"እቶም ድምጾም ዝተሰወሩ ገለ ጀነራላት ተጋሩ"

  Рет қаралды 27,900

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

22 күн бұрын

"እቶም ድምጾም ዝተሰወሩ ገለ ጀነራላት ተጋሩ"
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

Пікірлер: 53
@user-dc3vi3hy8v
@user-dc3vi3hy8v 20 күн бұрын
ያ ድሮን ናይ ቢኒ ዓወትና ጸንቢልና ከይወዳእናስ ናብ መቀለ ትወስደና
@Eri-love
@Eri-love 20 күн бұрын
😅😅😅😅
@Martha-q3t
@Martha-q3t 17 күн бұрын
Thank u Mati🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@LuelM-jp2xl
@LuelM-jp2xl 20 күн бұрын
ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃቦም ሰብ ዝዝርኦ እዩ ዝዓጽድ ክፋእ ምሕሳብ ገዲፎም ንሰላም ኹሉ ክጽዕቱ ይግባእ. ምኽንያቱ ግዕዘይ እዚ ኹሉ ዝኸድዎ ነዛ ሕጂ ዘላ ትግራይ ፈጢሩ ኣሎ.
@hussenhassan3189
@hussenhassan3189 20 күн бұрын
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟🌟👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@NaomiYifde-lt4zh
@NaomiYifde-lt4zh 17 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🥰🥰🇪🇷💝💝
@yemaneandimaryam2659
@yemaneandimaryam2659 20 күн бұрын
Eritrea first ❤🎉❤🎉
@tibletsmelake
@tibletsmelake 19 күн бұрын
ኣብይ ንኢትዮ የማሓድራ ኣሎ ድዪ ክብሓል እቶም ክልላት ካብቲ ሓደ ክልል ናብቲ ክልእ ክልል ብግፊዒ እንዳነበሩ 😮😢 ንሽሙ እያ እንበር ኢትዮ ሲ ፈሪሳ እያ😢
@munabryan16
@munabryan16 19 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@user-pd9bj8sm7k
@user-pd9bj8sm7k 20 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 20 күн бұрын
ትምኒቶም ረኺቦም ቅድሚ 3 ዓመት ንምክልኻል ሓይልታት ኤረትራ ንምጽላም ደይበልዎ ቃላት ኣይነበረን እነወለ ኢቲ ድተመነይዎን ድዘርእዎን ይዓስዱ ኣለዉ ወዳጀ ትግራይ ገና ካብ ጌግኦም ኣይተማሃሩን ::
@Isakhaile1926
@Isakhaile1926 16 күн бұрын
😊on
@user-xw1yn4kk6s
@user-xw1yn4kk6s 20 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j 17 күн бұрын
❤❤❤❤
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 17 күн бұрын
True
@user-zq5fz5jf8v
@user-zq5fz5jf8v 14 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ajoka
@jsogt8786
@jsogt8786 20 күн бұрын
Welcome AAN
@salah-su3ee
@salah-su3ee 19 күн бұрын
Bezba bini🚴‍♀️👑 meglxe zay mehabka zehfer eyu alem arsti geromo kolo Eritrea chanel enda belka?????
@Edrisawate
@Edrisawate 20 күн бұрын
forsa ertrawyan bini and aan media.😊😊😊😊😊
@idrisadam4097
@idrisadam4097 20 күн бұрын
Isaias do kensedelom tsbuk garu katsreyom ntom serekti kkk
@amalramadan748
@amalramadan748 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nomoret.2017
@nomoret.2017 20 күн бұрын
ተካሊት ክልል! ጀኖሳይድ ክምነይዋ፡ ብገዛእ ኢዶም ክስሕንዋ ኢዮም። እታ ምሻጥን ምልዋጥን ተጋሩ ግን ሓቂ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ፡ ተግራዋይ እንታይ ዋጋ ኣሎዎ ኢዩ እሞ ክሽየጥን ክልወጥን። ገዚእካዮኸ እንትርፎ ክሰርቀካን ክሕስደካን እንታይ ይገብረልካ?
@Balla291
@Balla291 20 күн бұрын
Congratulations Bini and Eritrean 🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 20 күн бұрын
Iti genocide hiji iyu zirie zelo men Kem zifetsemo. Rigumat generalat hiwehat. Iziom iyom kulit ahwatnan ahatnan zifetsemu
@kaprino
@kaprino 20 күн бұрын
ገና ገና ማስጣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ካልእ ግፍዒ ክንርኢ ኢና።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 20 күн бұрын
ጓሓፍ ሕሊና ኣልቦ ድቓላ ወዲ ቃኘው ዘይኤርትራዊ
@kaprino
@kaprino 20 күн бұрын
@@kidanehaddish ሕልና ኣልቦ ዳኣ ኣብ ትግራዋይ እምበር ኣብ ኤርትራዊ ዘየለ። ኤርትራዊ ኮ ኣይኮነን ንወላዲቱ ዝቀትል ኤርትራዊ ኮ ኣይኮነን ን ወላዲኡ ዝቀትል ንሓፍትኩም ኣብ ማእከል ጎደና ትቀትሉ ኮ ንስኩም እምበር ንሕና ኣይኮናን ቆማላት
@kidanehaddish
@kidanehaddish 20 күн бұрын
@@kaprino ቅልውላው ሃገረ ኤርትራ ዓለም ዝፈልጦ መስካሕክሒዩ እንተኾነ ግና ናይኤርትራውያን ሽግር ዘይኮነስ ናይ ከማኻ ዝኣመሰልኩም ድቓሉ ኣምሓሩ ሓሻኽር ኢሳያስ ልኡኽ ሃይለስላሰ ምኻኑዩ እዚ ነቒሕናሉኢና ህግደፋውያን
@kaprino
@kaprino 20 күн бұрын
@@kidanehaddish ክክክክክ ኣየ ምድረ ዓጋመ ኣምሓሩ ዳኣ ናዓኩም እንዳኣሎም ደቂ ዓድኩም። ኣብ ኤርትራ ዶ ጌታቸው ፈትለ ወርቅ ምሉ ወርቅ ነጋ ገለ ዝብል ናይ ኣምሓሩ ሽም ትረክብ ኢካ። ሕጂ በቃ ኪኢለዮ ኢልካ ኢካ ዓጋሚኖ። ድሕሪ ሞት ጸላእትና ኤርትራ ኣበይ በጺሓ ናበይ ትከይድ ኣላ ዘስተውዓልካ ኣይትመስልን ድንዙዝ። ብሓሽሽን ጫትን ዝደንዘዘ ኣእምሮ ሒዝኩም ኣበይ ከተስተውዕሉ ምድረ መሃይም። ቆራጻት ደቂ ርሹናት። ብዝኮነ ዝበልኩም እንተ በልኩም ምድረ ሓሳዳት ነቲ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘሎ ንዘላኣለም ዘይማዓራረ ሞት ድካ ህዝቢ ዝቅይሮ ነገር የለን። ህዝብካ ንግሆ ንግሆ ኣውያት ናብ ህዝቢ ዓለም የስምዕ ኣሎ፡።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 20 күн бұрын
@@kaprino ምስ ኣምሓራይ ኣብሓደ ጉድጓድ ተቐቢርናዶ ትብል ኣይነበርካን ብTDF ምስተቐጥቀጥክን ምድረ ህግደፍ ኤርትራ ውዒላ ሓዲራ ብTDF ሓራ ክትወፅእያ ህዝባ ናይ ሰላም ኣየር ከተንፍስዪ ። ዕድመ ንልኡኽ ሃይለስላሰ ዝኾነ ፈጣሪኹም ምድረ ድቓሉ ቃኘው ኤርትራ ድኣ ኣቤላ
@Massawa2002
@Massawa2002 20 күн бұрын
🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
@SelamSharon
@SelamSharon 20 күн бұрын
Shameful
@MesfinKahsay
@MesfinKahsay 17 күн бұрын
Who Care about this people it is not our business
@yonasmengs5011
@yonasmengs5011 20 күн бұрын
MATIWOS zelalen Htoleni riek SHARBJA YHAYSH DELO MENGSTNA YHSHENA DBELNAKA ADI AB ED AZABE KEYTWEDQ SLE ZFWRAHNA ENA WALA TEGARU ESEJAS NWERHI TEDMEXNA YBLU ALEWU
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 19 күн бұрын
Questions: Choose the correct Tigrinya word. If you score 6/7, you are a genius. Answers will appear in the next video. 1. The speed of sound: እታ ቅልጣፈ ናይ እቲ ድምጺ ወይ ድሀይ (la velocità del suono) 2. To lose one’s voice: አጥፍአ እታ ድሀይ ወይ ድምጺ (perdere la voce) 3. To have no principles: ነበረ ብዘይ መጀምመርያታት ወይ መትከል ወይ ሽኻውልቲ (essere senza principi) 4. For national security: ምእንቲ እታ ርግጽንነት ወይ ጸጥታ ሀገር (per la sicurezza nazionale) 5. He called his computer program Eliza: ንስሱ አልለዎ ጽዉዕ ናቱ ኮምፑተር ፕሮግራም ወይ መደብ ወይ ንእዲ አሊዛ. 6. Under British rule: ትሕቲ እቲ ብሪቲሽ ምልኪ ወይ ስርዓት (sotto il dominio britannico) 7. What position do you play? (sport): አብ እንታይ መቓምጦ ወይ መርገጺ ንስስኻ ትጻወት? (in che posizione giochi?)
@bettynegest8571
@bettynegest8571 20 күн бұрын
Mesaki tegaru kab diknetin limenan srkin hasotin lmenan himam HIV zwerera kifal hizom keayklom hji kea Kndi dbese mengsti ab zeyblom adi kitran amets awariq teseriqi tegaru kabta znberkuma gedidatkum ….
@angeln9985
@angeln9985 20 күн бұрын
ኤርትራ ኣብ ዓወት ኣላን ትውንጨፍን፡ እቶም ን ኤርትራ ከጥፍኡ ዝፀዓቱ ድማ ንቑልቁል ምንቋትን ይቕጽል ኣሎ።
@belaygirma4485
@belaygirma4485 19 күн бұрын
በቃ?ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት ህወሓት
@user-wtigrai
@user-wtigrai 15 күн бұрын
ንስኻን ኤርትራ ደንቊርኩም ክተደንቁሩና እንታይ ላሕ ከምዘብለኩም ትመሊስኩም ትርግምሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን ግዜ ንኹሉ ።
@TesfayohannesHailu
@TesfayohannesHailu 20 күн бұрын
Santa-libu, don't externalize yours to others. Tigraian generals saved Tigrai and Tigrayans from Shabia and will do the job at the right time.
@habengerye2076
@habengerye2076 20 күн бұрын
ናትክን ሽግር ረሲዕክነኦ ኢኺን በቃ 😂
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 75 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 52 МЛН
EMS Special የሸዋ ፋኖ በደብረ ብርሃን ዙሪያ Sun 21 Jul 2024
12:09
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 125 М.
ኤርትራ
6:10
AD Habeshawit
Рет қаралды 12 М.
Я нашел кто меня пранкует!
00:51
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН