ጃንጃውጅ ካብ በረኻታት ጫድብን ዳርፉርን ናብ ጎደናታት ካርቱም

  Рет қаралды 52,044

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Жыл бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 49
@AngosmeAmine-ui4zg
@AngosmeAmine-ui4zg Жыл бұрын
ፌናን ሓውና ጽቡቅ ትንታነ የቀነየልና ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጻሊ ከምዚ ጌርካ ኣምጽኣልና
@habeshaview930
@habeshaview930 Жыл бұрын
Betami xubuk eyu medebka❤
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
ፍናን ሓዉና ፅቡቅ ትንተና እዩ ቀፅለሉ🥰❤🥰
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Жыл бұрын
ሰላም ን ቀርኒ ኣፍሪቃ
@destalemgebre7157
@destalemgebre7157 Жыл бұрын
Eritrean history is not only history but fact real& will keep on
@baburasmara6312
@baburasmara6312 Жыл бұрын
ፍናን ጥዑም ልሳን ናይ ታሪኽ ምህር ቀፅሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ🎉❤thank you so much
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 Жыл бұрын
እርማት ፥ ንኹሉ ቃላት ትርጉም ስለ ዘለዎ ፡ እታ ቢ- ጃንጃዊት " እታ ጫብድን እትብል ቢ-ጫድ ( ቻድ ) ፡ እታ ዳርፋርን " ዳርፎር ተባሂለን ክንበባ ይሕብር ፡ ሩሑስ በዓለ- ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልኩም ይግበረልና ።
@romangebrehud6591
@romangebrehud6591 Жыл бұрын
kediniqeka qetsulo gobez ✋👌👏
@binibana8035
@binibana8035 Жыл бұрын
Fano ney 🇸🇩🇸🇩
@user-pz1mk4kk9h
@user-pz1mk4kk9h Жыл бұрын
ፋኖ ናይ ሱዳን😂😂😅😅
@medhanegoytom9055
@medhanegoytom9055 Жыл бұрын
Thanks fani kexlo kea
@futurandom1604
@futurandom1604 Жыл бұрын
ሰላም ንደተኛታት ኤርትራዊያን፡ኢትዮጵያዊያን ህዝቢ ሓበሻ፡ ንህዝቢ ሱዳን ይኹን። ብስም ኢየሱስ ክርስቶስ ሰላም ይኹን ህዝቢ ከይ ጠፍእ
@searetesfahiwet8620
@searetesfahiwet8620 Жыл бұрын
Well come fani❤burk senbet abay
@Shgey70
@Shgey70 Жыл бұрын
ኣንታ ፍናን ዓርከይ መጀመርያ ሰላም እሞ ። ትሕስቶ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ ኔሩ እንተኾነ ግን ከተንብብ ከለኻ ከም ልቢ ወለድ ቀስ ኢልካ ስለ ተንብቦ ምስ ዘለና ሕጽረት ግዜ ክሰማማዕ ኣይካኣለን ድምጽኻ ውን ጥዑም እዩ ትሕስቱኡ ውን ኣገዳሲ እዩ። ግን በጃኻ ኣብ ኣናብባኻ ቅልጥፍ ኢልካ ተረር ተረር ኣብሎ ❤
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 Жыл бұрын
ዜና ኣይኮነንን ትሪካ እዩ ክትድቅስ ኮለካ ስመዓዮ😅😅😅😅😅😅😅
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Жыл бұрын
መዓት ወሪዱና እዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ የሕዋትን የሕዋት ጉንጺ አሎ ናይ ቀደም እንዳተዘከረ ንዓና ን አፍሪቃዉያን የናቁቱና መታን መግዝአቲ ከስፋሕፍሑ ክወርስዎ ስለተድልየ እዩ መሳኪን አፍሪቃዉያን ዘይፈልጦ ጉድ መጺኡና ኣምላክ ብመንገዱ ገይሩ ምሕረት የዉርደልና
@awettesfu4288
@awettesfu4288 Жыл бұрын
ፋኒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንታነ። ኣብኣ ኸላ ከኣ ናይ ሕውሓትን፥ ፌዲራልን እንተ ተቅርበልና ጽቡቕ ኔሩ ❤❤❤❤
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 Жыл бұрын
😊😂😊🎉😮😅😮😊😊😢🎉😅😅❤😊❤😂😊🎉😢😅😊😊🎉😅😮😮😅😮🎉🎉🎉🎉😊😅😅🎉😅😅😮😅🎉❤😂😅🎉😢🎉❤😂😮😊😂😂😮🎉😂😢😂😂😂😮❤😅🎉😢❤😮😢😅😢❤❤😅🎉😢😊😢😢🎉😮😮😊❤😢🎉😢😢😢😊😢😢😢😢😢😢🎉😢😊😊😅😅😅😢❤😢😮😂❤😅😊😢😅❤😂😂😮❤🎉❤😮😮❤❤😂😂😅❤😅❤🎉😊🎉😅😊😮😊😅😊😂😮😊❤😊😊😅❤😅😊😅😊🎉🎉😢🎉😅😅😅😮😅😊😊😮😊😊🎉🎉❤🎉😢❤😅😅😅😮🎉🎉😮😮🎉😅😂😢😊😮😢😂😢😅😮😮😅😂😮😢😅❤😢😅😢❤😢🎉😂😅😂🎉😅😅😮😊😂🎉😮🎉🎉❤😮❤🎉❤😂😅😅❤😢❤❤😊😂😮
@msgnatsegay7904
@msgnatsegay7904 Жыл бұрын
ኣዛራርባኻ ኣማሓይሽ ናይ ዑቡያት ኣዛራርባ ።😭😭😭😭
@michaelkifle5095
@michaelkifle5095 Жыл бұрын
Deqisu eyu zenbubo
@wedihaile6474
@wedihaile6474 Жыл бұрын
ከም ወትሩ 🌟🌟🌟🌟🌟
@ezgezg2823
@ezgezg2823 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Жыл бұрын
ዓረብ ንጸለምቲ ብጸለምቲ እዮም ዝገዙና ዘለው
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 Жыл бұрын
Welcome fne Bro ✌✌✌🤩
@redsea9757
@redsea9757 Жыл бұрын
ኣብ መእተዊ እትገብሮ ንባብ ኣመሓይሾ
@destalemgebre7157
@destalemgebre7157 Жыл бұрын
Eritrean never ever give hands the way u do.if you r from tigray no need to talk about Eritrea b/c u have a lot to say about situation there.God bless Eritrea &Ethiopia
@muluebekit7116
@muluebekit7116 Жыл бұрын
the war b/n arab ethnics and black African. the rapid force have fuull support from many arab countries. if the sudan people they donot stop Ethnic poletic it wii always continue like this
@segenm950
@segenm950 Жыл бұрын
እዎይ እዚኦም ሩጉማት ኢዬም 😢
@filizeray
@filizeray Жыл бұрын
ኣቀራርርባ መደባትካ ጽቡቕ ዩ ግን ወገንነት ዝመልኣካ ሰብ ኢኻ
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek Жыл бұрын
ፍናንን ናይ ኣልቡርሃን ደጋፊ ዲካ ወይስ ናይ ሕሜትን
@rttr3992
@rttr3992 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔⚫⚫⚫⚫⚫⚫🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴❓❓❓❓❓❓❓
@habtomghere9365
@habtomghere9365 Жыл бұрын
Qinat ente tefetiru shewhatka u dkfet mish
@segenm950
@segenm950 Жыл бұрын
ሱዳን ዘይሐስብዎ ረኪቦም እቲ ዝሐለፈ ረሲዖም ??ኣብ ዳርፎር ዝነበረግፍዒ ቀሊል ኣይኮነን ህጂ ግን ከም ኡክራይን ሩስይን ኢያትመስል ዘላ
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 Жыл бұрын
ትጋገይ አለካ ፋኖ ናይሱን ከይኮነ ወያኔ ናይሱዳን ኢዩ
@danieltesfay5299
@danieltesfay5299 Жыл бұрын
Ketnbb kelka lemmm ayetbl gize werkie eue ko😂
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 Жыл бұрын
እብ ኢስራኤል ንልዕሊ 12 ዓመት ክቅመጥ ከለኩ ኣብ 2007 ውርሒ 12 ዕለት 25 ኣብዝነበረ ናይ ስድተኛታት ሰላማዊ ሰልፊ ቀዳማይ ዝተሰምዕ ድምጺ ናይ ምዕራብ ሱዳን ዳፉር ስደተኛ እዩ ::ንምንታይ እቲ ዝነበረ ጨፍጫፍ ብዑመር በሽር ዝድገፍ ብብዝሒ ብእሰላማዊ ሰሜናዊ ስዳን ዓረባዊ ዘርኢ ኣሎኒ ዝብል ጃንጃዊ ምልሻን ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ኣብ ልዕሊ ዳፉር ጸለምቲ ደቂ ኣባት እመንቲ ክርስትና ምካኑ እዩ እብቲ እዋን ሓቲተ ዝረከብክዎ እኩል መልሲ :: ስለዝ ይዝከረኒ ኩሎም ዝነበሩ ስደተኛታት ዋላ ካብ ሰሜን ሱዳን ዝመጽኡ ዳፉር ኢና እዮም ዝብሉ ዝነበሩ እቲ ዝገርም ግን ዝነበሮም ምክብባር እዝዩ የቅነኤካ ዳፉራዊን ውሑዳት ክነሶም ብናቶም ኬዝ ኩሎም ሱዳናዊን ኣልፍ ካምሽ ምኦት ዝብል ናይ ስርሕ ወረቀት ሒዞም ኣብ ዝሓበርክዎ ግዜ ካብዝ ሰዓት ጀሚሮም ካብ ኤርትራዊ ብዝሓሸ ይራኣዩ ኔርም ዝነበሮም ምክብባር ድማ የቅንኤካ ምስቲ ዝበጽሖም በድል ካልእ ኢካ ትጽበ :: ብዝኮነ እቲ ኣቀራርባካ ጽቡቅ ቀጽለሉ ፍናን ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ ::
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Жыл бұрын
እስላማውያን እዮም ንደቀባት ጸለምቲ ኣጽኒቶም ብዓረብ ብእስልምና ይትክእዎ ኣለው
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
አዚ ህሙም ህብረት ኣፍሪቃ ዝብልዎ ስማዊ አምበር ንህዝቢ ኣፍሪቃ ዝጠቅም ስራህ ሰሪሁ ኣይፈልጥን ፥ህዝቢ ሪዋንዳ ብጆነሳይድ ሚልዮናት ክሃልቅ ስቅ፥ኣብ ዳርፉር ብትውልዲ ኣረብ ኣለና ዝብሉ ዘይኣፍሪቃውያን ኣአራብ ኣብ ገዛአ መረቶምን ሃገሮምን ብጃንጃዊን ብዝጽዉኡ ጀሃዲስት ሰረቅቲ ኣብ ልአሊ ኣፍሪቃውያን ህልቂት ክፍጽሙ ከለዉ ሰቅ ስቅ ህጂ ድማ ጸለምቲ ክንሶም ብኣጉል አስልምናዊ ህማም ኣአራብ ክመስሉ ኣብ ልአሊ ጸለምቲ ሱዳናውያን ብኣረብ ኢና ባሃልቲ ( ኣቢድ) አናተባህሉ ዝጽዉኡ ገጾም ፋህፊሆም ጻአዳ ጨርቂ ጠምጢሞም ናይ ሺፍትነት ስራህ ዝሰርሁ ኣቢድያን አስላም?አንታይ ክባሃል ይካኣል ፥ኣፍሪቃዊ ምንነት ገዲፍካ ጸሊም ኣራብ ንክትከውን ዘክአልካ ምክንያት አንታይኮን ይከውን?
@robelwerken2818
@robelwerken2818 Жыл бұрын
ሪኢቶና ተንብቦ ተኮንካ ሪኢቶና ክንህብ። ክትንብብ ከለካስ ኣንታይ ኢካ ለምጠጥ ትብል ከም ዕቡያት ኣስልቻዊ ኮይኑ ፖሎትካ ኢካ ትትንትን ዘለካ ፍቅራዊ ዛንታ ኣይኮነንን። ካልእይ ናብ ሓደ ወገን ዛዚካ ናብ ኣል ቡርሃን ። ኣብነት ክትህብ ከለካ ብፋኖ ተጠቂምካ ን ፋኖ ከተናኣእስ ፈቲንካ ።ፋኖ ኮነ ቂሮ ኮነ ወላ ህዋሓት ወላ ህግደፍ ናይ ፖለቲካ ረበሽትን ዘረፍትን ኢዮም ። ፈሊካ ንሓደ ምህራም ግደፍ ትብዕ በል። ተጋሩ ዝፈተኩሞ ፈተክዎ፡ ተጋሩ ዝጸላእኩሞ ጸላእክዎ ኣይትኩን እዚ ወዳሓንካ ።
@joemes6432
@joemes6432 Жыл бұрын
Stop playing music are we going to hear you talk or we gonna listen to the music I never seen anything like this except you guy's
@destalemgebre7157
@destalemgebre7157 Жыл бұрын
If u like Eritrea &eritreans pls be carefull of u speak&write. Eritrea is no the way u like she is the way eritreans they like....
@zekariassolomon1048
@zekariassolomon1048 Жыл бұрын
ተንቲነ ክኢለ ኢልካ ፡ ዝዕድለይ ኢልካ ምድርጓሕ ዲዩ ? ወላስ ምስ ገለገለ ናይ ሎምዘበን ፖለቲካዊ ሕማማትካ ዝተታሓሓዘ ? ነዞም ብጃንጃዊት ዚፍለጡ ጉጅለ ፡ ብኣዝዩ ጭካነ ዝመልኦ ግፍዕታት ዚፍለጡ ወንጀለኛታት ገይርካ ድሕሪ ምግላጽካ ፡ ከመይ ኣቢልካን በየናይ መዐቀንን ኢኻ " ናይ ሱዳን ፋኖ " ኢልካ ዚመሰልካዮ ? ? ?
@sursura826
@sursura826 Жыл бұрын
Bravo wela ane kemu kibl deliye xenihe kemzom nay hmeti aditat ztechechefe yelen omer albashir eyu kemu temikuwom
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 Жыл бұрын
ሃሳዊ አሎ ድዪ እዚ ስብአይ
@tesfomteklewoldetnssae9522
@tesfomteklewoldetnssae9522 Жыл бұрын
መረጋገጺ ንሓበሬኻ እንታይ መርትዖ ኣለካ? እንተኾነኸ? ተኣሪመ ንሃገረይ ክኽሕስ'የ እንተበለኸ እንታይ ጸገም ኣለዎ?
@redsea9757
@redsea9757 Жыл бұрын
እቲ ኣናብባኻ ከሰልቹ 🙉
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 Жыл бұрын
Kid tekewel Hasawi junta waHid . Guhaf
@destalemgebre7157
@destalemgebre7157 Жыл бұрын
If u like Eritrea &eritreans pls be carefull of u speak&write. Eritrea is no the way u like she is the way eritreans they like....
@destalemgebre7157
@destalemgebre7157 Жыл бұрын
If u like Eritrea &eritreans pls be carefull of u speak&write. Eritrea is no the way u like she is the way eritreans they like....
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 77 МЛН
ጨርቂ ኣሜሪካ ዘደርበየ ስጉምቲ ስዑዲ ዓረብ
28:31
ኤፈል ታወር 2 ግዜ ዝሸጣ ተኣምራታዊ መታለሊ
19:29
Red❤️+Green💚=
0:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 65 МЛН
БУДЕТ ЗНАТЬ КАК ОБИЖАТЬ БАБУШКУ
0:18
МАКАРОН
Рет қаралды 2,1 МЛН
One Two Buckle My Shoes 2 ! #spongebobexe #shorts
0:20
ANA Craft
Рет қаралды 33 МЛН
DO YOU HAVE PARENTS LIKE THIS?
0:19
dednahype
Рет қаралды 8 МЛН
NEW MAFIA EPISODE INCOMING 🖤
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 10 МЛН
Кошкокрад и котики #юмор #рекомендации #прикол
0:31