No video

ብሌን ዓይኒ ትግራይ - ዶ/ር ፍጹም በቀለ - ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast - Dr Fetsum Bekele - Ophthalmologist

  Рет қаралды 19,542

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 107
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 4 ай бұрын
ዶር ፍፁም ብሀቂ ከምስሙ ፍፁም እዪ። አቤት ትህትና አቤት ለዛ ፣ ናይ በሀቂ መንፈስ ቅዱስ ቅብአት አብ ባህርያቱ ክፈስስ ይረአ። ተቡረክ ነዊህ እድመን ጥአና ፈጣሪ ኩሉ- አለም፡ይአድልካ። ከማካ የብዘሀዮም። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@theuntoldstory9191
@theuntoldstory9191 3 ай бұрын
እምብር ብሌን ዓይኒ ትግራይ ! ዶ/ር ፍፁም ብርሃን ብጣዕሚ ይኾርዓልኻ። ትግራይ ከማኻ ልበሉ ሰባት ብጣዕሚ የድልዩዋ!❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 5 ай бұрын
ክቡር ሓውና ዶ/ር ፍፁም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራኻ ንምነየልካ!!! ❤❤❤
@TkGm-ev4mr
@TkGm-ev4mr 5 ай бұрын
ስም ይመርሕ ❤❤❤
@Christianortho
@Christianortho 5 ай бұрын
ዕድመን ጢዕናን ይምነየልካ ንደቂ ሰባት እትገብሮ ፅቡቅ ስራሕ ንዓካ ንምምስጋን ቃላት የብለይን ፍፁም ቁኑዕ ኢካ ንኩሎም ስድራካ እውን ምስጋና ይብፅሓዩም::ኩሉና ተጋሩ ናይ ዶ/ር ፍፁም ስብእና ክህልወና ክንሰርሕ ይግበአ::
@admassumisgun5946
@admassumisgun5946 5 ай бұрын
ፍፁም እንበር ፍፁም
@Habera143
@Habera143 5 ай бұрын
ዶክተር ፍፁምብርሃን በቀለ, ን ህብኻ እትገብሮ ኣገልግሎትን ሓገዝን ኩሉ ዓብይ ኣኽብሮትን ምስጋናን ይግበኣካ።
@destameseret8736
@destameseret8736 5 ай бұрын
አይኒ ፡ ትግራይ ፡ መቐለና ፡ ኢኻሞ ፡ ብጣዕሚ ፡ ኢና ፡ ንሕበነልኻ ፡ ፍፁም ፡ ሐውና
@habeshareflection5583
@habeshareflection5583 5 ай бұрын
ዶር ፍፁም ብሓቒ ፍሉይ ብሩኽ ሰብ ኢኻ ፣ ብፍላይ ድማ ራእይኻ ብዙሓት ናይ ዓይኒ ፀገም ዘለዎም ደቂ ሰባት ዓብዩ ፍታሕ ዘቕርብ እዩ እሞ መፈፀምትኡ የርእየና ቐፅለሉ ፍጣሪ ይሓግዝካ።
@abebechabrha3758
@abebechabrha3758 5 ай бұрын
ዶክተር ፍፁም ሓወይ ዕድመይ ጥዒናይ ይሃብኻ መዓረይ ብደቅኻ ተሓጎስ ወለላይ🙏❤️
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 5 ай бұрын
ዶክተር ፍጹም ቤሌን ዓይኒ ትግራይ አነ ካብ ዝፈልጦ ሰብ ክሕግዝ ርህሩህ የወህ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ምስ ኩሎም ሰድራ ቤትኸ በረኸት የቐንየልና
@user-be6xb4uj6d
@user-be6xb4uj6d 5 ай бұрын
ደከተር ፊፅም ዕዲሜ እና ጥዕና ያሃብኻ
@freweynibkuru1824
@freweynibkuru1824 5 ай бұрын
ፍፁምብርሃን 🥰💕🥰💕🥰💕
@abas6514
@abas6514 5 ай бұрын
ክቡር ሓውና በረከት ጋሻና ጌርካ ንዶክተር ፍፁም ሥለዘምፃኻልና ነመሥግነካ ዶር መኮንን ዶክተረይ ነይሩሞ ርሕሩሕን ለጋሥን ነይሩ እሞ ካቤተሰብ እዪ
@user-ql9pw6md2k
@user-ql9pw6md2k 5 ай бұрын
ፍፁም ብርሃን በቐለ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኻ 🥰🥰🙏
@EbH767
@EbH767 5 ай бұрын
amazing personality . እንኳእ ናትና ኮንካ።
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሙሉእ ዓቕምን ስነ ሕክምና ክብርን ጻዕርን ተማሂረ ካብዚ ብሉጽ ዶ/ር ፍጹም🙏❤ዕድመን ጥዕና ራህዋ ኣይፈለኻ ክቡር ሙሁር🤞👏
@ramamehretab2065
@ramamehretab2065 5 ай бұрын
ሽም ይመርሕ፡ ትግራይ ሰብ ኣለዋ።
@STAMA123
@STAMA123 5 ай бұрын
ዶክተር ፍፁም ብርሃን ኹርዓት ትግራይና ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን ኢና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ❤❤❤
@tubeaseytube7780
@tubeaseytube7780 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም ብሽም እየ ዝፈልጦ ኔረ፡ ብጣዕሚ ትሑት ሰብ አኽባሪ ኢኻ፡ Thank you for your service
@legislegis5023
@legislegis5023 5 ай бұрын
Thank you doctor for your service::God bless you and your family ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 4 ай бұрын
I believe all of us should model the spirit of Dr Fisum , his modesty , his compassion, his humility, his unconditional love and commitment., and service Amen, Amen,Amen!!❤❤
@sefaniabraha898
@sefaniabraha898 5 ай бұрын
A shining northern star! A shade in a desert! This scholar is not only giffted but also blessed. I learned from this interview what it likes to be honest, ethical, professional, and most importantly, human. An extra ordinary personality that stands high on its own , cultivated on quality service , dedication, good faith and family values will inspire millions. Unlike of those takeing advantage over the poor, this scolar is commited to his principles and is giving back to his people in many ways. I appreciate the clarity of his idea and simplicity of the language he used so all people can learn out of it. I thank Kezahta show to give us the chance to watch such wonderful interview. If we have few more scholars as such coming to the front ,I believe it would the only way out from the crises we are at this time. Tigray demands rational thinkers who are trusted and bring people first.
@user-dx8by6xw8n
@user-dx8by6xw8n 5 ай бұрын
Dr ፍጹም ማለት ብሓቂ ምሉእ ሰብ ምኻኑ ን ህዝቢ ካብ ዝህቦ ኣገልግሎት ጀሚሩ ሰብኣውነት ዘለዎ ሰብ እዩ እግዛብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ
@ydidiabitsue4061
@ydidiabitsue4061 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም-ብርሃን በቀለ ሪአካ ትሓጊሰ፣ በሞያኻ ብብቕዓት ንህዝብኻ ምግልጋልኻ ኸዚ ለይኾነስ፣ መቐለ ቕድሚ 25 ዓመት እላሃለኹ ኣንዳዕዲዐ ይፈልጥ እየ። ዓይኒ ምድሓን እቱ ልላዓለ ሞያ እዩ'ሞ በርትዕ ኣዮኻ!!
@zafuamare7710
@zafuamare7710 5 ай бұрын
ከማኻ የብዝሕ🙏🙏🙏
@berndadesta9679
@berndadesta9679 5 ай бұрын
Go For it sister Embafrsu Desta the 1st woman ophthalmologist Nurse In Tigray region. I am proud of you👍🙏
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 5 ай бұрын
May God bless you Dr. Fetseuim. You are God sent Angel for our people. Keep doing the good work ❤
@atsedehagos9484
@atsedehagos9484 5 ай бұрын
ዝገርም፡ሂወት፡እዩ፡መምሀሪ፡ተባረኽ፡ዶክተር፡በረከት፡እዉን፡በርትዕ፡
@asqualedesta9160
@asqualedesta9160 5 ай бұрын
Thank you So much Dr Fusim Long Live all family🙏❤ ሰብኣውነት ዝወነነ ዶክተር ፍጽም ስለ ዘቅረብኻልና የቀኒየልና በረኸ ሓውና ደስ ልብል ናይ ህይወት ተሞክሮ ዝተማሃርናሉ ፕሮግራም
@tigraweytimama1174
@tigraweytimama1174 5 ай бұрын
ዶክተር ምፁም ብርሃን ትግራይ❤❤❤❤
@jhi3325
@jhi3325 5 ай бұрын
ወዲ 60 ዓመት አይመስልን ደሐን እዩ አይአረገን ዶኹተር ፍፁም እቲ ዘዕበካዮ ቆልዓም ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ ትራንስ ኢትዮጱያ ሳይክል ቸወዳዳሪ
@gfg4696
@gfg4696 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም ብሉፅ ናይ ትግራይና ባዓል ሞያ ሕክምና ዓይኒ ብሓቂ ኩቡር ሰብ ኣነ ውን ባዕሉ ዓይነይ መጥባሕቲ ገይሩለይ ክሳብ ሀዚ ፅቡቅ ኣለኹ ቅድሚ 18 ዓመት የቀንየልና ሓላል ሰብ❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 5 ай бұрын
ብሓቂ ፅብቅ እዪ ። ዶ/ር ፍፁም ❤️❤️
@lulaa1242
@lulaa1242 5 ай бұрын
ስላም ደክተር ፍፁም አነ እውን ተሀኪመ ነይረ ንፍኡዕ ሀኪም እዩ
@ambassadormulugetazewdie3072
@ambassadormulugetazewdie3072 5 ай бұрын
Excellent program. Dear podcaster, please offer water to your guests, as the program goes more than an hour. Thanks.
@peacewinn8887
@peacewinn8887 5 ай бұрын
ሰላም በረኸት (ቀዛሕታ) እዞም ዕንቁ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ዶክተራት ብተኸታታሊ ናይ ዓይኒን ማህፀንን እስፔሻሊስት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተመኩሮን ህዝባዊነት ዝሰነቁ ዶኳትር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንዓኻ ውን ከመስግነካ ይፈቱ
@yohannestadesse1690
@yohannestadesse1690 5 ай бұрын
Jah Love You Jah Bless You Great father ever❤
@asfawabreha6427
@asfawabreha6427 5 ай бұрын
ብሓቂ "ፍፁም ብርሃን!!!" ልገርም ፕሮግራም !!!
@natanem321
@natanem321 5 ай бұрын
ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብደቅኻ ተሓጎስ🙏🙏🙏 ቅድሚ 5 ወርሒ ይኾን ኣደይ ሓንቲ ዓይና ተሓኪማ ኩሉ ጊዜ እያ ትምርቀካ ተመስግነካ ብቅንዕና ንእትህቦም ግልጋሎት ኣነለ የመስግን ብድሕሪ እዚ ግን ሓንቲ ዓይና ተሪፋ ስለዝነበረት ህንዳውያን ናብ ኣክሱም መፂኦም ብነፃ ሕክምና ምስ ሰመዐት ከየማኸረትና ከይዳ ተሓኪማስ ዓይና ካብቲ ዝነበረቶ ፅልግልግ ዝብል ብርሃና ፀልሚታ 😥 እሞ ብጣዕሚ ተጨኒቅና ደቃ ኸዓ ኣብ ርሑቅ ኢና ንነብር እንተመፅያስ ተስፋ ይህልዋ ዶ ይኾን ስለ ዝጨነቀኒ እዩ 🙏🙏🙏
@tefetawit1
@tefetawit1 5 ай бұрын
Well come Dr Blein Aini Tigray.Good to see you on media. ❤❤❤❤❤Nberelna🎉🎉🎉
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 5 ай бұрын
I am proud of Dr. Fitsum🙏❤️
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 4 ай бұрын
በረከት ሀልፍ ብስም ምርሳእ ህሉፍ ክቅበር ኮይኮነስ ብመጀመርታ ካብ ውሽጢ ናብ ደገ ብምዝርራብ ክንፍውሶ አለና ቀፂልና ከንማሀረሉ እዪ ዘለና አብ እዚ ዘለክዎ አዲ አመሪካ You are as sick as your secret” ይብሉ። ችግርና ካብ ውሽጢ ናብ ደገ ፀሀይ እንትወፅኡ እዩ ወድሰብ ዝፋወስ። በረከት ብጣእሚ ዘድንቀቃ እቶም ጋያሽካ ብጣእሚ እዩ ዝምስጡ። ፈጣሪ እድመ የሀብካ። ❤❤❤❤❤❤❤
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 5 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ትግራይ ዶክተር ኣለዋ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 5 ай бұрын
ደሰ ዝብል ፕሮግራም ፍፁመይ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
There is a woman behind a great woman !!!❤❤❤
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h 5 ай бұрын
ደ/ር ፍፁም በቀለ (ፍፁምብርሃን ) ኣያ ዓይኒ ብርሃን ተጋሩ ኣምሓሩ ዓፋረታይ ... ብፋላይ ዓይኒ ብርሃን ተጋደልቲ (TDF) ትዕድሎት እዩ እምበይ ብቅርሺ ይተመን ተተብሃለ ዘይትመን እዩ ዓይኒብርሃን ምምላስ ኣብ ትህቲ ፈጣሪ ። ለባም ፣ ሩጉዕ ፣ ፁፉፉ ፣ ኩሩእ ፣ ለጋስ ዋእ ከማካ ልበለ ይብዘሓላ ትግራይ ዘበኑ የጨለይ እኒሆ ደ/ር ይ ... ናይ ልብካ ሓሳብ የፈፅምካ እየ ልብል ኣያ ኩሉ ፍፅምብርሃን ስድሩኡን !!!
@alganeshhagos5391
@alganeshhagos5391 5 ай бұрын
God bless tigaray and my people 🙏🏻 ❤️ ♥️ 🙌 💛 💕 🙏🏻 ❤️ ♥️ 🙌 💛 💕 🙏🏻 ❤️ ♥️ 🙌 💛 💕 🙏🏻
@tsinatgirmay2338
@tsinatgirmay2338 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም ህፃን ኮይነ ካብ ገጠር ዝመፁ ኣዝማድና በብግዚኡ ንነዊሕ ግዘ ዓይኖም ናብ ዘይምርኣይ ደረጃ በፂሑም ዝነበሩ እስኻ ብዝገበርኻሎም መጥባሕትን:እርዳእታን ዳግም ምርኣይ ኽኢሎም ምድርቤት ገዛና ብኽልተ ኢዶም እንዳጠፍጠፉ ደጋጊሞም እንትምሩቑኻ: "እማን ፍፁም-ብርሃን"እንዳበሉ ዋላ ኸዚ ዓብየ ኣይርስዖይ:: ኣፍትሽዑ ብዙሕ ኣይርድአኒ ሐዚኾይነ እንትርድኦ ግን ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምምፃእ ልዕሊ ኹሉ ጥዕና:ባህታን ዕግበትን እዩ::ናይዞም ኹሎም ብርሃኖም ዝመለስኻሎም ምኽንያትን:በዓል ሞያን ኢኻሞ:እዞም ካብ ልቦም ዝመረቕኹኻ:ፅቡቕኻ ዝተመነይሉኻ ይስመረልኻ:ነዊሕ ዕድመን ጥዕናይ ንኣኻን ንመላእ ስድራኻን ይምነየልኻ::
@habtugebremariam5486
@habtugebremariam5486 5 ай бұрын
EXCELLENT INTERVIEW THANK YOU FOR YOUR SERVICES
@befairbalance7507
@befairbalance7507 5 ай бұрын
Dr. Fusim is one of smarts young boys I known him since when we were kids ,thank dr. Fusim you are lucky enough you were there when our people needs you. his familys are not only educated but also very athletic so do all his brothers and sisters, growing up from big family values had a big impact in his success, when I was kid maybe he is as the same age as me growing up in mekelle during that memorable pure innocent golden age was great i really missed it.my family my brother and sisters all are educated too because our family values had impact on us.
@zafuamare7710
@zafuamare7710 5 ай бұрын
ካብ ዶ/ር ፉፁምብርሃን ተምሃሩ ዕዉት ቤተሰብ ንምህናፅ።
@user-bi2yi7si7n
@user-bi2yi7si7n 5 ай бұрын
No comment ❤❤❤ great proud 🎉🎉🎉🎉
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 5 ай бұрын
ሓወይ ሓኪሙለይ ብሉፅ መስጉን ሽሕ ዓመት ንበር❤❤❤
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 5 ай бұрын
ደስ ዝብል ሰብ ኣምፂእኻልና ቤክዬ 🥰
@gereziherberhereallyiloveu4466
@gereziherberhereallyiloveu4466 5 ай бұрын
woww, Doctor, You are so optimistic
@user-zf3cs6ui1x
@user-zf3cs6ui1x 5 ай бұрын
ብሞያኡ ብቅንዕናን ብፍቅርን ህዝቡ ዘገልግል ብሕታዊ ዶ/ር ሓውና
@ShewitHadgu-hv9fw
@ShewitHadgu-hv9fw 5 ай бұрын
It is amazing. Thank you
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
Just thank God.
@VORT3XISCOOL
@VORT3XISCOOL 5 ай бұрын
God bless ❤❤
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
A great work.
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም ብርሃን እምብር ኣቦ ብርሃን! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 5 ай бұрын
Dr Fusim Bekele tebae bi moyaka hizbina adika hagazi buzuh aberkito wehabi eka emo bitaemi nekibreka nifetweka ena tebarek edme mis tiena temeniyelka ❤
@gereziherberhereallyiloveu4466
@gereziherberhereallyiloveu4466 5 ай бұрын
I would like to say thanks so much all of you , and great appreacite doctor ftsum.
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 5 ай бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖👍💯
@user-dk6lf3kq5s
@user-dk6lf3kq5s 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@sabagebrehiwet1316
@sabagebrehiwet1316 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-dk6lf3kq5s
@user-dk6lf3kq5s 3 ай бұрын
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 5 ай бұрын
ቤኪ❤
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 5 ай бұрын
❤️❤️🙏🙏🙏
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
Just Great Doctor..l❤ ur empati ..I did almost equal like u did ❤❤❤❤
@meketenmnbar2022
@meketenmnbar2022 5 ай бұрын
ዶክተር ክማኻ ኣብፖለቲካ መሪሕነት ዘሎ ኣብ ህዝቢ ሕልዮት ዝተሞርከሰ ድልየት ዘለዎ እንተዝመርሓና ጽቡቕ ነይሩ ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 5 ай бұрын
God bless you 🙏
@ShewitHadgu-hv9fw
@ShewitHadgu-hv9fw 5 ай бұрын
Professor Afewerki Mulugeta
@user-jz6oh4kc8u
@user-jz6oh4kc8u 5 ай бұрын
❤❤❤❤ ❤
@gebrekirstosteklay8993
@gebrekirstosteklay8993 5 ай бұрын
ዶ/ር ፍፁም ትኽክለኛ ወሃቢ ብርሃን እዩ።ኣነ 'ውን ብተግባር ከም ዝረኣኽዎ
@user-qw6fp3ee4c
@user-qw6fp3ee4c 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@riozgaber-lo5mm
@riozgaber-lo5mm 4 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@3koye
@3koye 5 ай бұрын
❤❤
@sabayemane7621
@sabayemane7621 5 ай бұрын
❤🌹
@ThThTh40
@ThThTh40 5 ай бұрын
ማስታወቅያ አንዊህካዬ
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaithadgu9271
@senaithadgu9271 5 ай бұрын
ብዝገርም ልክዕ ትግራይ ብዙሐት ለባማት ቡሉሐት ጀጋኑ አለውዋ ለካስ ብሰንክ ውሑዳት ሕሉኩሳት እያ ትሕመስ ዘላ።ብሐቅ ዐደይ ሰብ አለዋ!!!
@beletu7041
@beletu7041 5 ай бұрын
ዝገርም ደስ ዝበለኒ ውሽጠይ ናይ ፈላጣት አዘራርባ አትዕደም እተጠቂመስ ዝጠቅም ሐሳብ አለዎ እንተልኩም ዝበልመስኻ ሰባት ፈላጣት ኢና ንምድያ ብቁዓት ኢናእሎምም ዓጀውጀው ዝብሉ ዝበዝሕሉ ስዓት ዶ/ር ፍፁም እዚኹሉ ፍለጠትን ንህዘብና አሞ ን ህዝቢ ትግራይ ዓይኒ ዘብርህ ሒዝካ እተጠቂመ ዶ በልካ ካዙይ ትህርት ንውሰድ ።
@STAMA123
@STAMA123 5 ай бұрын
ኹሎም ዶክተራት ተጋሩ ከም ናትካ ቕንዕና ይሀቦም
@jhi3325
@jhi3325 5 ай бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ርየዮ አይፈልጦን ነይረ
@brhantkue8302
@brhantkue8302 5 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጢዕናን ተመንየልካ
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
Is he the brother of Dr.Mekonnen Bekele and the others?
@destameseret8736
@destameseret8736 5 ай бұрын
ዶክተር ፡ ፍፁምዋ ፡ እንካዕ ፡ ልዝፍረ ፡ እዙይ ፡ አበፀሐካ ፡ ሜሮን ፡ አባይ ፡ ዶሞ ፡ አብያስ ፡ ሰለስተ ፡ ቆሉኡ ፡ ምፍራይ ፡ ብጣዕሚ ፡ የሖጉስ ፡ እድመ ፡ ጥዐና ፡ ያሃብኹም ፡ ምስደቅኹም
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 4 ай бұрын
How do you see God?
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
Behind a great man plz correct, I am wrong
@beletu7041
@beletu7041 5 ай бұрын
አነኳ ክትጥይቆ ዝሐለኹ ካሊእ ነይሩ ባአይ ግምት ግን ዝበለፀ ዘምህር ቤተሰብ መሰረት ዘቅምጥ ፅቡቅ ብጣዕሚ መ ምሃራይ ናይ ስድራ አካይዳ ብዙሓት ብሕልፊ አወዳት ሐዳር ንሱ ዘመስሎም ዓፊኖም ብልዕልነት ወይ አነዝበልኩዎ አንተዘይኮነ ዝብሉ የዳመፁ ንደኩተር ፍፁም ሐዳር ምድምማፅ ምትሕስሳብ ምክብባር ዓብይ እክብካቤ ይጥይቅ እንተዘይ ኮይኑ ዋእ ክበር ንበረለና ነወሕ ዕድመ ።
@tekleadhanomgebreslassie569
@tekleadhanomgebreslassie569 5 ай бұрын
ከምዚ ክገልፀልና ዝፀንሐ እንተድኣኮይኑ ዶ/ር ፍፁም ክውለግ ወይ ክፍጠር ከሎ እዩ ፍፁም ሂይወትካ !!ምሉእ ይፈፀም!!" ብፁቡቕቕቕ
@tesfakirostedla5716
@tesfakirostedla5716 5 ай бұрын
Dr ፍፁም ንትግራይ ዘገልገለ ትግራይ ግን ዓቕሙ ብዝግባእ ዘይተጠቐመትሉ ውፉይ ትግራዋይ እዩ ዶር ፍፁሙ ዓቕሙ ኣብ ዓይኒ ጥራሕ ዝተወሰነ ኣይኾነይ ኣብ ጥዕና ትግራይ ብሓፈሻ ኣብ ፖሊሲ ይኹን ኣንፈት ሕክምና ትግራይ ዓብይ ኣስተዋፅኦ ክገብር ዝኽእል ዓቕሚ ዘለዎ ሙኻኑ ብቐረባ ይፈልጦ እየ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ናብዚ ሐዚ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ንክበፅሕ ዓቕሚ ስለዘለዎ ጥራሕ ኣይነበረን መራሕቲ ህወሓት ዓቕሙ ሪኦም ተጠቒሞምሉ ንክጥቀም ዕድል ስለዝፈጠርሉ ናብዚ ሐዚ በፂሕዎ ዘሎ ደርጃ በፂሑ ስለዚ መራሕቲ ትግራይ ካብ ያለም ጸጋይን ሓጎስ ጎድፋይን ኣርሒቑ ዝርኢ መነፀር ስለዘይብሎም ዶር ፍፁም ንትግራይ ካብዙይ ንላዕሊ ክጠቕማ እንዳኻኣለ ዕድል ኣይረኸበን ምኽንያት ህወሓት ሰብ ብመልሓሱምበ ብስርሑ ሰብ ኣይፈልጡን ብወገነይ ንትግራይ ዝገበርኻዮ ኹሉ ብጣዕሚ የድንቐካ ዕድለኛ ኢኻ ንህዝብኻ ምግልጋል ትዕድልቲ እዩ
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
Money buys bed not sleeping Doctor
@user-mw6ip9du4j
@user-mw6ip9du4j 5 ай бұрын
Berekety ETA nay mejemeria gualu Moya entay koyenu teyeko mekeneyatum ane ewen ayeni hakim eye zekewen kem aboy berehan yehabeki enabelu kemerek tebe neyera neushtey enkola.
@sesenberhe4440
@sesenberhe4440 5 ай бұрын
Selma Selma do
@user-vz4uj9xl6c
@user-vz4uj9xl6c 5 ай бұрын
Tsbuk bal lemdi zelewom sebat bmkrabka btami eye zemesgneka. Ni emohytsega,niAwet wedaj interview tetigebrelom tsbuk neyru.
@feliciahead3208
@feliciahead3208 4 ай бұрын
Promo'SM 😭
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
Tqre plz let's put in our tigrigna dictionary as , bicha, endiawm eina ..endiaw , yaw they R not tigrigna ..AmHrigna said Ihud= & tigrigna senbet & many more words...
@asliErda62
@asliErda62 5 ай бұрын
Andegna plz it's not tigrigna correct it next time hope u do it... otherwise u r wrong plz
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 79 МЛН
"ህዝቢ ይፍረድ" - ጊቱ ኣለምሰገድ
44:17
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 24 М.