EMNA1 "ማሕሙድ ዲናይ፡ ኣብ ከሰለ ኮይኑ'ዩ፡ ነታ ኣብ ድፋዕ ዝነበረት ቦጦሎኒና ዘማሓድራ ነይሩ" ተጋ ተሓኤ ነበር ፍስሃየ ERITREAN HISTORY

  Рет қаралды 8,461

EMNA 1

EMNA 1

18 күн бұрын

EMNA1 "ማሕሙድ ዲናይ፡ ኣብ ከሰለ ኮይኑ'ዩ፡ ነታ ኣብ ድፋዕ ዝነበረት ቦጦሎኒና ዘማሓድራ ነይሩ" ተጋ ተሓኤ ነበር ፍስሃየ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 87
@asmaratube9114
@asmaratube9114 15 күн бұрын
ብጣዕሚ ነዊሕ ሌክራም ሓጺር ዕላል ኣስተካክልዎ እንበር
@zeeMe2323
@zeeMe2323 16 күн бұрын
God Bless Our Heroes EDF Leaders Happy Happy Independence Day 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
@yohannestewolde8152
@yohannestewolde8152 16 күн бұрын
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 16 күн бұрын
ኤፍሬም ግድ ምስ ኩቡር ዕዱምካ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ጹቡቅ ጎኑ ይኹን ሃሳዪ ጎኑ ከምዘለዎ ከይተሸራረፈ ምቅራብኩም ንን ኡስ ይኹን ነመጻኢ ዎሎዶ ኣገዳሲ መርሖ ጎደና ዩ ሞ ምስጋና ይብጻሕኩም።🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷🌴🌻💖
@nohisack7796
@nohisack7796 16 күн бұрын
አብ ዓለም አለው ዝበሃሉ ሰልጡንን ነብሱ አብ ግንባር ቅድሚ ብጻዩ ነፍሱ ዘወፊ ህዝባዊ ግንባር እዩሞ መትከላት ህዝባዊ ግንባር ከም ነቢት ዳሐደረ ዝምቅር እዩሞ ሕቡናት ኢና ደቂ ኤረ ዓወት ንሐፈሸ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 15 күн бұрын
ኣብ ተሓኤ እውን ውፉያት ነይሮም እዮም ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 16 күн бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐫
@mengstabasmelash2021
@mengstabasmelash2021 16 күн бұрын
አደይ ሐረጉ መብራህቱ አደ 4 ስውአት ብዓልቲ ቤቶም ንነፍስሄር አስመላሽ ቀለታ ትውልዲ ዓዲ ደቂ ሽሐይ ለጎ ዓንሰባ አብ 80 ታት ንጉባኤ ሳሕል ዝወረደት ብሂወተይ ከለኩ እንተርቢው ክገብር ኢላ ሃረር እትብል ሐርበኛ አደ ሐደራ ይብሎ ንአዳላዊ መደብ
@moneyaintathing817
@moneyaintathing817 11 күн бұрын
Very intelligent guy. He seems to understand Eritrean culture from the lowlanders and the highlanders' perspective.
@samsonmhreteab9621
@samsonmhreteab9621 4 күн бұрын
I'm pleased and really appreciate for what you have been doing Efrem. These interviews should have parts written such as part 1, part 2...to locate easily. And the Advertisement is too long when you compare to the length of the whole interview. Though overall THANYOU for all the facts you brought.
@goitomgebremedhin8131
@goitomgebremedhin8131 16 күн бұрын
Hello Efrem how are you ? Thanks for your program & Thanks for making me know lulya Books, I bought wushate gorebet. Rhus qnyat naxnet. Awet n'hafash.✋🙏🇪🇷🇪🇷🙏
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 16 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯❤️❤️❤️🇪🇷
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 11 күн бұрын
happy independence day to all Eritreans❤❤❤❤❤❤❤❤
@zeresenaytecle9988
@zeresenaytecle9988 16 күн бұрын
Eza mexhaf nab Europa zerghwa seb yxbeia alo Efi❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@alemyouhannes2831
@alemyouhannes2831 16 күн бұрын
Wadi Ghede, Can you please ask him about 1977 what happen in Agurdat This Battalion imposed Sharia Law. Who was behind this. Thanks
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 16 күн бұрын
ካብቲ ድሑርን ፈላላይን ዉድብ ተፈሊኻ ካብ ጸላእን ጀብሃን እናተሃደንካ ነታ ትመጽእ ናጽነት ብመሪርን በሊሕን መላጸ ሓሊፍካ ኣደነቕቲ ታሪኽ ምስራሕ ኣብ ዓለምና ህግሓኤ ጥራይ እዩ ከምዚ ታሪክ ክሰርሕ ዝኽእል ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ዓወት ንሓፋሽ Viva Eritrea
@mebrahturedi7362
@mebrahturedi7362 8 күн бұрын
ኣብቲ ውግእ ዝነበረሉ መጀመርያ ዶሽካ ዝተጠቀምናሉ ግዚ ነይሩ ኣነ ኣብታ ናይ ኣባይ ብረት እየ ነይረ ኣብቲ ውግእ ነፈርቲ ፈ15 ክድብድባ ምስ ጀመራ ነቲ ዶሽካ ከይዉቅኣና ዶሽካ ፍሕ ኣቢልና ተሽኪምና ንድሕሪት ኣንሲሕብና ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 16 күн бұрын
ጀብሃ! ገለ ነባራት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት፡ እቶም መብዛሕትኦም መራሕቲ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ዝነበሮም ጥራይ ዘይኮኑ፡ ንባዕሎም ውን ብፍላይ ውጺኢት ዘሕዝን ግፍዒ ዘበነ ጃንሆይን ኩማንድስን ስለዝኮኑ፡ ዝተሓዘሎም ኣይኮኑን ብምባል ዘዘንትው ድማ ኣለው🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 9 күн бұрын
እወ ናይ ገሊኦም ክኸውን ይኽእል እዩ ይብል ማለት ካብ ሓደ ተራ ክጋደል ዝመጸ ገባር ክትጽበዮ ትኽእል ኢኻ ኮፍ ኢልካ ከኣ ትረዳድኣሉ እቲ ጸገም ኣብቶም ዓበይቲ መራሕቲ ክትርእዮ እንከለኻ እዩ::
@kfd9403
@kfd9403 16 күн бұрын
good job ኤፍር ❤ ምስ ብጾትካ ከም ናይ ኩሉ ግዝየ ስራሕኩም::
@lettetecle4258
@lettetecle4258 15 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 16 күн бұрын
❤❤🎉🎉
@mulugeta6522
@mulugeta6522 16 күн бұрын
❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@mussieawate2749
@mussieawate2749 16 күн бұрын
2 ደቂ ሓደ ክላስ 9 ክፍሊ ካብ ኣቍርደት ክንጋደል 76 ከባቢ ተክረረት ምስ በጻሕና እዛ ናይ ማሓሙድ ዲናይ በጦሎኒ ተቀቢላትና። እቲ ናይ ሓጺር ግዜ ትዕዝብተይ ካብዚ ናይ ፍሳሃየ ብዙሕ ዝተፈልየ ኣይኮነን።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 16 күн бұрын
ሓሳዊ ባርያ ኢሰያስ ሰላይ ሻዕብያ ኔርካ ትከውን ከም ብዓል ኣብርሃለይ፡ 76 ጀብሃ መንግስቲ ኢያ ኔራ፡ ዓቕምኩም ኣይትፈልጡን ኢኩም፡ ምሽ መራሒ ቦጦሎኒ፡ መሪሕነት እውን ኣብ ሜዳ እዮም ኔሮም፡ ኣብ 60ታት ዝነበረ ሕንፍሽፍሽ ከኣ እንተላይ እቶም ዝተፈልዩ ዝሕተቱሉ'ዩ፡ ጀብሃ 1971 ጉባኤ ኣካይዳ ውድብ ተጸጊኑ ብዓል ዶር ፍጹም፡ ዓዜን ያሲን፡ ሑሩይ ተድላ ባይሩ፡ መሪሕነት መጽዮም፡ 1975 ከኣ ኩሎም ተመሃሮ ዪኒቨርስቲ ኣብ መሪሕነት መጽዮም ብዓል ተስፋይ ደጊጋ፡ ወልደማርያም፡ ኣሕመድ ናስር፡ ኢብራሂም ቶቲል፡ ስለዝስ ሻዕብያ ቀተልቲ ኣጽነትቲ ብራዕዲ ዝገዙኡ፡ ንጀብሃ ክትገልጽዋ ሞራል የብልኩምን ።
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 11 күн бұрын
@@user-et1ls7pk8k Wendy men Konka ikka please be quite you are really hurting us history is history.what did we gain having Hury except sham?.
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habrom125
@habrom125 16 күн бұрын
ጠጥዕሙ ንዓኩም ንተራኽን ሓታትን " ምስ ርሑስ ነጻነት እንዳ በልኩ። ብዛዕባ ማሕሙድ ቲናይን ተግባራቱን 11/20/1965 ኣብ ቀዳመይቲ ክፍሊ ሓላፊ እንከሎ " ኣብ ዓዲ ሓንሰ ቋሓይን 40 ትንፋስ ሓሪዳ" ኣቦይ በርሀ ስላምሳ ዳኛ ክሳዱ ቖሪጾም ኣብ በረካ ዓዲ ሓንሰ ጓሶት ከምዝረከብዋ ታሪኽ ይሕብር። 8ካብ ዞም 40 ስድራቤታት እንዳስላንሳ እዮም ነሮም። ብዙሓት ደያኑ ፈቀድኡ ውን ብጀብሃ ተሓሪዶም።
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 12 күн бұрын
ሰባት ምኻንና'ባ ኣይንረስዕ ጌዜ ነዊሑ እምበር ኣብ 1994፡1995 ን 1996 ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ኣንቢበ ነይረ ኣቦይ'ውን ኣፍቲ ውድብ ተሓኤ ካብ 1974 ክሳብ 1977 ስለ ዝነበረ ብዙሕ ታሪኽ'ዩ ነጊርኒ ግን ንሽተይ ወዲ 10 ዓመት ስለ ዝነበርኩ ብዙሕ ይርዳኣኒ ኣይነበረን ሕጂ ክኸውን ነይርዎ
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 16 күн бұрын
ነቶም ዘይትፈልጥዎ፥ መሓመድ ዲናይ ካብቶም ኣብ ሱዳን ወተሃደራት ኮይኖም ጸኒሖም ምስ ምጅማር ዕጥቃዊ ቓልሲ ንሜዳ ዝተሰለፈን ብዕድሚኡ ካብ ኩላቶም ዝናእሰ ምንባሩን ብድሕሪ መስዋአቲ ሓምድ ኢድርስ ዓወተ መተከእታ ንምኻን ሕጹይ ኮይኑ ዝቐረበ ገዲም ተገዳላይ ምንባሩ ዝፍለጥ'ዩ። ምስ ኣብ ሜዳ ናይ ሰራዊት ክፍልታት ኣብ ሓምለ 1965 ምቓም፥ ናይ ቀዳመይቲ ክፍሊ ሓላፊ ኮይኑ ተመዲቡ፥ ብዘይካቲ ካልእ ዝፈጸሞ ዓበይቲ ገበናት፥ ነቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ካብ ከበሳ ንጋሽ ንኽሓርሱ ዝወረዱ ሓረስቶት ኣብ ሰነ 1967 ዝተፈጸመ ናይ ቕትለት ፍጻመ ቀዳማይ ተሕታቲ እዩ። እቲ ዘገርም ምስቲ ኩሉ ገይርዎ ዝብሃል ክስታት፣ ድሕሪ ናጽነት ናብ ሃገር ኣትዩ ብሓላፍነት ተመዲቡ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሑ ንክእሰር ተወሲኑ።
@user-hr5jb4bv3w
@user-hr5jb4bv3w 16 күн бұрын
ሰላም ኤፍር ምስ ኩቡር ጋሻካ ኣቶ ፍስሃየ ቀሺ ልዑል ቀሺ ጳውሎስን ታረክ ብረታዊ ቃልሲ ታሪክና እዩ ሕማቁን ጽቡቅን ኩሉ ናትና እዩ ሕቶ ታዓሊም ብዓረብ ድዪ ኔሩ ?
@user-hr5jb4bv3w
@user-hr5jb4bv3w 16 күн бұрын
መልሲ ክንጽበ ኢና
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 15 күн бұрын
እወ ብዓረብ ሓንቲ ትግርኛ ወይ ትግረወይ ህዳርብ ዘይብላ ተበ !!!!! ኣስታዕድ : ኣስተርሕ ንሱስ ጸገም ኣይነበሮ ብዝኾነ ቋንቋ ይኹን እቲ ቋንቋ ዓረብ ምጥቃም እውን ኣብቲ መጀመርያ ጥቕሚ ነይርዎ እዩ ይብል ::
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 10 күн бұрын
Be latin neru ? 😂
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 16 күн бұрын
ሽንግርቢት ዘይኮነ ሸሪካ ዝብል ኣፍእዩ ይቕሬታ
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 15 күн бұрын
መርሓባ ኤፊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 16 күн бұрын
Selam. ❤❤❤❤
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k 16 күн бұрын
ሰላም ደኪ ኤሪይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@abukamil7376
@abukamil7376 11 күн бұрын
It’s good to learn from people who have first hand knowledge of important historical events. However, people who are emotionally attached to one organization or the other, have been teaching the young people, a highly filtered and meticulously selected chapters of history. History written in support of one sided political narrative has devastating consequences on the unity of the people.
@ssolomon594
@ssolomon594 3 күн бұрын
ብርግጽ መራሕቲ ጀብሃ ፡መብዛሕትኦም ገሳርጥ እዮም ነይሮም ፡ ኣብታ ኣነ ዝነበርክዎ ከም ቦጦለኒ ፡ ኣብ ከበሳ ማለት ቁጽሪ 8 ' ዳሕረይ ናብ ቁጽሪ 10፡ ድሕሪ ውግእ ሕድሕድ ኣብ 1978 ፡ንላጉየን መጺና ፡ ድሕሪኡ ንቁጽሪ 9 ፡ ማለት ንመረብ ኬድና ( ኣብ ክሳድ ዒቃ ) ድሕሪ ምንባርና ሓፈሻዊ ምዝላቅ ኮይኑ ባርካ ወሪድና ። ብዝኾነ እቲ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ። ኣባል ቦጦሎኒ 371 ነበር ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 16 күн бұрын
Efrem neteqrbo tarik qdmn lomn berte qexlo jebha ezi tarikom bsenki tederarabi werarat meskin egri tekli hagern eta zeytrdaka mstir eqabe tegerilom aregtot ms deqideqom merabawyan zmetewalom yegei bmgbar ms xexelaeti hzbn hagern kolaut yebelashwu nsu keyakl dma nadi ketwuwo hji ka nskum neti ab adi zelo afltwo dege zelo kulu yfelto eyu 🙏🙏🙏
@m.t6772
@m.t6772 14 күн бұрын
Eta advertise neza Tarik qetilata
@isayaskudus2109
@isayaskudus2109 16 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ግን ካብ ቲ ዋና ቁምነገር advertisement በዚሑ
@rghebremedhin4259
@rghebremedhin4259 12 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት ኣድቨርታይዝመንት ክበዝሕ ኣለዎ ብሃላይ እየ። ንምንታይ እንተበልካ በቲ ድኹም ጎንና ስቅ ምባል ተጠቂሞም ጸላእትና ታሪኽና ብስራቅ ይኹን ሓሶት ብምድግጋም የደናግሩ ስለ ዘለው ነቲ ሓቂ ክንደጋግሞ ኣለና እሾኽ ብእሽኽ እያ ትወጽእ። እዚ ኣድቨርታይዝመንት ቁምነገር ሓዘል ዝሓዘ ምዕራፋት ኣሎዎ እንተ ኮርኪሕካ ግን ይርድኣኒ እዩ። ዕላምኡ ውቂዑ ኣሎ ማለት እዩ።
@Dan-Eri4
@Dan-Eri4 16 күн бұрын
Typically I enjoy the interviews in this channel , and this is no different , BUT I wish it was presented in a more clear and aptly edited fashion. It was long winded and difficult to fellow , and in my opinion it was not the fault of the guest but that of the editor !!
@adamismail9137
@adamismail9137 15 күн бұрын
ባዓል መሓመድ ዲናይ ቃልሲ ህዝቢ ኣለትሪያ ከምዚ ናዋሕ ምስ ባዕዲ ተደጋጋሚ በስተስላ መንገድ ሕንፍፊሽ ኣካይዶም ሻላ ብሉጽ ሙኩር መራሒ ወዲ ኣፍወርቂ ተሰጊሩ .
@qelhi7922
@qelhi7922 6 күн бұрын
መሓመድ ዲናይ፡ዓብደላ ኢድሪስ፡ሑሩይ ተድላ፡ዕመር እዛዝ፡ሳልሕ ሓዮቲ ፡ሓሰን ከሊፋ እቶም ንጀብሃ በታቲኖም መሃነና ክትጠፍእ ዝገበሩ ጨካናት ዓለታውያንን መስፍናውያንን እዮም
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 16 күн бұрын
Gebeha hsakajatina Iwaeye Iziomo Behleikilele Tefifu
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 16 күн бұрын
Rehus beal Naxnet.
@maebeltekia9134
@maebeltekia9134 16 күн бұрын
15 minet bezey elelal atfikumo abkendi mehxaru eti elal
@Dan-Eri4
@Dan-Eri4 16 күн бұрын
BIAQI, very frustrating ! And thence, the rest of interview , short as it was , it was long winded and hard to fellow . The journalist should have used the very long waisted time for introductory comment and music to augment the content of the interview !
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 10 күн бұрын
ነዚ ነበር ዝብል ታሪኽ ገድሊ ገዲፍኩም - ንጽባሕ ተትሓስቡ መሓሽ ንትማሊ ኣይኾናን ንነብር ንጽባሕ እምበር ❗️
@edenpazom9452
@edenpazom9452 16 күн бұрын
ደቂኢረይ ዮሀና እንዕ ናብዛ ክብሪቲ ዕለተ ናጽነትና አብቃዓና ንኩሉ ሕብን ኤሪትራዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 16 күн бұрын
እዚ አብ ጀብሃ ምቅንጻል ተጋደልቲ ብብዝሒ ኔሩ ክምቲ አብ ገድሊ ከለና ንስምዖ ዝነበርና 120 ክጋደሉ ዝመጹ ኩሎም ደቂ ከበሳን ተማሃሮ ዩኒቨርስትን ዝነበሩ አብ ደብረሳለ ብጀብሃ ከምዝተረሸኑ ይንገር እዩ እሞ ዋላ ብታሪኽ ዝፈልጦ እንተኾይኑ ሕተተለይ ኤፍሬም
@nurmohammed504
@nurmohammed504 7 күн бұрын
እሳያስ አብ ጀብሃ እንክሎ እዞም ተመሃሮ ጀዋሲስ ኃይለስላሴ እዮም ክርሸኑ አለዎም ኢሉ አረሽኑዎም እቲ ንጀብሃ ንምጥፋእ ሃ ኢሉ ብ ህዝቢ ከበሳ ተዘላኢት ክገብራ ክምኡ ድማ ምሁራት ስለዘይፈቱ ስለዝኾነ እዮ ነገዳይም ተጋደልቲ ጀብሃ ሕተት
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 16 күн бұрын
ውድዕነት ዘይብሉ ዕላል።
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 15 күн бұрын
ውድዕነት ፈረቓን ኣለዎ ኣስተውዕል ኣፍካ ዝሃበካ ኣይትዛረብ ሓቂ መራር እያ ኣነ ዝፈልጦን ዝኾነን ብተኣማምነት ይዛረብ ኣለኹ ኣብ ሰራዊት ሓርነት ክንደይ ብሉጻት ቦጦሎኒታት ከምዝነበራ ክንደይ ብሉጻት ከምዝኸፈልና ምስኣኽብሮትን ክብርን ዝኽርን ይነብር እንተኾነ ብዛዕባ ቦጦሎኒ ዲናይ ኣብኣ እንተኔርካ እዚ እዩ እቲ ሓቂ ኣብኣ ስለዝነበርካ ዘይናታ ታሪኽ ክትስልማ ኣይትሕሰብ ወደሓንካ ::
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 12 күн бұрын
ኣውጽዎ ንህዝቢ ንገርዎ
@hadishanan695
@hadishanan695 13 күн бұрын
ab jebha serya adis temharo adis ababa zemxu betgdalti jebha tershinom kedmay tehatati selmun welda mariam iseyas afwerki 3mahmud dinay eyom meknyatu 3tegorarihom geday geromom
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 16 күн бұрын
Dereozeserakiila Ilomozihseru Lekebatate
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 10 күн бұрын
Nezia tesarifka entay temahirka ?
@eritreaahmed2635
@eritreaahmed2635 16 күн бұрын
Tarikh nay jebha miblishaw Gega eyu .dihri 75 teslifka ab 61 teselfu terikhom ayteblashowo ..pls efrem gide tarikh bixubuk akrib.bezey side
@christianc8012
@christianc8012 16 күн бұрын
100% Perfect zibehal yelen ko,tsibukin himakin kiniger alewo,for example b fedayin gebha nufuat nerom ko,yiniger u kea
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 12 күн бұрын
ታሪኽ ኣየባለሸኹን ዝነበረን ዝተፈጸመን እየ ኢለ ብእምነተይ ዝኾነ ኤርትራዊ መንእዩ ብዘየገድስ ክጋደል ኢሉ እንተተሰሊፉ ኣኸለ እቲ ዝነበረ ጌጋታት ክትሽፍን ግን ዝከኣል ኣይኮነን እቲ ዘረባ ከተስተብህለሉ ይላበወካ ኣብቲ ምጅማር ሰውራ ንኤርትራ ሓራ ከነውጽኣ ኢሎም ንዝተበገሱ ህልዋትን ስውኣትን ኣቦታትና መዐቀኒ ዘይብሉ ኣኽብሮት ኣለኒ ነቲ ጉዳይ ጨውዮም መንገዱ ዘስሓትዎ ግን በቲ ይኹን በዚ እቲ ሓቂ ክንፈልጦ ዝግባእ እዩ ኢለ ይኣምን::
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 12 күн бұрын
አንታይዓይነት መዋዓዉዒዩሲ?
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 10 күн бұрын
Mezehli zehelehel kuri
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 13 күн бұрын
እቲ ሸፊንዎ ዝሓልፍ ዘሎ ተሪኽ ግለጾ በሎ ንምዓሱ ክኸውን ተጸቒጡ ክገልጽዎ ዘይክሉ ታሪኽ እንተ ኮይኖም ንምንታይ ዕድመ ተቕርብሎም
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 13 күн бұрын
ሰላም ዝሸፈንክዎ የለን እንተኾነ እቲ ጉዳይ ነዊሕን ዝተሓላለኽ ስለ ዝኾነ ግዜን ጥንቃቐን የድልዮ:
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 12 күн бұрын
እቲ ግዜ ተረኺቡ ከሎ'ሞ ንምዓሱ ወላስ ሰብ ክፈልጦ ኣይደሌኻን
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 12 күн бұрын
ሰብ ክፈልጦ ጽቡቕ ንዓይእውን ባህምበለኒ እንተኾነ ንርእሱ ዓቢ ኣርእስቲ ስለዝኾነ ግዜ ተረኺቡ ብዛዕብኡ ጥራይ ክዝረብ ይግባእ:
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 12 күн бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ኣይኮነን። ኢሳያስ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። እዚ ሰብ'ዚ ፍርሒ ዚመበገሲኡ ንኤርትራን ህዝባን ይጸልእን'ዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ሓሶታት ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። እዚ ሰብ'ዚ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን'ውን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት ትምራሕ ዘላ ሃገር እያ: ንኩሉ ዘረባታቱን ግብርታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@sallusallu2894
@sallusallu2894 16 күн бұрын
እንድሕር ጸለመ ናይ ቀዳሞት ኣያታትና ቀጽልኩሞ unsubscribe ክንገብር ንገደድ
@Hzbawit
@Hzbawit 16 күн бұрын
Hmaqn tsbuqun kglets gdetana yikhun🤝⏰📚✍🏾🐪 Bhasab thiray nwekes🤔
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 12 күн бұрын
ኣየ መግደፍ መሕፈሪት ትብሃል ኣይተፈጠረትኩምን። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ካብዚ ትትርኽዎ ዘለኹም ጥፍኣት ናይ ዲናይ ብኣሽሓት ግዜ ዝተዓጻጸፍ ጥፍኣት ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም። ጋዜጠኛኳ ግዜ ምስ ኣኸለ ተኣዚዘ እየ ተገዲደ እየ ኢልካ ዘርባዕባዕ ከምትብል ኣይጣራጠርን እየ።
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 16 күн бұрын
Not all of as please.
@Dan-Eri4
@Dan-Eri4 16 күн бұрын
What ??
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 16 күн бұрын
I mean most of as we were not having enough food to eat,no clothes at all but we accept it because it is part of the stragl.
@Adulis_TV
@Adulis_TV 16 күн бұрын
Kulu halawlaw koynu medbka nay lomi efrem gide dahar kea kulu gize ab haymanot tekiska aytzarb fokis akrari aytkun Ok selzi kem Eritrea meda mezanawi koynka ente tezarbka zehashe eyu / ab zehalef keman teazibka ner nay saho erop amxika Kirsten eyom elka entay adley Kirsten Muslim elka zerba lomi kema temsasali zerba eka amxika selzi abweshtika herekrek zemlka himam haymanot aleka efrem
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 16 күн бұрын
በቃ ንጀብሃ ምጽላም ኮይኑ ስራሕኩም ጥፋኣትኩም ኣኪላ'ያ መስለኒ ሎምቕነ ሃተፍተፍ ትብሉ ኣለኩም 😂
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 16 күн бұрын
ሃተፍተፍ ትብል ዘለኻ ድአ ዘይንስኻ ኢኻ ተጋደልታ ዝነበሩ እኮ እዮም ዝምስክሩ ዘለው እዚ እኮ ሓቀኛ ታሪኽ እዩ ጀብሃ ድአ ቅኑዕ አመራርሓ እንተዝነብራዶ ምተበታተነት ህግሓኤ እንተዘይምስረት ኔሩ ናጽነት ኤርትራ ብጀብሃ አይምመጸትን ኔራ ዋሓጣ ጥራይ ሃተፍተፍ አይትበል እንተደሊኻ ታሪኽና እዩ ኤርትራዊ እንተኼንካ ተማሃር አይኮነን አፍካ ሒዝካ ዕረፍ ደሓር ምጥፋእኩም ቀሪቡ እዩ ዝበልካያ ድማ አብ ዓለም ንህዝባዊ ግንባር አብ ፈይስቡክ ኮይኑ ከምዚ ኸማኻ ዝጻረፍ እምበር ዝስዕር የለን
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 16 күн бұрын
@@nugusezhans4267 ምስኪናይ ርእስኻ ደስኪሉ'ዩ፡ ጀብሃን ሻዕብያን ከኣ ክትመራመር በቂዕካ ክክ፡ ናይ ሻዕብያ ጉድ ከኣ በል ተመራመረሉ፡ ሻዕብያን ወያነን ኮይነን ምስ ምዕራባውያን ንጀብሃ ዝሃረማኣስ መሪሕነት ትብል፡ እቲ ፍጹም ራዕዲ ዝነበሮ ውድብ ሻዕብያ ዲዩ ናጽነት ኣምጺኡ ትብል ዘለኻ ንባዕሎም ነጻ ዘይኮኑስ ነጻነት ከምጹኡ፡ ኣበይ ኣሎ ናጻነት፡ ነጻነት ተዝህሉ ዶ ንስደት ፈርጢጥካ ባርያ ኮንካ ከኣ ኪኢልካዮ ኣለኻ ክክክ፡ ጀብሃ ዴሞክራስያዊት ውድብ ኔራ ዝኮነ ተጋዳላይ ክሳብ መሪሕነት ክነቕፍ መሰል ኔርዎ፡ ኣብ ሻዕብያ ምሽ መሪሕነት ክትነቕፍ ተሓሚካዮም ከማን የሕቅቁኻ፡ ነዚ ዲኻ ትንየተሉ ዘለኻ፡ ነታ ጅግና ዴሞክራስያዊት ውድብ እባ እፍሊ ዓዋሉ ደቂ ጽርግያ እባ ተጻዊትኩምላ፡
@Dan-Eri4
@Dan-Eri4 16 күн бұрын
@@user-et1ls7pk8k I CAN. TELL. FROM. YOUR. ORIGINAL. COMMENT. AND. YOUR. RESPONSE. TO. A. COMMENT: YOU. ARE. KEDAE !
@solomonmebrahtu2159
@solomonmebrahtu2159 16 күн бұрын
ናጻነት ኤርትራ ከም ዝመጽአ ካብ ዘይ ኣመንካ፡ ኤርትራዊ'የ ክትብል'ውን ኣይ ትኽእልን ኢኻ ኩቡር ሓው። ንሻዕቢያ ክትድግፎን ክትቃዎሞን መሰልካ'ዩ። ንጻነት ኣይ መጸአን ምባልካ ግን ንዜግነትካ ኣብ ሕቶ ዘእትዎ'ዩ።​@@user-et1ls7pk8k
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 15 күн бұрын
ሰላም ሓው ሓቂ ክበሃል ከሎ ኣየሕምምካ ኣስተውዕል በል ሓዝ 1.ኣብ ተሓኤ ብብዝሒ ሰራዊት ብዝሒ ኣጽዋር በብዓይንቱ ካብ ነኣሽቱ ስጋብ ከበድቲብረት ታንኪ ገዲፍካ ከምዝነበረ ትፈልጥዶ? እዚ ሰራዊት መግዛእቲ ብኤም ዋን ኤምፎርቲን ክዋግኣና ከሎ ተሓኤ ዝሓሸን ዝበለጸን ኣጽዋር ነይሩና ከበድቲ ብረት 1. ቢቴን ዶሽካ ሚም ጣእ ጸረ ነፈርቲ ሚም ዳል ጸረ ታንኪ መዳፍዕ በብዓይነቱ ካብ 50 ሚሜ ጀሚርካ ስጋዕ ሚእትን ዕስራን ቡምባ ግራድ 12 ኪሜ ዝውንጨፍ ብባትሪ ዝትኮስ ናይ ብሓቂ እስትራተጂካዋዊ ዝኾነ ኣጽዋር ነይሩና ኣብተግባር ግን ዳርጋ ኣይተጠቐምናሉን ንምንታይ መልሲ ካባኻ ይጽበ እዚ ኹሉ ዝብሎ ዘለኹ ካብ ጸላኢ ዝሓሸ ኣፅዋር ነይሩና ንምባል እየ ኣካይዳግን ኣይግድን ነይሩ ስለዚ ንምንእኣስ ዘይኮነ ክንደይ ጀጋኑን ካብ ኩሉ ጽፍሕታት ሕብረተሰብ ኣብ ተሓኤ ግብኦም ከምዘበርከቱ ኣብ ዘይሃስስ ቦትኡ እንከሎ ማለተይ እዩ ናተይ ቀቀሊሉ ዝኽሪ እዩ ካብዚ ኣዝዩ ዝገድድ ጉድ ከምዝነበረ ከይረሳዕኩ ታሪኽና ይዕበ ይንኣስ ታሪኽና እዩ ሕጂ እውን ኣብ ተሓኤ ግዕዙይ መሪሕነት ዘይብቑዕን ዘይቅርጡውን ኣካይዳ እዩ ነይሩ ውጽኢቱ ከኣ ንዓኻ ይገድፎ ሰሰናዩ:
ELE QUEBROU A TAÇA DE FUTEBOL
00:45
Matheus Kriwat
Рет қаралды 24 МЛН
Can you beat this impossible game?
00:13
LOL
Рет қаралды 45 МЛН
Sprinting with More and More Money
00:29
MrBeast
Рет қаралды 73 МЛН
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09
ELE QUEBROU A TAÇA DE FUTEBOL
00:45
Matheus Kriwat
Рет қаралды 24 МЛН