No video

Radio Erena. Open mic - Interview with Mekonnen Tsehaye (author of a book). Tuesday, 19 Sep 2023.

  Рет қаралды 7,270

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

'ንስጉምቲ ብርጌድ ንሓመዱ ኣይድግፎን'የ '
መኮነን ጸሃየ ደራሲ መጽሓፍ ደልሚ
ሰሉስ 19 መስከረም 2023

Пікірлер: 135
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 11 ай бұрын
ጽቡቕ መግላጺ ሓዉ መኮነን ፡ ፍትሒ ኣረዲእካ ኣእሚንካ እምበር ብጎነጽ ዝመጽእ ኣይመስለንን።
@embayeberhane4417
@embayeberhane4417 11 ай бұрын
ሞኪ ለክባጥ ኣነ ጽብቕ ጊረ እየ ዝፈልጦ ኣብ ልብያ ምሳይ ኒሩ ናይ ዓብዲ ሰላም ሰምሳሪ የደዉለና ኒሩ ነተ ኣሕዋትና ይጻወተለን ኒሩ ኩነታት መዝሚዙ
@akiyor3615
@akiyor3615 11 ай бұрын
ኣለልዮም ደኣ እዞም ከም በዓል እዚ ተኻሉ ኢዮም ጓል መንገዲ እንዳ ኣምጽኡ ኮለል ዘብሉና ዘለዉ ሕጅስ ሰማይ ዘሃገሩ ኣየናይ ህግደፍ ኢዩ ንዘረባ ወይ ንዝርርብ ፍቃዴና ዝኮነ።
@embayeberhane4417
@embayeberhane4417 11 ай бұрын
@@akiyor3615 ደሃን ኣብ ልብያ ናይ ዓብዲ ሰላም ሰምሳሪ ዝነበር ሰብ 2015 ከባቢ ወርሒ 04/05 /2015 ዝነበር ይፈልቶ እዩ
@thebestcr7755
@thebestcr7755 11 ай бұрын
lekbat hasawi nfalet ina kulna shtaraka abta degal agame fetno wedi fara
@gebreted2612
@gebreted2612 11 ай бұрын
Yes Mekonen I like your idea my brother. Keep writing conscious society comes by exchanging information.
@petrostsegai8738
@petrostsegai8738 11 ай бұрын
ሐሳዊ ወረጃ ማዕዶ
@bennn9280
@bennn9280 11 ай бұрын
Mekonen tends to engage in lengthy conversations that lack coherence or logical consistency. Based on my observations, I have reached the conclusion that he must be working with higdef security agents. Be careful everyone not every Eritrean is your brother
@user-nm7qj4wf8w
@user-nm7qj4wf8w 11 ай бұрын
I agree with you!
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 10 ай бұрын
Indeed! I totally agree with you. Blus Mekonnen thinks that he can outsmart us but he failed to comprehend who we are. Birged Nihamedu nqdmit 💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@WediNega
@WediNega 11 ай бұрын
ኣየ መኮነን ተበላጺ ኪድ ድኣ ኣብ ሸታሕታሕ ጭቃ ረጊጽካ ኢኻ ነዚ ንመሰሉ ዝተንስአ መንእሰይ ብኣኻን ከምዚ ከማኻን ተበለጽቲ ለማጻት ንድሕሪት ዝምለስ ኣይኮነን ሎሚ ኣብ ደገ ጽባሕ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብርጌድ ንሓመዱ💙💙💙💙 ዓወቱ ዘይተርፍ እዩ እቶም ተበለጽቲ ከም ብዓል ከማኻ ክኣ ቃላትኩም ዋጋ ከኽፍለኩም እዩ‼️ ‼️ትማሊ ዝበሎ ዘይደገም ተበላጺ: ‼️ባዕልኻ'ዶ ኣይኮንካን ንካድረታት ህግደፍ ኣብ ደገ ክንቀትሎም ኣለና ዝበልካ‼️ ምስሉይ‼️
@EritreaAdey-yr7yz
@EritreaAdey-yr7yz 11 ай бұрын
100% ናይ ሞኬ ሓሳብ ቅቡልን ሚዛናዊ ዝሓለወን እዩ። ንነዊሕ ዝጠመተ ካብዚ ዘሎ ስምዒታዊ ሆይሆይታ ወጺኡ ብክውንነታውን ዘስርሕን መንገዲ እዩ ገሊጽዎ። keep it up the good job bro.
@bennn9280
@bennn9280 11 ай бұрын
👎👎👎
@akiyor3615
@akiyor3615 11 ай бұрын
ሓለፍቲ ህግደፍን ካድራቶምን ክንቀትሎም ኣሎና ኣብ Europa እንዳ በልካስ ን በርገድ ንሓመዱ ኣይድግፎን የ ትብል ቀጣፊ ኢካ ንስካ ንዓ ሃየ ቅተሎ ን ሓደ ካድር ናይ ህግደፍ እንተ ትብርሃል፡ግና ኣይምቀተልካዮን ነርካ መደናገሪ።
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 11 ай бұрын
እዚ ንብርጌድ ንሓመዱ ዘይመረሖም እዩ ዝቁንዞ ዘሎ:: ህርፋን ስልጣንን ዝናን ዘለዎ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ::
@FkreSmret
@FkreSmret 6 ай бұрын
ሾኾርተቲኖ ኣንታ ጅግና ❤❤❤❤ ኩሉ ነቲ ትገብሮ ቃለ መሕትት ብጣዕሚ እየ ዝከታተሎ ውሩይን ህቡብን ጋዜጠኛ ኤርትራዊ ኢኻ።እንተ ነቶም ተምጽኦም ሙሁራት ኢና በሃልቲ ግን ኣነ ብወገነይ ኣይነኣድክዎምን፡ ኩሉ ግዜ ኣብዞም ምሁራት ኢና ወይ ጸሓፍቲ ኢና በሃልቲ ቅሬታ ኣለኒ…።
@tigrignapost
@tigrignapost 11 ай бұрын
Viva The Blue Revolution ✊🏾 Tefashat Zetsaaru eta babur zegedftom Eyom Kabaka Rihiqom Zelewu Sekef aybelka Gezoka qexel Teray
@kidojosef3443
@kidojosef3443 11 ай бұрын
ንህና ቃልስና ብከመይይይ ንመርሆ ናትና ስራህ እምበር ናይ ካልእ አይኮነንን ማሳጅ ንገብረሉ እዋን ከአ ሃሊፉ እዮ ህጂ በብ ቋንቋኡ እዮ ዘረባ 💙💙💙💙💙
@erenanatna4265
@erenanatna4265 11 ай бұрын
Mekonnen Tsehaye jigna, well educated and matured. we need more like you in our country. Proud of you and keep it up. regarding Yonatan, you're just a crying baby, immature. Grow up! I’m sure our brother Mekonne is more younger than Yonatan.
@tsegaieyohaness255
@tsegaieyohaness255 11 ай бұрын
ንበትሪ ኣብ ማእከል ዝሓዘ ጋሻ ሒዝካ ቀሪብካ ኣለኻ። ንየው በሎ። ዕዳጋ ናይ መጽሓፉ ንምዕባይ ጥራሕ'ዩ ዝጽዕር ዘሎ።
@tsegaieyohaness255
@tsegaieyohaness255 11 ай бұрын
Viva ብርገድ ንሓመዱ!!!!!!!
@davidbrother4908
@davidbrother4908 11 ай бұрын
ኣብዚኣ ዘሎ ለሓሲ ክኣ ፎእ ከምዚ ሙሽሙሽ ስደተኛ ሪአ ኣይፈልጥን ፡ እሞ ኪድ ስድራካ ብጽምኢ ማይ ይመቱ ኣለዉ ምስ ንሓመዱ እንተ ዘይተቃሊስካ ስቅያት ኣሕዋትካ ድማ ይናዋሕ ።
@Filmon680
@Filmon680 11 ай бұрын
Eta Babur gedfatom Teazira eya Beal ezi mexexti So Yemaruru eyom zelewu Mesel nay Memerarom Nehalwelom 😂
@thebestcr7755
@thebestcr7755 11 ай бұрын
bravo miki ❤❤❤❤❤
@yemanehaile3728
@yemanehaile3728 11 ай бұрын
Waww yonatan btami bluts thanks 💙💙💙💙💙💙💙💙 einte gashaka gn nay eidu krekba eiu
@Azeb1782
@Azeb1782 11 ай бұрын
ኣየናይ ጣውላ መንዩ ናቡ ዘብጽሓካ፥ ክንደይ ዓመት ሰላማዊ ሰልፊ ተገይሩ ንመጀመርጃ ግዜ ሓድነት ኣምጺኦም። ዝማወቱ ዘለዎ ነዚ ደጊፍካ ምሕጋዞም ምአላዮም ጥራዩ ኣማራጺ ። ትኹሑል መኢልካ ምንቃር ትመስል
@selambahta145
@selambahta145 11 ай бұрын
ደራሲ ደራሲ ምሰ ራኹሰ ከመይ ክሰምዖ ሃሪፈ ጥውቅ ተበልኩሰ ምኻን ዘይሰማዕክዎ ብዝኾነ ዮኒ ታንክሰ
@wediselie2621
@wediselie2621 11 ай бұрын
Yonatan ezi aqribkayo zeleka 💯/💯 hgdef eu ayfeletkayon malet eu new belo lemech medenageri kurkur hgdef hasawi eu
@natiman1542
@natiman1542 11 ай бұрын
ኪኪኪ ዝገርም ካብቲ ዝብሎ ዘሎ "ህግደፍ ቮሊስ ሜኬር አለዎ ትብል ቀጣፊ " ቀዳማይ ንስካ ባዕልካ ሃደ ናይ ህግደፍ ፖሊሲ ሜኬር ኢካ ሽጣራካ ናብ ጁባካ ንህና ስራህና ክንቅጽል ኢና:: ንስካ ግን ለባም ለባም ተጻወት ከምዚ ከማካ ክንበትክ ኢና ዳሳት ነፍርስ ዘለና ካብ ህግደፍ ተላኢካ ከምዝመጻካ ካብ ዘረባካ ተረዲእናዮ ኢና ቀዳማ አገልጋላይ ናይ ህግደፍ ኢካ💙💙💙💙💙💙
@tedrosmehari179
@tedrosmehari179 11 ай бұрын
Naye behaki belehi atehasaseba, nezi keredae zekele sebe, kab ensesa zefeli yebelun, well done bro Mokonen meglexi yebelekan
@mediassefaw9658
@mediassefaw9658 11 ай бұрын
ዮኒ እዚ ሎቅማጽ እዩ ርእሱ ሞሽሚሹ እዩ ኣይርድኣካን ዮኒ ንስካ የቕንየልና
@mustafasirag6659
@mustafasirag6659 11 ай бұрын
ኩቡር ሓው መኮነን። ምሳኻ አለኹ። እዞም መንእስያት አብ ገሃነብ ዘእትውዎ ዘለኹም ህግደፍን እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝመርሕዎ ዘለው ኢዮም። ዮኒ ተረዳእ። ንዓልየትን ሃይማኖትን ወገንን እንዳ ፈላለዩ ከመይ ገርካ ምስ ዝኦም ትቃለስ። ምስ ጓና ኸንካ ንሃገረይን ህዝበይን አሕሊፎም ህዝቡ ከመይ ገርካ ምስኦም ትቃለስ።
@emaagostino
@emaagostino 11 ай бұрын
ደራሲ አዚኣስ ሞይታትካ አያ ካልእ ምክንያት ድለ ዮናታን የመስግነካ ስለ'ቲ ንጹር ሕቶታትካ።
@awetmebrahtomawetmebrahtom3869
@awetmebrahtomawetmebrahtom3869 11 ай бұрын
ዮኒ ሓወይ የቐንየልና!እንተ ጋሻኻ ዶ ቀጣፊ ሎኽመኛ ዩ!
@tigrignapost
@tigrignapost 11 ай бұрын
Ezom wenenti chanelat dehri higi Nezom mexexti ab maedo konkum zeykonkum kemzyu mebale zeykone kemza nay. ‘’Yoni Shokortetino’’ ab chanelkum ahfer ekum teblewom!! Vravo Yoni enfelte kemzxqete Inshallah Teazibkayo aleka
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ገለ ሰባት ኣለዉ ፡ ብፍላጥ ድዩ ብዕሽነት ክማጎቱ ዝፍትኑ። ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ሰላሳ ዓመታት ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ሃኒጹ ንኹሉ ሰብ ብዘይ ንሕስያ ዝጭፍጭፍ ዘሎ ኣረሜናዊ ስርዓት ፥ ፖለቲካና ሰብ ከይሰምዓና ፡ ኮፍ ኢልና ንህግደፍ ተዛሪብና ነስምዓዮ ፤ ጉዳይና ብዘተ ንፍትሓዮ ፡ እናበሉ ፡ ኣብ ውሑስ ቦታ ተሓቢኦም መከራና ጽንተትና ዘናውሑልና ዘለዉ። ሳላ ተባዕ ቃልስን መስዋእትን መንእሰያት ብርጌድ ንሓመዱ ፡ ሎሚ ዓለም ምሉእ ኣውያት ኤርትራውያ ሰሚዑ እዛ ኤርትራ ኣበይ ከም እትርከብ ፡ ኤርትራውያን ኣብታ ዝዓበየት ቤት ማእሰርቲ ዝነብሩ ፡ ብቁጽሪ ዝበዝሑ ኣብዚ ወለዶ ውዕለት ዘይክፈሎም ብስላዕ ዝግረፉን ዝረሸኑን ገላዩ ባሮት ዘለዋ ፡ ፋብሪካ ስደተኛታት ፡ መፍረ ሕስረትን ውርደትን ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ፡ ምዃና ተፈሊጡ ኣሎ።
@user-pk1my5th5n
@user-pk1my5th5n 8 ай бұрын
Excellent moke...yonatan try to take what he is trying to achieve in long term, don't be emotional.
@Filmon680
@Filmon680 11 ай бұрын
The Blue Revolution 💙🌿🩵✊🏾
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 11 ай бұрын
ብዓል ንሕና ንሱ ከም ንሱ እዮም። ጎይትኦም ኣብ ጣውላ ኾንካ ፍልልያት ምፍታሕ ስለ ዘይፈልጥ ንሕና ንሱ ውን ኮሙኡ እዮም። እምበር ቢተወደድ ካላሽን ሒዙ ድዩ ክግምጥሎ መጺኡ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣቦይ ሓጂ ሙሳ ብብረት ዶ ክግምጥልዎ መጺኦም እዮም ? ጂ15 ውን ከምኡ። ግን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢሉ ክካትዖም ስለ ዘይክእል ጥራሕ እዩ። እቶም ነቲ ስርዓት ዝድግፉ ልክዕ ከሙኡ እዮም ጭርሕኦም ንሕና ንሱ ስለ ዝኾነ። በርገድ ንሓመዱ ክኣ በቲ ዝሰምዕዎ ቛንቛ ገይሩ ይሃርሞም ኣሎ ዘይዳሶም ዳስ መን ፈሪሱ። ኣብዝጥዕመካ ብባዓል የማነ ሞንኪ ብዓል ኣወል ስዓድ ፕሮፖጋንዳኻ ክትነዝሕ ኣብዘይ ጥዕመካ ባህልናን ቓንቓናን ኢና ከነላሊ ክትብል። ንመን እዮም ከታዓሻሽዉዎ?
@user-gk8bd9il4d
@user-gk8bd9il4d 11 ай бұрын
Animal
@natiman1542
@natiman1542 11 ай бұрын
ልኡክ ናይ ህግደፍ ለባም ለባም ምጽዋት ቦታ የብሉን 💙💙💙
@tsegaieyohaness255
@tsegaieyohaness255 11 ай бұрын
ዮናታን ኣድኒቐካ ኣለኹ። ጋሻኻ እንዳ እንዳፈለጠ ዘጽቀጠ ኢዩ። ንጸላኢኻ ኣይትሓልየሉን ኢኻ።
@tigrignapost
@tigrignapost 11 ай бұрын
Kab mexexti amlekti nay Issyas Memerar meqzamen Nexebeyo eyu Lekbat
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 11 ай бұрын
ኣታ ሸኮርተቲኖ ከምዚኣቶም ኣብ ፕሮግራምካ ምቕራብ ግዜ ምጥፋእ ጥራሕ እዩ። እዚኣቶም ፈሊጡ ዝደቐሰ ነቕኒቕ ነይሰምዕ እዮም። ንመጀመርታ ኣብ ዓለም ንህግደፍ ኣብ ዘሕምሞ ዝሃርሞ ዘሎ በርገድ ንሓመዱ እዩ። ኣብ ዓለም ዘለዋ ዓበይቲ ጋዘጠኛታት ይዛረባሉ ኣለዋ። ኣልጀዚራ ቢቢሲ ሲአነነን ረዲዮ ኤሪና እዚኤን እየን ዓበይቲ ዋሃብቲ ወረ ናይ ዓለምና።
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c 11 ай бұрын
እዚወዲ ፍትሒ ኣብ መጽሓፍ'ዩ ረኺብዋ ብኸመይ ኸምዝመጸትግን እኩል መረዳእታ ብሉን። ታንክዩ ኤሬና
@altabob150
@altabob150 11 ай бұрын
😂😂😂😂
@atta4419
@atta4419 11 ай бұрын
Moki Anbesa😊 Nsu eiu eti haki
@militenegasi172
@militenegasi172 11 ай бұрын
ዮናታን ሐወይ እዚ ጻድቅ ጻድቅ ዝጻወት ስብ ኣሞ እስከ ሽማግለ ኮንካ እስከ ዕረቀና ለባም ወረጃ ማዕዶ
@sam_Sam1255
@sam_Sam1255 11 ай бұрын
አዝዩ ሚዛኑ ዝሐለወ ካብ ስሚዒት ርሕቅ ኢሉ አብ ልቦና ዝዘወ ብሓቂ ክትድነቅ ይግባኣ ሞኬ።
@Filmon680
@Filmon680 11 ай бұрын
Berged Nihamedu Mes Chamay Tezarebu Elukum Eyu Beal Loqmaxat Bota Yeblkumen Beal Neska qalsena nexiru eyu ! Sernakum ena Ab nay Amex bota kedkum Qozumu Tray HaHa. ‘’ViVa Berged Nhamedom N shifta Higdef Eta Tehmemo Felitkaya Eka Forsa Tray
@gebreted2612
@gebreted2612 11 ай бұрын
ንደገፍቲ እታ ናይ ጭቆና ኩርሲ ካብ ገዛና ጀሚርና ክንቃወሞም ኣለና ስጉምቲ ውን ከም ኣድላይነቱ ክፍጸም ክኽእል ኣለዎ ብናይ 32 ዓመታት ጭቆና እስራትን ስደትን ይኣክል ኢሉ ንሐርነት ዘይቃለስ ተበላጺ ጥራይ እዩ ስለዘይነቕሔ ኣይኮነን እቲ ፍታሕ እንበኣር ነዛ ናይ ጭቆና ኩርሲ ክትቅጽል ዝደሊ ከከም ኣድላይነቱ ክምከት ኣለዎ
@egnor613
@egnor613 11 ай бұрын
ክንደይ ይሓምቅ ምጽሓፍ ምሉእ ጽሒፉስ ምርዳእ ክስእን ውልቀ ሰባት ዝተዛረብዎ እሚንዎም ማለት ድዪ ።
@begoodlife9128
@begoodlife9128 11 ай бұрын
ክንደይ ዘይ ንበብ መጽሓፍ ጺሒፎም ዝጠፍኡ ኣለዉ እዚ ውን ሓደ ካብኦም እዩ።
@habtomkesete303
@habtomkesete303 11 ай бұрын
Enber ezi nay hiji biemin bibetri fitshi zemxe akonen benxaru netom netitesedidu zelo mensey xegem eu nhiwetom abti zelewuwo hager
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 11 ай бұрын
ብርጌድ ንሓሞዱ ንቅድሚት 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Filmon680
@Filmon680 11 ай бұрын
Yoni Semikayo do ezi Loqmax enfelte zexeyeq so ezi seb zetseare eyu loqmax yoni gen bekesadu hanqkayo nezi bexeli resu zemele
@abduhusen4899
@abduhusen4899 11 ай бұрын
ዮኒ ንዓኻ ሕቶ ኣላትኒ ቅድሚ 3 ዓመት ኣብ ህግደፍ ብዘይካ ዓበይቲ መንእሰያት ነሮም ድዮም ሕጂ ግን ትሪኦ ኣለኻ እዚ ኩሉ መንእሰይ ናብኦም ጊዒዙ ስለጺ እቶም ለውጢ ንደሊ ኢና ብሃልቲ ነብስና ንፈትሽ ሓቢቢ ።
@johnyem1573
@johnyem1573 11 ай бұрын
Hanak, Mexix , Wereja maedo hibeka aleku neaka Mokonen.
@eliastesfay5278
@eliastesfay5278 10 ай бұрын
ሞኬ ሓሳብካ ዘለካ ርድኢት ኣብ ደለይቲ ፍትሒ ብመሰረቱ ናብ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኑ ይስመዓኒ ናብኡ ዝቀረብካ ትኽውን ኣለካ ምስቲ ውልቀ መላኪ ኮይኖም ዘለው ዕሱባት በየናይ መንገዲ ኢና እሞ ናብ ሓደ መጺና ክንዛራረብ እቲ ን ፍትሒ ዝደልይ ዘሎ ናይ ብሓቂ ንሽግሩ ጸገሙ ክልውጥ ይቃለስ ኣሎ ንሶም እዩም ክስዕቡና ክመጹና ዘለዎም ሞኬ ግን ነዚ ዘለካ ዓቅሚ ብግቡእ ናብቲ ውጹዕ መንእሰይ እንተትስዕብ ዝበለጸ ምነበረ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 11 ай бұрын
Welcome radio erna
@Combeshtato
@Combeshtato 11 ай бұрын
You are not helping.
@channelnatan7069
@channelnatan7069 10 ай бұрын
ዮናስ ማዕረ ክንድዚ ድንቁርና ኣይተጸበኩካን
@ruftapower8906
@ruftapower8906 11 ай бұрын
እዛ ኮሞንትስ እዞም ደናቁር ዓሌኛ መሊኦማ ሞኬ ንቁሕ መንእስይ ኤርትራዊ
@user-sc4rr2ok1c
@user-sc4rr2ok1c 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ንቁሕ መንእሰይ እዩ ጽቡቅ ኣለኻ
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri 11 ай бұрын
ቕድሚ ሕጂ፡ ኣበይ ነርኩም ሕጂ ወያነ ምስተሳዕሩ፡ ሕነ ክንፈዲ ኢልኩም ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰብ ዝገበርኩሞ ኢዩ። እወ ኩራዕ ኤርትራዊ ምባል ይሕሪቁካ፡ ኢቲ ጀማሪ ኣሰምዕንየ ዝብል ዝነበረ ከ የሐጉስካ፡፡ መቸም ሳላኹም ሓድነት ኤርትራውያን ተሪሩ ኢዩ።
@butsuamlakgebremedhin1895
@butsuamlakgebremedhin1895 11 ай бұрын
እዚ ወዲ እዚ ናይ ቃልሲ መናፍቓን እዩ ። ምኽንያቱ ነቲ ኣይግዛእን እየ ዝብል መንእሰይ ናብቲ ዝገዝኦ ዘሎ ሜዲያ ከይዱ ንዕኡ የሃርም ሙስሉይ ማንም ዓማጺ ህዝቢ እዩ ግዳይ ዝገብር እምበር እቲ ዓማጺ ግዳይ ኣይከውንን እዩ ዘረባኻ ምስሉይነት እዩ ንባዕሉ ክመጽእከሎ ምስደንበ ፍትሒ ኣይኮነን ዝቐርብ እዚ ወዲ እመኑኒ እዩ ዝብል።
@tmchannel90
@tmchannel90 10 ай бұрын
Hasawi yonas ata leba seraqi😢😢😢
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 11 ай бұрын
ሓውና ሞኬ ቃልስኻ ተመቃቒሉ ዘሎ ህዝብና ናብ ሓደ ምምጻእ እቲ ዝሓጸረን ዝጸበቐን ኢዩ ኔሩ ግን ቅድም ሕጂ ፈተነታት ተጌሩሉ , , , ኣብዝሓለፉ 15 ዓመታት ቡዙሓት ውድባትን ተመስሪተን ተበታቲነን ምኽንያቱ ንረብሕኦም ክብሉ ምስ ህግደፍ ዝሰርሑ ሰባት ኣብቲ ውድብ ኣባላት ኮይኖም ፋሕ ፋሕ የብልወን ኔሮም ብኸምዚ ምኽንያት ካኣ 20 ዓመት ወሲዱ ክንደይ ሰባት ረብሪቦም ተስፋ ቆሪጾም ኣነ ኤርትራዊ ኣይኮንኩን ዝብሉ ከማን ኣለው
@er-uq6we
@er-uq6we 11 ай бұрын
እዋይ እዛ ሃገርና'ሲ ከም ሞኬ 10 ሰብ ጥራይ እንተ ትረክብ ካብዚ ዓዘቃቲ ምወጸት ነይራ
@pascaltonya7885
@pascaltonya7885 11 ай бұрын
Kela wedey mushmush 😂😂
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 11 ай бұрын
የኒ እዚ ሰብ ካበይ ኢካ አምጺካዬ ስነ ሓሳብ ህግደፋ ደሎዎ ሑሱር ሰብ ንስካ ትገብሮ የብልካን ረሳሕ
@awetberhe2256
@awetberhe2256 11 ай бұрын
ኣብዛ ሕጂ እዋን ሙሁር የ ባሃሊ ፡ዶክተርየ ባሃሊ፡ፕሮፎስተር የ ባሃሊ ኣንጻር ቤርገድ ንሓመዱ ትከዱ ወይ ትከዳ ዘለኩም ካብቲ ስርዓት ህግደፍ ዘፍሊ ዋላ ሓደ የብልኩም ጸላእትና ኢኩም። እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ኣቃርጽዎ?
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 11 ай бұрын
መኮነን ክልሰ ሓሳብን ተግባርን ተወጃቢርዎ'ሎ። ንሓደ ማዕረኻ ተሞክሮን ማህሰይትን ዘለዎ ኤርትራዊ እንታይ ኢልካ ኢኻ ክተረድኦ ትደሊ ዘለኻ? ንሓደ እናፈለጠ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ኢሉ ዝምጉተካ ሰብ ከመይ ጌርካ ኢኻ ክተረድኦ? ድሓር ክኣ እዚ ዝብሎ ዘሎ ንክንደይ ዓመታት ከም ዝተፈተነ ኸ ይፈልጥ ዶ ይኸውን😂 ተግባርን ክልሰ ሓሳብን በበይኑ'ዩ ሓወኒ። ብርጌድ ንሓመዱ ውህሉል ተሞክሮን ውጽኢትን ቃልሲ ዝሓለፉ 30 ዓመታት እዩ። መጸጽጽጽጽ ግደፍ ሓወኒ😂
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 11 ай бұрын
ፈስቲቫል መንዩ ዘዳልዎ ዘሎ :: ፈስቲቫል ቦለኛ ኤርትራዉያን ነጻ ቦታ ስለዘይነበረ ንሰዉራኦም ክድ ግፋ እሂን ምሂን ክብሁሉሉ ካብ ዝተፉላለ ክፍሊ ዐለም ዝራኸብሉ ቦታ ነይሩ ብ 1992 ወኪል ህ. ግ. ካብ ሎሚ ንድሐር ናብ ኤክስፖ አስመራ ተዛዊሩ ፈስቲቫል አብ ዐድና ክበዐል ጀሚሩ ቁሩብ ዐመታት ጸኒሑ አብ ኤዉሮጳ አብ አመሪካ ካናዳ አዉስትራልያ ይካየድ አሎ ::አብ ዝተፋላለየ ቦታ ካብ ምብዐል አብ ሀገርና ምብዑል ዝበለጸ ኮይኑ ይስ ማዐኒ ::
@majorghebretnsea8758
@majorghebretnsea8758 11 ай бұрын
በጃኹም ራድዮኤረና ነዚ ሰብ እዚ ካብዛ ናይ ቀዳም OPEN MIC ኣርሕቅዎ ዓቅሚ የብሉን ነዛ ፕሮግራም ክመርሕ
@najatahmed2147
@najatahmed2147 10 ай бұрын
Alun farkan zamam
@DanielHaile85988
@DanielHaile85988 11 ай бұрын
Hanti trebh zete airekebkulun ( nugus ferihom gila ywegeu aitgbero)
@user-nm7qj4wf8w
@user-nm7qj4wf8w 11 ай бұрын
Thank you Yoni ! You always stand with your people and fight for the truth.
@user-en3qg7zn4p
@user-en3qg7zn4p 11 ай бұрын
ይጋጨወኒ ኣሎ ሓሳባት እዚ ወዲ ባእ ኮልልል በቃ ስቅ ኢሉ መጸጸጽ ይብል
@habtomkesete303
@habtomkesete303 11 ай бұрын
Zwehat zereba mekonen kemaka ybizihu,yenu tesfa zkorex ymesili eu zmesili tesifa aytikurex yenu
@user-sc4rr2ok1c
@user-sc4rr2ok1c 11 ай бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ቀጽሎ ሞኬ
@erinatna4535
@erinatna4535 11 ай бұрын
ንቕሓት ናይ ሚኪ ደረት የብሉን ናይባሓቂ ከም ወዲ ሞባእ ብሰንኪ ስንፍናና ከይንኽስሮ ❤❤❤❤❤ ልቢ ንግበር
@tinafinland7051
@tinafinland7051 11 ай бұрын
አዚ ወዲ ብቅዓት ኣለዎ ግን ካብቶም መጸጽቲ ዩ 😂😂 ዮኒ ኣተንሺን ሲከር ዩ ዓርኪ ዘክታም ዩ አመን ኣይተአመን አዚ ወዲ ህግደፍ ዩ ንጊዜ ንግደፎ ምክንያቱ ቅድሚ ህጂ ብሩህ መጻኢ ኣየርብሑናን ይብል ነሩ ስወኣትና ስለ ዘየክቡሩ አልና ሸለል አልናዮ ሎሚ ግን ንብርጌደይ ጃጅ ክገብር ማልያካ ኣፍልጥ በሎ ወይ ወዲ ትካቦ ምሰል ወይ ሄለን መለስ ። ህግደፍ ንምጥፋአ ወላ ዳዕሽ ኮንካ ምጻኒ ኣፍ ደጌና ኩፉት ዩ ምክንያቱ አቲ ትኣምነሉ ሓሳብ ሒዝካ ተጸምበሮ ነዚ ቃልሲ ክም ዝመስለኒ ኣብ ለዕሊ በየነ ዉፉይን ኩቱር ሕስድና ቅንኢ ኣለዎ ነዚ ሃሳበይ ትሰማምዑ ላይክ ሃቡኒ ❤
@abduhusen4899
@abduhusen4899 11 ай бұрын
ሞክየ ከም ወትሩ ብሉጽ ❤❤❤❤
@tmchannel90
@tmchannel90 10 ай бұрын
Mokye ezi hibey selae hizbi eritrea xere hager eyu ajenda nay tegaru eyu zesasi gdefo ab Black list zelewu eyom kfue
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 10 ай бұрын
Mekonnen is trying to seek attention by being in between, yet failed to make a point.
@HabtayAbraha-wm9zz
@HabtayAbraha-wm9zz 11 ай бұрын
@hagosangosom6523
@hagosangosom6523 11 ай бұрын
ውሕሉል ደጋፊ ፡ጽሓፋይ እየ ካኣ ይብል
@channelnatan7069
@channelnatan7069 10 ай бұрын
ከም ዚ' ዮናስ ዝብልዎ ለክባጥ ሰብ ኣጋጢምኒ ኣይፈልጥን ከም ሰብኣይ ትርር በል
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 11 ай бұрын
እዚ ሰብ ባሓቂዶ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ዓለም'ዩ ዝነብር ?
@GEO.16
@GEO.16 11 ай бұрын
ኣታ ሰብ ሲኢንካ ነዚ ሎቕማጽ ኣምጺእካዮ,፡ንስኻ ደጊፍካዮ ኣይደጊፍካዮ ደው ተብሎ ቃልሲ የለን ፡ ክንደይ ዓመታት ተለሚንኩም ጊላታት ኢሳይያስ ፡ በዚ ጥራይ ኢዩ ዝርድኣኩም ፡ ንጸላኢካ ብዝጥዕመካን ዝመረጽካዮን ኢኻ ትቃለሶ ጸሊካ ኣይመርጸልካን ኢዩ ከመይ ትቃለሶ
@merryerilvoe1025
@merryerilvoe1025 11 ай бұрын
Sorry Moke tnfer aytinfer Tel iya gerkaya kemey tebelkani kedamay ms ziom aynikales tbl aleka kabzi njmro iti finans zgebrulu zelewu eu 2y zeysemaka seb bhatsiru tsemam tekoynu beyen teredo ktmlseley mdeleku felitu zdekeses wala teneknekayo zeysemi zbhal alo bhatsiru mergetsika ntsur aykunen😢
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 11 ай бұрын
ዮኒ ብሉጽ ጋዜጠኛ ምዃንካ ኣመስኪርካ ! ሓሳብካ ሙሉእ ብሙሉእ ዝድገፍ' ዩ ! ብፍላጥ ዝደቀሰ.....ኢዩ ዝሰምዕ ዘለኹ !
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 11 ай бұрын
እዚ ወዲ ምስ ጆን ብላክ'ዩ ህልኹ ጆን ብላክ ዝተዛረቦ ንጆን ብላክ እዪ ዝምልከት ብጆን ክሽቅጥ'ዩ ዕላምኡ ለኽባጥ ሓላዩ ህዝቢ ድኣ ኩን እምበር ኣብ ደገ ዘሎ ውጹዕ ጽጉም'ዩ ክትብል ። እቲ ተቓላሳይ ከ ወጽዓ የብሉን ወጽዓ ህዝቡ ክግልጽ ከሎ እንታይ ይብልዎ ኔሮምን ኣለውን ንስኻ ሓናኽ ህግደፍ ከይኮንካ ኣይትተርፍን 😂😂😂 ።
@user-nm7qj4wf8w
@user-nm7qj4wf8w 11 ай бұрын
Don’t confuse others with your own conflicted opinion and personal agendas.
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 9 ай бұрын
Eti xegemu awrajawi eyu::
@eliudwegihu1966
@eliudwegihu1966 11 ай бұрын
እዚ ወዲ ካብዚ ኣብዚ ሾሻል መድያ ኮለል ዝብል ዘሎ ዩኤል መፍለይ የብሉን
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 10 ай бұрын
ኣታዮናታን ሓዊና ኢትግዜኻ ኣብካሊኢ መዓላ ዘይተዊዕሎ ካበይ ኢኻ ኣርኻ ኣምጺኢካሉ ነዝህዝቢ ንዮበሎ ህግደፍ ኢየ ኣነ ክብለካ ዲኻ ትጽበዮ ዘለኻ፧
@MrJohnabel
@MrJohnabel 11 ай бұрын
እንታይ ዓይነት መጽሓፍ እዩ ጺሒፉ እዚ ወደይ ኣካይዳ ህዝቡ እኳ ኣቋሚቱ ክርኢን ክገልጽን ዘይ ክእል
@simonmeb
@simonmeb 11 ай бұрын
Ezi wedi kabtom far negative zibehalu,, xubuq nay seb zeydeli eyu,,, hasawi,,, nabska mirah belo yoni,,, ente eti qalsi leave for us...
@Ninotes17
@Ninotes17 11 ай бұрын
ምሳኻ ኣይዛረብን እየ ከም ዜጋ ኣይፈልተካን እየ ግን ካ ሃገርካን ወለድኻን ከሕድገካ እየ ዝበለካስ እንታይ ትብሎ. ትብሎ ነገር እንተ ሃልዩ ከምዛ ብርጌድ ገርካ ዘሎ እካ ክትገብር ትክል
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 11 ай бұрын
ዮናታን ነዚ ቡሱል ሰብ ሓሳቡ ንምግላጽ ድግታተራዊ ጠባያት እንዳርኣካ ምዝራብ ከሊእካዮ ንኣብነት መራቲ በርጌድ ንሓመዱ ንሓማሴን ኣብ ጋህሲ ከነእትዎ ኢና ኢዮም ዝብሉ ነይሮም ምስ በለካ ካብቲ ሓቂ ክትሃድም ኣብሞንጎ ኣቲካ ኣጽካዮ እስካውን ትፈልጦም እካ ምክንያቱ እስካ ንቲ ከምኡ ዝበለ ጆን ብላክ ከም መራሒ በርጌድ ንሓመዱ ክልተ ግዜ ኣብ ሬዶካ ኣምጺእካዮ ኢካ ሽግርካ ግን መበቆል ኣብ ኤርትራ ዘላ ኣውራጃ (ኣከለ ግዕዚቲ ዘለካ ኢካ ትመስል እንበር እዚ ሓሳብ ናይ ዚ ጋሻካ ኢዩ ዓዲ ዘእቱ
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 9 ай бұрын
Kkk aye denbya
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 11 ай бұрын
Radio erena dhri seb mtrafkum qalsi menieseyat eritrea xeqonaxbu bzhi sle tiedmu u,please stop kemzom denaqur miedam
@tahgastekleyohannes7004
@tahgastekleyohannes7004 11 ай бұрын
Tebelaxi delay fthi do knblo degafi mlki 😂😂😂
@ghebretecle4989
@ghebretecle4989 11 ай бұрын
Yoni you challenged your guest but i found him (ካብቶም መጸጽቲ ዝባሃሉ ሓደ) Keep the good work.
@mennetey782
@mennetey782 11 ай бұрын
ዮኒ በዓል ዙይ ዘይፈልጥ ተቃላሳ የለን ፈላጥ የ በሃላይ ግን ካኣ ደንቆሮ ትዕብተኛ ዩ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 10 ай бұрын
ጌጋ እኽላኣለይ እምበር እዚ ዝሕተት ዘሎ ኣብ ናይ ሜሮን ቻነል ቀሪቡ ቀንጽልዎም ንደገፍቲ ቅተልዎም ዶ ኢሉ ኔሩ ሓቀይ
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 9 ай бұрын
Yes
@muluetekie8716
@muluetekie8716 11 ай бұрын
Meglexika xubuk ktblo zdeleka xubuk tbl gn xelaeka knditi zgbeo ayfeletkayon😢
@ggtt5271
@ggtt5271 11 ай бұрын
ሃሳዊ ደምቢያ ጃሱስ ህግደፍ መንነት ዘይብሉ ዶንቆሮ ሰብ ለክባት መሃይም ኢዩ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@letsdreambig5087
@letsdreambig5087 11 ай бұрын
I guess he is fiction writer, so what do you expect yonatan , he is trying to tell you fiction narratives, when you listen to what he is saying ,it’s good to be true,,,, the reality is white as snow babe ,,,, birgead nihamedu kiewet eyou !!!!!
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 16 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 35 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 39 МЛН
ህድግ፡ ዳፍእ ምን ውዛረት ሓርስ መሓመድ ዓሊ ሙሳ - ERi-TV
39:58
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 16 МЛН