gere emun part 130 ገሬ እሙን ክፋል 130

  Рет қаралды 325,403

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Жыл бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZfaq Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 400
@user_selagg
@user_selagg Жыл бұрын
ቀዳመይቲ እየ ንኮሜንት ንኣብርሃም ትፈትው ፍቅርኹም ብላክ ግለፅሉ❤❤❤
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Жыл бұрын
💟♥️
@emebtuhiluf7558
@emebtuhiluf7558 Жыл бұрын
♥️♥️♥️
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena Жыл бұрын
mara ye zfetwo😍
@merhawihailehadush3507
@merhawihailehadush3507 Жыл бұрын
Abrham dika nska naka like gerna Nabrish fkrna ngeltselka 😂😂😂
@selamselam2549
@selamselam2549 Жыл бұрын
👌👌👌👌👌
@grmaytekleab3758
@grmaytekleab3758 Жыл бұрын
ለምለም ዓይነይን ኣያ ዘብራእብሩክን ዝፈቱ ላይክ❤❤❤❤🎉🎉
@TegaAabrha
@TegaAabrha Жыл бұрын
❤🎉🎉
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Жыл бұрын
ኡይ ስደት ንዓና ኤርትራውያን ዘጽነተን ዘሎን ንዓኹም የሕዋትና ተጋሩ ውን ኣባኹም ምምጽኡ ብጣዕሚ ኣብክዩኒ ሰላምካ ልኣኸልና ኣምላኽና 💔😭
@jfififi4878
@jfififi4878 Жыл бұрын
እወ የሕዝን 😢😢
@user-jg8yw7qd4d
@user-jg8yw7qd4d Жыл бұрын
ይሕዝን ክብረተይ😢
@kbfe5534
@kbfe5534 Жыл бұрын
እወ የሕዝን የሕዋትና ናረእናዮም ንስእኖም ኣለና💔
@fevenmussie4915
@fevenmussie4915 Жыл бұрын
ኢሂ ኣታ ጉሓፍ ንሕና ኤርትራውያን ቅድሚ ተጋሩ ዶ ተሰዲድና ኢና
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 Жыл бұрын
@@fevenmussie4915yes
@selamburuk
@selamburuk Жыл бұрын
ኣየ እወ ስደት ክትሰምኦ ቀሊል ክትኣትዎ ከቢድ ለምለምይ ሻቅሎት ናይ ኣዶ ብሓቂ ገሊጽክዮ💔ብሰላም የራክበና አደዋይ😢እንዳ ገሬ እሙን ድምቀት ናይ ሰንበትና❤
@rahaseokubamicael1707
@rahaseokubamicael1707 Жыл бұрын
ኣታ መዓስ እየ ዝቅድም እንዳበልኩ ሎሚ ውን ተቀዲመ i love YOu so much ኣባላት ገሬ እሙን Rahase From 🇪🇷
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
🙏❤❤❤❤
@AskalAssefa
@AskalAssefa Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@kbfe5534
@kbfe5534 Жыл бұрын
❤❤❤
@slauggraey
@slauggraey Жыл бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
መድኃኒኣለም ንህዝብና ሰላም የውርደልና ምእንተ ውፁዕ ህዝቦም ኢሎም በረኻ ልወፁ ኣሕዋትና ድምፆም የስመዐና😢❤🙏
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 Жыл бұрын
ኣሜን 🙏ጭቀትና የሕጽርልና ፈጣሪ 🤲🤲
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን😥😥🙏
@01tigray
@01tigray Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🤲💛
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ ጨኒቁና ከብድና ሓቂፍና ንሓድር ኣለና😥😥😥
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Жыл бұрын
ኣሜን ((3))🌺🤍
@amam5408
@amam5408 Жыл бұрын
ኣየ ስደት😢 ናይ ባሓቂ ገልፅክምዎ ህዝብና ነዚ ሪኡ ከማሓይሽ ተስፉ ንገብር🤲♥️
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Жыл бұрын
እፍፍፍፍ ቅድሚ 5 ዓመት ዝመፃእኩዎ ህይወት ኣዘክሩኩሙኒ 😢😢😢😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Жыл бұрын
እኳዕ ናብዚ አብቀዓኪ
@michaelgebru10
@michaelgebru10 Жыл бұрын
Hiiii
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Жыл бұрын
እንካዕ ንወርሓዊ ባዓል ቸሩ ርሁርህ መድሃኒ ኣለም ወርሓዊ ባዓል በሰላም ኣብፀሐኩም ቸሩ መድህኒ ኣለም ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓልወና ሰላምን ምሕረቱን ይልኣከልና ❤❤❤
@johntekleab5471
@johntekleab5471 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@bromani3433
@bromani3433 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ffdffd5751
@ffdffd5751 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@RobelBrhane-ko1vs
@RobelBrhane-ko1vs Жыл бұрын
ኣሜን
@tsehayeberhe4449
@tsehayeberhe4449 Жыл бұрын
Amen
@lmelemgalwegrat1039
@lmelemgalwegrat1039 Жыл бұрын
ገርየ ናይ ሱዑድ ኹነታት ብደምብ ገልፅዋ ዘለናዮ ህወት።
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr Жыл бұрын
😢ናይ ብሐቂ
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 Жыл бұрын
Kitsarefu kelkum gina sedetja elkum ekum tsarefu 😏
@MebrhtomKahsay-fh2ri
@MebrhtomKahsay-fh2ri Жыл бұрын
@@miraclemiracle3216 እና ስደተኛ እንድሕር ከይኑ ዳኣ ስደተኛ እልካ ይፅረፍ እወ
@samsonaraya3718
@samsonaraya3718 Жыл бұрын
Love
@samsonaraya3718
@samsonaraya3718 Жыл бұрын
@@mg-kb9cr p
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Жыл бұрын
ገሬ ዘለናዮ ናብራ ስደት ብደንቢ ገልፅኻዮ😢❤
@galaxygalaxy2879
@galaxygalaxy2879 Жыл бұрын
በቃ ስደት እዚኣ እያ ሓውካ ወድነኻ ዘይትድግፈሉ ዘይተቅንዐሉ ስቅያት እዩ እግዚአብሔር ስደትና አሕፂሩ ብሰላም ዓድና ይምለሰና 😥😥😭😭😭😥😭😭😭😭😭😭
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Жыл бұрын
አብ ጎኒ ጀጋኑና ክንኮን አለና ኩሉ ግዜ ክብሪ ንTDF we love u all
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e Жыл бұрын
ትክክልTDF❤
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
TDFይ ውሓስ ህዝበይ❤❤❤
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
😢😢ስደት እወ ክፉእ ካብ ዝኣተናን ዝሓለፈልናን ዝሞተን ኣብ በረካ ዝቃርየ ሓመድ ድበ ዝስኣነ ይበዝሕ😥😥😥🙏እንዳ ገሬ እሙን የቀንየልና🙏ብሓቂ ገሊፅክምዎ😭
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 Жыл бұрын
Do kitsarefu kelkum gina sdetja terf asa elkum ekum tisarefu eway grim ba natka akmitka frairsie 😂
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
@@miraclemiracle3216 መን ፀውዐኪ ድክምቲ ደንቆሮ😡
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 Жыл бұрын
@@mamibabi6805 Tigrawyi sewinui abi sudi koynu tama konki hasasi komal😂
@user-hr2xj9bd5q
@user-hr2xj9bd5q Жыл бұрын
ምቅራት
@amenamen4996
@amenamen4996 Жыл бұрын
😥😥😥
@user-lv2nb5nb1b
@user-lv2nb5nb1b Жыл бұрын
ብዙሕ ኣለኒ ዓደይ ከይደ ዘውፀኦ ነይ ስደት ዝተዋህለለ ዓው ኢለ ኡይይይይይይ😢😢😢
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Жыл бұрын
😢😢😢😢ኣጆኺ ማዓረይ
@user-ve4rz1gu5z
@user-ve4rz1gu5z Жыл бұрын
ብሓቂ ግሬ ገልፅዎ እዩ ናይ ስደት ንሮ 😢 እግዚአብሔር ስደትና የሕፅረና ላብ ንፋስ ዓድና የብቀዐና🙏❤
@LamuLamiek-tf4hl
@LamuLamiek-tf4hl Жыл бұрын
Comment bdngla rekibeya I love you tigray from Eritrea 🇪🇷
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e Жыл бұрын
❤❤❤❤
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Жыл бұрын
🥰🥰🥰
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Жыл бұрын
❤❤❤❤
@SenayNigus
@SenayNigus Жыл бұрын
❤❤❤❤
@kbfe5534
@kbfe5534 Жыл бұрын
❤❤❤
@makdatube8713
@makdatube8713 Жыл бұрын
ብሩኽ ሰንበት እንኳዕ ብስላም መጻእኩም ❤❤☕☕☕☕ ስደት ዓዲ ዓረብ ደው ይበል ጽቡቅ ስራሕ እንዳ ገሬ እሙን🙏🙏❤❤💛💛🤴
@user-bl2eb1wy3g
@user-bl2eb1wy3g Жыл бұрын
ስደት ይኾኖ ተኽእልኹም ብጠለብ ይሐሽ ኣሕዋትና ፎቆዶ ሽንጥሮ ይተርፍለዉ👏👏👏😢😢
@user-vu2uo7rr6v
@user-vu2uo7rr6v Жыл бұрын
ተሞይትኻ ቃባሪ ዘይብልኻ ዶ በልኻ ገርየ😭😭😭😭 እንዃዕ እስቲ ብሰላም መፃእኹም እዳገሬ እሙን💞🥀
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle Жыл бұрын
😭😭😭 ወይ አነ😭😭 አቤት ስደት ሕማቅ ሙኻኑ ተትፈልጥዎ አሕዋተይ መዓረይ 😥 😭😭 አምላኽ ይአኽለኩም ይበረና
@selamawit5256
@selamawit5256 Жыл бұрын
የቀንየልና እንዳ ገርየ እሙን❤ ብሰላም ዝኣተና ንፋስ ዓድና ይናፍቀና ፍቀድዮ ሽንጥሮ ዝተረፉ/ፋ ኣሕዋትና እውን ቀባሪ ዝሳኣኑ 😢😢😢😢
@user-ri3vv1ec3m
@user-ri3vv1ec3m Жыл бұрын
ሃማኻትኩም 2ይ ክፍሊ ቃፅልሊና 😢😢
@user-hk9mo4vm7j
@user-hk9mo4vm7j Жыл бұрын
ብሓቂ ገልፂኩሞ ሰደት ዝመፀእናዩ 😭😭😭😭😭😭እፉፉፉ
@SARASARA-qi8dv
@SARASARA-qi8dv Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vc1dc3zm1f
@user-vc1dc3zm1f Жыл бұрын
ብሓቂ ዓብዪ ትምርቲ እዩ ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ♥️🥰🥺😢💊✍️ ስደት ይኣክል 😢🥺
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 Жыл бұрын
Entayi dia sdet elki kitsarfu kelkum gina sdetja elkum ekum tsarefu 😏
@user-vc1dc3zm1f
@user-vc1dc3zm1f Жыл бұрын
😏😏😏ስቅ በል
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 Жыл бұрын
@@user-vc1dc3zm1f Kohamando suki ilka haki eya sdetja 😏
@selamawit6916
@selamawit6916 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም እንዳ ገሬ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ሱዑዲ ተሰዲት እንትርፊ ሞት፣ ሕማም፣ጭንቂ፣ናፍቆት፣ብሽጭት፣ ካሊእ ትርፊ የለን😢😢😢
@rgatgaltgray466
@rgatgaltgray466 Жыл бұрын
😭😭😭 ስደት ክንደይ ሞ ዘይሓለፈ ፈጣሪ ንፋስ ዓድነ የርእየና ሞትና ኣብዓድና ይግበሮ ዝሓለፈ ዘኪሪ ንብዓተይ ምቁራፅ ኣቢኒ😢😢
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Жыл бұрын
አሜን
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
በቃ ገሊፅክሙዎ 😢 ስደት ከቢድዩ ዓድና ብናፍቆት ሞይትስ መብዛሕቲአና ብሕማም ኢና ንሳቀ ዘለና አነ ንባዕለይ ዓመታት አቁፂረ እግረይ ቁስሊ ዘይብሉ ቃንዛ ጥራሕ ካባይ ዘይፍለ 😢😢😢😢😢ሓሚመ ኢልና አንዛረብን ክንደይ አለዋ ካማይ ሓሚመን ከለዋ ዝሰርሓ 😢
@shewitaregawi9006
@shewitaregawi9006 Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ 🥺
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
@@shewitaregawi9006 አጆኪ እግዚአብሔር ይምሓርኪ ብሓቂ ብሕማመይ የማርር ኔረ ከዚ ግን ገዲፈዮ ከም ፀጋ ተቀቢለዮ ንፅቡቀይ እዩ ኢለ ማለተይ ምክንያት ገይሩዶ ዓደይ ክአቲ ከእትየኒ ደልዩ ይብል ብዝኮነ ይውስን አለኩ ንበይኑ እዩ ቃንዝኡ😥😥😥
@tgr817
@tgr817 Жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ😢😢😢ደኪመ ሎሙሰ ፈሪሐላ ንዛ ነብሰይ😭😭
@user-sr9vb4xf1x
@user-sr9vb4xf1x Жыл бұрын
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Жыл бұрын
ኣጀክን ደቅነይ ኩለና ኢና ተመስገን ንክሉ ነገር እመበር ኣምላክ ይባርከልና ቅርሽና እመበር
@hehhggd
@hehhggd Жыл бұрын
የኣክል ስደት ኣባና የብቅዕ የቀንየልና አንዳ ገሬ አሙን ስደትና የሕፅረልና ተጋሩዋይ 🙏❤❤
@medilove9633
@medilove9633 Жыл бұрын
ኮሜንት ብዲንግላ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ደቂ ትግራይ ብሩኽ ሰንበት🎉🎉🎉❤😊😍😍😍😍😍😍
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Жыл бұрын
ለምለመየ ቀቲልኪኒ ሓሚስኪኒ ከብደይ ለምለመየ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔☝🏾💠⛪🙏🏾🌍🕊️🕊️🕊️🕊️😭😭🇪🇷
@simonluul3417
@simonluul3417 Жыл бұрын
ጽሩያት ከም ማይ ንግሆ❤🎉 ምሳኩም ዶ ምተባእስና። ብዝኮነ ሰላም ንኩሉ❤❤❤❤❤❤🎉
@user-lt5oc6fs4h
@user-lt5oc6fs4h Жыл бұрын
ኣየ ወ ስደት ዓይኑ ይጥፍእ 💔💔😥ክንደይ መላምል ዝበለዐት ስደት ረሳሕ 💔😥ብጣዕሚ እኹም ገልፅኩምልና ህዝብና ውን ንእሽተይ ተተማህረ 🙏
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 Жыл бұрын
እወ ስደት ክፍኣቱ ከይፈለጥና ተሓጉስና መፂእና ግን ክንደይ ሓሊፉ ክንደይ ተሪፎም😢ንሕናም ናፍቆት ጭንቀት ኮታስ ክንደይ ክብሃል ፀይርና ንሓድርለና 😢ግን ተመስገን ምስ ጥዕናና ስለ ዘለና
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
​@MGY Tube እወ ሓቃ ያ ይተሓዋወሰና ኣሎ 🙄
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምንጪ ሳሓቀይ❤ ገርየ ፅቡቅ ገይሩ ገልፂዎ ናይ ስዕዲ ሂወት ድምፂ ስደተኛ ስዕዲ ዓረብ ይሰማዕ ኣብ ስቃይን መንከራን ኣለዉ ኣሕዋትና ማዓልቲ ማዓልቲ ሂወት ሰብ ናሓለፈት እያ ትውዕል😢😢😢😢😢
@fgghfhgchdgghh8121
@fgghfhgchdgghh8121 Жыл бұрын
ገሬ ዘለናዮ ናብራ ስደት ብደንቢ ገልፅኻዮ ❤ ትግራይና ሰላም ትኹነልና በርትዑ ኣጀኹም❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣየ ስደት ሓሚምካ ልሪኤካ የብልኻ ቤትን ገሬን ገሊፅኩምዎ ናይ ስደት ሂወት ስደትና ዳኣ የሕፅረልና ፈጣሪ እምበር ናይ ስደትስ ናብራ ኣይኮነን ዋ😢👏🙏
@abrehethailu9879
@abrehethailu9879 Жыл бұрын
😢😢ኡፍ ቀፅሉሉ ፅቡቅን ትምህርቲ ዝህብን እዩ ።ናይ ወገናትና ምንግልታዕን 👈ድካምን ብደንቢ ገሊፅኩዎ ኢኩም።
@yani730
@yani730 Жыл бұрын
መናሎ ሃማየ ንፋስ ዓዱ ክሽትት ልሃፀፀ😢 በርትዑ ቡሉፃተይ❤❤❤
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Жыл бұрын
እፍፍ ስደት ረሳሕ ደም ናነባዕና ንውዕል ብዓዲ ዘለው ድማ ኣብ ፅቡቅ ዘለና ይመስሎም😢😢 ግን ሓሊፉስ ክነውገዐ ዶ ንኮን ዘለናዮ ኩነታት ገሪየ ብደንቢ ገሊፅው 😢እና ቀፅሉሉ ኣብ ስደት ዘለና መድህንኣለም ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 Жыл бұрын
Stay strong
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🥰❤
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፎትየኩም ዳገሬ እሙን ብሓቂ ዘይሕጋዊ ስደት ጠጠው ክብል ይግባእ ክንደይ ህፃውንትን መናእሰይን ይሃልቅ አሎ ዓድኻ ጥዑም ንዓድና ይምለሰና ፈጣሪ😢😢😢
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ተፈተውቲ መድሃኒኣለም ኣቦና ንህዝብናን ንዓድናን ሙሉእ ሰላም የውርደልና 🙏❤❤
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ናይ ሳሓቅ ምጨይ ክፅበየኩም ፀኒሐ ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤️❤️❤️💛💛💛🌹🌹🌹
@user-xh3zy3nk2w
@user-xh3zy3nk2w Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ገሊፅክምዎ ዘለናዮ ሂወት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ❤💛❤
@user-be3cx7wz8g
@user-be3cx7wz8g Жыл бұрын
እንካዕ ደሓና መፃእኩም ብሩካተይ❤❤ ብሩክ ቅዱስ ሰንበተ ክርስትያን ይኹነልና ሰላም ንዓድና ❤❤❤
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l Жыл бұрын
ዋይ ኣነ ዛደዋይ ከምዚ ገረ ድየ ኣጨንቀያ ነር ስደት ረሳሕ ከምታ ገድፈማ ዝከዱ ናዓይ ኣብ ሕድድ ገድፈምኒ ከይዶም ነረም ሳላ ፈጣሪ እየ ኣብዚ በፅሕየ እበር😢😢😢
@britgraweyti
@britgraweyti Жыл бұрын
Me too ኣነውን ኣደዋይ ኣደዳ ብክያትን ጭንቅን ገረያ ነይረ ግን ተመሰገን ፈጣሪ 😢🙏
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
እንካዕ ተርፍኪ መዓረይ
@mdmid1419
@mdmid1419 Жыл бұрын
ወላ ኣነ መዓረይ ከማኺ ግን ኣምለኽ ይመስገን ካብ ሞት ሶቲኸ ኣብዙይ በፂሐ ዝሓለፍክዎ ኣዘኪሮምኒ እንዳ ገርየ እሙን😢
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 Жыл бұрын
ስደተና ዘበቀዐሉ ሰላምና ዘምለሰሉ ዘመን የመጸአልና❤ እንዳ ገሬ እሙን ጽቡቅ ጅማሮ የቀኒይልና ድምጺ ሰለዝኮንክሙና😢
@user-wi1gk2bv9u
@user-wi1gk2bv9u Жыл бұрын
በቃ ሰደት እዚእ እያ ሓውካ ወድነኻ ዘይትድግፈሉ ዘይተቅንዐሉ ስቅያት እዩ እግዚኣብሔር ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ዓድና ይምለሰና 😢😢😢
@user-nk9qc8yo2f
@user-nk9qc8yo2f Жыл бұрын
ኣብራሃም ዝፈቲ ብላይክ ኩሉኩም ዳ ገሬ እሙን ይፈትወኩም እየ ብኣብርሸይ ግን ሕምምቲ እየ 🤴♥️
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j Жыл бұрын
ብኸምኡ መሕመሚኺ
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын
ፈላመይቲ ኮሜን ባዕለይ 😅 ዳገሬ ዝፈቱ 👍ግጨውኒ 😅 ቡሩኽ ሰንበት ኻኣ❤ ብሓቂ ሱዕዲ ዘለና ሓሊፍሎም እዩ ሽምና እህ ባዕልና ንፈልጦ 😢ዓባይ መልእኽቲ እያ ቀጽልሉ ካውኡለ መንገዲ ከም ዝዕጾ ሓጉዝና ገና ይሃልቅ ኣሎ እዩ መንእሰይ 😢😢ኩሉ ግዜ ብስሓቅ ጀሚረ እየ ብስሓቅ ዝውድእ ነይረ ሎሚ ግን ኣደይን ዓደይን ገዲፈ ክወጽእ ከለኹ ተዘኪሩኒ ብንብዓት ወዲአያ 😢😢💔
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z Жыл бұрын
ብሓቂ ለሙሰ እረ ናፍቁና
@user-zn1xe5ud3w
@user-zn1xe5ud3w Жыл бұрын
ሂወት ኣነ ዶ ይኾነ😁 5 ዓመት ገይረ እፍፍፍ ሰደት ሰዲ😢 ቤቲ ሽኮር ❤💚
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Жыл бұрын
ብሩኽ ስንበት ይኩን እንኳዕ ብስላም መጻእኩም ስደት ዓዲ ዓረብ ደው ይበል ጽቡቅ ስራሕ እዩ እንዳ ገሬ እሙን ቅፅላሊይ❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛
@Merhawit213
@Merhawit213 Жыл бұрын
እቱም ተናፈቕቲ መፂኹም ዶ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ብሓቂ ብጣዕሚ እና ነመስግን ድምፂ ወገናትኩም ንኹትኮኑና ብዝተኽኣለና መጠን ሪኢቶና ኣቐሚጥና ኔርና ንስኹም እውን ኣየሕፈርኩሙናን 😢😢😢😢😢 ስደት ንኽትዛረቦ ቀሊል እዩ እቲ ዝጣዕሞ እዩ ዝፈልጦ 😢😢😢😢😢 ስደት ይኣክልልልልልል
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
_ፅቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ናብራ ስደት ከምዚአ እያ ዘለናዮ ሐጂ አምላክ አካክቦ ይፍጠረልና እስከ ከምኡውን ምእንቲ ህዝቦም ዝቆሰሉ __#ተጋደልትና__ አብ ሕማቅ አለው ድምፆም ይሰማዕ ዝግባእ ክንክን ሕክምና ይገበረሎም ካምዛ ናይ ስደት ዝሰራሕክምዎ ከምአ ጌርኩም ስርሑሎም ፍምፂ ክኑዎም መዓራተይ_
@Galbirhanu
@Galbirhanu Жыл бұрын
እቲ ስደት ብደንብ ገልጸሞ 😥😥😥 ከምዚ ትግዕዙኽም ዝአተኽም ዕድለኛ እኹም በሓቂ
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እንፈትወኩም❤ካብ ናይ ኩሉ ግዜ ኣዝያ ዝበለጸት ስራሕ የቀንየልና ኣየ እወ ስደት ኩፉእ😥💔_
@zerietmehari6948
@zerietmehari6948 Жыл бұрын
c'est très bien pour votre vidéo je ne peux pas arrêter de rien vraiment ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@emugalsele4920
@emugalsele4920 Жыл бұрын
አየ ስደት ረሳሕ ቀፅልዎ ፅቡቅ ስራሕ😭😭😭💔💔
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ስደትኮ እህህ ስቅ ጥዑም😢 እንዳ ገሬ እሙን ተዋሳእቲ ብምንታይ ቃል ኢና ንገልፀኩም ክፉእ ኣይንካእኩም ጀጋኑና😢❤💛👏👏👏✊✊✊
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Жыл бұрын
ስዑዲ ሕድሕድ ገዛ ኣትያቶ እያ ደቂ ዓድና የሕዋትና ሓመድ ዘልብሶም ከማን ኣይረኸቡን😢😢😢😢😢😢
@afgcg5271
@afgcg5271 Жыл бұрын
ብሓቂ ስደት ረሳሕ😢😢😢ዓድና ናፊቅና😢
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын
ኣሕሕ ቀፅሉሉ እታ ሓቃዊ ዘላ ኣብ ሱዑዲ ንሳ እያ ቀፅሉሉ።100%😢😢😢ስደት ምግሳስ እውን ኣሎ እዩ ፆታዊ ዓመፅ ንሳ ውን ተትሰርሑልና ፅቡቅ ነይሩ😭💔🙏🙏🙏👌🥰
@slamahslamah4181
@slamahslamah4181 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገሬ ናይ ሰደት ኩነታት ገልፅዎ ኣይ እወ ዓድካ ጥዑም😭
@yayhshteazazu7741
@yayhshteazazu7741 Жыл бұрын
ብሓቂ ስደት ሕሱም😢😢😢
@Asefaalsa
@Asefaalsa Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዳኣ ገሬ እሙን 👏👏👏
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ስደት ዝመጸእናዮ ዘኪርና ናይ ስደት ጽብቅ ገይርኩም ሰሪሕኩምወ ቀጽልሉ ን ተጋደልትናውን ድምጺ ክንዎም😰❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኩም ዳገሬ እሙን ብጣዕማ ማሃሪ ዙኮነ እዩ ቀፅሉወ ❤😍😭
@01tigray
@01tigray Жыл бұрын
እንዃዕ ብድሓን መፃእኩሙ የሕዋት ትግራይና ትዕወት 💛❤
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu Жыл бұрын
ገሬ ዘለዮ ናብራ ስደት ብደንቢ ገልፅኻዮ 💔💔💔💔💔😢😢😢💔💔💔💔💔💔
@user-st7wj7or9v
@user-st7wj7or9v Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ቀደሚ 4ዓመት ዘመፃእኩዎ😢😢😢 ኣነ ዘገረመኒ ግን ዘኩሉ ሰቃይ ረእና በፍጣሪ ፍቃድ በሰላም አተና ዕላምና ንረሰ ረሳዐት አይነኩን😢
@LoveAseu
@LoveAseu Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ተዘከረኒ እካ ኣይ ስደት የቀንየና ፀገም ና ተረዲኢኩም ስለ ዝሰራሕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም እንዳ ገሬዋይ ፅሩያት ❤️ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ሓልዮን የዉርደልና መድሃኒኣለም 🙏❤️ ኣየወ ስደት ፅቡቅ ዝመስሎ እንከይረኣካዮ ዓድና ናፍቅናዮ 😥🙏
@filmontsegay297
@filmontsegay297 Жыл бұрын
ብሓቂ ስደት ሕሱም ንፋስ ዓድና እኳ ናፊቅና ምንእሰይ ሃሊቁ ፍቃዶ የመንይ ስዑዲይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ድማ ኣብጸሐኩም ንወርሓዊ በዓለ መድኃኒ ኣለም ህዝበ ክርስትያን 👏❤ ቀፅሉሉ ኣፀቢቅኩም ንቱ ዝተረፈ ህዝብና ተሰምዐስ ሰደትስ ዓይኑ ድኣ ይጥፋእ እምበር ህዝብናስ ብዝወፆ ይተርፍ እዩ ዘሎ ኣቱም ሰባት ዘይሰምዕ ወለዶ😢😢😭
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ድምፂ ዞም ጀጋኑ ኣልዋትና ዘይሰማዕናለ ወረ ሓጎስ የስመዐና❤❤ ፍቅረይ 3ዓመት ደሃዮ የለን ብቻ ክስካብ መጨረሻ ክፅበየካ እየ ኣዳመይ😢😢😢😢
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Жыл бұрын
ኣጀኪ 😢እመተዋይ መድሂን ኣለም ምስኡ ይኩን
@danidannnnnnnnn
@danidannnnnnnnn Жыл бұрын
ብዛዕባ ናይ ስደት እትሰርሕዎ ቀፃልነት ክህሊ ኣለዎ ህዝብና ተወደአ ኣቱም ሰባት🖤😭
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣነስ ብምኽንያት ኮእየ ዘደንቐኩም ክሉ ስራሕኹም ንህዝብን ምእንቲ ህዝብን ኮምኡጌርኩም ንቲ ወለዶና መሃርዎ ስደት ዘይፈልጦ አጀመሪኡ ክሉ ጥዑም መሲልዎ ይውድሶ ስደት ግን ብሓቂ መርገም ብቻ እዩ ከም ዓድኻን ኣዲኻን ፍፁም የለን ክሉ ስራሕኹም ኩነታትን ግዜን እናሓለዎ ብምኻኑ ዝያዳ የደንቀኩም ብኡነት እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ጥበቡ ይዓድልኩም
@user-ve7up6sl7f
@user-ve7up6sl7f Жыл бұрын
😢😢🥺ሰርሕኩምዋ ኣምላኽ ኣቦይ ፉጡርካ ሓለው ኣብ ችግር ዘለዉ ኣሕውትናም መውሳጸኦ ይፍጥርልኩም ህዝስ ደኩሙና እምበር 😢😔🙏
@Hevaney
@Hevaney Жыл бұрын
ክብሪ ይግበአኩም ፀገም ህዝብና ተረዲኡም ድምፂ ዝኮንኩምና ዳ ገሬዋኒ❤🙏😪
@sakeimahsakeim4662
@sakeimahsakeim4662 Жыл бұрын
ትፅበይ ውዕለ😁🥰እንዳ ግሬ ዝፈቱ ላይክ❤
@ebrahimbilall2175
@ebrahimbilall2175 Жыл бұрын
እዛ ንፋስ እዚኣ ኣብኣ የላን እወ የላን 😌😌😢😢😢😢
@user-cg2um2cn9e
@user-cg2um2cn9e Жыл бұрын
እዋይ ለምለም ዓይነይ ድፍእ ኢላ ኣደይ ኣዘኪራትኒ ኣደይ ከምኣ እያ ትብል 😢😢😢😢😢😢❤
@genigeni8671
@genigeni8671 Жыл бұрын
በጃኩም ስደት ምእታ ክቀሪ ኩሉ ብደንቢ ግለፅዎ ቀፅልሉ 👍
@tgstbrhane
@tgstbrhane Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዳገሬ እሙን ብደምቢ ገሊፅክሞ ዘለናዮ ሂወት♥♥🙏😥
@eradaerada9848
@eradaerada9848 Жыл бұрын
ናብሓቂ እኮ😢😢
@user-vu3tr8hh1p
@user-vu3tr8hh1p Жыл бұрын
😢😢😢
@kahsuhaylay-mc5el
@kahsuhaylay-mc5el Жыл бұрын
ናይ በሐቂ ገሬ. ለበም. ህወት ሰደት ገለፅክየ. እወ. ማት ሞግሐፍ እወን አለ ገሬ ሸክረ እትም ናይ መቐላ ደላላት አትሐዘለን በጀካሞ ሰብ ይወደአ አለ
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ተዓፂና ኢና ዘለና ኣታዮ ስደት ሑሱም ገሬ ብትኽኽል ገሊፅዎ ንፋስ ኣይንርኢ ፃሓይ ኣይንርኢ ኡፍፍ😢😢😢ብሰላም ዓድና ክንምለስ ፀሉይልና👏👏
@GgGg-wc2pe
@GgGg-wc2pe Жыл бұрын
😢😢😢😢 እወ ናይ ስደት ነገር ኸቢድዩ ናይኸዚ ገደደ መንእሰያት ከም ማይ ይውሕዙ አለው😢😢😢😢😢
@user-qp2np4wc5k
@user-qp2np4wc5k Жыл бұрын
ዳንኤል ኣምፅእሉና ናፊቀዮ❤
@sjsu2776
@sjsu2776 Жыл бұрын
መልኡ ዘይጎደመል ኣኽብሮሮት ኣለኒ እንዳ ጌየ እሙን ምኽንያት ንኣብዘለናየ ግዜ በድንብ እይኹም ገልፅኹሞ ኽብረት ይሃበልና ሰላም ይውርደልና ኣብ መላእ ዓለም ዘለና 😢💔🙏🙏🙏🙏
@shewitsweett8827
@shewitsweett8827 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ክብረት ይሃበልና ዳገሬ አሙን🙏
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩካተይ ❤❤ ሰላም ንትግራይና ❤
@gjhgjgkhko3087
@gjhgjgkhko3087 Жыл бұрын
ስደት ዝስዲ መፅነቲ መንእሰይ😭😭😭😭😭
@Mhretmeresa
@Mhretmeresa Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ገሬ ብደንቢ ገሊፅዎ ናይ ስዑዲ ሂወትና😓 ኣክክ😢 ስደትና የስምረልና ኩልካ ወድ ሰብ🙏💔😢😢
@user-pb6ut3vv8s
@user-pb6ut3vv8s Жыл бұрын
ብሓቂ ገልፅካዮ ገሬ ሓወይ ስደት ዳኣ ክፉእ ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ 🙏❤️
@mimomm9582
@mimomm9582 Жыл бұрын
ናብ ብሓቂ ገሊፅክምዎ ኢኩም ቀፅሉሉ አየ ስደት😢😢
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf Жыл бұрын
እንካዕ ድሓን መፃኩም ቡሩካተይ🙏💖አብርሃመይ 😍ዝፎትወካ
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f Жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም ተፈተውቲ እንዳ ገርየ እሙን😘💙 ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና መድሃኒአለም በብዘለናዮ ይሓልወና አሜን/3✝️ ናይ ስደት😢😢 ግን ኩሉ ገልፅክምዎ የቀንየል
@gdhdejej
@gdhdejej Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅአኩም ተጋሩዋን❤
@merigaltgray7771
@merigaltgray7771 Жыл бұрын
ድምፂ ስለ ዝኮንኩምና የቐንየልና እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ብሰላም ምፁና❤❤❤❤
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 Жыл бұрын
ኣየ ስደት ረሳሕ ህንደይ ማ ደይኣሕለፍና 😢😢ቀፅልሉ ጀጋኑና💊💖💖💖💖
gere emun part 120 | ገሬ እሙን ክፋል 120
30:13
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 296 М.
gere emun part 113 | ገሬ እሙን ክፋል 113
33:20
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 367 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 136 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 93 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 49 МЛН
Nutella bro sis family Challenge 😋
00:31
Mr. Clabik
Рет қаралды 12 МЛН
ባሏን በሰራተኛዋ የምትፈትነው ሴት
29:13
GIRDOSH TUBE
Рет қаралды 43 М.
gere emun part 104 | ገሬ እሙን ክፋል 104
33:18
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 334 М.
gere emun Part 26
29:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 605 М.
🔴እስራኤል ክልተ ሰባት ብኸቢድ ተሃሪሞም//12//07//2024
16:47
Типичный банан 🍌 #shorts #глазунов #юмор
0:18
Andrew Glazunov
Рет қаралды 1,8 МЛН
ПОХОДУ ОН БУДЕТ СИДЕТЬ ДОМА ДО СТАРОСТИ
0:18