ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ

  Рет қаралды 57,123

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

4 ай бұрын

ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#Amancanada#aman

Пікірлер: 278
@ibrahimadem5441
@ibrahimadem5441 4 ай бұрын
ንሓግዞ አዚ ሓውና ጠበቃ ንግበር ነዋኤአ ሰልዲ ፈጣሪ ይሓግዞ
@adayoflight8982
@adayoflight8982 4 ай бұрын
🙏🙏🙏💞ግን ሲ ዝገርመና ዘሎ ሲ ብዘረባ ሰብ ስለ ዘጸልሜኻ ኣይትሰርን ኢኻ ሕክምና ሲ ይገብሩለን እዮም ሲ ሕቶታት ዉን አሎ ነታ ተዓምጻ ተባህላ ዘላ ሓቅነቱ ከይተረጋገጸ ዉን ኣይሰርን ዩ ገሌ ስሲ አሎ!!ከማና ኣይኮኑን ወሬ ጋል ወይ ስለ ዝተዛረብካ ትስማዕ ጋል ማለት ኣይኮነን ገሌ ስሲ አሎ ይሓስቡ የደይቡ ጸለመ ከይከዉን ሕቶን ሕክምና ንዓና ዘይርደኣና ጥበብ ይምርሙሩ. ስሲ እዮም ገለስ ሓቃ ደኣ ትረከብ ብዝኾነ መዋጽኦ ይፍጠረሉ
@berbere4478
@berbere4478 4 ай бұрын
እዛ ጉዳይ እቲኣ ተዓሚጻ ዝተባሃለትን ቆልዓን እቲ ጠበቓን ኢዮም ክፈተሑዋ ዝኽእሉ , እንበር ኣብ ኣሜሪካ ብዘይገበሩዎ ጉዳይ ን ከባቢ 10 , 20 , 30 ,ዝእሰሩ ኣለው ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ,😢
@aronbrhane374
@aronbrhane374 4 ай бұрын
ቁሩብ ፈጣሪ ንፍራህ ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ከይንከፍል ብምስትወአል እንተኽድና ይሃይሽ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
ጆሲ ጽቡቕ መደብ እዋይ ስደት ጠፊእና ከይኣክል ውሉድ ምስ ውሉዱ ምፍልላይ እቲ ዓቢ ጸገም እዚ ናይ ሕጂ ክኣ ፍሕፍሐ ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ ሓሓቅኹም የውጽእኩም እታ ዘምኡ ብከመይ ፈሊጥኪ ኢሎም ከዋጥሩዋ እንዲዮም እታ ቆልዓ ኸ እንታይ ኮይና በውዑዩ ዘይነገረት ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኩም።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
ቆልዓ ዘነገረት ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ፡ ቖልዑ ዝዕምጹ እንተነጊርኪ እንዳበሉ እዮም ዘፋራርሁ። ዓበቲ ኸማን ከይነግራ ይፈርሃ እየን፡ ስለዚ ጌጋ
@user-xb4br3hf8h
@user-xb4br3hf8h 4 ай бұрын
አንገራ ዓለም ብላአ ዳኒ ከምዚ ዝበልካዮ ምካኑ ኩሉ ፈላጢኦም ይፈልጥ አዩ ግን ሕስምቲ ሰብ ረኺቦም ከልማዓኪ ኢላ ን ሓብታ ምስ ደቃ ከም ማርሞ ገራቶም ተጻዊታትሎም ገባሪት ሒማቅ ብ ኣምላኽ ትፍደዮ ትኮውን ማስጦም ይውረዳ ስድራበት ዘዕነወት ከምቲ ናቶም ኣብ ሓዳራ ይፍጠረላ
@selamhayle3380
@selamhayle3380 4 ай бұрын
Wey. Amlak. Mihret. Yewrid
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 4 ай бұрын
Mewaxte yftrelu ❤🙏❤️🙏
@SinitChemlaq-uz4jh
@SinitChemlaq-uz4jh 4 ай бұрын
Kale hxan mentan kdegem dyu mewaxeo zfetrelu😂😂
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
ያ ጆሲ ነተን ሰድራ ኣቐረበን ወገን ሓደ ጥራይ ኣይትምጽእ. ንሰን አኮ ገበን ከይገብረ ኽእስርኦ ኣይክእላን አየን. ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ሓዳር ዘነበረ ግርጭት ዘፈልጦ የለን ብዘይካ ሓደ ኤግዚኣብሄር ማለት አዩ. ድሓር መንግስቲ canada ጭብቲ ከይ ረኸበ ካኣሰርዎ ኣይክኡሉን አሞ ከኣ 15ዓመት ቁሩብ አባ ድሓር አታ ቆልዓ አኮ መርመራ የግበረላ አዩ ተዓሚጸ ክትበል ከላ ኣረጋግጺኦም ኤዮም ዘፈርዱዎ አምበር ብዝኾነ አታ ባዓልቲ ቤቱ ወይ አታ ሓፍታ jossi ኣምጽካ ኣዘረብን ወገን ናይ ኣማን ጥራይ ሰሚዕካ ኣይፈረደን. ድሓር ከኣ ኣማን ዓሚጸያ ክበለኹም ተደልዩ ኣለኩም 😂😂😂ዘይመሰል
@helengebrezghi7162
@helengebrezghi7162 4 ай бұрын
Josi emo kemy gera krkbn mesh mes sabi ayrkbn eyu zalw ybel alwa b fily eza belt bota tggay eyu xebh ngho ny deki zythsb keb zerb hfat tesam
@JosiasDenden
@JosiasDenden 4 ай бұрын
Ab zomay Channel qeriben neren eyen
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
@@JosiasDenden አንደገና ኣብ channel ናትካ ኣምጻያ ነታ ሓፍታ. ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፈረደን
@selamhayle3380
@selamhayle3380 4 ай бұрын
Kemzi. Kemaka. Yibzihuuu. Kab. Simiet. Wesyu. Memoro. Zihasib 👍
@putgodfirstweoyfpuc7811
@putgodfirstweoyfpuc7811 4 ай бұрын
Bhaki tsbuk zereba amitseya kblom ytsbeyu alowu.
@habeshabeautyandhealth530
@habeshabeautyandhealth530 4 ай бұрын
ኣማን ብጣዕሚ ዘሕዝን ዓመጽ'ዩ ወሪዱዎ።😢😢😢 ሕመቕ ናይ ዘቢባ ፡ ንነብሳ፡ ንኣማን፡ ንቨራ ነቶም ኩሉ ዘይፈልጡ ደቆም! ግዳይ ዝገበረ ዓቢ መለበሚ ካልኦት'ዩ! ምሕረት የውርድ ፍጣሪ!
@hari13514
@hari13514 4 ай бұрын
Amennn ❤ .N Aman dma eta haknetu ketewuxio ya gzie ynewuh ember haks wiela hadira ktflet ya welhu gebari kufui dekisu ney hadr.😢 Egzabiher kekem gbrna yhabena🙏🙏🙏
@semharzerai5479
@semharzerai5479 4 ай бұрын
Wo Amlak sle kulu giegatatna mhretka gberelna. Btaomiii kefieina deki sebat.
@AbrhetTewelday
@AbrhetTewelday 4 ай бұрын
Aman hawey Ezigabiher Amilak mewasio yifterelka🙏🙏🙏
@senaetsegay8422
@senaetsegay8422 4 ай бұрын
Josi win hade wegen ay thaz bkltiau wegen azerarm
@danielberhe8858
@danielberhe8858 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብገንዘብ እየን ድበኣሶም
@user-ib7ps3ov4r
@user-ib7ps3ov4r 4 ай бұрын
28:49 አታ ሐወይ ዐሻ አይትኩን ቆልዐ ዐሚፁ አየ ተከሲሱ ዘሎ እታ ቀልዐ ብድንግልናአ አንተ ዘይፀኒሐ ዝኮነ ሰብ ዐሚፀዋ አሎ ማለት አየ አዚ ማለት ከአ አብ ከናዳ መመርመሪ ናይዚ ነገር ቀለልቲ አይኮነን አዚ ዝዛረብ ዘሎ ውላድ የብሉን ድየ ወላ ሐታቲ ብዛዕባ ናይቶም ዐበይቲ ህልክ ጥራይ ትዛረቡ ዘለኩም ብዛዕባ እታቆልዐ አይተረደአኩምን ዘሎ ብዘይ ድንግልንአአ አንተፀኒሐ መን ገርዎ? ወላ ንሰን ምሰኡ ህልክ ይግበራ ነታ ቀልዐ ናይ ግድን ብዙሕ ሕቶ ሐቲቶማ አለው ኢለ ይግምት ነሳ ድማ መን ከምዝዐመፃ ትፈልጥ እያ ሕራይ ንሰን ሰለዝፀልኦኦ ንበል አታ ቆልዐ ፍቅሪ አንዴሀበ ዘዕበያ ዐሚፁኒ ኢላ ትከሶ ትብል? አዚ ናይ ፍቁራት በእሲ አይኮነን ህፃን ቆልዐ ዐሚፁ እዬ መእሰሪኡ ይመሰለኒ ሰብ ቀቲሉ ከማን ከምዚ አይፍረድን አንዳበለካ ሐታቲ ሰቅ ኢልካ ትሰምዖ ካብ ጎል 11 ዐመት ከላ ዝተጋሳሳ ካብዚ ዝጠፍእ ቅትለት አሎ ድዬ ? ሰለዚ ነታ ቆልዐ ንሱ አይዐመፆን አንተ ኮይኑ ትብል ዘለካ በከመይ? ሕራይ ንሰንሲ ሰለዘፀልኦ እታ ቆልዐከ አታ ቆልዐከ አታ ቆልዐከከ ቁሩብ ብዛዕባ አይዛረብን ሰነፍ
@elyasghebrai9183
@elyasghebrai9183 4 ай бұрын
Ewii ezneyyy Brother qes ilka tezareb pls
@hermonberhane5374
@hermonberhane5374 4 ай бұрын
Oh amlake meharena 🙏
@berekethaile4779
@berekethaile4779 4 ай бұрын
Danke deine information Herr dendan ❤❤❤
@yasminali1715
@yasminali1715 4 ай бұрын
This one a big Cook 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💯💯💯💯💯
@user-pw9hj3eq5s
@user-pw9hj3eq5s 4 ай бұрын
Kebide guday Eu Amlke Mehret Yewrdeln Ne kulena 🙏 Ezie Sedte Yexelelna Alo Meslni Zeynsna Koina Behaki 😥 Thank You Josi ❤
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 4 ай бұрын
እዋይ ሐወይ አምላክ መዋጽእቲ ይፋጠረሉ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም
@dawitesak3539
@dawitesak3539 4 ай бұрын
Josiyas hawey nifu seb gofa ysdedlna emo nihagzo kulna
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 4 ай бұрын
Let us pray for all eritrean people in prisoners please
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 4 ай бұрын
ናይ ክልተ ዘረባ ከይሰማዕና ኣይንፍረድ ሓደራ። ጆሲ ዝተዛረብካዮ ጓል ሰበይቱ ማለቱ ጓሉ ኢያ ዝበልካዮ ክንደይ እንድዮም ጓል ሰበይቶም ዝጋሰሱ ንምሳሌ ኣጸቢቐ ዝፈልጦ ሰብ ኣብ ስዊዝ ጓል ሰበይቱ ይጋሰስ ኔሩ እንተተዛሪብኪ ንሂወትኪ በልላ ይብላ ስለዝነበረ ንነዊሕ ግዜ ትም ኢላ ትነብር ኔራ ድሕሪ ግዜ ተፈሊጡ ኣብ ኡስር ቤት ይበሊ ኣሎ፡ ስለዚ ይፍጸም ኢዩ ጆሲ ርግእ ኢልካ ርኣዮ ቤተሰቡ ጸግዒ ሓዎም ክኾኑ ድማ ንቡር ኢዩ
@tibleztesfamariam1680
@tibleztesfamariam1680 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Menkabmen123
@Menkabmen123 4 ай бұрын
And Josiah’s Dema comment anbebu Tebil dea iti comments Beal DawitDebena zexahefwo do keydemseskayo???
@user-xb4br3hf8h
@user-xb4br3hf8h 4 ай бұрын
ስድራበት ኣማን ልቢ ኣዕብዮም ነዚ ጉዳይ ከም ናይ ስድራበት ሰብ ሓዳር ጥራይ ዘይኮነ ከም ሓደ ዓድን ከባብን ብሓደ ኣብ ሓዘንን ሓጎስን መካፍልቲ ኢዮም ውን ግን ነዚ ዘይርዳኣ ነገር ምግባር ጥራይ ዝብርሃ ሓብቲ ኢየ ባሃሊት ናይ ሕብረተሰብ ክብረት ዘይርዳኣ ጸታዊ ተሰማዕነት ናይ ካሊአ ዓዲ ተጠቂምካ ንሓውካ ኤርትራዊ ከምዚ። ክትገብሮ ብጣዕሚ አዩ ዘገርም ካብዚ ዝተወጸ ሊዕሊ ማንም አንተ ተረዲአዋ ሓብትና ረዛን ( ዘምኡ ) ን ሓብታ ኣብ መዋጽኦ ዘብሉ ጭንቀትን ናይ ኣአምሮ ጸገምን ኣውሪዳ ብ ነብሰ ምትሓት ርአሳ ኣድኒና ሞራላ ሞራል ደቃን ኣውድቃታ ትርከብ ኣላ ግን ክንደናይ ከየቅስና ደቁ ምስ ዓበዩ ባዕሎም ክሓትዋ አዮም ሽዑ ይርዳኣ ይኮውን
@elhagos5920
@elhagos5920 4 ай бұрын
Nsas wedey Kab mot eya adhinata nhaftan n gal haftan. Kola kitemes Kela kemu kiblu neruwom....deku kea gesu keman ayriuwon ykonu, baelege abo ytrefom
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 4 ай бұрын
​@@elhagos5920halay gasrat eke ab Eritrea 🇪🇷 do aykonkun abke kemu zgaber abo ab Eritrea reke lokmaxat eken na adna mes kebretatna kenmeles ena ndale
@yacobhaile2055
@yacobhaile2055 4 ай бұрын
@elhagos5920 Do you have the evidence that Aman did the crime??????? Do you have anything which can prove what you are saying???????????
@elhagos5920
@elhagos5920 4 ай бұрын
​@@yacobhaile2055the court found enough evidence to convict him for 15 years. Rape cases are max 5 years, in this case he did it for 4 years and with a minor with a threatening knife. Hence theh added all this years. You bring evidence that he is innocent. Just because wedi adikum stop ruining the victims reputation and image. No one can push him to accept, something he didn't do. This victims life matter, we should be helping her heal not act this way.
@aminegirmatsion1870
@aminegirmatsion1870 4 ай бұрын
ጆሲ እዞም ሰባት ፡ይሕስው ኣለው ፡ኣብ ናይ ፍጹም ውን comment ሂበ ነረ ናታ ሰብ እንዶ ኣምጽኣያ፡ ኣነ ነዚ ጉዳይ ኣቀዲመ ይፈልጦ ኔረ እየ መንግቲ canada ከኣ ከየረጋገጸ 15ዓመት ክእሰር ኣይምተወሰነሉን ።ንመሓዛ ናይታ ቆልዓ ምስ ፈታታና ከም ዝተፈልጠ ኢየ ሰሚዔ
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 4 ай бұрын
Ata gdefuna ndeqkum aytgedfun geliekum sebeut mish gal sebeytkum fezaz tekoyna adia da hatnaa thgza anber entay daa
@selamselam6517
@selamselam6517 4 ай бұрын
Nay behaki
@selamhayle3380
@selamhayle3380 4 ай бұрын
Ya.
@ssolomon594
@ssolomon594 4 ай бұрын
ወይ ሰብ ደቀይ ፡ወድሰብ ዘይረኽቦ የብሉን ። ፈጣሪ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ ፡ እታ ሓቃ ፡መዓልታ ኣኪሉ ንደገ ትወጽእ እግበራ 🙏🏿
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
ኣዋልድ ዘለዋኽን ሲንግል ኣዴታት ትርጉም ውላድ ፍለጥኦ ሰብኡት ጎቲትክናሎም ኣይትምጽኣ ጉድ ረኺቦም ቆልዑ።ተደሊኽን ናብቲ ገዝኦም ኬድክን ቀንያ ።ደቅኽንን ሰብኡት በይንኽንን ብሓንሳ ከተማሓድሮኦም ነናቶምን ዘዝግብኦም ፍቅሪ ክትህቦም ዘይትኽእላ ተኾይንክ ግደፍኦ ። ሓበሻ ሰብኣይ ንዝወለደት ከኽብራ ሰብኣይ ክኾና ኣይክእልን ኢዩ ምኽንያቱ ከምኡ ኣይባህሉን ኣይዓበየሉን ውን ብውሽጡ ንግዚኡ ምኻንኪ ኢዩ ዝሓስብ ከምኡ ስለዝኾነ ከኣ ዘይሓላፍነታዊ ኮይኑ ንደቅኽን ይጥምት።
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 4 ай бұрын
ንጓል ሰበይቱ ዐሚጹ እንተ ኾይኑ:ዕድሚኡ ምሉእ ክእሰር አለዎ:ጓል ሰበይቱ ማለት ጓሉ ማለት ኢያ:ደሓር እዚ ወዲ ዝብሎ ዘሎ ክንቅበሎ ዘሸግር ዩ:ምኽንያቱ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ሕብረተሰብ ብዙሕ ገበን ኢዮም ዝገብሩ:ግን ናይ ሕክምና መራጋገጺ ይግበር ዩ:እዚ ከምዚ ዓይነት ገበናት:ስለዚ ብዘይ ገበሮ ተኣሲሩ ክፍረድ ኣይኽእልን ዩ:ወይ ከኣ ጸገም ናይ ካሊእ አለዎ ምስ እቶም ሃገር:: Jesus christ is Lord,
@user-dd6bh7qc5c
@user-dd6bh7qc5c 4 ай бұрын
ከመይ ብዘይ ገበሮ ክአሰር ዘይክል ክንደይ ድዮም ብዘይ ገበርዎ ኣብ ፈቀዶ ቤት ማአሰርቲ ዘለው
@SinitChemlaq-uz4jh
@SinitChemlaq-uz4jh 4 ай бұрын
​@@user-dd6bh7qc5cAbey bzygebro tesirom?
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 4 ай бұрын
@@user-dd6bh7qc5c ሓደ ሰብ ክእሰር ከሎን:ብዝገበሮ ገበን ተጻርዩ ክፍረድ ከሎን ክለተ ነገራት ዩ:ሓደ ሰብ እሱር ቤት ኣትዩ ማለት ግበነኛ ማለት ኣይኮነን:ስለዚ እቲ ቤት ፍርዲ መራጋገጺ ይሓትት ዩ ክፍረድ እንተ ኾይኑ:: ግን ብዙሕ ዓነት judges ዩ ዘሎ ከየጻረዩ ናብ ፍርዲ ዝጎዩ:ኣብ ከምዚ ዓነት ድማ ሰብ የድሊ:ወይ ሓያል community እንተ ኣለኻ:ሓያል ጠበቓ ትገብር ገበንካ ክጻረ:እንተ ዘይኮኑ ጸሊም ስለዝኾንካ እውን ትእሰር ኢኻ ኣብ በዓል ኣመሪካ::ስለዚ ነቲ ነገራት ብገፊሕ ክንሪኦ ኣለና:እምበር ሓሳብና ሓደ ዩ ዘሎ::
@sabasabinaokubay1929
@sabasabinaokubay1929 Ай бұрын
Antom sebat weldatulo aykentin da itom dka intay kiblu ijom Egzabher yikre yblelna🙏🙏🙏
@kesstekesste195
@kesstekesste195 4 ай бұрын
ሓንቲ ዘይበረኸት ክምዚተመሰት ዲኤንኤ ተገይሩ??
@Fekarkun
@Fekarkun 4 ай бұрын
Eway xegem egziaher ms haki zhaze u
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 4 ай бұрын
ክኽውን ይክኤል አዩ ንሳ ከተረክበት ቃላ ከይሃ በት ዘረባ ሓደ ሒዝካ ኣይትፍረድ አዩ
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 4 ай бұрын
እታ ዝተዓመጸት ትሕቲ ዕድሜ እንተኾይና እቲ ተኸሳሲ ዋላ ሓንቲ ኣዋጽኦ ወይ ከቢድ ወንጀል እዩ ኣብ ካናዳ :
@untitled2834
@untitled2834 4 ай бұрын
No jugag the people only God only knows everything.
@genetyemane5567
@genetyemane5567 4 ай бұрын
Please let’s help hawna
@tesfa7382
@tesfa7382 4 ай бұрын
Aytgage Daniel Hasot Eyu Ktbl Aytkl Eki Feriha Tkewn
@temesgen1688
@temesgen1688 4 ай бұрын
Pls josi eza shger bexhwa zelo gale xebk gera ya zeflta bejakum nebtsba akrbwan eta kemrawa kelo genzaba delyu atyuwa xebk gera zeflto bejakumm
@haragugender8940
@haragugender8940 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@senaetsegay8422
@senaetsegay8422 4 ай бұрын
Mengsti canada mermirom zle zeregsgetsu feridomo alewu haknetu key aregagetsu ay asrun ayom mengsti canada
@nardosbella976
@nardosbella976 4 ай бұрын
ጆሲ እዚ ጉዳይ ከቢድ ብምኻኑ ነተን የሕዋታ ዓድመን ናይ ክልቲኡ ጎኒ ሰሚዕካ መልስ ዘዝመጸ ኣብዘይ ጉዳዩ ካብ ዝዛረብ እዚ ጉዳይ ናይ ፋሚሊ እዩ ምስትውዓል የድልዮ ኣሎ ::
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 4 ай бұрын
Seb zqetele kndzi ayfredn mot da erefti endyu thti edme qolaa aytblae aytslae tegeyruwa ke.dhar kea kale amxwa tblu zelekum thti edme endya slemntay kndiseb zakele sebay ms ninebsa ktkelakel zeytkel kola ahdiremo bsenkun bsenki ta hamam adian eya gday tedagagami amex koyna eza kola
@fintra26
@fintra26 4 ай бұрын
Nay kilite wegen inte semina mihashe
@user-dd6bh7qc5c
@user-dd6bh7qc5c 4 ай бұрын
ናይ አዘን ሰብ አዚኤን ስአልታተን ክዝርጋሕ ኣለዎ ኩላትና ውን ተከታቲልና ሕሳብና ክንወራረድ ኣለና ስለዚ ስአለን ይዘርጋሕ ሕግን ሕጋውነትን ንኩሉ ውዲ ሰብ ማዕረ ዩ ስለዚ ብዙሕ ኬር ኣይትግበሩለን ዘርግሕወን ጥራይ
@selamhayle3380
@selamhayle3380 4 ай бұрын
Anta. Kemey. Zibelka. Kebti. Eka wedy ab risi. Aman. Silii. Ente. Zihiliwen. Kemey. Geren. Ni Canda. Amsiato. Risika. Haser u. Meliuu mesleni. Canada ke. Bizey chibti. Do. 15 amet. Ferididomo. 🤯
@yossiefmer733
@yossiefmer733 4 ай бұрын
ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ከይፍረደካ
@kudsantesfazgi3454
@kudsantesfazgi3454 4 ай бұрын
Anta hawey nska wen ketzarb aymlektkan eu
@maekelehaile8909
@maekelehaile8909 4 ай бұрын
Hakika xbuk aleka. Aman abo sidra xaeram sebe eye.
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 4 ай бұрын
Kndi bxuh wladka aytmhal kemziom aynet sebat hadegenatat eyom teyat ayom zmeslu
@diborates1416
@diborates1416 4 ай бұрын
Nay srah seb ayu elka hmaq aygebrn malet aykonen atom kemzi zgebru zeyttsbeyom sebat ayom ayfletun ayom dhar knfelto zelena sebay bdege kala ms sdrabetu kala alo
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 4 ай бұрын
Uff 💜 zitnkif , I told u my people, " Hell is empty, all the sinners (Evils) are there" believe me.
@selamselam6517
@selamselam6517 4 ай бұрын
Sebiay ade dea entay delika kemu yu srhom. Bkemiu eyuko beynkin teebiya deki anstyo sebiay ayteetwa nbl.
@misszebib3969
@misszebib3969 4 ай бұрын
They should think about children's life very sad
@Bitaniya12
@Bitaniya12 4 ай бұрын
Gn ane zgermeni bmermera ko yflet eyu kemey eyu zkewn zelo
@helengebrezghi7162
@helengebrezghi7162 4 ай бұрын
Gen plass n aman ythgiza eway hwey atfina eki
@Menkabmen123
@Menkabmen123 4 ай бұрын
Danial and Fisum keltkum tefeltu ikom Aman Semsari kem zenbere selezi iyu kea kab Sudan nab Eritrea kıydı nesebiytu amxiewa ab border nay Sudan koyinu dima $5000 dollars kab hafta wesidu and Guess what they have the western union recipts
@weyniande3214
@weyniande3214 2 ай бұрын
መድሃኒአለም ብጻይ ቅኑዕ ይኹን
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 4 ай бұрын
Amen amlak mesaka yekun
@AsliAsli-tl2rq
@AsliAsli-tl2rq 4 ай бұрын
ጀሲ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ ኣፍ ውጹዕ ዝኾንካ ኣነ ውን ብቐረባየ ዝፈልጦም ን ኣማን ምስ ሰበይቱ እቲ ካብ ከብዳ ቆልዓ ቀቲሉ ዝብሃል ሓሶትዩ። ኣነ ውን ክምስክር ይኽእልየ ብዛዕባዚ ኣሚነ ይብሃል ካብ ሆላንዲ
@kudsantesfazgi3454
@kudsantesfazgi3454 4 ай бұрын
Nska see msom ab hade giza dika tenber nrka tefrd aloka nska wen aymlektkan eu
@tttesfa9132
@tttesfa9132 4 ай бұрын
Joce I like ur deceplinng ❤ god bless you ❤
@aloniab93
@aloniab93 4 ай бұрын
God
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 4 ай бұрын
Amen amlak awZo yhBo
@mechaleberhane8626
@mechaleberhane8626 2 ай бұрын
ኣምላክ ምስ ሓቀኛን ተበዳልን ዩ ሞ መዋጽኦ ይፈጠረሉ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 4 ай бұрын
Fooooooii sedi gale sebytka malte galka malte eyu yehewat habty dekika eyia so galika eyia kemy tedferu kem adgi
@medhanieghezehey7986
@medhanieghezehey7986 4 ай бұрын
ናይ ክልትኡ ወገን ክንሰምዕ ንደሊ ኣሎና። እተን እንዳ ጋል ኣብ ዝሓጸረ ግዜ መልሲ ክህባ ኣለወን። እታ ተበዲለ ትብል ዘላ፡ ሰብኣያ ዘእሰረት ቦሶራ ባዕላ መጽያ ስለምንታይ ንኣማን ገንዘብ ክዋጸአሉ ከምዘይብሉ ትንገረና። እንተዘየለ ነታ Go Fund me ክፈትዋ፡ ንሕና ድማ ክንሕግዝ። ክፍለጥ ዘለዎ ሰብ ብገይጋ ይእሰር ዩ ኣብ ካናዳ። ይግባይ ናይ ምባል መሰል ድማ ሕልው ዩ።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
ዘረባ ክልተ ክሰማዕ ምባልካ ጽብቕ ቕዩ፡ ግን ኣእሲራቶ ኢልካ ምቑጣዕ ግን ናቱ ጸግኢ ሒዝካ ኣለኻ፡
@medhanieghezehey7986
@medhanieghezehey7986 4 ай бұрын
@@user-iw8mp1oe3e ፡ እወ ሓቅኻ ወገን ወሲደ ኣለኹ። ናይቶም እንዳ ጋል ሓሳባት ክጽበ ነይሩኒ። ኣብ ቀጻሊ ክእረም እየ።
@ShelaM415
@ShelaM415 4 ай бұрын
ምኽንያት ሰለስተ ዐመት ጸኒሕካ ምኽሳስ ከምኡውን እቲ ሐዋ ዘመድ አዲአ አፍቲ ገዛ ዝሐደረ ገይርዎ ኢሉ ሰብአይ አዲአ ዝበሎ እዚ ጉዳይ ካብዚ ንሰምዖ ዘለና ዘይ ተሰምዔ ካብ እንዳ አዲአ ምስጢር ዘሎ ይመስል ይግባይ ክብል አለዎ ሐቁ ክወጽእ
@akberetfikroy4552
@akberetfikroy4552 4 ай бұрын
ንሳ ድኣ ሓሶት ስለዝኾነ ብገገ ከይተሙልቕ ሕቂ አላ ሓብተ ዓጽያታ ኣላ
@rackygalerey
@rackygalerey 4 ай бұрын
Âne kemzmesleni gn eta sebeytu hakinet entezhluwa ab media weisa mtezarebet so ezi aman teasiru zelo mewasio yefterelu kidanemhret ms aman tikun
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 4 ай бұрын
I know it’s hard to believe because in our Culture not that many men are held accountable for their actions especially sexual assault. It is about time the we don’t stand with the abuser and shame the victims. A crime was committed, and he pay for it.
@Himunich
@Himunich Ай бұрын
Thank you !
@henosaraia4207
@henosaraia4207 4 ай бұрын
Kkkkkkk Josi nay kemzi koynka terifka. Kab polotica gin natka yhayish.
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 4 ай бұрын
At zeytgedfuna keyamexa si Galen mewsbo kekelkla ilen sebay Adia amxwa kbla? Dhar keas Aman si abo deqa endyu kemey ila texelmo.dhar kea si ita kola KO temermira iya.gdefuna gdefuna aytgedfun ikum.abzi nrio nsemo zelena kale eyu .
@LiduTesfalse
@LiduTesfalse 4 ай бұрын
Gen eta haftas gedfewa hafety ela deya nayta zemtseato esrebet yetato amlke zeytferhe wede
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሰብኣይ ፡ይፈልጦ የ 12 ስዓት እዩ ዘሰርሕ ፡ ምስውላዳ ተመርዕይዋ፡ ዝብሎ ዘሎ ንጹህ ኣይገብሮን እዩ፡፡ ነታ ቖልዓ ስለምንታይ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዘይነገረት ኢሉ ክኸሳ ጌጋ ፡ ዓመጽቲ ቕልዑ ነቶም ቖልዑ ከትነግሩ ኢሎም ይፋራርህዎም እዮም፡፡ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምዕራባውያን ሃገር ዋላ ድሕሪ 10 ዓመት ክትከሶ ትኽእል እያ፡ ብሕልፊ ቕልዓ እንተኾይኑ ማእሰርቲ ነዊሕ እዩ። እቲ ገዛ ገዲፋ ስለምንታይ ናብ ሸልተር ትኸይድ፡ ፈሪሃቶ ክትክውን ትኽእል እያ። ጌሩዎ ዶ ኣይገበሮን ክንፈርድ እንተኼንና ናይ ክልቲኦም ክንሰምዕ ኣለና። ብዛዕባ ሎውየር ከኣ ናቱ ክገብር ይኽእል እታ ሰበይቲ ኸኣ ከምኡ፡ ብዛዕባ እታ ቕልዓ ኸኣ እቲ ሃገር ክካላኸለላ እዩ፡፡ እቲ መንግስቲ ነታ ቆልዓ ከመይ ጌሩ እቲ ሓቂ ምስ ሓሶት ክፈላልዮ። ፍልጦቶምን ትምህርቶምን ናይ ከምኡ ዘጽንዑ እዮም። ሱቕ ኢሎም ኣይኣስርዎን እዮም። ቑኑዕ እንተኾይኑ ኸኣ ይወጽእ፡ እንተዓሚጽዋ ነታ ቕልዓ ኸኣ ይእሰር፡ ፡
@senaetsegay8422
@senaetsegay8422 4 ай бұрын
Anta hawey zkone ms tzarebi hiwetki ketfeaki aye ailu yeferarha sle znebere ata kola kea key tzareb nedia keay ketla sle tferh sle zneberet seb aba gerenao suk ailka ay tzareb tfelto guday yeblkan josi win ay tgage wegen hade seb semiaka ay tzareb kab sdra gal keman azararb kab beal taf si beal af zbehal alo msla
@almazfessaha170
@almazfessaha170 4 ай бұрын
Amlak Aboy misti hakena kun abza alemna zeygber yelen net wuxue baelika reayo
@HagosBereketeab
@HagosBereketeab 4 ай бұрын
Selam josi eza zemu niaman nisa sile zemtseto bi prosses ane mis amtsakuka nihaftey kitgedfa ela eya hilik nezi guday gerato
@Zarameley
@Zarameley 4 ай бұрын
Ab canada kemzi aynet teryo bzhu eyu ,mebzahtu gezie eta gual aytamestkun ela ente zey hagizato ,wela aysemwuon eyom,meknyatu ab stadu commen eu,mebzahtum ka ab esrebet eyom zetwom,neta kola rekibka mezrerab keman yhayesh
@user-tz2pc2fo8i
@user-tz2pc2fo8i 4 ай бұрын
Etom enda gial ka azrblna
@hari13514
@hari13514 4 ай бұрын
So sad 😢 amlak mewaxiho yfterelka aman hawey 🙏🙏🙏
@user-vz8ys6dy7q
@user-vz8ys6dy7q 3 ай бұрын
Ab Beal Canada, America, Switzerland,minalbat mesel nay dekisebat alo ilka kitizareb axegami iyu .ezi hawuna kea likie xegem weridwo alo .abzian tekiseyen zeleku hagerat wetiom akiberti higin kemiu win dayenu behansab iyom ziserihu kab yemanay nab xegamay juba malet iyu,ane nibaeley xibuk geyire iye zifeltom niwediseb bizeydiliyetu kemziferduwo .wetiom beteseb nay aman neti hiji zihizwo tebeka biziyada kemakiruwo alewom netia habti sebeytu nab mermera kitikerib kemzelewa kisab gudaya ziwudae ab tihti qeydi kitixenih kemzelewa. Ab Beal America and Canada nay hasot machine alewom wetiom nay geben mermerti
@tekleybio7878
@tekleybio7878 4 ай бұрын
Aye habesha gexikum tirhak tekalat alet
@waw1593
@waw1593 2 ай бұрын
Firhat amlak tefiu😢
@emunaandebrhan1123
@emunaandebrhan1123 Ай бұрын
Hewe mzrab tirah zeykone eti tzaromo snesrat zelewo ykun. 1. Abua ghifwa zebil yenlkan 2.hati gze teamitsa kaliay kegatim ykel eyu. Etay teredieni kabaka kidim tamitsa eya emo kaliay meshefeni aytitekemelu. Ane nkulom ayfeltomn eye.kabezaraibaka gin gal tiamita kaliay gize ktbil yeblan ziaynetu . Nay kedamay amets meshefeni Zemtsakay keykewin
@user-um1sg6pg1r
@user-um1sg6pg1r 4 ай бұрын
ጆሲያስ ሓወይ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት ኢዩ ኢዚ ወዲ ተበዲሉ ኢዪ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 2 ай бұрын
Police deka menine aytebla anabse kuna aytefezeza yehewat entay tekona alken hegi kelo aboken adken haweken hegi eyu men alni aytebli habty Police alki kulu negerki ajoki aytegagiwi habty thanks ❤❤❤
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 4 ай бұрын
ነቶም ርጉማት ሰብኡት ሲ ኣይጋትሞሞን አዩ,
@tsigeweldeyesus2302
@tsigeweldeyesus2302 4 ай бұрын
Wel done Dani hawey ety haki seb kifelto alewo Aman tebedilu eyu gize ynewh ember haki kiwexe eyu
@akliluyosief6408
@akliluyosief6408 4 ай бұрын
A person is innocent until proven guilty,
@Himunich
@Himunich Ай бұрын
He is proven guilty and in jail 🤷🏾‍♀️🤷🏾‍♀️🤷🏾‍♀️
@fthawighebremicael197
@fthawighebremicael197 4 ай бұрын
Hallo josi kemei tkewun bmejemerya ab tienak selam habibi Bmkxal ezi wedi bbuzuh gexatu nhatelu alena entekone gna haxar nixirti eya naizi wedi guday amo Kea misti filtet wahdi nai Hadar Ena bezhe zkeyd zelo. Wela da zereba hade semieka aitfred Dea ykun ember.gna ezi wedi seb e u sienu zelo bkereba kab bzuhat zsemeanayo pls pls pls
@AbrhetTewelday
@AbrhetTewelday 4 ай бұрын
Dani ka Amilak yihagzka 🙏
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelalula551
@rahelalula551 4 ай бұрын
Eway mewatseo yehabka fetari
@realtube6031
@realtube6031 4 ай бұрын
ዚ ኤርትራዊ ከመይ እዮ ሓሶትን ምድንጋር ኮይኑ ዘሎ ዘሕፍር እዮ
@asmarino99o42
@asmarino99o42 4 ай бұрын
ብሕጊ ዝተወደአ ጉዳይ ንምንታይ ኮለል ትብሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ፣ ብጠበቃ ተማጊቱ፣ ገበነኛ ኮይኑ ተረኺቡ። ዓዲ ሕጊ እኮ እዩ ካናዳ። ነታ ግዳይ ከ ኣይትሓስቡላን ዲኹም። ብዛዕባ ህጻን ኢኺም ትዛረቡ ዘለኹም።
@selamhayle3380
@selamhayle3380 4 ай бұрын
Seb chekinu. U Besmeam
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 4 ай бұрын
Canada 🇨🇦 mangste samay du eshnatke dage aytwxeyo ,Kab Eritrea 🇪🇷 nlalea dya Canada ngalnastyte ka ab adna tkaber nmentay ab Eritrea zaytkaso kulu nab atahasasbaken kream dalkneo atwahtelnan walka
@zetamful
@zetamful 4 ай бұрын
Kes elka hede ilka tezereb keteblu neruka. Kale mealti hahdeayom
@user-wg3kb2pw9w
@user-wg3kb2pw9w 4 ай бұрын
እቲ ሕጊ ከ ብኢቩደንስ ድዩ ሰብ ዛስር ካናዳ ዲ ኣይኮነን ።ተሓዋዊሱና ኮ
@asterteklay4095
@asterteklay4095 4 ай бұрын
Josi hawey ezi seb ghgez alewo please nhagzo egziabhar aykihadgonu haki tekebira aytiterfbiya
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g 4 ай бұрын
አቱም ሰባት እዝስ ንመን ይምልከት ብዛእባ ስድራ ዘየድል አምፂኹም ሰባት ተናቁቱም ዓዲ ሕጊ ስለዘለዉ ብሕጊ ዝምልከት ይኸውን አታ ሃውና በዖል ዩታቨር በስ ተወዲካ ኾይኑ ተምፆ ወይስ ግዜ መሊኡካ ስራህ ሲኢንካ ናይ ውድቀ ሰባት ሃተውተው ትብል ።
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 4 ай бұрын
ሓፍታ ተሓዜታ ኮ ጸገም የብሉን ሽግር ተመጹ ናብ መክርብካ አካ ትኸኡድ
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 4 ай бұрын
Ezgyo meharena krstos
@atobrhantes
@atobrhantes 4 ай бұрын
Selam nekulkum behake ane tesmen Aman zey feto gen bezekulu zesmakemo 😢adnkexn kulu seb kem zehgezo ka felut eu
@besrathagos7378
@besrathagos7378 4 ай бұрын
Canda they know more than you Haswtie nkolea zebeda
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 2 ай бұрын
Zeywuraykum! Aye eritreawiyan nay beteseb ab adi hager halfnet mengisti higin firdin intay gedisikum walas business ikhum tigebru zelekjum ? Zeygudaykum ab mediya tewtsiwo nay seb hadar! Lomis germina iko! Meas iyu zinekih hizbina ziban higi zeybilu khoynu hizbi etiytea ! Atum zewaridikhim zelewu bifakadkum nilimano diyu@ metsai eriyrea shim kiwetsekim iyi!😂😂😂😂
ክትሕገዝ የብላን Josias denden
10:34
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 28 М.
ኣቦ ደቃ ክእሰር ወሲና #josiasdenden#amancanada
25:57
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 75 М.
I Built a Shelter House For myself and Сat🐱📦🏠
00:35
TooTool
Рет қаралды 29 МЛН
ТАМАЕВ vs ВЕНГАЛБИ. Самая Быстрая BMW M5 vs CLS 63
1:15:39
Асхаб Тамаев
Рет қаралды 2,9 МЛН
ELE QUEBROU A TAÇA DE FUTEBOL
00:45
Matheus Kriwat
Рет қаралды 36 МЛН
ድንግልናይ ናበይ ተሰወረ  ክብረ ንጽህናይ ስኢነዮ
37:41
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 25 М.
HADDII LEE XIRO MAXAA KA FAAIDEE
15:01
NADIR PRO
Рет қаралды 686
ኣቦ ደቀይ ምስ ዉላደይ ከይራኸብ ከልኪሉኒ
13:34
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 45 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 81 М.
ናብ ወዲ ዓድኽን ተመርዓዋ
1:15:09
ADMAS MEDIA
Рет қаралды 1,2 М.
ዲያቆን ወደይ ምስ ኣዲኡ ጠሊሞሙኒ
18:15
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 77 М.
I Built a Shelter House For myself and Сat🐱📦🏠
00:35
TooTool
Рет қаралды 29 МЛН