ኣገልግሎት ኢንተርነት - ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ናበይ - 8ይ ክፋል - መኣዝን ልምዓት | Mobile phone network-Part 8 - ERi-TV

  Рет қаралды 4,619

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Ай бұрын

Part 1 = • ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ና...
Part 2 = • ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ና...
Part 3 = • ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ና...
Part 4 = • ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ና...
Part 5 = • ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ና...
Part 6 = • ኣገልግሎት ኢንተርነት - ህንጸት ተ...
Part 7 = • ኣገልግሎት ኢንተርነት - ህንጸት ተ...
Part 8 = • ኣገልግሎት ኢንተርነት - ህንጸት ተ...
ERi-TV, Eritrea - ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ናበይ - 8ይ ክፋል - መኣዝን ልምዓት | Mobile telephone network in Eritrea - (Part 8)

Пікірлер: 27
@xxcxd880
@xxcxd880 Ай бұрын
ኣቶ ኣስመላሽ ጥዑም ደምጺ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ርቢ 🙏💪⭐👑🇪🇷❤✋👍
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Ай бұрын
Welcome Eri Adena Jegnau God Bless our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏👏🏼
@dana.j9062
@dana.j9062 Ай бұрын
Always and forever proud to be an Eritrean!!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@MhamedAbderhim
@MhamedAbderhim Ай бұрын
Grazie mille 🎉❤
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Ай бұрын
May Almighty God bless 🇪🇷 and its people. I am very happy because my country is moving steadily but surely toward progress.
@abrahameyob2871
@abrahameyob2871 Ай бұрын
❤❤❤
@user-xg6gq8vm4h
@user-xg6gq8vm4h Ай бұрын
❤.........!
@Aman80-kn6hl
@Aman80-kn6hl Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mohammedtaha2633
@mohammedtaha2633 Ай бұрын
لا تقطعوا الكهرباء ووفروا المويا اندا شعبية
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 Ай бұрын
ከም ዝመስለኒ ናይ ሉድ ኣሲድ ባትሩ እንዳ ተረፈ ዩ መስለኒ። ክሳብ ሕጂ ሊትዩም ባተሪ ኣይረኣኹን ዘለኹ።
@user-ls8kt1fo9n
@user-ls8kt1fo9n Ай бұрын
ኣንታ አቶም ደገፍቲ eritrea maebila ንብል present ከኣ ኣብ interview ፈሪሳ አሉ ይሕፍረና ኣሎ በጃኹም interview ኣይተግብርዎ ን ኣቦና ኢሰያስ
@brki9609
@brki9609 Ай бұрын
😂😂😂
@Milk-xo5ne
@Milk-xo5ne Ай бұрын
Why don't you allow foreign investment or foreign companies to help you with up-to-date technology? At least, the Chinese or other African companies can help you in that aspect if not the western ones. This is just too old to talk about. May be bring some from Somalia , they are way ahead of in this regard.😂
@Horn_of_Afrika
@Horn_of_Afrika Ай бұрын
Impressive advice. We could definitely use individuals like you advising at the policy level. Just kidding, that was sarcasm. Don't get too excited. ዓንጃል!
@SuperChelseaSW6
@SuperChelseaSW6 Ай бұрын
​@@Horn_of_Afrika😅
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 Ай бұрын
መቸም ኣዋሪድኩምና ተሰዲድና ተበታቲና ተቀቲልና ሓሲርና ድሕሪ ኩሉ ዓለም ጭራ ሰሪዕኩምና ብሰንኩኹም ኣብ ልዕሌና ዘይወረደ ግፍዒ ኣብዛ ዓለም የለን 30 ዓመት ኣብ ጸልማት ነቢርና ብኻ ንስኩም'ሲ በቲ ዝወፈርኩሞ ሳሕል ከይተመለስኩም ተሪፍኩም ደቂ ኣንስትዮና መጻወቲ ዘይርብሑ የዕራብ ኣብ በዓል ሲናይን ሊብያን ኮይነን ብዓብዩ ካኣ መንእሰያትና ኣብ በሓርን ሳህራን ኣደዳ ሞትን ስቅያትን ኮይኑ ሰብ ግን ነቲ ዝኣተወ እምበር ነቲ ዝተረፈ ኣይርእን'ዩ ልዕቲ እቲ ን ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእቲ ኣብ ባሕርን ሳህራን ዝሞተ መንእሰያትና ይበዝሕ እቲ ዝሰገረ ውን ኣደዳ ጭንቀትን ካልእን ኮይኑ ኣብ ፈቀዶ ጎደና ተደርብዩ ይውዕል ኣሎ ነብሱ ዘጥፍእ ውን ከምኡ
@oneeritrea
@oneeritrea Ай бұрын
ምሽሚሽ፡ግበሩለይ እምበር ክገብር ዶ ድኣ ከይትብል።ብኻ እባ ንስኻ ኣብታ መንገዲ ተሪፍካ
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 Ай бұрын
@@oneeritrea ከይንሰርሕ ድኣ ምስራሕ ደይኮነን ከሊእና መንግስቲ ኤርትራ ኣይሰርሕ ኣይስርሕ እምበር ኤርትራዊ ድኣ ኣይኮነን ነታ ዝፈትዋ ሃገሩ እንዳማቱ ሃገር ደይኮነን ድሃንጽ ዘሎ ኣብ በዓል ዩጋንዳ ደቡብ ሱዳን ኣንጎላ ከምኡ ውን ኣብ በዓል ኣሜርካን ካልኦት ሃገራትን እንታይ ኮይኑ እዚ ኩሉ ምሁርን ሰብ ጸጋን ውልቀ ሰባትን ካብ ኤርትራ ይወጽ ኣሎ ኢልካ ሓሲብካ ትፈልጦ ? ካብ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ድሕሪ ናጽነት ብዝኸፍአ መልክዕ ይስደትን ኣብ ባሕሪን ሳህራን ይጠፍእ ይበርስን ምህላውን እቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ካኣ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሕሰም ይሕልፍ ከም ዘሎ ህዝብና ትፈልጥ ዶ ትኸውን ? ድሕሪ ናጽነት ዝረኣኻዮ ዝሓሸ ለውጢ ዶ ምነገርካኒ ?
@Johnjohn30709
@Johnjohn30709 Ай бұрын
​@@yonaskidane9179ኣምሺ ጓሓፍ ኣበይ ከምዘለኻ ምስ ፈለጠካ ኢኻ ዘስራሓካን ዝኽልክለካን ልሕቲት ኑፉሳት ትምልካ ነብስኻ ምትላል ሙሩዛት
@edenasihel5335
@edenasihel5335 Ай бұрын
hadami wahide
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 Ай бұрын
@@Johnjohn30709 ኣብ ኤርትራ ዶ ትወሊድካ ዓብካ ትከውን ንምንታይ ኢና እቲ ሓቂ ንኽሕዶ እምበኣር ህዝብና ጥዒምዎ'ዩ ዘሎ ? ግደፉ እስከ ናይ ውሽጥና ከይተዛርቡና ሰብ ንዛ ሰሪሑ ከይበልዕካ ዝተከልከለላ ሃገርና ጽቡቅ ጌርና ስለንፈልጣስ ኣይገርመናን'ዩ ካብ ተሰነይ ክሳብ ባረንቱ 17 ብሎኮ ወይ ኬላ ኔሩ ካብ ባረንቱ ክሳብ ኣስመራ ክንደይ ኣሎ ትፈልጥ ዶ ? ኣዴታትና ናይ ታሕቲ ቆምሽተን ከይተረፈ ኢዮም ዝፍትሽዎ ኔሮም ኣብ ግዜ ደርጊ እካ ከምኡ ኣይነበረን ኣብ ብሎኮ ዓዲ ዒመር ክንዲ ምንታይ ቆጸጺር ሽኮር ቡን እክሊ ካብቲ ዘይብሉ ምስኪን ህዝብና የሕዲጎም ወይ ሃጊሮም ሓለፍቲ ሰራዊት ይማቀልዎን ንሽጋርኦም ይገብርዎ ኔሮም ትፈልጥ ዶ ትኸውን ብዙሕ ብዙሕ ምበልና እንታይ'ሞ
UFC Vegas 93 : Алмабаев VS Джонсон
02:01
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 174 М.
DELETE TOXICITY = 5 LEGENDARY STARR DROPS!
02:20
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Китайка и Пчелка 10 серия😂😆
00:19
KITAYKA
Рет қаралды 2,1 МЛН
ጽባቐ ፊያት ታሌርዮ | Fiat Tagliero - ERI-TV
28:34
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 44 М.
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 189 М.
Малыш Борется За Свою Жизнь 😱
0:59
Kino Bear
Рет қаралды 2,3 МЛН
СНЕЖКИ ЛЕТОМ?? #shorts
0:30
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН