CATH፣አንቀፀ ጥበብ |መንፈሳዊ ፊልም |ቅዱስ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ| Orthodox Film | St.Abba Nofer | 2ይ ክፋል | 2024 ዓ.ም.ፈ

  Рет қаралды 68,124

ምዕራፈ ቅዱሳን

ምዕራፈ ቅዱሳን

5 ай бұрын

መኣዲ አንቀፀ ጥበብ፣
ዝተፈላለዩ ጥበባት | ግጥሚ | ስነ ጽሑፍ | ኣስተንትኖ | ድራማ |መንፈሳዊ ፊልም ሒዛ እትመጽእ መደብ እያ።
Subscribe Free:
/ @abuneteklehaymanot9077
Copyright © Abunetekle haymanot 2024
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 487
@chentromedea2406
@chentromedea2406 5 ай бұрын
ብትጽቢት ዝቀነኽዎ ደስ ኢሉኒ ሕጂ በረኸቶም ኣባ ኖፌር በረኸቶም ኣይፈለየና ኣሜን❤❤
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 5 ай бұрын
Amen amen qal hiwet yesmealna egbabher nay agelglot zemenkum ybark nay abona adam eba zerghulna
@biliytes202
@biliytes202 5 ай бұрын
😊😊😊😊😊​@@behabelomhadishhagos8802
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@romanayacob307
@romanayacob307 5 ай бұрын
@@behabelomhadishhagos8802😊😊😊
@FifiFiory
@FifiFiory 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 5 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዚ ቅዱስ ታርክ ናይ ኣቦና ክንሰዕ ዝፈቀደ መድሓኔኣለም ክብር ግርማን ኣምልኮን ስልጣን ዘልኣለም ይኩን። ነዚ ቅዱስ ታሪክ ናባና ክበጽሕ ግዜ ኩምን ጉልቦትኩም ከይ ጸብጸብኩም ክብሪ ይሃብኩም እግዚኣብሔር ❤❤❤
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 5 ай бұрын
ጉዑዞ ሂወተይ ቃንዛ ዝመሎኦ ቃልሲ እዩ ንኣምላኸይ ኣብዝርአሉ ግዜ ኩሉ ሽግር ከመዘይ ነበረ ይከዉን❤ ብሰላም ኣጀምሩ ዘፈፀመና ተመስገን❤
@user-db6oe9ub4h
@user-db6oe9ub4h 5 ай бұрын
ተመሰገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የስመዓልና
@yordanostesfai4766
@yordanostesfai4766 4 ай бұрын
Amen qal hiwet yesmalna🙏🙏🙏
@user-wj9dh6ee3j
@user-wj9dh6ee3j 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ናይ ኣባ ኖፌር መንፈሳዊ ፍልሚ ብሰናይ ሰላም ጀሚረ ብሰላም ክፍፅም ዝገበርካን ድካምን ሕማምን ሽግርን ካባይ ኣርሒቃ ነዚ ቅዱስ ቃል ክሰምዕ ዝገበርካሚ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ኣሜን ሰብሃት ለኣብ ስብሃት ለወልድ ስብሃት ለመንፈስ ቅድስ ስብሃት ለእግዚእትነ ድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን ይደልዎም ለኣብ ለወልድን ለመንፈስ ቅድስን ❤
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 Ай бұрын
ጸጋን በረኸትን ናይ ኣቦና ኖፌር ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ድኻምኩምን ጻዕሩኹምን ልዑል ጎይታናን መድሓኒና ኢዮሱስ ክርስቶስ ምእንታና ኣብ ቀራንዮ ዝተሰቅለ ብፍቅርን ሓልዮትን ጥበብን ምስትውዓልን ይሓልኹም'❤❤❤❤❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ጸሎትምን በረኸቶምን ናይ ኣባ ኖፌር ኣይፈለይና ❤❤❤
@barhanbarhan189
@barhanbarhan189 8 сағат бұрын
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ክብረት ይሃበልና ክቡራት አሕዋትና ስድራ እግዚአብሔር🙏❤
@feruzkahsayeluteyyy7884
@feruzkahsayeluteyyy7884 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የሲማኣሊና ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ኖፈር የሕድረልሊና ኪብሪን ሚሲጋናን ንመድሃኒየይን ጎይታና አየሱስ ኽርሲቶስ ይኩን ሎመን ኪሳ ዘሊኣለምን ኣመን ኣመን ኣመን 🙏🙌🙏🙌🙏🙌
@shxb9265
@shxb9265 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና
@user-nd3pd7ze1k
@user-nd3pd7ze1k 2 ай бұрын
💒⛪✝️🙏💖ኣሜን/3/🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ተመስገንካ ኣምላከይን መድሓንየይን እየሱስ ክርስቶስ እቲ ንዓካ ዝኣመነ እንታይ ይጎድሎ ክብርን ኣምልኮን ውዳሴን ንዘልኣለም ንዓካ ይኩን ኣሜን
@Mehari-dj9mm
@Mehari-dj9mm 4 ай бұрын
ኢግዚኣቢሄር ይመስገን ቃልሂወት የስመኣልና ቡሩካት ኣህዋት በረከቶም ረዴቶም ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wb3kd3ly2d
@user-wb3kd3ly2d 5 ай бұрын
ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘፈጸመና ክብርን ምስጋናን ንልዑል ፈጣሪ ይኩኖ በረከት ናይ ቅዱስ ኣባ ኖፌር ከኣ ኣይፈለየና ወስብሃት ለእግዚአብሔር አሜን
@swsw5226
@swsw5226 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ብሓቂ ፆሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ኖፌር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን❤✝️💗🥰
@FhSgh-cl7gk
@FhSgh-cl7gk 4 ай бұрын
ኣቦና ኖፌር ጽሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን/3/🙏🙏♥💘
@fhtyrgdh8630
@fhtyrgdh8630 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃል ሂወት የሰምዓልና ጸሎት ኣቦና ምሰኩላትና ይኩንነ❤❤❤
@kwkw899
@kwkw899 4 ай бұрын
አግዛብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስማልና በረክቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ይሕደረና 🥰❤️🥰❤️🙏🙏🙏🥰❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️
@siemteame9580
@siemteame9580 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ንሉዕል እግዛቢሄር ይኩን በረከት ናይ ኣበና ኖፌር ኣይፈለየና ተመስገን
@user-zb8vl7hp8m
@user-zb8vl7hp8m 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ቃለ ሂወት የስማኣልና አሜን በረከቶም ምስ ክላትና ህዝበ ክርስቲያነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SameeraSameeraa-yh6wc
@SameeraSameeraa-yh6wc 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጋኡ ይብዘልካ ኣባና ኣባ ኖፌር በረኸቶም ኣይፈለይና 🙏🙏🙏
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 2 ай бұрын
ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር ኣምላኸይ በረከቶም ይሕደረና ፉቁራተይ❤👏👏👏🙏🙏🙏
@user-fm6vz7dq5o
@user-fm6vz7dq5o 4 ай бұрын
ነቲ ትንፋስ ሶኺዐን ዓይነ ብርከይ ደልዲለን ናዛ ናይ ቁዱስ ኣቦና ኖፌር ዛንታ ክሪኢን ክሰምዕን ክፈልጥን ዝገበረኒ .(እግዘኣቢሔር .ኣምላኸ )ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኹን (ጎይታ ጎይቶት) 🙏🙌🙏🙌🙏
@HelenBarhe
@HelenBarhe 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የመዓና🙏🙏🙏🌿🌿
@user-vp9ye2ze8z
@user-vp9ye2ze8z 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ ስለ ኩሉ ነገር ጸሎትን በረኸቶምን ናይ ኣባ ኖፌር ኣይፈለይና ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@ghidewonmisghna450
@ghidewonmisghna450 3 ай бұрын
❤❤❤ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ኣሕዋት ❤❤❤
@user-vb2cz8zv1q
@user-vb2cz8zv1q 5 ай бұрын
ተመሰገን አምላክ ድዚም ቅዱሳን አቦታትና ክንርእ ሰለዝፈቀድኻልና ብሓቅ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራት አሕዋትና ፅጋእ የብዘሐልኹም አሜን ፫ ናቦና ኖፈር ፅሎት አበረከቶም አይፍልየና አሜን አሜን አሜን❤❤🙏🙏🙏💐
@MaryamKk-zs1ml
@MaryamKk-zs1ml 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ምስጋና ንጎይታናን መድሓንናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኹን ናይ ኣቦና ኖፌር ባሕታው ጾሎቶምን በርከቶምን ይሕደርና ኣሜን ✝️🙏
@helengaltigray
@helengaltigray 4 ай бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብክራይብ ግበረልይ🙏
@MikiTeame
@MikiTeame 6 күн бұрын
❤❤❤በረኸት ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ክቡራት የሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣብ ዓወት ናይ መንግስተ ሰማይ የራኽበና ፍቑራት የሕዋት❤❤❤ እግዚኣብሔር ይባርኸና❤❤❤
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 3 ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን ኣሜን(3)🙏🙏🙏ቃል ሂወት የሰምዐልና💞🙏
@solossss1563
@solossss1563 3 ай бұрын
ኣሜ ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ኣቦና ናፌር ጾሎቶምን ኣማላድኖቶም ምስ ኩላትና ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክይ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤🙏🙏🙏
@metkelab6833
@metkelab6833 3 ай бұрын
Amen Amen Amen ✝️✝️✝️ Temesgen amlkey nzi qunue haymanoti zfltkani orthodox nzlalem tnber 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 yhwatey nmelsi nabi batu
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀለቶምን በረከተምን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና🙏
@user-ww9xb7yf9l
@user-ww9xb7yf9l 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኖፌር በረከት ይክፈለና ተመሥገን ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣዳለውቲ
@merhawitbrhane8349
@merhawitbrhane8349 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስብሓት ይኩኖ ናይ ኣቦና ኣባ ሰፈር በረከቶም የሕድረልና
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 4 ай бұрын
በረከቶም ይሕደረና❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤❤❤
@FrtunaNguse
@FrtunaNguse 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና, ጸጋ በረኸቶምን ጸለቶምን ናይ ኣቦና ኦፌር ን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏ተመስገን ኣምለኽ ስለ ኩሉ ነገር
@yohanagebrehiwet2047
@yohanagebrehiwet2047 4 ай бұрын
ስም ኣምላኽናን መድሓኒናን ዝኸበረን ዝተመስገንን ይኹን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 4 ай бұрын
ተመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አሜን ⛪👏❤
@lene6205
@lene6205 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክና ጽሎትን በረክትን ኣቦና ኖፌር ምስኩላትና እኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤😇🙏🏾😇🙏🏾😇🙏🏾
@user-fj2of7tc3u
@user-fj2of7tc3u 2 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ስለኩሉ ነገር ኣሜን ቃል ህውት የስመዐልና🙏👏👏👏⛪⛪🎚⛪🎚⛪❤❤😍😍
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፆሎቶምን በረከቶምን የሕድረልና ተመስገን ኣምላክና እግዚኣብሔር ምስ ኣምላክ ምንባርስ ክንደይ ሰናይን ጡዑምን እዩ ተመስገን😢ነዚ ዝሰራሕኩምልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 5 ай бұрын
ተመስገን አምላክ ስለ ኩሉ ነገር ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@user-le6bt1or5p
@user-le6bt1or5p 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋ የብዛሓሉኩም ናይ ዘመን ኣጎልግሎትክም እግዛኣቤሔር ኣምላክ ይባርክ በረክትን ኣማላድነትን ናይ ቅድስ ኣባ ኖፌር ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ብጥዓሚ ደስ ልብል ፍልሚ በረከቶም ይሕደረና ካልእ እዉን ሕዝኩሙና ኪትመፅኡ ተስፋ ንገብር ስድራ እግዚአብሔር አምላክ
@han6242
@han6242 4 ай бұрын
ተመስገን አምላከይ በረኸት ረዲኦቶም ምስ ኵልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን👏👏👏👏
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ ሓይሊ ዝህብ ቃል በረከቶም የካፍለና
@Tirhasarya
@Tirhasarya 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረኽቶም ኣይፈለየና
@keseteyohans8195
@keseteyohans8195 4 ай бұрын
ተመሰገን እግዝኣብሔር ኣምላኸይ ናትካ ምኮነይ ሂወተይ ቃል ሂወት የስምኣልና❤❤❤
@swswit3283
@swswit3283 4 ай бұрын
ተመስገን አምላክ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና በረከቶም ናይ ኣባ ኖፌር ምስ ኩለና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን
@SamuelTekie3935
@SamuelTekie3935 5 ай бұрын
ተመስገን አምለክ ኣቦይ ስለ ከሉ ነገር 🙏🙏🙏 ቃል ሂወት የስማዓና 🙏🙏🙏
@fevenamanuel3375
@fevenamanuel3375 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን16✝️🙏። እግዚአብሔር ጸጋ በረከቱ ይብዝሓልኩም ክብሪ ይሃብኩም።
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 5 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ❤❤❤ በረከቶም ፆሎቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@YdtHr
@YdtHr 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገረ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን
@user-pn3vf6ni9v
@user-pn3vf6ni9v 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከቶም ናይ ቅዱስ አቦና ኖፌር አይፈለየና
@user-ds8gd6sz9c
@user-ds8gd6sz9c 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና በረከትም ይሕደረና
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 2 ай бұрын
በረኸቶም ናይዞም ኩላቶም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣዴታናን ምስ ኩላትና ይኹን። ኣብ እምነትና ከምኦም ጽኑዓት ይግበረና እግዚአብሔር🥰🥰🥰
@TesfayTadese-yp7gy
@TesfayTadese-yp7gy 5 ай бұрын
ብሃንቆውታ ክንጽበያ ጸኒሕና ተመስገን ኣምላከይ። ❤❤❤
@aregayhabtemariam861
@aregayhabtemariam861 4 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚአብሄር ኣምላኽ
@BiniamBokuray-yq2fw
@BiniamBokuray-yq2fw 4 ай бұрын
በረኸት ገዳማውያን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ❤❤❤
@user-ng4ii8eg4n
@user-ng4ii8eg4n 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃልሂወት የስመዓልና ከቡራትይ✝️✝️✝️✝️✝️👏👏👏👏👏👏👏
@furtunaafewerki6264
@furtunaafewerki6264 4 ай бұрын
ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር ቃል ሂወት ♥️🙏⛪️
@babyfuntime9616
@babyfuntime9616 3 ай бұрын
Wowwwww I'm just amazed. God bless I hope our father blessing would be with us.
@fhvsgt3180
@fhvsgt3180 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ብምሕረትካ ምርሐና ኣምላከይ በረኮቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@user-ig4uo3it8g
@user-ig4uo3it8g 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@user-rh3hf7up8v
@user-rh3hf7up8v 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ጸጉኡ ይብዘሓልኩም ዘመንኩም ይባረክ❤❤❤
@Fithawithaile
@Fithawithaile 5 ай бұрын
በረከቶም ረዲአቶም ናይ ቅድስ ኣቦና ኖፌም ኣይፈለየና ኣሜን
@geralegas47
@geralegas47 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዐልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ የብዝሐልኩም ከምዚ ጌርኩም ንዐና ትህዱሁና ተስፋ ትሁቡና ጸገኣን በረኸትን ሐይልን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና።
@ghfg5618
@ghfg5618 5 ай бұрын
ተመሰገን ሰለ ኩሉ አምላከ ቃል ሂዉት ይሰመዐለና ❤
@hdhf2904
@hdhf2904 5 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክና ፀሎቶምን በረከትን ኣቦና ኖፌር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@ajibajib7989
@ajibajib7989 4 ай бұрын
Amen 3❤
@user-bf3or6bt9k
@user-bf3or6bt9k 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ አቦና ኖፌር በረከት ይሕደረና
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸሎትን በረኽትን ናይ ኖፌር ይሕደረና
@titigezaei138
@titigezaei138 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና በረከቶምን ፀሎቶምን ይሕደረና❤❤❤🎉🎉🎉
@LichiaZaki
@LichiaZaki 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ቃል ህይወት የስምዓና ኣሜን
@user-jn1li8cj9y
@user-jn1li8cj9y 5 ай бұрын
❤❤❤ ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት ቃል ሰናይ የስመዐልና ❤❤❤
@user-zm7un6mn7b
@user-zm7un6mn7b 5 ай бұрын
ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ፈጣሪ ናይ አቦና ቅዱስ ኖፌር ጸሎቶም በረከቶም ይሕደረና አሜን ፫
@user-xq5zc3po7m
@user-xq5zc3po7m 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ናይ ኩሎም ቁሳን የካፍለና ቃለሂወት የስመኣልና
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 4 ай бұрын
በረከት ናይ ቅዱስ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ ይኽፈለና አሜን❤
@rhdjddirjs1405
@rhdjddirjs1405 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃልህይወትየሰመዐልና ፍቅራት ኣቦታትና ኣሕዋትና❤
@user-ko3ev1uj6k
@user-ko3ev1uj6k 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም የሕዋተይ ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-zi2ek2dv1e
@user-zi2ek2dv1e 4 ай бұрын
እቲ ሰማይ ን ምድርን ዝፈጠረ ልእል ፈጣሪ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም❤❤❤❤❤
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኖፌር በረከቶም ይሕደረና
@lemlemfisshaye7411
@lemlemfisshaye7411 5 ай бұрын
ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጋ በሮኸቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ይኽፈለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላኽ
@user-fx9cf3qp4n
@user-fx9cf3qp4n 4 ай бұрын
አጀሚርካ ንዘፈፀምካኒ ክብሪ ናዓኻ ይኹን ኣምላከይ❤❤❤❤
@user-yb7yv2le3c
@user-yb7yv2le3c 5 ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክና ጸሎትም በረከቶም ቅዱሰ ኣቦና ኖፌር ምሰ ክሊትና ይኹን ጸሎቶም አይፈለየና❤️❤️❤️👏👏👏✝️
@ajibajib7989
@ajibajib7989 4 ай бұрын
Amen
@user-qi2up4xo1As
@user-qi2up4xo1As 3 ай бұрын
አስኳለ ማሪያም እልኩሞ ብፆሎት ሓስቡኒ ደቂ ልዑል እግዚአብሄር 🙏🙏
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ፆሎቶም ይሕደረና🤲
@mhretabsbhatu1440
@mhretabsbhatu1440 5 ай бұрын
ቃለሀይወት የስምዓልና ኣቤት ቅድስና ኣቤት ትሕትና ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓቂ ደስ ዘብል ዩ አግዝኣብሔር ጓሳየይ ዩ ዝጎድለኒ የብለይን ብሓቂ ብመንገዲ አግዝኣብሔር ንመላለስ ህይወት ክንረክብ🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@gdggdgg-zs9ou
@gdggdgg-zs9ou 3 ай бұрын
ተመሰገነ ፈጣረ ኣምላኬ ኣሜን❤❤❤
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና ❤ናይ ብሓቂ እቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝፀወዖ ሰብ ብፁኡ እዩ ❤
@user-tl4zd1ft4r
@user-tl4zd1ft4r 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-vt8mj4wp1j
@user-vt8mj4wp1j 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣበና ኖፌር በረከቶም ኣይፈለየና❤❤❤
@TrhasTiti-dk5nq
@TrhasTiti-dk5nq 4 ай бұрын
ቃል ህወት ይስመዐልና በረከቶም ይሕድረና ❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜንንን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎትን ናይ አቦና ኖፌር ምስ ኩልናአ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤
@user-vb8wd1lw2h
@user-vb8wd1lw2h 4 ай бұрын
አሜን ፫ በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና❤
@mebrhitTigray
@mebrhitTigray 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@DawitDg
@DawitDg 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ነዓካ ይኩን ዎ እግዛኣብሄር
@hiwicho1423
@hiwicho1423 5 ай бұрын
ተመስገን ክጽበያ ቀንየ ጸግኡ የብዘሐልኩም ስለ ተቕርቡልና እግዚአብሔር የኽብረልና
@user-zd7bh8bf1m
@user-zd7bh8bf1m 4 ай бұрын
ተመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ሂወትነ የሰምኣልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ኣቦና ኣብናፍር ይሕደረና አሜን /3/_
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
00:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 33 МЛН
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 18 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 192 МЛН
ቅዱስ ሙሴ ጸሊም ክፍል 1 / Saint Moses the Black Part - 1
54:20
የቅዱሳን ታሪክ / Yekidusan Tarik
Рет қаралды 232 М.
Vodcast | ናይ ድሌታትና መድረኻት!
45:51
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 31 М.
አንተ ብቻ ና || ዘማሪት ህሊና ዳዊት || Gospel Singer Helina Dawit @ARC
26:42
Pastor Henok Mengistu { Singele }
Рет қаралды 654 М.
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
00:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 33 МЛН