ALEDA MEDIA / ምዕራፍ 2 ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊ ቶማስ የማነ

  Рет қаралды 282,463

ALEDA MEDIA

ALEDA MEDIA

2 жыл бұрын

Hello Everyone Welcome To Aleda media
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright © Aleda media 2022

Пікірлер: 847
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 жыл бұрын
ዋውውውው ፅብቅ ኣጋላልፃ ብሓቂ 100 ብተለይ አብ ሃይማኖትካ ዘለካ እምነት ደሰሰ ክብል
@teamehaderahaderahadera3906
@teamehaderahaderahadera3906 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል ኢኻ ቶሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mahilatmahilat1323
@mahilatmahilat1323 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዝሓወይ ቶሚ. ኣነዉን. ናይ እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ስእሊ. ብዝርኣክዎ. ንብዓይተይ. ይቅድመኒ. እም ብርሃን ርህርህቲ. ህሊና. 💛❤
@borhanboo5495
@borhanboo5495 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰💘💘❣️❣️
@sofianagasiokbabf4952
@sofianagasiokbabf4952 2 жыл бұрын
Amennnn adey halal
@user-jn5xp1bm5i
@user-jn5xp1bm5i 2 жыл бұрын
ብዘይ ሃይማነተይ ጎደሎ እየ ብሓቂ ተመስገን ኣምላኸይ😢😢😢😢😢😢⛪⛪⛪⛪⛪💘💘💘💘💘💘💘💘
@user-wg2gg6pe1y
@user-wg2gg6pe1y 11 ай бұрын
(ተመስገን )ይኣኽለኒ ምባል ዝሰፈኖ ሃይማኖት ዓብይ ረብሓ እዩ ። መልእኽቲ ጳው ጢሞ ምዕ 6:6
@hshsususj4005
@hshsususj4005 2 жыл бұрын
ብሓቅ ኣጋላልፃ ቃላት የብይነ ኣድናቅትኩም ጋል ትግራይ❤✝️
@AdaAda-rf9sx
@AdaAda-rf9sx 2 жыл бұрын
ጋሕዋ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 2 жыл бұрын
@@AdaAda-rf9sx ata serat zeyebeka
@user-xs5fh4br3l
@user-xs5fh4br3l 2 жыл бұрын
@@AdaAda-rf9sx ጉኑፍ😏
@meleymeley8215
@meleymeley8215 2 жыл бұрын
@@AdaAda-rf9sx 🙃👎👎
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 2 жыл бұрын
@@AdaAda-rf9sx kemka zbel seb yeblan ada ada gunuf
@kaletaberhe5646
@kaletaberhe5646 2 жыл бұрын
እንበርከ ብሓቂ ድዩ ዝነብዕሎ 🙏❤😢😢 ፈቃር ሰብ እዩ ዝነብዕ ቶሚ ሓወይ❤😍
@novelteame6851
@novelteame6851 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@user-ls4cu2ok5y
@user-ls4cu2ok5y 3 ай бұрын
ተሚየይ ሽኮር ማርያምን ክፈትዎ መዓት🎉🎉
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጹቡቅ መግለጺ ተሞየ ዓርከይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከላይ ሃኒ ዓርከይይ ናይ ባሓቂ ንፍዓት እኩም ቆጽልዎ
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 жыл бұрын
ቶሚ ሓወይ ጅግና ደራሲ ዳይርክተር ተዋሳኣይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ብፍላይ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ሰነ ስራዓት ዋውውው እግዚአብሔር ኣምላክ ሓላዊካ ይኩን
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ባዶ እዪ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቶሚ ኣስሊ እግዚኣብሔር ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ኣድናቂትካ እየ
@Ruta0922
@Ruta0922 2 жыл бұрын
Of course he is ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 2 жыл бұрын
@@Ruta0922 kkkk emo ke
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ!
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 2 жыл бұрын
Bemnetka tsunue Bimquanka bitaemi fetieka. Amlak misakaa yikun.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
Ab kndey dekik eya zela eza ztezareba?
@salamsa4185
@salamsa4185 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ክብራት ኣሕዋተይ
@user-xs5fh4br3l
@user-xs5fh4br3l 2 жыл бұрын
ይበል ኣጋላልፃ ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓሊካ 🙏❤💛
@Yoni-ri3uw
@Yoni-ri3uw 2 жыл бұрын
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይኹነልና እግዚኣብሔርን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን🙏❤🙏🇪🇷
@thth6608
@thth6608 2 жыл бұрын
ዋው ተሚ ዝገርም ኮንፊደንስ ግልፅነት ተኣማንነት ኩሉ ኣማሊእካዮ ኢካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 9 ай бұрын
ኣነ ዝፈትዎ እዙ ወዲ ኣብ ሃይማኖት ዘለዉ እምነት ደስስስ ክብል ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ እየ ❤💊💚
@user-hw5gr4rs8g
@user-hw5gr4rs8g 2 жыл бұрын
ክልተ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ሳሓቅኩም ይብዛሕ ቶሚየ@ሃኒየ❤️❤️❤️❤️❤️
@munaaman4152
@munaaman4152 2 жыл бұрын
አጆካ ቶማስ ወደይ ኮሉ ኢዩ ደጸብቐልካ ጸጉርኻ ብጣዕሚ'ዩ ደጸብቀልካ። 1-ይ ብጣዕሚ ለዋህን ፈቃርን ምካንካ ገጽካ ይምስክር ፡ 2-ይ ንብጸይትኻ 5 ዓመት ጌርና ክትብል ከለካ አብ ገጽካ ዝንበብ ፍቅርካ መወዳኣታ የቡሉን። ብኩሉ ሙሉእ ኢኻ ናይ ለባም ሰብ መግለጺ።
@user-jl8kf4uv1z
@user-jl8kf4uv1z 2 жыл бұрын
ከም ባህግካ ይሃብካ ፈጣሪ ቶሚ ሽኮር❤️
@user-kv6co7eb5y
@user-kv6co7eb5y 2 жыл бұрын
ኣጆካ ቶሚ ሓወይ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤️🙏
@elsakubrom26
@elsakubrom26 2 жыл бұрын
Aseyy
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 2 жыл бұрын
አምላኽ ይሐግዝካ ቶሚ ለዋህ ምኻንካ ብንብዓትካ ፈሊጥና አለና እንበቤትና አደና ድንግል ወላዲት አምናኽ ዝጸወዔ አይሐፊርን ዩ 🇪🇷❤️🙏🏾።
@lentesehayliab7910
@lentesehayliab7910 2 жыл бұрын
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ሐቂ ዝመልኦ አገላልጻ ካብ ዕድሜካ ንላዕል ልቦና ተዓዲልካ አምላአክ ትደልዮ ዘበለ ይዓድልካ
@hadaszermiram3910
@hadaszermiram3910 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ባዶ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቶማስ ሓወይ ኣንበሳ እግዝብሄር ኣብ እምነትና ይጽነዓና ብሓቂ ኣድኒቐካ
@nahomtesfaldet4704
@nahomtesfaldet4704 2 жыл бұрын
ቶማስ ሓወይ ኣጋላልጻካ ብጣዕሚ ፈቴዮ ብፍላይ ናይ ባና ሕቶታት ዝሃብካያ መልሲ 100/100% ኮንፌ 110/ 100% ጎበዝ
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቶሚ ሓወይ ጽቡቅ መግለጺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-lw1cs9oy1v
@user-lw1cs9oy1v 2 жыл бұрын
ዋይ ቶሚየይ ብጣዕሚ ኣጋላልፃካ አግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ማዓረይ ሃኒ እውን ብጣዕሚ እካ ሓላል አብ ስራሕኩም ኣሳልጣ ይምነየልኩም ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
@bereketweldesion3535
@bereketweldesion3535 2 жыл бұрын
መግለጺ መንፋዓትኩም ኢዩ የሕዋተይ ማዕረይ ኣብዘይ ዓድኻ ኬንካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ምስራሕኩም ዘገርም ኢዩ ኣጆኹም ኣብ ዓድና ኬና ክንሰርሕ ኣምላኽ ስደትና የሕጽረልና ኣሜን ፡ኣሜን ፡ኣሜን
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 жыл бұрын
ሰላም ሃኒ& ቶሚ ሓወይ እቃዕ ብሰላም መጻእኹም ፉቱዋተይ እዋይ ኣታ ቶሚየ ኣባይካ ይንባዕ እታይ ገደሰካ ናተዩ ኢልካ ዘይትሓልፋ ባሓቂ ነቢዕካ ኣኒቢዕካኒ ብጣዒሚ ስለ ዝገሪመኒዩ ንባዓትካ ካሓቶ ኣለኒ ኢለ ግን መግለጺ ሰኢነልካ ሃኒ ሓወይ ካኣ የቐነልይ ንሑቶይ ተግዲስካ ሰለ ዝመለስካለይ ኣጆኹም በርቱዑ እመብርሃን ምስኩላትና ትኽን ኣሜን ሰላም ይውርደልና ኣብታ ንፈትዎ ዓድና ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ።
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 жыл бұрын
ቶማስ ከምስሙካ ብሓቂ ኢካ ኣደይ ማርያም ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንካ ትኩን መርአያ መንኣሰይ ብፍላይ ኣብ እምነትካ ፍቅሪ ድልየት ቀፅለሉ
@user-mm7gt5yh1u
@user-mm7gt5yh1u 2 жыл бұрын
ቶሚ ናይ በሓቂ ዓቢሰብ ኢካ ካብትጽቢተይ ወጻኢ ኮነካ ዕቡይ ኮንካ ትስምዓኒ ስለዝነበርካ ይጸልኣካ ነረ ካብ ሎሚ ግን ናይ በሓቂ ክብረት ዘለካ ሰብ ኢካ ኣብ ሓዳርካ ድማ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ 💞ሃኒ ከኣ ማራ እየ ዘድንቀካን ዘክብረካን ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምኘየልካ ❤ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🇪🇷❤❤❤
@davidrodrigo6375
@davidrodrigo6375 2 жыл бұрын
ጎበዝ ምስ ብሱል ኣተሓሳስባ!!
@ngstihiwet8941
@ngstihiwet8941 2 жыл бұрын
ኣብቲ መልሲ ዝሃብካሉ ሕቶታት መምሃሪ ኮይኑ ረኪበዬ 👍💕 waw ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማር😘
@fthiyaqob1961
@fthiyaqob1961 2 жыл бұрын
ንናሆም የውሃንስ አባ ኣምፅኡልና ሃኒ ሓወይ
@user-nt9yp1fe1o
@user-nt9yp1fe1o 2 жыл бұрын
ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓስቡ ልብኻ ይፍጸምልኪ ሃና ሓወይ እዋን ፅቡቅ ስራሕ
@hshshsh5196
@hshshsh5196 2 жыл бұрын
ቶሚ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ኣጋላልፃ ኣብ ሃማነትኻ ፁኑዕ ኹን ኣድናቂትኻ እየ መዲሂን ጋል ትግራይ
@AdaAda-rf9sx
@AdaAda-rf9sx 2 жыл бұрын
አይትድሓኒ ዱሁልቲ
@letush7405
@letush7405 2 жыл бұрын
አሰይ አብ እምነትካ ዘለካ ፅናዓት ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተባረክ
@sdfa2379
@sdfa2379 2 жыл бұрын
ዋው ቡሱል መንእሰይ ኢካ ቶሚየይ 😘😍
@user-zl5kg7in5r
@user-zl5kg7in5r 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ኣታሓሳስባኡ ክሕይል ናይ ብሓቂ ኣብ ዓለም ዝፀልኦ ሰብ ሓሳድ ፅቡቅ ናይ ሰባት ዘይደሊ ሰብ እቲ ዝፀልኦ ባሕሪ እዩ ቶምየይ ናይዐብሓቂ ብሱል
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቶማስ ለባም እግዚአብሔር አብ እምነትካ የፅንዕካ እመብርሃን ብአማላዲነታ ትደግፍካ እዚ ፀጉርካ እወ በሃይማኖትና አይፍቀድን ሙቁረይ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 2 жыл бұрын
ሰላማት ሽኮሪናታት ሰላምኩም የብዛሐልኩም ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ፈጣሪ ሰላም ይምፀኤልና ንክልቲኡ ህዝብና ግን ሃኒ ከ አፍቃሪት ዶ አለትካ እስከ ወስአብለልና ሰሰናዩ ንአኩም ይኩን
@lulatsegay1939
@lulatsegay1939 2 жыл бұрын
ኣምላክ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ድንግል ማርያም ትሓልኻ ቶሚየ ኣጆካ
@user-lw2pz6bk7n
@user-lw2pz6bk7n Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝነኣድ ብሱል ሰብ ሕዝካ መጽኻ ኩሉ ካብ ኣፉ ድወጻ ቃላት ሃንጽቲ ብፍላይ ኣብቲ ኣብነታት ደቅሪቦ ኣዝዩ መሃሪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መግለፂ ብጣዓሚ ንፉዕ እካ ብፍላይ ኣብ ሃይማነትካ ዘለካ ኣክብረት ፍልይ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ
@shewit19
@shewit19 2 жыл бұрын
ቶሚ ሓወይ ብጣዓሚ እንድየ ዝፈትወካ ሕጂ ክዓ ዝበለፀ ክፈትወካን ከድንቀካን ገይሩኒ ያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ናይ ጨጉርኻ ግን መልሲ ረኺበሉ ደስ ኢሉኒ ቀፅለሉ በርትዑ 🥰❤️💛👐
@user-kn5it6zs9f
@user-kn5it6zs9f 2 жыл бұрын
ኣሰይ ቶሚ ሓወይ ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ኩሉ ባዶ እዩ
@drarhayle8800
@drarhayle8800 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቶማስ ሓወይ ኣድኒቀካ ብዘይ ሃይማኖት ማናም የለን ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ ዛሓወይ ግን ይቅሬታ እታ ናይ ጸጉሪ ዝበልካያ ጸጉሪ ከድሕነካ ኣይክልን እዪ ወላ መሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ዉን ኩል ኩል እዪ ግን ቁረጾ መለተይ ከኣ ኣይኮንኩን ኣገላልጻካ ግን ካብቲ ትዋሰኦ ንላዕሊ ኣብ ኢንተርቪ ኣድኒቀካ
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 жыл бұрын
ዋውው ደሰ ኽብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@beriha5514
@beriha5514 2 жыл бұрын
ሃኒ & ቶሚ ብጣዓሚ ዝፈትወኩም ተዋሳኣቲ ኢኩም ቶሚ ክዓ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ
@fiyorihabte1325
@fiyorihabte1325 2 жыл бұрын
ቶሜ ሽኾር ጽቡቅ አገላልጻካ ደስ ይብለካ ኩሉ። ነብያተይ ክትብል ከለካ ን ብዙሐት ክወልድ ምባልካን ብዝያዳ የሕጉስኒ አደይ ነብያት እያ ሽማ ነብያተይ ክትብል ከለካስ ይስማዓኒ አደይ ብሂወት የላን።አዴካ ብሰላም ብጥዕና100 ዓመት ትንበረልካ ንዓካ ከአ ከም ትምኒትካ ዉላድ የፍጠረልካ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
ቶሚ ሽኮር ናይብሓቂ ብዘይ እምነት ትርጉም የብሉን u are so Smart ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-co5ng6ry8w
@user-co5ng6ry8w 2 жыл бұрын
ዓድመይ ጥዓንይ ያሕብኩም ኣሓዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏💖💖💖💖💖💖💖💞💞💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹
@user-ty6qs9mg7m
@user-ty6qs9mg7m 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስስ ዘብሊ ኣጋላልፃ ብትለይ ኣብ ናይ እምነት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ
@tmnittesfalase4743
@tmnittesfalase4743 2 жыл бұрын
Tomey shikor admen tanan yhabeka fetari
@ShamSham-vh7yc
@ShamSham-vh7yc 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ን ባና ኣድኒቀያ ናይ ሂወት ትምህርቲ ሂባትና ቶሚ ድማ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ።
@user-me2vi5hk5p
@user-me2vi5hk5p 2 жыл бұрын
ዋው ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ ኣዕጋቢ መልሲ እዩ ኩሉ ነገር ካብ እምነት እዩ ዝጅምር እና እመ ብርሃን ከሃጥያት በስተቅር የልብህ መሻት ትፈፅምልህ
@frehiwettesfahanes4032
@frehiwettesfahanes4032 2 жыл бұрын
Am proud of you guys 😍😍😍😍 bejakum luley tedros amxealey
@yohsemyoh1095
@yohsemyoh1095 2 жыл бұрын
Tomi, I admire you much for how you explained things. You see from different angles
@user-jr5og5cs7c
@user-jr5og5cs7c 2 жыл бұрын
ሓሳብ ልብካ ይስምረልካ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ቶሚ ሓወይ ካብ ሕጂ ካኣ ጀሚሮ ምውላድ
@xoxoxo542
@xoxoxo542 2 жыл бұрын
Am proud of u brada..emnetey zblkayo kea ..Ab emnetka yexneka 🙏
@hirutmobae8003
@hirutmobae8003 2 жыл бұрын
emnetka yexneka My bro
@elsabeyen423
@elsabeyen423 2 жыл бұрын
4
@user-tt3jd4bk3n
@user-tt3jd4bk3n Ай бұрын
አግዛኣብሔር አብ እሚነትኻ ያፂነዒኻ ቴምሲ ሓወይ❤❤❤❤❤
@tigigaltigray813
@tigigaltigray813 2 жыл бұрын
ቶማሰይ ከፎትዎ ኣነሰ ሃኒየይ ንኩለኩም ሰላምኩም ይበዘሕ ኣሕዋተይ ሓፍትኩም ቲጂ ጓል ትግራይ
@ABibaBeba
@ABibaBeba 11 ай бұрын
ብሓቅ ቶማሰይ ብዘይ ሃይማኖት ኮንቶ እዩ እግዝኣብሄር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልካ
@user-gr6sp4et9v
@user-gr6sp4et9v 2 жыл бұрын
ቶመይ ካባካ ቡዙሕ ቡዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ እየ እሞ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረለይ ካብ ኩሉ ክኣ ንፍቅሪ ኣደ ገሊፅካ ስለ ትክእሎ ገፅ ወለድና የርእየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም በዚ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይሃብኩም😘😘😘😘😘😘😘
@millionkidane596
@millionkidane596 2 жыл бұрын
What a smart and honest answers a really admire you God bless you bro🙏🙏🙏
@mussiemehari1608
@mussiemehari1608 2 жыл бұрын
You are absolutely brilliant you have to full knowledge keep going
@gideygidey6792
@gideygidey6792 2 жыл бұрын
ሉል ቴድሮስ ኣምፀኣና ሃኒ ሓወይ
@AZUentertainment2957
@AZUentertainment2957 2 жыл бұрын
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም። ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!!
@user-wb3kd3ly2d
@user-wb3kd3ly2d 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቶሚ ሓወይ ጸጉሪ አየድሕንን እዪ ኢልካ ብሃይማኖትካ ጽኑዕ ኢካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ምሳካ ይኩን ብምቅጻል ሓደ ካብቶም ዝፈትዎም ኢካ እሞ ኣጆካ ቶሚ ሓወይ ሃኒ ሓወይ ውን ኣጆካ ጽቡቅ መደብ እዪ ዘሎ ቀጽሎ
@maerggebrihans1328
@maerggebrihans1328 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ጎወዝ ኢኻ ግን ጨጎርኻ ቅሮፆ ብሃይማኖትና ኣይፍቀድን ጨጉሩ ከንውሕ ዝፍቆዶ ልነቪ እዩ ጥሪይ እዩ
@aklilulegesegebremichael7509
@aklilulegesegebremichael7509 2 жыл бұрын
ተሙ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ እግዚኣብሀር ኣምላክ ጸጉ ይብዝሓልካ ከሙ ውን ሃኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ቀጽሎ።
@merhawithabtom9456
@merhawithabtom9456 11 ай бұрын
Tomasey shkor ❤
@luulamehari7556
@luulamehari7556 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር እድመን ጥእናን ይሃብካ ቶሚ ሓወይ ዘን ሃኒ ሓውና ሰሰናዩ ንኣኩም❤❤❤
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 2 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት የሕዋት ፍሉይ ኣገላልጻ ካብ ልቢ ዝነቀለ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ቀጽልዎ🌺🌿🌾🙏🕊️
@tdf9673
@tdf9673 2 жыл бұрын
ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣረኣእያ ግን ገራሚ እዩ ኣጆኻ ቀፅለሉ💘
@user-co5ng6ry8w
@user-co5ng6ry8w 2 жыл бұрын
ጸላኤካ የንብዓ ተምየ ሓዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@yonihabtemichael7601
@yonihabtemichael7601 2 жыл бұрын
Am proud of you tomi hawey brave!!!!
@zefertadese4037
@zefertadese4037 2 жыл бұрын
Love you deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@awetasheber7365
@awetasheber7365 2 жыл бұрын
What a smart and honest answers really admire you God bless you bro
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 2 жыл бұрын
Waw ur wisdom is beyond words 👏👏👏 keep it up
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f Жыл бұрын
ኣስይ ኣስይ ደቂ ምቁራተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ቶማስ ሓወይ ብጣዓም ንፍዕ እመ ብርሃን ምሳካ ትኹን
@user-sf4gv4me5c
@user-sf4gv4me5c 8 күн бұрын
Ane kalid tigraway eye keytitselueni eber❤tomas hawey btami eye zednko bteley ab filmu gobez eyu oromay ena meazn zbla filmi yriaen eye ena zhawey berte kblo ydeli.kutsiri telefonu lakeley wedney❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abitigraweyti3608
@abitigraweyti3608 2 жыл бұрын
ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ፀግኡ የብዘሐልካ ቶሚ ሓወይ ብዙሓት ኣርትስታት ክዕዘብ ከለኩ ስለ ክብሮም ጥራይ እዮም ዝግደሱ ኣብ መድረክ ወፅዮም ናትካ ግን ፍሉይ እምነት እዩ ዓዲሉካ ፈጣሪ
@zv2467
@zv2467 2 жыл бұрын
ቴሜዋ ሓወይ ተባረኽ ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ወዲ ዓበይቲ እምነት ዘይብሉ ሂወት ከንቱ ንገዛእ ነፍስኻ ከይኮንካ ንሰብ ኣይትኾን ብሓቂ
@behappy2421
@behappy2421 2 жыл бұрын
Woww like this dude. I never noticed ur ability talent in any movie. But I can see u r smart overall your maturity wow which is we can't get in every one. Keep work on it Tomas.
@betitsegay4089
@betitsegay4089 2 жыл бұрын
Aye libona bowwwww number one. Proud u r ours 🇪🇷
@kamillclassic8714
@kamillclassic8714 2 жыл бұрын
ጀጋኑ የሕዋተይ ኣምላኽ ዕድምን ጠዕናን ይሃብኩም 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meronfisaheye6679
@meronfisaheye6679 2 жыл бұрын
ቶማስ ሽኮር ብጣዕሚ ዘድንቀካ ተዋሳኣይን ዳሪክተርን ኢካ ስለዚ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣርት ክሪኤካ ይደሊ በርትዕ ኣጆካ
@user-kx2iv6kd9l
@user-kx2iv6kd9l 2 жыл бұрын
ልተመነካዮ አይክልከአካ እግዚአብሔር ቶማስ ሓወይ ለባም ሰብ ብሓቂ እመቤቴ ኩሉ ጊዜ ጥላ ከለላ ትኩንካ ደስ ልብል በለተለይ አብ ሃይማኖትካ ለለካ አመለካክታ♥
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 2 жыл бұрын
ለካንሰብ እሎሞ ንፈጣሪ ካብ ንፈትዎ ሓልወኒ እንበሪ ንጸላኢስ ፈጥርካ ኢካ በትሪ እሉና ኩቡር ስነጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ።ብሓቂ እንታይ ኢዩ ዚረብሕ ሰብ እሞ ከኣ ዚኣመንካዮ ሰብ ኣብ ናትካ ምፍራስ ዚስዉድ ።ብሓጺሩ ከመይ ገርካ ዚበላዕካሉ ጻሕሊ ትሰብር ብጣዕሚ ኢዩ ዚገርመኒ ።ቶሚ ዚፈትወካ ስነጥበባዊ ኢካ ። ኣብ ህወትካ ጥዕና ኣብ ዕለታዊ መናባብሮካ ቅሳኔት እምነየልካ ። ብጣዕሚ ደስዚብል ደረቀናታት ሕቶታት ።
@abilove3164
@abilove3164 2 жыл бұрын
አረ ቶሚ በሊሕ ኢኻ ብጣዕሚ ከምዙይ ኣይፅበየካይ ነይረ ቀፅለሉ❤️
@wel4243
@wel4243 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ሃኒ፥ቶሚ ከኣ ጽቡቕ መልሲ 😍❤️🇪🇷
@yoditbayere9476
@yoditbayere9476 2 жыл бұрын
Thomas you are brillant !!! and you know what do you want that !!! means you very redy for any kind of sacrface or good life and Bad life !!! this is a man what he do !!! MUCH LOVE AND GOD BLESS YOU ❤❤❤ GOD BE WITH WITH YOUR LIFE AND GOD BLESS YOU ❤❤❤
@SaadaSaleh-dy2jq
@SaadaSaleh-dy2jq 2 ай бұрын
Tomi kefa zelewo wedi belhata mesi melik❤❤
@user-xj9ph8pg8y
@user-xj9ph8pg8y 2 жыл бұрын
ቶማየይ ለባም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረለካ ማዓረይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@muzameasho2299
@muzameasho2299 2 жыл бұрын
ለባማት ብጣዕሚ አድኒቐኩም ዕድሜኹም ናአሽቱ ክንስኹም ካብ ዕድሜኹም ንላዕሊ ልቦና ንዝሃበኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ የመስግኖ ዕድመን ጥዕናን ፍቕሪን ይሀብኩም አብ ዘዘለኹሞ መንእሰያትን ሰላም በረኸት አምላኽ ፍቕሪ ምስ ጥዕናን ይምነየልኩም
@titigaltigray
@titigaltigray Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም ሰብ 🙏🙏🙏
@user-ls4cu2ok5y
@user-ls4cu2ok5y 3 ай бұрын
ቶሚየይ ሽኮር ካብልበይ ዝፈትዎ ተዋሳኢ🎉🎉
@selamgebrehiwet5639
@selamgebrehiwet5639 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጹቡቅ መግለጺ ቶሚ ሓወይ አመ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ ቀጽሎ
@bsrateyasu1039
@bsrateyasu1039 Жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ደስ ዘብል ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@whyhyy6874
@whyhyy6874 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ኣጠቓቕማ ቃላት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ቀፅሉሉ
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Amlke mehrtu ywrdelna edme yhbkum nkulom hzbye mearje Eritr🇪🇷 🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tigray6549
@tigray6549 2 жыл бұрын
ኣብ አምነትካ ይፅንዕካ ማዓርይ❤❤
@tesfamriyamsemere8588
@tesfamriyamsemere8588 2 жыл бұрын
Full confidence & brilliant so keep it up
@Alem917
@Alem917 2 жыл бұрын
ዋው ደስ ዝብል አገላልፃ ብሓቂ ስለ እምነትኻ ስለ ፍቅሪ ዝተዛረብኻዮ ደስ ዝብል ስለ self confidence ከኣ ውን ዋው ዝብል❤ቶማሰይ❤
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 106 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 17 МЛН
ጉዳይ ዊንታን ገነትን ከምብሓድሽ !
21:13
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 48 М.
TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment''
20:31
abolentertainment
Рет қаралды 105 М.
300k VIEWS FULL MOVIE "Tsererta" የቀንየልና ፊልም "ጸረርታ" "Tsererta" By Filimon Teweldebrhan(ሰሓ)
1:46:55
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 355 М.
ቃልኪዳን ከለዋ‘ያ ተመርዕያ
20:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 251 М.
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነ ጥበባዊ ቶማስ የማነ  Part 1
19:21
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 106 МЛН