No video

ጸሎት ድርሳነ ቅዱስ ሚካኤል ብትግርኛ /

  Рет қаралды 603,540

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

3 жыл бұрын

ኣብቲ ስም ክርስትና ዝብል ስም ክርስትናኩም ጸውዑ፡፡
👉 ብጽሞና ስለ ዝተኸታተልኩምኒ ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ቪድዮ ሼር ብምግባር ንስኹም ንዝረኸብኩምዎ ፍልጠት ንካልኦት ኣካፍሉ።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።
/ @nkhu27
©ንቕሑ Nkhu27
👉Telegram t.me/nqhu27
#ንቅሑ #ድርሳነ #ሚካኤል
#ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣረጋዊ #ንቕሑ #ኣስመላሽ
#ጸሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቁ #Gerema #Tamirtsion #Nku

Пікірлер: 1 500
@nkhu27
@nkhu27 3 жыл бұрын
ኣብቲ ስም ክርስትና ዝብል ስም ክርስትናኩም ጸውዑ፡፡ 👉 ብጽሞና ስለ ዝተኸታተልኩምኒ ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ቪድዮ ሼር ብምግባር ንስኹም ንዝረኸብኩምዎ ፍልጠት ንካልኦት ኣካፍሉ። ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ። kzfaq.info/love/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A ©ንቕሑ Nkhu27 👉Telegram t.me/nqhu27 #ንቅሑ #ጸሎት #Nkhu #Gerema #ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣረጋዊ #ንቕሑ #ኣስመላሽ #ጸሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur #ንቁ #Gerema #Tamirtsion #Nku
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረይ እሽኒ
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዕልና ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ 🤲🤲🤲❤️❤️❤️
@erishkor5139
@erishkor5139 3 жыл бұрын
Be Tigrinya abey kerekib zahwey
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝስምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏ኩቡር ሓውና ብሃፍተ መንፈስ ቁዱስ ክኣ ኣቦናን መምህርናን ዝኮንካ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር መጻካ 🙏ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብነብስን ስጋን ይሓልካ ስለቲ ቁዱስ ኣገልግሎትካ ክኣ ኣገልግሎት ቁዱሳን ይሕሰበልካ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይጽሓፈልካ ✝️💒💖🤲🙏
@yoyoyoyo2541
@yoyoyoyo2541 3 жыл бұрын
Eshi dyaqon hawey
@user-wb9cs4uu3d
@user-wb9cs4uu3d 3 жыл бұрын
ኣሜን (፫) ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተኽተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኾንኩም እንካዕ ን ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣብፀሓኩም ኣብፀሓና!!
@fthawithabte61
@fthawithabte61 3 жыл бұрын
Amen amen amen kedus Michael kab kefuf zebele yehalewena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yasabn9003
@yasabn9003 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን
@luchaande1430
@luchaande1430 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@fhffhdre259
@fhffhdre259 2 жыл бұрын
ኣሜን እሜን ኣሜን 🙏❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌷🌷🌷🌷🌷
@metselalgebrey592
@metselalgebrey592 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@habshibbb4546
@habshibbb4546 3 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣመላክ ኣሜን፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ክቡር ሓዉና ንኩሎኩም ኣመንቲ ክርስትና ድማ እንኳዕ ንወረሓዊ ባዓል ቅዱስ ሚካኤል ኣብፀሐኩም ቅዱስ ሚኬኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልወና
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቅድስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል እዩ
@nebunebu224
@nebunebu224 3 жыл бұрын
amen amen amen
@rahelhayl7482
@rahelhayl7482 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-yt6br7bx9l
@user-yt6br7bx9l 3 жыл бұрын
@@nebunebu224 f
@Abitesfay672
@Abitesfay672 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-ep8fg4sm6h
@user-ep8fg4sm6h 11 ай бұрын
ቁዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሰላም ናዓካ ይኩን//3//😭ኣብፀለትክም ዘክርኒ ናዓይ ሓጥያተኛ ሓፍትክም
@daniture3262
@daniture3262 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ቅድስ ሚካኤል ኣቦይ ይቅር በለልና 🙏🙏🙏❤
@eeeodjdfvdjjdjdf8981
@eeeodjdfvdjjdjdf8981 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅዱስ ሚካኤል ይሓልውና ክም ሓጥያትና ኣይክደና እምበር ኣነ ሲ ካብ ዓዲ ርሕቅ እየ ዘለኹ እም እስኪ እዚግኣብሔ አምላክ ናብ ንስህ የበቅኪ እስኪ ብሊና ኣነ ሓፍቲኩም ካብተሞ ሓጥትኛ ሓንቲ እየየ( ካብ ሳዑዲ )
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 3 жыл бұрын
ነብ ንሰሀ የብቅዕኪ የብቀዐና
@eeeodjdfvdjjdjdf8981
@eeeodjdfvdjjdjdf8981 3 жыл бұрын
@@abrahakonjo9830 Amen Amen Amen nkulena mearey
@tesfaldetmehari6190
@tesfaldetmehari6190 3 жыл бұрын
Y
@zebibkeshinexereab4157
@zebibkeshinexereab4157 Жыл бұрын
Ajoki haftey egziabiher amlak lewah eu nkuluna bmhretu ytmtena
@user-qf1ug8uk9m
@user-qf1ug8uk9m Жыл бұрын
5:43 5:44 5:47 eerst d ⁶ een 5:57 5:57 ⁶ 5:58 is de 6 6:00 ⁶ du ⁶rr6⁶ te trekken r du travail 6 en
@user-cb4ny8tb6f
@user-cb4ny8tb6f 3 жыл бұрын
ኣሜን(3)🤲🤲🙏🙏ቃል ህይወት የስመዐልና ሊቀ መላእክት ቁዱስ ሚካኤል ካብቲ ዘሎ ሽግርን መከራን ውግእን ፊራን የናግፈና ብናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፆሎትን ኣማላድነታን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🤲🤲🙏🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲❤❤
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 2 жыл бұрын
🤲🤲🤲💒👁
@saudiarabia5774
@saudiarabia5774 11 ай бұрын
ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚኪኤል ኣሜን ፫ ኣብ ፆለትኩም ዘክርኒ አሕዋተይ❤
@sxmb8891
@sxmb8891 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ከም ተግባርና ዘይኮነሰ ከም ርህራሂካ ይቅር በለና 🤲🤲🤲🙏🥰🥰
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስምዕልና ክቡር አቦና 🤲❤️ ናይ ቅድስ ሚካኤል ረዲእቱን በረከቱን ምስ ኩሉ ህዚቢ ክሪስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ካበ ክፉእ ነገረ ሓልወና 🤲🙏❤️
@nebunebu224
@nebunebu224 3 жыл бұрын
amen amen amen
@fhkfkyouko5738
@fhkfkyouko5738 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏💕❤♥
@Abitesfay672
@Abitesfay672 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@almaz.amenmehari1419
@almaz.amenmehari1419 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏.
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነይ ቁዱሳ ሚንኬኤል ኣምላድነትን ተረዲእና ቱ አይፈለያን
@robelkuflu5308
@robelkuflu5308 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@philemonkiros7503
@philemonkiros7503 2 жыл бұрын
ኣሜን መንፈስ ቅዱስ ሚካኤል ኣብ መንፈስና ይዕረፍ
@abigaltigray2154
@abigaltigray2154 2 жыл бұрын
ኣሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብዘለናዮ ይሓልወና ካብ ክፉእ ነገር የድሕነና🙏🙏🙏
@ftwimeharimehari971
@ftwimeharimehari971 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸትን ረዲኤትን ናይ ቁዱስ ሚካኤል ምስ ክልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን
@nebunebu224
@nebunebu224 3 жыл бұрын
amen amen amen
@girla8695
@girla8695 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@febabr7408
@febabr7408 2 жыл бұрын
Amen amen
@amanuelmehari961
@amanuelmehari961 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኽ ሓውና። ንዓና ነዞም ሃካት ኢዚ ዓቢ ሓገዝ ኢዩ።ቅዱስ ሚካኤል ብኣማላድነቱ ናብ ጸሎት ጾም ስግደት ክንብገስ ልብና ይክፈተልና።
@HdhzhzhzhbvHfhhfhjxhhgh
@HdhzhzhzhbvHfhhfhjxhhgh 27 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓደራ ብመርየት ሐደራ በሰማይ ን ንሰሀ ሞት ኣብዒ ቁዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሓደራካ 🙏🙏
@user-db6oe9ub4h
@user-db6oe9ub4h Жыл бұрын
ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና
@weinibrhaneissayas2044
@weinibrhaneissayas2044 3 жыл бұрын
ኣሜን +3 በረከትን ናይ ቁዱስ ሚንካኤል ምስ ኩላትና ይኩን ካብ ኩሉ ኩፉአ ዘበለ ይሓልወና።
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 3 жыл бұрын
Amen Amen amen
@kdsankahsay1338
@kdsankahsay1338 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@wwqqwwqq8454
@wwqqwwqq8454 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያሲመዓሊና ❤❤❤
@nahomamaniel8091
@nahomamaniel8091 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓለዋን ጾሎትን ረዲኤትን ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኣይፈለየና።❤🙏❤
@user-up2rs9jr4j
@user-up2rs9jr4j 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና ስላም የውርደልና🙏🙏🙏
@sirak9370
@sirak9370 3 жыл бұрын
6ggugyftrds
@alinor9468
@alinor9468 3 жыл бұрын
ኣንሜኣንሜ?😍💔💘
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከትን ረዲአትን ናይ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል ይርድኣና።
@user-xh1ee4xt7s
@user-xh1ee4xt7s Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ቁዱስ ሚንኪኤል ካብ ኩሉ ክፎእ ይሓልወና ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-bx7gm3xh8c
@user-bx7gm3xh8c 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቅድስ ሚካኤል ሆይ ክብር ምስጋናን ይብፀሓካ ፀሎትካን ረዲኤትካን አይፈለየና ክቡር ሓዉና ደማ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ
@abyelfukadu255
@abyelfukadu255 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN kale hiwet yesmealna hawna
@hyoo3893
@hyoo3893 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህወት የስመዐልና ጸጋው ያብዛሕልካ ኩብር ሓውና ብጸሎትካ ሓልወኒ ንዓይ ንዳካማ ሓፍትካ ወለተ /ስማእት እናበልከ
@user-pl3dy1sy7b
@user-pl3dy1sy7b 10 ай бұрын
Aemn aemn aemn ቃል ሂወት የስምዓልና
@fetawiselam7688
@fetawiselam7688 10 ай бұрын
ኣሜን (3)ናይ ቅዱስ ሚካኤል ጾሎት በረከት ረዲኤቱ ኣይፈለየና ❤❤❤
@user-xz1bd4uu9x
@user-xz1bd4uu9x 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ልባዓልቅዱስ ሚክኤል ዓመታዊ ባዓል ኣብፀሐና ካብ ክፊእ ነገር ኣድሕነና ኣሜን
@maazamahray4407
@maazamahray4407 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏 አሜን አሜን አሜን 😇😇😇 ቃለ ሕይወት የስማዓና ቅዱስ ሚካኤል ረድኤት በረከት አይፈለየና
@genetalem8059
@genetalem8059 Жыл бұрын
Amen ቅድስ ሚኪኤል ይሐልወና ንኩልና በርትዕ አጆካ እግዚኣብሄርን ምሳካ ይኩን አሜን አሜን
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ-ህይወት የሰመዐለና ብሩኽ ዲያቆን ክውር መምህርና ጸግኡ የብዝሕልኹም በረኸትን ጾገኦምን የበዘሐልኹም🙏💞👌ናይ ሊቀ መላእኽት ቁድስ መካኤል ሓልወኒ❤ab xelotka hewsani bruk dokny 👉📙🙏💞😍
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ተራዳእነት አይፈለየና ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ንሃገርና ኢ/ያን ኤ/ራን🙏🙏🙏 ከብ ክፉእ ነገር ኩሉ ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክና ሰላሙን ምሕረቱን ይልአከልና ምእንቲ ወላዲቱ ቅድስት ድንግል ማርያም ኢሉ ይቅረ ይበለልና አሜን፫🙏🙏🙏💒
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏.
@user-gz5nl5sr4d
@user-gz5nl5sr4d 10 ай бұрын
ንሙሉእ ዓለም ምሕረቱ ይላኸልና .🙏🙏🙏
@heritube3508
@heritube3508 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይቅድስ ሚካኤል በረከቱን ረዲኤቱን ፀሎትን ኣይፈለየና
@abedaberhan
@abedaberhan Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና በረካት ናይ ቅዱሰ ሚካኤል ኣቦና አይፍልይና አሜን😢❤🙏🙏😇😇
@user-db6oe9ub4h
@user-db6oe9ub4h Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል
@amenasmorom1787
@amenasmorom1787 3 жыл бұрын
አሜን 🙏❤አሜን🙏❤ አሜን🙏❤
@user-yp6eg5ci3w
@user-yp6eg5ci3w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሆይ ሰላም እላሃለሁ ፫🕯🕯🕯ከክፉ ነገር ሰዉረን ኣሜን
@temesgenyemane-wr6hv
@temesgenyemane-wr6hv 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዓልና ኣብ ልብና ይሕድሮ ❤❤❤❤❤
@ermiashabtom4509
@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmana BERKET NAY KUDIS MEKAEL MIS KULATINA AMENITI KIRISTIYAN YIKUN AMEN AMEN AMEN
@user-su7ni2cq3f
@user-su7ni2cq3f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጽሎቱን በረከቱን ረዴኤቱን ኣማላድነቱን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ለቀ መላእክቲ ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eyerusalemgaltewahdo3938
@eyerusalemgaltewahdo3938 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ነዚ በረከት ክንካፈል ዝሓገዝካና እግዝኣብሄር ይባርኽካ ስለትቅዱስ ቃሉ ናይ ቃሉ ባዓልቤት እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹ ኣሜን🙏
@tbletsweldeslase7996
@tbletsweldeslase7996 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀለቱን ረድአትን ናይ ቅድስ ሚኬኤል ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 27 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፆሎትን በረኸቶን ተራዳእነቱ ኣይፈለየና 👏
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም፡ ፈጣን ተራዳእነት ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩሉና ይኩን።
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen his prayers be with all of us thank you God bless you Deacon 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@shewitgush8865
@shewitgush8865 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ረድኤት ናይ ሊቀ ምላኣክቲ ቁድስ ሚኳኤል ኣይፈለየና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዘአፈረ ብሰላም መርየት ዓድና የርግጸና አሜን🙏💖
@azmerabirahnu1415
@azmerabirahnu1415 2 жыл бұрын
አሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@genetalem8059
@genetalem8059 3 жыл бұрын
Amen amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽thank you God bless you brother Good job 👏 🙏🏽👏✝️💒❤️👍
@user-ep8fg4sm6h
@user-ep8fg4sm6h 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሊቀ መላእክት ቁዱስ ሚካኤል ሆይ ሰላምናዓካ ይኩን //3//
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ፀሎቱን ረዲኦቱን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩለና ውልደ ጥመቀት ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን፫
@user-db6oe9ub4h
@user-db6oe9ub4h 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኸትን ረድኤትን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን!!!
@abadimengstab9676
@abadimengstab9676 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣማላድነትን ፈጣን ረዲአትን ናይ ሊቀ መላእክት ቁዱስ ሚካኤል ምስ ኩላትና ዩኹን
@nigisttdftube1632
@nigisttdftube1632 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀሎተ በረኸትን ረድኤትን ቅዱስ ሚካኤል ኣይፍለየ🙏🙏🙏🙏ና
@amlaktamesgen5218
@amlaktamesgen5218 3 жыл бұрын
ኣሜን,ኣሜን,ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-sq2oh3ks8n
@user-sq2oh3ks8n 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen ቃለ ሂወት የስመኣልና ክቡር ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@eritreal3955
@eritreal3955 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኑክልና ብትስብና ናይ በትክርስታና ኣቦትትና 🙏🙏🙏
@user-qt4ok4pv3k
@user-qt4ok4pv3k 6 ай бұрын
Amen amen amen qudus mikael Abat teredaenetun xega bereketu nay qudus mikael Abat ayfeleyena ✝️ ♥️ ✝️
@hayatabdallah8132
@hayatabdallah8132 Жыл бұрын
Amen!!!ቃለ ህይወቱ የስምዓና ቅዱስ ምካኤል ረድኤት በርከቱ ኣይፍለይና 🙏🙏🙏🙏
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
🙏ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
@nebunebu224
@nebunebu224 3 жыл бұрын
amen amen amen
@saront6401
@saront6401 3 жыл бұрын
Thank-you, Amen. Love your prayers.🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@SaraSara-oh4yb
@SaraSara-oh4yb 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና
@sooqusabya6078
@sooqusabya6078 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከት አይፍለይና
@mihretefremand0m773
@mihretefremand0m773 3 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና
@abyelfukadu255
@abyelfukadu255 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN kale hiwet yesmealna
@dnglmaryameyatsegey2593
@dnglmaryameyatsegey2593 4 ай бұрын
ስላም ናዓካ ይኩን ሊቀ መላእክት ቁዱስ ሚካኤል ኣሚን ኣሚን ኣሚን ቃል ህይወት ይስመዓልና
@LiliGebre-cv7co
@LiliGebre-cv7co 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና
@user-nd9ih1qx4c
@user-nd9ih1qx4c 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና 🙏🙏🙏
@lixmony1698
@lixmony1698 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስምናል 🙏🙏🙏
@user-vv7uy5oq3l
@user-vv7uy5oq3l 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን☦️🙏🙏🙏 ሰላም ንዓኻ ቅዱስ ኣባቴ❤❤❤🙏
@RahwaTekle-ju8og
@RahwaTekle-ju8og 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቁዱስ ሚካኤል ይሓልወና ቃል ሂወት የስማልና
@meleymeley8897
@meleymeley8897 3 жыл бұрын
I have always wanted to hear this in tigrina. God bless u brother.
@tegstihhyle3857
@tegstihhyle3857 3 жыл бұрын
Omg me too
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-jy1tm5hb4q
@user-jy1tm5hb4q 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesm'alna
@maazahaile5641
@maazahaile5641 10 ай бұрын
Amen Amen Amen Ahbiru kale hiwet yesmaalna ❤❤❤❤
@user-kr9fh2dj3u
@user-kr9fh2dj3u 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይሰማዕሎ ክብሪ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያህበለይ
@wedieri7465
@wedieri7465 3 жыл бұрын
ኣሜን 🙏🏾 ኣሜን ኣሜን 🙏🏾ቁዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ኣመንቲ ተውሃዶ ኦርተደክስ ሃይማኖት ይኹን።
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃል ህወት ያስመዐልና🙏🙏
@user-zs3sh6mo1b
@user-zs3sh6mo1b Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዕልና ሬድኤት ናይ ቅድሰ ሚንካኤል ኣይፈለየና
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና አማላድነቱ ፈጣን ተራዳእነቱ ናይ ቅድስ ሚካኤል ምስ ኩላትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@nebunebu224
@nebunebu224 3 жыл бұрын
amen amen amen
@WediKidanemhret
@WediKidanemhret 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳሙኤል ኢልኩም ጸሎት ግበሩለይ ሓንቲ ኣቡነዘበሰማያት ትኩን ወይ እዛድርሳነ ሚካኤል ክትሰምዕዋ ኮሎኹም ሽመይ ዘክሩኒ እግዚኣብሄር ይባርኸና ንኩልና ኣሜን።
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🤲🤲💖💖🙏🙏🙏
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 3 жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abebagebreargay178
@abebagebreargay178 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏
@abebasolomon1742
@abebasolomon1742 10 ай бұрын
ጾሎትኩም አይፈለየና አሜንንን. ዘመን አገልግሎትኩም ይባርክ ገታ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 3 жыл бұрын
Aemn Aemn yehbiru 🙏💒💒 QALE HIWET YESMALNA EZI HEWEY AEB XELOTKA AEYTRESAENA
@sameeras53
@sameeras53 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን👏👏👏 ቃል ሕይወት ያስማልን📖💒🕯
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 10 ай бұрын
Amen Amen Amen Karla hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ic2nk9nb4h
@user-ic2nk9nb4h 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ንዓና ውን ናብ ፆሎትን ስግደትን የንቅሐና ናይ ሊቀ ቅዱስ ሚካኤል ፆሎትን ረድኤትን ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስትያን ይኹን አሜን
@user-vm5ln7qe8l
@user-vm5ln7qe8l 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና✝️💒🤲
@user-sg4kp6jq9d
@user-sg4kp6jq9d Ай бұрын
አሜን. አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤
@user-zs2de4dr7o
@user-zs2de4dr7o 3 жыл бұрын
ኦ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሰላም ንዓካ ይኩን ኦ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ሰላም ንዓካ ይኩን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@arongebreslase2546
@arongebreslase2546 3 жыл бұрын
Thank you a lot for sharing. Archangel Saint Michael is my guardian. Selamun mihretun yisidedelina ...
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብሩ ሓዉና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሓደራኻ ካብ ኩሉ ኩፉኡ ነገር ሓልወና ኣሜን 🤲👏
@teametesfom123
@teametesfom123 11 ай бұрын
ኣማን ዝማረ መልኣኽቲ የስማዓና ሓወይይ
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏❤❤❤❤🤲🤲🤲
@gebtsawtigebysawtt1192
@gebtsawtigebysawtt1192 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@sabamengstab289
@sabamengstab289 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናቁዱስ መካአል ተራዳእነቲ ኣይፈለየና🤲🤲🤲
@weynikifle5455
@weynikifle5455 4 ай бұрын
Kal hiwet ysmealna Amen and amaladnetn redietn nay kudusn Micheal ab kluna ykun Amen ❤❤❤
ጸሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ Sene Golgota
28:45
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 152 М.
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 32 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 52 МЛН
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 41 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 10 МЛН
ጾመ ፍልሰታ ለማርያም ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
43:30
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 36 М.
መልክአ ሚካኤል - Melka Michael
17:00
masresham
Рет қаралды 432 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 720 М.
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ጐይታ ንዓኻ መን እዩ!" Pope Shinouda 3rd Sermon "What is God's place in your life"
41:37
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 104 М.
🔴👉"ጸሎት ሰይፈ መለኮት"ኣጋንንቲ ዝቃጸሉሉን ዝእሰሩሉ ጸሎት
16:48
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 32 МЛН