#Zaramedia

  Рет қаралды 23,728

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

17 күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/support-zara-med...
gofund.me/6229ecd0
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 105
@Zaramedianet
@Zaramedianet 15 күн бұрын
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 15 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እቶም ፀዓዱ “The truth will set you free” ወይ ከዓ ሓቂ’ስያ ሓራ ተውፅእ ይብሉ። ስታልን ሓወይ ብሰንኪ ግርህነትካስ ሰብ ከይተዋርድን ሳዕቤናት ከይተስዕብን ሓሲብካ ብዙሕ ምሽጢራት ከምዝዓቆርካ ርዱእ እዩ ነገር ግን ብስቕታን ሸለልታን ዝፍታሕ ፀገም የብልናን ግዕዙያት ውልቀሰባት ከምዛ መንሽሮ ብእዋኑ እንተዘይቆሪፅናዮም ናይ ግዜ ጉዳይ ደኣ’ምበር ከጥፍኡና እዮም እሞ ብቕልጡፍ ነቶም ገበነኛታት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣቃልዖም።
@rayuma2023
@rayuma2023 14 күн бұрын
ስታሊ ፅቡቕ አለኻ ይኹን እምበር ንስኻውን ትብደለና አለኻ ፀላእቲ ትግራይ ከይተፍልጠና ትሓብእ አለኻ
@GoytomMesfen
@GoytomMesfen 15 күн бұрын
እንካዕ ኣብፀሐና እሰታሊን እቲ ዝሓለፈ ክዝክር ከለኹ ዝሓለፍካዮ ግዘ ንትግራይ ሓቦ ፅንዓት ክቀስም ገሪካዮ ኢኻ ነመስግን#🙏🙏🙏
@abebakebede1270
@abebakebede1270 15 күн бұрын
እስታሊንግ ኸዚ እውን ንታ ዝነበረት ውድም ደጊፍካ ሒዝካ ህዝብሓ አታሓባቢርካ ንቅድሚት ምኻድ እዩ ዘኸሸና እቶም ከልአት ተቃወምቲ ብዘይካ ንህውሃት ኝኝኝ ናበልካ ፀርፊ እላሞኦም እካ አይፍለጥን እቶም ፀላእቲ ዝብልዎ እዮም ክደግሙ ዝውእሉ ንሳቶም ባእሎም አብ ትሕቲ አበይቲ አሕዋቶምን አቦታቶምን ኮይኖም ክማሃሩ አለዎም ኸዚ እውን አብ ትሕቲ አምላክ ህውሃት እዩ ዘለዋ ትግራይ እዙይ ሓቂ እዩ።
@weldesemayatseyoum7591
@weldesemayatseyoum7591 15 күн бұрын
❤️❤️ eye opener and very informative , thank you Stalin🙏🏿
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 15 күн бұрын
ብሓቂ ስታሊን በቲ ፀልማት ጊዜ ይትረፍዶ ኣብትግራይ ዝነበረ ህዝቢ ንድያስፖራ ውን ሓበንና ነይርኹም!ትሓቢንናልኩም ኢና!!❤❤❤❤❤
@dfac9592
@dfac9592 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢ብሓቂ
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 15 күн бұрын
We need justice eye to eye for our sisters. Other ways they will pay for it, a lot of people .
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 15 күн бұрын
የቐንየልና ስታልን። ዛራ ሚዲያ ነዊሕ ዕድመን ምዕባለን ይምነየልኩም። እንተ ካብ ጉባኤ ሕውሓት ብዙሕ ንትግራይ ዝጠቅም ለውጢ ክህልዎ እዩ ኢለ ኣይኣምንን። ምኽንያት ቅድሚ ሐዚ ዝተገበሩ ልዕሊ ዓሰርተ ጉባኤታት ዘፍረይዎ ለውጢ ምንም ስለዝኾነ።
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 15 күн бұрын
በርትእ ንፋዕ ጅግና ሓውና ፈታዊ ዓዱ ❤❤❤❤ ንዞም ለያቡ ዓዲ ካብ ኣፍ ዝጠመየ ህዝቢ ዝምንዝዑ ዘለው ቀደምውን ኣብ ትእምት እንዳዘረፉ ዝነበሩን ዘለውን እንበየነ መክሩ ዝኣመሰሉን ህዝቢ ክፈርዶም ይግባእ ዝሰረቁ ኩሎም ብሕጊ ከይሕተተቱ ምእንታን ምስ ፀላእቲ ይትሓባበሩለው
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp
@Tigrayregionplanningoffi-sw5zp 15 күн бұрын
እቶም ጉባኤ ህ.ወ.ሓ.ት ከይኻይድ ዘዕንቅፉን ህወሓት #ንክጠፍእን ዝደልዩን #ለያቡን ሰረቅቲን ኣብ #ዕፅዋን ክባን ዝሰረቅዎ #ገንዘብን #ንብረትን ንከይውረሱ #ከማሓድሩ ዘይክእሉ ፅግዕተኛታትን እዮም።
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwag.6888
@rahwag.6888 15 күн бұрын
አአ የምትኖሩ ተጋሩ ከ ማጨብጨብ ተቆጠቡ የትግራይ እናት ትግራይ ውስጥ ያለችው ልጆቹዋን ገብራ ነው ትግራዋይ ደረቱን ነፍቶ አአ እንዲኖር ያደረገችው እናም ክብር ለ ሕዝብ ትግራይ ይኑራችሁ ለ ድሐው አስቡ ሰው ይታዘበኛል በሉ ብዙ የ አአ ነዋሪ ሲያሚችሁ ይሰሚል ወደ ልቦናችሁ ተመለሱ አታቃጥሩ የደሐው አጥንት የተሰዋው ዬወጋችኅል
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g 15 күн бұрын
🎉🎉
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 15 күн бұрын
ናይ ህወሓት ውድቀት ዝጀመረት ካብ ዘመነ አባይ ወልዱ ትጅምር ምክንያቱ አባይ ወልዱ ሓጎስ ጎዲፋይ ዝአመሰሉ ቁጥምታት ናብ ስልጣን ምምፅኡ ሰብ ናብ ስልጣን ዝመፅእ ብዓሌትን ብመንደር ኮይኑ እዙይ ዝወለዶ ህዝብና አጥፊኦሞ መሕዘኒ እዩ።
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
ሕጂዉን ሰላም ኢና ንደሊ ምሰ ጉረባብትና ምሰ ዓፋር ምሰ አምሓራ ምሰ ኤርትራ ምሰ ሱዳን ምሰ ቅማንት ምሰ አጉዉ ምሰ ደቡብ ምሰ ሶማሌ ምሰ ኦሮሞ ምሰ እዚኦም ምሰ ፈተዉቲ ትግራይ ብፅቡቅ መንገዲ ክንገብሪ ኣለና ህወሓት ሰልጣን ንወጣት ተረክብ መንጀሪኖ ትልቀቅ ዞም አረጉተት ይልቀቁ ሰልጣን ዋላ ብድሕሪት ኮይኖም የማክሩ አብ ሚድያ ወጣት ይረኤ ወያኔ ነዚይ ትጠቀመሉ ወጣት ብሚድያ ክረኤ ከሎ ትፍራሕ እያ ትግራይ ሑሕ🐆🐆🐆✍️✍️✍️🐅🐅🐅🦁🦁🦁💪💪💪💪🙏
@fkaduabay
@fkaduabay 15 күн бұрын
ስታሊን በሳል ስብ ኢኻ ግን እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ጉባኤ እዩ ምክንያቱ እቲ ሕመቅ ሰርዓታዊ መዋቅር ስለዘለዋ!!
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 15 күн бұрын
መንጆሪኖ ተራር ኣዴና ብእልፊ ገፈጥ መፈጥ ትለዓል ኣይኮነትን። ኣብቲ ውድብ እታ እንኮ ዘይትሰርቕ ከላ ብኹሉ ትጥቃዕ ግን ንሳ እያ ምኽንያቱ ዘይትሕለል ሓቃዊት ተጋዳሊት ብምዃና። ከንቱ መፀለምታን ከባብያውነትን ደው ይበል ጥራሕ ትግራዋይ እንተኾንካ ሓቂ ሒዝካ መጉት።
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
@@yohannesiv4300 ok
@zenabzemo
@zenabzemo 15 күн бұрын
Btami zgerm srah eu egziabhare edmen tenan yesnaalna hali n hzbi tigray yehabelna
@IsacAbera
@IsacAbera 15 күн бұрын
ስታሊን በርትዕ ከም ናይ ገሊኦም መፀልመቲ ሓሳብ ኣይቅበሎን ከምቲዝበልካዮ ጉባኤ ከምዘስተኻኽሎ ኣነ ከም ተጋዳላይ እምነት ኣለኒ። ሰባት ማእኸል ኣይንገብርን ዕላማናን ረብሓ ህዝብናነ እምበር።
@whibeslassietesfaslassie5773
@whibeslassietesfaslassie5773 15 күн бұрын
እንኳዕ ንኻልኣይ ዓመት ምስረታ ዛራ ሚድያ ኣብፀሐኩም ንህዝቢ ፍልፍል ፅፁይ ሓበሬታ ኮይንኩም ክትቅፅሉ ይምነ
@user-ly5zv7nk6g
@user-ly5zv7nk6g 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ጠንካራ ትግራዋነት ሰሚዒት ኣለካ እሰታሊን ቀፅለሉ
@AgzitAraya
@AgzitAraya 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤እንኳዕ አብፀሐኩም
@negistieteklue5971
@negistieteklue5971 15 күн бұрын
God bless you amen 🙏
@user-rh8fw1tf8i
@user-rh8fw1tf8i 2 күн бұрын
ይግረምኩም ብስየ አብራሃ ስዩም አባይ ፀየ ዝነበርዎ ማእኸላይ ኮሚቴ ብሓጎስ ጎደፋ ብበየነ ሞኩሩ ተተኪኡ የሐዝን
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 14 күн бұрын
Thank you Stalin, really your are contributing good ideas Tigrai to get strong party leadership and this has been your actually behavior
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 15 күн бұрын
Ensesasate eyom.💔💔💔
@hailetesfay5413
@hailetesfay5413 15 күн бұрын
የቀንየልና ኢስታሊን ሰፊሕ እንጀራ ነውሕ እንጀራ ይሀብካ ጀግና ትግራዋይ ናይ ብሓቂ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 15 күн бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ንደቂኣንስትዮ ትግራይ😢
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 15 күн бұрын
መን ግልፂ ግበሮ ።
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 11 күн бұрын
STALIN ETOM GENERALAT AB NAY WUDIB GUDAY POLITICA ENAHANKORU NIMINTAY SU ELKA ZEY TIKAWEMA EZEA METEAZAZEBIT EYA
@danielfekadu3507
@danielfekadu3507 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@vvg5520
@vvg5520 15 күн бұрын
❤🥰🥰🥰🥰😢😢😢
@tester8090
@tester8090 15 күн бұрын
ካድረታት ህወሓት ግን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ገምጊሞም ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ወይ ድማ ካብ ስልጣን ኣውሪዶም ኣይፈልጡን ካድረ ህወሓት ብላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት ዝወርደሉ ትእዛዝ ዝሰርሕ እምበር ንህዝቢ ዘገልግል ኣይኮነን ትግራይ እኮ ክንደይ ጅግና ሙሁር መንእሰይ ኣሎ ክመርሕ ዝኽእል ግድን ኣይኮነን ህወሓት ጥራይ ናመርሐና ክነብር ትግራይ ናኩሉ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነት ክፍለጥ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ መራሒኡ ክመርፅ ኣለዎ ብሱሩ ውን ኣብ ኣመራርሓ ህወሓት ጡረታ ዝበሃል ክህሉ ኣለዎ
@vvg5520
@vvg5520 15 күн бұрын
ህዋሓት ረሡ ህዝቢ ትግራይ እዩ መራሕቲ ግን ክቅየሩ ይክእል እዩ
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 15 күн бұрын
እቲ ዝበዝሕ ኣባል ማእከላይ ኮምቴ ሙሁርን መንእሰይን እንድዩ እዚ እኮ እዩ ተስፋ ዘቑርፀና ዘሎ፣ ነዚኦም ኣባሪርካ እቲ ተራ ገባር ትግራይ ኣባል ተዝከውን ይመርፅ
@1443TH
@1443TH 15 күн бұрын
ስማ እስታሊን በጠም ያሳዝናል ይሄ ሁሉ መስዋትነት ተከፍሎ እነሱ መቀለጃ አደረጉት ሲጀመር እራሳቸውን ለማዳን ነው ህዝቡን ያስጨረሱት እውነት ለህዝብ ቢያስቡ ኖሮ ዛሬ ተሯሩጠው ለህዝብ መስራት ይጀምሩ ነበር የዘረፉትን ገንዘብ ለማዳን እና ለስልጣናቸው መሆኑን አሁን በተግባር አስመሰከሩ እውነት ለመናገር የትግራይ ህዝብ እራሱን ማስተዳደር የሚችል ህዝብ ነው እነሱን መጠራረግ ነው አንተ ግን ፈጣሪ እድሜና ጤና ይስጥህ
@zenebechkebede7457
@zenebechkebede7457 15 күн бұрын
የዘረፉት እትበል በህግ ያልተጣራ አብሮ የዘረፈም ሁሉ ለፍርድ ይቅረብ ማለት አለብን።ሕዝብለማዳን ብዙ ጥረዋል እናከብራቸዋለን። ግን ካጠፉ ይቀጡ።
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
ወያኔ ምሰ መንግስት ኤርትራ ሰላም ክትፈጥሪ ኣሐዋ ንሕና ተጋሩ ምሰ ኤርትራውያን ሓቃዊ ዕሪቂ የድሌና እዩ
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 14 күн бұрын
Elkaelkanab zemedka fair nimukan moderate chewata tichewat neyreka
@lemlemhailemariam4040
@lemlemhailemariam4040 15 күн бұрын
ክጎጃጀሉ መላምል ተስፋ ትግራይ መናእሰያትን መስዋእቶምን ከንቱ ገይሮምዎ።ሐዚውን አብ ቅድሚ ህዝቢ ብግልፂ እንተዘይተዳንዮም ትግራይ ክትሐዊ ዘበት ዩ።
@HoneyHoney-ud4ct
@HoneyHoney-ud4ct 15 күн бұрын
እድሜ እና ጤና ይስጥህ አምበሳ ❤❤❤🎉🎉
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
ኢሲታሊን ጅግና ምሰ ኤርትራ ትገብሮ ዘለካ ምቅሪራብ ምሰ ህዝቢ ትግራይ ቀፅለሉ ደሰ እሉኒ ኣሎ ከም ሓደ ወዲ ትግራይ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 15 күн бұрын
ስታሊን ሓወይ ጽቡቕ ገርጋ ንገሮም ንዞም ኣብ አአ ዘለዎ ተጋሩ ድኻ ተጋዲሉ ትግራይ ሓሊዮ ዘይመስል መሲሉ ሰብ ሓፍቲ አአ ድማ ምስ ቀተልቲ ኮይኖም ሓመማ ዝተቐተለና አይመስሉን ሰብ ሓፍቲ ትግራይ አአ አብይ ንብረቶም ከይወርሶም ድዩ ዝኹሉ ለኽበጥበጥ
@user-hq5rs3gw6s
@user-hq5rs3gw6s 15 күн бұрын
ትኽክል አብ አድስ አበባ ዝግበር ዘሎ
@destatirfu3235
@destatirfu3235 15 күн бұрын
I do not believe the so called TPLF congress would solve the issues about the division because everyone is aware of the fighting for power between the central zone against southern Zone. It is clear. All old TPLF must go and replaced by new generation. It is sad to the same people again and again. Take a look at Oromo and Amhara leadership who are full of youth. Why Tigray stick to the old once?
@Alemberhan
@Alemberhan 15 күн бұрын
ብወለንታ ስንብታ ብሓቂ መትከላት ሰብኣዊ ክብርን ደሞክራስያዊ ክብርታትን ብዝተፈላለየ መንገዲ ዘንጸባርቕ እዩ:ርእሰ-ምሕደራን ውልቃዊ ወኪልን: ብወለንታ ካብ ስልጣኑ ናይ ምልቃቕ ክእለት ሓደ ውልቀ-ሰብ ርእሰ-ምሕደራን ኣብ ልዕሊ ሞያዊ ህይወቱ ምቁጽጻርን ዘጉልሕ እዩ። እዚ ድማ ብዛዕባ ሞያኦምን ኩነታት ህይወቶምን ውልቃዊ ውሳነ ናይ ምውሳን መሰሎም ኣፍልጦ ብምሃብ ክብሩ ዘኽብር እዩ።ናጽነት ምርጫ፡- ዲሞክራስያዊ መትከላት ኣብ ናጽነት ምርጫ ዝተሰረተ እዩ። ወለንታዊ ስንብታ ውልቀሰባት ኣብ ስራሕ ክጸንሑ ወይ ካልእ ዕድላት ክስዕቡ ክመርጹ የኽእሎም፣ እዚ ድማ ንዲሞክራስያዊ ዋጋ ውልቃዊ ናጽነት ዘንጸባርቕ እዩ።ምኽባር ውልቃዊ መሰላት፦ ወለንታዊ ስንብታ ምፍቃድ ንመሰላት ሰራሕተኛታት ዝሓሸ ኩነታት፣ ዕድላት ወይ ሚዛን ስራሕን ህይወትን ንምድላይ የኽብር። እዚ ምስ ክልቲኡ ሰብኣዊ ክብርን ንጽቡቕ ሂወትን መሰላትን ውልቀሰባት ቀዳምነት ዝህቡ ዲሞክራስያዊ ክብርታትን ዝሰማማዕ እዩ።ሚዛን ስልጣን፦ ኣብ ዲሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ስልጣን ሚዛናዊ እምበር ዝተዋህለለ ኣይኮነን። ብወለንታ ስንብታ ነዚ ሚዛን ንምዕቃብ ይሕግዝ ሰራሕተኛታት እንተዘይዓጊቦም ናይ ምውጻእ ስልጣን ብምሃብ፣ በዚ ድማ ብኣስራሕቲ ስልጣን ብዘይግቡእ ከይጥቀሙ ይከላኸል።መግለጺ ዘይዕግበት፦ ብወለንታ ስንብታ ኣብ ኩነታት ስራሕ፣ ምሕደራ ወይ ውደባዊ ኣሰራርሓ ዘይዕግበት ምግላጽ ሓደ ዓይነት ክኸውን ይኽእል። ኣብ ዲሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነት መሰረታዊ መትከል ኮይኑ፡ ስልጣኑ ምልቃቕ ከም ዘይቃላዊ መልክዕ ናይዚ መግለጺ ከገልግል ይኽእል እዩ።ብመሰረቱ፡ ብፍቓድካ ምልቃቕ መትከላት ሰብኣዊ ክብርን ዲሞክራስን ብግብራዊ ምትግባር እዩ፡ ንውልቀሰባት ሓይሊ ስለ ዝህብ፡ መሰላቶም የኽብር፣ ምርጫ ናይ ምግባር ናጽነቶም ድማ ይድግፍ።
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w 15 күн бұрын
ኣታ ስታሊን ሐወይ ተይፀወዩናይ ብኡ ያጥፍእዎም ዳኣ ታ ንሰምዐሉ፡ሰለ ድቖሰለ ልብና ምድርጋሕ ይኡ
@user-fw8it1cm3r
@user-fw8it1cm3r 15 күн бұрын
Gobzelna stalin hawey beza hzbiy
@abebugola7767
@abebugola7767 15 күн бұрын
ውዕሊ ፕሪቶርያ ምትግባር ስለዘይካአልና ኢሎም ሥልጣኖም ዘየረክቡ
@TesfayHadis
@TesfayHadis 15 күн бұрын
ስታሊን ሓወይ አነ ካብቶም ፍትሓውያን ሚድያታት ሓደ ናትካ ሚድያ እዩ እለ እየ ዝአምን። ኣብ ሕወሓትን ጊዝያዊ መንግስትን ብዛዕባ ጉባኤ ምክያድን ዘይምክያድን አመልክትከ ዘቕረብኻዮ ግን ብዝግባእ ዝርአኻዮ አይመስለንን። ከም ናተይ ትዕዝብቲ ኣብ ኽሊቲኡ ገፅ ዘለዉ ብርኪ ህዝባዊ ተቐባልነቶም ዝተሸርሸሩን ገንዘብ ህዝቢ ዝበዝዙን ኩሎም እዮም ዘይደልዩዎ።
@user-kp6oq6xv4g
@user-kp6oq6xv4g 15 күн бұрын
እስታሊን ሓወይ ጉዋኤ እንታይ እዩ ንሕዝቢ ዝጠቅም? ንሕዝቢ ዝጠቅም ዝተፋናቀሉ ናብ ቦቶም ክምለሱ ከለዉ '"አብ ትግራይ ፍትሕን ርትዕን ክሰፍን እንበር ሕወሕት ንስልጣኖ እንበር ንህዝቢ ሓሲቦም አይፈልጡን!!! ህዝቢ ትግራይ ሳላ TDFይእንበር TDFይ ጠጠው ይበለልና አይትጋገ እስታሊን
@titi1401
@titi1401 15 күн бұрын
Beyene, Hagos?????????
@user-iz4ry3cn8x
@user-iz4ry3cn8x 15 күн бұрын
የሕዝን እዩ ስታሊን ሓወይ። ሃይ በሃሊ (ሃለቃ) ዘይብሉ ጢባጢቤ እናተፃውቱ ዝውዕሉ ከንቱታት። ንህፃውንቲ ሰውአት ደቆም እኳ አይሪኡን?
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 15 күн бұрын
እንታይ ክብሉ ደሊካ ናመጨረሻ እዩ ትሰልፊ ማለት ታይ እዩ ተለይኮነ ግና ላብ ህዝብካ ተቅርቦ ትዋና ፀገምና ናባዕልና ሽንፈት ውድቀት እዩ ልለቀቀ ይልቀቅ ቃልሲ ትግራይ ህዝቢ እምበር ውድብ ተኩን መንግስቲ እንዳመርሆ አይኮነይ ህዝብ ታዓሚፁ መምለሲ የብሉን
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 15 күн бұрын
ሓደ ዝገርም ነገር ግና እቲ ሪፖርት ነቶም 95ተ ን5ተ፤ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደ ክእከብ አለዎ።ጁንታ ጥራይ ዘይኮነስ ደገፉቶም'ውን ክቅተሉ አለዎም ዝብሉ ዝበሉ ደመኛታት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይን ደገፍቶምን ሕዚውን መርዞም ክትፍኡ ይረአይ አሎ ስለዚ ንምንታይ አብቲ ኽሲ ዘይተኻተቱ?እዚአ ናይ CIA ሽወዳ ወይከአ ካራ ዘይብሉ ስጋ ምሃብ አይመሰለትን ዶ ?
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 15 күн бұрын
ሓደ ክንዲ 1000 ኢካ ኣንበሳ ትክክ ኣለካ
@user-dm8qj2pf3m
@user-dm8qj2pf3m 15 күн бұрын
ሰታሊን አታ ጅግና አይትናድድ ኩሉ ክፀሪ ድማ ንፅበ
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 15 күн бұрын
ዘመነ ግርቢጥ : እዚ የዋህ ህዝቢ ትግራይ ዘኢዱ ረኺቡ::
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 15 күн бұрын
ብሕተይ ቀደሙ እውን ናይ ፕሪቶሪያ ውዕል ብግዚኡ ይፍጸም ኢዩ ዝብል እምነት ኣይነበረንን ሕዪ ድማ ንሙሉእ ትግራይ ዘሕፈረን ዘሕዘነን ኢዩ መራሕቲ ነኒ ባዕሎም እንዳተናዓዓቑ ህዝቢ ትግራይ ናብ ጸልማት ከኣቱ ገይሮሞ ኢዮም ሕዪ እውን ዝሰረቑ መራሕቲ እንተሃልዮም ናብ ሕጊ ዘይቐርርብሉ ምንም ምኽንያት ክህሉ የብሉን ሓልወኒ ክሕልወካ ኣይሰርሕን
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 15 күн бұрын
Monjerino dhould be chairman and Getachew is the president
@L.Nuguse
@L.Nuguse 15 күн бұрын
Etom mistr zewtseu khnequ eu zelewom
@AlemGereSeqirGere
@AlemGereSeqirGere 15 күн бұрын
ስታሊን ብጣዕሚ ንሕበነልካ በርትዕ ሚድያ ማለት ከምዙይ እዩ ክኾን ዘለዎ ብዝኾነን ዘይኮነን ጫውጫው ዘይኮነስ ከም ዛራ ሚዲያ ንህዝቢ ጥቕሚ ጠጠው ኢልካ ምስራሕ ማለት እዩ።
@L.Nuguse
@L.Nuguse 15 күн бұрын
eza nay hatsey yewhans bandera nay hagere tigray ktkewn alewa abotatom metahti abotatom zeyekbru merahti hwaht tarik abotatom metfaeti eyom
@user-mg9ul8hl5l
@user-mg9ul8hl5l 12 күн бұрын
TPLF down down!!
@user-iz4ry3cn8x
@user-iz4ry3cn8x 15 күн бұрын
ዋይ ክንመኽሮም እባ አለና ስታሊን ሓወይ። ከባና ንላዕሊ ይመሰለና ኔሩ ሐጂ ግን ከምኡ ኾይኖም አይተረኸቡን። እም ኸድአ ንዚኦም ምኽሪ ይንእሶም? አረ ምብራር እውን እባ ይግበኦም ኔሩ ። መን ንመን እሞ ተፈራሪሓ ተፋጠጥ እንዶ ኾይኑ።
@michaelnegash8292
@michaelnegash8292 15 күн бұрын
Brabo stalin hzbi tigray gin btami yehzin .way tigray bikemzi ketsila waga yblay.
@abebakebede1270
@abebakebede1270 15 күн бұрын
ጉባኤ ማለት እኮ ህዝቢ ትግራይ እዩ እንታይ ዘፍርሕ አለዎም ብናይባእሎም ስንፍና እዩ ኸዚይ እውን ብቅልጡፍ ይካየድ ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 15 күн бұрын
እም ቀልጢፎም እንድ ንብ ጉባኤ ይእተው።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 15 күн бұрын
ናይ ውልቀኦም ፀገም ስለ ዘለዎም እዮም ጉባኤ ክካየድ የብሉን ዝብሉ እምበ ህወሓት ጉባኤ ክተካይድ ናይ ካድረታታን ኣባላታን ውሳነን ድልየትን እምበ መሽረፈት ታይ ይምልከቶ ኣብቲ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ዝካየድ ዝነበረ ጉባኤ ኸ ደርጊ ይምልከቶ ነይሩ ዶ መስሓቅቲ እዮም እዞም ኣብይ ሓደ ነገር ክብለና እዮም ዝብሉ 😂😂
@user-gg4zf9oj8k
@user-gg4zf9oj8k 14 күн бұрын
እስታሊን አሁንስ የትግራይ ነገር ስሰማ በጣም ጭንቀት እየያዘኝ ያመኛል ምን ይሻላል ።
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 15 күн бұрын
ግዚየዊ ምምሕዳር ይኹን ህወሓት ወጮ እንተገልበጥካዮ ወጮ እዮም።ሥልጣኖም ንምንዋህ ዘገብርዎ ፃዕሪ እንተዘይኮይ ንውፅዕ ህዝቢ ትግራይ ዝገብርዎ ዝረብሕ ለውጢ አይክህሉን'ሞ ክኢላታት መናእሰይ tdf ሥልጣን ክሕዙ ምተመርፀ።እዛ ናይምዕራባውያን ሽወዳ ተብቅዕ!
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
የኢትዮጵያ አለኝታ የአልሸባብ መከታ ወዲ ነጮ ምን ግዜ ጀግና የመሰግን በዚይ አገጣሚ ጀነራል ብሪሃኑ ጁላ ንሰድራ ወዲ ነጮ መንበረ ገዛ ሰለ ዝሃቦ 10Qጁላ በዚህ አገጣሚ የትግራይ ተወላጆች መከላከያ ውሰጥ የነበሪን በመንነታችን ታሰረን ያለምንም ክፍያ ወደ ክልላችን ተልከናል ያገለገልነዉ ይከፈለን ሰም ዝሪዝራችን ይታወቃል በዚህ አጋጣሚ ለጀነራል ብሪሃኑ ጁላ አድሪሱሉን?????????
@user-hs5zn3ec6k
@user-hs5zn3ec6k 15 күн бұрын
Kendeya eu flut
@bilenbelay3803
@bilenbelay3803 15 күн бұрын
ጉባኤ ከይካየድ ካብ ዝዕንቅፋ ሓደ ጌታቸው ረዳ 'ዩ። ብኢድ ኣዝር ፃድቃን ለ ኣለዎ።
@AbrahamCloette
@AbrahamCloette 15 күн бұрын
@@bilenbelay3803 ገየሩኸ ታይ ለውጢ አምፂኦም ይፈልጡ ?አምሰልቲ አይንኹን
@rahwag.6888
@rahwag.6888 15 күн бұрын
ስታሊን የ አአ ተጋሩን በደንብ በ አማርኛ መተንተን አለበት ሱው መሮታል ቡ ሀብታም ተጋሩዎች አሽቃባጭነት
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 15 күн бұрын
እቶም መራሕቲ እኮ እዮም ኣጋውሕዎ እናበሉ እቲ ሓበሬታ ዝህብዎም
@Dengolo-gf7dd
@Dengolo-gf7dd 15 күн бұрын
Edme yhabka fetari
@Dengolo-gf7dd
@Dengolo-gf7dd 15 күн бұрын
Stalin hakegna seb
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 15 күн бұрын
አታ አይተጨነቀና አይተህዝና እንዳ ጫት እንዳ መስተ ደአ መን እዩ ክፈልጥ አይደልን ግን ግን ግምት አለኒ ብእየሱስ እቲ ዝጠርጥክዎ አይግበሮ ስለ ዝፈትዎ I don't want to hear anything oh my god
@kifletesema1888
@kifletesema1888 15 күн бұрын
የትግራይ ህዝብ እኔ አስፈርቶኛል ጠንቅቅ ብሎ ሁኔታው በሙሉቀልድ ይመስላል ወታደር ባለሥልጣን ውድ ውትድርና ሲቪሉ ውድ አስተዳደር አስተዳደር ዳግም የበስለ መሆን አለበት ይኸ በትግራይ የተመሠረተው አስተዳደር በአቢይ የተመሠረተ ስለሆነ ችግር በቶሎ አይፈታምና አስቡበት
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 15 күн бұрын
ምሰ አምሓራ ሰላም ፍጠሩ ምሰ ኤርትራ እዚይ ቆሻሻ መንግስት ክዉገድ ኣለዎ ወንጀለኛ እዩ ጀነራል ሳዓረ ዝቀተለ ዝረሳሕ መንግስት አብይ ለይባ መንጀለኛ ። ደብረጽዮን ይመለሰ ናብ ሰልጣኑ ጀነራል ትግራይ ጀጋኑ ሰብ ሰረ እዮም ክብር ንጀነራል ትግራይ ንሕና ብሰላም ይምሪሑ እልና ገዲፍናዮ ኢና ጠንኩሩ ጀነራላት ትግራይ ሕጁዉን ብቅልፅምና
@user-hs5zn3ec6k
@user-hs5zn3ec6k 15 күн бұрын
TAkonka zeytewtso dae t video
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b 15 күн бұрын
ሓቅኻ ኢኻ ሰታሊን ሓውና ከም ሰብ ኒሒልናኻ ፍርዲ ክትህብ ጉቡእ እዩ ሞያኻ ድማ ብዝግባእ ትዋፃእ አለኻ ኢኻ በርትዕ
@user-po4ie5sq5k
@user-po4ie5sq5k 15 күн бұрын
ሓንግ ሕዚ ድዩ ተጀሚሩ? ሓንግ ካብዝጅምር ክንደይ ገይሩሎ ዘይ ሕወሓትን ናይ ሕወሓት ካድረ እዩ ዘምፀአልና ሓንግ ዝግበር ጉድ ላበይ ላበይ እዩ እቱ ነገራት ሕዚ ገዲዶ እወ ብሱርባ ሓቂ ተዝህሉስ ኩለን ሕእቓት ዘይ መሪሕነት ሕወሓት ኮእዩ ኩሉ ፀገም ዘምፀአልና ብሱሩ ኣይተታሉልና ሕመቕ ተልዩ ሕመቕ እኒኦ እወ ግን ሕመቕ ግዚያዊ መንግስቲ ለምፅኦ ግይርኻ ምቕራብ ለለ መሊስና ነታልለኩም እዩ እቱ እኒኤ ካሊእ ካድረ ዘይካድረ እዩ ሌባ ለይካድረ እዩ ትግራይ ለፍረሳ ሕዚ ካድረ ብፁእ ገይርኻ ምቅራብ ብሱሩ ኸዝለ ካብ ጌጋኻ ዘይምምሃር እዩ ሌባ ካብ መሪሕነት ሕወሓት ካብ ካድረ ሕወሓት ብላዕሊ ሌባ ሕማቕ የለን ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ዘለው ፍፁም ንፁሓት እዮም ዝብል የለይ ነገር ግን ሓንግ ሎሚ ዝተጀመረ ይመስል ብዙይ ልግዚያዊ መንግስቲ ምውቃስ ጌጋ እዩ ምጉጅጃል ዘዚ ድዩ ተጀሚሩ ካብ ቀደሙ ላተጎጃጃሉ እንድዮምልመፁ እረ ሕንደይ እኒኦ ለይንገር ምእኒ " ታሙጎጎ" ላኮነ እዩበይ እሞ እዛ ኣብ ልዕሊ ግዚያዊ መንግስቲ ኣድማ ይትረፍ
@lomiayneyberhe8136
@lomiayneyberhe8136 15 күн бұрын
ስታሊን ናይ ትግራይ ካድረታት መላእኽቲ መሲሎሙኻ ድዩ ? ንሕና ንፈልጦ ጥዑይ ካድረ የለን ። ካድረ ዘዐረዮ መስመርን ፈትሕን የለን ::
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 14 күн бұрын
ገብረእስታሊን ወራዳ ድሀ መናጢ።
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 15 күн бұрын
ክተውፅኦ አለካ ምእንተ ህዝቢ ኢልካ እዚ አባል ማእከለይ ኮሚቴ አባል ንባንዳታት ዘቅብል ሰይጣን።
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 15 күн бұрын
ኣብዘሓ ኣብ ግመት ዘለዉ ህወሓት እዮም ። ስለዝኾነ ናይ ግመት ድኽመት ተሓታቲ ህወሓት እዩ ። መን እዩ ኣብ ትግራይ ስርዐት ከይህሊ ዝገብር ዘሎ ?
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 15 күн бұрын
ብኸመይ እዩ ህወሓት ትሕተት ህወሓት እማ ንከይትሰርሕ እኮ ኣብ ግምት ዘለው ሑሕ ይብልዋ ኣለው ኣኼባ ንኽትገብር እኳ መገዛ ኣደራሻ ዝኸልኸሉ ደፋራት ጉሓላሉ እኮ እዮም ዘለው ነዚ እዩ ናብ ጉባኤ ይኽዱ ዝብሃል ዘሎ ካብ ዝኹሉ ጉድ ምስ ወፁ ስልጣን ምስ ሓዙ ኹሉ ረሲዖም ልቦም ተደፊኑ
@negasihaile5860
@negasihaile5860 15 күн бұрын
ህወሓት ክትፀርይ ዘይደልይዋ ናይ ደብረፅዮንን ፈትለን ጉጅለ እዮም ከምእውን ጉባኤ ከይግበር ዝሕንክሩ ዘለው እውን ንሶም እዮም ምክንያቱም ናይ ማእከላይ ኮሜቴ ተቀፃፂዖም ከይከዱ ዝሕንግዱ ዘለው ናይ እኒ ፈትለ ጉጅለ ምኳኑ ባዕልካ እውን ትፈልጥ እካ ናይ ህወሓት ቁፅፅር ኮሚሽን ኣብ ዝገበርካሉ ቃለ መጠይቅ ብደንቢ ነጊሩካ እዩ ሕጅውን እቱ ሓቂ ንጎኒ ገዲፍካ ሰብ ኣይተደናግር ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቅምን ንግለሰባት ተዘይኮይኑ።
@danaitadam3107
@danaitadam3107 14 күн бұрын
ንኻ ፓለቲከኛ እምበር ጋዜጠኛ ኮይንካ አይትፈልጥን። ካድረ ኢኻ ኩሉ ፈሉጡካ እዩ ሎሚስ!!
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 15 күн бұрын
እስታሊን ዜና ዲኻ ተንብብዘለኻ ትንተና ድዩ ? ዘፅልእዩ ።ሓዲኡ በለና ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 14 күн бұрын
ገብረእስታሊን ቀጣፊ ነክ ወራዳ የባንዳ ዘር።
@destatirfu3235
@destatirfu3235 15 күн бұрын
Stalin: Tigraway blood sacrificed for independence of Eritrea because of Sebhat Nega and you guys. 17 years of fighting against Dereg was for the independence of Eritrea and noting more. You guys made every Tigraway lives fall in the hand of cruel Eritrean army. Eritrea committed genocide on Tigray (see recent reports). Now again you are saying Tigraway should seek for mercy of Eritreans. They are the one who committed genocide crimes and still they are interested to kill more. I am doubting if you guys are Tigrayans.
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 15 күн бұрын
ምስ መን ኢኻ ትማኸር ዘለኻ ድማ ህወ😅ሃት ጉባኤ አብ 4ዓመት እዩ ኮ ዝካየድ አታ ነቲ ቁጥሚ እንዶ መልሲ ሃበልና
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 15 күн бұрын
እስታሊን ህወሓት እኮ መለስ እዩ ቀቲልዋ ሞይቱ ልበልፅዎ ሰባት ብሱማሱም ላጨፍጨፈ ልሕሽከርዎ ላኣከበ ቀቲልዎ ኣሕናለ መንጨብጨቦ ፃድቃን ስየ ኣርዮስ ትብባሃሉ እማን ናበልና ላብዝይ በፂሕና እሞ መለስ ላኣከቦም ድኹማን መን ከዐርዮም ሃም ምስላ ኣረጋሽ ህወሓት ውድብ ኾይና ምቅፃላ ተሰፋ ቆሪፀ እየ።
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 15 күн бұрын
@rahwag6888 ንሱ ጥራይ አይኮነን ።አብቲ ግዘ ዕንዋን፤ ክባን፤ ዘርኢ ምፅናትውን አ/አ ምስ ፀላእቲ ኮይኖም 30%40/% እናቆረፁ ዝቅበሉን ዝሰዱ ዝነበሩን'ውን አይረስዑ።
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 15 МЛН
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 86 МЛН
МЛАДШАЯ СЕСТРА И МОРОЖЕНОЕ ИЗ АРБУЗА
0:41
ОЛЯ ПЕРЧИК
Рет қаралды 1,1 МЛН
Heavy package 🤭🤣 #demariki
0:25
Demariki
Рет қаралды 3 МЛН