EriXpress ዕላል ምስ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ኣስመሮም ሃብተማርያም Interview With Veteran Journalist Asmerom Habtemariam

  Рет қаралды 43,623

EriXpress Media

EriXpress Media

4 жыл бұрын

EriXpress ዕላል ምስ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ኣስመሮም ሃብተማርያም Interview With Veteran Journalist Asmerom Habtemariam
Congratulations on The 29th Eritrea's Independence Month May 1991.
#EritreaShinesAt29
#EritreafightsCovid19
#Eritreanindependencemonth

Пікірлер: 101
@nebu5224
@nebu5224 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ጅግና &ግሩም አድመን ጥአናን ይሃብካ።ዮሃና ደቂ ሓደ ልቢ 🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍💐🇪🇷🌻🐪🐅🐆🔥🐪🇪🇷🌻💐💞🇪🇷🌻💐🔥🇪🇷🌻🐪🔥🇪🇷🌻💐
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓደ ልቢ ደቂ ሓንቲ ኣዴና ኤርትራ እንዲና መን ኣለና ድኣ ዓለም ሕስምቲ ርኢናያ ኢና መዋእልና ጸቒጠናና ሳላ ሓንቲ ዝኾና ኽኣ መኪትናዬ ሰጊርናዬ ሕጅውን ክንሰግሮ ኢና እንካዕ ኣብጽሓና ዕድመን ጥዕናን ጀጋኑና
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍💐🌷🌻🐆🇪🇷🔥🐅🐪🐪🔥🌻🌻🇪🇷💐🌻🐪🇪🇷🇪🇷💐🔥🌻🇪🇷💐🌻💐
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
ሓወይ ዓለም ኣይከነትን ጸቂጣትና ኢሰያስ እዩ ጸቂጥና ዘሎ
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 4 жыл бұрын
ዮሃና ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ። እንቋዕ ንበዓል ናጽነት ኣብጻሓና። ዝኽርን ክብርን ንዘልዓለም ንስውኣትና። ክብርን ሓበንን ንዘልዓለም ንስንኩላትና።
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍💐🌷🌻🐆🔥🇪🇷💞🐪🐅👍💐🌷🌻🐆🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥🌻🇪🇷💐
@mayaplays1070
@mayaplays1070 4 жыл бұрын
YOU ALL HIZBAWI GINBAR ARE VERY SEPECIAL, NO WORDS TO DESCRIBE YOU. WE ARE PROUD OF OUR HISTORY.
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
@ Rahwa 🇪🇷🐪🐪Indeed. No words to describe specially the female TEGADELTI
@yonastesfai9801
@yonastesfai9801 4 жыл бұрын
God bless you jigna asmerom
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Jigina iwe wedi ereyi amelaki tianani yahabikumi 🔥💐🇪🇷🌻💞🐆🐅
@Sara-tb4ty
@Sara-tb4ty 4 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ ኣናብስ ምስሓለፈ ኩሉ ጥዑም
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
👍🇪🇷🔥🌻💐💞🐪🐅🐆💞💐🔥🇪🇷🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🌻💐🐪💞🇪🇷🌻💐
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
Yohona to you 🇪🇷🇪🇷🐪🐪👍👃🇪🇷
@somita2t.berhane468
@somita2t.berhane468 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ካብ ድምጺ ሓፋሽ ነጻጺልካ ክትርእዮ ኣሸጋሪ ኢዩ። ከደ ከደ ዓኾኻይ ዓኾኻይ ወዘተ ዝብላ ግጥምታት በቲ ነጎድጋድ ድምጹ ከንብብ እንከሎ ንጸላእቱ ጽሕጻሕ ንጽሕጻሕ ይገበረን ነይሩ። በጃኹም ዕድለኛታት ኢኹም በዓል ኣቦና ኣስመሮም ካብቶም ዳግማይ ክትክኡ ዘይ ክእሉ ወርቃዉያን ወሎዶ ብምኻንኩም።
@tsehaihadgu678
@tsehaihadgu678 4 жыл бұрын
Distinguishes voice 🇪🇷❤️
@lilimehari1751
@lilimehari1751 4 жыл бұрын
🇪🇷🙏👏❤
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 4 жыл бұрын
እወ ብዙሕ።ተዘክሮ አለና ብዛዕባ ድምጺ ሐፋሽ ክትጅምር እንከላ ገዛ ንዓጹ ፍንስትራ ንዓጹ ገሌና ዋርድያ ንኸዉን አምሐሩ ከይመጹና እዋይ ብዝኾነ ንኸስ ከይትለቅቕ
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 4 жыл бұрын
Merhaba baba Asmerom 🇪🇷👈❤seb kedem hizibaw🇪🇷🇪🇷👈 ginbar mearey neti gize maraaaaa ynafoko👈 🐪🐪🐪kibrin mogosin🇪🇷👈 nsemaetatna 👈🇪🇷Awet Nhafas🇪🇷🇪🇷✊
@lifelove8265
@lifelove8265 4 жыл бұрын
ባባ ኣስመሮም ጅግና ሓርቤኛ
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 4 жыл бұрын
እዋይ ተደፋኒቐ
@yonasgebre3988
@yonasgebre3988 4 жыл бұрын
Asmerom jegna we love you
@aronalex8700
@aronalex8700 4 жыл бұрын
Thank memehre Asmrom.
@nguseokubamicael1620
@nguseokubamicael1620 4 жыл бұрын
Yohana nmelae hzbi Eritrea!!! Kibrin zkirin nsemaetatna Awet Nhafash.
@Hmeretkolboy
@Hmeretkolboy 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ እቋዕ ናብዚ ኹቡር ባዓል ናጽነትና ኣብጽሓና እንዳበልኩ ብፍላይ ድማ ኩቡር ኣቦና ኣስመሮምን ካልኦት ኣባላት ኣብቲ ዜና ተንብቡሉ ዝነበርኩም ሳዓት 7 ንግሆ ባዓል ኣቦይ ራድዮ ንላዕሊ ኣበርኽ ኣቢሎም ውሽጣዊ ሓጎስ ታሓጊሶም ባሽኮቲ ንገሌና ድማ ካሪመለ ገዚኦም ደገ ተጻወቱ እንዳበሉ ይቕሽሹና ኔሮም እሞ ዋላ ህጻናት ብሓንጎፋይ ኢና ንጽበየኩም ኔርና እሞ ሓበን ይሰማዓኩም ዮውሃና ድማ ይብለኩም
@user-ih1id4mz3e
@user-ih1id4mz3e 4 жыл бұрын
ባባ ኣስመቶም ዕድመን ጥዕባን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሄሮ
@lifeonmovement8061
@lifeonmovement8061 4 жыл бұрын
Yohana gna ASMEROM HAFTEMARYAM AB LIBE ERTRAWIAN KU GZE 🎆🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Kuburat Eritreawan Kitgelitso Zeyemen JIGNINET Halifu, Isaias Endemo Ashemaliquwo Waga qalsi Meswatin Sinklinan Eritreawan Nab Gel Anet Temizizwo. Bizkone Kemit Zibelkayo Kubur Abona Asmerom Kulu Kihalif Eyu Bihali Amilak. Happy Eritrea independence day EDINMEN TIENAN DIMA KUBUR TEGADALAY ABONA ASMEROM
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷LOVELY history of the Eritrean freedom fighters 🌷⚘⚘⚘⚘♥️♥️♥️♥️
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ጥዑም ሓፊስ ድምጺ ኣበሳሪ ናጽነት!! ሰፊሕ interview ግበሩሉ ኣገዳሲ ተጋዳላይ'ዩ። ድምጺ ሓፋሽ ኣብ ልቢ ኩሉ ህዝብና ዝኣተወት ሬድዮ።
@yourapollo5555
@yourapollo5555 4 жыл бұрын
ንሕና ህዝቢ ኤረትራ ምስ ዓለም ገጢምና ዝታዓወትና ህዝቢ ኢና ሎሚ ውን ኸም ትማሊ ዕጥቅና ገጥ ይበል ።
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ መኣስ ዓመተ ምህረት ኢና ምስ ዓለም ገጢምና
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 4 жыл бұрын
አርክቦ አርክቦ አርክቦ ነቲ ጅግና ንኸስ ከይትለቅቕ
@fessehayeghebremariam4416
@fessehayeghebremariam4416 4 жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ኣስመሮም ሃብተማርያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እወ ትዕግስትን ምትሕልላይን እንተልዩ ዘይሓልፍ የለን።
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 4 жыл бұрын
Tegadalay Asmerom, yohana to you too. One of the best Eritrean sons.
@michealmulghta4049
@michealmulghta4049 4 жыл бұрын
dimtsi hafas 2yti kelashin hizbi eritrea awet nihafas deki eri ruhus beal natsnet deki eri
@bqse6142
@bqse6142 4 жыл бұрын
ዮሃና ንመላእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ልዕሊ ኹሉ ድማ ዮሃና ነቲ ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሓያል ጋዜጠኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣስመሮም ሃብተማርያም ንባዕሉ ከምታ ድበላ ድምጺ ሓፋሽ እዩ ብደይ ቀለዓለም ክሳብ ሕጂ ውን ደይተቐየረ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ጥዑም ድምጹ ደጊመ ርሑስ ድርብ በዓል ናጽነትን ዒድ ኣልፈጡርን ይግበረልና ዓወት ን'ሓፋሽ !!!
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
ኣንታ እዛ ናጽነት ጋል ኣሕድርትና ድያ ንገሊኢና ዘይ ትረኣየና ንገሊእኩም ከኣ ትረኣየኩም
@ruthhabtezghi9542
@ruthhabtezghi9542 4 жыл бұрын
Baba Asmerom edmen tienan yhabka amlak , he used to be my Superior at work, so nice to hear your voice stay blessed, kabtom zfeltom aqli zteadelu sebat eyu
@soli6464
@soli6464 4 жыл бұрын
I love to hear again the wonderful and lovely opening song of Dmsti - Hafash after those many years. Love you Deki Eri.
@helentekle2822
@helentekle2822 4 жыл бұрын
ኣስሜ ሃወይ ኣምላክ አድመንተናን ይሃብካክንወት አና ኣጆኩም ደኪ ኤረይ
@henokgebree
@henokgebree 4 жыл бұрын
Thank you asmerom for your service with all your colleagues
@samsomzerai5744
@samsomzerai5744 Жыл бұрын
ባባ ኣስመሮም ጅግና ሞቶር ሳውራና አድመን ጥናን ያሃብካ፡❤️🇪🇷💪💪💪💪
@WtErientertainment6317
@WtErientertainment6317 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ናይ በሓቂ ሓደ ካብቶም ቡሉጻት ህዝባዊ ግንባር ዘፍረየቶም ጋዜጠኛ ዩ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ናዳለውቲ ከኣ ክምዚ ዓይነት መደባት ብምድላውኩም ነመስግን go head
@tsegabaryagaber3584
@tsegabaryagaber3584 4 жыл бұрын
ኽቡር ተጋዳላይ ኣስመሮም ዕድመን ጥዕናን
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 жыл бұрын
Hero 👑💪🏿❤️🙏🏿
@tsehayzaid9286
@tsehayzaid9286 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👍👍👍🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹
@kbrinamlak7375
@kbrinamlak7375 4 жыл бұрын
Baba asmerom edmen tenan yhabka lebam abo jigna eka harbena nber kber beal tsubuq tarik
@akliludebesay7230
@akliludebesay7230 4 жыл бұрын
(ተፎኖ)ኣስመሮም ድምጺ ሓፋሽ ጥራይ ኣይኮነን። ደራስን ገጣምን ኣብ ማትኣን ኣብ ህዝባዊ ግንባርንዩ፥ ካብ ዝደረሶም ግጥምታት ሓንቲ ካብ ብዙሓት ብድሆ ትብል ብድምጻዊ እስቲፋኖስ ዝተደርፈት ብልጽቲ ደርፊ ዕድመ ይሃብካ ሓርበኛ
@maharikifleyesus1668
@maharikifleyesus1668 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ ዕላል ተስፋ ይገብር ከኣ ገጽ ወላዲትካ ርእኻ ክትከውን ።
@Eritrea19913
@Eritrea19913 4 жыл бұрын
God bless you
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@eliltaaraya8963
@eliltaaraya8963 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
Wwwwwooo 🇪🇷💪✊
@wedihagos8668
@wedihagos8668 4 жыл бұрын
ዘሐጉስ መደብ።
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 4 жыл бұрын
Asmwrom nhna gerimuna zelo Ab Merihnet bzuh Bzuh ayren. Ygbaka eyu wedi hzbi. Be strong
@selamselam70
@selamselam70 4 жыл бұрын
Baba asmorom jigna kab zrkebkulu medeb 'merhaba ' mara yu zmsteni neru .
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ጅጊና
@hayetghebre884
@hayetghebre884 4 жыл бұрын
👍☝👍💜✔✌👍
@teklehaymanot
@teklehaymanot 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ኣቶ ኣስመሮም ኣብ ትዝታታት ግጥምታትካ እተዓነድኩ ውሉድካ ኣለኹ እሞ፣ ንታ ኣብ ናጽነት ዝገጠምካያ " ስጋይ ይህብዎ ይኾኑ ቅራሪጾም ንኸልቢ" እትብል ትደጋገም ዘላታ ኣብዚ ኣብ ገጻት ዩቱብ እንተትፍንዎስ ክንደይ ኮን ባህ መበት።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
መጀመርያ እንካዕ ናብዚ ድርብ ዓወትን ናጽነትን ኣብጽሓና :: ብኣኹም ንሓስብ እወ ወጺና ዘለና ዋላ እቲ ሀዋሁ ንኹላትና ድጸሉ እንተኾነ እቲ ህልቂት ዓዲ ጥልያን ምስረኣኹ ኣብ ዓድና እንተኣትዩ እንታይ ክንከውን ኢና ብዝብል ፍርሒ ደቂሰ 2መዓልቲ እቲ ህልቂት ምስሓለምኩ ባህሪረ ተሲኤ እንተደቂሰ ኮምኡ ከይሓልም ኢለ ስጋብ ሎሚ ን3 ወርሒ ለይቲ ደቂሰ ኣይፈልጥን ንግሆ ሰዓት 7 ይድቅስ ብኣኹም ንሓስብ ንሕና ድኣ ነታ ነብስና እምበር እንታይ ገበርቲ ኾይና ንስኻትኩምሲ ሀገር ዘውሓስኩምን ትሀንጹ ትምክቱ ዘለኹም ኢኹም ኣምላኽ ጽቡቕኩም የስምዓና ዝእልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 4 жыл бұрын
Asmerom teza ygfahalkum wexinalkum alena. Nskum sebihkum weledna ab kunat tebiskum. Nana bota kelikum. Lele nebere nana hji entay ykonena. Nktksu abarirkumna kof koliekuma. Mot n Hgdef Awet nhzbi.
@berekhetsanto3071
@berekhetsanto3071 4 жыл бұрын
Baba asmerom hewelti demti hefash
@rhdjnenej7763
@rhdjnenej7763 4 жыл бұрын
እዛ ኣብ መእተዊ ዘላ ሙዚቃ ገለ ትዝታ ጌራትለይ ኣብ ውሽጠይ ኣትያ።
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 4 жыл бұрын
Asmerom fanferonie
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ኪዲ ዱርባይ እንታይ ገባሪ ኢካ እስካከ ረሳሕ ዉዱቅ
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
Ereye niE ba tolo Erena kihuLo ereye niE ba tolo ERENA BOKHRI GEZANA🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mlkifitwi8010
@mlkifitwi8010 4 жыл бұрын
Asmerom ante elka weyni eka tbl aziu negodgad zkone dmxi lali teyaytn bonbatatn
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ንመዋእል ዝተጸበክዋ ቃለ መሕትት አብ ሂወተይ ዝፌትዋ ዘዱንቅ አስመሮም ሃብተማርያም 2ዐመት ተመሊሰ። አትሐትታ ትክሎ አይኾነ ሽሙ አበይ ዐቢ ዱሕሪ ባይትእ ኸይሐተትካ ዝምዱና ። do you need more training,ጋዘጠኞ
@efrem945
@efrem945 4 жыл бұрын
ባዓል ኣስምሮም ሃብተማሪም ተጋዲሎም ኣጋዲሎምን ጀጋን ኤራትራና እዬም ከብርን ሞጎስን ይግቦኦም ። እንተይ ኦሞ ባዓል ወዲ መድህን በራድ ማንካይ ክሻ ድቅላ ምቅላ ሃገር ብትንትን ኣቢሊም ወልድታት ኣብ ሰድትን እስርቤትን ክንትፍእ ለይትን ማዓልትን እንዳስርሕ ሃገርና ድሕሪት መሊሳማ
@teaghes7654
@teaghes7654 4 жыл бұрын
You are trying a divide and rule method. ናብ ኻልእካ ፈትኖ፡ ዊዕጊን! ደቂ ሓደ ህዝቢን ሓደ ልብን ኢና።
@efrem945
@efrem945 4 жыл бұрын
@@teaghes7654 ኣይትጋገ ኣነ ኤረትራዊ እዩ ሪእይቶይ ስላ ዝጻሓፋኸ ዊዒግን ከትብል
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
አስሚዔካና አበሲርካና ብዙሕ ተሞክሮ አስመሮም አብተማርም አብ ኹሉ ቀዳማይ
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 4 жыл бұрын
13:54 halyot ab gibri.
@zetamful
@zetamful 4 жыл бұрын
teheti ara etwu kenbehal tezekireni
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 4 жыл бұрын
እቲ ( ሩዱእ ዩ ) ትምርቲ ናይ ዞም ጠላማት (ደብረጽየንን ሰዓብቱን ) ከመይ ነበረ ሕተተልና ።
@gobbosahil3803
@gobbosahil3803 4 жыл бұрын
AyrisiOn mekhalih moyakhi Dimti Hafash ab SAHIL KELEKHI🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 SemiEna ewe eti mekhaLih guaYLa 🐪 kab GOBOTAT SAHIL nay Eritrea 🇪🇷🇪🇷
@SamsomSemere
@SamsomSemere 4 жыл бұрын
ኢንታይ ናጽነት አሎና ዳአ ምሽ ባዕልና ደምጻኢኢናያ ሃገር ኢያ ኢልኩም ሰጊጉምና
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 жыл бұрын
Asmerom Eza Hito Niaka Eya - Eti Ab Fah / Sahil / Mis Ateka Zirekebikayo Halafi Abal Poloticawi Bet Xihifet Men Neru ? Durue Diyu ? Beka Shimom Kiziker Yebilun Nizom G-15 . Tarik Kemzi Gerika Eka Tetifeo . Zehzin Eyu Mechem .
@merebr1404
@merebr1404 3 жыл бұрын
Are you crazy , he mentioned them already Tesfay gebresilase & Ahmed tahir Baduri
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 жыл бұрын
@@merebr1404 gunuf aytikun Etom tibilom zeleka poloticawi bet xihifet ayikonun maekelay shimagile eyom poloticawi bet xihifet zinebere bayti kifili halafi Durue Eyu neru.
@dawityohannes1800
@dawityohannes1800 4 жыл бұрын
mukur tarik kelna 29 amet ziakil gize miblu btemi eyu dhzneka higwn tarkina bnsur ynegerna wdhankum -----------------------
@Kiku-ec3xt
@Kiku-ec3xt 4 жыл бұрын
I feel like tegadelti were real people and this new generation are fake !I dnt knw why its just a feeling
@Eri24882
@Eri24882 4 жыл бұрын
Asmerom habtemariam ንምንታይ ነቲ መጀመርያ ዝረኸብካዮ ኣባል ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሽሙ ዘይጠቐስካዮ?ፈሪሕካ ዲኻ ጉጅለ 15 ስለ ዝኾነ ?
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ከይአስረኻ እስራት አይትጸዉዕ ባባ አስመሮም ኽትነብረልና🤞🏽
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
Tim zeytibil anta mushmush atine xeyaki.
@beyenetekle8429
@beyenetekle8429 4 жыл бұрын
ኣስመሮም ንብዙሓት ኣስመሮም ናይ ድምጺ ሓፋሽ እንዳ ተባህለ ጥራይ ዩ ዝፍለጥ። ኣስመሮም ቅድሚ ሜዳ ምውጽኡ ተዋሳኣይ ኣስዒቡ ድማ ዋና ጸሓፊ ናይ ማሕበር ትያትር ኣስመራ ኢዩ ኔሩ፣ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ብህይወት ተሪፎም ዘለው ደቂ ኣስመራ ክኸውን ከሎ፣ ቅድሚ ንሜዳ ምውጽኡ "እንተ ዝፈልጥ ነይረ" ትብል መጽሓፍ ደሪሱ። ቅድሚ ንሜዳ ምውጽኡ ብስርዓት ሃይለ ስላሴ ንኽእሰር ዝገበረቶ "ዑና ዑናና መሬት ዓደቦና" ትብል ተዋስኦ ደሪሱ ሰንሱር ሓሊፋ ኣብ ምርኢት ምስ በጽሐት፣ ኣስመሮም ብምምሕዳር እንደራሴታት ኤርትራ ንማእሰርቲ ተቓሊዑ እታ ተዋስኦ ውን ኣብ ኤርትራ ንኸይትርአ ተኸልኪላ። ኣስመሮም ከይተሓለለ ነታ ተዋስኦ ሒዝዋ ንኣዲስ ኣበባ ብምኻድ ኣብ መድረኻት ሽዋ ንኽትርአን ኣድናቖትን ንኸተትርፍን ሃገራዊ ስምዒታት ንኸተናቓንቕን ኣብቂዕዋ። ድሕሪ እታ ተዋስኦ ምርኣያ ግን መሬት ዝብሃል ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ኢትዮጵያ ክረግጽ ከም ዘይክእል ምስ ኣረጋገጸ ንሜዳ ወሪዱ። ናይ ኣስመሮም ሓንቲ ዘይትርሳዕ ድሕሪ ተዋስኦ "ዑና ዑናና መሬት ዓደቦና" ምስ ተኣስረ መርማሪ ኮሌነል ደርጊ ህይወትካ ኣብ ኢደይ እያ ኢሉ ምስ ኣፈራርሖ ብምሉእ ሕልና ከምዚ ክብል መለሰሉ "ኮለኔል፣ እዛ ኣብ ኢድካ ዘላ ካትም ኣብ ሓዊ እንድሕር ኣትያስ እንታይ ትኸውን ኢሉ ሓተቶ" ኮለኔል፣ ትመክኽ ኢሉ መለሰሉ። ኣስመሮም ተመሊሱ እታ ተጨፋሊቓ ዝመኸኸት ካትም ኣብ ሓዊ ኣትያ ገና ወርቂ ኮይና ያ ኽትወጽእ፣ ንዓይ እንድሕር ቀቲልካኒ ውን ሕጂ ኣስመሮም ኢየ፣ ምስ ቀትልካኒ ውን ኣስመሮም የ፣ ሬሳይ ውን ኣስመሮም ኢዩ ክብል መለሰሉ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 4 жыл бұрын
መጀመርያ ንጋዘጠኛ ኣስመሮም ኣበስመራ ምስ ገለ ብጾቱ ክዛወር ምስረኣናዮ፡ ዓባይ ሓብተይ ዝማም እዋይ መጉድኢቡን ይመስል፡ ብረድዮ ድምጹ ግን ካንሸሎ ዘእትዎ ሰብኣይ ኣይመስልን ኢዩ እናበለት ክትዋዘ ይዝከረኒ፡ ብዝኮነ እታ ብቀጻሊ ትስማዕ ዝነበረት መእተዊት ወሓለ ሙዚቃ፡ ደርፊ ድያ ወይስ መዝሙር ብካ ትርጉማ ሓቲትዎ
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ተጋዲልኩም እንደሞ ናይ ኢሰያስ በራዩ ኮንኩም ተሪፍኩም
@harmonabrihe4909
@harmonabrihe4909 4 жыл бұрын
barya nay issaya resah.
@awetgeb4855
@awetgeb4855 4 жыл бұрын
Harmon Abrihe Are you gay?
@Hzbawit
@Hzbawit 3 ай бұрын
❤🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝✍🏾🤝
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 31 МЛН
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 23 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
Hitler in Colour (4K WW2 Documentary)
1:10:44
Best Documentary
Рет қаралды 9 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 31 МЛН