Tv Sened B/G Tekeste haile Interview Part 22 June 25 - 2021

  Рет қаралды 33,325

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

3 жыл бұрын

Tv Sened B/G Tekeste haile Interview Part 22 June 25 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 22 ሰነ 25 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 106
@miletebahta7184
@miletebahta7184 3 жыл бұрын
ወዲ ሃይለ ኣምላኽ እዚ ታሪኽ ከይዕበጥ ኢልዎ እዩ ብሂወት ኣጽኒሑካ ኣምላኽ መመኢሱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓቅኛ ተቃላሳይ thank you 🙏
@samharamen6278
@samharamen6278 2 жыл бұрын
Nay bhaqi🇪🇷🙏🌿
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 жыл бұрын
ክላእ ትድንጉየና አሎካ አብ ሰሙን 2-3 ግዜ ግበረልና ናይ እዚ ጅግናን ሐቀኛን ሰብ አንቶንዮ
@user-gc8uv8dj7v
@user-gc8uv8dj7v 3 жыл бұрын
ኣምላክ ኣብዚሑ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ኣቦና ተከስተ ሃይለ
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 3 жыл бұрын
You are welcome and I am waiting for your interview. Thank you journalist.
@yonis5128
@yonis5128 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ን ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ እቲ ዝገርመኒ ነገር እንተሃልዩ ከመይ ጌር ናይ ነዊሕ ዓመታት ይዝክሮ ኣሎ you are intelligent and smart i wish you long life and all the beste
@isaiastenbenai2286
@isaiastenbenai2286 3 жыл бұрын
Amazing person and hero veteran arkan wedi haile ! May god bless you in every walk of your life !
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 3 жыл бұрын
እዞም ኩሎም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ኣብ ጅብሃ ይኹኑ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ ኣብ ስደት ዘለዉ ንምንታይ ነዚ ንኡስ ዎሎዶ ኣብ ሓደ ጠሬቤዛ ከቢቦም እቲ ሓቂን ክዕረ ዘለዎ ክመሓላለፍ ዘለዎ ሓቢሮም ዘይነግሩ ማለት ዝሓለፍናዮ ምዉንጃል ዘይኮነ ንዝመጽእ ዘርብሕ ብዘምህርን ዝጠምርን መንገዲ መብዛሕትኦም ክምንዕዘቦም ኣይፋተዉንዮም ዉልቃዊ ነገራትኩም ገዲፍኩም ሓቢርኩም ታሪኽ ክትነግሩ ሓላፍነት ኣለኩም። ብፍላይ ክኣ ዉድባዊ ስሚዒት ኣወንዚፍካ። መኽንያቱ ኣብ መወዳእታ ጽላልና ሓንቲ'ያ። ንኣብነት ጀብሃ እስላማዊ ሕማም እንተኔሩዋ በልዋ ተንትንዋ መኽንያቱ ሃይማኖታዊ ዉደባ ከምዘይዕወት ክኣ ንምሃር። ኣነ ብወገነይ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኣካይዳ ማለት ክሳብ ናጽነት ቅኑዕ ኔሩ ብሃላይ'የ መኽንያቱ ኣብቲ ቃልሲ ሕብእቲ ሰልፍን ንብጻይካ ክሳብ ዝስዋእ ኣይትእመን ዝብልን ይሰማምዓሉ'የ ከምኡ ተዘይኮዉን ናጽነት ይትረፍ ሕማቅ ሽም ተፈላጥነት ዳዕሽ ዉን ኣይምረኸበን ድሕሪኡ ኣብ ሲቪል ህዝቢ ምቅጻልሉ'ዩ ዓቢ ዓቢ ጌጋ ተጌሩ!!! ብዉዑ'ዩ ይቅረ ሓቲቶም ኣካይድኦም እንተዝቅይሩ ኣብዛ ሃገር ሰላም ምሰፈነ ህዝቢ ኽኣ ይቅረ ምበለ ኔሩ እዚ ንታሪኽ ከምዝነበሮ ምግላጽን ምምሃርን ኣብ ዝበዝሓ ዝማዕበላ ሃገራት ንሪኦ ኢና ዝመጽእ ዎሎዶ ብጉቡእ ክርድኦ ኣለዎ።
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 3 жыл бұрын
ነምስግን ኣቶ ኣንተንዮ ተስፋይ(TV)ሰነድ! ዕድመን ጥዕናን ድማ ንB/G ተከስተ ሃይለ ይምነ!።
@bashailema9043
@bashailema9043 3 жыл бұрын
B/G Tekeste = Intelligent to the core! Thank you!
@gheribibi1369
@gheribibi1369 3 жыл бұрын
ንበረልና ኣቦና ተጋዳላይ ወዲ ሃይለ ምስ ምሉእ ማዕርግካ፡ ቀጽሎ እዚ ዕላል ገድሊ ከኣ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
B/G Tekeste Haile thank you. I have respect for you. T V Send thank.
@samsonamanuel1351
@samsonamanuel1351 2 жыл бұрын
Thanks B/G
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
Very good explanation 🙏🏾
@tesfitisack1300
@tesfitisack1300 3 жыл бұрын
Wedihaile you are our hero & we are proud of you thank you for sharing it
@BereketJohn
@BereketJohn 9 ай бұрын
Wedi tesfay aytuzukuren youu
@johnhaile4682
@johnhaile4682 3 жыл бұрын
Dear B/G Tekeste and Antonio I would like to say you are doing a good job and I am so proud of you for every thing you have done so far. Keep the good job. I have one correction for the name you referred on the previous interview regarding Habtesilassie Gebremedhin. He has been mentioned as tesfasilassie. Teweldemedhin. With all due respect would you correct it and say some thing about his contribution on the struggle. Thank you. Edmen ti3enan ni akum
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 жыл бұрын
ኩብር በ/ ጀ/ተከስተ ሃይለ ክሳብ ክንደይ ናይ መዝካር ተክእሎካ ሓያል ምኮንካ የድንቀካ 48 ዓመት ንድሕርት ተመልስካ ንዝነበረ ኣሉታን ኣወንታን ኣስማት እንዳገልጽካ ሓደ ብሓደ መግለጽ ንዓካ ዝበቅዕ ቃል የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@eyobtes5588
@eyobtes5588 3 жыл бұрын
ብሃንቀውታ ክንጽበያ መበል 22 ክፋል ቓለመሕተት ኢያ 'ሞ እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራት ኣቦታት/ ኣሕዋት ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ! ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ጎድንኹም ኣለና !!!
@markberhane8373
@markberhane8373 3 жыл бұрын
Genius
@danielgebremeskel9588
@danielgebremeskel9588 7 ай бұрын
ንኹሉ ተጻዊርካ፡ ነታ ጸልማት ዓልርምን ጸልማት፡መርሕነትን ከሰልሸወካ፡ኣብዚ ምብጻሕካ ኣዝዩ ካብ ዝገረመኒ እዩ እሞ ካብ ወዲ ካብ ሰብ ከምዚ ዓይነት ተጻዋርነት ምህላው ንኽመጸና ዝኽእል ተጻወርቲ ንክንከውን ድማ ይሕግዘና እዩ።
@kebari.Abraham
@kebari.Abraham 3 жыл бұрын
እቶም ኣብ ሰልፊ ዝነበሩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰለምታይ እዮም ሕማቅን ጽቡቅን ነዚ ወለዶ ዘይንግሪዎ ተስፋ ንገብር ኣብ ኣንቶኒዮ tv ሰነድ ክተቅርበልና።
@welduaraya2376
@welduaraya2376 2 жыл бұрын
ኣብ ሞንጎ ማኣታልን ጋህተልይን ዝተገብረት ንመካይን ምቅጻል ትዝክራ ዶ ትኸውን?
@hamragebre7540
@hamragebre7540 3 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ኣለካ ኣቦናን ኣያናን ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ፡ቃልካ ምስማዕ ሓለፋ ረኪበሉ፡ ሃጓፍ ኣፍልጦ ታሪክ ህዝብና ክምላእ ኣክኢልካዮ። ብሓቂ ስእሊ ገድሊ ኤርትራ ሚዛን ክሕሉ ውዕሎካን ውዕሎ ብጾትካን ክትረክ ግዴታ እዩ። ዝሓለፍካዮ መስገደል ዋጋ ድልየት ነጻነት፡ርትዒ፡ ፍትሒ ህዝብና ኮይኑ ዛንታካ ድማ ምስክር ንብጾትካ ውን ዝክርን ክብርን።
@rezenehayle673
@rezenehayle673 3 жыл бұрын
ሰላም ብ /ጀ ወዲ ሃይለ እዛ ናይ ዘካርያስ (ዓመጺ) ኣፍልጦ ተለካ ቁሩብ ኣብርህ እንተ ተብለልና ባህርያቱ ብቅዓቱ ከምኡ ውን ናይ መስዋቱ ጌርካ.ኣብ ኣኬባ ከለዉ ተሰዊኡ ዝበሃል'ከ ሓቅነት ኣለዎ ድዩ? የቀንየልና.
@teweldedermas5057
@teweldedermas5057 3 жыл бұрын
ወዲ ዳኒኤል ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ መርገጺኡ ሓያል ስለዝኾነስ ብኹሉ ነገሩ ዝተበደለ ኮይኑ ንረኽቦ መዓርግ ድማ ሓላፊኻ ኔሩ ከብቅዕ ኮለነል እዩ፡ ብዝኾነ ልዑል ታሪኻዊ ትረኻ ፡ክብረት ይሃብካ ጀነራል ወዲ ሃይለ
@user-ej4hr2xh4g
@user-ej4hr2xh4g 3 жыл бұрын
ብዛዕባ መዝገበ ገብረሂዎትን ሃይለ ገብሩን ተጋደልቲ ተሓኤ ገለ እንታይ ትብለና Thx
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
🌹🌹🌹for Wedi haile 🌹🌹🌹
@Filmon472
@Filmon472 2 жыл бұрын
Thank u wedi Haile jigna for all your history. ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ።
@binibini8680
@binibini8680 3 жыл бұрын
Tehabiu znebere nay wedi Meresie tarik bmzrabka haben ysmeani. Rip wedi Meresie.
@BereketJohn
@BereketJohn 9 ай бұрын
Kem hero nibal wuthu atekbirn
@berhetewelde1981
@berhetewelde1981 6 күн бұрын
ዕድመን ይሃብካ ጀነራል ተከስተ ሃይለ🎉 ወልደገባ ዘይነበራ ዓዲ ኣይነበሩትን😂😂😂😂😂
@BereketJohn
@BereketJohn 9 ай бұрын
Hi bitsay hanit hi to alatini
@berhaasme8536
@berhaasme8536 3 жыл бұрын
Abzi aleka arha malet, kemzi aynet sebay ko ayreaku, kemey geru yzkro alo ygerm yu. Ajoka wedi haile kexlo ab gonka alona.
@liyategay874
@liyategay874 3 жыл бұрын
Haxi bhaxi tekste Haile Jigna Nay Jigna serahi tarik Nberelnaaaa
@user-ls3uy7wk4y
@user-ls3uy7wk4y 3 ай бұрын
Wedi haile jigna tegadalay haben tarki ekaemo kexlo gn habtu gebredryas ጣፋን ንፋስ ዘይ ኮነስ ኣዲ ከንዝናብ አዩ ዓዱ
@tshayefadega8676
@tshayefadega8676 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ዓተከለዛን መልሻ ስሙ ጠፊእኒ ኣሎ ዝበልካዮ ፍትዊዶ ይኸውን እስከ ሕተተለይ
@senayalem12
@senayalem12 2 жыл бұрын
ደወደው ግዕዞ ዲያ ዛ ናይ ማርሳ ጉልቡብ?
@goytaykulutkelnakaeuyuemne9751
@goytaykulutkelnakaeuyuemne9751 3 жыл бұрын
Kabeu asmat nayzom kulom video 20/21/22 ngerena
@BereketJohn
@BereketJohn 9 ай бұрын
Abgmbar aseb zine ere kunat
@same8813
@same8813 11 ай бұрын
ተስፋ ምህረት ኣነ ብኣካል ስለ ዝፈልጦ ናቱ ዓቅሚ ካብ 30 ,_40 ዝበዝሕ ሓይሊ ኣይነበሮን መሳርፍ ውን ምስታ ናትና ካብ ክፍልታት ዝተዋጽኤት ሓንቲ ጋንታ ሓለዋ ነይራ ምሳይ ባሓንሳብ ንውዕል ኔርና ከም ሰብ ኣነ ብኣካል እየ ዝፈልጦ ዝምድንኡ ምስ ህዝባዊ ግንባር ስልታዊ እዩ ነይሩ ስለዝከፍኦ ናብራን ዩ ተጸጊዕና ወድሓንኩም
@michelmebrahtom2795
@michelmebrahtom2795 3 жыл бұрын
Gofund for B/G Tekeste Haile please
@AmanuelAdhanom
@AmanuelAdhanom 3 жыл бұрын
Thank you we are working on it.
@BereketJohn
@BereketJohn 9 ай бұрын
Zine ere fikaden tekonu
@adekidan1536
@adekidan1536 Ай бұрын
Admen tianana yihabka ayana
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ስውእ መኮነን ነጻጊ ትኪ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ከቢድ ብረት 74 ዝነበረ ዓርኪ ቢተው እዪ ብሓደ እዮም ተሰሊፎም !
@welduaraya2376
@welduaraya2376 2 жыл бұрын
መን አዩ ነሩ ሽሙ አቲ ሳሆ ወዲ ዶንጎሎ ዝበልካዮ ኣነ ወዲ ዶንጎሎ ስለ ዝኾንኩ? ምናልባት ሺሙ ትዝክሮ ዶ ትኸውን?
@keshttewelde7281
@keshttewelde7281 3 жыл бұрын
Welcome brgader jeneral & sened⚘⚘⚘
@johnhaile4682
@johnhaile4682 3 жыл бұрын
I always wondered why the Eritrean struggle needed HibEti selfi… and why no one tried to stop it. In my opinion the biggest mistake was allowing that selfi to exist and every thing we are living right now is the result of it.
@fitumkidane7039
@fitumkidane7039 3 жыл бұрын
ከምይ ቀኒኩም አንቶኒዮ ብ/ጀ ወዲ ሀይለ ብእትገብርዎ ዘለከም ታሪክ መስናደ በሰጣዕሚ ጹቡቅ ቀጽልዎ ሐንቲ ሕቶ ኣላተኒ ሻግራይ መን እዩ???,
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ የቐንየልና እቲ ኪናት ወከ ዛግር ከተዝልቑ ከለኩም ዘጋጥመኩም ሽግርን ካልእ ድሕሪ ምዝላቕ ንህዝቢ ወከ ዛግር ብጸላኢ ዘጋጠሞም ብስፍሕ ዝበለ እንተትገልጸልና ጽቡቕ ነይሩ
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
ሰላም ብ/ጅ ተኸስተ ሃይል (ወዲ ሃይለ) ኣነ ብጥዕም ኣድናቕካ ኣይ። ኢዛ መደብ ኢዛ ብተመሱጥ ኣየ ዘካተተላ። ማርምት ወረደ ዳኒል (ውዲ ዳኒል) ወዲ ኮንደባ ዛይኩነስ ወዲ ኣፍዶዩ ኣዩ። ሕድራይ ኣበል ጀማህር ድንበዛን ኣብ 1991 ቅድሚ ናጽነት ኣብ ከተማ ዓዲ ቅይሕ ተስዉ።
@solomonkeleta6966
@solomonkeleta6966 3 жыл бұрын
መረሓባ አሮን ተኽላይ ኮ/ል ወረደ ዳንኤል ጽቡቕ ኣሎ 100% ዓዱ ኳንደባ እዩ ሓቁ ኣሎ
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
@@solomonkeleta6966 መረሓባ ሓወ ሰሎሙን መታዕቢቲ ኒ ስዉእ መ/ጀ ውጩ ኣብ ኣፍድዩ ከምዘከነ ሓቤሩ ነሩ። ን ዛያዳ ሓበረታ ኣብ ሰንሰራዕት ቃብር ስዉእ መ/ጀ ውጩ ቃል ኮ/ል ወረደ ዳኒል (ውዲ ዳኒል) ከትረዳ ቲኬል ። ንዛያድ ሓበረታ ንዛ ኣብ ት-ሓቲ ዘለ ሊንክ ተኣዘባ። ( pleas flow the following link from the time of 28: 10 to 32:37) kzfaq.info/get/bejne/aLl6rMyYuMfPfIk.html
@solomonkeleta6966
@solomonkeleta6966 3 жыл бұрын
@@test8551 መርሓባ ሓው አሮን ሰላም ከመይ አለኻ ሓቕኻ ኢኻ ወዲ ዳንኤል መታዓቢቲ ኢና ኢሉ ኔሩ ግን ጎዶቦ እዮም ኳንደባን ኣፍደዩን ጎረባብቲ እየን ጥቓጥቓ እየን
@test8551
@test8551 3 жыл бұрын
@@solomonkeleta6966 ምርሓባ ሓዉ ሰለሙን ተቕብለካ ኣለኩ
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 3 жыл бұрын
በቲ ተቅርቡልና ዘለኹም ብልቢ ነመስግነኩም ሕቶ አላትኒ ንብርጌደር ጀነራል ተኽስተ ሃይለ አብታ ናይ ወከ ዛግር ጠንቂ መስዋእቲ ወዲ አልመደ ብስንኪ እቲ መራሒ ሓይሊ ከይ ሓበረ ዘዝለቀ ብሰንኩ ኢዩ ይባሃል ሕማቅ ኩነታት አጋጢሙ ንምንታይ ዝይተአስረ ስጋብ ዝስልም ዕድል ረኺቡ ?
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 2 ай бұрын
ኣብ'ዚ ደረጃ'ዚ: ዋላ ኣብ ኩሉ እዋናት ናይ ገድሉ ክብሃል'ውን ዝኽእል: ካብ ኣገላልጻን ዝተናውሐ ህይወትን ናይ ጀነራል ተኸስተ: ከም እንርድኦ'ሲ: ወዮ ድኣ ብመሰረቱ ነቲ ድሑርን ዘየገስጋሲን ዓመጸኛን ኣካይዳ ናይ'ቲ ጉጅለ ተቃዋሚኡ ስለ ዝኾነ'ምበር: ክጽምበሮም ፍቃደኛ ምስ ዝኽውን'ሲ: ንዕኡ እቲ ባብ ርሑው ዝነበረ ይመስል ክብሃል ይኽእል። Thank you.
@azariyagereselassie8919
@azariyagereselassie8919 3 жыл бұрын
Habtu Ghebreindrias is from Adi Kemznab, my Tsaeda not from Tafa nfas
@letinak4559
@letinak4559 2 жыл бұрын
ጅግና ኣቦና ሓቂ ንማዕተብካ ትፈልጥ ሓቀኛ ሰብ ኢኻ:: እንቃዕ ከምቶም ዝሓቀቁ ኢሰያስ ኣይየሕቀቀካ
@especially4657
@especially4657 3 жыл бұрын
ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ እስኪ ብዛዕባ ኣማኑኤል ኣስመሮም ገለ በለና ኣማንኤል ምስ ደባይ ተወርዎሪ ሓይሊ ባርዕ ኢዩ ኔሩ እንድደይ ተጋግየ ኣብ ዓዲ ሃንስ ዓንስባ ኢዩ ተስዊኡ ዓዱ ንኡስ ዞባ ዓተከሌዛን ጎላጉልዩ
@eritreanone5496
@eritreanone5496 3 жыл бұрын
ሰላም ኣንቶንዮ ምስ ወዲ ሃይለ እዘን ሕቶታት በጃኻ ሕተተለይ 1፡ ወዲ ሃይለ ዝብሃል ካብ መስረቲ ህዝባዊ ሓይልታት ኮይኑ፡ ኣብ ሰብዓታት ሓላፊ ኮይኑ ግን ሰንኪሉ ኢዱ ተቆሪጹ ብዙሕ ኣብ ሓላፍነት ኣይሰርሐን ይብሃል። እዚ ተጋዳላይ ብሂወት ኣትዩ ኢዩ። ድሕሪ ናጽነት ናይ ኮረኔል ወይ ሌ/ኮረ መዓርግ ተዋሂብዎ ኣብ ሳዋ ትሕቲ ደበሳይ ግደ ኮይኑ ክሰርሕ ምስተመደበ ስለዘይተቀበሎ ምስ ኢስያስ ኣይተሰማመዐን ይብልዎ ። እዚ ሰብ መን ኢዩ ትፈልጦ ኢኻ ዝብል ግምት ኣለኒ። ምናልባት ውን ካብቶም ብዓላ ዝተፈልዩ ጀመርቲ ኢዩ ዝብሃል። ኣነ ኣብ ኣስመራ ብዕላል ኢዩ ዝፈልጦ። 2፡ ኣወንታዊ ተራ ኢሰያስ ኣብ ገድሊ ሰውራ እንታይ ኢዩ ኔሩ? ምኽንያቱ ክሳብ ሕጂ ካብቶም ምስኡ ንእስነትኩም ዘወፈኹም ሰባት ንሰምዖ እንተሎ ኣሉታዊ ጠራይ ኢዩ። ኮምኡ እንተኾይኑ'ኸ ከመይ ኢሉ ንኽንድዚ ዝኣክል እዋናት ነቲ ሰውራ ምሪሑ ኣትዩ? ምስ ብዙሕ ሰላምታ ዕድመን ጥዕናን ሓርበኛ ተ/ ተኸስተ ሃይለ ( ብ, ጀነራል)
@tesfaiberhe9324
@tesfaiberhe9324 3 жыл бұрын
Kubur Tekeste ity nay quahayen milisha Nmentay biret atiquom aitegelxen Kihgizeka ubel tibehal nay jebha Geben zeyebulu mes 60 zikonu teharido Bezy mikniyat kab etiopia biret wesidom Nebsom kikekelu.
@Segen91
@Segen91 3 жыл бұрын
Thank you Br. General Tekeste Haile for sharing these historical journey for independence.
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 3 жыл бұрын
ኣብቲ ተስፋምሕረት ዝተሃርመሉ ኣብ ዒላ ዓብደላ ዝነበረ ሰራዊት ሰውራዊ ባይቶ ትሃሪሙ ኔሩ ንምንታይ
@teweldetewe9034
@teweldetewe9034 3 жыл бұрын
General tekeste kotslo bzaeba tekle aden gele belena
@shammic8882
@shammic8882 3 жыл бұрын
Ab semun kurb yenwhana alo kaliti malti te tegebrulna sebuk neru beterfe subk alo terka mesati u
@goytaykulutkelnakaeuyuemne9751
@goytaykulutkelnakaeuyuemne9751 3 жыл бұрын
Bqedamnet bxae nemsgneka abona
@gobotesfay6358
@gobotesfay6358 3 жыл бұрын
B/general tekeste haile Amanuel asmerom kab haili baraae debay tewerwari znebere tfelto do? Amanuel btaami keyh rogid xibuk seb znebero eye. Meswaetu enddey tegagye ab adi hans anseba eye.
@dahlak8721
@dahlak8721 3 жыл бұрын
በርጋዴር ጀነራል ኣብቲ ሃደ ሃደ ኣብ ብጸትካ ኪትገሊጽ ኸለካስ ትትቀመሉ ቃላት ኩቱር ኒዕቀት ዘለዎ መግለጹ አብ ብጸትካ ትህብ ኣለኻ። ነቲ ትህቦ ሓበረታ ወይውን መብሪሂ ቁሩብ የፍክሶ'ሎ ሞ ኣጣቃቅማ ቃላት ቁሩብ ኣማሃይሾ።thanks for ur historical information
@merhawigebregorgis5322
@merhawigebregorgis5322 3 жыл бұрын
Eti wedi dongolo zebelkyo saho hiji alamay alo ab sewa
@merhawigebregorgis5322
@merhawigebregorgis5322 3 жыл бұрын
Shimu adelay zela zay konea eya zay tekusku jegena eyu
@kkkbbb231
@kkkbbb231 3 жыл бұрын
Nezi sebeay kitgeltso kalat yihatsireka. Gena ab 20tat ametu ezi kulu jigninet wueliwo. Beal hamli, korakur, maebel kiflay...... nazi jigna kizilifu kabey amxoomo eti tibeat. Maebel gumama
@filimonrusomtesfazgi5711
@filimonrusomtesfazgi5711 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ጅግና ጀ\ተኸስተ ሃይለ መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ! ቀጺለ ክሓተካ ዝደለኽዎ ብዛዕባ ኩቡር ወላዲአይ Russom Tesfazgi ዝብሃል ኮይኑ ወዲ ደቂ_ሽሓይ ምናልባት ከም ሳጓ ኣቃላጣፊ ይብሃል ኩባንያ ህንጻ_ሰገን ዳርጋ ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐን ዝሰርሕ ዘሎን ክሳብ ሕጂ ! ተጋዳላይ እዩ ምናልባት ከም ተጋዳላይ መጠን ትፈልጦን ትዝክሮን እንተ ኮይንካ ብዛዕባ ወላዲአይ እንታይ ኔሩ ተርኡ እጃሙ ኣብ'ቲ ሰውራ ክፈልጥ ምደለኹ ዕድል ኣይገበርኩን እንታይ ይመስል ኔሩ እጃሙ ኣብ'ቲ ሰውራ ክፈልጥ ተስፋ ይገብር ትፈልጦ ሰብ ኮይኑ ክጸንሕ ክትምልሰለይ ብሃንቀውታ ይጽበ ብልቢ ድማ ነመስግን ደጊመ ደጋጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኩቡርን ጅግናን ጀ\ ተኸስተ ሃይለ 🙏
@rufaelfeshazion9100
@rufaelfeshazion9100 3 жыл бұрын
ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንስኻ ካብቶም ጀጋኑ ክንበቡ ዘለዎም መጽሐፍ ታሪኽ ኢኻ ።ምኽንያቱ አብ ሐቂ ዝተመርኮሰ ታሪኽ ስለ እትትርኽ ዘለኻ ብዙሕ ነገራት ምእንቲ ኤርትራ ክግበር ዘለዎን አብ መጻኢ እውን ክህሉ ዘለዎ ተስፋ አለኒ ብግብሪ ክተርእየና ።ቲቨ ሰነድ አንቶንዮ ከአ አመሰግነካ ከወተሩ እተቅርቦም መሃሪቲ ስለዝኮኑ።
@Tec217
@Tec217 3 жыл бұрын
መጀርርታ ሰላምታይ የቀድም ብርግደር ተኽስተ ሃይለ ኣብ 36 ክ/ስ 1998 ክራማት መጺልካና መስለኒ እንተደይ ተጋግየ ካብ መገሻ ከይትኸዊን ውን መጺኢካ ካብ ሕክምና ብዝኮነ ኣብ ጉዳየይ ካኣቱ ኣብዛ ትብላ ዘላካ ብርጌድ ስውእቲ ሓብተይ ኒራትኒ ትፈልጣ ትኽዊን ዊን ኣይትፈልጣን ትኸዊን እዞም ምልሽ ስርናይ ናይ ክርነሽም ቡዙሕ ሑጉሳት ኣይነበሩን ኣሽገርቲ ኣይነብሩን እዞም ናይ፡እዲ ተክሌዛን ግን ቁሩብ ህልኽ ኔርዎም ሚስ ድዕብያ ብፍላይ ረዘነ ዝበልካዮ ኔሩ ይከዊን እዩ ግን ጉኑን ዝነበረ " ፍትዊ ኣራኣያ ዝብሃል እዩ፡፥፥ ካልእ ኣብዚ ግዜዚ ኣዛዚ ብርጌድ ኔርካ ብፍላይ ኣብዘን 2 ጊዜ ዝገበርኩሞ መጥቃዕቲ ብፍላይ ዲማ ኣብዛ ድሕረይቲ ከባቢ መወዳእታ ንሃሰ መጀርታ መስከረም ህ ግ ሙሩክ ክትዕቅብ ኢና ንፈልጥ ኣብዚ ግዜ፡እዚ ኣረግርውቲ ኣሓይሊ ዝዕጥቁ ኣቦታት ወረግ ገሊኦምሲ ከም ሰዉኣት፡10000 ንቕፋ ዝወሰዱ ውፉባት ኮይኖም ሒዝኩም ዋላ ክትሓባሀርኩም ዝዋዓሉ ረሽንኩሞም እዚስ ዝወስድኩሞ ውሳኔ ትእዛዝ ናይ ውድብ ድዩ ኔሩ ወይሲ ናይቶም ኣቡኡ ዝነበርኩም ሓለፍቲ ዝወስድኩሞ ውሳኒ እዩ ኔሩ ብትሕትና ፍቃደኛ እንተኮንካ እዚኣ ከትብራሃልና
@hazhazinoyemane9760
@hazhazinoyemane9760 3 жыл бұрын
Wela zeynberlu Giza kabe neoo zemslu halefti zesmo kea zeyngerna ane ayenberkon teray zebil
@tadessekidanesebhatu7313
@tadessekidanesebhatu7313 3 жыл бұрын
ኣቶ ኣንቶንዮ! ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብ፡ ብዛዕባ "እንዳ ተስፋምሕረት" ኣመልኪትካ ዘቕረብካዮ ሕቶ ኣዝዩ ፈኲስ ኮይኑ ረኺበዮ። ብ|ጀ. ተኸስተ'ውን ኣይመለሶን። ክልቴኹም ብዛዕባ'ዚ ኣፍልጦ ዘለኩም ኣይትመስሉን። መበገሲ ኪኾነካ ግን ገለ ክብለካ። "እንዳ ተስፋምሕረት" ዝበሃል ርእሱ ዝኸኣለ ውድብ ኣይነበረን። ተ.ሓ.ኤ. ካብ ሜዳ ተደፊኣ ድሕሪ ምውጻኣ ገለ ክፋል ካብ ሰራዊት ሓርነት ኣብ ጋሽ ተሪፉ ነይሩ። ሓደ ካብኦም ተስፋምሕረት ኢዩ። እዚ ክፋል እዚ ምስ ህ.ሓ.ሓ. (እንዳ ሳበ) ብስምምዕ ሰሚሩስ ሓደ ውድብ ኢዮም ፈጢሮም። እቲ ስምምዕ ብኸመይ ጀሚሩ፡ በየናይ ምዕባለታትን መድረኻትን ሓሊፉ፡ ብኸመይከ ቀጺሉ ርእሱ ዝኸኣለ ነዊሕ ታሪኽ ኢዩ። ርክቡ ምስ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ከመይ ነይሩ? ዘራኽቦምን ዘፈላልዮምን እንታይ ነይሩ? እዚ ውድብ ኣበየናይ ቦታታት ይንቀሳቐስ ነይሩ? ክሳብ ክንደይ ዓቕሚ ነይርዎ? መዓስን ኣበይንከ ተሃሪሙ? ድሕሪኡኸ ከመይ ኮነ? ወዘተ ኣካል ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዝኾነ ኣገዳስን ነዊሕን ታሪኽ ኢዩ። ኣባላት መሪሕንቱ ኮን ሓያሎ ካብ ላዕለዎት ካድረታቱ ፈቐዶ ሃገራት፡ ዋላውን ኣብታ
@tadessekidanesebhatu7313
@tadessekidanesebhatu7313 3 жыл бұрын
እትነብሩላ ዘለኹም ሃገረ ሽወደን ኣለዉ። እቲ ታሪኽ ከምቲ ትብልዎ ኣይኮነን።
@kerkbet
@kerkbet 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓው ታደሰ ኪዳነ ስብሃቱ፡ ሰላምታ ይብጻሕካ። ብምቅጻል ብዛዕባ ታሪኽ ተስፋምህረት ብርሕቕን ቀረባን ክንደይ ንፈልጥ ፡ ኣርእስቲ ተላዕሉ ምስ ተዘርበሉ ኣብ ሚዛን ክትኣቱ ትኽእል። ግን ኣብዚ ሕጂ ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ምስ ተስፋምህረት ዝነበሮ ተሞክሮ እምበር ታሪኽ ተስፋምህረት ብፍላይ ንምግላጽ ኣይኮነን። ብዝተረፈ ንሓበሬታኻ ብጉዳይ ተ ምህረት ብሰፊሑ ምስ ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰልጠነ ክፍላይ ዝገበርናዮ ኣብዚ ኣብ TV Sened ክትሰምዖ እዕድመካ። ሰናይ ቅነ።
@tadessekidanesebhatu7313
@tadessekidanesebhatu7313 3 жыл бұрын
@@kerkbet ብዛዕባ'ዚ እትብሎ ዘለኻ መዓስን ብኸመይን ከም እተባህለ ኣይፈለጥኩን። እንተ ብዛዕባ "እንዳ ተስፋምሕረት" ዝበሃል እንተኾይኑ ግን "ዝወኢኣለ ይንገርካ" ከም ዝበሃል ኣብቲ ጉዳይ ካብ መጀምርታኡ ክሳብ መጨርሽኡ ኣብ በበይኑ ጽፍሕታት ዝነበሩን ነቲ ጉዳይ ኣዐርዮም ዝፈልጡ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምስራሕ እቲ ውሳኔታቱ ዝነበሩ ስለ ዘለዉ ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ። ንሓደ ጉዳይ ወይ ዘይምትንካፉ፡ እንተ ተንኪፍካ ግን ብውሑዱ ገለ ሓቅታት ክተስፍር ስከዝህልወካ ኢየ። ብዝኾነ ግን እንተ ተላዒሉ (ክለዓል'ውን ስለ ዘልዎ) ታሪኽ ስለ ዝኾነሲ ካብ ስምዒታትን ጸጊዕነትን ብዝረሓቐ ከም ታሪኽ መጠን ከምታ ዝነበረታ ምቕራቡ ኢዩ ዝምረጽ እቲ ምንታይሲ እዚ ናይ ሕጅን መጻእን ወለዶታት ክምሃረሉ ስለ ዝግባእ። እቲ ዕላማ ናይዚ መደብ ንታሪኽ ከምታ ዝነረታ ብምቕራብ ሰባት ንክመሃሩሉን ተመኩሮ ኪቐስሙሉን ስለ ዝኾነ። ብዝተረፈ ሓቢርና ንከታተል። ንመላላእ ከኣ። ኣብዚ'ኳ ዝምልኣሉ የብለይን፡ ስለ ዘይተተንከፈ። ይጀመር'ሞ ሽዑ ኩልና ነናትና ኣፍልጦን ተመኩሮን ኣብቲ ጉዳይ ነስፍር። ሰሰናዩ!!
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 7 ай бұрын
ኣንታ ከዳዕ ንስኻ መላሻይ ውን ከድዕ ከምኡ ኢኻ :: ኣበርኪተ ኣይበርከትኩን ኣበርኩተይ ንስኻ ድሕሪ ባይታይ ኣይትፈልጦን ኢኻ :: ብውሕዱ ኣነ ከዳዕ ኣይኮንኩን ትግራዋይ ዕሱብ ኣይኮንኩን.
@007dc7
@007dc7 3 жыл бұрын
ካብ engineer ምኪኤል ሰላም.. ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮ ብጣዕሚ የመስግነኩም.. ወዲ ሃይለ መዓብይቲ Dr asefaw.. አብዚ ሰሙን.. ብ ናይ ኣእምሮ ሕማም ኢሰያስ ተዛሪቡ ኣን ከቢድ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዘለዎ ሰብ እዩ እየ ዝብል ብዙሓት ውን.. ብ ቀረባ.. ዝፈልጥዎ.. ሓለፍቲ ቤተ ሰቡ እውን.. ከቢድ ሕማም ኣእምሮ ኣለዎ ይብሉ If this is true.. ኢሰያስ is not fit to lead Ertrea.. He can be removed by international community legally. 5 million.. People of Eritrean are victims of Iseyas.. Heavy mental illnesses Must be removed soon Eritrea people and its leaders have the right to know. To conform this truth ተስፋ ይገብር ኣንቶንዮ ወዲ ሃይለ.. ብዝዕባ እዚ .. ዘርባ ዘይኮነ... ዓቢ ጎስጋስ ክትገብሩ
@tmichael9377
@tmichael9377 3 жыл бұрын
ኣዚ ኹሉ ቃልሲ ሓሊፉ ኣበይ ኣለና ሕጂ ዘሕዝን ኣዩ መስዋአትነት ንኾንቱ
@akele21guzay87
@akele21guzay87 3 жыл бұрын
ሰላም ኣቦ ንኡስ✋✋✋፡ ንምንታይ ዕላማ እያ ካብ ምሉእ ክፍለ ሰራዊት ኣዋጽያ ናብ ግንባር ትሰዲድ ነይራ እታ ህዝባዊ ገንባር፡ እዚን ወዲ ከምዚን ዶ ይከውን ኣከለጉዛይ 35000 ❤❤❤ሰማእታት ከፊላ ተወሳኪ መንካዕ ተባህሎም ልዕሊ 5000❤❤❤ ኣብ ቁጽሪ ዘይሰፈሩ፡እዚ ሰውራ ናይ በሓቂ ንደቂ ኣከለጉዛይ ሃስና እዩ፡ ግን ክንምክቶ እና፡ንሕና ደቂ ኣከለጉዛይ ኤርትራ ኣብ ኣከለጉዛይ ኮይና እና ንጥምታ እንተ ዘይኮይኑ ኤርትራ ሃልያ ኣይሃልያ ንዓና ትርጉም የብላን👌👌👌👌✊✊✊✊✊✊
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 жыл бұрын
Ezi Halewlew gedifika Entetimihar Xibuk Neru Kab Xebibinet Wuxae n Akeleguzay Elu Ziteseweu yelewun .Hilikus Mibelikuka gn Entay geberika kkkk
@akele21guzay87
@akele21guzay87 3 жыл бұрын
@@negodatatselam443 ሰፋሪ ሕሩጭ፡ ኣነ አኮ ሕቶ እየ ሓቲተ፡ንሳካ እትምልሶ ሕቶ ኣይኮነን ።እንታይ እዩ እቲ መክንያት ኣከለጉዛይ 40000 መንእሰይ ክትከፍል ተገዲዳ?👌👌👌እንተ ኮነ ኣነ ውን ንዓካ ዝምጥን ጸርፊ ክውትፈልካ ይክእል እየ
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 жыл бұрын
@@akele21guzay87 Nisika Eti Riesika Haruch Eyu Meleu Nbaelika Kitihasib Aytkielin Eka kkk
@akele21guzay87
@akele21guzay87 3 жыл бұрын
@@negodatatselam443 ኣታ ሰፋሪ ሕሩጭ ሕጂ እንተደሊካ 40000 ገድፍካ 80000 ክፈል ኣብ ትግራይ ንዓና ደቂ ኣከለጉዛይ ይምልከተናን እዩ፡ኣነ ዝሓተትኩካ ሕቶ እዩ፡ንስካ ግን ከም ዑቡድ ከልቢ እካ ትነብሕ፡ወደሓንካ
@rahawatesfaslasie9291
@rahawatesfaslasie9291 3 жыл бұрын
Bakan wedi Kemakan Izi Hibreteseb AG. Yidfer Alo YinixeL Rise Mithat kabzi Aynet Atahasaba iyo Zibigas Neza Hiwetka Tifiwisa Balika Eka !! Abey Alku mis Men Hibreteseb Alku Elka Zelakayo Kebabi Kitizeb Eka Nebsika Mistom Zelekayo Azamida Malsi Abo Kitrakibo Eka 🤫
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 9 ай бұрын
አንታ ከዳዕ ዓጋመ ብተዓሰብካዮ ገንዘብ ጌርካ ቀይሕን ጸሊምን ክዳውንቲ ተኸዲንኻ ኣናቀያየርካ ሓሶትካ በቶም ዕሱባት ጋዜጠኛታት ኢና በሃልቲ ትዘርእ ኣለኻ :: ሓሶትካ ግን ናብ ህዝቢ ኤርትራ ይትረፍ ካብቲ ተሓቢእካሉ ዘለኻ ዓዲውን ኣይወጽእንዩ :: ሽሕ ግዜ ሓሶት ፍጠር ትበጽሖ የብልካን :: ኤርትራን መራሕቲ ኤርትራን ከምቲ ትሕስዎ ዘይኮነ ኣብካልእ መድረኽዮም በጺሖም ዘለዉ :: ንስኻን ኣጋዋሕትኻን ፈሺልኩም ኢኹም :: ሽሕ ሃመማ ነይከፍቱ ተፈይቶ :: VIVA ERITREA
@SelamShalom419
@SelamShalom419 7 ай бұрын
ነዛ ዓለም ዝኾነ ዘየበርከትካ ንክንድዚ ዝኣክል ጀነራል ከተባኽስ። ሎቕማጽ ሓሳዊ። ሙኻን ሰብ ዓቕሙ ዩ ዝዛረብ። ብላሽ ኢኻ ብላሽ። ትሩፋ። ፎእ። ህኩይ ሰነፍ። እንኳዕ እኳ ዘይንፈልጠካ ኣይንኸውን።
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 23     July 3 2021
1:21:50
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 43 М.
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 17 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 40 МЛН
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Interview Part 16 ,           May 7 2021
1:14:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 45 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile  Interview Part 21   June 18 - 2021
1:24:11
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 25     July 16-2021
1:14:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 64 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part-19   June 4 2021
1:16:48
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 33 М.
Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview  29 October 2020 Part 7
1:13:57
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 17 МЛН