No video

Hayelom Bereke Show #1 - Eritrean Show 2021- Midilay Mesamidi AG ENTERTAINMENT

  Рет қаралды 186,942

AG ENTERTAINMENT

AG ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Subscribe AG Entertainment for more updates - • Hayelom Bereke Show #1...
Hayelom Show is a brand new talk show where Eritrean artist challenge each other in different topic and the winner gets a car as the prize!!
Any Unauthorized use, distribution, or reupload of this content is strictly prohibited!
© AG ENTERTAINMENT 2021. All Rights Reserved.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#hayelomshow​​​​ #eritreanshow​​​​ #talkshow​​​​ #agentertainemt​​

Пікірлер: 737
@yohannesberhe9995
@yohannesberhe9995 3 жыл бұрын
ሰላም ሓይሎም በረቀ እዚ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ። ብሓቂ ምርካብ መጻምድቲ ተኮይኑ ተቅርቦ ተሃሊኻ። 70% ጽብቅ ጉድለቱ ድማ መጀመርታ ወዱእ ነገር ምስ ገበርካ ናብ ህዝቢ ኣቅርቦም። ከመይ ተበልካ ብተለፎን እታ ጋል ተረኽባ ኩሉ ድለታ ትነግረካ እቲ ወዲ ድማ ከምኡ ድለቱ ይነግረካ እንበር ምጽዮም ጥራይ ኢዶም ክኸዱ ጽቡቅ ኣይኮነንን።ኣብዚ ክትሓስቦ ዘለካ ኣብ ምምዝዛን ዕድመ መማዝንቲ ድዮም፡ ጠባይ ባህሪ ፡ መልክዕ፡ ቁመት፡ ደርጃ ትምህርቲ፡ መጻኢ መደባቶም፡ ሃይማኖት፡ ኩሉ መዚንካ፡ ንመስሓቅ ዘይኮነ ንቁም ነገር ሓስብካ ብዕቱብ ሓዞ። ናትካ ትካል ግበር ፡ ምስ ወዳእካ ናብ ርስቶራት ዓዲምካ ናብ ህዝቢ፡ ተቅርቦም። እዚ ዓቢ መደብ እዩ። እዚ ዋላ ተፋቲሖም ዝነበሩ ፡ዓበይቲ ኣንስቲ ከምኡ ኣሰብኡት መቓርብቲ ዝደልያ/ዝደልዩ ኣለው ብሓጺሩ ኣስፍሓዮ፡ ምሁር ሰብ ድማ የድልየካ
@hanahhaile1337
@hanahhaile1337 3 жыл бұрын
👏👏👏
@teweldeghrimay6882
@teweldeghrimay6882 3 жыл бұрын
Msaka aloku
@johnnyfessehaye4942
@johnnyfessehaye4942 3 жыл бұрын
ፈትየያ እዛ ሓሳብካ
@juditheliahu2404
@juditheliahu2404 3 жыл бұрын
ቁጽሪ 3 ብጣዕሚ ኣድኒቐዮ በሊሕ መንእሰይ እዩ፡ ተስፋ ይገብር ደገኛ ሰበይቲ ኣምላኽ ክህቦ ።
@alwayskeepthefaith8272
@alwayskeepthefaith8272 3 жыл бұрын
@Judith: "degegna sebeyti" beautiful word.
@juditheliahu2404
@juditheliahu2404 3 жыл бұрын
@@alwayskeepthefaith8272 thank u blessed
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 3 жыл бұрын
ዋእ ነጻ እንተኾይንኪ ተጣፍእሉ ደስ ኢልኪ እንከሎ ዕድል ሓንቲ ኢያ ::
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 3 жыл бұрын
Metsyom tray edom kkedu tsbuk aykonen angl ente konki tetafelu
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 3 жыл бұрын
አንታይ ኮንኪ
@user-bn5hp6sy8s
@user-bn5hp6sy8s 3 жыл бұрын
እዞም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ መንእሰያትና እሞ ርኣይዎም ክነቅሑን ክበስሉን። ኣብዚ ስደት ክኣ ብእልፊ ዓፈል መፈል ድከትና ሰቲና።
@kebekebarino4135
@kebekebarino4135 3 жыл бұрын
Bhaki lebam eka
@lovelyfamily53
@lovelyfamily53 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 3 жыл бұрын
ክክክክ ቅዱስ ቦታ እንድዩ ኡሱ ደኣ
@Liverpoolawi-i8e
@Liverpoolawi-i8e 3 жыл бұрын
Nay behaki dyu ke
@user-sp8qi2kd2f
@user-sp8qi2kd2f 3 жыл бұрын
ናይ ብልቢ ሃኪ ኢዮ አንታይ ሞ ክንገበር ስደት ኣብላሰና ኢንደዮ
@zeresenaytesfaldet8179
@zeresenaytesfaldet8179 3 жыл бұрын
ኦክ ናተይ ሪእቶ እዞም መጻምቲ ምስ ተራከቡ ከመይ ይቅጽሉ ኣለው ንምፍላጥ ከም መደብ ኣምጽእካ ሕቶታታ ኣቅርበሎ
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 3 жыл бұрын
አስይይይይ ጹቡቃተይ ዕዲመን ጥዕናን ይሀብኩም አምላኽ ግዜኹም የጸብቀልኩም ካብ አበይቲ አያታትኩምን አሕዋትኩምን ዘሐለፊዋ ይአኽለኩም ይበለና። ብሕጂ አብ ከምዚታት ጥራይ ይኹን ግዚአም ካብ ዉግእ ወረ ውግና አየረኤና ደቂ ኤሬይይይይይ ማዓረይ። ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ሐይሎም በረቀ ቀጺሎ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👌🙏🏽
@user-hs7kb8dx1u
@user-hs7kb8dx1u 3 жыл бұрын
ሓየሎም በረቐ ጽቡቕ መደብ ዕድሚኦምን ስርሖምን ተዝሕብሩ ድማ ደስ ምበለና ቀጽሎ ጽቡቕ መደብ።ሕቶታት ውን ኣሉታዊ ጥራሕ ክበዝሕ የብሉን ኣወንታ ውን ተዛማዲ ክኸውን ተስፋ ይገብር።
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 3 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ባህርያትና በበይኑ ኮይኑ እምበር ቁጽሪ (3️⃣) እዩ ክምረጽ ዝግብኦ በሊሕ እዩ ግን ካኣ ናዓኺ ባህ ዝብለኪ ክከውን እዩ እቲ ሓቂ መባልይቲ እግበርኩም🤲🤲🤲🍂🍃
@whiteflower4183
@whiteflower4183 3 жыл бұрын
@Azeb Kahsay ane gn kem wedi tebaetay meten, zereba nay kutsri 3 nay lbi koynu aytesemeanin. Tsbuk meritsa yibl. Kursri 2 gerhi koynu yismeani neay.
@iameritrea2682
@iameritrea2682 3 жыл бұрын
እዚኣ ካብ ኮሚዲ ንላዕሊ ተስሕቅ ሰሓቅ መይተ 😂😂😂😂😂😂😂😂በጃኻ part gberela ቀጻሊ ምጻና ሓየሎም በረቐ
@yonaskflom6030
@yonaskflom6030 3 жыл бұрын
Wala ane moyte kkkkk
@rosera7549
@rosera7549 3 жыл бұрын
btaemi wela ane shak ketilatni Azyom lebamat meneseyat iyom
@danieltadesse1120
@danieltadesse1120 3 жыл бұрын
Ab tik tok dhri mraykum zmexakum like rgexuley
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 3 жыл бұрын
ኣይተቃርጹዎ በሉ ንፉዓት ሓይሎም ኣጆካ ጽቡቕ መደብ ዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ዋው ቀጽልዎ ግን ከይ ትገድፍዎ እዚ መደብ። እውይ ዓድና መዓሪና ጽቡቅ ናይ ብሓቂ።
@leleygilay3002
@leleygilay3002 3 жыл бұрын
ጹቡቅ ተበግሶ እዩ ናይ በሓቂ ደቅንስትዮ ዮሕዋትና ካኣ ካብ ሕፍረትን ስክፍታን ነጻ ኮይነን ግለጻ ትሕግዝ መደብ እያ
@mletefesehazion1147
@mletefesehazion1147 3 жыл бұрын
Number 3 des zbl wedei smart boy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sj4qm8fx8s
@user-sj4qm8fx8s 3 жыл бұрын
Ata eziom Eritreawyan kxbuqu ❤
@kisanethabtom1947
@kisanethabtom1947 3 жыл бұрын
Mara eske
@user-yu1cq7cn5v
@user-yu1cq7cn5v 3 жыл бұрын
Subscribe
@merihsiyumgebremichael3616
@merihsiyumgebremichael3616 3 жыл бұрын
Natka wesidna
@samruabraha1192
@samruabraha1192 3 жыл бұрын
Mara
@matiwosfeshatsion848
@matiwosfeshatsion848 3 жыл бұрын
I have shown these two parts, but the most influential ❤ones are from ladies number 3 ❤and from gentlemen number 3👍. They should be meet each other. Because they're smart and mature. They make this show more beautiful.
@meharenalegese509
@meharenalegese509 3 жыл бұрын
ሓየሎም በረቀ ኢቲ መደብ ብጣዕሚ ጹቡቅ ምኽንያቱ ሓዳር ቀሊል ኣይኮነን ቡዑቱብ ክትሓዝ ኣለዎ ኣዋልድና እረትራውያን በቲ መልሰንን ሕቶታተንን ደለይቲ ሓዳር ኢየን ሰለዚ መደብ ቅቕጸል ኣለዎ።ደስ ዝብል ኢዩ።
@galporadizoeritrea136
@galporadizoeritrea136 3 жыл бұрын
number one is the best 😍😍
@tsegagebrekidan9543
@tsegagebrekidan9543 3 жыл бұрын
No 3 he is smart, l like the boy
@kokobjorjo9662
@kokobjorjo9662 3 жыл бұрын
Yes🥰
@semharmihretab7731
@semharmihretab7731 3 жыл бұрын
U are right
@mulugetaandetsen9285
@mulugetaandetsen9285 3 жыл бұрын
Eti xegem emo mebzahtan samrt lewah aykonen zhza tegasati eyen zhza kkk gal zharmaya tfetu kblus hakomyom maletyu qqqkk
@tsegagebrekidan9543
@tsegagebrekidan9543 3 жыл бұрын
Kemu u nay hiwet neger, emo men dea kihzom etom tegastti ke ,
@mulugetaandetsen9285
@mulugetaandetsen9285 3 жыл бұрын
@@tsegagebrekidan9543 eti gonex kterf kkl alewo ten yehwatna kea tebay kestekakla ygbae .kemzrdani mahremti kem amel ywesdo alewa. Wxit mahremti gn fthyu kkewn
@michealokbagabir8502
@michealokbagabir8502 2 жыл бұрын
ሓይልአብ ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ክብል ይፈቱ ብካላአይ እዚ መደብ እዚ ናይ መወዳእታካ መናብርትካ ትመርፀሉ መደብ እዩ መስለኒ ስለዚ እቲ ትዛረቦ ዘረባ ቁሩብ ርዝን ደትብል ምሓሸ ይብል ከም እነ
@danielhaile4665
@danielhaile4665 3 жыл бұрын
Nice 👍 hansab gn nhshto n agedasit megedi mhaberkuka Tel. Deytxhfely ms ful respect!
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 жыл бұрын
ከምዚኣስ ነዞም ኣብ እስራኤል ዘለዉ የሕዋትናን ኣሓትናንን እያ ቀንዲ ተድሊ
@user-ux4iq8lt4u
@user-ux4iq8lt4u 3 жыл бұрын
Kakakkkkk ayndeln
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 3 жыл бұрын
ቁማል ድኽነታ ምሰራገፈት ከኣ ከም አድጊ ትራጋሕ ።
@saraha8808
@saraha8808 3 жыл бұрын
ቁጽሪ 3 ኣድራሻ ተሓባበሩኒ በጃኩም
@merihsiyumgebremichael3616
@merihsiyumgebremichael3616 3 жыл бұрын
Ane iye ab Jerman Ka yqmet kk
@shambelokbamichkael5983
@shambelokbamichkael5983 3 жыл бұрын
@@merihsiyumgebremichael3616 kkkk
@efremberihu4403
@efremberihu4403 3 жыл бұрын
Naybhaki haziyo
@saraha8808
@saraha8808 3 жыл бұрын
@@merihsiyumgebremichael3616 😂😂😂😂😂😋
@merihsiyumgebremichael3616
@merihsiyumgebremichael3616 3 жыл бұрын
@@saraha8808 ጽብቅቲ ፡ ሓሳበይ ተቀቢልክዮ ትመስሊ 😏😅
@kisanet4715
@kisanet4715 3 жыл бұрын
ጹቡቃት ደቂ ኤረይ ሽኮራት ❤🇪🇷 ❤🇪🇷.
@edenageba5224
@edenageba5224 3 жыл бұрын
God bless Eritrea people 🙏🙏🙏🙏
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 3 жыл бұрын
Amennnnn🙏🙏🙏🇪🇷
@galeri6103
@galeri6103 3 жыл бұрын
Ab EBS TV 🇪🇹🇪🇹jemiromo neyrom kdmi 2 amet eten awald btemi awaridomen gedifomo nezen natna gn moral habuwen plis
@thestarman669
@thestarman669 3 жыл бұрын
ያ ጽቡቅ ኣለካ ኮፕ እዩ ኣብ መደብ የ ፍቅር ምሪጫ።
@user-tb2ge8pu6f
@user-tb2ge8pu6f 3 жыл бұрын
@@thestarman669 EBs wn copy eyom geremo kab usa nsu xegem yeblun
@maramihari6453
@maramihari6453 3 жыл бұрын
ቁ3 ውን ካብኦም ኢዩ ገለ ትዕዝብቲ ዝወስድ ዘሎ እዳቃያየርካ ሕቶቶም
@hiyabgalhaile326
@hiyabgalhaile326 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዋ ምዕባለ ንቅድሚት ደቂ ኤረይ⭐
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 3 жыл бұрын
ኣብ ስደት እዛ መደብ ክትጅመር ኣለዋ ጾርና ከነፋኹስ ! ሓቂ ተኾይኑ ግን ናይ መልሓስ ከይትኸዉን
@erugodlove6477
@erugodlove6477 3 жыл бұрын
Let start your self kkkkk
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 жыл бұрын
Kamira kegze eye emo kejemra eye
@embaserahagos3176
@embaserahagos3176 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@user-pc9wk2vf1k
@user-pc9wk2vf1k 3 жыл бұрын
Kkkkkkk asmirela aleku , gn ke alewa dyen?
@Thomasjohn1490
@Thomasjohn1490 3 жыл бұрын
I like the way number one see things. He seems to be so smart.
@user-sp8qi2kd2f
@user-sp8qi2kd2f 3 жыл бұрын
ያ ዛ ጋል ከመይ ኢያ Number 3 ለባም መስተዋሊ መንኢሰይ ኢዩ ሰብኣይ ሃፍተይ ምገብርኩካ ነይረ ክክክ
@diletselam2523
@diletselam2523 3 жыл бұрын
Bhaki bi melkie bi libona mulue meniesey ymesil
@fenkilshishay2938
@fenkilshishay2938 3 жыл бұрын
መርሓባ እንቋዕ ብደሓን መጻኩም ቀጺለ ክብለኩም ዝደሊ እቲ መደብ ጽቡቕ ነይሩ እቲ ሕቶታት ግን ንሓዳር መምዘኒ ኮይኑ ኣይስምዓንን እቲ ጋዘጠኛ ከኣ ብዕትበት ክሓቶም ኔርዎ ካብዚ ብዝተርፈ ኣብ መጻኢ ካብዚ ብዝበለጸ ከተቅርብልና ንጽበ ።
@sosweet6192
@sosweet6192 3 жыл бұрын
Hayelom gobez Ambesa yhagzkum geta b tami ena nfetwekum My people ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷👍
@user-oz1wt7xv9k
@user-oz1wt7xv9k 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ግን እዚ ሕቶታት ግን ኣበር ዝበዝሖ ጥራይ ኮይኑ ። ኣብ መጀመርያ ከኣ ምሉእ ስሞምን ዕድሚኦምን ስርሕም ክሕብሩ ኣለዎም ብዝኾነ ግን ጽቡቕ ተበግሶ ቀጽልዎ ።
@amantesema9427
@amantesema9427 3 жыл бұрын
yes ezia atekuro kgberela zelewa ሪኢቶ ኢያ መልሲ ናብ ሓየሎም እያ
@awetfesehaye6489
@awetfesehaye6489 3 жыл бұрын
ሓየሎም ሃወይ ኣብ ሞንጎ ምፍታውን ፡ምፍቃርን ፍልልይ ኣለዎ ምስናይ ይቅረታ ። ንሰበይትካ ተፍቅራ እንበር ኣይትፈትዋን ምፍታው ከኣ ንኣብነት መግቢ ይፈቱ እንበር የፍቅር ኣይትብልን ኢካ ።
@berihualem6350
@berihualem6350 3 жыл бұрын
እዛ መደብ ካብ ኩለን መደባት ንላዕሊ እታ ዝመሰጠትኒ ምዃና እያ።ሓይሎም ቀጽሎ እዚ መደብ ኣገዳስነቱ ዕዙዝ እዩ ብሓቂ።
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 3 жыл бұрын
Haqi dyu prank 🤣
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 3 жыл бұрын
እወ ሓየሎም መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እንድዩ ዝጎደለ ድማ ቐስ እናበልካ ክመዓራረ ኣለዎ ማለት እታ ትመርጽ ወይ እቲ ዝመርጽ ባዕሎም ክሓቱ ኣለዎም እቲ ክሓትዎ ዝደልዩ ብኻልኣይ ደረጃ ዉን እቲ ሕቶታት ቑምነገር ሓዘል ንሂወቶም ቀጻልነት ዘማእከለ ኮታ ባዕሎም ይተሓተቱ, ስርሑ, ትምህርቱ, ሆቢ (hoppy ) ድልየታቶም ወዘተ.....
@John..ጆን
@John..ጆን 3 жыл бұрын
ኣታ ሓቂ ድዩ እዚ መደብ ወይስ ንምዝንጋዕ ዝተገብረ እዩ ። ሓቂ እንተ ከይኑ ብጣዕሚ ብልጽ ስራሕ ቀጽልዎ
@berhanetesfamariam5216
@berhanetesfamariam5216 3 жыл бұрын
Haqka ekayka bro gerimna men eya gal men eya terifu malet eyu eway shaq moyte eko kkkkkk
@searemichael1790
@searemichael1790 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ግን ገለ ዶ ክብል 1, 3 ብ3 ክኾኑ ኔርዎም 2, ክርኣኣዩ ነይርዎም ዋላ ውን ከዕልሉ ነይርዎም 3, ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ካብ ሓደ ጋዜጤኛ ኣይኮነን፣ ካብቲ ፊደል ዘይቆጸረ ኣይትጽበን ኢኻ።( ቆሎጥጥቖ ሕቶታት እሞ ድማ ንመውስቦ) 4, ባዕሎም ክትሓተቱ ነይርዎም
@issaentertainment8340
@issaentertainment8340 3 жыл бұрын
Asmirela zerebaka nenhedhedom kelelu neyrewom
@kedawitsehay5797
@kedawitsehay5797 3 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኢዩ፡ ግን ሓይሎም ኢቲ መምዘኒ ረቛሒታት ንሳ ብትሓቶ ኢዩ ፡ ክኸውን ዘለዎ ከምዚ ናይ ዝመዕበላ ሃገራት ከኸውን ተኾይኑ ።
@semhartsegay5327
@semhartsegay5327 3 жыл бұрын
ሰላም ሓይሎም በሬቅ. በዚ ትገብሮ ዘለካ ስራሕ ደስ ዘብል አዩ. ግን ኣብቲ ገለ ገለ ሕቶታት ኣቃልቦ ግበረሉ. ምክንያቱ ኣብ ትምህርት ገንዘቦ ኣብ ሓድር ኣብ ትርፍ ግዜኦም አንታይ ይግበሩ. አምበር ነብሳ ዘይትሕጸብ ጋሊ የልን ኣብዚ ምዕቡል ግዜ 🙏🙏
@jossigere682
@jossigere682 3 жыл бұрын
N.1 smart 🥰
@nahomyonas8332
@nahomyonas8332 3 жыл бұрын
Wela melkuau kef alewo
@kokobkubromtesfa6432
@kokobkubromtesfa6432 3 жыл бұрын
Ja
@freta8953
@freta8953 3 жыл бұрын
I like him too, he also realistic.
@semharweldetnsae6420
@semharweldetnsae6420 3 жыл бұрын
He was my choice too
@nahomeritrawiy2449
@nahomeritrawiy2449 3 жыл бұрын
Sorry ቁሩብ ከምዚ ትዔቢት ነርዎ ዋላ ከይ ተመረጸ ኮሎ ክላአ አሉ አዩ ገድፍዎም ወጽዩ አዚ respet ጎድላቶ ጺባቀ ዘረባ ተተዛረበ ቱርጉም የቡሉን ንስኹም ከም ዝርድኣኒ ብደጋዊ ጥራይ መዝንኩሞ 👍
@berhanetesfagergis9611
@berhanetesfagergis9611 3 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ግን እቲ ድምጺ በጃኹም ኣጥፍእዎ ጢኒን እንዳ በለ ምስማዕ ይኸልኣና ኣሎ
@kisanet4715
@kisanet4715 3 жыл бұрын
ሓይሎም ሓውና ብታኤሚ ደስ ዝብል መደብ ግን ሙዝቃ ኣይድልን ነሩ ይርብሸካ, ብዝተረፈ ኣብ ከመይ ወድቆም ቀጺሎም ዶ ከኣ ተተቅርቦም ንካልኣይ ግዜ ብዝተረፈ ኩሉ ጹቡቅ 💯
@nkulugzialewo3827
@nkulugzialewo3827 3 жыл бұрын
Omg bteami des zbl u ab eritrea kemu tejemiri 😘🇪🇷
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 3 жыл бұрын
ቁጽሪ 3 ክትመርጺ ምበልኩ ኣነስ።
@mlkfessa862
@mlkfessa862 3 жыл бұрын
Number 3 is the best of all.
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 жыл бұрын
ሃካይን ረሳሕን ማይ ዘይትፈቱ ተማዕዳ ዘይማሃር ኢንተኮይና ዋእእእ😇 ትትረፈኒ😀 ሕማም እንተኮይኑ ግን ካል ዘረባ እዩ።
@maryameyawahesnayhiwetey9422
@maryameyawahesnayhiwetey9422 3 жыл бұрын
Number 3 👌💑
@user-hi1dt8dv5m
@user-hi1dt8dv5m 3 жыл бұрын
ሓየሎም በረቐ ካብ ጋዜጠኛ ብኣቋራጭ ፓስቶር ኮይኑ ክክክክክክክ
@josimantekeste163
@josimantekeste163 3 жыл бұрын
Don't stop hayelom nebsi 😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ፕሮግራም እዩ። አገላልጸኦም ብጣዕሚ ዝነአድ ግና መፈጸምትኡ ኣቶም ዝተመራረጹ ገለ ብአካል ተራኪቦም ዘዕልልሉ እንተዝርኤን ዝምድንኦም ድማ አብምንታይ በጺሑ ክርእዮ ምስ መረጽኩ። ምክንያቱ ትዮሪ ኢና ርኢና አብ ተግባር ምስ ተዋሃሃዱ ማለት ሓደ ሰሙን ተራአእዮም ከምይ ይመስል ኔሩ ተመክሮኦም ተመሊሶም እንተዝነግሩና ጽቡቅ ኔሩ ገለ በዚ አጋጣሚ የዕሩክ ይኮኑ አብ ሕጸን መርዓን ውን ይነጽሑ እዮም እሞ ውጽኢቱ ናይ ሰሙን ድዩ ዋላ ናይ ክልተ ቅነ ድሕሪ ምርካብ እንታይ ተከሰተ ? ክፈልጦ ንፕሮግራም ብሉጽ ምስ ገበሮ ይብል ። ውጽኢቱ ክቅጽሉ ከይቅጽሉ ሰለ ዝክእሉ እቲ ምክንያታት ድማ ምስ ፈለጥናዮ ዝያዳ መምሃሪ ምስኮነ ይብል። ቢንያም ሰሎሙን ኤርትራዊ ካብ ሎንደን
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 3 жыл бұрын
ሓየሎም ኣንበሳ መደባትካ ካብ ቀደም እየ ዘፍትዎ ኔረ ደስስስስስ ዝብል መደብ 👍💯💐
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 3 жыл бұрын
ወዲ በረቀ ዓርከይ ኢዳ ባ ፈንዋ ክክክክ ቀቲልካኒ እኮ ሳሓቅ ቀሺ ሓይሎም በረቀ ቤላ መደብ ከምኣ ጌርካ ጥራሕ ነዛ ኣዳም ወወገና ኣትሕዛ ዝዓርከይ
@mikalrezene9287
@mikalrezene9287 3 жыл бұрын
Number 2 is the best 👌👌👌💕💕💕💕
@bluesky7905
@bluesky7905 3 жыл бұрын
Wowwww bela Medeb ydegem ydegem bejakum weskuna 🤗🤗🤗
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 3 жыл бұрын
ሰላም ሓየልም በረቀ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ግን እቲ ሕቶታት እታ ትመርጽ ዘላ ተተሓቶም ክንደይ ጽቡቅ ነሩ ምክንያቱ ንሳ ክምቲ ትደልዮ መታን ክትረክብ ።ሓደራ ግን ከይተቃርጸ ራህዋን ቅሰነትን ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን
@idrisahmed2361
@idrisahmed2361 3 жыл бұрын
Moto inte konu qolut ka inte alena Seite Moto yahiche silmetay ityom sebat dqe sibeti koublom iyom
@maranathawintana649
@maranathawintana649 3 жыл бұрын
Nr. 3 is perfect 👏🏾
@aslitesfu6736
@aslitesfu6736 3 жыл бұрын
Really
@shishayttesfagber674
@shishayttesfagber674 3 жыл бұрын
Eze hayelom sehaqu kef delwo sehqu yshqeka 🤣🤣🤣
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 3 жыл бұрын
Eway natu hawey 😁🤣🙆‍♂️🙆‍♂️ 💃🤦‍♀️💪👊haqka bezi ka set tebla kkk wey gud besoroye besero
@medafish9032
@medafish9032 3 жыл бұрын
ባእ ሕሩማ ኢሎማስ ቁ3 ዩ ነይሩ እቲ ዝበለጸ መልክዑ ይኹን ልቦንኡ
@chifachifa4146
@chifachifa4146 3 жыл бұрын
ሓየሎም እዚ መደብ ኣይተቓርጽዎ. ኣ ብ ወርሒ ወርሒ እንተዝኸውን ንቡዙሕ ሰብ ምሓገዘ እብል::
@wedinegedenegede9813
@wedinegedenegede9813 3 жыл бұрын
Wawww hayolom good work continue bro
@yordiisaac1235
@yordiisaac1235 3 жыл бұрын
ዉይ ቁጽሪ #3 ተትመርጾ ደስ ዝብል ወዲ ኢዮ አቤት ክስሕቅ ከሎ ክግርም
@betigualeri9223
@betigualeri9223 3 жыл бұрын
Mhram gdef zhawey , love Eritrea 🇪🇷🇪🇷
@wediabay1982
@wediabay1982 3 жыл бұрын
ዋውውው ደቂ ኤረይይይይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን ብዙሕ ጉድለታት ኣሎ እንዲዩ ግን 3ተ ደቀንስትዮ 1ደ ወዲተባዕታይ ተዝኸውን ጽቡቕ ነይሩ
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ ቲክቶግ ወይ ኢንስተግራም ሪኢዋ ዝመጸ
@matimedia5686
@matimedia5686 3 жыл бұрын
Nska keytkewn dea
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
@@matimedia5686 ንስኻ'ኸ ክክ
@lulilove1369
@lulilove1369 3 жыл бұрын
Me
@John..ጆን
@John..ጆን 3 жыл бұрын
ኣነ ክክክክክ
@user-tu8zy6nn1x
@user-tu8zy6nn1x 3 жыл бұрын
ኣነ
@gualmassawa3288
@gualmassawa3288 3 жыл бұрын
Bemkenyat eye wey eritreawi wey mot zebel mara ekum xubukat awedatna♥️🇪🇷😘
@josimantekeste163
@josimantekeste163 3 жыл бұрын
It's amazing hayelom bro go head good show
@user-gn3mi9gb1k
@user-gn3mi9gb1k 3 жыл бұрын
ኡይ ከምዚኣ ጌረ ዝራክዋ የላን ብጣዕሚ ልበይ ጓዲክኒ ትማሊ የ ሪኤያ ድቃስ ዘይብለይ ሓድረ ኡፍ ቁጽሪ 3 እዩ ክምረጽ ዝግበኦ ግን ከም ገለ ኢኪ ንስኪ ወይ ካኣ ቁጽሪ 1 ፊሊ&ሙሴ በጃኩም ካልኣይ ግዜ ኣምጹልና ኣነ ክድቅስ ኣይክልን ከምዚታት ሪኤ 😥 በጃኩም 😥
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 жыл бұрын
Wedo wedo gal xelaeku
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 жыл бұрын
Neti kuxri 3 einqae terefeto
@user-vt6dx2qh9p
@user-vt6dx2qh9p 3 жыл бұрын
Wela ane adengixomni
@user-pc9wk2vf1k
@user-pc9wk2vf1k 3 жыл бұрын
Mrcha eka nata eyu habibi nAa des zbela nsu eyu.
@elihameilu1664
@elihameilu1664 3 жыл бұрын
Wowwww i like it guys i wish you all the best kkkkkkkkkkkkkkk
@luwamfistum4817
@luwamfistum4817 3 жыл бұрын
N1 l like him ❤️
@user-hg3hg6hu6u
@user-hg3hg6hu6u 3 жыл бұрын
ፈረይትን ጸገይትን ክክክክክክ እዋይ ታሃዋክ
@selamyemane1640
@selamyemane1640 3 жыл бұрын
🤣🤣
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ክክክክ ዋዒ ኣለዎ እዚ ሓየሎም ዝበሃል ክክክክ
@selamawitweldemichael5460
@selamawitweldemichael5460 3 жыл бұрын
ሓየሎም፡ ጽቡቕ ስራሕ፡ ግን 1እስካ ኮፍ በል ነዓካ ክርእዩ ይሽገሩ ኣለዉ፡ ደሓር እቲ ሕቶታት መምዘኒ ናይ ሓዳር ኣይኮነን & እቲ ሙዚቓ በርቲዑ።
@mikalmerhawi4553
@mikalmerhawi4553 3 жыл бұрын
Kiss 💋 eb areyena keneamene 🙈🤣
@nataliabiniam3278
@nataliabiniam3278 3 жыл бұрын
Haylom eti ab background zello music atfeayoo rebashiii iyu but i love ur show
@mehretabmekonen1350
@mehretabmekonen1350 3 жыл бұрын
ነዛ ጓል ኣድኒቐያ እየ መጸጸጽ ናይ 1.2 ሲ ሰሚዕናዬ በትሪ ዝበለ ወሲድዋ 💪💪💪
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 3 жыл бұрын
2 ko eyu wesidwamo
@dmgalves3291
@dmgalves3291 3 жыл бұрын
እዚ ናይ ሓይሎም በረቐ ሾው፡ኣነ ፈትየዮ ኣለኹ።ምኽንያቱ፡ከምዚ ዓይነት መደብ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣሎ፡ኣብ ሃገራት የዕራብ፡ኣብ ኣሜሪካ፡ኣብ ኤሩጳ ልሙድ ነገርዩ። ስለዚ መንእሰያት ደቅና፡ጓሎም ወዶም፡ከምዚሎም ክመያየጡ ምርኣይና ከሐጉሰና ይግባእ። ብርኢቶታት ኣይንድሃሎ።ከመይሲ ከም ኣካል መንእሰያት ዓለም፡እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ንዕኦም ውን ክርሕቆም የብሉን። ድሓር ድማ፡እቲ ናይ መንእሰያት ብመንእሰያት ጥራይ ክእለ፡ንዕኦም ንግደፈሎም ምኽንያቱ እዞም ሕጂ ዓቢና ዘለና፡ነዚ መደብ ሪኢና፡"ጉዳም እዋን በጺሕና" ብምባል ኣይንኹለፎም። ቀደም ክበጽሕዎ ዝግብኦም ነገርዩ ኔሩ።ግን፡በቲ ሓደ ቀያዲ ባህሊ፡በቲ ካልእ ድማ፡ከም ሃገር ስለ ዘይቀሰንና፡መንእሰያትና ከምዚሎም፡ክሕንቅቑን፡ድሌቶም ክገብሩን ዕድል ኣይረኸቡን። ኣብ ዓለም ኢና ንነብር፡ጽቡቕ ተኾይኑ ድማ፡ተቐዳሕናዮ ውን ጸገም የብሉን። ወዮኳ ከምዚ ጌሮም ተፋቒሮሙልናን፡ወሊዶሙልናን ዘሚዶሙልናን። ኩሉ ገግዚኡ ኣለዉ፡እቲ ናይ መንእሰያት ንመንእሰያት ንግደፎሞ፡ንሶም እንዳተላለዩ፡ንዓና ድማ፡ከዘናግዑና እዮም። ከም ምኽሪ እየ ኣቕሪበያ።ማለት ሰብ ኣኣብ ገዝኡ መምስ ውላዱ ድሌቱ ክገብር መሰሉ እዩ። ኣብዚ ሜድያ ክቕልቀሉ ተጀሚሮም ግን፡ሞራል ንሃቦም። ንሓይሎም በረቐ ድም፡ከምዚ ዓይነት ሓድሽ መደብ ሕዙ ምምጽኡ የመስግኖ። Credit@kesete Abrahaley::
@jonitsdse7192
@jonitsdse7192 3 жыл бұрын
ቅድሚ ኩነት ንኣቅረብቲ ሰላም አብል ካብኡ ቀጺለ አቲ መልስታቶም ብጣሚ ኣድንቀዮም ትምንታይሲ አቲ ብስለታቶም ኣዝዩ ምሃርን ቅርጥውን ረኺበዮ ብሱላት ዜጋታት ምህላውና ሓበን ይስምዓኒ
@user-fg7zu7br1n
@user-fg7zu7br1n 2 жыл бұрын
ቁፅሪ 3 ምመረፅኩ ነይረ
@robeltesfay5636
@robeltesfay5636 2 жыл бұрын
Nic nay behaki merixa kef zelewu wedi
@jonmichael8595
@jonmichael8595 3 жыл бұрын
Wow wow. Hayelom it’s a nice show. I hope this show continues.
@lulagurja8683
@lulagurja8683 3 жыл бұрын
Kab tik tok ena mexina
@philmonar4338
@philmonar4338 3 жыл бұрын
Kk ya same
@kokobm1488
@kokobm1488 3 жыл бұрын
Same 😂
@luwamunknown159
@luwamunknown159 3 жыл бұрын
Ezom Abe eritrea zlwu awedati kelbemu please ezom Abe sedti zlku be like them
@kenanseret5637
@kenanseret5637 3 жыл бұрын
ናይ 'ዚ ዘመን ሳሕል ድዩ ዝኸውን ደሎ
@fedayn1838
@fedayn1838 3 жыл бұрын
እንታይ ማሌት ኢዩ ናይዚ ዘበን ሳሕል
@missufamily28
@missufamily28 3 жыл бұрын
anta haki diyu gal zharma,eya tfetu kbehal ክክክክክክ ኣነ 3 mmerexku he is smart boy.
@luwamunknown159
@luwamunknown159 3 жыл бұрын
I'm in love with numbers 3 but 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 3 жыл бұрын
ተራአኢና ዘይ ተሳማማዕናስ ተዓሚትካ ትገብርዎ ጠፊኢኹም ሕማቅ መደብ
@trhashaile2482
@trhashaile2482 3 жыл бұрын
Anes number 3 mimerexkulki lebam neru kesirki koynu tesemieni
@sosweet6192
@sosweet6192 3 жыл бұрын
Is this true? Ab Hager zelewu snesraat zelewom
@user-yw2pv4cu6g
@user-yw2pv4cu6g 3 жыл бұрын
ከም ኣነ ዝብሎ, 100% ጽቡቅ እዩ. ምኽንያቱ ጽበየናይ ጫፍ ደረት ናይ ባህሊ ኢና ኔርና? ሕጂኸ ኣበይ ኣለና? ጽባሕከ ናበይ ኢና? ዝብላ ሕቶታታ ኢንተገንጺልና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ. መሰል ርእሰ ውሳኔ መጻምድቲ ምኽባር ዝመቀረን ዝበለጸን እዩ.100%
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 жыл бұрын
ሓቂ በልካ ሰኣን ዘራክበና ኣንደርኤጅ ነይርና ኦቨር ኤጅ ኮይና ዘገርም እዩ
@user-yw2pv4cu6g
@user-yw2pv4cu6g 3 жыл бұрын
@@desalegebreyohanes8616 ክኽክክክክክክ ኣጆኻ ኣይተማርር ኣብ ግዜኡን ሳቱን ንዓኻ ዝበሎ ፈጣሪ ኣይትስእኖን ኢኻ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@freedomforallpeople5140
@freedomforallpeople5140 3 жыл бұрын
@@desalegebreyohanes8616 nay haki diyu wala eintay
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 жыл бұрын
@@freedomforallpeople5140 tfelten telyenaka alalyeni emo shu hakn zeyhakn tfelt yekenyel kea sle tegediska mhtatka
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 3 жыл бұрын
3 the best boy ሓየሎም መሕጎል ክክክ
@goitomdawitt3026
@goitomdawitt3026 3 жыл бұрын
I am hoppy with your AMAZINGLY adea hayelom bereqa mekineyatu 🇪🇷 deqi Aniseteyo resen hafe kebea megemaren eya temahera Ajoki
@roramedia3841
@roramedia3841 3 жыл бұрын
Wall come hayelom bereqe
@alphaomega1896
@alphaomega1896 3 жыл бұрын
Well done Hayelom
@kesetesemere6572
@kesetesemere6572 3 жыл бұрын
ኣዝያ ደስትብል መደብ ሓየሎም ሓዉና ቀጹሎ ኣጆኻ 👍👍👍
@peacetoourpeople6909
@peacetoourpeople6909 3 жыл бұрын
Continue the show please
@merhawitekia6413
@merhawitekia6413 3 жыл бұрын
www Halylat btami ena nedqeka kip it ap ♥ freytn xgeytn ygberom des zbl des qola thti ya aytsheynn ya gn msh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏✔ deqi arey xadu
@GojeTube12
@GojeTube12 3 жыл бұрын
Background music betami bertiu it’s not necessary on tv show kea ... Kalay kea eti hetotat she should be asking not you neska eti medeb Gide megbar teray eyu medebka
@hanaenur4372
@hanaenur4372 3 жыл бұрын
Wawawa das zablu bahki i love Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freta8958
@freta8958 3 жыл бұрын
እዋእ ኣነ ኣይኣምንን እየ ናይ ብሓቂ ድዩ ሓየሎም ቐሺ ኮይንካለይ ኣሰይይ😆 ጽባሕ ንግሆ ግን መማጽኢ ኢድካ ትሰበር ከይትኸውን ሓሲብካላ ዲኻ ወይስ fun ትገብረና ኣለኻ😆 ወግዒ ሲ ተቐቢራ እሞ 🤔ደሓር ከኣ ሲ ንሕና ኣብ ሜድያ ንዛረቦን ብሂወት ንነብሮን ናይ ሰማይን ምድርን እዩ ፍልልዩ ማስኬራ👺 ከይኸውን ዝዛረቡዎ ዘለዉ ንሶም ከምኡ ዘይክኾኑ ይኽእሉ እዮም🙄
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 3 жыл бұрын
ወላ፡ኣነ ምእማን እየ ስኢነ ዘለኩ
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 12 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 12 МЛН