 ай бұрын
Merhaba deki erimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷
@teklitfecadu9306
@teklitfecadu9306 5 ай бұрын
ገብረእየሱ ጅግና 🇪🇷🩸💪🏾❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️ you are a HERO!
@howtodoit5466
@howtodoit5466 7 ай бұрын
ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ’!!እንቋዕ እባ ባሕታዊ ኣይኮንካ፥ ትርጉም ዘይብሉ ሂወት። ተግዳላይ ኮይንካ ግን ንሚልዮናት ባብ ናጽነት ኣርሒካ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ክቡር ኣቦና❤❤
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 7 ай бұрын
ጀጋንና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓደራ ብሂወትከለኩም ታሪክ ንገሩ ሓደራ🙏🙏🙏 ❤❤❤🎉🎉🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 7 ай бұрын
ጀጋኑ ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ እንቃዕ ጋልኩም ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NTA130
@NTA130 7 ай бұрын
Thank you ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weldiabtesfamkal1086
@weldiabtesfamkal1086 7 ай бұрын
ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ሰራሕቲ ቅያ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 7 ай бұрын
ኣንታ ብሂወትና ከለና ታሪኽ ክጠማዝዙ ክንሰምዕ ከለና ዝስምዓና ኣዝዩ መሪር አዩ።
@user-lx5sg1ds6u
@user-lx5sg1ds6u 7 ай бұрын
ክቡር ኣያና ነብረልና ጅግና ።ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ። ዕዉት ኣብ ቃልሲ ዕውት ኣብ ማሕበራዊ ፍትሒ ዕውት ኣብ ኩሉ ኢካ ሞ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ ። ኣምላክ ምሳካ ብኣካል ዘራኽብ ግዜ የምጽኣልና።
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 7 ай бұрын
Deki Eri Jeganu ❤ 🎉 We Are Proud Of You Our Heroes!!!
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 7 ай бұрын
,ERI Tv it is too late however better to do it late than to never do it at all, keep it up bring more and more
@eriangelino7800
@eriangelino7800 7 ай бұрын
What a fascinating story!
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 3 ай бұрын
Aye tiamr tarik qalat haxiri ❤❤❤❤edimen tienan yhabkum deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💥💥
@brhanalem5387
@brhanalem5387 7 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሸር ላይክ ኣይንሕመቅ ከመይ ዝበለ ጅግንነት እዩ እዚ ኩልና እዚ ብክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዘምጹልና ናይ ምዕቃብ ናህና ስራሕ ክከዉን ኣለዎ ጽቡቅ ስራሕ ኣምጻልና ዳ ቀዲሕካ ዘይዉዳእ ጀግንነት እዩ ዘለና ❤❤❤❤❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ❤❤❤
@bokurezionmussie6870
@bokurezionmussie6870 7 ай бұрын
መወዳእታ ዘይርከቦ ታሪኻዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 7 ай бұрын
Jeganu deky Eri ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-yy7vw5fp1e
@user-yy7vw5fp1e 7 ай бұрын
ኤረይ ብደቅኪ ተኽብርኪ ኽትነብሪ ኢኪ ንስለኪ ኩሉ መር ተሓሊፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@biniamberhe5210
@biniamberhe5210 7 ай бұрын
Eritrea❤❤❤ you
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 7 ай бұрын
Anabas welodo Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅👑👑👑👑👑👑👑✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zegahabtezion4339
@zegahabtezion4339 7 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ጀጋኑና ብሳላኹም ሂወትኩምን ኣካላትኩም ወፊኹም ኤርትራውያን ክንከውን ዝገበርኩምና። የቐንየልና ክቡረይ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ ጅግናየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪💪👍👍👍✌✌✌❤❤❤❤
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 7 ай бұрын
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿👍🏽🕊🕊🕊
@dana.j9062
@dana.j9062 7 ай бұрын
ጀጋኑናን ኤርትራዊ ታሪኽናን መንነትናን ከይንርስዕ ከም ኤርትራውያን ተጠርኒፍና ሰማእታትና ብህይወት ንሓልዎም!! 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@genetgebregiorgis2885
@genetgebregiorgis2885 7 ай бұрын
Hawboy mearey jigna proud of you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@91ERI
@91ERI 7 ай бұрын
ጅግንነት ኤርትራዊ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ኣልቦ!!! እዛ ስእሊ ክርኣ ከለኹ ኣበይ ?መን? ብሂወት ዶ ይህሉ ዝብል ሕቶታት ይመላለሰኒ ነይሩ። ሕጁ ግን TV ERI መሊሳቶ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና! ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ኣርካናትና ! ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላለም ክነብር እዩ።!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 7 ай бұрын
Eritrawi eko🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏
@ehabhaile467
@ehabhaile467 7 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ :: ⭐️ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 7 ай бұрын
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷👍
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 7 ай бұрын
ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ።🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@semret978
@semret978 7 ай бұрын
ጀጋኑና ካብ ቃላት ንላዕሊ እዬም ! ዘሐብን ታሪክን ጅግንነትን እሞ ንሕና እምበር አነ ዘይብሉ መልእክት ፣ጻድቃናት ፣ቁድሳን ! ቃላት ይስእነልኩም!
@tekliamelke477
@tekliamelke477 7 ай бұрын
Eritrea forever❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 7 ай бұрын
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 7 ай бұрын
ንስኩም ኩሉ ግብርኹም ሓወልቲ ኢኩም ንበሩልና ጻማኩም ደኣ ኣይከፈልናኩምን እምበር❤❤❤
@Mehari2491
@Mehari2491 7 ай бұрын
በዓል ክልተ ትንፋስ ጅግና! ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ዝውክል ጽንዓትን ጅግንነትን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር! ጽንዓት ኢዩ ወሳኒ!
@kirosasfaha3216
@kirosasfaha3216 7 ай бұрын
❤❤❤ long life to you and God bless Eritrea
@biniamhadgu3694
@biniamhadgu3694 7 ай бұрын
Thanks
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 7 ай бұрын
Jigna hawuna god bless you
@embayetewelde7417
@embayetewelde7417 7 ай бұрын
ነባሪ ታሪኽ አምበር ነባሪ ሂወት ወዲ ኣዳም የሎን ። ❤❤❤❤
@desaleteklay5218
@desaleteklay5218 7 ай бұрын
Zelalemawi zekhri ne jeganuna deki Ertrea xaeda❤❤❤❤
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 7 ай бұрын
Admen teanan deqi za halali meryet abotatna
@tegistynerayo2406
@tegistynerayo2406 7 ай бұрын
ጃጋኑና ክብር ንበሩ!!!!❤❤❤❤❤
@hermonrobel4451
@hermonrobel4451 7 ай бұрын
Thanks medeb maeger Eritrea 🇪🇷 forever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 7 ай бұрын
ጅግንነት ኤርትራውነት ተዘርዚሩ ኣይውዳእን እዩ❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍒🍒🍒
@aassddaassdd2105
@aassddaassdd2105 7 ай бұрын
Sssss❤❤❤❤❤Eri
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 7 ай бұрын
I'm porud to be Eritrea ❤
@user-yg9sw2jx2m
@user-yg9sw2jx2m 7 ай бұрын
#አገናዕ #ሃርበኛ አቦና ።
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 7 ай бұрын
Kemu enageberkum Tarik jeganuna meharuna yekenelna our heroes ahuwatna
@Zaydom1104
@Zaydom1104 7 ай бұрын
Erey Adey ❤❤❤❤❤❤
@BiniamAbrham-hd6lu
@BiniamAbrham-hd6lu 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷admen tonan yhapkum jeganu abotatna
@Metkeli
@Metkeli 7 ай бұрын
Kbrin morning nsweAtna Awet nhafash ♥️🇪🇷💪
@user-oz8ik5fz3i
@user-oz8ik5fz3i 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መረሓባኤረቲቪቀጽልዎታሪክናበሪብሩዎዕዱመንጥዕናንጅግናኣቦናገብረየሱስሓረበኛወዲሓላልመሬትክብሪሞጎስንንሰማኣታትናን🙏👍👍👍👍👍💞💔💔💔💞💔💔💐🌷🌹🌹
@World436
@World436 7 ай бұрын
Jigna wedi Akele
@AliefMedia64
@AliefMedia64 7 ай бұрын
Seb sre seb hamot ab mesmerkum alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚔️⚔️⚔️
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 7 ай бұрын
መብጸዓ ይኹነና ካብ ንጽር ታሪኽና #ፈልከት ኣይንብል።🫡🇪🇷🐪
@user-zm7bl9ph5h
@user-zm7bl9ph5h 7 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@issakgoitom571
@issakgoitom571 7 ай бұрын
Hagerey Eritrea 🇪🇷
@alem2627
@alem2627 7 ай бұрын
🙏🏽❤️🇪🇷❤️🙏🏽💐🌴
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 7 ай бұрын
Jgna zey hlel🎉🇪🇷🌹🌹
@nuradem2118
@nuradem2118 7 ай бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኤሪቲቪ
@mekonenzerai974
@mekonenzerai974 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-ub3bv3gp1p
@user-ub3bv3gp1p 7 ай бұрын
Wedi adey jigna
@user-tr1bx6jk8x
@user-tr1bx6jk8x 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 7 ай бұрын
Our heroes
@kiflomfisseha7734
@kiflomfisseha7734 7 ай бұрын
❤❤
@yordanosberhe4603
@yordanosberhe4603 7 ай бұрын
Hawboy maarey nbereley ❤
@yosiefmsgna8693
@yosiefmsgna8693 7 ай бұрын
Edmen tinan yihabka kubur jigna abona! Nefs wekef dekik tarik ya mo tarik misnad aythmeku enda ziena abotstna keman tarik misrah ayeshegeromn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪💪💪
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-up9oc9ee3b
@user-up9oc9ee3b 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 7 ай бұрын
Aytatena geganu edmen tenan
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 15 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 56 МЛН
когда повзрослела // EVA mash
00:40
EVA mash
Рет қаралды 4,3 МЛН
THEY made a RAINBOW M&M 🤩😳 LeoNata family #shorts
00:49
LeoNata Family
Рет қаралды 33 МЛН
ምስጢራዊት ጉድጓድ ኣብ ውሽጢ ህድሞ - ERi-TV Maeger
36:19
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 74 М.
24 እና ትዝታዎቿ  //ትዝታችን በኢቢኤስ//
32:08
ebstv worldwide
Рет қаралды 34 М.
腹黑小天使把黑天使整惨了#short #angel #clown
0:20
Super Beauty team
Рет қаралды 18 МЛН
Какая погода у тебя за окном? У нас вчера был ураган!
0:40
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
0:12
Laro Benz
Рет қаралды 27 МЛН
Мужчина С Золотыми Руками 💪
0:42
EpicShortsRussia
Рет қаралды 4,1 МЛН