ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ጉባኤ ህወሓት እንታይ ንጽበ?

  Рет қаралды 12,246

Tigrai Press

Tigrai Press

19 күн бұрын

Future Directions: Insights on the TPLF General Assembly?
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers!
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com/pal/d/48265866...

Пікірлер: 56
@Hantiya03
@Hantiya03 17 күн бұрын
Awesome interview, thank you both of you
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
መራሒ ዝሳአነ ህዝቢ ትግራይ
@sabafekadu911
@sabafekadu911 17 күн бұрын
Selam Bisrat thank you for your service Welcome Mr Amanuel
@abebakebede1270
@abebakebede1270 16 күн бұрын
ብጣእሚ የቅንየልና ተባእሓውና ትግራክይ ፕረስ!!!
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 17 күн бұрын
Thank you Amanuel for telling the truth even though it’s long overdue
@birhanetesfamariam7200
@birhanetesfamariam7200 16 күн бұрын
Thank you Tigray press for challenging the TPLF puppet.
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 15 күн бұрын
Tigray press dmtsi Hzbi tigray 👍💛❤️
@GezachiewTsegay
@GezachiewTsegay 17 күн бұрын
ጽቡቅ ጠቅሊልካዮ
@tsigekebede
@tsigekebede 17 күн бұрын
Welcome tigrai press to live....😂
@yohannesande3573
@yohannesande3573 17 күн бұрын
TEGRAY TESEAR DEHRI MILLION AMETAT.
@yohannesande3573
@yohannesande3573 17 күн бұрын
GENA GENA BEZUH EDDA ALEKUM KES ELNA KENEWERARED ENA TEXEBEYUNA.
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 13 күн бұрын
ፍጻመ ፍርዲ ምቕባል'ዩ፡ ነይሩ፡
@tirhaswelu
@tirhaswelu 17 күн бұрын
Amanuel 🙏❤️‍🔥
@taddisuab9081
@taddisuab9081 17 күн бұрын
The big difference is that our problem is structural and institutional. No need to deny it.
@user-ii7eu3cd5c
@user-ii7eu3cd5c 14 күн бұрын
😮😮😂😂
@abebakebede1270
@abebakebede1270 17 күн бұрын
እይ ሾሊኾም ዘአተው እዮም እዚህ ኩሉ ናአብ አሌትን ለምን በቀልን ሒዞም እዮም ።
@esuali2818
@esuali2818 13 күн бұрын
አይተ አማኑኤል ሕወሓት ብ2012ዓም አሪጋ ብ2013 ሞይታ እይ ድሕሪ ሕጂ ክትንስእ አይትክዕልን
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 17 күн бұрын
ሰልጣን ነሐዱሸ ወለዶ አብ ምሰግጋር ዓብይ ዉሳነታት ክግበር ብተሰፋ ንፅበ
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 13 күн бұрын
ሓቂ ተዛረቡ ሰላም ክትረኽቡ
@misgnatekeste7249
@misgnatekeste7249 16 күн бұрын
እቶም አብ ሱዳን ዝሳቀዩ ዘለዉ ብጽሑልና ዝብሉ ዘለዉ ወገናትና ብቕልጡፍ መፍትሒ ይዋሃቦም
@user-gj4co9bc1z
@user-gj4co9bc1z 16 күн бұрын
ባዕሉ ካብ ስልጣን ክለቅቅ
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 13 күн бұрын
ግብርኹም'ዩ
@tsgheredaokubalidet8791
@tsgheredaokubalidet8791 16 күн бұрын
Hasawi
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 16 күн бұрын
ዋይ ሕመቕን ጉድን፡ ነቲ ግዕዙይ ዘይትኣስሩዎ እንታይ ክሳብ ጉባኤ ዘጽንሕ ኣሎካ😊
@TamratBerhe-yf7kx
@TamratBerhe-yf7kx 16 күн бұрын
እዋይ ጉድ ዝፀሓፎን ዝፍፅሞን ነንበዩኑ እዳገበረ ዝቅፅል ዝነበረስ ሎሚ ሓዱሽ ሓሳብ ከምፅእ አታ ግደፉና በጃኩም አረ ይአኽለኩም ተለመኑ በሪ ክፈቱ ንካለአት ውድብ
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 16 күн бұрын
እናዙ ኹሉ ምንዛዝ ናበይ ንምብጻሕ እዩ።ክንደይ ሻዕ ሓሶት ክንሰምዕ? የግዳስ ህዝቢ ትግራይ ንዓኹም ዝሸከምእ
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 14 күн бұрын
Amanuel Asefa hasawi eka.: Niska bi sriqin bi geben tehatati eka::
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
ከፍፁም ኣባኣ ይመቱ እምብር ኣይውርዱን
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 17 күн бұрын
More than Enough Explanation Mr.Amanael Asefa.
@abebakebede1270
@abebakebede1270 17 күн бұрын
እሞ አቶ አማኒኦል አገላልፃ እዩ ንተከታተልት ዝተዋቀአ እዩ ስድብ ትግራይ ካብ ዝነበሮ ሕመቅ ክወፅእ ይሰርሕ አሎ ድሃ ትብለሃ ወይስ ክወፅእ አይካአለን ኢሃ ትብል ዘለሃ ክልቲኡ ተዋቂኡ አነ ዝመስለኒ ችግርና ንቀርፍ አለና ክትትል ዝደለሃ እዩ ዝመስል ብዝኾነ ቀልጢፍኩም ንብ ጉባኤ እተው ህዝቢ ትግራይ ለባም እዩ ህወሃት በቲ ዘጋጠመ ናይወረርትን ተጋሩ ኮይኖም ብቅ ምን ብበቀልን ንቲ ስድብ ከውድቁ ዝደልዩ ከምዘለው ፍሉጥ እዩ ህወሃት እንድሕር ወዲቁ ጆኖሳይድ ዝፈፀምሉና እውን ነፃ ይወፁለው ሌያው እውን ዝሰረቁ ሰሪቆም ነፃ ንምውፃእ እዮም ዝሰርሑ ግን ህዝቢ ትግራይ ንዚአ ተገንዚቡ ውድብ ህወሃት ጠንኪሩ እንተ ወፂኡ እዩ ናይ ህዝብና ግፍኢ ናይፕርቶርያ ውእሊ እውን ክፍታኽ ዘለዎ በዚ አብደገ ዘሎ ህዝቢ እውን እዙይ ከሓስበሉ አለዎ ናይ አሌት ነገር ጨሪሱ ጨሪሱ ክኾን የብሉን እዚይ በሓይሊ ክንቃወሞ አለና ።
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 16 күн бұрын
ኣይተ ኣማኑኤል ኣብ ውድብ ህወሓት ዘሎ ዓሚቕ ፀገም ካብ እዋን ናብ እዋን እናማዕበለ ዝመፀ ክእርም ዘይከኣለ ካድረን ኣባልን ህወሓት ሐዚ ከዐርዮ እዩ ኢልካ ምፅባይ ካልእ ተወሰኽቲ ናይ ቃንዛ ዕድመ ምውሳኽ ዶ ኣይኸውንን?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 17 күн бұрын
እሞሲ እቲ ካብ ፀላእቲ ዝውንዛህ ፀለመ እንተነአሰ ብፌስ ቡኩምውን ክትቃወምው አልልም ሱቅ ክበዝህ ፅቡቅ አይኮነን ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 16 күн бұрын
በሙቱ ኢሃዲግ ይሻል ነበር ለኢትዮጵያም።
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 17 күн бұрын
ህወሓት ሓሚቐ በስቢሰ ኢሉ ካብዝኣምን ብ1993 ጀሚሩ ንልዕሊ 23 ዓመት ብብእዋኑ ሕመቑምበር ተመዓራሪዩ ክመፅእ ብታሪኽ ኣይረኣይናን ።ሕዚውን ለውጢ ከምፅእዩ ኢልካ ምፅባይ ዘበትዩ ።
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
እዚአቶም ከህዝቢ ትግራይ ክሰርሑ እዩም ኢለ ኣይሓሰብ ምክንያት ብደም ወጣት ዝለመዱ ዘዘተወለደ ዘላም ደም እናሰተዩ ዝነብሩ እየም ሰለዚ ካብዚኣም ፅብቅ ነገር ሕልሚ እዩ
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 10 күн бұрын
ትግራ ፕረስ ንሕወሀት ፅቡቅ አመራርሃ አሎው Tdf ን ሕዝቢ ትግራይ ና ሃንቲ ሳንቲም ገፅታ እዩ ብዘይ ሰራዊ ትግራይ :ልእልና አይሕሰብን።
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 17 күн бұрын
እቲ መሪሕነት ንውልቁ ጥራሕ ዘቕድም ብግዕዝይና ዝጠልቀየ ህዝባውነቱ ዝሳሓተ እዪ ኾይኑ ዘሎ, ናይዙይ ሽግራት ፍልፍል ካዓ ውሽጣውን ደጋውን ፅልዋታት እዮም
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
ብቃ ይአክለና ሰቃይ ህዝቢናያብቅዕ ሓዱሸ ተወልዲ ይምፃእ
@sabafekadu911
@sabafekadu911 17 күн бұрын
እንታይ ማለት እዩ ሐድሽ ወሎዶ ካብ አማኒኤል ንላዕሊ እቲ ሐድሽ ወለዶ ዝምልከቶ አሎ ማለት ድዩ ማለተይ ካብቶም ንኡሳት ዝበሃል ሐደ እዩ ማለተይ እዩ
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 17 күн бұрын
Kindey amet eyom ab siltan kof zebelu zom deqi. Muruk sebhat
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
ሕጂ ኣይኮኑን ለሚሶም ቀደመ እዩም ሞይቶም
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 17 күн бұрын
ትግራይ ከብ ግዚያዊ መንግሰቲ ህዋሓት ይውረድ ከጀኔራላት ትምራሐ ብቃ እዚኣም ለውጢ ኣያምፃኡን
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 17 күн бұрын
ኮፍ ዝበለ ሰማይ ቀረብኡ
@user-yc6fv8dt1l
@user-yc6fv8dt1l 17 күн бұрын
መንግስትይ ፓርትይ ይፈለይ አባቱ ዳኛ ልጁ ቀማኛ ናይ አምሀርኛ ምሳሌ ንሱ ፓርቲ አሱ መንግስቲጰ መንግስትይ ፓርትይ ይፈለ ህዝቢ መራሂኡ ባእሉ ይምረጽ
@ewnetuytayal3079
@ewnetuytayal3079 16 күн бұрын
በቃ ብዓፈና እናቀፀልኩም ክትነብሩ።
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 17 күн бұрын
ብስራት ምትክኻእ ማለት እንታይ ማለት እዩ ነኣብነት ፣ አማኑኤል አሰፋ፣ ደ/ር ፍስሃ ፅዮን ፣ ኢሳያስ ፣ ጌታቸው ረዳ ፣ ሃፍቱ ምምህዳር ዞባ ደቡብ፣ ሲሳይ መረሳ፣ ተኽላይ ገ/መድህን፣ ያለም ፀጋይ ፣ገነት አረፈ፣ ሓጎስ ጎደፋይ፣ ፕሮፌሰር ክንደያ ፣ብርኽቲን ካልኦት ማእኸለይ ኮሚቴ ሓደሽቲ መናእሰይን ሙሁራትን ተካእቲ ተባሂሉ እዩ እቶም እንታይ ዓቅሚ አለዎም ኣብ ዕላመኦምን ኣብ መትከሎምን ፅኑዓትን ተቃለስቲን ድዮም ክግምገም ይግባእ ይግምገም እውን አሎ፣ ኣብ ማእኸላይ ኮሚቴ ዘለው ነባራት ከባቢ አርባእተ እዮም ደ/ር ደብረፂዮን፣ ፈትለ ፣ አለም፣ ጌታቸው አሰፋ፣ በየነ በኹሩ ጥራሕ ይመስለኒ ስለዚ እንታይ እዩ ዝበሃል ዘሎ እንታይከ እዩ ተደልዩ እስቲ ብግልፂ ንዘራረበሉ ዋላ አማኒኤል እንቲ ምልስ ንዚ ግልፂ አይገበሮን ንቲ ጭቡጥ ኩነታት እዩ ኣብሪሑ። ስለዚ ብስራት እውን ከም በዓል ሚድያ ንዚ ተረዲእኻ ንቶም ኮነ ኢሎም ወይ እንተይ ፈለጡ ዝጋገዩ ክትእርሞም ይግባእ።እንተይ ተፈለጠና ህዝቢ ትግራይ መሪሕ ውድብ ዘይብሉ ገይርካ ወይ አቲርፍካ ዕላማ ፀላኢ ብምዕዋት ህዝብና መሊእኻ ንፅነቲ ምርካብ እዩ ንዚ ሓሳብ እዙይ እቶም ቂመኛታት፣ ብኼብዶም ዝሓስቡ ባንዳታትን ዝቅበልዋ አይኮኑን ምክንያቱ እዚኦም ጭርሐኦም ብድሕረይስያ ዳንዴር አይቲብቆላ እዩ ስለዚ ምልኣተ ህዝብና ንዚ ወድዓዊን ርኡይ ዝኾነ መርቲዖን ሓቂን ዝስሕቶ አይኮነን።
@tewodrostesfay6443
@tewodrostesfay6443 16 күн бұрын
ኣታ ብስራት ሰብ ኢኻ፤ኣብ ሙሉእ ናፅነት ዘሎዎን ዓዲ ሕግን እትነብር ኢኻ፤ወናኒ ማዔከን ዜና ወዘተ ኢኻ።እሞ እንታይ ድኣ ኣብ ክንዲ ስለ ህዝባዊ ውራያት ኣብ ውድባዊ ዛዕባታት ዓገግ ትብል???ብመሰረት ሕግን ሕጋዊ ኣሰራርሓን ኣብ ዘየላ ውድብ ከ ከመይ ውድብ ውድብ ትብል???ብመሰረት እታ ነበር ውድብ ውድባዊ መትከልን ሕግን ደንብን ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይ ምፅዋዕ ስልጣን ዘሎዎ ኮሚሽን ማእኸላይ ቁፅፅር ዝተገበረ ፃውዒት ኣብ ዘይብሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ንከይካየድ ይፅውዕ ኣብ ዘሎዎ ካብቲ ጉባኤ እንታይ ንፀብ ትብል???እቲ ኣብ መጸለይን ምስ ጎይታ መራኸብን ዝኾነ ገዳም ን8 ኣዋርሕ ተሓቢኡ ዝነበረ ኣማኑኤል ኣሰፋ ከመይ ገይሩ ይበልፀካ ማለተይ ንስኻ ናብ ውድብ ምስ እትህንደድ ብዛዕባ ዓድናን ህዝብናን ዋላ ብኣፍ ይኹን ምፍላሙ ማለተይ እየ።
@TamratBerhe-yf7kx
@TamratBerhe-yf7kx 16 күн бұрын
እቲ ዓቅምን ኢኮኖምን ናይ 27 ዓመት ብኑኡስ ዝነገድኩሞ ብሽም ኢፈርት ትካላት አበይ አሎ ? ካብ መቀነት አዶ እዳለመንኩም ትወስድዎ ኸ ?
@user-nr4xi5oy9q
@user-nr4xi5oy9q 17 күн бұрын
ኦኬ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድኩሞ በደል ከ ህውሓት ሓላፍነት ትወስድሉ ዶ?
@user-yk2xs3vn4v
@user-yk2xs3vn4v 17 күн бұрын
ሽውዓተ ግዜክሕደት 7ግዜቅትለትዝፍፅምብፀሊም ዓይን ናሕዙ ክብ ምድር ገፅ ክጥፍአና ዝደሊ ጉጅለ ሽዕብያ ሕሱም ፍጥረት ዩ ዙጉጅለእዙይ ባሕሪወደብ ሕብካዮ ነፃነቱ ዓንቀፅ39 ደንጊግካ ሒብካዮ ባድመ ሒብካ ኢሮብ ሑመራ ዛላንበሳ እንትጮ እንተኽይኑሉ ሽረወይ ኩላ ትግራይ ክውሕጣ ይደሊ ክብዳም ሽዕብያ አብ ጎረርኡ እንተዘሐኒቃቶ ፀረ ትግርኛ ኮይኑ ይቅፅል አሎ።
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 17 күн бұрын
ንኣብነት ህወሓት ኣብልዕሊ ኤርተራውያን ዘውረዶ በደል ምጥቃስ ትኽእልዶ ?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 17 күн бұрын
ትኽክል ህወሃት ብዙኽ ፁቡቅ ነገራት ገይሩ እዩ እቲ ብጣእሚ ዘኽዝን እቲ ዝገበሮ ፅቡቅ ነገር ፀላእቲ ከም ገበን ገይሮምዎ እቲ ዝገርም ክንደይ እሱባት ተጋሩም አለው እዮም ብዝኾነ ንስኻትኩም ፍጠኑ ።
@weghta3315
@weghta3315 17 күн бұрын
Hiwhet kighaf alewo Always Liarr
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 13 күн бұрын
ገና ኤርትራ ክትብል ክትነብር ኢኻ፡፡
@GezachiewTsegay
@GezachiewTsegay 17 күн бұрын
ነዊህ ል27 ዓመት ዝፀንሐ ብዓልለት ብገንዘብ ልበፀገ ብዘይ አነ ስልጣን ክሸራረፍ አይደለይ ከምንውርማ ይቅርታ ጠይቁ ካብ ሓለፊነት ክወርድ ነይርዎ አማኑኤ ል ቅድሚ15 ታይ ተባሂልካ ነይርኻ ? ከዚሲ ቃል አቀባይ ኮይንካ ብትክክል ተዛረብ
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 451 М.
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 120 МЛН
ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?
45:05
HE’S BACK! 😰
0:11
HeyItzPuppies
Рет қаралды 8 МЛН
Mother Cat Drinks Lots of Coffee to Get By #funny #catlover #cuteanimals #cartoon
0:21