ያታዊ ባህሊ ዞባ ደቡብ - !

  Рет қаралды 7,795

Hordata Media

Hordata Media

2 жыл бұрын

Пікірлер: 20
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘደንቅን፡ዘገርም ብቅዓት!!! እታ ንኣሽሓት ዓመታት ኣባሓጎታትና ዝዓቀብዋ ባህሊን፡ትልሂትን ሎሚ ብኣካል ኣባኩም ሬኤያ። ኣከለ ማሕላን፡ጽንዓትን፡ተወፋይነትን ኣባሓጎታትናን፡ዉዱብ ህዝባዊ ግንባርን ኣብ ዕላሙኡ ወቂዑ። ስለዚ ካብ ሕጂ ንድሕሪት ፡እዚ ብማሽን ድራም ጌርካ እዚኒ ደቂ ሰባት ምጽማም እንዳ ተረፈ ክከይድ ኢዩ። ከምዚ ዓይነት ዉህደትን፡ስምረትን፡ሙዙቃ ካብ ዝተርፍ ወይ ዝጠፍእ ኣማኢት ዓመታት ኮይኑ ጸኑሑ፡ሕጂ ግን ሎሚ ተጋሂዱ በዛም ጀጋኑ መንእሰያት ፍርያት መዲና ሳዋ። ህዝባዊ ግንባር ክቃለስ ከሎ ንናጽነት ጥራይ ኣይነበረ እቲ ዕላማ ካብ ባርነትን፡መግዛእትን፡ባህልን፡ልምድን ሕብረተሰብ ከይጠፍእ'ዩ ተቃሉሱ። ገዛእቲ ሓይልታት ካብ መንዛእቲ ፖርቱጋሊውያን፡ቱካውያን፡ግብጻውያን፡መሳፍንቲ ትግራይ፡ኢታላውያን፡እንግሊዛውያን፡ሃይለስላሴ፡ስርዓት ድርጊ፡ጭፍራ ወያነ•••ወዘተ።ካብ ቀደም ዘበን፡ክሳብ ሕጂ ነዛ ውርዚቲ ባህልናን፡ልምድናን፡ጭውነትናን ከጥፍኡን፡ክሓኩን ነዊሕ ሰሪሖምን፡ይሰርሑን ኣለዉ። ስለዚ ኩሉ ሓድሽ ወሊዶ ኤርትራዊ እዚኣ ጭዋ ባህልን፡ልምድን ከይትጠፍእ ንዕቅባን፡ኽሕልዋን ኣለዋ። ካብዚ ዘለክሞ ንላዕሊ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከም ትበጽሑ ከኣ፡ብዓል ዓቢ ተስፋን፡እምነትን ኣለኒ ኣብ ልዕሌኩም።ሓደራ ጥራይ ንቁሩብ ግዜ 'ዩ እቲ ናይ ቁጠባ ሽግር ከይተቆርጽዋ እዛ ሒዝኩማ ዘለኩም። ኣሰናእትን፡ኣቅረብትን፡ኣለይትን፡ኣዋሃህድን፡ናይዚ መደብ ማለት ኩሉም ኣማዕረግቲ ናይዚ ጽንብል፡ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@eriiistars3089
@eriiistars3089 2 жыл бұрын
ታሪኽናን ባህልናን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኣይተላዕሎን ንምዕቃቡ ግን ንሰብ ሞያ ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን ናይ ኩላትና ሓላፍነት ዩ ኣጆና
@beletseasgedom1132
@beletseasgedom1132 2 жыл бұрын
Great skills💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴🌴
@sff3460
@sff3460 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ክብረት ይሃብኩም ባህሊ ዓደበኩም ዝዓቀብኩም ኣብ ምዕቃብ ትርከቡ ዘለኩም ባህሊ ህላወ ናይ ሓደ ሕብረተ ሰብ
@tekestehaile4189
@tekestehaile4189 2 жыл бұрын
Great job deki Eri
@eriitreaeri5744
@eriitreaeri5744 Жыл бұрын
Great music ❤
@tekliyane1002
@tekliyane1002 2 жыл бұрын
wawww abiy tesfa tnsa muzka🇪🇷❤❤🇪🇷
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 2 жыл бұрын
Eritrean Agoka wedi Eritrean Wedi afom nekulomo
@elizag8353
@elizag8353 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ መደብ ባህላዊ ጥበባትና ንዓቅቦ።
@andebrhankessete7053
@andebrhankessete7053 2 жыл бұрын
ኣቤት ትንሳኤ ሙዚቃ ኤረይ ዝሕምበቦ ዘሎ። ነዞም music instruments ከም ሰብ ኣዛሪቦሞም። ትንሳኤ ንምዕቡል መእሰይ ወሎዶ ብግሪ ብግብሪ
@yemanekiflezghi3105
@yemanekiflezghi3105 2 жыл бұрын
Great job Hordata Media, Young youth with traditional instrument and music🎶
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 жыл бұрын
Impressive just wawwwwww
@ibrahimismail5568
@ibrahimismail5568 2 жыл бұрын
❤️👍♥️💕🌹
@meharihanibal5797
@meharihanibal5797 2 жыл бұрын
Bahlu zeqb seb wetru kbru equbu mo ajokatkum haberm .
@yonnnavy9669
@yonnnavy9669 2 жыл бұрын
ክክክክክክ ያታዊ ጸውታ ትግርኛ ገዲፍካስ ዞባ ድቡብ ይባሃል ኢዩ። ናይ ሳሆ እንተ ዝከውን ግና ናይ ዞባ ደቡብ ኣይምበልዎን።
@user-leew
@user-leew 2 жыл бұрын
Suq bel gunuf nay zoba dobub do aykonen eyu hji ke
@yonnnavy9669
@yonnnavy9669 2 жыл бұрын
@@user-leew ሎቅማጽ ደንቆሮ
@user-leew
@user-leew 2 жыл бұрын
@@yonnnavy9669 sakt donqros nbealka wedza hamli
ያታዊ ጸወታ ዞባ ደቡብ - ስዒደይ (ትግርኛ)
14:21
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 24 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 63 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 23 МЛН
ጉዳይ ዊንታን ገነትን ከምብሓድሽ !
21:13
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 40 М.
Yikre Beli
6:50
Andit Okbay - Topic
Рет қаралды 163 М.
ያታዊ ጸወታ ዞባ ደቡብ - ምነይ!!
6:04
Hordata Media
Рет қаралды 6 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 24 МЛН