3ይ-ክፋል"ግፍዒ ኢደ ጥበባውያን ተጋሩ ኣብ ወረዳ ሳምረ ሰሓርቲ" ብማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ትግራይ ተዳልዩ ብጥበብ ይብራህ ዝተሰናደአ Aksum Orthodox

  Рет қаралды 31,718

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

5 ай бұрын

GoFundMe link:
www.gofundme.com/f/j9bqgk?utm...
ጥበብ ይብራህ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::elcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like,

Пікірлер: 449
@khkhh7727
@khkhh7727
ትሕቲ ፈጣሪ ንጥበብ ይብራህ ከመስግን ይደሊ።❤ ፍትሒ ንጥበባውያን
@teklehaymanotKinfe
@teklehaymanotKinfe
እዞም ከምዚ እናበሉ ሰብ ዝፈላልዩ ዘለዉ ማ ብሕጊ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ሚድያ እዉን ክቃልሑ ኣለዎም ። ፍትሒ ን ስነ ጥበበኛታት ኣሕዋትና
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢
@wejereteyti444
@wejereteyti444
ዋይ አረ ብቕልጡፍ መፍትሒ ይወሃቦም አነስ ካብ ልበይ ነብዐ ድሑር አብሃህላ እዩ እምበይ ሰብ ኹሉ ብአርአያ ስላሴ ትፈጠረ ሰብ እዩ እህህ😢😢😢
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732
ሓቂ ልምንጋር ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብሓደ ልተማህርና ጠበብቲ ልተብሃሉ ብጣዕሚ እና እንፈርሖም ከምዙይ ኮእዬም እናተብሃሉ ከምቲ ማንም ኣይ ርኣዮን ስደት ምስ መፃእኹ ሐዚ ግን ጌጋ ርድኢት እዮ ናልሓለፈ እግዚኣብሔር ይቅር ይበለለይ ይበለለይ😢😢 እግዚኣብሔር የኽብረልና ክቡር ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤
@weldayteka9690
@weldayteka9690
ዋይ ትግራይ ጥበበኛኺ ብድሑር ባህሊን አበሃህላን ጒሒፍኪ ናብ ሕሱም ድኽነት ኣቲኺ እዋይ ውርደት ምሕረት የውርደልኪ ዓደይ።
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256
ናይ ብሓቂ እዞም ሰባት እዚኦም ብኣተሓሳስባ ይበልፁና እዮ;;ብጣዕሚ እዮም ለባማት ::ብዙሕ ከምዝተበደሉ ግልፂ እዩ!!ፍትሕን ካሕሳን ይግብኦም::
@user-fp9pc2hs8x
@user-fp9pc2hs8x
ኣብ ዓድና ኣሎው ግን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወም ❤
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u
ተመሰገን ዓድና ኣልው ግን ብጣዕሚ ኢና ንፍትው 😍😍😍
@somoksa2031
@somoksa2031
ሐዚለ ፍትሒ ክረኽቡ እነሀዎም ብግፍዒ ክሞቱ የብሎሚይ መርአያ ድኾንኹም የቐንየልና ድሑር ኣታሓሳስባ ክቃሪይ እነሀዎ ፍትሒ ፍትሒ ንዝምልከቶ ኣካል 🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498
ድሕረትና ምኽኒያት ውድቀትና ኣዩ ።
@user-sv3qk7ky4g
@user-sv3qk7ky4g
ሕጂ ወዲአ ካልኣይ ክፋል መፂካለይ
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha
መጋቤ ጥበባት ይብራህ ሙሉእ ዕደምን ጥዕናን እግዚኣብሔር የዓድልካ ታሪክ ዝዝክሮ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ።
@gual70enderta17
@gual70enderta17
ፈጣሪ ይቅር ይበለልና እምበይ ተበዲሎም እዮም ኣብ ፃሕሎ ፣ቸሊ ፣ጋዊ ደቐራ ገዝኦም የቃፅልሎም እኽሎም የቃፅልሎም ሃም ልነበሩ ይፈልጥ እየ ይበልዑ እዮም ላትብሃለ ለይቲ ቤተክርስትያን ምኻድ ንፈርሕ ነይርና ትምህርቲ ምሳና ላትምሃሩ ሰብ ኣይቐርቦሙይ ነይሩ ሕዚ ክሓስቦ ተለኩ ግን ድንቁርናና እዩ በዲሉና ኣየኹም ህዝብና ክርድኦ እዩ 😢😢❤❤🙏🙏🙏
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154
ናይ ብሓቂ ጥበብ ኣሎ ምስዞም ህዝቢ ኣቦታት እዚ ድማ ውህበት ኣምላኽ እዩ።
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12
ብጣዕሚ የሕዝን እግዚአቢሔር ይፍረድ ክንደይ ግፍዒ እሞ ዘበፀሐና 😢😢😢😢
@solomondesse1596
@solomondesse1596
ኣነ መሓዙተይ እሳተን ነይረን ብዙሕ ሰብ ይፀርፈኒ ነይሩ ሓደ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ገዛ እናሃለው ዝህድሞ ኣብ ዝባኖም ኣፍረሰምዎ ደሓር ደቆም ሒዞም ከይዶም ለዋሃት እዬምኮ
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd
እ/ር ኣምላክ ይባርኽካ ዛሓወይ ኩቡረይ😢😢❤
@berhanabay7338
@berhanabay7338
አይዞኩም ድህሪ ህዚ ክንዋጋአልኩም ኢና እዚ ጊዘ ናአካትኩ እግዘሂር ፀሎትኩም ሰሚኡ !
@rahwag.6888
@rahwag.6888
ብጣእሚ የሕዝን
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 28 МЛН
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 10 МЛН
ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
28:50
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 57 М.