No video

EMN - 14 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 48,730

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
14 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ

Пікірлер: 186
@ahmedtahiradem1570
@ahmedtahiradem1570 2 жыл бұрын
ናይ ወዲ ጀበሊ መዘናግዒ ኣይኮነን ኩቡር ሓው የናስ መሃሪ ኢዩ ናይ በሓቂ ቀጽልዎ ዩናስ ዓቢ ሰብ 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💯💯💯
@mahmudtaha1362
@mahmudtaha1362 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ እዚ እትገብሮ ዘለኻ ስነ ልቦና ቀጻሊ እትህበና ከየመስገንኩኻ ከሓልፍ ኣይደልን ዕምርን ጥዕናን ይሃብካ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
"መሬት ዘይወድቁ ቃላት ወዲ ጀበሊ" (ኤርትራዊ ሰክስፔር) 👉ክብረት መተካእትኡስ ሞት'ዩ 👉ወሃባይ ተጃሃራይ ወሳዳይ ክኣ በለጸኛ ክኾኑ የብሎምን 👉እቲ ክኸውን ዘይግብኦ ካብ ህላውነት ሞት ይኸብር ምኳኑ'ዩ:: ስለዚ ብሂወት እንከለና ንከባበር:: 👉ዘይሓላፍነታዊ ሰብ ወረ ክሰምዕ የብሉን"
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 2 жыл бұрын
btaemiu zgermeka meret zeywediq qalat ,bfilay bzaeba tirgum sidrabiet dbelo. aboy muhammed mezenagie tray deykone nay sinelibona memhir u. edmen tienan awetin yhabo fetari.
@dalcod
@dalcod 2 жыл бұрын
Ygerim kemzi aynet lbonan blhin si mara eyu zdineq
@meron5303
@meron5303 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ውዲ ጀበሊ መምህር ስነ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። መደባትኩም ኩሉ ግዜ ኢና ንከታተሎ ማሃርን ኣዘናጋዕን ኮይኑ ድማ ረኺበዮ፡ ብሞራል ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኹም ኣሎና ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ሓላል አሬየት። 🇪🇷🐪
@abrahamtesfai2431
@abrahamtesfai2431 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ወዲ እኽርያ! ብሓቂ ተስሕቀንን ተምህረንን ኣለኻ ፡ ካብ ኩሉ ኸኣ ብዕላልካ ዓዲና ተዘክረኒ። እዝግሄር ጥዕናን ሕጉስ መዋእልን ይሃብካ
@hagoszere6548
@hagoszere6548 2 жыл бұрын
ካብ ምህሮስ፥ኣእምሮ፥ክብልዎ ከምዚ ኢዩ።ህይወት ከኣ ላዝኣ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኢዩ።ካብ ጸዋግ መዓዲ፥ፍሕሹው ብዓል ዋዛ ምስ ቁምነገር ወዲ ጀበሊ ተመቺኡኒ ኣሎ'ሞ፥ኣጆኹም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ይብል።Great journalist Yonas keep it up!
@user-dh7wd3eu6u
@user-dh7wd3eu6u 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍 ኣቶ ዮናስ ምስ ክብረቶም። ማይ ዝስተ ክተቀርቡ ነርኩም ይብል ከም ርእይቶ።
@romadiabrha253
@romadiabrha253 2 жыл бұрын
Abculen interview bdereku tsubuk aleka zste kikrb neyrwom
@gheribau3886
@gheribau3886 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ኢዩ፡ ዋላ ቡን ሻሂ መሳሊ እውን ጽቡቕ ነይሩ።
@eaglemebaetatigrinya5147
@eaglemebaetatigrinya5147 2 жыл бұрын
Tkkll
@Hakelekarneshem
@Hakelekarneshem 2 жыл бұрын
Atum sebat eti Coca Cola hizomo zelewu ke entay xegem alewo
@user-lw2pz6bk7n
@user-lw2pz6bk7n 20 күн бұрын
ኣየ ሓበሻ ዝባህል ተሳእኑኩም ማይ ክትሕዙ ነርኩም ዶ ቡና መሓሸ ትብሉ 😂
@freedomlife780
@freedomlife780 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ረቢ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህበና ዘለካ 💪ኩሉ 👍👌❤
@zebenteqeyrka8030
@zebenteqeyrka8030 2 жыл бұрын
ከመይ ኣለኩም ኩቡራት መምሃራን ወዲ ጀበሊ ኤንዲ የናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ። ካብዚ ቀጽለ ንወዲ ጀበሊ ክሃቶ ዝደሊ ኣብ ገለ ስድራቤት ዝረአ ተርእዮ ኣሎ ኑሱ ክኣ ናብ ስድርኦም ገንዘብ ይሰዱ ሞ እቶም ኣብ ከባብኦም ዝነብሩ ደቆም ዘይመቖሉና እሎም ዲቅ ዝበለ ጽልኢ ይተክሉ ምስቲ ስድራቤት
@salahh3618
@salahh3618 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ኣምበሳ ዕላልካ ብጣዕሚ ማሃርን ኣስሓቅን ኣዛናጋን እዩሞ ቀጽሎ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ & ዮንስ ሓወይ ሰላም ናዓካ ካብልቢ ዝነቐለ
@eriterabarentu1119
@eriterabarentu1119 2 жыл бұрын
ሰላም ዮናስ ከመኡ ወን መምህር ወዲ ጀብሊ ሓንቲ ንገር ብ ፍላይ ኣብ ስደት ን ንነብር ብዙሓት ሄዋናት ብሰንኪ ዘይምርደዳአ ልባም ምፍለላይ ሄውትን ይሰነአንወን ወይ ይቀትልወን ደቆም 3።4።5 ወዝተ ድፍን ቀልውዕ ውን ሂወቶም ይጽልምት ምቸም ሰባያ ቀቲላ ሰሚዕና ይንፍልጥን አንታይ ምልሲ ምህብካሉ ንዚ ወዲ ጅብሊ ይቀንየለይ ። ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ክቡራት መምሃራን
@ngstiadal2740
@ngstiadal2740 2 жыл бұрын
አ ዓለም ቦጃል ክንደይ ቡሉጻት ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብሰንኪ ባይታ ዘይምርካቦም ንኽስሮም ከምዘለና እቲ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ እዩ ዮናስ ሓውና ከኣ ብታሚ ኢና ነመስግነካ,😘😘😘😘😘😘😘😘
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 жыл бұрын
መዓር እዩ ዘረባኻ ወዲ ጀበሊ 🙏
@majornamen7150
@majornamen7150 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓንመጻኩም ኩቡራት የሕዋት
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ዝኾነ ኣገላልጻ እዋናውን ኣገዳስን ኢዩ።ሕቶ ኣለኒ ብትሕትና ክትምልሰለይ ይምሕጸን።1፡ነቦን ኣደን በበኖም ገንዘብ ምስዳድ ጽቡቅዶ? ትብል ?2 ነቶም ካልኦት ይሕዋት ከ ብከመይ ክትታሓጋገዝ ይግባእ?ግድን ድዩ ኸ እቶም ብደገ ዘለው ጥራይ ኽታሓጋገዙ ዘለዎም ከ?
@mullera4766
@mullera4766 2 жыл бұрын
ዮኒ፣በጣም፣ ደስ፣ የሚል፣የምስተምር፣ነው፣ ዮኒ፣አንድ፣ ነገር፣ ልለምንህ፣ድሮ፣አስመራ፣ እያለሁ፣ የሱፍ፣የሚባል፣ በቦክስ፣ ጊታር፣የሚጨወት፣የእሱን፣ የሕይወት፣ ታሪክ በሕወት፣ካለ፣ መልካም፣ ከሌለ፣ቤተሰቦች፣ ወይም፣ ልጆቹ፣ ከሉት፣።ምሳኪ፣ይህሸኑ፣ፍቅረዬ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤
@FshaArega-gp9zl
@FshaArega-gp9zl 2 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ደስ ዝብለ ነገር ካብ ኩሉ ብጣዕሚ ትሑት እዩ ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓብዪ መጽሓፍ ኢዩ ወዲ ጀበሊ
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 2 жыл бұрын
መተካእታ ኮብረት ሞት እያ። ኣብ ትግርኛ ከምዚኣ ገላጺት ሓሳብ ኣይሰማዕኩን። ማኣዛ ዘለዎ ዘረባ።
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 2 жыл бұрын
Ms kale slezabeki eki ember abotatnasi lewahal deleiti fkri eyom
@aldskonjo4140
@aldskonjo4140 2 жыл бұрын
መደባትኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ። ወዲ ጀበሊ ኣብ ዓዲ ብተመሳሳሊ ዓይኒ እትሪኦም ካብ ወለዲ ወፃኢ ቤተሰብ እኒሀቡ ንበል። ስለዚ ንኩሎም ስለ ዘይተባፅሐሎም ስቕ እንተበልካ ፀገም ኣሎዎ ድዩ።
@mamaafrika111
@mamaafrika111 2 жыл бұрын
ዮኒ ካልኣይ ጊዜ ክሓተካ በጃኻ ንወዲ ከረንን ወዲ ጀበሊን ብሓንሳብ ኣራኺብካ ኣቅርበልና. ኣብዚ ትሳማማዕ ላይክ ግበር !!!!!😍😍😍😍😍😉😉😉😉😉
@abdumuhammed8542
@abdumuhammed8542 2 жыл бұрын
No
@abrehetteklay9972
@abrehetteklay9972 2 жыл бұрын
Enqae dahan mexaekum deqi Erey btaemi maharitn azanaytn eya qexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤♥️❤♥️❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugetadebesay1189
@mulugetadebesay1189 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ኣቦናን መምህርናን ወዲ ጀበሊ ን ሓውና ዮናስ ን ብመጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕናን እምነየልኩም። ብምቅጻል እዚ መደብ ኣዝዩ ጠቃሚን መሃርን ኢዩ ቀጽልዎ። ኣነ ክሓቶ ደልየ ዘለኩ 1) እቲ እንዳ ደለየ ከሎ ቀልዓለም ዝገብር ? 2) እቲ እንዳ ገበርካሉ ከለካ ዘየመስግን ? 3) ኣብዚ ሕጂ ግዝየ ተሌፎናት በዚሐን ኣለዋ እቲ ብደገ ኮይኑ ዝድዊል ንሓደ ካብቶም ስድራ ቤት እንተ ረኪቡ ንስድራ ቤት ኣየብጽሑን ሰላምታ እቲ ስድራ ቤት ጠፊኡኩም ይብሉ እዚ ከመይ እትገልጽዎ?
@dalcod
@dalcod 2 жыл бұрын
Get this comment on top by pinning...hade kab Practical xegematna eyu - Mulugeta hawey xbuq hitotat
@trhastsige2295
@trhastsige2295 2 жыл бұрын
Jigena abo ny bahkie 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Merhaba deki Eritrea 🇪🇷 ♥ great program and thanks
@waad4054
@waad4054 2 жыл бұрын
Thank you yonas I don't have words for you to say by doing a great job. thank you so much
@saraselemonyyu3996
@saraselemonyyu3996 2 жыл бұрын
Merhab wed jebli btami subuk tmhrti ena nmhr zelena 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤🇪🇷🇪🇷😊😀
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 2 жыл бұрын
You are amazing smart l really admire you thank you 🙏🏻
@slnhmb6191
@slnhmb6191 2 жыл бұрын
ንወዲ ጀበሊ ኣዚና ኢና ንደልዬ። ዋላ እቲ ክፋል ዝብል እንተ-ገደፍክሞ ከማን ይሓይሽ። ኩሉ ጊዜ ሓድሽ ነገር ክሳብ ዘለዎ፡ እንተ-ኣምጻእካዬ ኣይጽላእን'ዩ። ዬናስ ውን ማዕርኡ ኢና ነመስግነካ።
@eseyaszemo6978
@eseyaszemo6978 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሙሁርን ፈረቃን ኢካ ወዲ ጀበሊ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@habeshadesign5728
@habeshadesign5728 2 жыл бұрын
perfect ' thank you 👍🙏🙏🙏keep it up from UK
@jhonhabtu5153
@jhonhabtu5153 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ንዝኾነ ሓሳባት ዝተሓተትካዮ ገላጺ ኢኻ ብዚ እዩ ካኣ ሓደ ውሃቢ ር ኢቶ ፕሮፌሰር ኢልካ ብወገነይ ኣየብዝሓልካን በቲ ካልእ ወገን ካኣ ለባም ጸውዕ ሰያብ ኣይትጸውዕ ዝብሃል ኣሎ ማለተይ ክንደይ ምሁራት ከለው ከምዚ ናትካ ጌሮም ዘይገልጹ ኣለው ብዝኾነ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@bereketande5886
@bereketande5886 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
@zeraymhretab9007
@zeraymhretab9007 2 жыл бұрын
ዝገርም ትንታነ ኢዩ ወዲ ጀበሊ። ብተወሳኺ ኢተን ኣብ ጎንኹም ኮይነን ነቲ ምቁር ዕላልኩም ብድምጸን መቀረት ዝውስኻሉ ዘለዋ ረጋቢት ዓድና ዊን ኣስሚዕኩምና ቀጽልዎ !!!!!!!!!!
@taamemaharijtbortcasameket1878
@taamemaharijtbortcasameket1878 2 жыл бұрын
ህይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሰላም ንጋዛጣኛን መምህሪ💟💟✅ወዲ ጀበል ባሓቂ። የ ዘደነቆኩም።🇪🇷 ቆጽሉዎ። በሕልፍ ናይ ስድራናን። ባሃልናን ዛዓበናዮ። እዳ ዘኮሩኩም። እተ ቲምጹዎ ዛያዳ ምመቀር ነይሩ ✅✅✅✅እዝዪ ሳሓበ መደበ እሎኩም ጣዓመ መሓሪ ካብ ሃገራት ስካንደንቭ(((ሽወደን🇸🇪🇸🇪🇸🇪))))
@mghmmghm4700
@mghmmghm4700 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ናይ ባሓቂ፡ መምህር ጉዕዞ ሂወትን፡ ናብራን፡ ምስ ሙሉእ ትሕትና። ናብ ሕቶይ ከኣቱ፡ እቲ ናትካ ናብራን፡ ሂወትን ከመይ ትግምግሞ? ኣወንታውን፡ ኣሉታውን ጎድንታትካ፡ ነቲ ኣሉታዊ ትብሎ ጎድንታትካ መፍትሒኡኸ እንታይ ይመስለካ?
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
👍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 жыл бұрын
Your lecture is very interesting than what a professor gives in university at same points .very entertaining and thoughtful.
@yassinnur5221
@yassinnur5221 2 жыл бұрын
Nay behaki tesbuke hasbe eyou nay hetone melsine program tegerkum
@koryakahsay956
@koryakahsay956 2 жыл бұрын
ቀጽሎ ወዲ ጀበሊ ምንጪ ፍልጠት መምህር ሉቦና
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
ክቡር ወዲ ጀበሊ ስለ እቲ ተቅርቦ አዘናጋዕን መሃርን ምቅሉለትካን የድንቀካ: ወዲ ኤረ🇪🇷 እዞም ሓንሳብ ወይ ውን ክልተ ግዜ ፈቲኻ ትሕግዞም እሞ : ንሳቶም ግን ብሚስ ኮል ሽግራቶም እናጸብጸቡ ዘጸሉሉኻ እሞ ምስ ዘይትድውሎሎም ሚስኮሎም ምስ ርአኻ : ብኻልእ ሰብ አብቲ እትነብረሉ ሃገር ብዝነብር ሰብ ጌሮም መልእክቲ ጸጊሙኒ አሎ ብጸጊሙኒ ዝብሉ ኸ እንታይ ትብሎም? ቤተሰብ ወይ ውን ናይቀረባ ዕርክነት ምሕዝነት ምስአቶም ዘይብልካ ክንሶም :: የቀንየለይ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@aboab7866
@aboab7866 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ። ኣብዛ ናይ ሞት ዝበልኩማ ከም ተወሳኺ'ውን ካብ ቤተ ሰቦም ወይ መቅርቦም ብሞት ተተፈልዪሞም ኣብ facebook ኮም የጸልምዎ 'ሞ እዙይ ከመይ ትሪኦ እስኪ በሎ።
@helenkidane763
@helenkidane763 2 жыл бұрын
እንካዕ ደሐን መጻኹም ዪኒ ከም ኡ ድማ ብጣዕሚ ዘድንቖ ወዲ ጀበሊ ማሃሪይ ዝኮነ ቁምነገር ዘለዎ አብ ህወት ወድሰብ ።
@user-qj5rb6sy5e
@user-qj5rb6sy5e 2 жыл бұрын
ይበል ኣገላልጻ ሕልናን ልቦናን ክንገብር ይምህረናሎ ።
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 2 жыл бұрын
ካብ ልቢ የቐንየልና ኩቡር ወዲ ጀበሊ ከምኡ.ውን ኩቡር ጋዘጠኛ ዮናስ ብሓቒ እንዳተማሃርና ኢና ንዘናጋዕ ብዘይምግናን ቐጽልዎ ኣጆኹም ክንብል ንፈቱ።
@nigistikiflom1724
@nigistikiflom1724 2 жыл бұрын
Thank you so much🇪🇷😘
@worldcup7450
@worldcup7450 2 жыл бұрын
2 gudusatt abotatt kemakum Zbele wuhlulatin muklulatin yebzhalnaa fetari 👈✌☝👍🤩🙏
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዓቢ መምህር ጽቡቕ ትንታነ እዩ ቀጽልዎ። ኣቶ የናስ ንፉዕ ጋዜጠኛ የቐንየልና ቀጽልዎ። ሕቶ ወዲ ጀበሊ ክሳብ ሎሚ ዘቕረብካልና ብዙሕ ኢና ተማሂርና ሞ እስኪ ሐንቲ ነገር ግን ክፈትሓ ዘይከኣልኩ ነገር። ኣነ አብ ስደት እየ ዝነብር ከም ዝበሃል ተሐቢአን ይጠንሰኦ ሰብ ኣኪበን ይሓርሶ ዝብሃል ምዚ ናይ ስደትና ትመሳሰል ኮይና ትስመዓኒ። ብዙሕ መንእሰይ ዋላ ዉን ብዙሓት ውን ዕድመ ዝደፍኡ ኣለዉ ኣብ ስደት ዕላማ ዘይብሉ ኣካያይዳ ይኸይድ ተማሂሩ ወይ ሰሪሑ ክልወጥ ዝግበኦ ክንሱ ጭራስ ንነብሱ ዉን ምኻን ይስእን ።ገለ ገለ ዉን ልክዕ ከም ፈረስ ሉጋም ዝተኣስሮ ቀጥ ኢሉ ዝኸይድ ሐደ ሐደ ሰባት ምሉእ ዓቕሚ ትምህርትን ሞያ ስራሕ ከለዎ ኣብ ሐንቲ ቦታ ስራሕ ብዘይ ለዉጢ የርብሓዮም ኣየርብሓዮም ኣብታ ዘለዉዋ ይነብሩ። ኣነ ብትዕዝብተይ ዝተዓዘብክዎ ጽልዋ ስደት እዩ ኢለ እየዝሓስብ ጌጋ ይኽልኣለይ እንተ ተጋጌ ። ሐደ ሐደ ሰባት ስደት ዓወት እዩ ኢሎም ዝኣምኑ ብዙሓት እዮም። ንኣብነት ኣነ ንወዲ ሰብ መሰረቱ እዩ ዕግበቱ ኢለ ይኣምን ።ደቂ ብዙሓት ሃገራት ካብ ሃገሩ ወጺኦም ዝነብር እንተ ሐቲትካዮ ንሃገሩ ተመሊሱ ክነብር ከም ዝደልዩ እዮም ዝምልሱልካ። ሞ ወዲ ጀበሊ ወይ ብናይ ስደት ተሞክሮኻ ወይ ምስ ርክባትካ ኣብስደት ዝነብሩ ወይ ተመሊሶም ንሃገሮም ከመይዓይነት ናይ ናብራ ሂወት ይነብሩ። የናስ ድማ እንተ ተኻኢሉ ክትሓቶ ሞ ክንምሃሃረሉ። እቲ ኣብ ስደት ዘሎ ሐቀኛ ሂወት ዉን ንኩሉ ኣብ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ግልጺ ምኾነ። ብዝተረፈ EMN መደባትኩም ኣዝዩ እዩ ጽቡቕ ቀጽልዎ።
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 жыл бұрын
You must be continue,we are satisfied with your experience and ideas
@aziebyehdego5283
@aziebyehdego5283 2 жыл бұрын
Great job 👏
@efremhabte3610
@efremhabte3610 2 жыл бұрын
ሰላማት ዮናስ ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻኹምና ምስ ወድጀበሊ ። እዚ መደብ እዚ እንተስ ብማዕዳ እንተስ ብምዝንጋዕ ናይብሓቂ ደስ ዘብልዩ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 2 жыл бұрын
GREAT,,, THANKS
@hintsahabtom1087
@hintsahabtom1087 2 жыл бұрын
Nic one guys go head
@bereket4519
@bereket4519 2 жыл бұрын
ሰላም ንኩሉኩም በብኩርናዕ ዓለም አትርከቡ ኩቡራት አሪትራዊን ሰላም ንዓኩም አዚ ሓውና ዮናስ ምስ ማሓመድ ወዲ ጀበሊ ንእተካይድዎ ዘሎኩም መንፈስካ ዘሕድስ ባህታ ዝፈጥር ተካታታሊ ኣዚየ ሕጉስ ምካነይ ብወገነይ ክገልጽልኩም እፈቱ ማሃርን ኣዛናጋዒን ቀጽልዎ ኣብጎንኩም ኣሎኩ ዕወት ኣሳልጦ ይምነየልኩም። ሓውኩም ካብ ካናዳ ቶሮንቶ
@melakeestifanos8442
@melakeestifanos8442 2 жыл бұрын
ሓያል ሰባኣይ ቀጽሎ ወልፊ እኮ ገርካልና
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Well done 👏
@hddgf4574
@hddgf4574 2 жыл бұрын
Waww hasbat Agelalexa Edeman Tenan yehabkum Mekur Elalet Deki Eray🙏 ❤🇪🇷💪❤❤❤❤❤
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 2 жыл бұрын
ብሓቂ ተቐዲሑ ዘይውዳእ ፈልፋሊ ማይ ዝኾነ ፍልጥት ኣለዎ ። ቀጽልዎ ነዞም ናኣሽቱ ወለዶ ማራ መሃርን ካብ ጸጋም ናብ የማን ዝመልስ ምኽርን ማዕዳን እዩ ፨ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኤርትራውያን
@fishaberhe7324
@fishaberhe7324 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዘይተገንጸለ መጽሓፍ ኢኻ ብሓቂ መኽሰብ ዝኾንካ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mussiefshaye8203
@mussiefshaye8203 2 жыл бұрын
naye behaki Bor kab ezuom hatawetaw keblu zeweil ab KZfaq ezi sebaye yeblx kab kuluom
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
ካብ ምህሮስ አእምሮ ትብሃል ምስላ፡ብልክዕ አብ ወዲ ጀበሊ ረኺበያ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ዮናስ ከኣ አንበሳ ቐጽሎ አብ ጎንኹም አለና።
@yohannesdebas6906
@yohannesdebas6906 2 жыл бұрын
Sefih eyu eti ariesti mknyatu sk elu zmexie ay konen msti emnet christna ztetahahze sle skone. Ajokum bertu kemakum zbelu Ahwatn abotattn bmhlawna abi kuraet ysmaena 👍👍.
@biniamelias1430
@biniamelias1430 2 жыл бұрын
ዮኒ እዚኣ ሕተተልና ፡ ብዛዕባ ሞትን፣ መርዓን፣ ደረጃታት ኣለዎ መርዓን ሞትን ፩፡ ሞት፡ ተቆጽዩ፣ተኮሊፉ፣ተቀዚፉ፣ሞይቱ፣ዓሪፉ፣ ተገላጊሉ ፪ መርዓ ፡ ንቡር ፈቲን፣ተምርዖ፣ተኣከብ፣ሽንቲ ማይ ትደፋልካ አምጽእ ።።። ኣበየናይ ደረጃ ዕድመ ወይ መኣስ ኢና ንጥቀመሎም ነዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ?
@meriyemane1486
@meriyemane1486 2 жыл бұрын
Memhr hiwet nice program abeyti sebat. Ab mengo joke dawesekum it will be amazing program
@abdelawelmohammad9091
@abdelawelmohammad9091 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ ሓንቲ ሕቶ ክትገልጻ ደልየ ኣለኹ ንሳ ድማ ኣብዚ ግዜ ብጣዕሚ ሰብ ሓዳር ብሸነኽ ወድን ጓልን እታ ጓል ኣብ ልዕሊ ሰብኣያ ውሽማ ትሕዝ እቲ ወዲ ድማ ከምኡ ክሳብ ኣብ ምቅትታል ይበጽሑ ነዚ ተመልኪትካ ምኽርኻ የድልናኣሎ የቀኒየለይ።
@bereketsolomon9640
@bereketsolomon9640 2 жыл бұрын
መርሓባ ድቂ አረ
@eyobmashio5391
@eyobmashio5391 2 жыл бұрын
wow thanks very much specially today he talk about family it's a lot advice i hope this program they show TV ERITREAN because this message is not only for diaspora? merry Christmas and happy new year to all
@kibreabyemane2699
@kibreabyemane2699 2 жыл бұрын
Naye behaki xebuki medabe eu ajokume kexilewo abe ezi geize zelenayo agedasi eu befilaye abe sidet zelo hebretseb buzuhe eu kemehar 🙏
@abdellachelsawi2068
@abdellachelsawi2068 2 жыл бұрын
Welcome back deki Er
@neenee6244
@neenee6244 2 жыл бұрын
You smart men
@salahh3618
@salahh3618 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ናይ ባሓቂ ገንጺልካን ኣምቢብካን ዘይውዳእ ደክሽነሪ ኢለካ ኣለኹ።
@temesgen7233
@temesgen7233 2 жыл бұрын
Xebeq medeb qexlwo 🤩
@faniasli3707
@faniasli3707 2 жыл бұрын
Well come 💔💔💔💔💔💔❤❤❤❤❤❤💕💕
@sabazeru6665
@sabazeru6665 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@asmoromminasie8457
@asmoromminasie8457 2 жыл бұрын
Merhaba kebrat♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelhabesha2571
@michaelhabesha2571 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብደሓን መጻኩም መምህር ሂወት ወዲ ጀበሊ & ዮናስ ብእተቅርቡልና መደብ ዕጉባት ኢና ቀጽልዎ እዛ ስክፍታ ንመን ትስከፎ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ ንኣብነት ስድራይ ኣለና ጽቡቅ ኣለና ኢዮም ዝብሉኒ ስኩፋት ሙኻኖም ይፈልጥ እኴ እንተኮንኩ ነዓይ ንውላዶም ክስከፉኒ ግን ዝግባእ ኣይኮነን
@meharikebede980
@meharikebede980 2 жыл бұрын
Wellcome ተናፈቀቲ
@filigebrihwet8847
@filigebrihwet8847 2 жыл бұрын
Wawwww enkoa bdehan mexakum deki arey kmy diku kexilwooo
@ereyadey5695
@ereyadey5695 2 жыл бұрын
Ymesasitenan ferekannnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn
@awetkifleyesus1109
@awetkifleyesus1109 2 жыл бұрын
💯💯💯💯
@okubaytekeste5946
@okubaytekeste5946 2 жыл бұрын
10Q bro yoni
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ወድ ጀበሊ ሽኮር ኩሉ ዓይነት Subjects ኢኻ 👍👍 👋👋👋 ሰብኣይሲ ይንዋሕ ይሕጸር ከም ሰናፍጭ ምርር ክብል ኣሎዎ ዝዓይነታ እያ 😂😂😂♥️🌹🌹
@robelzeray4141
@robelzeray4141 2 жыл бұрын
Btaimi zegerum agelaluqa
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ.. ዓባይ ትዛሪብካ... አብ ባህልና ብዙሕ ሕማቅ ኣሎ ክተርፍ ዘሎ... አነ ናይ church ሰብ እየ... ምስ ካልእ ዓሌት ሰብ ምስ ሞተ... Life celebration እና ንገብር ንዝምር... ንጽሊ.. ናይቲ ሰብ ጽቡቅ ንዛረብ አብ ዛ ዓለም ኩሉ ገድሊ እዩ.. ሂወት ሓዳር ገድሊ እዩ ብሕልፊ ሕጂ.. አብ ዓለም ሂወት ሓዳር ገድሊ ሙካና ዘይፈልጥ ኩሉ ሰብ አብ ውሽጥና ስለንሕዞ እምበር ሓፍርና ገድሊ ሂወትና ገድሊ እዩ... ምስኡ ግን ሓጎስ ኣሎ ገሊኡ ይብል አምላክ እታ ዝበለጽት ዝፈትራ ሞት እያ... ሞት ዕረፍቲ እያ... ምክንያቱ እንዳ ኣረግና ክንከይድ ከለና ሂወት ከቢድ እዩ አነ አብ ናተይ will... አብ ኻናዳ ክቅበር ፈርመ ንሓወይ ነግረዮ... ምትዓብ ኣየድልን.... ግን አብሽዑ ከይትበክዩ..... ጹብከይ ዘክርኩም... ደስ እሉክም ኣሕልፍዋ ኢለዮ ሞት ዕረፍቲ እያ...ብኽያት ኣየድልን
@mathewosghebeye768
@mathewosghebeye768 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን! ኣብ ዓዲ ዘለው ስድራ ቤት ብዘይ እቲ ውላዶም ኣፍልጦ ገንዘብ ይልቅሑሞ ሽዑ ናይ ኣውድኣመት ኢልካ ምስ ሰደድካሎም : እንታይ ይብሉኻ መሲልካ : እቲ ዝሰደድካዮ ገንዘብ ንኣውድኣመት ኢልካስ ተቐቢልናዮ ኣሎና ግን ተለቂሕና ስለዝጸንሓናስ ለቓሕና ከፊልናሉ ኢና:: እዚኣ ብኸመይ ትሪኣ? ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና !!
@baimothaile
@baimothaile 2 жыл бұрын
Eti rueto btami xbuk eyu Resa kemkxal kmzelo abgmt yetikomo dikum.
@waad4054
@waad4054 2 жыл бұрын
ንወዲ ጀበሊ ሕተተላይ ብዛዕባ ሰልፍ ኮንፊደንስ ወይ ርእሰ ምትእምማን ብኸመይ ተጥርዮ ? የቐኔለይ .
@mullera4766
@mullera4766 2 жыл бұрын
የሱን፣ፎቶ፣ ጭምር። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍❤❤❤
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ድሓን መጻኹም ። ምስዛ ኣብ መወዳእታ ዝሓተትካዮ ኣብ ናይ ደገ ሞት ትታሓሓዝ ኣብ ደገ ዘሎ ሞት ኤርትራውያን የሕዋትና/ኣሓትና ኣብ ነብሰቕትለትን ንደቀንስትዮ ብኻራ ምሕራድን ይብዝሕ ኣሎ አረ ሎሚ ሎሚስ ነደ ደቅኻን ደቅኻን ከይተተፈ ኣልማማ ምቕታል ይረአ ኣሎ እዚ'ስ ካብ ምንታይ ክኸውን ይኽእል ጭንቀት'ዶ ወይስ ሕርቃን ወይስ ሕሉፍካ ዘይምዝካር ገለ ክብለና ንሊቅ ወዲ ጀብሊ ብትሕትና ክትሓተልና ይላበውካ ። የናስ ሓውና ንኩሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣዝዩ ጽቡቕ ምዕዶ ኢዩ ዝቐርብ ዘሎ ቀጽልዎ።
@ghebrebrhanfshaye8011
@ghebrebrhanfshaye8011 10 ай бұрын
Kab mhro aemro zbehal kemzy u neza na dege b.flay xeqitkum ktserhula ymhxenekum fqri ab af tray koynu n.qoleu wun wegen naten tray endageberom nezyea vidéo srhalna thans
@jabarajabara844
@jabarajabara844 2 жыл бұрын
ኣያና ወዲ ጀበሊ ኣታ ወዲ ለንቀነ ትሓምቅ ኣለኻ ሓሳብ ተብዝሕ ኣለኻ መስለኒ ንሕና ጹቡቅ ኣለና ኣይ ትሻቀል
@fatmaabdulkader4215
@fatmaabdulkader4215 2 жыл бұрын
Kemu win btelfon knrekbekum ketezarubna msakum kemzelena koynu ksmaan xtbuk rito aleni 15 kfal mstelefona ktkewn ylabewka shukren
@abrahamhabtu3184
@abrahamhabtu3184 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መሳጢ ዕላሉ። ኣብዚ ንነብረሉ ናይ ምዕራባዉያን ሃገር ብብዝሒ ዘጋጥም ዘሎ ዘይ ንቡርን ኣጸያፍን ካብ እምነትና፡ባህሊና፡ ወግዒን ፡ክብሪ ሕብረትሰብናን ወጻኢ ኣብ ልዕሊ ኣንስትና ወይ ክኣ ኣዕሩኹትና ኣሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ ብብዝሒ ብኻራ ቅትለት ይፍጸም ኣሎ ሞ ኢንታይ ክትብለና ትኽእል፧ ኢንታይ ማዕዳ ከተምሓላልፍ ትክእል፧
@asmerabellahabibi
@asmerabellahabibi 2 жыл бұрын
First one
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
🐪💖🇪🇷
@berhaneaster2399
@berhaneaster2399 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💌💌🇪🇷
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 2 жыл бұрын
asanay dihan maxaekum hamie wo yoni, eli barnamij dib akir labelkum barnamij senitu ytihmaqo wasilo,bzat endedawalna egil nisael wo jawab egil nismae. rebi salam lihaba wo shaeba eritrea xaeda
@rimon6793
@rimon6793 2 жыл бұрын
ኣሕዋት መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። ኦ ኣምላከይ ሰላም ኣምጻልና...,,
@yorsaliemyosief9943
@yorsaliemyosief9943 2 жыл бұрын
Qetslo btaemi teqami nay snelbona tmrti yu edmen tenan yhabkum kulukum
@wedieritrea770
@wedieritrea770 2 жыл бұрын
መርገም ጥራይ ዘይኮነ ሕልና ዘይብሉ ፍጡር ሰብ ዘይኮነ እንስሳ ከማን ኣይፈላልን እዩ ግን ኣዴካ ነቦካ እንተዘይ ትረክብ ምስ ተወለድካ ዶ ወይ ኣቦካ ንኣዴካ እንተዘይ ረክባ ምመጽእካ ዶ ኣብ ዛ ዓለም
@indiaasmara3780
@indiaasmara3780 2 жыл бұрын
ኣነ ንወዲ ጀበሊ ይፍልጦየ መተዓብቲዩ ሕቶ ኣላትኒ ሕቶይ ኣብ ስደት ዘለና ኣብሓዳር ዘይምርድዳእ ብብዝሒ የጋጥም ኣሎሞ ገለበሉና ክሳብ ምቕትታል ይኸይድ ስለዘሎ ቀጽልዎ የቀንየለይ
@saras382
@saras382 2 жыл бұрын
ናይ ሬሳ ግን እኮ ኣይመለሰን ክምለስ ኣለዎ ዶ የብሉን?
EMN - 16 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
51:12
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 19 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Fortunately, Ultraman protects me  #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
00:10
EMN - 27 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ  - Eritrean Media Network
56:16
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 78 М.
Wedi Jebeli  #WOMEN#
13:31
AB Entertainment Wedi Jebeli
Рет қаралды 94 М.
19 January 2021
16:26
AB Entertainment Wedi Jebeli
Рет қаралды 8 М.
EMN - 10ይክፋል -ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
36:07
ወዲ ጀበሊ ይስዕስዕዶ # New Eritrean Video 2024
38:42
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 48 М.
EMN - 13 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
53:01
NEW ERITREAN MOVIE 2024- QAL -ሓዳሽ ናይ ትግሪኛ ፊልም ቃል 2024
1:22:54
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 19 МЛН