Eritrea interview with Coloniel Tsegu Fesehaye ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ዛዕባ ቢተው፡ጴጥሮስ፡ ስብሓት፡ መስፍን

  Рет қаралды 47,590

Eri Man

Eri Man

4 ай бұрын

#tefetawitalkshow #habeshatiktok #neshneshtv #tigray #fnanapp #tigrignamusic #eritreacomedy #ethiopia #hdmonashow #eritreanfilm

Пікірлер: 370
@gideonyemane659
@gideonyemane659 4 ай бұрын
ሎቅመጽመጽ እንዳ በልካ ትነብር ኔርካስ ኣብ ምማትካ ሃዲምካ ዝተገብረን ዘይተገብረን ምዝራብ ሕጂ እንታይ እዩ መክሰቡ? ኣብ ጊዚኡ ስጉምቲ ምውሳድን ስልጣንካን ምሕዳግ እዩ ናይ ጅግና ተግባር።
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 4 ай бұрын
Esu eyu eti zigerm zemxwo lewti ke entay eyu bitaemi hisurat
@sesnu2161
@sesnu2161 3 ай бұрын
ከእስሮ ኢሉ ኣይኮነን ሙስጦፋ ንስልጣን ኢሉ እዩ፡ ንሱ ከማሓድር እዩ ዝደሊ ስለዝነበረ እዩ።፡ ካብ ስምኦን ገብረድንግል ከይሞተ ኣናዝዝዎ ብዝተኻእለ ።
@Helex1393
@Helex1393 3 ай бұрын
Kab kedemus amnzira eko eu neru ab sewra ketali amatsi ezi genzeb si esu endiu serikwoo i know him good seraki hade shilt shinti hawey eu ketiluley tsibuk eye zifelto belisu nehftey genzeb afararihuwa behiwetu eye zidelyo i swear to GOD ☝🏾☝🏾☝🏾
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
@@Helex1393 ንስኻከ ተኻፋላይ ናይቲ ስርቂ ኔርካዶ ወዲዛ ተደማሪት? ከምኡ ኢልካ ኣዋርዶ እዩ ኢሉኸ መንዩ ልኢኹካ? ጉጅለ ኢሳያስ?
@Helex1393
@Helex1393 2 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 wediza shermuta adeka abtsiergya diya gihiba welidatkum kikewin alewo nezi kitmlis kab bekaeka wediza ketali dem seteyti mesu nerka tikewin niska mendela eu zilikeni sebay ane Haki yeneger alku bisbis shintam shilet Aletka muleeee yetsibetu Eeeehhhh eleka aleku mo nay zi belaeee Ahwatu Hulukus Tsegu degafiu metsika teleka okay wediza shermuta zebeytka simiet zeyblka ok shutfuckup now not answer me keyfenjreka himsmey iytelaelely Bedem eye zihato yebleka alku ehi entaydeka kitbleni delika surka kibnkuseka eye sik bel hiji Kid tifae beakoru Amasgo nezi bojbaj ok....Hizbi beu eu zijmir Hito kiberhalka kabey jemirka malet eu eska tisieb dihriu zeytfelto hateftef iytbel shintamm:-(((((!☝🏾☝🏾☝🏾
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 4 ай бұрын
We should have to try to United together . That is the Selution of Eritrea.
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 4 ай бұрын
ሃለውለው ጸጉ መወዳእታ የብሉን ራዛ ናይ ኣኩኡ ዶክተር ብኩል በረኸት ሓዛ ዝተደርበየ ሰብ ስምዑኒ ክብል ክነብር ኢዩ መደናገሪ ዓማጺ ምስኡ ንዘየለዉ ጀጋኑ መራሕቲኣልዒሉ ክዛራብ ኣየምሕረሉን ኢዩ
@netsaseb6445
@netsaseb6445 4 ай бұрын
his uncle said we r from gonder so tsegu gondere medenageri seb.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
@netsaseb6445 No, what he said was that most of the people in Hamasien are descendants of Denmbia, Gondar.
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ጎሓፍ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay meas hakit tezaribka tifelt ATa agame
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
@@robeltewelde1199 ከመይከ ዓጋመ ንዓኻን ነታ ፍንፍንቲ ሓማሴነተይቲ ኣዴኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ድቓላ ጎንደሬ
@hanut8650
@hanut8650 3 ай бұрын
ኣዬ ጸጉ! መስኪናይ! ኩሉ ዝሓሰቦ ምስ ፈሸሎ: ድሕሪ ሰብ ተሪፉ: ብናይ ቅንኢ ኣንጸርጽሮትን ምምራርን ኣብ ኣልኮል ዝጠሓለ ሰብ:: ከም ከልቢ ፊንፊን እናበልካ ኣብ ሐ/ሰውራ ንክንደይ ተጋደልቲ ሂይወት ዘበላሸኻዮ ተረሲዑ?!! መወዳእትኡ ኸኣ ብሰንኪ እቲ ዘይእርኑብ ናይ ሰካራም ባህርይካን መልሓስካን እታ ትፈልጣ ሓለንጊ ፈሪሕካ ዝተሰደድካ ሰብ: ብኸመይ ኢኻ ዓርኪ በተወደድ ክትከውን? ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ::
@Helex1393
@Helex1393 2 ай бұрын
Iygermekan Beyen bereka wedey Haki Nifelto Hizka ewe Ezi Amenzira zinebere Hatela Tarik Albo....uwaee Ni Betow si beminim Tiamir eko eu Arku kikewin zeykiel...beyen ke kirakebu Betow Mewaelu abetimhrti Sewera dehar Hinbol, 96 ect...ezi shilet kea dihri Mesmer kindey seb ziketil bezey dilet zeselif zinebere dehar hishkib Halawa sewera Jeganu besenselt yehank neru dehar Ararb mes Murukat Amharu amchimenchi yebel neru mes Bezabe Hayli Air mes Temareke Ansti Yerukutu amtsiu kea yeshirmut yesekir neru ezi do iykonen Tariku Tsegu Fishay ☝🏾😡
@Tbebu2815
@Tbebu2815 3 ай бұрын
ኣቶ ጸጉ ንባዕሉ ዝተፈልጠ ሰራቕን መደናገርን ኮይኑ ብሕማም ኣውራጃ ዝተቖማጠዓ ሰብ እዩ😮😮😅
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 ай бұрын
ጸገምናስ ናይ ብሓቂ ጥፊኡኩም እንተኮይኑ ዘይምሕባርና እዩ፡ ኣውራጃ ሃይማኖት ደጋፋይ ተቓዋማይ እናበልና ክንቋዮቕ ነቲ መጽነቲና ረሲዕና ንሃልቕ ኣሎና ልቢ ንግበር ንሕበር ኢልካ ምዓድ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 ай бұрын
መን ዳኛ ኣሎዎ ንኹሎም ጀጋኑ ዘፍርሑዎ እናኣሕቀቐ ኣብዚ ዝኽትምናዚ ኣውዲቐናሎ።
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 4 ай бұрын
ኮሎኔል ጽገ ብጣዓሚ ሓሳዊ ኢኻ ንባዕልኻ ብመስተ ኣርኮሊዛቶ ኮይን ትገብሮ ኣትፈልጥ ትዛረቦ ዝነበርካ ብግቦ ጠሲጢስካ ኣብ ቤት እስሪ ትአትው ትወጽእ ኢኻ ነርካ ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
በዓል መን እዮም ከምኡ በል ኢሎም ልኢኾምኻ ኣታ ቢያንቶኒ ፍጥረት
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 4 ай бұрын
ናይ ዊስኪ ገዲፍካ፤ ኣብ 80ታት ናይ ድሕሪ መስመር (ኣብ ከበሳታት) ዝነበረ ታሪኽ ሓለዋ ሰውራ እተ ትትርኽ ቅሩብ'ዶ ኣይመሓሸን;
@Helex1393
@Helex1393 2 ай бұрын
Ab dihri Mesmer win kindey gud eu geru ab 80tat kindey seb zeyktele bezey diletu wala hitsawenti Agadilu ezi Resah shermuta Hatela Tarik muwut Tenkesaksi Resa entay Tarik Alewo ezi Amenzira😡
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 4 ай бұрын
በጃኩምንዶ ተሰተሩ ኣይተስሕቁና ንመን ክንኣምን መምስ ጨነቀኩም መጺኩም ኣይተጽሙና።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
እዚ ከምዚ ናትካ ዓይነት ኣታሓሳስባ እዩ ንኢሳያስ ኣብዚ ደረጃ ክበጽሕ ጌርዎ ማለት ንስኻ ከማን ካብ ኢሳያስ ዘይንእስ ገበነኛ ኢኻ
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 3 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ዝኮነ ሰብ ኣፍ ዝሃቦ ንገድልን ታሪኽን ኣቦታትና ከቃሽሽ ይክል ኢዩ ። ብዘይ ጭብጥን መርትዖን ግን ዝኣምኖም የሎን። ስቅ ኢልካ ኣይትዕፈር ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
@@mebrahtsamuel2348 ዓፊራ ትጥፋእ እኖኺ: እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ኣብ ኤሮጳ? ካብዞም ሳላ ህግ ዑቕባ ረኺበ ካብ ብእምኒ ምሙሳግ ተጋላጊለ ኢሎም ዝኣምኑ ዲኺ ያያ መሃይም ዋሕድ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay you are weyane agame
@asmarah3174
@asmarah3174 4 ай бұрын
ኣብ ሚድያ ዚዕድመካ ስለ ዝሰኣንካ፡ ብጾትካ ኣካፊእካ ክትዕደም ምእንቲ ድጋጊምካ ኢካ ትሕሱ ዘለካሞ ተደንግጽ፡ መንኳ ከይኣምነካ ዓሻ ዋጠኛስ ዓደቦኡ ጸሪፉ ይድረር ! ምስኪኑ!
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 4 ай бұрын
Bitaemi bitaemi eyom zigermu eko kab jigna nab wekarya bigezae fikadka do tikyer eka wedey nayziom si beynu eko eyu why not sitr elom hiwetom zeymerhu ane eta tigermeni.......suk elkum ezom kulukum memexikum ab media hateftef etiblu nibaelkum geben gerkum ziwexaekum ekum etom etishiktulom jeganu dima bigebenom tedekdikommmm so what? Guhafat ekum gin
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 4 ай бұрын
መምስ ክፋኣኩም ሕጂ ኩስቶ ስሪቑ ክምዚ ግሮም እንዳ በልና ኣይተስቕይና
@dawitjigna
@dawitjigna 4 ай бұрын
አይትህደም ነቲ ሐቂ ፊት ንፊት ግጠሞ ዓይንኻ ክፈት ባዕልኻ አይትዕጾዎ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 4 ай бұрын
ዝይከውን ሕጂ ሃገር ምስ ካሓደካ ኣብ ስደት እንዳ ነብርካ ዝምጽእ ለውጢ እንተ ኣሎ ንጽበ?
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ
@dawitjigna
@dawitjigna 3 ай бұрын
@@robeltewelde1199 ሮቢ ዓርከይ እቲ ናትኪ መልሲ ጠፊኡኒ እንቁዋዕ መጻኽኒ ። 70 ሽሕ ኤርትራዊ መንእሰይ ምእንተ ኢትዬጽያ ይሕሸሸ ኢሱ አፈጨርቂ ግን 7 አሕዋቱን 4 አሐቱን 3 ደቁ ዮዕቅብ 1. አማረ አፈወርቂ ይነብር 2. ኤርምያስ አፈወርቂ “ 3. ዬናስ አፈወርቂ “ 4. ናርዶሰ አፈወርቂ “ 5. ጽገረዳ አፈወርቂ “ 6. መዋእል አፈወርቂ “ 7. ጼጥሮሰ አፈወርቂ “ 8. ጻዉሎሰ አፈወርቂ “ 9. አርያም አፈወርቂ “ 10 ሮቤል አፈወርቂ “ 11. ፌቨን አፈወርቂ “ ምስ 3 ደቁ ይነብሩ
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 3 ай бұрын
የቀንይልና ነቲ ዝወዓለ ክትነግረና ኮሎነል ጸጉ ምካልካ ናይ ኣያና ብተው ሓቂነት በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን
@asmarah3174
@asmarah3174 2 ай бұрын
ዝወዓለ ሕክያ ድዩ መሲልካ ? ሃተፍተፍ ተረፍ ሓተላዩ
@Mussie-b
@Mussie-b 4 ай бұрын
ኣቶ ጸጉ፥ ሕማቕ መዓልቲ ዊዒልካ ኣብ ቃልዕ ወጺኻ ዝኣረገ ሽጣራ ሰብ ከተነዉር ከተጸልም ቁሩብ ሕፍር ክትብል ኔሩካ። ካብ ኮነሬልነት ናብ ደምበ ዕነ?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ካብ ናይ ኢሳያስ ኮነሬል ምኳን ጃለ ሙኻን ሺሕ ግዜ ይምረጽ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Helex1393
@Helex1393 3 ай бұрын
Gidefo eba ezi leba medenageri lokmats shilet sheyani hatela tarik Esu baelu Jenanu reshani Tsegu Amnzira nay swera zinbere abza resiu alku sedray eu ketiluley ezi Seraki Genzeb baelu zisereko eko eu i know him good
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 3 ай бұрын
መራሒ ህግደፍ ከምኡ ጀልጃላት ሰባት ብዓል ሙስጦፋ ንጅግና ተባዓ ሓውና ኣያና ተመሻጢሮም ካብ መሪሕነት ካኣልይዎ ስለዝደለዩ ሰዊሮሞ።ጅግና ግን ንጀልጃላት ኣይመሳሰልን ሰብኡነቱ ኣየረክብን እዩ።ደውን ኢሎም ውን ክምጉቱዎ ከምዘይክእሉ ይፈልጡ እዮም ፡ እታ ሰራቂት ጉጅለ ብስብኡነቶም ዘረከቡ ዝተከበት ንሓቂ ደውል ኢላ ክትማጎት ኣይተራኣየትን፡ ንሓቂ ኩሉ ግዜ እንተዝይተማጊትካላ ይንዋሓ ይሕጸር ግዳይ ከምትከውን ፍሉጥ ስለዝኮነ ኩሎም እቶም ዘስቀጡ ብዝተፈላለየ ታኣሲሮም ተቀቲሎም።ጅግና ተባዓ ቢትወደድ ሓቂ እንተዘይነብሮ ኣብ 1997 ምስ ተፈትሓ ተሰማሚሑ ናብ መሪሕነት ምተመልሰ፡ከምቲ እቲ ሎቅማስ መታለሊ መራሒ ህግደፍ ዝሓሰብ ቢትወደደ ኣብ ግዜ ኪናት ወያነ ብጅግንነት ኪናት ክመርሓሉ ሓሲቡ ዘውጾ ጅግና ግን ስለሓቂ ዳኣ ይሓልፍ እምበር ብውደሳን ግንዖን ኣይታለልን።fuck ጅ15.ንመስፍን ሕተቱልና ኣብዛ ጉዳይ ናይ ቢትወደድ በጃካትኩም።ክብሪ ኣለና ኣብ መስፍን ግን፡ ኩሉ ናይቲ ድያብሎስ መራሒ ህግደፍ ምስጢራት ይፈልጥ እዩ ምስጢራት ኣውጻኣዮ ከይከድካ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
@@justiceseeker4961 ከማኻ ቁርጽ ዝበለ ኣርኣእያ ዘለዎ ጥራሕ'ዩ ውቃበይ ዝቕበሎ። ናይ መስፍን ግን ሕሰበላ ድኣ..... ድሕሪ ተደምረናል እንታይ ሚስጥር ኣሎ??? ኢሱ ኮሸምሸም እንዳበለን ብሓጎስ እናነብዐን ኣፍልቡ ክጥብጥብ ኣይረኣኻዮን ዲኻ????
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 3 ай бұрын
Hasewti iyom beal izi
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 4 ай бұрын
እቲ ዘሕዝን ዝላዓለ ስልጣን ሕዝካ ነይርካ ሃድምካስ ሕጂ ካብ ሰለማዊ ሰልፊ ሓልፍና ናብ እምኒ ምድርባይ ንቀይራ ትብለና ኣለኻ ዝገርምዩ
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 4 ай бұрын
ዝገርምዩ ኣጥፊእና ክንብል ሃገር ምሉእ ብጣዕሚ ዘሐፍር ኢዩ።
@mehretabghenet1687
@mehretabghenet1687 4 ай бұрын
Welcome 🎉
@freemedia-so4id
@freemedia-so4id 4 ай бұрын
Fesfashat loqmaxat ikum rugumat ftret ikum blibi
@Helex1393
@Helex1393 3 ай бұрын
@Eri Man hawey with all Respekt hasot Tarik zelewom husurat sebat endamtsaka ketelti Jeganu zineberu hatela endamtsaka nezi Hizbe zey kone Hasot Tarik iytedenagrwo kiemen zeykeal please!!!
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 3 ай бұрын
ኣታ እዚ ካካይ ናይ ሰብ ሓርኢ ኮነ ኢሉ ከጸልም ክብል ንገዛእ ርእሱ ዝጸለመ እዚ ሑሱር ካብ ርሑቕ ዝጨኑ ኩሉ ነብሱ ሓርኢ። እንኳዕ ጽቡቕ ገርና ንፋለጥ ኮና።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 ай бұрын
ስኣን ምሕባርና ኢዩ እዚ ኩሉ መቕጻዕቲ ዝወርደና ዘሎ፡ ዘይንልብም ግዳ ካብዚ ምዓትዚ ሓራ ክንውርጽእ ዘይንፍትን። እቲ ዝገርምሲ ቅድሚ ቢተወደድ 100 ግዜ ብዓል ጴጥሮስ ብዓል ድሩዕን መሰልቶምን ብጅግንነት ክስመዩን ክድነቑን ከሎው ኢዩ ዘገርም። መዳለውትን ዘይሓቅኛታትን ምዃንና ድማ ትርዳእ።
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
AYTHAZELEY. TOO LATE!!!!!
@AteshmGonetz-mk3lg
@AteshmGonetz-mk3lg 4 ай бұрын
ቢተወደድ አብ አስመራ ዓቢዩ ዲሒሩ ኢዩ ንዓዲ መንጎንቲ መጺኡ፡ አብ ቲፖ አይተማህረን አብ ሳንጆርጆ ኢዩ ድማ ተማሂሩ፡ ዓዲ መንጎንቲ ድማ 4 ኪሎ ሜትር አቢሉ ኢዩ፡ አብ ሳንጆርጆ ድማ ተማሩ መማህርተይ ስለዝነበረ ኢየ፡ ዝምስክር ዘሎኹ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ
@menkafirst
@menkafirst 4 ай бұрын
ሰላም Eri Me ንመጀመረያየ መደብኩም ዝሰምዕ ዘለኹ። ብወገነይ ብ1974 ካብ ኢትየጵያ ዪኒቨርሲቸቲ ቀሃስ ተመሪቐ ህሓሓአ ዝተሰለፍኩየ። መራሕ መስርዕ'ዉን ኮይነ ኣይፈልጥን። ስልከኹም እንተትልእኩለይ ብ ዋትሰኣፖ ኢሞ...ገለ ምተዛረብኩኹም ተሞክሮ ናተይ ምርኩስ ገይረ ኣብዛ ዝሰማዕኩዋ አርእስቲ ብዝምልከት።
@genettesfamichael3958
@genettesfamichael3958 4 ай бұрын
ኣብ ኣገልግሎት ከለኹ ናትና መጋቦ ዝነበራ ዋላ ኩላተን ካብ እንዳ ጋንታ ጀሚርካ ክሳብ እንዳ ብርጌድ ኩላተን ደቂ ሰራየ እየን ኔረን ንሕና ኸኣ ደቀስመራ ስለዝኾና ኩላትክን ደቂ ሰራየ howcome ኢልና ንሓተን ኔርና ንሳተን ይብላና እወ ካብ ሓንቲ ዓዲ ምስመጻ ደሓር ኩላ ሰራየ ሰሚዓ ኩላትና መጺእና ይብላና ኔረን። ወሪድዎ ቢትወደድ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ብጥዕና ይሓልዎ!!
@2468justinbieber
@2468justinbieber 4 ай бұрын
ትርጉም ዘይብሉ ዘረባ። ምናልባት ብሕልነት ተሓርየን ይኾና ።
@ABCDLove-yu5qb
@ABCDLove-yu5qb Ай бұрын
ከመይ ማለት እዩ ደቂ ዓዱ ንቢቶው ዶ ወላ ሰራየ? ብኣውራጃ ትሓስቡ ኔርኩም ድኩም? አዚስ ሳክት ሕማቅ ምክኒት አዩ
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 10 күн бұрын
ኮረነል ዓዲ ራሕሪሑ ዝሃደመ ጀነራል ኣምባሳደራት አዚኦምዮምመስፉን ሃጎስ ጸጉ ፍሳሃየ ኣንደብርሃና፡ ኣብ ዓለም ሙኩአ ተራኢዩ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ሕጂ ሃጠው ቀጠው ይብሉ ሸየጥቲ ዓዶም ቢተወደድ ጅግና ኣብ ሃገሩዩ ተሓይሩ ዘሎ ንምታይ ተቃሊሶም ዘገርምዩ ሓደ ንኹሎም ኣበይቲ ሓለፍቲ ኮፍ ኢሎም ከም ዝሸኑ ገሩዎም ቃልሲ ኣልቦ ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶም የዋርድኩም ኮረነነራት ጀነራላት ኣምባሳደራት FALSO
@robsnet7976
@robsnet7976 3 ай бұрын
Tesgu seraqi Zemawi Telam! Do you remember you nearly died from an elevator watching a young girl in S.Africa? Do you remember how much money you received from our friends such as Solomon, wedi Ali just to help them hide and escape from National Service and flee to Sudan in 2000? Seraqi Seraqi we Seraqi!!
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 3 ай бұрын
Iway gud nay beal izi
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 4 ай бұрын
Thanx
@user-po7fg6je5s
@user-po7fg6je5s 4 ай бұрын
ኣየ ጸጉ !
@asmarah3174
@asmarah3174 4 ай бұрын
የደንግጽ፡ ምስመንከ እዩ ዘህተፍትፍ?
@tesfamichaelfshaye4265
@tesfamichaelfshaye4265 3 ай бұрын
ለካ ! ጅግና ወትሩ ክዝከር እዩ ፣ ዝበሃል ከምዚ ክኣዩ !
@isaiasmichael3175
@isaiasmichael3175 3 ай бұрын
ኣብ ገድሊ እትዝላዓለ ዘጥረይዎ ባህሪ ፍጹም ባሪያ ምኻንን ነብሰ ፍቶትን ኢዮም ኣጥርዮም ። ብፍላይ ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ።
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 3 ай бұрын
ጎሬነል ኤርትራ ክትብሎ ነዚ ዘሕፍር :ባህልን ዘይተጻዓድነትን ኤርትራዉነትን ዝድዉን ዕሩብ ሕልና ።ረብሓ ዘስደዖ መንቀላወጢ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈☝️👌🙏
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 4 ай бұрын
Very Nice Well come
@haileabm2833
@haileabm2833 4 ай бұрын
I got a question for the Colenel, if $36000 was a budget for the military and Awliay kept the money in his house, where did they get other sources of funds to feed itself? The story doesn't add up.
@j2g557
@j2g557 3 ай бұрын
How come no live video?
@kidane4266
@kidane4266 4 ай бұрын
Merci beaucoup bonne journée
@romatewelde1620
@romatewelde1620 4 ай бұрын
👍👍👍💙💙💙💙🙏🙏🙏
@kirosghebrewold7080
@kirosghebrewold7080 3 ай бұрын
ኣነ ይገርመኒ ብሓቂ ዶ ሓዊ ኣስተር ድኻ ,ንረስካ ፈኩስካ ንስድራኻ ለክምካ ,የሕዋትካ ዝፍክኡ ነይሮም ሕጂ ,ይሓፍሩ ኣሎዎ ,ሓደራኻ ድላይካ ተቃወም ግን አዚ ኩሉ ኣብ ሜዳ ኣርግካ ,ሕጂ ኣበይ ነርካ ኢኻ ክንድዚ ተዛረብ ,ነዚ መነሰይ ,ሕማቅ መንፈስ ተሕድር ,ኣየዋኑን ,ሕጂ አንታይ ይመስል ,ንጸላኢ ተራጉድ aloka
@Ae91scd
@Ae91scd 3 ай бұрын
እቲ ዝገርም ነዚ ጨካን አብ ሗለዋ ሰውራ ን ብዙሐት ምህሩትን ንጽሁትን ብጭካነ ዝቀተለን ዘቅተለን ምቅርብኩም እዩ.
@asliErda62
@asliErda62 4 ай бұрын
RIP Isayas F & Amaniel F bros zegu bro hope say all things all honest & all correct...we live once ..do it zegu bro...
@menkafirst
@menkafirst 4 ай бұрын
Eri M ሕጂ ወዲአያ። ኣብ መደመደምታ ካብ ኮለነል ጸጉ ከምዝተማሃርካ ክትምሃር ድሌት ከምዘለካ ሓቢርካ። ቅኑዕ ኣባሃህለዩ። ትምህርን ትማሃርን ኢኻሞ። እዚኣ ኣብ ተግባር እንተዉዒልካያ ብወገነይ ናይ ተራ ምሁር ተጋዳላይ ተሞክሮይ ማለት ናይ አብ ዉሽጢ ቃልሲ ቃልሲ Revolution within Revolution ክሕብረካየ።
@ABCDLove-yu5qb
@ABCDLove-yu5qb Ай бұрын
ንምንታይ ገጾም አንዳ ተራኣዩ እቲ ሓታቲ ውን ከሙ ብቭድዮ ዘይትርግሕዎ?
@loveerinosinle4067
@loveerinosinle4067 3 ай бұрын
Hateftef zytdekumu Halawat derhue
@berhaneh7587
@berhaneh7587 4 ай бұрын
ኣያ ጸጉ ቅድሚ ናጽነት ዝበዝሕ ግዜ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ከምዝነበርካ ክትገልጽ ፈሪሕካን ኣይደፈርካን። ሓላፊ ኣሃዱ ሓለዋ ምሩኳት ከምዝነበርካ ጠቂስካ። ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣብ መረብ ምዕራብ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዝነበርካሉ እንታይ ገበን ከምዝገበርካ ኣይትረስዕ። ኣብ ጉዳይ ቤተው ንስኻ እሙን ኢሳያስ ስለዝኾንካ ኢኻ ሽማግለ ተመዚዝካ።
@robsnet7976
@robsnet7976 4 ай бұрын
Col. Tsegu ! Please tell us your story too; what we're you doing with Fessahaye ( Zeiti), what deal did you do when you came for skimming-taining in 2000 in South Africa.....tell us yours too?
@asmarah3174
@asmarah3174 4 ай бұрын
ብመስተ ተጸንጺሉ እናሰኸረ፡ ቨልዎ
@BAY3-bl7yj
@BAY3-bl7yj 3 ай бұрын
ሰብ ጸውዕ ተበልኩዎስ እውይ ዕብዳን ኣታ ዘይትስተርከ
@asmaratube9114
@asmaratube9114 3 ай бұрын
ከዛብ 30,000dollars ካበይ ኣምጺካዬ
@M.G-j5w
@M.G-j5w Ай бұрын
Bitweded junior and highschool an St Joseph iyu wediu tewedibu yiserihin yenikihin neyru then sile zitehasewelu ni meda kikeyid kiilu
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
Helwlw haswi lakbat fooo funfun
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ጎደና ሓርነት ብቢተው ኣብርሃ ክትትካእ እያ። ዘመንኩም ተጸንቂቑ እዩ በለለይ ነዛ ንእሽተይ ጉጅለ ኢሳያስ።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 Ай бұрын
Bitweded jegna eyu
@user-pq7ef7mo4n
@user-pq7ef7mo4n 4 ай бұрын
كان حديثك ممتاز جدا.. سقو مناضل ممتاز.. الله يكثر من امثالك.. للأسف ناضلتم كل السنوات تحت اسياس افورقي... التغير ضروري من الداخل.
@wblludwigshafen1700
@wblludwigshafen1700 4 ай бұрын
Because Eseayas he Was playing with the People of Eritrea and still know he is a Player .
@bornrebel7657
@bornrebel7657 3 ай бұрын
Isaias is a devil.omg ሙስጠፋ ሙስጠፋ ኣይትበል አሻ ኢኻ።ሙስጠፋ ካብ ኢሳያስ ዝተዋሕቦ ትእዛዝ እዩ።ኢሳያስን ቢትወደድን ብጉዳይ ንብረት ወደብ አሰብ ተሰሓሒቦም፡ ቢትወደድ ምስ ገለ ሐለፍቲ ነቲ ጉዳይ አልዒሉ "ክላ እዚ ሰብ እዚ በይኑ ናጽነት ዘምጾኦ መሲሉዎ" ኢሉ ተዛሪቡ።እቶም ሀለፍቲ ንኢሳያስ ነጊሮሞ።ኢሳያስ ንኩሎም ኤርትራውያን መን ምኳን ከርእየናን ከርእደናን ስለዝደለየ ንቢትወደድ አጸሊሞ ልዕሊ 30ኣመት አሲሩዎሎ።በቃ እዚኣያ ታ ሀቀኛ ታሪክ።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 ай бұрын
Bitow wedi adi mengonti u hawna u
@fitsummesfin3409
@fitsummesfin3409 3 ай бұрын
Eritreans spent there time on good things. I don't know why you guys tooking about trush .
@sesnu2161
@sesnu2161 3 ай бұрын
ቢትወደድ ኣብ ዓሰብ ኔሩ ደርጊ ዝኣከቦ ዊስኪታት ኩሉ ኣብ ወደብ ክኣቱ ዝኽእል ሰብ ዝደለዮ ይወስድ ይሰቲ ገለ ኔሩ፡ ክሳብ እቲ ሕጋዊ መገዲ ዝሕዝ፡ ድሕሪኡ ኣብዚ ቪዲኦ ትገልጹ ኣለኹም። ኣብዛ ጉዳይ ቢተው ምሕደራ ዓሰብ ኔሩ፡ ናይ ሜግሬሽን ራሻይዳ ኔሩ፡ ንጉሰ ወዲ በርሀ ድማ ኣብ ወደብ ሓላፍነት ኔርዎ። ዝባሃሉ ኣብ ዓሰብ ኔሮም። ዊስኪ ሸጥካ ኢሎም እዮም ኣሲሮሞ ቲምኽንያቱ፡ ሓንቲ እቲ ብዛዕባ ዓሰብ ዝግበር ዝካታዕ ስለዝነበረ እዩ። ኣብቲ ካልእ ግና ትፈልጥዎ ሕቡእ ተኾይኑ ግለጹልና። ስምኦን ገብረድንግል ወዲ ዓሰብ እዩ፡ እሱ ዘሳወሮ እዩ፡ኣስተውዕሉ። ኣቡኡ ኣብ ወደብ እዮም ዝሰርሑ ዝነበሩ። ብዝኾነ ቢተው በደል የብሉን። ዝገርም መርከብ ዝኣክል ንወያነ ዝገደፍኩምሎምሲ። ብዊስኪ ሰብ ይእሰር፡ እዚኣስ 60 ኣላታ። የቐንየልና ነቲ ሓበሬታኹም።
@AlyeGheryeGhebrehiwot
@AlyeGheryeGhebrehiwot 4 ай бұрын
ቢተው ከምስሉ በርር ብጥርሙዝ ቢራን ወስኪን ክንድዚ ክአስርዎ ዘይሕሰብ እዩ፡ግን በዓል መስፊን፡ጴጥሮስን ካለኦትን አብታ ጸበብ ግዜ ጠሊሞም
@ERITREA-xu2ur
@ERITREA-xu2ur 4 ай бұрын
Kulom telimomo mesfin & petros tray elka aytikises lekbat
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 4 ай бұрын
Foro12 ዝብሃል ብዛዕባ ጸጉ ፍስሃየ ቡዙሕ ኢሉ ነይሩ
@selambetenna
@selambetenna 4 ай бұрын
ኮነረል ጸጉ፡ ጽቡቕ መግለጺ፡ ጌና ኩልና ካብ ሓቂ ናይ ገዳይም ተቃለስቲ፡ ዋጋ ዘኽፍል ሓሶት ኢሰያስ መሪጽና።
@2468justinbieber
@2468justinbieber 4 ай бұрын
ሓቂ እንድየ ዝፈቱ፡ካብተን፡ ዝተዛረበን ቃላት፡ቢትወደድ፡ ብጣዕሚ ኣብ ጌጋ ከምዘሎ፡ ትርዳእ።
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
TEFETIHU DO NEYRU HAKAY? DHAR AB ADI KEYDU DIMA ZEESIR ZEREBA TEZARIBU (ZEYEDLI)?
@Wedi_bitweded
@Wedi_bitweded 2 ай бұрын
እንታይ ተጋግዩ ቢተው፧
@solomonkifle-lr4nw
@solomonkifle-lr4nw 4 ай бұрын
The low is military soldiers
@abelkaleb7961
@abelkaleb7961 3 ай бұрын
ጸጉ ፍስሃየ ናዓኻ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ሂቡካስ ኣብዚ ኣፍዝይጽርዩ ትፍልጦን ዝይትፍልጦን ሽኮሪናዝርባታትካ እሞ ምስ ታሲርካ ምንባር ዝሃጮ ምውርዛይ ክትግብር ንብጾት ራሕሪሕካ ኬድካ ንዝማሃርካ ስውራን ምንግስትን ክትንክስ ሞራላዊ ሓላፍነት ይብልካን ብዝዕባ ብትውደድ አኹን ካሎት ኣብ ኣሜሪካ ኬንላ ሃምብርገር እንዳብላዕካ ሃትፍትፍ ምባል ሚዛንካ ከም ክሎኦት ብጽልእን ቕርሕንትን ኢስይያስ ትብጊስካ ካላይ ገበን ኢካ ትፍጽም ዝልካ። ኣብርሃም ኢሳቅ ዝብልካዮ ዝይትፍልጦ ኣይኮንካን ኣባል ውደባ 06 ቅደም ምስ ህዝባዊ ምምሕዳር ዳሓር ኣብ 2ይ ውደባዊ ጉባኤ ምስ ናብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ምስ ጴጥሮስ ስለሙን ኣብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ትመዲቡ ዝስርሕ ዝነብር ሙሪጽን ፍቱንን በሊሕን ዝነብረ እዩ። ምንእኣስን ምውርዛይን ንሓልፍቲ ኣብ ኣሜሪካ ኬንካ እሞ ምስዞም ኣብ ቻንላት ኣፍ ዝጽርዩ ዘልዉ ሓትትቲ ካብ ብጾትካ ሃዲምካ ምልፍላፍ ንባዕልካ እውን ታሲርካ ስልዝነብርካ ብጹእ ክትምስል ዝስሕቕ እዩ። ሃትውትውካ በልዩ ናብ ጋሓፍ ክደርበ እዩ።መንግስቲ ንጌጋታት ክህደእ ዝግብሮ ዝነብሪ ምቅጽዒ ሕጊ እሞ ንስካኻ ኣቡ ትምዲብካ ትጻሪ ኔርካ ካብ ላዕልን ታሕትን ዝነብሩ ብጾትካ ሓለዋ ስውራ ብሊጽካ ኣይኮንካን ህጂውን ኣፍካ ኣጽሪ ብዙሕ ኣይትዛርብ።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 Ай бұрын
Kem seb ketekebro aleka ketali
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
Men neru halfi nayi nagdi ???
@trhasweldemicael4628
@trhasweldemicael4628 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
Barzdnti ayinbrn heswi
@hanut8650
@hanut8650 3 ай бұрын
ናይ ሮሞዳን ከኣ መስሓቕ ኢኻ: ኩሉ ከም ትፈልጥ ትዛረብ: ከም ላዕለዋይ ኣዛዚ ገንዘብ ከመይ ይሕዞ ባዕሉ እዩ ዚፈልጦ:: ቆልዑ ክምህረሉ ሓቲቱኒ:? ንዓኻ? ሓላፊ እኮ ነይሩካ እዩ: ? ግዜን ኩነታትን ተራእዩ ስምኦን ጥራይ እዩ ናብኡ ኪምድበካ ዚኽአል: :
@titiyey3789
@titiyey3789 3 ай бұрын
ሐሳዊ መልክዕካን መልሐስካን ኩፉእ ሐሳዊ ብተው ጂግና ናይ ኩሉ ኣዩ ከም ባዓል ንስካ ኣትማን
@mathewosmengistu1592
@mathewosmengistu1592 3 ай бұрын
ኣየ ጸጉ ቅሩብ ሕፈር።
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 4 ай бұрын
እቲ ዘሕዝን እዚ ሓላፍነት ተሰክምካ ኣብ ሓዲትን ሎምጽመጽን ክትጋናባሕ የሕዝን ንሰብ ሰብ ዘብሎ ኣብ መትከሉ ደውሉ ክምክት ኮሎዩ
@besm113
@besm113 4 ай бұрын
እቶም ሕጂ ከሙኡንክትብል ቁንጣሮ ዶላር ሂቦም ዐሲቦም ሃለውለው ዘብሉኻ ዘለዉ ብሚልዮናት ዶላራትዮም ዘጣፋፉኡ።
@Abebe45
@Abebe45 3 ай бұрын
ጸጉ ፍስሃዬ እኔ እውኑቱን ልንገርህ አደርባይ ሰነፍ ነህ ።
@Higuain1995
@Higuain1995 3 ай бұрын
ድንጋይ ራስ አንተ ምን እንዳለ የትረዳህ አትመስልም
@isaiasmichael3175
@isaiasmichael3175 3 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ክትሓተሉ ኢኻ ትኽክል ሕቶ ንምንታይ ዘይታሓትት ። ንምንታይ ኢኹም ኢሰያስ ዘይፍትሓዊ ክገብር ከሎ ንስኹም ንምንታይ ኢኹም ናሓድሕድኩም ትባልዑ ካበይ ሕብረተሰብ ዝበቆልኩም ኢኹም ኢልካ ሕተቶ ።
@SkyEritrea
@SkyEritrea 3 ай бұрын
ኣታ ብዛዕባ ሃገርካ ግበር ኪድ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
ስላጣን ሲኢንኩም፣ ሰሪቅኩም ወይስ ህማቅ ገርኩም ተ ኣሲርኩም ዝነበርኩም፣ሃዲምኩም ከም ወካርያ ዝዋውዕ ኣሲርኩም ጻድቃናት ክትመስሉ ኣይትፈቱኑ ሃሶታት ጭብጢ ዘየብሉ ሓርባኛታት ከተካፍኡ ገለ ትካቦ ተረከብኩም
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
​@@Higuain1995ኣንተ እብድ የፈለገው መናገር መብቱ ነው
@peacecaseekpeacecaseek1919
@peacecaseekpeacecaseek1919 6 сағат бұрын
Why doesn’t the interviewer stay quite and not make noises ; unprofessional and annoying
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 4 ай бұрын
ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ወጸ ቢትወደድ ናብ ዓዱ ምስ ከደ ዝተዛረቦ ድዩ አንደገና ኣእሲርዎ ኩቡር ኮለነል ከም ኣፍልጦኻ? ን
@hadushgeremdhn349
@hadushgeremdhn349 4 ай бұрын
ህግደፍ ናይ እስያስ ንብረት እያ ተጋደልቲ ከኣ ናይ እስያስ ኣገልገልቲ እዮም ንሃገርን ህዝብን እሎም ንሳሕል ወርዶም ኣገልገልቲ እስያስ ኮኖም ተመልሶም
@ewe.s3077
@ewe.s3077 4 ай бұрын
ርኩሳት ሓስዉቲ ምሐፍረቲ
@UsersUsers-ko4jy
@UsersUsers-ko4jy 4 ай бұрын
ክላ! ጸጉ'ሲ ቀደም ብረት ዘይቶኮስካስ ሕጂ ኣብ ጉድጓድ ኣቲኻ ሜዳ ወሪድካ ክትቃለስ!! Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk!
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 3 ай бұрын
ዝጠፈሽ ነጋዳይ ናይ ቀደም ደብተሩ ይግንጽል፡ ሃጠው ቀጠው ኣይትበል ዓጃው። ኣብ እርጋንካ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝዓይነቱ ናይ ጠፋሻት ስነ ሓሳብ ከተቕርብ ብጣዕሚ ዘሐንኽ እዩ። ኮሎኔል ፋልሶ።
@loveerinosinle4067
@loveerinosinle4067 3 ай бұрын
Awragia aythafrun 2023 dkumat Brexit geben intay fluy seb koynu iyu imo
@abelkaleb7961
@abelkaleb7961 3 ай бұрын
ጸጎይ እታ ሓላፍነትካ እካ ልትናል ክሎኔል ድያ ምሉእ ኮልኔል ኢኻ ።ንብጾት ሓልዋስውራ ክሓተላ እየ።ካብ መሳርዕ ጽጥታ ክልኻዳኣ ዝይትቃልስ ሕጂ ዓዲጋና ኬንካ ሃትፍትፍ ክትብል ኣዛ ኩላ ሓላፍነት ዝሃብትካ ትዕዝብታ ትግብርልካ ኣላ።እንት ኣፍ ዝጽርዩ ኣብ ደገ ዝለው ህጻናት ኣብ ፖሎቲካዊ ንቕሓቶም ትሑታት ውረን ውዲውረን ክትውሪ ሚዛንካ ፍኪሱ እዩ።
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 4 ай бұрын
ክላእ ሐሳዊ ዝአምነካ የለን መደናገርቲ ክሱቶ ሰሪቁ ኩስቶ የእሲርዎ እንተብልካ ዝአምነካ የለን ሀዳሚ
@AteshmGonetz-mk3lg
@AteshmGonetz-mk3lg 4 ай бұрын
ሃይለ ትንሰኤ ኢንዲያና ፖሊስ አብ አመሪካ ዘሎ ውን ብቀረባ ክምስክር ይኽእል ኢዩ፡፡
@yonastekie8762
@yonastekie8762 4 ай бұрын
እስኻ ከአ 1000000 ሰሪቅካ ትኸውን ሃሰኻ
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
ASMARA ABEY NERKA? PLEASE? TIFELTWO TELEKHUM.
@mathewosmengistu1592
@mathewosmengistu1592 3 ай бұрын
ኣብ አምባ ጋሊያኖ ኔሩ። 1972-1974 ኣብ ኣዲስኣበባ ኔሩ።
@asliErda62
@asliErda62 4 ай бұрын
Isayas , Amaniel & tsegu r bros emba galiyanow & Biteweded ( bar Tiblez area) called emba galliano named by then .,hope Tsegu tell z truth...if not ...??? Tsegu tell z Truth
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
BAR TIBLETSE AKEBABI B EMBAGALYANO AYKONEN ZEFILET NEYRU. ABEY GEZAWETKHA/I KIBHAL KELO, BAR TIBLETSE EYU ZBHAL NEYRU (UNIVERISTY DIMA...BAR MEGARIH) TEZEYTEGAGYE. ZEBHERE MAYTEMENAI.
@user-tc7st1kv2n
@user-tc7st1kv2n 3 ай бұрын
Alem donkoro Embagalyano eu zbehal neal abuk
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
እቲ ምስ ስምኦን ዝነበረ ዶኩመንት ስለምንታይ ዘይረኣኻዮ?
@andayaman4097
@andayaman4097 4 ай бұрын
ሓንቲ ዘይነበርካ ሓሳዊ ኢኻ።
@jesmanjas1982
@jesmanjas1982 4 ай бұрын
Bzuhat zetfaka eka nifelteka ena
@mathewosmengistu1592
@mathewosmengistu1592 3 ай бұрын
ዘሕፍር አዩ ኢልካ ኢልካስ ምስ አዞም ሰብ በትርን ድንጎላን ክትዕሰብ ዘገርም አዩ።
@abdusuleiman9464
@abdusuleiman9464 4 ай бұрын
በቲ ኣርእስቲ 2 ደቓይቅ ተዛርብካ ዝተረፈ 95 ደቓይቅ እንድዒ
@samueltsegay9901
@samueltsegay9901 4 ай бұрын
Hetati Gazetega Uazetega zeyti chenu kinaminini Dina kinkihid Tebeka Eka konuka zeleka
@eskinderkiflemariam8316
@eskinderkiflemariam8316 4 ай бұрын
Eri-man.....tekawemti elka eba nebseka ayteshashu....Eritrea ykun President Eseyas Afewerki tekawemti yeblomen.....hasot gidef
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
HAKI! ERITRA BY ERITREANS (9BHERAT) IN ERITREA TO ERITREANS (ASLAMAYN CRSTYANN) IN ERITREA::
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 4 ай бұрын
Xerfi XiHifka tdqs mesiluka
@arichaeri699
@arichaeri699 4 ай бұрын
Woshlakat
@betrihaki3884
@betrihaki3884 3 ай бұрын
yigdef=mendef KAB YIGDEF MENDEF YINTAYI TITZIBE BEJEKA SHIRKIN MAYISERTIN .
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 4 ай бұрын
ብትወደድ እወ ጅግና ኢዩ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኢዩ
@user-zg8rl1vt4b
@user-zg8rl1vt4b 4 ай бұрын
ካብ ሰበስልጣን ሽዓብያ ጥዑይ የብሎምን ግድፉና።ቢትወደድ ዝረሸኖም መንእሰያት ኤሪትራ ዘህልቀ ኢዩ፡ዘይትፈልጥዎ ኣይትዛረቡ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 4 ай бұрын
@@user-zg8rl1vt4b ኩዕንትይ ጎላሉ ጀግና ክትመስል ትጻወቶ ትካብ ፍኖ ጥልያን ድካ ክክክክ
@user-zg8rl1vt4b
@user-zg8rl1vt4b 4 ай бұрын
ክላእ ሓተላ ሱቅ ኢልካ ኣብ ዕንክሊል ንበር ጌና ንስኻ ኣብ ሕማም ኣውራጃ ተደርቢኻ ኣለኻ ሓሻካ፡ ኣውራጃ ዘይብልካ ወዲ ደርጊ ግርም ምሕቢኢ ረኺብካ ክክክ ክትፈቱ ክትጸልእ ዝኮነ ሓላፊ ናይ ሽዓብያ ሰብ ከይቀተለ ናብ ስልጣን ኣይመጽእን ።ንጹህ ኮይኑ እሞ ከኣ መራሒ የለን ኩሎም ስሕለት ዘቀበሉን ከም በጊዕ ብክሳዱ ዝሓረዱ ኢዮም ኩሎም።እንተደሊኻ ግን ቢተወደ እንታይ ጌሩ ንመን ቀቲሉ ዘርዚረ ክጽሕፎ ኣይሽገርን ግን ንኣምሓሩ ዘይኮንኩ ንደቂ ሃገረይ ክመሃርሉን ክልብምሉን ንኸይድገም ክብል ሓደ ብሓደ ኣነ ጥራይ ዝፈልጦ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ተጸበ ።እንተ ንስኻ ግን ባርነትካ ቀጽል
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 4 ай бұрын
@@user-zg8rl1vt4b ቆማል ትግራዋይ ለማኒ ኪድ ነቶም ዝፋሐሱ ዘለው ይግራይ ሃገርካ ምህሮ ሃቦም ደንቆሮ ትግራይ ደናቁር ኢያ ተፍሪ
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 4 ай бұрын
​@@user-zg8rl1vt4b መዓስ ክርሽን ርኢካ ሓሶት ዘይትገድፍዎ ካብ ማእከላእይ ሽማግለ ኣብ ሰውራ እኮ እዮም ኣልየሞ ኣብ 1991 ድማ ኣሲሮሞ ወይስ ተጋዳላይ ምኳኑ እዩ ገበኑ ሕልክስክስ ዝብሉ እናተሸሙ እዮም መጺኦም ቢተው ድማ ዝነበሮ ስልጣን እናጎደለ መጺኡ
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 4 ай бұрын
ስቢል ድዩ ደኣ ናብ ፖሊስ ድኸይድ
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
BAR HANA TEZEYTEGAGYE, KORSATERE ZEREGABIR ZSERHALU ZENEBERE ENDA MARMO...JERDIN ZENEBEREN ZELON ZEYTFLET BAR EYA NEYRA KAB BAR MOCHAL 100 METRO...
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 3 ай бұрын
መምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 4 ай бұрын
ካብ ዘሕዝነኒ ሽም ጅግና ብአኻትኩም ርካሽ ወዲ ርሽ ክላዓሉ ከልው እዩ ። ካብቶም ኩቡራት ብጾቶም ዝሓለኹምሎም ተመስሉ ሓሶውቲ።
@ghirmaymesfin4731
@ghirmaymesfin4731 4 ай бұрын
Aneiti giziaab aseb neire Meguhazia bihal iyob manjus iyom kihitetu neiruyom meguhazia iyom Abey kemzihatewe aifi Girmai haile
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 ай бұрын
28:54 Hasawi ane godebo bitweded eye, gn nska leba eka, entay geru elka hseb, b awraja tzareb aleka ,hasawi eka, zkone seb kieser ykiel eyu, hager gn b hade seb waga ayttmenn eya, eti gega ktzarebelu aydelekan, kali elama eyu zeleka leba. B dhri msaru tefetihu, ab adi men goti adu seb akibu entay tezaribu? Kulu tezareb.
@libanosgebreslasie99
@libanosgebreslasie99 4 ай бұрын
የቀነልና ፕረሲደንት ኢስያስ ነዚ ህዝባዊ ግንባር ዝባሃል ሽፍታ ዘጥፋካዬም ዝበተካዬ
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 28 МЛН
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
Captain Fikre Welday interview Feb 2003 Tigrina part 1
55:35
Aida Kidane
Рет қаралды 11 М.
Кот Оказался В ЗАПАДНЕ🙀☠️
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 10 МЛН
tom and Jerry 😱🆕 #trending
0:23
Nemi Shorts
Рет қаралды 17 МЛН
СЛАБОВИДЯЩИЙ и ПОЛИЦЕЙСКИЙ
0:15
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 894 М.
Mafia Boy Gets Revenge 🖤
0:38
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 26 МЛН
Нажимай выше ☝️☝️☝️ #а4 #глент #риви #viral
0:25
Как меняются люди
Рет қаралды 1,7 МЛН