EMNA ኤርትራ ስለምንታይ ኣባል ብሪክስ ዘይኮነት? ስለምንታይ'ከ ሕቶ ኣባልነት ዘየቕረበት? ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 13,304

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

10 ай бұрын

EMNA ኤርትራ ስለምንታይ ኣባል ብሪክስ ዘይኮነት? ስለምንታይ'ከ ሕቶ ኣባልነት ዘየቕረበት? ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 92
@eritrealove7686
@eritrealove7686 10 ай бұрын
Thanks deki erey halalat ab zelekumo amlak yhalweley eti hayal amlakna hagerna ybark ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 10 ай бұрын
Amazing analysis Long live Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea
@birhanaAbrahaley
@birhanaAbrahaley 10 ай бұрын
Thanks for sharing this important information hagerey ambibley 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 10 ай бұрын
ኤሪትራ ኣምላኽ ኣይተጋደፋን እዩ እምበር ንምእማኑ ዘገርም እያ ተጻዊራ ትሕልፍ ዘላ ምዕራባውያን ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ ምስ ጁንታ❤❤❤ጽብቅ ሓበረታ ሂብኻና የቀንየልና🙏🙏🇪🇷🇪🇷💕💐🌹🏆🏆🏆🏆🏆
@araiafamily5328
@araiafamily5328 10 ай бұрын
Thank you for sharing this important information wedy Erey jigna beal xunue metkel 👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯❤️
@ehabhaile467
@ehabhaile467 10 ай бұрын
God Bless Eritrea!! 🇪🇷🙏🇪🇷
@user-li3rx4oh9b
@user-li3rx4oh9b 10 ай бұрын
የቐንየልና EMNA ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 10 ай бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሄር ንናይ ምዕራባውያን ዕብለላ ባዕሉ የጥፍኣልና❤❤❤
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 10 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ ወዲ ሓላል መሬት ጽቡቕ ገርካ ኣብሪኻልና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጋዜጠኛ ኤፍሬም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ehabhaile467
@ehabhaile467 10 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!!🇪🇷✊️🇪🇷
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 10 ай бұрын
TH,SELAMAT EFREM HAWNA EDMEN TEENAN YHABKA ,THANK YOU SELE ZEREDAEKANA NEMESGNEKA,🙏🙏🙏👍👍✊✊
@sawa98
@sawa98 10 ай бұрын
Thanks B/Y Efrem like you mentioned our government is not greedy government, our interests with wisdom and knowledge ዓወት ንሓፋሽ🤳🇪🇷
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 10 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኤፍሬም ግደ፣ ድንቂ ትንተና ኣባጎብየ ህውኽ ኢሉ ኣይኣቱን ኢዩ፣ ኩሉ ብዓቕሊ ተዓዚቡ ዘዋጽኦ ኢዩ ዝመርጽ፣ ዕድመ ንመራሕትና መማህራን ዓለም
@TesfuGerye-cn5dp
@TesfuGerye-cn5dp 10 ай бұрын
Eritrawnet kubur mennet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tihgistyfeldeisen784
@tihgistyfeldeisen784 10 ай бұрын
Thank you Efrem Gide 🙏🇪🇷❤🇪🇷
@shebahchanel1632
@shebahchanel1632 10 ай бұрын
Yibel tintena hagerna Eritrea yibarka Goyta ❤❤❤
@hagostesfandrias1210
@hagostesfandrias1210 10 ай бұрын
Thank you Efrem Gide for the unlimited education you given us, best program in the social media.
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 10 ай бұрын
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 10 ай бұрын
Thank you EMNA organizers for this timely and important explanation Let’s always put my country first ❤❤❤
@amanuelandeberhan126
@amanuelandeberhan126 10 ай бұрын
Thank you as usual EMNA, sooner or later Eritrea is going to join BRICS. B/se Eritrea is going to be east Africa's economic hub🙏🏾❤️🇪🇷🙏🏾 Hopefully & God willing 🙏🏾💒🕌❤️🙏🏾
@estefanosberaki699
@estefanosberaki699 10 ай бұрын
Thanks again eritrean media network
@afommhreteabgebrekirstos6467
@afommhreteabgebrekirstos6467 10 ай бұрын
ሰላም ኤፍሬም ግደ ❤❤ ናይ በሐቅ ጽብቕ ጌርካ ኣብርሂካልና የቀንየልና ኣካይዳና ኣካይዳ ኣባ ጎብየ ኢዩ ሐስብካን መምካን ኢዩ ኢት ዓውት❤❤❤❤
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 10 ай бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
@thomasdawit1594
@thomasdawit1594 10 ай бұрын
Betami nemsgnka wedi gihda kexlo mesaka alna
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu 10 ай бұрын
Thank you Efrem Gide for the amazing job you all are doing and keep it up because we are learning a lot about our history, our beloved people went through the past 80-100 years, how the border conflict started in 1998.....etc
@ehabhaile467
@ehabhaile467 10 ай бұрын
ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር!! 🇪🇷🙏🇪🇷
@AllinOne-ec5eo
@AllinOne-ec5eo 10 ай бұрын
Great analysis thank you 🙏
@eritrea6227
@eritrea6227 10 ай бұрын
Eritrea hagerey kebrtey awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊💪
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 10 ай бұрын
Waw thank you so much❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@biniamghebretinsae
@biniamghebretinsae 10 ай бұрын
Thanks Efrem ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TedrosHaile-yl3hj
@TedrosHaile-yl3hj 10 ай бұрын
Thanks a lot your contribution. Would be better if you minimize the time for the music intervals you use at the beginning as well as in the transitions. Thanks again
@haderakelati1160
@haderakelati1160 10 ай бұрын
ብዛዕባ ብረክስን ምሕደሩኡን ኣባላቱን ዘቅረብካልና መብሪሂ ጹቡቅ ጌርካ ኢኻ ገሊጽካዮ ብልክዕ ድማ ብዘይታህዋኽን መጽናዕትን እንተተሓትመ እዩ ኣድማዕን ጸላውን ኮይኑ ንዶላር ዝስዕሮ ብተወሳኺ ብካረንሲ እንተኾነ ብወርቂ ዝዕቀን ድማ እንተኾይኑ ሓያል ከምዝኸውን ጥርጥር የለን። ስለ ዝሃብካና ሰፍሕ መብርሂ ነመስግነካ ኩቡሩ ሓውና ጋ/ ኤፍሬም ግደ!!! ❤💐💐💐🌸🇪🇷🌸🇪🇷❤🇪🇷🌸🍃🍃🍃❤!!!
@astermogos3105
@astermogos3105 10 ай бұрын
መርሓባ ጥዕማት ደሃይ....❤❤❤
@zaidgebremichael7849
@zaidgebremichael7849 10 ай бұрын
Thanks brother 🇪🇷 ❤️🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷✊️✊️✊️
@mengisteabtesfamicael6566
@mengisteabtesfamicael6566 10 ай бұрын
Good job Efrem
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 10 ай бұрын
Eritrean wey mot💪💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
Eritrea!✊🏿🇪🇷🐪
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 10 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@giromkidane2994
@giromkidane2994 10 ай бұрын
የቐኒኤልና ጽቡቅ ገርካ አብሪኻልና የቀኒየልና💎💎💎💎💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehretghebrewold4755
@mehretghebrewold4755 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez 10 ай бұрын
ሰላም አባል ተትኸውን ጽብቅ ነሩ ጓቦ ወይ ምሰጓቦ ተጸጋዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@byanuteg8736
@byanuteg8736 10 ай бұрын
Amazing analysis and great analysis what’s going on to future how to handling & what would be the reason from the pass more evidence to strengthen BRICS is important information. Thank you for your time Efrem Gide.
@saraembaye8613
@saraembaye8613 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐♥️💐♥️💐💐
@lucchi3902
@lucchi3902 10 ай бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍👍
@abiel6307
@abiel6307 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐
@kokobberhe858
@kokobberhe858 10 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷✌️
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🌹
@hewanadam4389
@hewanadam4389 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 6 ай бұрын
@er-uq6we
@er-uq6we 10 ай бұрын
ኣቤት ትንታነ ኣጆኻ ወዲ ኤረይ ሙኩር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ
@worldnine8153
@worldnine8153 10 ай бұрын
❤❤❤
@anvarpulatov2072
@anvarpulatov2072 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yordanosgebrezgi5197
@yordanosgebrezgi5197 10 ай бұрын
🙏🏾🇪🇷
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanestesfagabr1931
@hanestesfagabr1931 10 ай бұрын
Selam EMNA kemey alokum xbuk medeb eyu ajekum kexlwo kab w.H.T from NL
@AsterMekonen-qn9rd
@AsterMekonen-qn9rd 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mensurmehamedbrhan3906
@mensurmehamedbrhan3906 10 ай бұрын
❤❤
@mehretnaizghi7002
@mehretnaizghi7002 10 ай бұрын
ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሔር አምላኽና መንግስትናን ህዝብናን ይባርኸልናን ዝሐሰቦ ኩሉ የቅናዕሉ🙏🏽
@araia5277
@araia5277 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷❤️
@bishsmeronsemehar752
@bishsmeronsemehar752 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@ermiasmichael56
@ermiasmichael56 10 ай бұрын
ይበል ኣቀራርባ ቀጽሎ ግን subscribe ግበሩ ናብ ልመና ገጻ ከይዳ 👍
@giromkidane2994
@giromkidane2994 10 ай бұрын
አቱም ይሕዋት እንታይ ኢና ላይክ ዘይንገብር😗
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
ሃገርና ቀልጢፋ ኣጽኒዓ ኣባል ብሪክስ ክትከውን ኣለዋ ዝብል እምነት ኣለኒ። ምኽንያቱ፡ብዙሓት ፈተውትናን ጸላእትናን ኣባላት እንዳኾና ኣብዝመጻሉ፡እሞ ደንጒና ኣባልነት እንተሓቲትና፡ካብተን ጸላእትና ኣባል ዝኾና፡ሃገርና ኣባል ከይትኸውን ድምጺ ክህባ ስለዝኽእላ።
@yosefasfaha
@yosefasfaha 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@harounekubal8436
@harounekubal8436 10 ай бұрын
EMNS ምስ : ኤፍሬም : ግደ : ነመስግነኩም !!! 1ይ- እዛ : አሜሪካ : ንኤርትራ : ዝበልናኪ : እንተዘይጌርኪ : ብዝብል : ዝበልካያ : ግን : ከምኡ : ጥራሕ : አይኮነን ። አሜሪካ : ንኤርትራ : ከምሀገር : እዉን ክትነብር : አይደለየታን ። አሜራካ : አይቀንዓን : እምበር : ንኤርትራ : ካብካርታ : ዓለም : ክትድምስሳ : ሰሪሓትሉ : እያ ። እንተኾነ : ብሓያል : ተጋድሎ : ህዝቢ : ኤርትራ : ፈሺሉ ። 2ይ- ኤርትራ : ሀገርና : እዉን : ከምቲ : ኤፍሬም : ግደ : ዝበልካዮ : ሀንደራእ : ኢላ : ዘይምጽንባራ : ጽቡቅ : እዩ ። ማለት : አብዝኾነ : ነገር : መርገጺኡን ፕሮግራሙን : ከየረጋገጽካ : ምጽንባር : ከምዚ : አብጻዕዳ : ወረቀት : ፊርማን : ማሕተምን : ጌርካ : ምሀብ : እሞ : እቲ : መወዓዕልትኻ : ድላዩ : እንተጸሓፈሉ : ክትቅበል : ትግደደሉ : ስለዝኸዉን ።
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
ግብጽን ኢትዮጵያን ብጀካ'ቲ ብዝሒ ህዝቢ ኣባል ዝገበርወን ፡ቻይና ኣብ ክልቲኤን ሃገራት ኣውፊራቶ ካብ ዘላ ገዚፍ ወፍሪ ብልቓሕ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ቻይና ኣብ ግብጺ ሓንቲ ዓባይ ከተማ ብልቓሕ ትሰርሕ ኣላ።ከምኡ ድማ ግብጽን ኢትዮጵያን እተን ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝበዝሐ % ረዲት ኣመሪካ ዝረኽባ ኢየን።ስለዚ ጸወታ ፖሎቲካን ዲፕሎማስን ክኸውን ይኽእል ኢዩ።ኣፍሪቃ ሕብረት ኣብኡ ብምዃኑ'ውን ተወሳኺ ምኽንያት'ዩ።ብሪክስ ኣሰር ምዕራባውያን ከይክተል ብደቂቕ ምጽናዕ የድሊ።ስለዚ መርገጺ ሃገርና ሃደራእ ኢልካ ኣብ ብሪክስ ኣባልነት ዘይምሕታት፡ብልሒ መንግስትና'ዩ ዘርኢ። ህዝባዊ ግንባር!✊🏿🇪🇷🐪
@AA-mu3dw
@AA-mu3dw 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂 ajeb duhurat eritrea kedem moyta
@byanuteg8736
@byanuteg8736 10 ай бұрын
That’s your problem, what you doing & what’s your profile is your weakness. Do what is right instead of blaming. Yes we have difference but how we solve it depends of how we kick away our differences to solve it. Otherwise stop blaming others or find yourself what’s wrong with you.
@wingo4024
@wingo4024 10 ай бұрын
ሕግን ቅዋምን ዘይብላ ሃገር ብኸመይ ክትኣቱ ኤርትራ
@hazhaz85
@hazhaz85 10 ай бұрын
እንታይ ኢዩ ሕግን ቕዋም ማለት ትፈልጦ ዶ። እንታይ ከ ትደሊ ብከመይ ክከውን ትደልዮ?
@wingo4024
@wingo4024 10 ай бұрын
@@hazhaz85 ኣበይ'ሞ ክትሕዞ ዋላ ተረዳእኹኻ ፡እንታይ'ዩ ሕጊን ቅዋምን እንዳበልካስ ፧
@hazhaz85
@hazhaz85 10 ай бұрын
ዓቅሚ እንተከካ ግለጽ፡ እንተዝይኮይኑ ኢሎም ኢልካ ኣይትድገም ፓፕጋሎ ኣይትኩን። ስቅ ኢልካ ተማሃር። ነጻ ኣስተምህሮ እዩ ተጠቀመሉ።
@astermogos3105
@astermogos3105 10 ай бұрын
ኢርትራ ሃገረ ጀጋኑ..❤❤❤❤
@tesfamaryam9766
@tesfamaryam9766 10 ай бұрын
ከመንት እንተዘይጽሐፍካ ይሕሸካ
@Idferi525
@Idferi525 10 ай бұрын
Simple answer.... ኢሰያስ ኤርትራ ትበሃል ብሓይላ ተፈልያ ናብ ዓባይ ኣዲኣ ክትምለስ ኣለዋ ዝብል ኣምር ሒዙ ሃገርና እዚ ዘይብሃል ሽግራት ኣውሪድላ። ባድመ፡ ኣሜሪካ፡ ወያነ...እንዳበለ ዕግሽግሽ ክብል 32 ዓመት የሕሊፍዎ። ዲጋ ሰሪሐ እንዳበለ ምዕሻው፡ ኣደዳ ሕማም ጥሜት ሓዘን ድኽነት እስርቤት ዝኽታመ፡...ወዘተ። ነዚ ስለዘይትፈልጥ ኮንካ ኣይኮንካን ሳክት ፈሊጥካ ንስኻ ድማ ብሓሶት ትምስክር ኣለኻ ወሽላኽ ሚስታህቢል። ንዶር ኣብዮ ኣሰንዩ ከይዱ ተመራሪሐን ድማ ነፈርቶም ኣትየን። ንዕኡ ወይ ንዓደ ኣቡኡ ኢትዮጵያ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣከተመ።
@senayahferom514
@senayahferom514 10 ай бұрын
ጋዜጠኛ ኤፍሬም ዲኻ ሽምካ ኣየ ርእሲ ሽንፍላ ንሽንፍላ ጸርዩ ዘይጸሪ ርእሲ መሊኣ ዛ መሓዮ ህግደፍ። ቀዳምነት ትፈልጦ ፖለቲካ የብልካን ፡፡ተመክሮ ናይ ምንባብ ስለዘለካ ጥራይ ፖለቲካ ፈሊጥካ ከይመስለካ። እዚ Brics ዝበሃል ናይ ዝጠፈሻ ምትእኽኻብ እዩ። ፑቲን በቲ ናይ ምዕባይ ሃገራዊነት ሩስያ ወላኮ ተተዓወተ ኢኮነሚ ሃገሩ ግን ብልዑል ፍጥነት እናቆልቆለዩ ዝኸይድ ዘሎ፥ ወላ ቻይና ውን ትኹን እቲ ትብሎን እቲ ብግብሪ ትገብሮን በበይኑ እዩ። ዝኾነት ሃገር ምስ ምዕራባዊይን ኢኮነማዊ ምሕዝነት እንተዘይብላ ኣኺልዋ ወዲቃ ኣላ። ቻይና ክትህፍትም ዝገበራ ምኽንያት ኣቕሑት ሰሪሓ ናብ ኤሮጳን ኣሜሪካ ስለዝሸጠቅ እያ ገንዘብ ጌራ። ሕጂ ንስኻ ግን 3 ቢልዮን ህዝቢ ቻይናን ህንድን ባዕሉ ንባዕሉ ሸቂጡን ዓዲጉን ሃገሩ ከሀፍትም እዩ ዝብል ኣምር እንተለካ ፡ ቁጽሪ ህዝቢ እንበር ባህልን መንነትን ህዝቢ ኣይተረደኣካን ኣሎ ማለትዩ። ህንዳዊያን ካብ ኣፍሪቃዊይን ዝገደዱ ናይ ምዕዳግ ዓቅሞም ትሑት እዩ። ሃፍታማት ህንዳዊያን ከይተረፉ ባኒ ተደሪሮም ዝሕድሩ ጭብ ዝኾኑ ህዝቢ እዮም። በንጻሩ ኤሮጳዊያን ብፍላይ ኣሜሪካዊያን ሓንሸሽቲ ህዝቢ እዮም፡ ስለዚ ሓንቲ ሃገር ኣፍርያ ክትሸይጥ እንተኮይና ገንዘብ ዘለዎ ሓንሻሺ ህዝቢ ክህልወካ ኣለዎ። ስለዚ ኤሮጳን ኣሜሪካ ዘፍርየኦ ኣቅሑ ዳርጋ ብምሉኡ ህዝበን እዩ ዝዕድጎ እቲ ዑደት ሃፍቲ ድም ናብቲ ህዝበን ምስ ዞረ ነታ ሃገር ዓቢ ጸግ ይህባ። እዘን ቻይናን ህንድን ግን ዓዳጊ ናተን ወይ ዓማዊለን ምዕራባዊያን እዮም ኔሮም ምስኦም ድማ ይባተኻ ኣለዋ ፡ ብሕጽር ዝበለ ነብሰቅትለት ይገብራ ኣለዎ። ህዝቢ ኣፍሪቃ ድማ ካብ ክዳን ሓራጅ ሓሊፉ ካልእ ክቡር ነገር ክዕድግ ኣይክእልን እዩ። ብሕጽር ዝበለ ፡ ኢሰያስ ኣርማ ድኽነት ብኣፉ እዩ ምስ ምዕራባዊያን ዝላኸፍ እንበር ብተግባር ዝኾነ ክፍርም ዓቅሚ የብሉን ደሓር ሓደ ቆርባዕ ድኻ መደኽደኽ እዩ ኩሎም እዮም ዝንዕቅዎ። ብዝኮነ ንገንዘብ ዩቱብ ክትብል ብዘይ መጽናዕቲ ኣይትዛረብ። ብዙሕ ሰብ ከይንዕቀካ። ወይ ኩሉ ግዜ ነቲ በሊሕ መራሒና መም ተስፍጽዮን ኣግኣዝያን ዘ ሃገረ ሓማሴን ተኸታተሎ ትምህርቲ ክኾነካ። ኮመንተይ ከይትድምስሳ ወይ ከይትሓብኣ፡ ፡ እንተደምሲስካያ ድማ ብጎስጋስ ነዛ ቻነልካ ናይ ዓፈና ቻነል እያ ኢልና ከነዕጽዋ ኢና ።ቻዉ
@thomasdawit1594
@thomasdawit1594 10 ай бұрын
Hehimaku da teklwo endikum gexkum terhak hamema
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 10 ай бұрын
ኤፊረም ግደ ኣብ ስራሖካ ኣሳሊጦ ጥዒናካ ሙሉኡ ክህልወካ ንምንየልካ
@EdenTesfay-uo7ww
@EdenTesfay-uo7ww 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@araia5277
@araia5277 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷❤️
@saraembaye8613
@saraembaye8613 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 7 МЛН
БОЛЬШОЙ ПЕТУШОК #shorts
00:21
Паша Осадчий
Рет қаралды 11 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 122 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 59 МЛН
ዓለም ዘገረመ መጠን ሃብቲ ኤርትራ !
9:35
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 66 М.
小丑冒险给天使带回玫瑰花#short #angel #clown
0:56
Super Beauty team
Рет қаралды 7 МЛН
Bacho Ne Ye Kar Liya 😱🥲
0:13
Sunnyy Rawal
Рет қаралды 13 МЛН
Fun Fun TV short film: 🙏baby save water😍
0:28
Fun Fun TV
Рет қаралды 8 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
0:25
Zach King
Рет қаралды 29 МЛН