EMN - 8ይ ክፋል - ኣደንቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ወዲ ሰብ - Eritrean Media Network

  Рет қаралды 70,902

 ERITREAN MEDIA NETWORK

ERITREAN MEDIA NETWORK

2 жыл бұрын

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 8ይ ክፋል - ኣደንቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ወዲ ሰብ - Eritrean Media Network
/ officialerit. .
eritreanmedianetwork.org/
/ eritrea_emn

Пікірлер: 237
@desalekahsay7504
@desalekahsay7504 2 жыл бұрын
ክሳብ 100 ክፋል ትቐጽል ትብሉ ላይክ ወቕጡ
@meron5303
@meron5303 2 жыл бұрын
እቲ ቀንዲ ምስጢር ኣፍልጦ ናይ ወዲ ጀበሊ ምስ ኩሉ ሕብረተሰብ ኤርትራ ሃይማኖት፡ ዓሌት፡ ኣውራጃ ከይፈለየ ብፍቅሪ ስለ ዝዓበየ እዩ ብዙሕ ክፈልጥ ክኢሉ።
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ጀበሊስ ነላሚን ኣብደለጢፍ ይመስል ቤተሰብ ድዮም ሕተተለይ ባ ? ጉዳይ መርዑኡከ እንታይ ጌሩ ?
@meron5303
@meron5303 2 жыл бұрын
@@mulueabrhaley2441 ኣይመስለንን ወዲ ጀበሊ ኣብኡ የመናዊ እዩ ኣዲኡ ድማ ካብ ብሄረ ሳሆ እያ። ስዉእ እልኣሚን ዓብዱልኣጢፍ ብ1942 ኣብ ከተማ ኣስመራ (ኣባሻውል) ተወሊዱ ዓብዩ። ጉዳይ መርዓ ናይ ወዲ ጀበሊ ነዓይ'ውን ዘይተመለሰ ሕቶ እዩ ኮይኑኒ ዘሎ። ተስፋ ይገብር ዮናስ ሓዉና ካብ ናይ ህዝቢ ርእይቶ ብምቕባል ጸቂጡ ክሓቶ፡ ዋላ ዓዓቅምና ምሓገዝናዮ ናይ ፋይናንሻል ጸገም እንተለዎ ።
@aboodi2068
@aboodi2068 2 жыл бұрын
ነይ በሐቒ
@brhanenetsereab1216
@brhanenetsereab1216 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዪናስ ሓውና ናይ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ ናይ በሓቂ መ ምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@mamaafrika111
@mamaafrika111 2 жыл бұрын
ፍላስፉ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትብሉ ብላይክ ኣሀብቱምዎ ኮሜ ከኣ ኣይትረስዑ . ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ::
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኢኻ ወዲ ጀበሊ ንጽቡቕ ካብ ሕማቕ ኣድቂቕካ ተለሊ በሊሒኻ ኮታ መስተውዓሊ ነዊሕ ዕድመ ንበር ናይ ኤርትራ ምስሊ ካብ ምህሮስ የእምሮ ኣሪኻና ብግብሪ ፍልጠትካን ዓቕልኻን ኣይርከቦን ስፍሪ
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 2 жыл бұрын
Bravo 🙌
@asmaitawetu390
@asmaitawetu390 2 жыл бұрын
Naybehaki Nufue tsubuk gelsikayo nwedi jebeli
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
Nay behaki
@gebshatesfay5408
@gebshatesfay5408 2 жыл бұрын
ልኽዕ
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 жыл бұрын
ሰላም ዬናስ "ወዲጀበሊ ምቁር ዕላልኩም ክንካታተል ኢና ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎሥን ንስውአትና 🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🐪🐪🌹❤️👍🌹❤️
@danielabreha5834
@danielabreha5834 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን፡ ዓወት ንሓፋሽ፡ ክብርን ሞገስን ንስውኣትና
@afrahafrah6586
@afrahafrah6586 2 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ኣነ ናይ ወዲ ጀበሊ ዝገርመኒ ንኹሉ ዝተላዕለ ኣርእስትታት ብልክዕ እዩ ዝገልጾ ናይ ነዊሕ ጊዜ ተመክሮ ኢዩ ዘለዎ ብፍላይ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰባት ዘሎ ፍልልያት ክገልጽ ከሎ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒ ከምኡ ውን ብዛዕባ እዛ ናይ ስደት ሂወቱ ከመይ ይመስል ኔሩ ኢልኩም ዝሓተትክሞ ጽቡቕ ጌርኩም ሓደ ሓደ ጊዜስ ኣብ ናይ ሂወቱ ዘሕለፎም ነገራትን ዘዕልሎም ዕላላትን ምስ ናተይ ሂወት ዘመሳስል ኣለዎም ፍልጠቱን ብልሑን ገዲፍካ ብሓቂ ናይ ውሽጠይ ነገራት ብልክዕ ክግለጽ ኣብ ወዲ ጀበሊ ሪአዮ ንሂወት ብዝተፈላለየ ማእዝናት ምስ ትሪኣ ዝበለጸ ኣተሓሳስባ ከም ዝውነን ብግብሪ ዘረድእ ኣብነታዊ ኢዩ ሞ ኣጆኻ በርትዕ ክብሎ ይደሊ ዮናስ ከኣ ብጣዕሚ ንፉዕን ምኩርን ጋዜጠኛ ምዃንካ ነዚ መደብ መቐረት ከም ዝህብ ጌርካዮ ውሕሉል ኣቀራርባ ብጣዕሚ ነመስግነካ
@medaestif5671
@medaestif5671 2 жыл бұрын
" ንሰብ ሰብ ዘብሎ ስራሕ እዩ " ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@mohammednurahmed2659
@mohammednurahmed2659 2 жыл бұрын
የናስ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ መሃርን ኣዘናጋዕን'ዩ፡ ቀጽልዎ፡ ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ሂወት'ዩ ባህርያት ሰብ ካብቶም ብዕምቀት ዝፈልጡ ኮይኑ ረኺበዮ።ናይ ብሓቂ መምህር ሂወት'ዩ።
@wediali8024
@wediali8024 2 жыл бұрын
ሓቅን ጉሉጽነትን ዝታዓደለ ወዲ ጅበሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሓላል ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይቲ ወዲ ጊለ ዝወሰዶ ውሳኔ ኣድኒቐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🤲 🇪🇷💙🇪🇷👍💪
@geryebsrat5100
@geryebsrat5100 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃልኻ ወዲ ጀብሊ ናይ ብሓቂ ይብል ኣስተምህሮ ኣጀካ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ደቂ ኤርይ
@wedigere1549
@wedigere1549 2 жыл бұрын
ናይ'ዚ ወዲ ጀበሊ መደብ ኣብዚ መድያ ካብቲ ጠቓምን ተፈታውን ኮይኑ ረኺበዮ ንዓይ፡ ከም'ታ ብዙሕ ሃረር ዝብላ ተኻታትሊት ተፈታዊት ፍልም ደስ እናበለካ ብሃረርት እትጽበያ ንዓይ ከምኡ እዩ። ስለ'ዚ ብኹሉ ሽነኻት እናፈተሽኩም ኣሐይልኩም ክትቅጽሉሉ እላቦ ሰላም ወሰናይ ንዓኹም።
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 2 жыл бұрын
Well said
@maraaqal1066
@maraaqal1066 2 жыл бұрын
መምህር ሚሂሩ ይፍትነካ።ግዜ ፈቲኑ ይምህረካ ዝብል ብሓቂ ኣብ ወዲ ጀበሊ ሬኤዮ።
@lukaent.5995
@lukaent.5995 2 жыл бұрын
ጀበሊኖ ኣቦ ሕክያ። እዛ ኢዱ (ኣመልካቲቶ) ግን እንታይ እዩ ጨሪምዋ እባ ሕተተልና ዮኒ።
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
👉ወዲ ጀበሊ እናሓደረ ዝምቅር ከም ነቢት🍾🍾🍾 👉ንህይወት ብብዙሕ ማእዝን ስለ ዝርኣያ ካብዚ ዝዓቢ ትምህርቲ የለን:: 👉ወዲ ሰብ ሕልናዊ ሰብኣውነት እንተዘይብሉ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣዝዩ ጽቡቕ መግለጺ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-mh5hg3ie1k
@user-mh5hg3ie1k 2 жыл бұрын
ዋይ ስብኣይ ሓራም ብጣዕሚ ዝድነቅ ኣግላልጻ ወዲ ጅበሊ ኣፍካ ዘይትኽድን መድብ አያ
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 2 жыл бұрын
መምህረይ መጽዩ ፍልጠት ሕፈሱ ካብዚ ክቡር ኣቦና ነንንብቦ እስከ ። ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን
@mebrahtomberhane1990
@mebrahtomberhane1990 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይብካ ወዲ ጀበሊ ፈጣሪ ከም ብዓል ከማኻ እዩ ዝፎቱ::
@ferafiroi2912
@ferafiroi2912 2 жыл бұрын
ሰላም ዮናስ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣወሊፍካና ብፍላይ ኢንግሊሽ ናይ ወዲ ጀበሊ ማራ እየ ዝፈትዎ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ገጽ ወዲ ጀበሊ የርእየና
@idrisjabir8695
@idrisjabir8695 2 жыл бұрын
Amazing 👏
@habtommehari8138
@habtommehari8138 2 жыл бұрын
ኣብ ኤሪ ቲቪ ከኣ እንተ ተቅርብዎ ቡዙሕ ሰብ ምሰ ተማህረ ብተሌ ምስቲ እኹል እንተርነት ዘይምህላው ኣብ ኤሪ የቀኔልና ዮኒ ከኣ ንመምህር ወዲ ጀበሊ ዘቅረብካልና👏🥰🥰👏
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ጅግና ትሕትና ስንቅኻ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና። ንሰብ ሰብ ዝገብሮ ስራሕ እዪ ንሰብ ዘዕብዮ ኣተሓሳስብኡ እዩ
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 жыл бұрын
ዓባይ ነጥቢ ወድ ጀበሊ ሊቅ ::ንሰብ ንዓይ ምሰል ከማይ ሕሰብ ክትብሎ ፉጹም ዘይክውንነት እዩ 👍👍♥️🇪🇷
@Annn496
@Annn496 2 жыл бұрын
ደስ ክብለካ የቀንየርና ወዲ ጀበሊ
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ዓቢ መጽሓፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ዮኒ ከኣ ንፉዕ ጋዜጠኛ አጆኻ ቀጽሎ።
@abdelaromodan6912
@abdelaromodan6912 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤ alah yahfizkum
@BERIEHAWINITU
@BERIEHAWINITU 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልብካ ዘረስርስ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኣቦና እዛ ሕቶይ ከይ ትሰግራ ከምዘን ገረምቲ ዝኮና ቃላት፡ሕጂ ካኣ ድገመና ብፍላይ ዝመሰጠኒ፡ፉሉይ ከም ጥቅሲ ኣለዋ ናብአን ከብለኩም👇 እዚኣ እያ እታ ጥቅሲ ናይ ዓለም መምህር ግዜን ኩነታትን እዩ፡ ናይ ወዲ ስብ ካኣ ደረጃ መናባብሩኡ እዩ ናይ ዓለም ተስፋ ጽሕፍቶ እዩ፡ ናይ ዓለም ሕብሪ ንብዓት እዩ ኣብ ሓጎስ ትነብዕ ኣብ ሓዘን ትነብዕ።
@freedom8691
@freedom8691 2 жыл бұрын
I am so amazed by his experience. Thank you so much for sharing your experience. It will help us Your advice. I can thank you enough for all the wisdom that you are giving to us.love youI wish you all the best in your life.
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 2 жыл бұрын
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro
@beyenedemoz8841
@beyenedemoz8841 2 жыл бұрын
Both of you are always Great!
@mulugetatekle3069
@mulugetatekle3069 2 жыл бұрын
Best weather 🇪🇷🌍
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 жыл бұрын
መርሓባ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ኩቡራት ደቂ ኤረይ፡ጋዜጠኛ ዮናስvsወዲ ጀበሊ
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 2 жыл бұрын
Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu ✌️🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ዋይ ልበይ አዚ ስብኣይ አዚ ከሕመኒ አዩ ክክክክክ ሃኒ ሃና
@zahrazhara6967
@zahrazhara6967 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ አብይ ሰብ ብዛሓደሽ ባድላካ መርዓካ የሪአና ቀፅሉሉ አሕዋት
@habtemariamghile527
@habtemariamghile527 2 жыл бұрын
ኣብ ኤሪtv ቀሪቡ ነቲ ናይ ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘይብሉ ሕብረተሰብ ተዝምህር ከይ ሰናይ ነይሩ
@nationalist4867
@nationalist4867 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ወዲ ጀበሊ & ዮኒ
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 2 жыл бұрын
Www enqae bselam mexakum wedie jebeli &yoni edmen tenan yhabkum fetari
@ferafiroi2912
@ferafiroi2912 2 жыл бұрын
ሰሚኦካዮ ዘይምኖ ዕላል ወዲ ጀበሊ ኩልና ዕድልኛታት ኢንዲና ዮናስ ግን ላይፍ ስለ ትርእዮ ኣዚኻ ዕድለኛ ኢኻ ኣነ ዕላል ወዲ ጀበሊ እንተዋሓደ ክልተ ግዜ የስተማቅሮ ።
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 2 жыл бұрын
ጻሕሊ ዘይኮነት ገልዒ መለመኒ ሓዊ ኢያ እዝኣ ወይ ድማ ንኸልቢ ወይ ንደርሩ ማይ መስተይ ኢያ።ተምሳል ጻሕሊ።
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 2 жыл бұрын
مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا ✌️🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷
@teklegebremedhin3575
@teklegebremedhin3575 2 жыл бұрын
I appreciate your honesty. It is true that the way you were raised will affect you throughout your life but when you are adult it is your time now to fix it even though it could be too late for some of it. Thank you for your honest, wisdom and making it entertaining.
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 2 жыл бұрын
Wwaww Deki Erey 🇪🇷
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 жыл бұрын
እዚኣ ብጭቃ ተሰሪሓ ኮይና እምበር ፡ብያቲ ምበልኩዋ ኣነ፡ካብ ትሑስትኣ ዋጋ ትሕዞ መግቢ ይኸብር
@almazarefe2246
@almazarefe2246 2 жыл бұрын
Merhaba deki 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@zeritkelati9201
@zeritkelati9201 2 жыл бұрын
Enika b selam metsakum diki Erey
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጀበሊ ኬፍ ኣለዎ ኩሉ ዕላልካ ብሓቂ በሊሕን መስተውዓልን ሕልና ደለካ ለባም ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮናስ ኣብርሃም ኣዚና ነመስግነካ 8ይ ክፋል ዕላል ናይ ወዲ ጀብሊ ሸር ዝገበካልና ናይ ብሓቂ ክኢላ ሰሚዕካ ዘይምኖ ኣስተምህሮ እዩ ዝምህረና 9ይ ክፋል ውን ክንጽበ ኢና!!!!
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 2 жыл бұрын
Thanks 😊
@yonasentertainment8744
@yonasentertainment8744 2 жыл бұрын
Old SCHOOL Azmareno prmoa 🇪🇷🇪🇹🇸🇴
@salehjemhle2951
@salehjemhle2951 2 жыл бұрын
Marhaba Marhaba
@gidonhagos6151
@gidonhagos6151 Жыл бұрын
Zeymenio qelalu kumenigru❤❤❤❤❤
@samielukbay6381
@samielukbay6381 2 жыл бұрын
Wawwwww abet agalalexa nezeom ab sedet zelena betami mehari eyu keep gonig i can,t wait part 9
@omerstar8501
@omerstar8501 2 жыл бұрын
Nice job y&wj continue
@fanakifle1330
@fanakifle1330 2 жыл бұрын
Eza nay banibla btaemi aihikatni edmen tenani yhabkum
@haguzuni1479
@haguzuni1479 2 жыл бұрын
ዕድመ ይሃቡኩም የሕዋተይ
@efdoneri3891
@efdoneri3891 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ሱሑል ርኢሲ
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
ኣነ ዝመስለኒ እዃ ባህላዊ ፒያቲ ሓሲቦም ከይኮኑ ይብል።
@arayated5608
@arayated5608 2 жыл бұрын
እውይ ክጥዕም እዚ መደብ :: ንስደት ክኣ ብዝግባእ ገሊጽካዮ:: ዬናስ ሓወይ ; ወዲ ጀበሊ ምስ ዘለዎ ውህሉል ተመክሮ ከም ዝገለጾ ንጅግንነት ምስ ቁጠባዊ : ጅግንነት ሃገራውነት ከ እንታይ ይብል ዓቕሚ እንተለዎ:: ኤርትራና ብጀጋኑ ስለ ዝመጸትን ዝተዋሕሰትን::
@jabarajabara844
@jabarajabara844 2 жыл бұрын
ኡንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሓላላት ❤❤❤❤
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ኩቡር ጋዘኛ ዮናስ ሓውና ብመጀሜርያ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ከምኡ ድማ ንኩቡር ወዲ ጀበሊ ብልቢ ነመስግኖ መኽንያቱ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዘይምኖ ዕላልን ትንተናን ደጊመ የመስግኖ። ብምቅጻል ኣብ'ታ ናይ'ታ ጻሕሊ ሪኤቶ ኣለኒ ኑሱ ድማ ካብ ጻሕሊ ክትብላ ብያቲ ክትብላ ትቀልል እሞ በዚ ኣጋጣሚ ነብስና ንሕከኽ ይብል ነቶም ነዛ ጻ (ጻሕሊ) ሰለ ዘይኣከለት ጻ እለያ ኣለኹ እሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zakiyemne5906
@zakiyemne5906 2 жыл бұрын
Well come...
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ያሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆ። ብጣዕሚ ኢና ንድንቐካ። ጋዜተኛ ክቡር ዮናስ ኣብርሃም ዉን ስለ`ቲ ዘይሕለል ተቦጉሶኻን ጻዕርኻን፣ ንጥበብ ይኹን ካልእ ንኤርትራና ዘንጸባርቕን ዝገልጽን ብምቕራብካ፣ኣብ ጎኒ ጽጉማትን ዝተወጽዑን ኮንካ ሓገዝ ዝረኽብሉ ሃዋህዉ ብምፍጣርካን ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ ኢዩ`ሞ ኣምላኽ ወትሩ ምሳ ይኹን። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ ንዘለካ ይባርኸልካ።
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Wwwwwww So good 👍
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 2 жыл бұрын
Welcome
@habtabmahari5299
@habtabmahari5299 2 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum egzabhr
@sabinano6243
@sabinano6243 2 жыл бұрын
💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍💐💐❤️❤️
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 жыл бұрын
Welcome abyti sabat
@focus.15
@focus.15 2 жыл бұрын
ግዲ የብልኩምን ናይ ወዲ ጀበሊ ትሕዝቶ ዘየድቅና ናይ መን ክነድንቕ ዘሎ ናይ ፖለትካ ፍንጭራዕ ደአ ፍግዕ እንድዩ ኢሉና!
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 2 жыл бұрын
Ahaaaaaaaaa.Funny and educational.
@Haimi2018
@Haimi2018 2 жыл бұрын
Waww alem biet-tmhrti ya, gzien kunetatn kea memhr yu!!!!!!. I like that.
@beyenezerom6102
@beyenezerom6102 5 ай бұрын
እዚኣ ጸሕሊ ትብልዋ ዘሎኩ ዯናስ ሐወይ ንጥዕና ብጣዕሚ ሐደገኛ እያ ፡ ምክንያቱ እቲኣ ባደላ ንካንሰር እያ ተቃልዕ የቀንየለይ
@zerimariammahari9353
@zerimariammahari9353 2 жыл бұрын
powww Alal haxira Hawi hawi zshtt Mekri
@user-zv4kd1jv9s
@user-zv4kd1jv9s 2 жыл бұрын
ክክክክክ አዚኣ ጻሕሊ ዘይኮንት (ጻሕ)እያ ትበሃል ።ሊ፡ የብላን ምክንያቱ እዚአ ጻሕ ዝበልት እያ ክም ጻሕ ዝበለ ጎልጎል
@newyear1949
@newyear1949 2 жыл бұрын
ኣይተሰኣን ወድ ጀበል
@yowhanayowhanies8831
@yowhanayowhanies8831 2 жыл бұрын
❤🇪🇷🐪🇪🇷✊❤
@eriboy1532
@eriboy1532 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@efremkibreab
@efremkibreab 2 жыл бұрын
Good job 👍❤️❤️❤️keep it up . But he was in bad position, his nake is turned Long time,it's painfull, please correct it next time
@tittimedhane8463
@tittimedhane8463 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍
@afimiki4725
@afimiki4725 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ወዲ ጀበሊ ትንታነ ብጣዕሚ እንድዩ ጽቡቅ ኣብ ሂወት ካብ ሓቄኛ ፍጻሜታት ካብ ዘጋጥሙ ክትንትነልና ንላቦ። ካብ ተኻታታሊኹም ኤፊ።
@asmaralondon8912
@asmaralondon8912 2 жыл бұрын
Wed jebeli you're very clever thank you I like it hani hana kkkk
@teklitnetsereab9629
@teklitnetsereab9629 2 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ
@eriboy1532
@eriboy1532 2 жыл бұрын
Yoni please bezaba sedet eba gele beluna♥️♥️♥️
@filmontsehaye
@filmontsehaye 2 жыл бұрын
ወዲ ጀበሊ ኣቦ ፍላስፋ መምህር ሓቂ ታሽዓይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ለና
@abrahamasmerom5184
@abrahamasmerom5184 2 жыл бұрын
tiqexil tiblu eske like habuni.
@elenmerke4003
@elenmerke4003 2 жыл бұрын
Merhaba🇪🇷😘
@wedebtesfahunytesfahuny2321
@wedebtesfahunytesfahuny2321 2 жыл бұрын
💕💕💕💕💕❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@sabinano6243
@sabinano6243 2 жыл бұрын
Brava brava
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 жыл бұрын
Well came back to
@samimami5698
@samimami5698 2 жыл бұрын
😍🙌🙌🙌👏👏👏🙏
@danishow818
@danishow818 2 жыл бұрын
👍🏾👍🏾
@danielaberha4035
@danielaberha4035 2 жыл бұрын
👍👍👍👍
@user-xk3sg7qu5z
@user-xk3sg7qu5z 2 жыл бұрын
ብያቲ በላ ግዝየ ወሪድዎ ብቂ ዘምጾ ጻሕሊ በሎ ግዝየ ዘምጾ እንዳበልካ መምበሪ ጻሕሊ ጥራይ ኣምጽዮም ከኽፍሉ ዮም።
@rahelembaye7241
@rahelembaye7241 2 жыл бұрын
Betim des zebl mehren mekren azengen eu edmen tenan yehbkum newedi geblsi wala 100 kefal amexea zeymno 👍
@Tv-hv7xw
@Tv-hv7xw 2 жыл бұрын
Aye eri tv
@helenkidane763
@helenkidane763 2 жыл бұрын
ደቂኤሪይ ዮናስ ሐውና ናይ ወዲ ጀበሊ ቐጽልዎ ማሃርን አዛናግዕን እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💐💐😘🤩
@amanuelafewerki8635
@amanuelafewerki8635 2 жыл бұрын
9ti pls aytdenguyna
@taamemaharijtbortcasameket1878
@taamemaharijtbortcasameket1878 2 жыл бұрын
ህይ መጅመሪያ ንጋዘጣኛን ንወዲ ጀበልን ሰላም መዳመበኩም ጹቡቅ ዪ ሞ ሓዳ ሓደ ገዝ መእቲ ንተካታቲልቲ ከይ ሽልቸዎም ሓጽሪ ክላስካል መዝቃ ገበሩ።
@abdulibrahim2469
@abdulibrahim2469 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝
@zeromzerom9695
@zeromzerom9695 2 жыл бұрын
Buck entetkeftelu tsbuk neru
EMN - 11 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
48:44
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 56 МЛН
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 147 МЛН
EMN - 14 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
41:59
EMN - 13 ክፋል - ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network
53:01
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН