No video

EMN - 32 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ገለ ካብ ኣሰካፊ ባህርያት ዓበይቲ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 34,331

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

Күн бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 32 ክፋል - ዕላል ወዲ ጀበሊ ገለ ካብ ኣሰካፊ ባህርያት ዓበይቲ - Eritrean Media Network

Пікірлер: 61
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
አሰይ ወዲ ጀበልን ዮናስ ሓውናን ወትሩ ብሃንቀውታ እንጽበየኩም : ስለቲ መሃርን አዘናጋዕን መባትኩም የቀንየልና🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Selam selam deki eritrea yehwatey
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
መርሓባ ኩቡራት ኣሕዋት
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዘረባ ዩ የቀንየልና።
@ezghariaberihu3886
@ezghariaberihu3886 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ አዩ ዘልኩም አዝግኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ቀጽልዎ ድኣ.!!! ነዞም 'ዝገበርካዮም ' ዝይብልካ ዝጸልኡኻ, ሰብ ሰልኡዎም አሎም ዝርሕቁካ, ኮታስ ዋላ ጽብቕ ግበረሎም ጽብቕ ተዛረቦም ዝርሕቅኻ አስኪ ግለ በልዎም. አንደገና አቶም ምስዚ ኩሉ ቅንዕንኦምን ጽቡቅ ባህሪኦም ዝግፍዑ ክኣ ብኸመይ ክብርትዑ ከምዘልዎም ገለ በሉ!!!!!.
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
መርሓቤክ ያ ከቢር ስታዝ
@roxyjones8335
@roxyjones8335 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሽኮር 👍👍👍👍💯💯💯💯✅✅✅✅✅
@heri3588
@heri3588 2 жыл бұрын
*ከምቲ ኣብ መጀመርያ ኣብ ህድሞና ዝገበሮ ኣፍ ዘየኽድን ምቁር ዕላሉ ዋዛ ምስ ቁምነገር ማራ ሃሲስኒ። የለን ውን" እንታይ ኢሎምኻ" እንታይ ተባህለን ጥራሕ ኮይኑ መደብኩም። So ኣብ ቀጻሊ ኣማሓይሽዎ። ዘስሕቕን" ዘዘናግዕን ዕላላት ሒዝኩም ተመለሱና። Thank you 🙏*
@zersenai2876
@zersenai2876 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ኢርትራን ሚዳ
@zakariasberhane4383
@zakariasberhane4383 2 жыл бұрын
Levam tsewue sheab ay tsewue nay behaki Mehari medeb thanks deqi Erey much love ❤️🖤🖤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👍🏿👍🏿✊🏿✊🏿🙌🏿🙌🏿💪🏿💪🏿🖤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
@berasli3075
@berasli3075 2 жыл бұрын
We au
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis 2 жыл бұрын
Welcome back
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Welcome deki remey fekri 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@teklesegid3130
@teklesegid3130 2 жыл бұрын
Bravo
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት
@awetkifleyesus1109
@awetkifleyesus1109 2 жыл бұрын
ERITREA..💟💝✋️🤲👍👍👍💝
@HAREGU1
@HAREGU1 2 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷💐🌷🎋🙏🙏🎋🌷💐🇪🇷🇪🇷💐🌷🎋🙏🌾🌾🙏🎋🌷💐🇪🇷🌾🙏🎋🌷💐🎋🙏🌾🌾🙏🎋🌷
@hadastekle2713
@hadastekle2713 2 жыл бұрын
ዕድመ ከአ አብ ግምት ክነእትዎ አሎና።
@abnetberhe8582
@abnetberhe8582 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 2 жыл бұрын
Kibrat, sidren, enqia, dhnmsekm 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 2 жыл бұрын
ብዙሕ ግዜ ዘጋጥም፡ሰባት ተዓዲሞም ድዮም ቀይ ብወዝቢ ኣብ ሓደ ገዛ ዝፋለጡ ምስ ተኣከቡ፡ኣብ ሓደ እዋን 4-5 ሰባት በብኩርናዖም ይዛረቡ።ሰማዒ ዳርጋ ዘይብላ ገዛ ትኸውን።እዚ ባህሊ'ዚ ክጠፍእ ንዝምልከት ከኣ ወስ እባ በሉና።ብፍላይ ኣብ ደቀንስትዮ ዝረአ ኢዩ
@afena100
@afena100 2 жыл бұрын
Hakiki aloki haftey.
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Merhaba wede Geble Merhaba Yonasye Thanks 🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏 💯 🇪🇷
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 2 жыл бұрын
ቅድሜካ ይስጥሓኒ ትብል ኣደ እታ ሓቐኛ ፍቅሪ ትፈልጥ ተኮይና።
@kbromtasfaykbromtasfay8318
@kbromtasfaykbromtasfay8318 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@okubaytekeste5946
@okubaytekeste5946 2 жыл бұрын
Wel come brhan getsu
@regatgebreu9130
@regatgebreu9130 2 жыл бұрын
Aboye abei, edeme zega mukano ayetreayomen. Anyway it's the age. We must understand them. All old people are like a child bless them. Maybe Aboye abi gule 20 amet inte temeriom zenesueyom mesilewom.
@gegerbashay719
@gegerbashay719 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ & ዮኒ ሰላም ንዓኹም ይኹን ናይ ብቀዳማይ ሕቶይ ግን ኣይመለስኩምለይን
@amana7675
@amana7675 2 жыл бұрын
Merhaba deki Ere.
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 жыл бұрын
እዋን ዘምጽኦ ስነ ምግባር ኣሎ። ንናይ ቀደም ስነ ምግባር ዘምጽኦ፡ ብብዙሕ ረቛሒታት ዝተሰርሐ ናይቲ ግዜ ኣቃውማ ኣእምሮ ኣሎ። ናይ ሎሚ ድማ ናቱ ስነ ምግባር ኣሎ። ናይቲ ቀደም እናናፈቕካ ምኒን ምባል ዋጋ የብሉን። ንሱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ እቲ ናይ ቀደም'ውን ናቱ ግናያት ኣለውዎ።
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
❤❤🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hermonsereke492
@hermonsereke492 2 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari. Nay bhaki ezi zbelkmo kulu ab bayta zgatm eyu xbuk tentinkumo. Degime edmen tenan yhabkum. B/c kubur eyu kubur zereba zzareb
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ኣዴታት ናይ ምጽዋር ጸጋ ኣምላኽ ዓዲልወን እዩ ዮኒ ጭንቕ ኢልካ ኣደይን ኣዴታት ጎረባብተይን ከምኡ እየን ተጻወርቲ ኣብ ካልእውን ከምኡ
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ጽቡቕ መደብን እዋናውን'ዩ።
@fkrnslamn6103
@fkrnslamn6103 2 жыл бұрын
wellcam NY bahaki bzuh nmahar alena kabakum nezi medeb xbuk garkum hizkmo qlekum wdi jebeli kea edmn tenan yahabka yonas kea nfeu gazetena eka ajokum .
@tedroshdray6061
@tedroshdray6061 2 жыл бұрын
Merhaba
@lililili2195
@lililili2195 2 жыл бұрын
ወዲ ከረን ዝረኣየ፧ ጠፊእና ዶ ሓቀይ 🤔
@Love-dg3uh
@Love-dg3uh 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ, ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።
@THOM645
@THOM645 10 ай бұрын
ታይ ዝዓብስ ሓ... ወደይ ነብሰይ ማረይ ባዕለይ ኣፍቅር ዘየብላ ብዘይካ እክልን ማይን ካልእ ምርጫ እምበር ግዴታ ኣይኮነን
@Habrom
@Habrom 2 жыл бұрын
ጻዕዳ ጨሕሙ ክክክ
@awetmelake1547
@awetmelake1547 2 жыл бұрын
Dengukume enqe beslme meskume
@awelkhiernassir3037
@awelkhiernassir3037 2 жыл бұрын
Berhan gestu
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 жыл бұрын
Merhaba deki Eri Eri enqae bselam mexaekum
@piealpha795
@piealpha795 2 жыл бұрын
ኣብዚ ኣቅሪብክሞ ዘለኹም ዛዕባ መንቀሊ ናይዚ ጠንቂ ዝኾኑ ብዙሕ ነገራት ኣብ ግምት ከየ’እተኹም ቀጥታ ኣብ ወቀሳ ኢኹም ኣቲኹም። ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ስጋብ መጨረሻ ሰብዓታት ጓል ኣንስተይቲ ካብ 9 ስጋብ 15 ኣብ ዘሎ ዕድመ ትምርዖ ኔራ ፣ እቲ ወዲ ድማ እንተ ነኣሰ 18 ካብ’ኡ ዝተረፈ ኣብ ዕስራታት ይምርዖ ኔሩ እዚ ጉጉይ ባህላዊ ኣገባብ መርዓ ኣብ መንጎ እቶም መጻምዲ ብዘለዎም ብስለትን ናይ ዕድመ ተመክሮ ፣ ኣብ ኣተሓሳስበኦም ባህርያቶም ኣይጸልዎምን’ዶ ትብሉ ? ትምህርቲ ብምቅሳም ፣ ካብ ገጠር ናብ ከተማ ናብራ ንምምሕያሽ ብዝግበር ዝነበረ ምስዳድ ኣብቲ ከተማ ኣትዮም ካብ ከባቢኦም ብምምሃር ብምስልጣን ብዙሓት ዝተቅየሩ የለዉን’ዶ ትብሉ ? ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ቁጠባ ከምቲ ወዲ ተባዕታይ ተራ ክትጻውት ምስ ጀመረት ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰሪሖም ዝ’እትዉ ሰብሓዳር ናይ ምክብባር ብሓደ ተማኺርካ ምውሳን ወዘተ ኣይዓበየን’ዶ ትብሉ ? ኣነ ክር’እዮ ከለኹ፥- ድሑር ባህሊ ፣ ትምህርቲ ዘምህላው ፣ ቁጠባ ብፍላይ ኣብ ጓል ኣንስተይቲ ዋና ናይዚ ዘልዓልክሞ ጠንቅታት ኮይኖም ይስምዑኒ ፣ እቲ ሰብ ድማ በቲ ኣብ ከባቢ’ኡ ዘሎ መድረኽ ክሓልፍ ናይ ግድን እዩ ። ኣብ ሱሳታት ኣብ ሓደ ጫፍ ናይ ኤርትራ ዝቅመጥ ሓረስታይ ፣ ምስቲ ኣብ ከተማ ዝምህር መምህር ሓደ ዓይነት ስልጡን ባህርይ ፣ ጠባይት ከር’እዩ ኢልካ ዘይሕሰብ እዩ ፡ ምስ ከተማታት ምዕባይ ፣ ዝርግሔ ትምህርቲ ምውሳኹ ፣ ቁጠባዊ ዓቅሚ ደቂ ኣንስትዮ ምዕባዩ እዚ ትጠቅስዎ ዘለኹም ጉጉይ ስነ ምግባራት እንዳ ነከየ ይኸይድ ኣሎ ጨሪሱ ጠፊኡ እኳ እንተዘይበልና ፣ ብርግጽ ኣብ ቅኑዕ መገዲ ኣለና
@massmass4548
@massmass4548 2 жыл бұрын
Atum er tv, nay bhaqi diu ezi sebay aytemaharkun kab temekro ye ztntn zbl ane ayamenkun, hade b saycologi graduate the bele maeriu aymexen u
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበልን ዮናስን ትምህሩና ዘለኽም ብገንዘብ ዘይርከብ እዩ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ "በሎ እንዶ ቅርስም ኣብሎ ደይ ሓሓንቲ ጤል እዩ ዝበጽሓና " ከምኡ ዝብሉ ስለዘለዉ እየ ንማንም ኣይትውክልን እያ፡
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ልቢ ሂወት ወድሰብ ሐዳር ሕዱር ሕማም ዝብልዎ ሐቂ አዩ ብፍላይ አብዙሐት እዩ
@godaiftv8319
@godaiftv8319 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ማራ ኬፍ ኣለካ።
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
መርሐባ አቶ ሳሊሕ (ወዲ ጀበሊ) ዒድ ሞባሪኽ ናይ ሐጎስን ጥዕናን አውደአመት ይግበረልና። ኩሉ ቁምነገር ሐዘል እዩ ልግሲ አስተምህሮኻ ምስ ዋዛ ምስ ቁምነገሩ,ብጣዕሚ ነመስግነካ። " ሻሂን ፓስተን ብጣዕሚ አስሕካኒ ክክክክክ። እቶም አቦ ዕድመ ዝደፈኡ እኮ ዓቕሎም ጽቢብዎም እርጋን ስለዘርከበቶም እያ ገለ መፍትሒ እንተረኸቡ,ግን ሐይሊ ጉራዕ ግበረ መልሶም ጽንጽሮት,ሻሂን ፓስተን አይሰራሐን ክክክክክ። ብሩኽ መዓልቲ
@banawelday1032
@banawelday1032 Жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ከማኻስ ይህሉ ዶ ምስ ለውሃትካን ግሌኻን!
@berha1989
@berha1989 2 жыл бұрын
ኩሉ ኤርትራዊ ን ወዲ ጀበሊ ክከታተል ኢሉ ከም ዝከታተለኩም ተትፈልጡ ይሓይሽ ይብል ካብ ፖለቲካ ሃለውለው ተትርሕቁ ውን ጽቡቅ ኔሩ።
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 жыл бұрын
ኣይትደርት። ንኹሉ ምክትታል ጽቡቕ እዩ።
@esmaelmohammadali850
@esmaelmohammadali850 2 жыл бұрын
Yonas betami lebam pexilo edmen tenan yehabka
@taamemaharijtbortcasameket1878
@taamemaharijtbortcasameket1878 2 жыл бұрын
ሎሙስ ሽልችካ ተመስል።
@michealgebre2150
@michealgebre2150 2 жыл бұрын
ኣንታ ሎሚስ ንስኻ ድኻ ዓዲከአዮ ወላስ ወዲ ጀበሊ እዩ ዑዱም ኩሉ በዕልኻ ወዲእኻዮ።
@asmarino2070
@asmarino2070 2 жыл бұрын
Situation nay amahadra hagerna absedra ab hiwetna kulu xelwa alewo Kulu seb ab qereba koynu naytxawro aqmu low
@almazghermai9306
@almazghermai9306 2 жыл бұрын
😂 😂 😂 Koliut tsegem rekibomo tkkl amtsiuwa.
@tighistimelake9449
@tighistimelake9449 2 жыл бұрын
Kkkkkkk
@heavenlylord6971
@heavenlylord6971 2 жыл бұрын
Merhaba
EMN -  ክፋል 30 - ዕላል ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
30:46
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 33 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 16 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 12 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 46 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН
ሳዋ ሽኮር ኣብ ማእከል ትግራይ እንተርብ
10:23
ብጻዕርካ እዩ ዝዕወት
Рет қаралды 1,8 М.
EMN - 13 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
53:01
ሂወት ውዲ ጀበሊ
19:16
AB Entertainment Wedi Jebeli
Рет қаралды 137 М.
EMN - 16 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
51:12
ለበዋ ኣለኒ እንተሰሚዖሙኒ
13:36
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 103 М.
EMN - 10ይክፋል -ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
36:07
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 16 МЛН