ብዛዕባ ቡን ዘይተሰምዑ ሓቅታት|| እንታይ ረብሓኸ ኣለዎ?

  Рет қаралды 65,145

PANORAMA TV

PANORAMA TV

3 ай бұрын

#trending #viral #ፓኖራማቲቪ #health #ethiopiancoffee

Пікірлер: 71
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
ኩቡር ደጉተር ከምዚ ገሪካ ብምሲቲምሃሪካ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ኢብ ኣር ካብዚ ብምቅጻል ኣነ ብዛዕባ ዊሽጣዊ ረሲኒታት ኪሓተካ ምስ ሰናይ ይቂረታ
@user-ef1ty6er3n
@user-ef1ty6er3n 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምኽሪ ወላ ናዓይ የጋትመኒ አዩ ቡን ምስ ሰተኩ ይበራበር
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
Kbret yhabeley kubur dokter
@BereketBrhane-jn5di
@BereketBrhane-jn5di 3 ай бұрын
Xbuk
@hagushahiyab4747
@hagushahiyab4747 3 ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው ስለቲ ተገዳስነትካ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይባርኸልካ ቀጺለ ኣብ ቃላትካ ኣምሓርኛ ትሕውስ ስለ ዘለኻ ኣብቐጻሊ ክተማሕይሽ ይላቦ ቀጽሎ ብቓንቓኻ ዝትርጉመልካ ባዓል ሞያ ምርካብ ማለት ዕቢ ጸጋዩ ናብ ካላኦት ንኽበጽሕን እዚ ድሕረ ገጽ ንኽዓብን ናብ ኩሉ ሰማዒ ትግርኛ ነካፍል ትግርኛና ይስፋሕ🎉🎉🎉
@user-vl1kb3rn9y
@user-vl1kb3rn9y 3 ай бұрын
Thank you Dr
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 3 ай бұрын
❤❤❤
@HdulNrrb
@HdulNrrb 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sumurhaile4121
@sumurhaile4121 3 ай бұрын
Yess fetaya bhaqi👏
@Mekerertiena123
@Mekerertiena123 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ።
@askalumelese1064
@askalumelese1064 3 ай бұрын
Thanks
@salmabeyene5768
@salmabeyene5768 3 ай бұрын
Thank you
@zaidtiquabo7584
@zaidtiquabo7584 2 ай бұрын
Danke.hawina tibuk timhriti❤🎉👏🥰🙏
@taflawedigash6831
@taflawedigash6831 3 ай бұрын
Thank you Bro
@lightbahlbi5134
@lightbahlbi5134 3 ай бұрын
Thanks ❤
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 3 ай бұрын
Thank you ❤
@TekleweyniBeyene
@TekleweyniBeyene 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ariamlove2191
@ariamlove2191 3 ай бұрын
♥️♥️♥️👍👍👍
@mikinguse5806
@mikinguse5806 3 ай бұрын
Thank you❤❤❤❤
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@zaidtiquabo7584
@zaidtiquabo7584 2 ай бұрын
Danke tibuk timriti tebarek buruk❤🎉
@user-xj2tx8xy2s
@user-xj2tx8xy2s 3 ай бұрын
❤❤
@Meda-zk1rd
@Meda-zk1rd 3 ай бұрын
ሰላም ኹቡር ዶክተር ሰላማዊ ኣእላክ ምሳኻ ይኹን መጀመርታ ናይ ጥዕና ሙኻንካ እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕና ይሃብኻ ። ብምቅጻል ኹቡር ደኩተር ብወላዲተ ኣምላክ ክረክበኻ ምደለኹ በጃኻ ናይ ውሽጢ ቴለፎንካ ሃበኒ ንዓይ ንድኹም ሓውኻ ክትረድኣኒ መክርኻ ክትህበኒ ብጽዮን ይምህጸነካ 🙏🙏🙏😊
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
@abundance14 በዚ ርኸበኒ ብቴለግራም!
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 3 ай бұрын
❤❤🎉
@hirtiwold1838
@hirtiwold1838 3 ай бұрын
@user-kf4rh8ls8g
@user-kf4rh8ls8g 3 ай бұрын
ክቡር ደኩተይ ናይ ወትሩ ተከታታሊትካ እየ እና ኣጋጣሚ ናይ ጥንሲ ምንፃል ኣጋጢሙኒዋ ኣብ ከብደይ ዝኮነ ነገር ቀርዩ ከይከውንስ እንታይ ክጥቀም ኣለኒ በጃካ ደኩተረይ ተገዲስካ መልሰለይ
@user-ss9pk8fy7l
@user-ss9pk8fy7l 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 3 ай бұрын
ክቡር ሐው ንስለ ሐበሬታኻ የመስግን የቀንየልና። ቡን አብ ጸቕጢ ደም ዘለዎ አዎንታውን አሉታውን ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ሐበሬታ እንተለ ወስ እንተ ትብለና
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 3 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘
@helensolomon4116
@helensolomon4116 3 ай бұрын
Thank you bro. Eta arabica bun zibelkayo gn nabnet nay ethiopia Bun malet dyu??
@luladaid9912
@luladaid9912 3 ай бұрын
Thankyau god palsyou god jag ❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 ай бұрын
S❤❤❤
@haileromhay5101
@haileromhay5101 Ай бұрын
merhaba
@yonatantsegay1539
@yonatantsegay1539 3 ай бұрын
ጠቅምታት ሻሂ ከኣ ኣምጸልና ኣብ ቀጻሊ.tnks dr
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 3 ай бұрын
Hune ente bezhu gen hename eyu
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
ኩቡር ደኩተር ብዛዕባ ዊሺጣዊ ረስኒታት ኣብ ኣካላተይ ኪሸይን ከለኹ ቃዛ ይገብረለይ ካብ ምታይ ጠኒቂ ኢዩ?
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 ай бұрын
Subscribe
@Robi-94
@Robi-94 3 ай бұрын
ኣነስ በንጻሩ ቡን እንተ ሰትየ ዉሽጠይ ይርበሽ ይሻቀል ክዕልል እንተ ጸኒሐ ይዝሕል but .thanks dr
@jihanadem5842
@jihanadem5842 3 ай бұрын
ቡን አብ ኢትዬዽያ ዝተረከበሎ ቦታ ከፋ ,ጅማ ሀረር ወዘተ …ይበሃል እቲ ቡን ዝረከበ ሰብአይ ናብ ሰበይቱ ኬይዱ ነጊርዋ እበር ናብ ገዳም አይከደን አብቲ አካባቢ ገዳም ቀሺ ዝብሃል አይነበረን አብግዜሁ !!ጉህጂ ደሞ ቡን ናይክስታን ዪ ክብሉና ዲዩ ?ሃሶት ን ተጋሩም አይጠቀመን Thank you
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 3 ай бұрын
Niscafie ke xegem alewo do Mas Mas ke nseto
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 3 ай бұрын
Exactlly he help me Alate Coffe for Me even doctor, Aoz, he say in U S A, speciall, doctors for Coffee,, It’s good he say ,,,,,
@MeazaKahsay-tr3xo
@MeazaKahsay-tr3xo 2 ай бұрын
ጨጎራ ይልሕፅ እዩ ዝባሃል?
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 3 ай бұрын
Kubur hawey buna ms omeridiyo tay mthhaz alewo ba gele belena omeredyo aleni hmak aleku bun kea maltawi eye zseti 😢
@filoadam97
@filoadam97 3 ай бұрын
ቡን ምስ ኦመረድዬ ምትሕሐዝ የብሉን ዝያዳ ሐበሬታ አብ ጎጉል ሐበሬታ ክህበካ እዩ።
@SoloTewelde
@SoloTewelde 3 ай бұрын
ብሮ ኣነ ዳርጋ ዓመት ጌረ ኣለኩ ቡን ብ ጸሊም ጥራይ ብዘይ ሽኮር የ ዝሰትዮ ጸገም ኣለዎ ድዩ ሽኮር ዳርጋ ገዲፈዮ የ ብዘይ ሓደ ነገር
@bettytube2
@bettytube2 3 ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ከማይ ብን ዝሰቲ የለን ካብ ሹኮር 2 ካብ እማም ኣይምለጥኩን
@M12-l8e
@M12-l8e 3 ай бұрын
ሓውና እቱ መፅናዕቲ ተቓራኒ እዩ አነ ተመርሚረ እቱ ዝስምዐኒ ናይ እግረይን ሕቐይን ሕማም ይሩክ አሲድ ተባሂለ እሞ እንታይ ክገብር ኢለ ምስ ሓተትኩ ቡን, ሰሊም ሻሂ ,ቀይሕ ስጋ ቐንስ ተባሂለ አሎኹሞ እስቲ ነዚ መልሲ ሀበሉ ብቕንዕና ክትምልሰለይ ይሓተካ
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
ናብ ቡን ትውስኾ ነገር ማለት እዉን ከምኒ ሽኮር ፍሩክቶዝ ስለዘለዎ እምበር ቡን ዓርሱ ዩሪክ ኣሲድ ይቕንስ እምበር ኣይውስኽን!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
ግን ናይ በሓቂ ዶክተር ተኾይንካ ብ ኣካል መጺኻ ዘይትዛረብ ኩሉ ግዜ ብድሕሪ ስክሪን ከይንካ ኢኻ ትዛረብ።ተይኮይኑ ናብ ነሽነሽ ከሰዳ ኢየ እዛ ቻነልካ ክትጻረ። ሰብ ተደናግሩ በዚሕኹም ኣለኹም።
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂 moite bel
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
ሃሃ ክመጸኩም እየ ንስኻትኩም እትደልዩዎ እቲ መልእክቲ ድዩ ገጸይ ናብ ነሽነሽ ከዓ ስደድያ ፕሮሞት እንዳእዩ ዝገብረለይ ብዝኾነ ድየ ኣይኮንኩን ክነግረኩም ኣብ ቀረባ ክመጸኩም እየ ተጸበዩ ተዘይጥዒሙኩም ድማ እልይ ምባል እዩ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
@@panoramatv11 ተኣለዩ ተኣለዩ ኣይኮነን ኣነ ክእለየልካ ይኽእልየ ሓቀኛ ተዘይኮንካ ግን መጽየ ኣብዚ ክዛረብ መሰለይ ዩ።ክጽበየካ ኢየ ብኣካል መጺኻ ክሪኤካ እዚ ከኣ ሓላፍነትካን ግዴታኻን ኢዩ።
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
@@semharkahsay1946 @abundance14 ብ ቴለግራም ርኸብኒ!
@ksanettesfay6906
@ksanettesfay6906 3 ай бұрын
ልምንታይ ግን ሓቲተካ ለይመለስካለይ😥
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
ታይ እዩ ኔሩ እቲ ሕቶ?
@ksanettesfay6906
@ksanettesfay6906 3 ай бұрын
@@panoramatv11 ኣብ ክሳደይ ሲ ቅድሚ 3 ዓመት ዝኾነት ተራር ሕበጥ ወፅያትኒ ነይራ ንሕክምና ኸይደ ለ ብ ኣልትራሳውንድ ሪኦም ብዓረብ ኪስዙህኒ እያ ኢለሙኒ ብትግርኛ ግን እንድዒ ኪኒናት እውን ሂቦምኒ ምንም ለውጢ ኣየምፀአለይን ብ ሓፂሩ ኣፍቲ ኣነ ዘለኽዎ ቦታ ጥዑይ ሕክምና የለን ድሕሪኡ ናዓበየት ናዓበየት ድሕሪ 8 ወርሒ ባዕላ ነቲዓ ደሕሪ 2 ወርሒ እውን ደሪቓ ግን ኩላ መሊኣ ኣይከደትን ሓንቲ ንኡሽተይ ተራር ሕበጥ ዝተረፈት ነይራታ ኸዚ ድማ ኻፍቲ ዝነበረቶ ንኡሽተይ ወሲኻ ብጣዕሚ እያ ተራር ሓደ ሓደ ግዜ ትሕመኒ ኣብ ዛ ምስኣ ዘላ እዝነይ ድማ ኣብዚ ሰሙን እዚ ዝኾነ ስስስስ ዝብል ድምፂ ይርብሸኒ ኣሎ ኸዚ ቲ ዋና ሕቶይ ግን ካንሰር ን 3ዓመት ሙሉእ ኣብ ኣካላተይ ብዘይ ምንም ለውጢ ክፀንሕ ይኽእል ድዩ? ካንሰር ይሓብጥ ይነትዕ ይንእስ ድዩ ኸ? ንኽትምልሰለይ ብተስፋ ኽፅበ እየ🙏
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
ብቴሌግራም @abundance14 ርኸብሪ ተወሳኺ ሓበሬታ ክትህብኒ ኢኺ!
@ksanettesfay6906
@ksanettesfay6906 3 ай бұрын
@@panoramatv11 እሺ ኸዚ hii ኢለካ ኣለኹ
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 3 ай бұрын
well cpme
@azmeratewelde31
@azmeratewelde31 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Semere676
@Semere676 3 ай бұрын
❤❤❤
@user-dg1gi2sf4b
@user-dg1gi2sf4b 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@iffufv3190
@iffufv3190 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
ኩቡር ደኩተር ብዛዕባ ዊሺጣዊ ረስኒታት ኣብ ኣካላተይ ኪሸይን ከለኹ ቃዛ ይገብረለይ ካብ ምታይ ጠኒቂ ኢዩ?
@Afaf-tg9ef
@Afaf-tg9ef 3 ай бұрын
❤❤❤
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
ኩቡር ደኩተር ብዛዕባ ዊሺጣዊ ረስኒታት ኣብ ኣካላተይ ኪሸይን ከለኹ ቃዛ ይገብረለይ ካብ ምታይ ጠኒቂ ኢዩ?
@panoramatv11
@panoramatv11 3 ай бұрын
ናይ ሽንቲ ምርመራ ግበር!
@KaleabGebreemeskelhaile
@KaleabGebreemeskelhaile 3 ай бұрын
ኩቡር ደኩተር ብዛዕባ ዊሺጣዊ ረስኒታት ኣብ ኣካላተይ ኪሸይን ከለኹ ቃዛ ይገብረለይ ካብ ምታይ ጠኒቂ ኢዩ?
@brhanemisghna
@brhanemisghna 24 күн бұрын
selam hawey kemey k gel fewsi rekibkalu do wela neay kemzi agatimni
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 124 МЛН
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 47 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
Final muy increíble 😱
00:46
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 51 МЛН
ምክልኻል ሕማም ሽኮር
22:59
Tesfalo
Рет қаралды 46 М.
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ሞኒካ ካብ ኣስመራ ፈጨጭ እዩ በይ
11:12
Awita ፍቅር
Рет қаралды 15 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 124 МЛН