EMNA1 ሓያል ሰላይትን ተዋጋኢትን ሻዕብያ:: ራህዋ ተስፋይ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 22,098

EMNA 1

EMNA 1

10 ай бұрын

EMNA1 ሓያል ሰላይትን ተዋጋኢትን ሻዕብያ :: ራህዋ ተስፋይ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 96
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 9 ай бұрын
ኤርትራውትን ተጋዳሊትን ብምዃነይ ሓበነይ መዘና የብሉን :: ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ❤
@senaithagos6045
@senaithagos6045 10 ай бұрын
ራህዋ ከም ስማ እሳን ብጾታን ነዚ ኩሉ ሽግር ሰጊሮም ንዐና ብረረሃን አምጺኦምልና ብጣዕሚ ገላጺ ኣናብባ ቀጽልዎ ክብርን መጉስን ንስዋአትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 10 ай бұрын
ኣብ ዘመነ ገድሊ፡ ሓፋሽ ይንቃሕ፡ ይወደብ፡ ይተዓጠቅ ምስተኣወጀ፡ ንሓፋሽ ምግልጋል ኢዩ እቲ ቁኑዕ ተግባር ይድረፍ ኔሩ👍🏼 ናይዚ ቁኑዕ ተግባር ድማ ከምብዓል ሓርበኛ ራህዋ ጋልሳሕለን ጀጋኑ ብጾታን፡ ሰኒ ኣብነታት ኢዮም፡ ሎሚ ግን ናይ ውልቃዊ ጅባካ ምህጣር ሸቀጥ ተቀይሩ ኣይግድን👎🏽 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷♥🐪💐🌍🕊☀
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 10 ай бұрын
ሐያል ጅግና ተጋዳሊት ራህዋ,ምስ ሐርበኛታት ወለዳ ብፍላይ አድኒቀየን አድአ ንራህዋ, ብረት ዘይዓጠቃ እምበር ከም ጓለን ተጋዳሊት እየን,እዚኩሉ system ካብ ጸላኢ ናብ ጓለን ከይደን ክምለሳስ መን ይኽእሎ!, ሐርበኛ አደ። ጽቡቕ ከአ እንቋዕ ብሰላም አትያ ተጋዳሊት ራህዋ ድሕሪ ናጽነት ምስ ስድረአ ተራኸበት ፡ዓውት ንሐፋሽ።🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@genetyohanes7935
@genetyohanes7935 6 күн бұрын
This message is to Ato Efrem Ghide. About 45 years ago, I know a woman named Alem who lived in Mai Temenai in Godena 808 or 809. I can’t recall her last name, but she owned a grocery store at a time. She was killed in a brutal way because of “wedo geba” confrontation of that she supposed the Eritrean Liberation. As I always follow your program no one discussed about her efforts, but she deserves recognition. It’s important to highlight her hard work to support for the Eritrean Liberation Front. Thank you, Genet Yohanes
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 10 ай бұрын
ራህዊት ጅግና ናይ ብሓቂ ጅግንነትኪ መዳርግቲ ኣልቦ!
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 9 ай бұрын
God bless you are hero. You remind me all the way back I love you sister.❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 8 ай бұрын
Nemntay ginn erhwa enteriwi zeytgbrla begkum gebrula 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 10 ай бұрын
ጅግና ስውእቲ ራህዋ ትስፍይ ከም ሽማ ንህዝባን ሃገራን ራህዋ ንምፍጣር ብመስዋእቲ ሓሊፋ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 9 ай бұрын
ኣታ ኣላ ብሂወት እዋይ ፡ ኣሞይ እኮ እያ
@Eritrea934
@Eritrea934 9 ай бұрын
​@@eritreaadey5961ኣበይ ኣላ ? እንተርቪ ጌራ ከ ትፍልጥ ዶ ገለ በልና ብዛዕባ እዝ ጅግና
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 9 ай бұрын
You guys are doing good ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@genetweldu385
@genetweldu385 9 ай бұрын
Anes Ertrawit koyne bmftarey gere zihbeno knegrekum aykln eye awet nhafasch kbrn megosn nswatna♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@senait4255
@senait4255 10 ай бұрын
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 💐‼️
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 9 ай бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸🇪🇷
@milieteghebremariam8866
@milieteghebremariam8866 10 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ታሪኽ የለን❤❤❤❤❤❤❤
@kkkbbb231
@kkkbbb231 8 ай бұрын
ድግድግ ኣዘኪርኩምና፡ thanks
@honestmama2687
@honestmama2687 10 ай бұрын
ጅግና ❤️🇪🇷🦁💪🐪❤️
@MeazaYohannes-yq3ce
@MeazaYohannes-yq3ce 8 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 10 ай бұрын
Our women are the stronger than all we prout of them❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@erisweetheart8156
@erisweetheart8156 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 9 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 10 ай бұрын
ኤፍሬም ግደን ኩሎም መሳርሕትኻን ድማ ንኹሉ እትሰርዎ ዘሎኹም ሶራሕ ከኑመስግነኩም ንፈቱ ታሪኽና ኣዝ ብዙዩ ሓደ ርብዒ ውን ኣይተተረኸን ዘሎ ስለዚ ኤፋር ሓወይ ታራኽና ኣብ ምብርባር ምዝንታውን ኣይሕመቖ ሓዱራ ብፍላይ ሓበሬታ ብዛዕባ ጅግንነት ዝተፈጸመሉ ኣከባቢን ፈጸምቲ ጅግንነትን ኣብ ምርካ ዝሕብሩኩም እንተትሩኽቡ ጽቡቕ ኔሩ መታን ናሪኽና ኣብ ወለዶታት ክሓልፍ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣሎና።
@user-in8hr6nq4u
@user-in8hr6nq4u 10 ай бұрын
Eretrya jeganu ❤🇪🇷🙏🇪🇷🙏🐫🇪🇷🙏
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 10 ай бұрын
❤❤selam Efiremi Gde yikeni yelina ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🎉❤❤🇪🇷🇪🇷
@robelghide9829
@robelghide9829 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆🏆🌹🌹🌹
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 2 ай бұрын
Welcome❤❤❤❤❤
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 10 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@rezenetesfalem3211
@rezenetesfalem3211 10 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊 deki eri
@yakobequbamicael-vq3ti
@yakobequbamicael-vq3ti 10 ай бұрын
our women are the stronger than all we prout of them 👍
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 10 ай бұрын
አንበሲት ሐፈተይ ናተይ ሄለን ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 10 ай бұрын
Alekum do eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏 ewe alena belu deki eru ajokum ezi kab baheri bi shilfa eyu minik kayitbilu tirah kab metkel hizbawi ginbar 👍👍👍
@freweiniasmelash4760
@freweiniasmelash4760 10 ай бұрын
Awet Nhafash Zelalmawi Zikri Nswatna God bless my country ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
@yordanosghirmay1156
@yordanosghirmay1156 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@semretberhe3092
@semretberhe3092 10 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 8 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Teklezghi86
@Teklezghi86 10 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 10 ай бұрын
👍👍👍👍🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 10 ай бұрын
Sabia Sabia Ikahlo Nizehleme ❤🎉❤🎉 Geganu Eritrea 🇪🇷
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 10 ай бұрын
ሰላማት ኣዳለውትን ኣንበብትን ፕሮግራም EMNA1 ኩሉ እተዳልውዎ መዱባትኩም ኣዚዩ መሃራን ኣብ ሓቀኛ ዛንታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር ብሓፈሻ ቃልሲ ኤርትራውያን ኣዝዩ ሓቀኛን ትኽክለኛን ኢዩ ኣዝዩ ድማ ብሴሓቢ ኣዛናትዋ ድማ ተዘንትውዎ
@Hzbawit
@Hzbawit 10 ай бұрын
Sened Tarikhna mesmer Meazina🤝🇪🇷🤝💌⏰🏗️📚🐪 Wetru ab Seret Jeganuna🎖️💐
@delayiselam9778
@delayiselam9778 10 ай бұрын
Seyti haweboy jigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤edmen Tiernan yhabki ❤❤❤❤
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 10 ай бұрын
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@efremefrem2400
@efremefrem2400 10 ай бұрын
ታሪኽና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ ሙ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ደለኹም
@user-Eri
@user-Eri 10 ай бұрын
ፍሉይ ተኣምራት ዚመልኦ ሰውራ ኤርትራ።
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 10 ай бұрын
God bless our country 🇪🇷. We proud of our heroes.
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 5 ай бұрын
❤❤❤
@mysweethomeshow4094
@mysweethomeshow4094 9 ай бұрын
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 10 ай бұрын
ኣብ ገሽናሽም ተወሊደ ዓብየ ንፈልማይ ጊዜ እዚ ታሪክ ይሰምዖ ኣለኩ ፡ ኣቤት ሕመቅ
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 10 ай бұрын
ጓል ኣንስተይቲ ንዓይ ፈጣሪተይ, ኣደይ, ብዓልቲ ቤተይ, ምሓዛይ, መማህርተይ, መቃልስተይ, ዝሕበነላ ሓብተይ ኢያ፡ መማህርተይ ገነት ተስፋይ ኩሉ ዓመት ቀዳመይቲ ትወጽእ ካብ ክፍልና፡ ተጋዳሊት ምርያም ሃብተማርያም (ሓብቲ ጅግና ስውእ እስክንድር ሃብተማርያም) ቁጽሪ 7 ኮይና ከም ፓቸ, ኩዑሶ እግሪ ምሳና ክትጻወት ኣብ ቤት ትምህርቲ ሕብረት፡ ዮዲት ሃይለ ጓል ክፍለይ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማሕበር ሃውርያት ቅድስት ስላሴ ቁጽሪ 7 ከም ኣሕመድ ዓብደላ ኮይና ኩዕሶ እግሪ ክትጻወት, ጅግና ተጋዳሊት ሰናይት የማነ ኣብ ጓል ተከል ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ኣብ ጎነይ ክትስዋእ, ጅግና ተጋዳሊት ኤልሳ ጓል ሻምበል ብመውጋእተይ ምንቅስቓስ ስለ ዝሳኣንኩ, ነብሰይ ሓጺባ ኣፍሮ ጨጉሪ ርእሰይ ላጽያ ካብ ሽሾ ቁማላት ከተጋላግለኒ ዘይርሳዕ ተዘክሮታተን ኣብ ሂወተይ ኢዩ። ኢፊሬም ሓሳብ ልበይ ኣስሚርካለይ የቐንየለይ።😂
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 ай бұрын
ኣታ እዚ ህዝቢ ዚሲ መስመይ ሲኢነሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 10 ай бұрын
Abey ikum habiekumo nerkum ezi kulu abi tarik,🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 10 ай бұрын
ኤፍሬም ናይ ብሓቂ ታሪኽና ኣብ ምዝንታው ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ የመስግነካ ኩቡር ሓወይ ፡ ታሪኽ እንዳ ኣቦይ ተስፋይ ልብኻ ዝትንክፍ ፡ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዘሕለፍናዮ ቀሊል ኣይኮነን። ሓንቲ ሓበሬታ ክህበካ ቅድሚ ሕጂ ውን ሓደ ተጋዳላይ ነጊሩካ ኔሩ በጃኻ ብሂወት ኣለው ድዮም ኣይፈለጥኩን ኣቦይ ወርደልፊኤል ዝበሃሉ ገዲም ተጋዳላይ ዓዲ ንፋስ ዞባ ማከል ዝነብሩ እንተ ትረኽቦም ጽቡቅ ኔሩ።ናይ 60ታት ተጋዳላይ እዮም ፡ ምስ ኽቡር ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅ ጽቡቅ ፍልጠት ኣለዎም ።
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@Mesel860
@Mesel860 8 ай бұрын
Bejakum neza Gual interview agbriwa n sle Rahwa ele subscribe like share ygebr aleku n rahwa genzeb tewaxiu kiwehaba alewo mekurieetey !!!! Neten ab tiktok himaqat vidiotat kizrhha zweela dima gizuf abinet tkonen eya ,…I really love her ❤Eritreawit Shikor nay adia zwesedet !!!!
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
#Shaebia 🫡🇪🇷🐪✊🏿
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 10 ай бұрын
Merhaba deqe eri Jeganu 🇪🇷❤💯
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@mizankesete3627
@mizankesete3627 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@romatesfay9296
@romatesfay9296 10 ай бұрын
Enqae natna konki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ane_kem_ane
@Ane_kem_ane 10 ай бұрын
ድምጺ ናይ'ዛ ኮኾብ ኤርትራዊት ጓል ኣንስትየቲ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ምስላ እንታይ ይምስል ክርእያ ብጣዕሚ እየ ዝህንጠን ዝብህግን ተስፋ ይገብር ብዓይነይ ክርእያ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ እዚ መደብ ንሳ ተትሕዞ ጽቡቅ ኔሩ ❤
@elenzere8nv253
@elenzere8nv253 10 ай бұрын
Tarik eritrawyan tezerziru zwdae aykonen kbrn mogosn nzelewun nztesewuaun awet neritran hzban
@nahomt870
@nahomt870 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 10 ай бұрын
💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlfredoGoli
@AlfredoGoli 10 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@bereketmeles-jc1yu
@bereketmeles-jc1yu 10 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷✅❤️👍❤️❤️❤️✅🇪🇷🇪🇷
@AlfredoGoli
@AlfredoGoli 10 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@hidathidat7909
@hidathidat7909 10 ай бұрын
መጀመሪያ ኣብተቅርብዎ ስራሕ ብታዓሚ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ብጽሞና እየ ዝከታተሎ ነስብ ታሪኽ ብጣዕሚ ነመስግን ሓንቲ ከሓትት ብዛዕባ ስዉእ ጴጥሮስ ሰሎሙን ምናኣስ ኣቦይ ኮይኑ ግን ባካል ዘይፈልጦ ሓወቦይ እዩ ታሪኹ ሓንቲ መዓልቲ ከመይ ከምዝነበረ እንታይ ዓይነት ስራሕ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ብሓፈሻ ቕድሚ ምስዉኡ ኣበይ ኣበይ ንቀሳቀስ ከምዝነበረ ምክንያቱ ዋላ ራህዋ ብዙሕ ኣይገለጽቶን ሰማይነሽ ትሪንዳድ ብዙሕ ኣገለጸቶን ስለዚ ሓንቲ መዓልቲ እቲ ተሪኹ ብጉቡ እነተተዝንትዉልና ጽቡቅ ኔሩ ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ዉድባት ኩሎም ኣክብሮትን ፍቅርን ኣለኒ ዕድመን ጥዕናን የሃቦም ክሳብ ባካል ንረኽቦም ክብሪ ንሰብ ግብሪ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ የቀነለይ።ንኣዳለዉቲ
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 10 ай бұрын
wwwwwwww anes kemzitat tarik nay yhwatnan ahatnan mtaemi eyu dmsteni kab lbey bsmet eye dsemo bejakum kemzitat tarik nay yhwatna amuutsuaulna ab eritreana tekedihu dey wdae kndey tarik alo emo wala bchlfa amutsuaulna
@amanuelberhe5677
@amanuelberhe5677 15 күн бұрын
ety tarikh Gignenet aziu mesatin sehaben eu Tarikh eza Anbesiten Waeron Tegadalit Rahwa. Hlewty dia walas swety gina abta Tarikh dbelet koyna tesmiatny ala emo kitnetser medelekhu.eta mes sdrea gina dagmay rikibom dhry Natsenet eu neru elkum ekhum wediekuma delekhumo EFA GELE DEA BELUNA. ERITREAWINET KUBUR MENENET. ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🐪🐪🐪💯💖💐💐💐❤💪💪🌹🌹🐅🙏🙏🙏
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 10 ай бұрын
ኣነ ሓደ ካብቶም ናይ ወትሩ ተኻታሊኹምየ ተስፋሚካኤል ገብረማርያም ይብሃል ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኤሜሪካ ማለት ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ሜሪላንድ ዋሽግተን ዲሲ ይቕመጥ።ሕጂ ኣብ ኣርባዓትት ዕድመ ዝርከብ ኮይነ ነቲ እትትርኽዎ ታሪኽ ኤርትራውያን ተጋደልቲ ብፍላይ ጀማሂር ኣብ ኩባቢ ድንበዛን ካርነሽም ሰረጀቓን ኩቤባኡን ዝግበሩ ዝነበሩ ጅግንነት ንእሽቶይ ኮይነ ኩሉ ይርእዮን ይሱምዖን ኔረ ብፍላይ ናይ በዓል ሱማይነሽ(ትሪንዳድ)፣ብዓል ራህዋ ተስፋይ፤ጴጥሮስ ሱሎሙን፣ኣብ ኩባቢ ዓዲተከሌዛን ዘለዋ ቁሸትትን ዔድታት ዝንቀሳቐሱ ዝውድቡን ዘንቅሑን ዝነበሩ ጀማሂር ከም በዓል ዘካርያስ ኩምውን ጸሃየ ዝበሃሉ ሙዑታት ዱቃ ህዝቢ ዳሓር ከማን ዘካርያስ ኣብ ጀሩትዋ ቂሸት ዓዲተከሌዛን ብወደገባ ብጅግንነት ተሰዊኡ ጽሃየ ግን ኣብ ናጽነትና ኣትዩ ከይከውን እንተዘይ ተጋግየ ናይበዓል ዘካርያስ ጅግንነት ተጹብጺቡ ኣይዉዳእንዩ ነዚ ናይ በዓል ዘካርያስ ጅግንነት ዘዘንትወልኩም ካብ ኩባቢ ዓዲ ተኩሌዛን ቁሸታት ኩሩምብሪ ጀጉርታብ ሽንድዋ ጀረትዋ ቀንዲ መዱበሮም ስሉዝኑበራየ ጽጹይ ሓበሬታ ክትሩኽቡ ትኽእሉ ኢኺ ምናልባት ናይ ናይ ዘካርያስ ሙስዋእቲ ኣብ 1987 ወይ 1988 ኣኩባቢዩ ኣኑ ኣብቲ ግዜቲ ምናልባት ወዲ 14 ዉይ 15 ይኹን ኔረ እቲ ጅግንነት ብዓል ብዓል ዘካርያሶ ጽሃየን ብዓይነይ ይርዮ ኔረየ ናይ ብዓል ራህዋ ተስፋይ ን ጵጥሮስ ሰሎሙን ድማ ብዕላል ኣብቲ ግዚኡ ይሱምዖ ኔረ ሎሚ ክትርኽዎ ምሶ ሱማዕኩኹም ድማ ኣዝ ተሓጊሰ ብሓፈሻ ኤርትራውያን ታሪኽና ዓቢን ብዙሕንዩ ብፍላይ ድማ ኣብ ግዜ ሱውራ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 9 ай бұрын
ቅድሚ ናጽነት ወዲ 15 ኔርካስ ክሳብ ሕጂ ኣርብዓታት ትብል ኣለኻ ናበይ ገጽካ ዲኻ ትቆጽር ወይ ሞሲባ
@menkabmen5751
@menkabmen5751 10 ай бұрын
Adalewti ezi medeb felema nemesgnekum..ketsile abzen adtat denbezan bzuh tarik eyu zelo bflay ab shimangus tahtayn kebabieun slezi bmedeb nabu kedkum tarik ente tbrbrwo des mbelena yekenyelna kea
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 ай бұрын
ብጻይ ኤፍሪም፡ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ኣብቲ Thumbnails ንእትገብሮ ምስሊ፡ ብሎንደ ሕብሪ ጸጉሪ ዘይብሉ ክኸውን ኣለዎ ዝብል ርኢይቶ ኣለን።ምስሊ ኤርትራዊ-ኣፍሪቃዊ ዘንጸባርቕ ጸሊም ጸጉሪ ይኹን።🙏🙏🙏
@freweiniberhe4530
@freweiniberhe4530 10 ай бұрын
ራህዋ እሞ ብሂወት ጸኒሖማ ዶ ስድረአ ሕጂ ከ ኣላ ዶ? ኣቤት ትብዓት
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 10 ай бұрын
ካብ ዝገርመኪስ ጎሮቤትና እዮም፡ ንፈልማይ ግዜ ይሰምዖ ኣለኹ፡ ስማ ግን ይፈልጦ ኔረ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 10 ай бұрын
ጸኒሖማ ብሂወት ኣላ ኣብ ዓዲ ሃሎ፡
@semretberhe3092
@semretberhe3092 10 ай бұрын
Iwe bihwet ala.Thanks God 🙏
@Eritrea934
@Eritrea934 10 ай бұрын
​@@eritreaadey5961ከም ናይ ትሪንዳድ ኢንተርቪ ድገበረቶ ኣሎ ዶ ብሂወት እንተላ
@user-lf9ih4tm3i
@user-lf9ih4tm3i 10 ай бұрын
ንምንታይ ኢኹም ብቪድዮ ዘይተቕርብዎ
@huruyabraham2012
@huruyabraham2012 10 ай бұрын
Ejamica giber habibi ,nisom yiserhu alewi
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 10 ай бұрын
ኢታ እሞ ጻማን ራህዋን ረክባ እዚ ኩሉ ገራን ኢዩ ዘይተመለሰ ሕቶን ዘይተከፈለ ዕዳን ኮኑና ዞሎ ናይ ዛሓበትና ተጋዳሊት!?ሰለዚ ፍከራን ወደሳን ግድፍኩም መሰሎም ግቦኦምን ጥራይ ሃብዎም ነዞም ተጋደልትን ህዝቢ በጃኩም በጀኩም?
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 10 ай бұрын
ራህዋ ስለያን ወታሃደራዊ ጥምጥም ጥራሕ ዘይኮን ኣብ ማዒርንትን ትወፋይንት ደቂ ኣንስቲዮ ውን ሓያል ውዳቤትን ሃያስትን ኢያ ንራ
@user-xn7cf6lj7p
@user-xn7cf6lj7p 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@abrahamasefaw6738
@abrahamasefaw6738 10 ай бұрын
❤❤❤
@mysweethomeshow4094
@mysweethomeshow4094 9 ай бұрын
@baqr4383
@baqr4383 10 ай бұрын
@baqr4383
@baqr4383 10 ай бұрын
@baqr4383
@baqr4383 10 ай бұрын
@user-tr1bx6jk8x
@user-tr1bx6jk8x 10 ай бұрын
❤❤❤
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 35 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 47 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 99 МЛН
EMN - ወዲ ጎማ ኣብ ናቅፋ- Eritrean Media Network
14:30
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 36 М.
EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network
28:00
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 35 М.
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 35 МЛН