No video

"ዝምጥን ምክልኻል ብዘይ ምግባርና ዋጋ ከፊልና!"

  Рет қаралды 8,032

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

ፈነወ ሬድዮ ድምፂ ወያነ ትግራይ፣ ዓበይቲ ሚድያታት ዋልታን ፋናን ካብ ዘጣየሹ ፈለሞት ሰብ ሙያ ሓደ እዩ። ትግራይ ሚድያ የድልያ እዩ ኢሎም ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ናብ ሱዳን ከይዶም ናውትታት ኣምፂኦም። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮሚኒኬሽን እናመርሐ የገልግል ነይሩ። ኩነታት ምስተዓዘቦም ዕረፍቲ ኣመኽንዩ ናብ ዓዱ ኣትዩ ተቓሊሱን እናተቓለሰን ይርከብ። እዚ ፈላማይ ቴክኒሻን ሬድዮ ትግራይ ተጋዳላይ ፍስሃ ግርማይ ይብሃል። ታሪኻዊ ዕላሉ ንከታተሎ።

Пікірлер: 55
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ተጋሩ ሰባትና እንዳሓቖፍና ጌጋ እንዳ አረምና ተኸባቢርናን ታሓላሊናን ሓድነትና ንሓሉ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ተጋሩ ነብስና ገዲፍና ፀላእትና ስለ ነኽብር ኢና ናሓስር ሰባት እምበር መላእኽቲ አይኮናን ስለዚ አብ ባዕልናን አብ ወገናን ቀዳምነት ክንህብ ይግባእ?
@lulaa1242
@lulaa1242 Ай бұрын
ደብሪፅ አንበሳ ንስኻ እውን ንፍዓት ተጋደልቲ ደቂ ትግራይ እድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@goitomtewelde
@goitomtewelde Ай бұрын
❤❤❤ጀጋኑ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ኣያታትናን ወለድናን ከየኽበርና ንሕና ክንኽበር ኣይንኽእልን ስለዚ ነኽብሮም ❤️🙏
@raheldeata8542
@raheldeata8542 Ай бұрын
ኣቦና እደመ ጢእና ይሐብካ❤❤❤❤❤
@WediTigray-b4t
@WediTigray-b4t Ай бұрын
❤❤❤❤❤ ጀጋና
@hiritighebreselassie1546
@hiritighebreselassie1546 Ай бұрын
Bravo bravo 👏 ጅግና 💪❤️💛🎉
@user-kp9jy8ne9m
@user-kp9jy8ne9m Ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ኢንጅነር ፍስሃ ግርማይ ኣብ 2013 ኣብ ኣርሚ 1 ኮር 103 ክፍሊ ህንፀትን ስርፀትን (ኢንዶክትሬኔሽን) ሓላፊ ኮይኑ ብጅግንነት ጉቡኡ ዝፈፀመ ቡሱል መራሒ እዩ
@BerihaTesfay-sy3zu
@BerihaTesfay-sy3zu Ай бұрын
ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@sherarotube
@sherarotube Ай бұрын
ጀጋኑ❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ነዞም ኩሉ ሂወቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ እዮም ሰሪቖም ሃፍቲሞም ዝባሃሉ ዘለዉ እቲ ሓቂ ግና ካብ አፎም ይንገረና አሎ ዘለዎም ከም ዘይብሎም
@fjhyyhgy6913
@fjhyyhgy6913 Ай бұрын
ደብሪፅ አታ ጂግና❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ዶክተር ደብረጽዮን ምስ ብፆቱ ጅግንነቶም አብ ሕውየት ህንፀት ትግራይ ክትደግሙዎ ተስፋ ንገብር
@GetachewDesta-fd2zj
@GetachewDesta-fd2zj Ай бұрын
ጅግና ሰለስተ ምዕራፍ
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Ай бұрын
ኣጅግና ባዓል ታሪክ❤❤❤🎉
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 Ай бұрын
እዞም ጀጋኑና ዕድመ ንእስነቶም ኣብ ሜዳ ዘሕለፉ ሐዚ ውን ከምዚ ዕድል ሐዚ ውን ኣብኣ ኣለዉ ፅንዑ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 Ай бұрын
❤❤❤jegannuna🎉
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 Ай бұрын
Great ❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e Ай бұрын
❤❤❤❤
@Alemu-os5fj
@Alemu-os5fj Ай бұрын
ክብሪይግበአኩምኣቦታትና
@user-ni5bh3bf8j
@user-ni5bh3bf8j Ай бұрын
ዋይ ብፃይይይ ፊሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Ай бұрын
❤❤❤💞
@haytshewsmeresa6240
@haytshewsmeresa6240 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ጀጋኑ አያታትና ትቐደም ቀደም ሞያን ስነምግባርን ሓልዮትን ጅግንነትን መሊኡ ይፈስስ ነይሩ ሕጂደአ አበይናይ ሃዲድ እናስሒትናዮም ዘለና ዞምኩሎም ክብርታትናን ውዕሎ ጀጋኑናን???
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
ዶክተር ደብረጽዮን ብአእሙሮ ብልሒ ዝድነቕ ሰብ እዩ አብ አዘራርባ ግና ብዙሕ ሰባት ክስሕብ አይኽእልን
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🙏🏻🙏🏻
@abrharomodan5771
@abrharomodan5771 Ай бұрын
ፍስሃ ግርማይ ኑፉዕ ተቓላሳይ እዩ ደቂ ሓደ ከባቢ ኢና ዘይቕየር ናይ መትከል ሰብእዩ material ዘይብህግ ባዓል ህድሪ ሰብ እየ የቐንየልና
@tigrinya5328
@tigrinya5328 Ай бұрын
❤❤❤
@weshallovercome6667
@weshallovercome6667 Ай бұрын
ውዲ ህዝቢ ያዓኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Ай бұрын
አንታይዘረባኡዩዚ ንዓና ዝስዕር ምድራዊ ሓይሊየለን ክትብሉ ከምዜይጸናሕኩምስ ምስተዳሃኽኩም ዝምጥን ሓይሊ ብዘይምህናጽዩ ክትብሉ አዚዓዘፍዘፍ ዘረባ ዘይትገድፉዎ ክላ ኽላ ሕማቕ ማዕበያ ኣቃሩጹ በይዛኹም 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈
@user-tg1zi3rt7e
@user-tg1zi3rt7e Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Edrisawate
@Edrisawate Ай бұрын
ብሰማይ ማርያምጽዮን ብመሬት ደብረጽዮን ኣየ ተጋሩ።😂😂😂
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 Ай бұрын
ንተጋሩ academic ትምህርቲ ከይተምህርዋም ምኽንያቱ ተጋሩ ከይተማህሩ ከም እቶም ሙሁራት እዮም ዝሐስቡ እንተ ትምህርቲ ወሲኾሙሉ ድማ ብጣዕሚ ቡሉጻት ስለ ዝኾኑ ንተጋሩ ከይተማሀርዋም ሐደራ ዝበለ ንጉስ ናይ ኢትዮጵያ መን ከም ዝኾነ ትፈልጥዋ ዶ? እዚ ሐደራ ሒዞም ትግራይ አብ ዝሐለፋ 30 ዓመታት ዘፍረየቶም ሙሁራት ኸጽንቱ፣ ዝሀነጸቶም መሰረተ ልምዓት ቤት ትምህርቲ ኸዕንው ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተጸዋዊዖም ተአኪቦም 360 ድግሪ ወሪሮማ ደቂ እዛ ቅድስቲ ሀገር ትግራይ ንእሽተዮም ዓቢኦም ሙሁር ዘይተማህረ አብ ሐደ ከም ንህቢ ዓሲሎም ዓለም ዘስደመመ ቅያ ፈጺሞም አብዚ ዘለናሉ ብርኪ ንርከብ። እቲ ቃልሲ ገና አይተወደአን ሕዚ እዉን ከም ቀደምና ሐድነትና ነስጥም ጽንዕ ንበል። ብጣዕሚ ደስ በሀሊ ፕሮግራም።
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz Ай бұрын
ካብዞም አያታትካ ፍልጠት ዉሰዱ
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Ай бұрын
ካሓራመሬት ትግራይ ኢልካዘረባሎ ካብሳሕል ዘይምባልኩምስ ሓቂከይትሞልቆኩምድዩ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂😂... Keyhaferkum Kea Addis Abeba Kiedkum geza habuna ktblu.. 😂😂😂
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Ай бұрын
ኢብራሂም ወዲሸኸበዲን እዩ
@user-rs5wt6cu8k
@user-rs5wt6cu8k Ай бұрын
𝚜𝚎𝚋𝚜𝚎𝚔𝚎𝚛𝚊𝚢𝚒𝚙 𝚐𝚎𝚋𝚎𝚛𝚞 𝚝𝚎𝚐𝚊𝚛𝚞𝚠𝚊𝚢❤❤
@yohanneswoldu4658
@yohanneswoldu4658 Ай бұрын
ስትጠይቅ እግርህን አውርድ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Ай бұрын
😂😂ShaEWYA. LelataLeybla elabele ab SAHL Alimuna eba bel
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 Ай бұрын
ኩሉሻዕ ተጋጊና ንፈልጥ ነይርና እናበልካ ኣብ ማይ ጨርባሕባሕ ልማድኩም ኢዩ።ጀኖሳይድ ዝኣክል ተኣዊጁ 4500 ሰራዊት ኣዳሊኹም ንህዝብና ኣፅኒትክሞ።ሓተላ ታሪኽ ኢኹም።
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ጥብ ሻዕብያ
@eskinderberhaneaselemon.7813
@eskinderberhaneaselemon.7813 Ай бұрын
9,000 Soldiers my friend.
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ሓሳዊ ትግራዋይ ተኾይንኻ ንምንታይ ተዳሎ ክሳብ ትብሃል ትፅበ ተዳሊኻ ዘይትፀንሕ ነይርኻ ኣብ ደገ ኾይንኹም ሓዊ እትዕጉዱ ነውራማት ግን ዋጋ ክትኸፍልሉ ኢኹም
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj Ай бұрын
ፃሕፃሒ ሰብኣይ ተትኮን ከምሰብካ ምመከትካ ዓጢነ ።
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 Ай бұрын
ዝሞቱም ኢኹም ንስኹምን ኻባኹም ተሓተቲ ኢኹም
@vvg5520
@vvg5520 Ай бұрын
ሓማስየን አኮኑን ተጋሩ እዮም እዚአቶም አተ ግማታም ሓማስየን
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ዓስካር ህግደፍ ሕሱር ላሓሲ ትፍኡ
@MaharatMariam
@MaharatMariam Ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@didshsh2
@didshsh2 Ай бұрын
❤❤❤❤
"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"
33:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 85 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 8 МЛН
"ምስ ሞት ትገጥም ዘላ ኣኽበረት!"
30:08
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
"ትንፋሰይ ክትወፅን ክትኣቱን ርኤያ!"
1:03:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
DW International  ወግዒ ምስ ከያኒት ዛፉ ኪሮስ
30:02
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 15 М.
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
"ንእስነታን ተስፋኣን ንትግራይ ዝገበረት ሰገን።"
23:23
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
ዕላል መናእሰይ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 35