ጻውዒት ሰላም ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH

  Рет қаралды 1,685

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

Ай бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል

Пікірлер: 35
@saa4252
@saa4252 Ай бұрын
ስላማዊ ኣቦ ምሕረት ኣማኑኤል ኣምላክና ሰላሙ ይሃበና ናይ ኣመ ብርሃን ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ፀለት ረዲኤት ኣይፈለየና አሜን ፫ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ellenghebreamlak7966
@ellenghebreamlak7966 Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 Ай бұрын
ናይ ሰላም በዓል ቤት ሰላሙ የውርደልና እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ትሓግዘና❤❤❤❤❤❤❤
@TuTt-ey1sv
@TuTt-ey1sv Ай бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@dawitafewerki554
@dawitafewerki554 Ай бұрын
🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna amlak selamun mhretun yewrdelna
@senuberhe3045
@senuberhe3045 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልን ንኹላትኩም ደቅናን ኣሕዋትናንን ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና ኣሜንንን።🙏❤🌹
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 Ай бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna Egzabhier Amlak selamu yewrdelina
@Smreot
@Smreot Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebateklab7089
@abebateklab7089 Ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet ysmalna semaete zeyqonas tegberte kinkewn egziabher aente libonana ykfetelna
@kbromtekliya5062
@kbromtekliya5062 Ай бұрын
ኣሜን ! ቃል ሂወት የስማዓልና ደቂ እመብርሃን። ብጣዕሚ ጽቡቕ !!!
@SeSw-zs7bx
@SeSw-zs7bx Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yordanosbeyene4504
@yordanosbeyene4504 Ай бұрын
❤❤❤❤
@fryetm8121
@fryetm8121 Ай бұрын
Kalehiwet yesmealna Egziabher amlak ytehaweso
@user-qp3sk1re9b
@user-qp3sk1re9b Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓል ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ሰላም የውርደልና ❤❤❤
@merhawitsegay1911
@merhawitsegay1911 Ай бұрын
egzabhar selamu ymleselna nezom ntsuhan htsanat yra
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Ай бұрын
🙏💒🙏💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏
@freweiniamanuel2365
@freweiniamanuel2365 Ай бұрын
Qale hiwet yesmana eme brhan Ms weda Selam yewrdelna
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 Ай бұрын
ውሃቢ ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክና ልብና ንሰላም ይኽፈተልና።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 Ай бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ደቀይ ሓላለይ ንዓኩም ሪኡ ይርድኣና ናይ ብሓቂ ኣይከአልኩን
@zaidkuhlay2106
@zaidkuhlay2106 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ካብ ባኣሲ እንትርፎ ሞትን ደምነት ምትካል ምንም ሰላም ኣይርከብን ኢዩ።❤🎉❤🎉❤🎉❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Ай бұрын
እዉይ ከብድኻ ክበልዑ እዞም ህፃዉንቲ በእንተ ንዓኹም ፃዕዳ ልብኹም ሪኡ ሰላማዊ ኣምላኽና ፍጹም ሰላሙ ይልኣኸልና ከም ግብርና ክፍኣትና ኣይኹን ኦ ጎይታ ዓለም እየሱስ ክርስቶስ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር
@weinekassa3875
@weinekassa3875 Ай бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኹሉኽም ይኩን 🙏 እወ ብሐቂ ብደይ ሰላም ህወት ትርጎም ይብላን እሞ መንፈስ ቅድስ የውርድ የህዋተየ ጎይታናን መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም ሰላም የውርድ አመላእ ዓለም አሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤❤❤🌹🌹🌹💐💐💐
@gualmehari999
@gualmehari999 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@samiyemane6682
@samiyemane6682 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሰላም ንኩሉዓለም ብፍላይ ኣብ እስሬል ንዘለና ይሕዋት ። ይሕዋት ሓቢሮም ክነብሩ ሰናይን ግሩምን እዩ እሞ ሓቢርና ክንነብር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና የብርሓልና ብኣስ ይኣክል ሰላም ንግበር ሰላም መጥመሪ ኩሉ ሰለዝኮነት
@tesfaslasietesfaslasie5303
@tesfaslasietesfaslasie5303 Ай бұрын
ሰላም ሰላም(2)እምይእዜሰ ይኩን ሰላም(2) ሰላም ሰላም(2)ካብሎሲ ይኹን ስላም(2)
@tube-pk3gk
@tube-pk3gk Ай бұрын
1ይ ጴጥሮስ 10-12: ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊ፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበር፡ ንሰላም ይድለያ ይስዐባውን።
@BiemnetAsfeha
@BiemnetAsfeha Ай бұрын
“ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ ኢዮም እሞ ብጹዓን ኢዮም” ማቴ 5፡9። ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14) ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙን ምሕረቱ ይልኣኸልና ። ኣነ የ ዝበደልኩ እዚ ህዝቢ እዚ እንታይ ጌሩ ፣ ስለ ዚ ንዓይ ቅዘፈኒ ኢሉ ለመነ ። እንሆ እቲ መቅዘፍቲ ሒዙ ዝመጸ መልኣኽ ንኢዮሩሳሌም ከጥፍእ ምስ ተላዕለ ፡ እግዚኣብሔር ሓሳቡ ለውጠ ነቲ መልኣኽ ድማ ይኣክል ሕጂስ ደው ይበል በሎ ። 2ይ ሳሚ 24፡16
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
ክክክ እንዳ ኣብርሃ ካሳ 10 ዓመታት ሰላም ክብለኩም ከሎ ኣበይ ኔርኩም ቤተክርስትያን መሸቀጢ ጌርኩሞ ፋስን ካራን እንዳሓባእኩም ሰብ እንዳ ኣቕተልኩም ሲ ሰላም ትብሉ ክክክ እዚ ላግጺ ዩ ልዕሊ 70 ሽሕ ገንዘብ ን በጋሚዶታት እንዳ ወፈኹምሲ ሰላም ኣምሰሉታት ምንጪ ኩሉ ክፍኣት እዛ ቤተክርስቲያን ያ ሰላም እንተ ደሊኹም ብምሉእ ልብኹም ናብ ሰላም ምጹ ኣምሰሉታት ኣይትኹኑ ነቶም ኣባትኩም ኣብቲ ባእሲ ዘለዉ ንዐኦም ዓገብ በሉ ኣቐዲምኩም ልዕሉ 20 ዝኾኑ ኣባላት ቤት ትምህርቲ ኣብቲ ባእሲ ከም ዘለዉ ተረጋጊጹ ዩ ስለዚ ኣቐዲምኩም ጽረዩ ደሓር ሰላም በሉ እዚ ዝጽሕፈልኩም ዘለኹ ካብ ኣምሰሉለት ክትወጹ ኢለየ ደሓር ክኣ ስለ ሰብ ሓሊኹም ዘይኮንኩም እታ ቤተክርስቲያንኩም ኣብ ሓደጋ ስለ ዝኣተወት ኢኹም ትግዕሩ ዘለኹም እምበር እንዳ ኣብርሃ ካሳ ብዛዕባ ሰብ ድኣ ካብ መዓስ ትግደሱ
@user-wu5ih1ru3q
@user-wu5ih1ru3q Ай бұрын
ናቱ አስሊ ሰላም ንዓካ ይኩን እዚ ትብሎ ዘለካ ንቅትለትን ባእስን ዝዕድም ምበር ንሰላም ዝጉስጉስ አይኮነን ሓቀና ተኬንካ ቶም ገንዘብ ሂቦም ትብሎም ዘለካ ዘይተቃልሖም ካልእ ይትረፍ ሲ ነዞም ዝዝክትሙ ዘለው ህጽናት ኮ አይትርእይ ሰናይ ሓስብ ደአ ምበር ክፍእ ሓሳብ ሲ ካብ ልብካ ይርሓቅ አብ ዓዲ ጎና ኬንካ ተድሕኖ ሃገር የለን ።
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
ገንዘብ ድኣ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሂባ ተቓሊሒ ኮ ዩ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ዓርቢ ስቕልት መዓልቲ ካራን ፋስን ዝሓዙ ካብ ቤተክርስቲያኖም ወጼም ሰብ ሃሪሞም ብ ሰንኩ ድማ ን ኣስታት ወርሒ ፖሊስ እስራኤል ዓጺዋ ኔሩ ድሓር ከኣ ኣነ ንኪናት ዝቕስቅስ ኣይበልኩም ቅድሚ ሰላም ምባልኩም ውሽጥኹም ጽረዩ የ ኢለ
@abebateklab7089
@abebateklab7089 Ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ኣነ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ብዝኮነ እግዝኣብሔር ቦኣይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ካብቲ ዘሎኩሞ ናይ ድያብሎስ ማእስርቲ ፈቲሑ ናብቲ ሰብኣውነት ኣተሓስባን ፍቅርን ሰላምን ዘለዎ ጎደና ይምራሕኩም ሕጂውን ፍጹም ክርስቶሳዊ ፍቅሪ ነፍቅረኩም ኣና❤
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
@@abebateklab7089 ኣነ ውን የፍቅረኩም የ ን ሰላም ግን ብ ሙሉእ ልብና ንድለያ ሰነናዩ
@NatuAsli
@NatuAsli Ай бұрын
@@abebateklab7089 ደሓር ከኣ ካብ ማእሰቲ ዲያብሎስ ኣይትበሊ ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ድያብሎስ የለን ኣብኡ እንዳ ኣምለኽኩም ሲ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያት ይፍታሕኩም ትብሊ ክክክ ብዝኾነ ሰላሙ ይሃበና
Fortunately, Ultraman protects me  #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
00:10
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 154 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 19 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 60 М.
"ገድለ ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ከፋሊ ባሕሪ" 18 መስከረም እረፍቶም
17:12
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 725 М.
ባህገይ ኢኺ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
6:34
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 29 М.
Smart Sigma Kid #sigma #memes #funny
0:35
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 2,5 МЛН
سمكة القرش وحورية البحر 😭😭🦈 #shorts
0:34
7amoda Gaming
Рет қаралды 12 МЛН
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
0:21
BigSchool
Рет қаралды 26 МЛН
Zombie Virus GONE WRONG
0:33
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 8 МЛН
МЕЛКИЙ Эдит #натурал #альбертович #shorts #edit
0:10
Натурал Альбертович
Рет қаралды 4,6 МЛН
КРАЖА ПОСРЕДИ БЕЛОГО ДНЯ😱
0:26
FilmBytes
Рет қаралды 2,3 МЛН