ሄርሞን ብርሃነ : ምጅማር ቤተ ክርስትያን ፡ ሓጺር ቃለ መሕተት ምስ ዉሉድ ሄርሞን ብርሃነ ። Hermon Berhane New Interview 2024.......

  Рет қаралды 14,885

 Hermon Berhane

Hermon Berhane

Ай бұрын

ሄርሞን ብርሃነ : ምጅማር ቤተ ክርስትያን ፡ ሓጺር ቃለ መሕተት ምስ ዉሉድ ሄርሞን ብርሃነ ። Hermon Berhane New Interview 2024........

Пікірлер: 110
@fenantsegay6143
@fenantsegay6143 26 күн бұрын
ሄርሞን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረካ ጐይታ የሱስ ብልክዕ እንድሕር ብፍሉይ ጻዊዒት እንድሕር ጸዊዕካ ፡ እግዚኣብሄር ንቤቱ ይሓሊ እዩ እሞ ኣጆካ!! ነቲ ጀማሪን ደምዳሚን እምነትና ዝኾነ ጐይታ የሱስ ጥራይ ምጥማት ይኩነልካ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኻ ❤❤❤
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 Ай бұрын
ምግልጋል ጽቡቅ እዩ ግን ኣብ ትሕቲ ቤተክርስትያን ኣቦታት ዘለዉዎ ኮንካ ተተገልግል ጽቡቅ ይመስለኒ ምክንያቱ እቲ ጉዕዞ ነዊሕ እዩ ፡
@user-lw6mk1bg7j
@user-lw6mk1bg7j Ай бұрын
You are mature Christian you give mature advice but no young men want to hear including me
@yorusalemhaile-hg1jr
@yorusalemhaile-hg1jr Ай бұрын
Right
@aronhagos4947
@aronhagos4947 Ай бұрын
God will use you for this generation for sure
@muluTeweldemedhn-kd1tw
@muluTeweldemedhn-kd1tw Ай бұрын
ሄሪ ሓወይ ካብዚ ሓሲብካዮ ዘሎኻ ዓቢ ራኢ ብሓ ደነገር ከይጎድልካ ኣብ ፍጻሜኻ ክትበጽሕ ብስም የሱስ ክርስቶስ ይጽልየልካ ዘመን ህይወትካ ኩሉ ብሩኽ ይኹነልካ።
@HaniEmbaye-mb6kg
@HaniEmbaye-mb6kg Ай бұрын
ሄሪ ጂግና ሓወይ,,መንፈስ ቅዱስ ሓይልኻዩ ኣጆኻ,,,ኣብ ጎንኻ ኣለና🎉🎉🎉❤❤❤
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 Ай бұрын
ገንዘብ ትግሕጠሉ ናይ ኮንሰርት ቤተክርስትያን ጀሚርካ ማልት ዩ
@tsegagebreslasie6505
@tsegagebreslasie6505 Ай бұрын
እዋይ ግዜ ሕጂ ኣነ ነቢይ ዱ ክብል እዚ ከ ናትካ ቤተክርስትያን ከፊትካ ገለ ሰብ ከተስሕት ኣምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ 🙏🙏እመብርሃን ኣደይ ናብ ቤታ ትምለስካ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ንዘልኣለም ትንበር ❤🙏⛪🙏⛪❤⛪🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JESUSisLORD-ns1ht
@JESUSisLORD-ns1ht 20 күн бұрын
ተባረክ ሄሪ ሓወይ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Ай бұрын
እቲ ኩሉ ገዲፍካ ዝተቀበልካዮ ዝሓረኻዮ ጎይታ መራሒኻ ሓይልኻ ዓወትካ እዩ ሜሪ ሓወይ 💓💓💓
@timnitguush9119
@timnitguush9119 Ай бұрын
ሄርሞ ቡሩክ ኣምላክ ጸጊኡ የብዚሃልካ ጎይታ የሱስ ❤
@PetrosOkbay-pf4oo
@PetrosOkbay-pf4oo Ай бұрын
We are with you❤❤❤❤❤
@AsmeretAbraham
@AsmeretAbraham Ай бұрын
ኣሜንንን ኣሜንን❤❤❤❤
@nebiatweldu4166
@nebiatweldu4166 Ай бұрын
❤❤Shalom shalom heri hawey GBu❤❤❤❤❤
@AsmeretAbraham
@AsmeretAbraham Ай бұрын
ኣሜንን ኣሜንን
@lilberhane3233
@lilberhane3233 18 күн бұрын
❤❤❤❤ hermon hawey bless you more anes kifteweni kihadie kitiht miatyu ❤❤❤
@MariaBer-pk6yz
@MariaBer-pk6yz Ай бұрын
Amen Amen Amen praise God .
@user-gw8pv2iz8g
@user-gw8pv2iz8g Ай бұрын
Amenn
@PetrosOkbay-pf4oo
@PetrosOkbay-pf4oo Ай бұрын
We are with you
@hadishgidey4637
@hadishgidey4637 Ай бұрын
God bless your service heri
@Godislove-yj3jf
@Godislove-yj3jf Ай бұрын
ቡሩኽ ናይ ኣምላኽ ባርያ ኣዛራርባኻ ይፍለጥ ተባረኽ
@musiehabte6871
@musiehabte6871 Ай бұрын
May God bless you
@Feven-lc2cy
@Feven-lc2cy 16 күн бұрын
Amen amen gede dema kekewen eyou
@abcool6074
@abcool6074 Ай бұрын
Heri hewey zemenka yubarek ,wedi gezawutka eye suleka nu goita yemesugno. Kemti powlo zublo Demasko yublu abu kul muskrunet mukniyat tetenkefelo burhan zelualem zuraayelu bota eyu. Nuska duma tetenkefukal menfes amlak fukri kurstos eyu. Duma abi murcha merusuka Heri hewey goita muglugal kubri eyu. Zemenka yubarek bu dem yesus teshefen bruk kun. ❤❤❤
@user-qw9fm7sf8r
@user-qw9fm7sf8r Ай бұрын
እዚ ክብለካ ከለኹ ግን ሎሚ ኣይኮነን ምስ ፍሽ ዝገበርካዮ እንዳ ነባዕኩ እየ ብምሒር ምግራመይ ዘለካ ጸጋ ሰሚዐዮ ምስ ሰበይተይ 3 ቲአን ክፋል ሪአዮ ኣዝየ ከኣ ንጽልየልካ ኔርና ኣቦታት ብሉጻት እንተረኺቡ ተሓዚ የብሉን ኢልና ኹሉ ግዜ እየ ዝሓስበካ ።
@natisami1069
@natisami1069 Ай бұрын
ተባረኽ ሓይልኻ ከም ንስሪ ይተሓደስ ጸጋ ኣምላኽ ይብዝሓልካ ብሩኽ
@user-qw9fm7sf8r
@user-qw9fm7sf8r Ай бұрын
ስለ ምግልጋልካ ኣዝዮ ደስ ይብለኒ መዋርስተይ ሄሪ ሓወይ :ነገር ግን ን ቤተ ክርስትያን ክትከፍት ዝተሃወኽካ ኮይኑ ይመስለኒ : ከም ኣገልግሎት ከተገልግል ጽብቕ እዮ ቕድሚ ምግልጋልካ ግን ኮፍ ኢልካ ክትምሃር መገላግልትኻ ዝኾኑ ዓበይቲ ኣዝዮም ኣያታት ኣቦታት ዝኾኑ ተሓዝካ ጽብቕን ክትዓቢ ኽትወጽእን ኽትውንጨፍ ብ ጎይታ ምሕንባብ ይኹነልኻ : ተባረኽ ።
@user-kj2kh2ms1o
@user-kj2kh2ms1o Ай бұрын
Heri hawey zemen hiwetkan agolgulotkan amlak ybark. Ajoka bertie nihina ka ab gonka alena. Shalom
@efremhabtemariam9186
@efremhabtemariam9186 Ай бұрын
Amen Hermon brother tebarek
@musiehabte6871
@musiehabte6871 Ай бұрын
Amen
@lemlemmengistab5535
@lemlemmengistab5535 Ай бұрын
My God Bless you 😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉brgts hayalat weledo alo
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 Ай бұрын
ጎይታ የባርክ አስካ በረከት ሃገርና አካ፡ አድመን ተናን ጸጐን የብዘሃልካ ፈታሪ፡🙏🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏 አስካ በሩክ አካ፡ you r blessed 🌹🌹🌹
@samikbrom4218
@samikbrom4218 21 күн бұрын
@temertzahalemariam6086
@temertzahalemariam6086 Ай бұрын
Yebarekkkl
@B-App
@B-App 29 күн бұрын
If there is one "christian" in the world why you say "christians"? Please I am waiting a brief answer. Thanks in advance.
@agapeunitedchurchauc7357
@agapeunitedchurchauc7357 Ай бұрын
Glory be to God i am more than happy to see you @ this level And i am sure by the name of Jesus Christ you will make a difference in your end times generation . May God Bless You Forevermore !
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 Ай бұрын
Hearmon hewna tebarek kibri ngeta ykun heylka nisu u ❤❤❤❤
@iliveinlove
@iliveinlove 18 күн бұрын
ንኣምላኽ ምግልጋል ጽቡቕ እንድዩ ግና ቐልጥፍካ ቤት ክርስትያን ምኽፋት ቀልል ኣይኮነን።
@Simbafunny
@Simbafunny Ай бұрын
Heri hawey Go head ma hero 👏❤🙌
@evensamsom
@evensamsom 26 күн бұрын
ሄሪ ጎታ ጠባይ ❤❤❤
@user-kl8jz9xg6z
@user-kl8jz9xg6z Ай бұрын
Amen Hermon hawey, Klu kemaka entezekewn🙏🙏
@lemlemmengistab5535
@lemlemmengistab5535 Ай бұрын
Zegerm raei hermon BG🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 😮😮😮😮😮😮😮😮
@user-ol1nm7wy6n
@user-ol1nm7wy6n 28 күн бұрын
አጆኻ ንቅድሚት ጉየ አይትታዐንቀፍ
@biniamamanuel214
@biniamamanuel214 29 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት አገልገልቲ ይብዙሑልና
@Nebyat564
@Nebyat564 Ай бұрын
Ewawwww glori to God go hed God with you keep going 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@semugualerisemere7417
@semugualerisemere7417 Ай бұрын
Wellcome heri blessed 🙌
@YesusmistirAwet
@YesusmistirAwet Ай бұрын
ሄሪ ቡሉጽ የእምሮ ቀጽል ጅግና
@tirhashabtemariam
@tirhashabtemariam Ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤ Egziabiher yhagzka segum aberik wutse you are blessed 🎉
@semhergebremichael7164
@semhergebremichael7164 Ай бұрын
Wawwww wawwww wawwww wawwww 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 Abaka fluy neger yrie aleku Hermon hawey ayttehaz xmaetka kulu ab kereba gze knrio ena blux hasab kab blux seb eyo zrkeb Azye yemesgno ni Egzabher sleka
@selammeasho2938
@selammeasho2938 Ай бұрын
Do
@yoskid106
@yoskid106 Ай бұрын
Blessed❤
@temesgnrussom5323
@temesgnrussom5323 Ай бұрын
❤❤❤ Amen herman hewy temesk metactkt
@fanuelabraham3449
@fanuelabraham3449 Ай бұрын
ሄር ሓወይ ንስካ ብሉጽ ውህበትና ኢካ ፡ኣብካ ዘሎ ጽጋ ኣምላክ መምልስካ ወስክ ተራ ስብ ኣይኮንካን ፡
@edenhaile5170
@edenhaile5170 Ай бұрын
Amen amen welcome Ell Tv
@shamhabtom
@shamhabtom Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@shamhabtom
@shamhabtom Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-gw8pv2iz8g
@user-gw8pv2iz8g Ай бұрын
❤❤❤
@BiniamTesfalem-ui1eq
@BiniamTesfalem-ui1eq Ай бұрын
Wow heri blessed tebarek ata blux
@temesgentesfay9485
@temesgentesfay9485 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-fj7cl8xg2l
@user-fj7cl8xg2l Ай бұрын
Heri hawey biruk goyta zemenika yibarik tebarek
@EdenBereket-os3vd
@EdenBereket-os3vd Ай бұрын
Elellelelelel❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelzerai407
@rahelzerai407 Ай бұрын
Heri nay amlak seb bereketna eka 💐💐💐💕💕💕welcome
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Ай бұрын
🙏🙏🙏
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 Ай бұрын
Wawww goyta yesus ybarka bruk memeliska tegelex nska bereketna ika❤❤❤❤❤
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 Ай бұрын
Herman haweay goyta Jesus zemenkea ybarke ❤❤❤
@temesgentesfay9485
@temesgentesfay9485 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hiyab777
@Hiyab777 Ай бұрын
Praise God welcome brother hermon
@user-cg9dc9ex8s
@user-cg9dc9ex8s 19 күн бұрын
Number ka eba shafelna
@zebibweldehans8795
@zebibweldehans8795 Ай бұрын
Wawww kibri ni Egziabher yikhun. Kabiten nay Jesus ikha ni bzuhat berkhet ikha ❤❤❤🎁💐🙏
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt Ай бұрын
😂😂😂
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 Ай бұрын
ይገርም እዩ ሕጂ ነቢ እየ ክንለና እዩ ክብለና እዩ ሕማቅ ግዜ እና በጽሕና። ክትህብት። ኣምላክ እምነት የብልካ ግን ንገዘብ ክትብል እካ ዓለም፡ናይ ረብሓ እያ ብዝከነ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ልብካ ይምለስካ። 😂😂😂😂😂😂😂😂😂አ😂😂😂😂😂😂😂
@Rut539
@Rut539 Ай бұрын
kzfaq.info/get/bejne/lbd5pMR7vbvSm2Q.htmlfeature=shared “እስኪ ህድእ በል “ ትብል ናይ ዑቅባስላሴ መዝሙር ተትሰምዓን ተተስተንትነላን ደስ ምበለኒ 🙏🏽
@user-royaltyesrom
@user-royaltyesrom Ай бұрын
Heri hawey zebnka amlak yhlofo
@apostlesaymonteweldebrhan7026
@apostlesaymonteweldebrhan7026 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ሄሪ ሓወይ ቡሩኽ መንፈስ ቅዱስ ብሓቂ ይምራሕካ ። Zechariah 4 ትግ - ዘካርያስ 6-7: ሽዑ ንሱ መለሰ፣ እዚ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፣ ብመንፈሰይ እምበር፣ ብኽእለትን ብሓይልን ኣይኰነን፣ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዪ ኸረን፣ መን ኢኻ፥ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጐልጐል ክትከውን ኢኻ። ጸጋ፣ ጸጋ ንእኡ፣ እናተባህለ ኺጭደር ከሎ ነቲ እምኒ ርእሲ ኼውጽኦ እዩ፣ ኢሉ ነገረኒ። 8: ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከኣ መጸኒ፣ 9: ንመሰረት እዛ ቤት እዚኣ ኣእዳው ዘሩባቤል ሰረታኦ፣ ኣእዳዉ ኸኣ ኪፍጽምኣ እየን። ንስኻ ድማ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ናባኻትኩም ከም ዝለኣኸኒ ኽትፈልጥ ኢኻ። 10: ንመዓልቲ ናኣሽቱ ነገር ዚንዕቕ መን እዩ፡ እዘን ሾብዓተ ንዅላ ምድሪ ዚዞራ ኣዒንቲ እግዚኣብሄር ነታ ኣብ ኢድ ዘሩባቤል ዘላ መለክዒት መንደቕ ተሐጒሰን ኪርእያኣ እየን።
@user-hg4yv8ir4i
@user-hg4yv8ir4i Ай бұрын
Waw kibri niamlak heri blessed ni Alem nibereket eka memelisika bi fikri yesus tegelex Agelglotka bimhretu yibarika wires kidi tihasi eka tebarek❤❤❤❤❤❤❤
@Harertayentertainment
@Harertayentertainment Ай бұрын
ሄሪ ሓወይ ብጣዕሚ የ ተሓጊሰ ኣምላኽ ሰናይ ገይሩላካ ተገለጽ መመሊስካ❤🎉🎉
@gaius5
@gaius5 Ай бұрын
ሄኒ ብሩኽ፡ ሓቅኻ ኢኻ፡ ናይ ብሓቂ ጨካን ወለዶ እዩ ዘድሊ። ኣብ ጐይታ፡ ነዊሕ ዓመታት ዝገበርኩ ሰብ'የ። ግና ንጐይታ ከምቲ ዝግባእ ኣይጨከንኩን። ክርስትና ከምቲ ትዛረቦ ኣይኮነን። ንኣምላኽ፡ ልዕሊ ቃላትካ፡ ናብራኻ እዩ ዘገድሶ። ስለዚ ከምኡ ክትከውን ኣለካ። ቀላል ሕቶ ንስኻ ንገዛእ ርእስኻ ጥራይ ትምልሳ ክሓተካ፡ ኣብ መዓልቲ ክንደይ ሰዓት ኢኻ ትጽሊ፧ ትሕቲ ሓደ ሰዓት እንድሕር ኢልካኒ፡ ነዚ ትዛረበሉ ዘለኻ ብቑዕ ኣይኮንካን። ሓንሳብ ነዊሕ ይጽሊ ሓንሳብ ከኣ ኣይጽልን እንተኢልካኒውን ነዚ ትዛረበሉ ዘለኻ ብቑዕ ኣይኮንካን። ኣብ ዌልስ ትብሃል ሃገር ሓደ ተራ እማኒ፡ ኣምላኽ ክበጽሖም ከይቋረጸ 13 ዓመታት ዝጸለየ ኔሩ። ካባቢ 1904 ከኣ ኣምላኽ ነታ ሃገር በጺሕዋ። ባራት፡ ሰብ ስለዝስኣና፡ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይነን። ፖሊስ እውን ገበኛታት ክረኽቡ ስለዘይከኣሉ፡ ስሩሖም ስለዝጎደሎም ከማርሩ ጀሚሮም። እቲ ሓይሊ ኣምላኽ ንኽወርድ ብዙሕ ዝጽሊ ዝነበረ ሰብ፡ ስእሊ ክወስድሉ እንተበሉ ፡ ብፍጹም ኢሉ ይኣብዮም ነበረ፡ ምኽንያቱ ክብሪ ዝወስድ ኮይኑ ይስምዖ ስለዝነበረ። ክብሪ እንተወሲዱ፡ ከምዚ መንፈስ ቅዱስ ስርሑ ዘቋርጽ ይመስሎ ነበረ። ሕጂ ሄኒ ሓወይ፡ ኣያኻ እንድየ ዝኾነካ ብዕድመ፡ እንታይ ክመኽረካ ይደሊ ይመስለካ፡ ምዕባይ ንውሽጥን ንላዕልን እዩ ኣብ ክርስትና። ማለት ዘይርአ ንታሕቲ ንዕምቆት ሱር ምስዳድን፡ ዝርአ ንላዕሊ ከም ተኽሊ ምዕባይን። እቲ ቀንዲን መጀመርታን ምስ ጐይታ ብግልኻ ተሕልፎ ፡ ዕምቆት ዘለዎ ምዕባይ እዩ። ኣብዚ እንተተዓዊትካ ናይ ግድንዩ ብዝርአ ንላዕሊ ክትዓቢ። ኣብዚ ሕጂ ዘለዉ ኣገልግልቲ ድማ፡ ዝበዝሑ ትምዩን(fake) ዝኾነ ናይ ደገ ምዕባይ እዩ ዘለዎም። ንስኻውን ካብ ቃላትካ ተሞርኪሰ፡ ኣጀማምርኻ ጽቡቕኳ ይመስል እንተሎ፡ ናብኡ ገጽካ ከይትኸይድ ግና መዓልታዊ ምጥቃቕ ከድልየካ እዩ።
@Jesuschristhealingministry751
@Jesuschristhealingministry751 Ай бұрын
Goita ybarika bzaeba ety ebyet zbelkaio abehahila aziu mstuwal zhalefo zereba eyu haqeya ebyet miebay ygberelna kab ab qdmi sebat tiabi zeleka koinka mriay bless you more
@gaius5
@gaius5 Ай бұрын
@@Jesuschristhealingministry751 እታ ሓሳብ ምልእቲ ምእንቲ ክትከውን ፡ ንጎኒ ምዕባይውን ኣሎ ፡ ብሩኽ ሓው። እዚ መኣስዩ ዝመጽእ እንተኢልና፡ ኣዕሚቕካ ብምኹዓት ንታሕቲ ምስ ዓበኻ፡ ከም ውጽኢቱ ድማ ናይ ላዕሊ ዕብየትካ ድማ እናተራእየን እናዓበየን ይኸይድ። ንላዕሊ ክትዓቢ ከለኻ እቲ ኣባኻ ዘሎ ናይ ክርስቶስ ብርሃን እናደመቐ ይኸይድ እሞ፡ እቲ ዝሽፍኖ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ስፍራ(Area) ፡ እናገፍሐ ይኸይድ። ብመጠንቲ ንላዕሊ እናዓበኻ ዝኸድካ፡ ብርሃንካ ዝሽፍኖ ስፍሓት እናዓበየ እናዓበየ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ። እዚ ግና እቲ ንታሕቲ ምዕባይ እናማዕበለ እንተኸይዱ ጥራይ እዩ ውሑስነት ዝህልዎ። ከምኡ ስለዝኾነዩ መስለኒ፡ መዓልታዊ መስቀልና ኣልዒልና ንጐይታ ክንስዕቦ ዘለና። መዓልታዊ እዩ እምበር ሰሙናዊ፡ ወይ ወርሓዊ፡ ወይ ዓመታዊ ኣይኮነን።
@user-qw9fm7sf8r
@user-qw9fm7sf8r Ай бұрын
ከም ሓውኻ ኣነ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ጸጋ ከም ኣገልጋሊ ወንጌላዊ ምልኣት (👌ወንጌላዊ ጸጋ ) ዘለካ ኢኻ ።
@biniamamanuel214
@biniamamanuel214 29 күн бұрын
እዚ አይነት ክርስትና ኮ ናይ በዓል ሐዋርያ ጳውሎስ ዓይነት ዩ
@edennegash7035
@edennegash7035 Ай бұрын
Shallom Eta bandira kemey kenrekba nekel Gbu
@aziebabraha8321
@aziebabraha8321 Ай бұрын
Aseyyy bhaki Ellllllll ❤❤❤❤❤
@ebenezerak8729
@ebenezerak8729 18 күн бұрын
Eti NAmlak ketegelgil miknaeka senay eyu entekone mstom kdmika zneberu churches beti zeleka sga msom endatemharka ketegelgil tkil eika eile yhasiib
@user-yc1hq2qw2b
@user-yc1hq2qw2b Ай бұрын
anta entay ina knblom betekrstyan si mexaweti koynu nenatka tewuxa,,afkum meliakum ke tzareblu amlak mhretu yewurdelkum!!!
@semharmehari-mu4ph
@semharmehari-mu4ph 25 күн бұрын
entay eti xegem ngerena
@M-R-G501
@M-R-G501 Ай бұрын
Heri ab xolotka aytresani hadera semay hadera meret ❤
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 Ай бұрын
ሄሪ ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።የግዳስ ባንደራ ምጥቃም ካብቶም ስእሊ ዝጥቀሙ እንታይ ፍሊልይ ኣለዎ፧ ከምኡ ውን ባንደራ ንክርስትያናት የድልዮም እንተ ኮይኑ'ኸ ንምንታይ፡ጎይታ የሱስ ኮነ፡ሃውርያት ኣቦታት ዘይገብሩ፧ ምኽንያቱ እዚ ኣርማ እዚ ንብዙሓት ክጸሉ ስለ ዝኽእል እየ።
@ErmiLove23
@ErmiLove23 Ай бұрын
ቤተክርትያን ገዲፍካ ቤተክርስትያን ኣይጅመርን እዩ ክርስትና ሓንቲ እያ
@temesgenhagos8401
@temesgenhagos8401 Ай бұрын
Well done bro 🫡
@Godiswithus-dz9yy
@Godiswithus-dz9yy Ай бұрын
Memelska wesk hieri hawey blux ,goyta yesus haylka u❤❤❤❤
@Jesusislord526
@Jesusislord526 Ай бұрын
Asey heri bruk nska bruk ika welcome
@tesfaymichael1754
@tesfaymichael1754 Ай бұрын
Amlak msaka yikun nzelalem hawey
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Ай бұрын
እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልል
@brukmark7675
@brukmark7675 Ай бұрын
ጸብጻብ ማዓልቲ😅
@aloniabjesus6442
@aloniabjesus6442 Ай бұрын
Wawwwwww Hery Beruik Regtsena Eye Ne bezuhate Nebreket ketkwine ika Apostlawey Tsegaka Yekbelon yemanay Eday yehbeka Aloku, Joshua 1 ትግ - ኢያሱ 5: ምሉእ ዕድሜኻ ዚቃወመካ ሰብ የልቦን። ምስ ሙሴ ኸም ዝነበርኩ፡ ምሳኻ ድማ ክኸውን እየ። ኣይሐድገካን ኣይጥንጥነካንውን።
@user-iy5rk2id1z
@user-iy5rk2id1z Ай бұрын
heri hawey goyta yesus xegeu yebzahalka ab kulu agelgelotka menfes qedus abaka behayli kegelex yexelelka aleku beshem yesus chrestos nazretawi amen
@Rose-lavender14
@Rose-lavender14 Ай бұрын
Hermona hawey Amlak yidegfka...ziyada mejemertakha mewedaeakha kibelxe iyu...!!
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Ай бұрын
ፖፓስትል ሄሪ ኣጆካ ኣምላኽ ምሳካ እዩ
@brukmark7675
@brukmark7675 Ай бұрын
ነታ ክትከፍታ ክትከፍታ ትሓስብ ዘለኻ ህንጻ፡ ብሓደሽቲ ዲኻ ክትመልኣ ወይስ ካብ ካልኦት ሕብረት ኢኻ ክትጠልበላ?
@filmonkibrom7533
@filmonkibrom7533 Ай бұрын
ኣብ ሓጺር ግዜ ክንጅሕ ኢዩ እመኑኒ😅 ፕሮፈሴረ😅😅😅
@user-yh8wi7yx6b
@user-yh8wi7yx6b Ай бұрын
Hawey aytgage ezi eko hiwet enber mexaweti aykonen
@amanbairu749
@amanbairu749 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እኮ SuperMarket ኮይኑ ናይ በይንኻ ቤት ክርስትያን ክተክል እየ ምባልሲ እንታይ'ዩ እባ? መድኃኒና እኮ ንሓደ ጴጥሮስ እዩ ሂብዎ እምበር ንሓዋርያት ኣይኮነን ነናትኩም ቤት ክርስትያን ስርሑ ኣይበሎምን፡ ወንጌል ማቴዎስ 16፥18 በጃኹም ዘዝመጼ ትሕት ደኣ'ምበር ላዕሊ ላዕሊ ኣይጠምት፡ ምኽንያቱ እቲ ርእሱ ዘልዕል ክሓስር'ዩ፡ እቲ ርእሱ ዘትሕት ግን ክልዕል እዩ እሞ ካባኻትኩም ዝዓበየ ኣገልጋሊ ይኹን፡ ወ. ማቴ...23:11-12.
@user-gm7kd3cc3b
@user-gm7kd3cc3b Ай бұрын
እንታይ ዳኣ እንዳ ባር ክከፍት ደሊካዮ
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Ай бұрын
ኣንታ ብሩኸይ... ኣብ ሞንጉኡን ኣብ ሞንጎ ኣምላኽን ፈላጥ ዶ ኢኻ???? ኣምላኽ ኢሉን እንተበለካስ... ከም ሓዉ ብጸሎትካ ደግፎ... ዳሓር ድማ ብ ፍሪኡ ተለልዮ..... ተሃዊኽካ ዘይከውን ዘረባ ዘይምዝራብ!!!!
@user-qw9fm7sf8r
@user-qw9fm7sf8r Ай бұрын
ብ ፍላይ ምስ በዓል ጻጸ ተጸንቢርካዮም ኣዝይኹም ምመቀርኩም ኔርኩም ።
@nathanayele-cr7dt
@nathanayele-cr7dt Ай бұрын
Amen
ማርሸት ፀሐዬን ከኃላፊነቱ ያነሳው ማን ነው?
56:54
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 3,2 М.
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 21 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 100 МЛН
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 17 МЛН
Clowns abuse children#Short #Officer Rabbit #angel
00:51
兔子警官
Рет қаралды 29 МЛН
ጉዳይ ዊንታን ገነትን ከምብሓድሽ !
21:13
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 60 М.
ToRung short film: 🙏Let's help each other🤗
0:32
ToRung
Рет қаралды 52 МЛН
Выглядит на 15, хотя ему 35. В чем СЕКРЕТ?
0:16
Собиратель новостей
Рет қаралды 4,8 МЛН
DESAFIO IMPOSSÍVEL #trending
0:16
O Mundo da Ágata
Рет қаралды 20 МЛН