ዛዕባ ምስናድ ባህላዊ ሃብቲ - ምስ ተመራማሪ ባህሊ ኣቶ ሰለሙን ጸሃየ - 1ይ ክፋል| Interview with Solomon Tsehaye - PART 1

  Рет қаралды 4,907

ATENA VISION

ATENA VISION

6 ай бұрын

ሰፊሕ ኣስቶምህሮኣዊ ቃለ-መሕትት | ዛዕባ ምስናድ ባህላዊ ሃብቲ ማስን መልቀስን - ምስ ደራሲን ተመራማሪ ባህሊን ኣቶ ሰለሙን ጸሃየ - 1ይ ክፋል | Extensive interview with Author and Cultural Researcher Solomon Tsehaye - PART 1
#AtenaVision #culturalvalues #eritrea #eritreanculture #eritv

Пікірлер: 22
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ንምነይነየልካ ሰሎሙን ጸሃየ 👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍
@michaelangosom8062
@michaelangosom8062 6 ай бұрын
Kubur Abona sele edmen tenan yhabeley fetari 🥰🥰🥰
@fevenmengsteab7369
@fevenmengsteab7369 6 ай бұрын
wawwww seloye xbuq aqerarba edmen tenan yhabka
@simontesfamariam9924
@simontesfamariam9924 6 ай бұрын
ንፉዕ ዝሓወይ!
@malinadasapa5816
@malinadasapa5816 6 ай бұрын
Klte Sele selamkum ybzah. Xbuq medeb. Nfetwomn nednqomn gex riena🎉🎉❤❤
@hagoshabte2846
@hagoshabte2846 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ክቡርን ፍትውን ኣያና ስለ ዘቕረብኩምልና ምስጋና ይግባኣኩም ርሑስ ኣውዳኣመት።ቀጺለ ነዚ መጽሓፍ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል በጃኹም ተገዲስኩም ክትሕብሩና ተስፋ ይገብር ብፍላይ ካብ ሃገር ወጻኢ ዘለና ክብረት ይሃበልና የቐንየለይ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 5 ай бұрын
መመህረይ መምህር ኩሉ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ኩልኹም ጀጋኑና ክብሪ ይግበኣኩም ኢዩ። ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ።
@shewithurui-habte7989
@shewithurui-habte7989 6 ай бұрын
የቐኔልና ርሑስ በዓል❤
@yihayshfisseha4368
@yihayshfisseha4368 6 ай бұрын
Waw
@tewoldetesfai1446
@tewoldetesfai1446 6 ай бұрын
❤❤❤❤waw great , it us very friutful. Tha k you for your engagement
@tesfu-EritreaEthiopa
@tesfu-EritreaEthiopa 6 ай бұрын
Wowww fantastic thanks❤
@asefawgher6625
@asefawgher6625 5 ай бұрын
Thank you Solomon for sharing ur knowledge
@kidanesiele990
@kidanesiele990 6 ай бұрын
Good Job ❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 6 ай бұрын
ልበይ ረኸብካያ ሓታታይን መላሳይ ኣቦ ባህልናን። ጸባ ኣስተኹሙኒ፡ጸባ ስተዩ።እንታታይ ዝገብር ባህሊ'ዩ ዝብሉ እንዳበሉ መሊሶም ድማ ባህልን ምስልን ጸዓዱ ዝገብሩ ይስዕርሩ ኣለው። ብጸጉረን ብሎንደ፡ንገጸን ብመቕይሒ ሜክኣፕ ኣቕይሐን ወዘተ ምዕራባውያን ክመስላ ዝውዕላ ኣርቲስትን ተራ ዜጋን ሃገርና ውሑዳት ኣይኮናን።
@user-xj3jv8ns8f
@user-xj3jv8ns8f 6 ай бұрын
Btami des zebl akararba seliye haway abona selomon Tsehaye kbret yhabelna abo bahli
@solomonmehari8156
@solomonmehari8156 6 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩሉኩም ርሑስ በዓል ልደት ኣዚና ነመስግነኩም ስለ እቲ ብሉጽ ርእይቶኩም ።
@Eriboy
@Eriboy 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ : ኣዝዩ ኣገዳሲ ሰብ ሎሚ ረኺብኩሞ :: ቀጻሊ ይኹን ካልኦት ብዙሓት ዓበይቲ ስነጥበባውያን ኣለው ከምዚ ጌርኩም ኣዛርብዎም::
@user-vn1yd7bu6f
@user-vn1yd7bu6f 6 ай бұрын
ሃገራዊ መዝሙር ኤርትራ ዝገጠመ ውን ሰለሙን ጽሃየ እዪ።
@solomonmehari8156
@solomonmehari8156 6 ай бұрын
ኩሉኩም ርእይቶኩም ዝሃብኩም ብስም ኣተና ቪዥን ኣዚና ነምስግነኩም ኣብ 2ይ 3ይ 4ይ ክፋል ብዝያዳ ክንጽበየኩም ኢና ።
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 6 ай бұрын
እታ ዜማ ናይ ሃገራዊ መዝሙር ናይ መም ስዉእ ኢሳቅ ኢያ።
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 6 ай бұрын
ነቶም ቡሉጻት ሰባት ቡሉጻት ጋዜጠኛታት ዘይሕዝዎም ! ዝገርም ዩ
@kokobnegash7408
@kokobnegash7408 6 ай бұрын
ሃብታም ባህሊ ! ኤውሮጻውያን አብ አፍሪቃ አቐዲሞም ዝገበረዎ ነገር መበቆላዊ ባህሊ ምብራዝ / ምትካእ ኢዩ ፥ በዚ ድማ ሕብረተሰብ መዓዝኑ የጥፍእ ፥ እዚ እንታይ የሪኤና ባህሊ ክንድምንታይ አብ ምዕባለ ሕብረተሰብ እጃም ከምዘለዎ ኢዩ ።
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 37 МЛН
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 48 МЛН
ንምንታይ ግን ኩናት ሕድሕድ ?
24:06