እዋናዊ መግለፂ ውድብ ናፅነት ትግራይ

  Рет қаралды 3,171

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

2 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Ethio,Forum
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#tigiray_poletics
#Dr_Mehari_Tadele
#Tadase_Yemane_(Engner)
#Professer_Assefa_Fiseha
#መሓሪ_ታደለ
#ኣምባሳደር_ወንድሙ_ኣሳምነው
#ጀነራል_ተኽለብርሃን_ወልደኣረጋይ
#ታደሰ_የማነ
#ኣባ_ጥዑም_በርሀ
#ኮለኔል_ተወልደ_ዕንበብ
#Coleniel_Tewelde_Enbeb
#Kidane_Amene
#ጓል_ራያ

Пікірлер: 28
@menikazi1
@menikazi1 2 ай бұрын
ተባዕ ትግራዋይ ከቀንዩካ ድዮም ዳኣ እሞ ?እዞም ጉሓላሉ ።ኣምላክ መውጾኦ ይሃብካ
@zemenstudio2993
@zemenstudio2993 2 ай бұрын
ጀግና 🙏🙏ወዲ ነፃነት
@user-vv1hx5wf7s
@user-vv1hx5wf7s 2 ай бұрын
መንግስቲ ነፃነት ትግራይ😮
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕምም ዘደንጹ ዘይሕጋውን ዘይምዕባለን መሬት ትግራይ ኣብ ኢውረጳ ዘይሽየጥ ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ዓቕምን ገንዘብን ብሰንኪ ውልቀ ሰረቕቲ ሓለፍትን ነጋዶን ይሽንሽንዎ ኣለዉ።
@Awet229
@Awet229 2 ай бұрын
ናጽነት ብናጽነት ኣይመጽእን ሓሪሪና ኢና ብውሽጥን ብደገን ጸላእቲ ስጉምቲ ውሰዱ።
@Yikrtayekenyley
@Yikrtayekenyley 2 ай бұрын
😢😢😢😭😭😭
@user-de5no1jc1k
@user-de5no1jc1k 2 ай бұрын
መግለጺ ብመግለጺ ኮይኖም ዓለት ወዓግ መኣስ ኢዩ ምስ ሰብ እትቑጸር ክልል ወዓግ ? ? ?
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ 😢😢😢 ንወርቂ ዕደና ክብሉ ን TDF ኣዋጊእምዎም 😢😢😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን 😢😢 እዞም ኣዘዝቲ ሰራዊት ግን ብጣዕሚ እዮም ዝገርሙ ዓበይቲ ከብዲ ።
@YrgfHgh-lm8ij
@YrgfHgh-lm8ij 2 ай бұрын
ክስዕበኩም ላብ በረካ ውጹ
@user-di4ko7dm5e
@user-di4ko7dm5e 2 ай бұрын
በረካ ምኻድ ናይ ሰነፋት ዩ ሃየ ኣብ ከተማ ሓግዞም ካብ ከባቢና ንመሃር ብሰለማዊ ሰልፊ ዝመውት ህዝብን ብኲናት ዝመውት ህዝብን እውን ኣብ ግምት ኣእቱ። እታ ሓቂ ክትሕግዞም ትኽእል ኣብ ከተማታት ሰለማዊ ሰልፊ ምውጻእያ
@Berheize
@Berheize 2 ай бұрын
የቐንየልና ውናት ብዛዕባ ኣብ ወርቂ እደና ኣብ ኣስገደ ተገብረ ተጋደልቲ ኣብ ክልተ ከፊሉ ፍርቆም ንሰረቕቲ ደጊፎም ፍርቆም ድማ ምስ ህዝቦም ወጊኖም ክታኾሱ ተገሩ ተጋደልቲ ዘየድሊ መስዋእቲ ክከፍሉ ተገሩ እዩ። Shame on the military leaders of Tigray for giving order to kill the local population for opposing illegal mining.
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
ከምኡ ገይሮም ብጣዕሚ እዩ መሕፈሪ ። ዞም ናይ ትግራይ ጀነራላት ግን ሓመድ ብልዑ ብጣዕሚ እዮም ዘሕፍሩ ።
@habenomgedey9898
@habenomgedey9898 2 ай бұрын
Emo, eziedea nie wishtee tsegem eyu. Etie agdasie ab ed goans wediku zelo meriet Tigray endo bekemey nemelso elkum tezarebu!
@bestoff6144
@bestoff6144 2 ай бұрын
ኣየ ዉዒግን ጉባኤ ጉባኤ ጉባኤ So What no have new
@fregoitom6568
@fregoitom6568 2 ай бұрын
Wayyyyyyyyy hizbei 💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@bashayk8170
@bashayk8170 2 ай бұрын
ሃገር ክትምስርት ትደሊሞ ጥርዓን ክኣ ናብ ጎይቶትካ ተቅርብ። ዘገርም'ዩ! ወይ'ዛ ትግራይ ትረኽቦ።
@Wellaitay
@Wellaitay 2 ай бұрын
Go back to school Agame😂😂😂
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 ай бұрын
ብቁዕ መራሕን መንግስትን ዘየብሉ ህዝቢ
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 2 ай бұрын
ዝዘራእክሞ ተንኮል ሕጂ ይልብልበኩም አሎ ካድረታት ትግራይ ትባሃሉ ብስለት ናይ ፖለቲካዊ አንፈት ዘይብልኩም ብሥስዕቲ ዘይናትኩም መሬት ክትግብቱ ዘይትሐፍሩ ዋላሐንቲ ሕፍረት ዘይብልኩም ክልል ክንስኩም ሃገር ጎቢጥኩም ዓባይ ትግራይ ባሕሪ ዘለዋ ዝሕልምኩም አምላክ አበይ ከስልጠልኩም ሕጂ ክትልፍልፉ ዝክልክለኩም የለን እንተ አብ ተግባር ግን ዋላሐንቲ ክትገብርዋ ትክእሉ የለን ምክንያቱ ትግራዎት ነገር ምጽሕታር ሕስድና ስርቂ ተንኮል ዝመለለይኩም ኢኩም ንሕዝቢ ትግራይ ግን ናብ ጸልማት አውዲቅክምዎ ትርከቡ አለኩም ብዘረባ ዝመጽእ የለን ንጽቡቅ ተግባር ብሰላም ምስ ጎረባብቲ ንምንባር ስርሑ እዚ ዓሰርተ ግዜ እብዛ ናይ ብራከ ሸው ዝብልዋ ናይ ብራከ ዘይኮነት ናይ ውድቀት ማስመዲያ መጺኩም አይትለፍልፉ ንስራሕ ተበገሱ ብቅዱስ ቅንኢ ንተንኮል ዘይኮነ ተንኮል ዝሐሰብ ንዘላአለሙ አብ ውድቀት እዩ ዝነብር።
@matimahtem4848
@matimahtem4848 2 ай бұрын
መራሒ ህወሓት ደብረፅዮን ምእማት ፣ምምራሕ ብዘይምኽአሉ ፣ ኢትዮጵያ አብይ ክትፈጥር ገይርዋ። ትግራይ ድማ ክትጠፍእ ገይርዋ። ደፊርና ንናገር። መራሕቲ ሰራዊት ለ ደቂ ሐደ አከባቢን አዝማድን ጉጅለ እዮም እምበር ምራሕ ዝኽእሉ አይኮኑን። ድሕሪ ጦሮታ ዶ ናብ ምምራሕ ትመፅእ ኢኻ? በቃ ጦሮታ ትወፅእ ዘለኻ እኮ ስለዘይትኽእል ኢኻ። ህወሓት ምሁራትን ሰብ ሐፍትን አሳቲፋ ናይ ሽግግር መንግስቲ ክትገብር አለዋ።
@patwarikhoty7382
@patwarikhoty7382 2 ай бұрын
ህዝቢ ኢሮብ ከ ረሲዕክምዎ ዶ ፀበብቲ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 2 ай бұрын
ይገርመካዩኡ ናይዝኦምስ ፎ ሃለዉለዉ ይብሉ መሬቶም ኣረክቦም
@Wedhaze
@Wedhaze 2 ай бұрын
ለዘይቲ ካብ ሕወሓት ዝኣስኩም ጀዛቡ
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
እንታይ ገይሮም ? ዕሰለ ድኻ ። ሓቂ ኮ እዩ ተዛሪቡ ።
@user-xy1db7lo9r
@user-xy1db7lo9r 2 ай бұрын
ውናት በጃኹም ሐደነገር ግበሩ ህዝቢ ኢሮብ ብውዕሊ አልጀርስ ተሸይጡ በይዛኹም ቀልጥፉ ገለ ግበሩ
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 2 ай бұрын
ጋዳ 10 ግዜ መ--ፂ ዘይስልችወኩም ኮራኹር🐕🐕🐕
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
እንታይ ገይሮም ? እዛ ሐዚ ዘውፅዋ መግለፂ ናይ ህዝቢ ቃንዛ እዮም ተዛሪቦም ። ንወርቂ ክብሉ እኳ TDF ባዕሉ ንባዕሉ ክዋገእ ገይረምዎምሰ ። ከም ዕሰለ ኣይትዛረብ ኣዳምፅ ዋይ 😮😮😮
Китайка и Пчелка 10 серия😂😆
00:19
KITAYKA
Рет қаралды 1,9 МЛН
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 19 МЛН
Кәріс өшін алды...| Synyptas 3 | 10 серия
24:51
kak budto
Рет қаралды 1,3 МЛН
Sprinting with More and More Money
00:29
MrBeast
Рет қаралды 171 МЛН
አረጋኸኝ ወራሽ በመልሱ 1,000,000 💸 ብር ተሸለመ !
1:10:42
Hanna Yohannes-ጎጂዬ
Рет қаралды 421 М.
Китайка и Пчелка 10 серия😂😆
00:19
KITAYKA
Рет қаралды 1,9 МЛН